Good report Zaki. Let's unite Eritrean in diaspora as inside the country do live side by side as brothers and sisters. Let's unite brothers and sisters❤🇪🇷🙏🏾💙✝️let not politics difference divide us or hate each other
I think we should put a cup to the donation/fund, because our fight against to our Country's dictatorship is FAR TO LONG and more battle is in the future. I'm afraid the justice seekers might burn out if we get excited too soon. Victory to BLUE REVOLUTION!
donorbox.org/the-blue-revolution-2?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR2b0MwMK8YvySc9g2bfjYSHU8GVPd7D8MOHINCrvPPlSjfTn9E1hULsvic_aem_AQA71d9dD9YIFok6JlweV1dbCLcq0nhi7XhK_I5aGwvUgRC7QCeX7ntUZY5OZUju9ahnkgukiE6LlF__CJBb6lVA
መግለጽይ ዝሰአንኩሉ ህዝቢይ❤
ትግርኛ ዓሻ ቀታል ሐው 😭😭😭😭
Esyas shtan kemu keknu ftreu
ዘራጊ ማይ እንኮሎ ጹሩይ ማይ ነይስተ። ሓድነት ጥምረትና ሕጂ ኢዩ ዘደሊ።
ንምንታይ እሞ ኣነ ነዚ ህዝቢ ዘይስዋእ ተሓቢነ ኣሎኹ ህዝበይ ንኺድ ጥራሕ ዓወትና ብቕልጽምና።
ጥምረትና ዋሕስ ዓወትና ዳግመ ህንጻ ኤርትራና።
ኣጆና ዓድና ክንምለስ ኢና:: ቃልስኻ ኣብ መጨረስታ ከነብፅሖ ኢና :: ይብራህ ንዘልኣለም ይብራህ:: ኣብ ሕቑፊ ኣብርሃም የዕርፍካ:: 💙💙💙👑👑👑
ንስድራቤትን ደቁን ሰበይቱን ጽንዓት ይሃቦም እዛም ገበርቲ እከይ ባራዩ ናይኢዶም ዝረኽብላ ሩሑቕ ኣይክትከውንን እያ💙💎💙
ኦ ኣምላኽ ስለ መንአሰይ ማሓረና 🙏🙏🙏
ክልተ ግዜ ክስዋኣሉ ዘተባብዕ ህዝቢ❤
ዓሕሕ ኣቱም ህዝቢ ዓሊና ኣለና ካብ ኣምላኽ ንመለስ ንሰላም ንድለያ ንሰዓባ
ኦጎይታ ለባማት ዓረቅቲ ኣትስኣልና ግጽካ ምለሰልና እባ ብወድኻ ብኢየሱስ ክርስቶስ ይልምነካ ኣከኹ😢😢😢
አዝዩ ረዚን መልእኽቲ እዩ::
እወ ነቲ ጅግና ነ/ር ተስፋልደት መሓረና እውን አምጺኻዮ::
Zack you are Great.
ንባህልናን ንክብርታትና እንድዩ የብርስ ዘሎ እዚ አረመኒያዊ ስርዓት ህግደፍ
እንታይ እሞ እቲ ክንሱ ሓደ ግን ክንዲ 10 ጥዑም ባህሪኡ ንጹር ዕላምኡ ንኡስ ዝዕድሚኡ ንሓዋሩ ጠፊኡ😢😢😢
ፍሽኽታ ውን "ዩ" ኣመልና ክሳብ ዝሰምረልና ስንኻ ምንካስ እንበር የዒንትኻ ምንባዕ ኣየድልየናን እዩ 💪💪💪💙💙💙
ቴስ ሐዋይ መዘኽርታ ገዲፍካልና መቃብርካ ትለምልም ጌታ ምሱኡ ይንብርኻ አቅራቢ እንተዘይተጋጊየ ተስፍአለም ማሐረና ድምፂ ናቱ
Thank you, zekarias delay selam ❤
ትምክሕቲን ሓድሕድ ቅትለትን ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ ስራሕና ፈጣሪ ጸሊኡልና ናይብሓቂ 😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓው ዛኪ ንዓኻውን ክብሪ ይሃብካ ስለ ኩሉ ተወፋይነትካ
ነዚ ህዝቢ 'ዚ ወላ ዓሰርተ ግዜ ትወድቀሉ ዕድል ዘይህብ ኮይኑ እንበር 💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪
Thanks
ተመስገን ካሓስዋስከ❤❤❤❤❤❤
Good report Zaki. Let's unite Eritrean in diaspora as inside the country do live side by side as brothers and sisters. Let's unite brothers and sisters❤🇪🇷🙏🏾💙✝️let not politics difference divide us or hate each other
First free G-15. before you demand unity
Hzbey lewah tehabinelqa zewxaekmo ytekealkum ❤️‼️. ety zehgus etom nbezh lewhatn xruyat lbin frhat egzeabher zelena hawna bmoraln beconomn mhgaz nfetu méléna bmkuana BTAEMI yhguseni ❤️✊ . (Nay tom wuhudat chekanat kea dahan 😕 nklu seat alewo❌❌❌🟥☝️ ). Zaqi hawey kberr nber abo hzbu eika Egzeabher metawqa muxaeqa yhallu❤️🙏🙏🙏.
ውልቀ መላኪ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገርና ከይኣክለና ኣብዚ ስደት ደድሕሪና መጽዩ ከጽንተና እዋይ ጭካነ ኣብ ሓውካ 💔💔💔😭😭😭💔💔💔💔
Good job Zekarias and thank you
WELCOME BACK ZAKI ❤❤❤❤
ኣሕ ሓወይ😭😭😭
Welcome back mestyat Betna good job keep going ❤❤❤
Zaki hawey hlnawi 💙💙💙Nhawena mengsete semay ywarso💔💔💔😭😭😭Nkulome sdrabet xnat yhbe🙏Nkuluna deleyti fthi wen xnat yhbena🙏
ፅንዓት የሃብኩም 😭😭😭
ብራቮ ዛኪ፡ ክወግሕ'ዩ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ/ኣለና
እፍፍፍፍፍ ዋይ ሐወይ ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭
ሓቀኛ ሚድያ መስትያት ቤትና እግዝኣብሄር ይባርካ ሎምን ልዘላለምን ኣሜን ❤❤❤
ኤህ ደኣ ህግደፍ ሲ ምንባር ከሊእዎ ነዚ ህዝቢ ህግደፍ ክጠፍእ ሓቢርና ንቃለስ ምጥፍኡ ዉን ኣይክተርፎን ኢዩ
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💔😭😭
Wedey wedey wedey wedey eseke Amlak abe mengste semay yewarska zewdey 😭😭😭😭😭🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
😭😭😭😭
ዓሕ ህዝበይ ክንድዚ ሓቦን ኒሕን እንታይ ሞ ዓይነታዊ ኮንካ♥️🖤💔😭
💙💙💙🙏🙏🙏
💙💙 btaemi zehgus
1 Peter 3 ትግ - 1ይ ጴጥሮስ
10-12: ኣዒንቲ እግዚኣብሄርሲ ናብ ጻድቃን እየን ዚርእያ፡ ኣእዛኑውን ናብ ጸሎቶም እየን፡ ገጽ እግዚኣብሄር ግና ነቶም ገበርቲ እከይ ይጻረሮም እዩ እሞ፡ እቲ ህይወት ኪፈቱ ጽቡቓት መዓልትታት ከኣ ኪርኢ ዚደሊ፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡ ከናፍሩውን ተንኰል ከይዛረባ ይኸልክል። ካብ እከይ ይዝበል ሰናይ ከኣ ይግበር፡ ንሰላም ይድለያ ይስዐባውን።
ኣምላኽ ይባርኽካ መስትያት ቤትና
ናብ ኣምላኽ ንመለስ ኤርትራውያን
ጽቡቕ የለናን።
ንስድራ መዋትን ኩሉ ተቓላሳይ ንፍትሕን ጽንዓት ይሃብ።
👍👍👍👍
ኣሕሕሕ እዎይ ሓወይ R.I p
💔💔💔💔💙💙💙💙
ትግራዋይ እዬ ደጋፊ ደለይቲ ፍትሒ እዬ ስለዝኮነ ከዓ ንነፍስሄር ሓውና ስድራ ኣብ ዝዋፃዕ ሓገዝ ክሕግዝ ስለዝደሊ ሓበሬታ ሓብሩና
❤️❤️❤️❤️
Akeleguzaye tegaru deyome ???
💔💔💔💔😭😭😭😭😭
ብሉጸይ ቕሰን 💔💔💔
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ሓውና::
መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ:
እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ::
እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ ዕላማ ምኻኑ ተረዲእና : ብስም እዞም ጀጋኑ ብጾትና ናብቲ ገዚፍ ዕላማና ከነማዕዱ ይላቦ::
ወዲ ኣከለ ዘይከብረላ ኤርትራ ገደል። ትእቶ ግዲ?
Bselam eref 😭
😭😭😭😭💔💔😭😭😭☝️
😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙
💔💔🙏🏼🙏🏼🙏🏼😭😭😭
💔💔
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
ኣሕ ወዲቕናዮ ዘለና ውድቀት………
xinat yhabena nikulu afikeritu 😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤
🍀✅🍀✅✅✅✅✅✅
ሓወይ ናተይ ልቢና ተሰቢሩ እኮ😢😢😢
I think we should put a cup to the donation/fund, because our fight against to our Country's dictatorship is FAR TO LONG and more battle is in the future. I'm afraid the justice seekers might burn out if we get excited too soon.
Victory to BLUE REVOLUTION!
አዚ ኩሉስ ኣይግበአካን ህዝበይ 😢😢😢
😭😭😭😭😭
💙👍🏻💙👍🏻💙💙
😢😢😢😢😢😢
Wedeyyyy mearey
Way hawey 😭😭😭😭
ምእንቲ ጎረቤቱ መይቱ
Tigray tigrigna endabelu tegaru hneom yfedyu alewu gena mknay trah nay wufuyy ka kemziea ala hanty maalty
ውዱቅ ሰብ ሃገርካ ከመይ ከምደላ ሲሂትካዎ ማለት ዲዩ? ደንቆሮ ኡብ ስደት ክትበሊ ኢካ።
Kemey zbeluka resah eka wedey.hawuka kikihdeka si geben eyu.aytesekorekan alo malet eyu
@@tirhasmebrhatu8963
Miktal elamakum eyu, gin kittefeu eikum
👍👍👍✌✌✌🙏🙏🙏
💙💙🌿💙💙🌿💙💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Rip
😢❤🇪🇷😭
Egzio meharena kirstos 😢😢😢
ኤርትራዊ ምኻንካ m3ብዛሕቲኡ ጊዜ የሕዝነን እንድዩ,, ሕጂ ሕጂ ግን እርትራዊ ምኻነይ ደስ ይብለኒ, ኤርትራዊ ግን, ዓማጽን ዘይ ፍትሓውን ደይ ኮነስ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ,, ደላይ ፍትሒ ምኻነይ ይሕበን,, እንተ ህግደፍ ግን ዓመታት ሓንጎለይ ተጻዊቶምሉ ኤርትራውነተይ ኣጽልኦምኒ ነሮም,, ሳላ ቡሩህ መጻኢ ኩሉ ፈልጠዮ, መጻኢና ቡሩህ ዩ
Amelake mehret yewerdelna
Betami eyu zehzen tsnat yebkom sedrabt😢😢😢😢😢
ምስትውዓ ይሃቦም
MENESEYAT BSENKI HGDEF/ISEYAS NORTH TEGHARU BAHLUN SNEMGHBAROMN RESEOM EYOM.
Aseyyyy ajokum nihna kea b xelot ab gonukum alena .
Kuburat yehwat [ dequn beati betun ] ab whus bota ksab zibetshu kinkebakebom yilabo mengste semay yewarsaka 😢😢😢 wedi werqu
Even the time not late,before come worst and worst
የሕዋት ኣሓት፡
ሓውና ኣምላኽ ብምሕረቱ ዪቀብሎ፡ኣነ ኣዚየ ሓዚነ፡ምኽንያቱ ኣብ ዘለናዮ ስደት ኮይና ብሰላም ክነብር ዪከኣል እዩ፡
ተቃዋማይ ደጋፋይ፡ዝበሃል ኩሉ ዘምጽኦ ለውጢ የለን፡ተዝከዉን ቀደም ልውጢ ምምጻኹም
ስለዚ፡ፍልልይ ክህሉ ብግዲ እዩ፡ግና ከም ለባማት ኣብ ጥውላ ጉዳይ ይፍትሕ እይ፡
ዝበኣስ ሰብ፡ፖለቲከና ክከዉን ኣይክእልን ምኽንያቱ ፖለቲካ ርእሱ ዝኽኣለ፡ምህሮን ኣፍልጦን ዘድሊዮ እንበር፡ቅልጽምን እምንን በትርን ሒዝካ ኣይኮነን
ስለዚ ንጠንቀቅ፡ዘወጽእ ሽግር ከነእቱ
ኣምላኽ ህዝብናን ሃገርናን ዪባርኽ
Merir gize ab meret zeywdk kalattttt 😂😂😂😂😂. Eritrea lewhlna yakl belna 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከም ወትሩ ንኣቀራርባን ኣገልግሎትን መስትያት ቤትናን እና እመስገንኩ ገል ክብል። ግብረመልሲ ናይዚ ቅትለት ደላይ ፍትሒ መንእስይና ይብራህ ኣፎወርቂ ካልእ ኤርትራዊ መንእሰይ በዚ ዓይነት ግፍዓዊ ገበን ከይቅተል ምግባርዩ። እቶም መሪርዎም ተላዒሎም ዘለዉ መንእሰያት ክዕወቱ፥ እዚ ምፍሳስ ደም'ዚ ደው ክብል እቶም ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ክቃለሱ ዝጸንሑ መራሕቲ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ኣብ ሓደ ጽላል ተጠርኒፎም ሓደ ኣመራርሓ ክፈጥሩ ምስ ዝኽእሉ እዩ። መራሕቲ ፖለቲካውን ሲቪካውን ማሕበራት ኤርትራ ንስድራቤታት ናይዞም ግዳያት መንእሰያት ክድብሱ እንተኾይኖም ሰነዳትን፡ ኣእዳውን፡ ኣእጋርናን፡ ኣእምሮን፡ መንፈስን ትካላቶም ኣብ ትሕቲ ሓደ ጽላል ባይቶ ተኣኪቡ ምስ ዝመክር ጥራይ እዩ። እቶም ነዚ ዕላማ'ዚ ኣብ ኣስመራ ኬድና፡ ምስ መንግስትና ኴይንና ጥራይ ኢና ከነተግብሮ እንኽእል ዝብሉ ኣባላት ሳልሳይ ማዕበል ውድባት ከኣ፡ ነቲ ብሃገራዊ ሓድነትን ውዕልን ጽላልን ሓደ ኣመራርሓን ኣቢልካ እዩ ዝፍጸም ዝብሉ ተቓለስቲ ውድባት ካብ ምዕንቃፍ ተቖጢቦም ቲኬቶም ቆሪጾም እንተተዓዝሩ ንቓልሲ ኣዝዩ ዘቃላጥፍ ምዃኑ ክንገሮምን ክፈልጡን ይግባእ። ነቲ ካብ ዓዲ ሃሎ ብዘይ ደብተር/ዴስቱር ብሓደ በትሪ ዝኹብኰብ ሰዓቢ፥ ብሓደ መኺሩ፡ ብናይ ሓባር ውሳኔ ብሓደ ዲሞክራስያዊ ቻርተርን ኣመራርሓን ክመሓደር ዝብገስ ንቑሕ ህዝቢ ምስ ዝፍጠር ጥራዩ። ዎደሓንኩም ልቢሃብኩም!
Yibrah is the Torch 🔦 of Liberty🗽
😭🍉😭😭😭😭
Netom ketelti hawna ashmatom gelixna Keteltin sdraomn halafnet kenesekmom ygbae
😢ብላሻት
Antay amo yabs ztefae ms tefae
Abet cikane gn slemntay fthi nizbele mkital😢😢😢
Eti hune kfude eu baeley aleku
Meste aykonen, sednet, tenkol, keni, eyu.
እዞም ቀተልቱ ተባሂሎም ተኣሲሮም ዘለዉ ይንዋሕ ይሕጸር ወላ ድሕሪ 40 ዓመት ማእሰርቶም ወዲኦም ይውጽኡ ሓንቲ ምዓልቲ ክጸንሑ የብሎምን ካብ ሕጂ ንኔው ደም ብደም ኢያ ምስ እዚኦም በራዩ።
😢😢😢😢 1 Peter 3 ትግ - 1ይ ጴጥሮስ
10-12: ኣዒንቲ እግዚኣብሄርሲ ናብ ጻድቃን እየን ዚርእያ፡ ኣእዛኑውን ናብ ጸሎቶም እየን፡ ገጽ እግዚኣብሄር ግና ነቶም ገበርቲ እከይ ይጻረሮም እዩ እሞ፡ እቲ ህይወት ኪፈቱ ጽቡቓት መዓልትታት ከኣ ኪርኢ ዚደሊ፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡ ከናፍሩውን ተንኰል ከይዛረባ ይኸልክል። ካብ እከይ ይዝበል ሰናይ ከኣ ይግበር፡ ንሰላም ይድለያ ይስዐባውን።
Guhika zeywdae u natnas😢😢😢😢
ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝን ከም ህዝቢ ትሓዋዊሱና እኮ ሕጅስ ኤርትራውያን ንኸይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኢና ነቶም ቀተልቲ ኢዶም ኣይስኣኑ ቃላት ሲኢነሎንም ነዞም እታ ስድራ ከይትዝክትም ብዝተገብረ ሓገዝ ግን ብጣዕሚ ደስ ይብል ዛኪ ከኣ ከም ወትሩ ብትገብሮ ነመስግን
Selam yemtelna zaki hewey anbesa yekenyelna naykulu tgebrelna