ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጋዚጠኛ ነሽነሽ ብጣዕሚ እየ ዝድነቀካ ቀፅለ ሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣቀራርባ ኩሉ በኣግባቡ ስለ ዝተመፀአልና ብጣዕሚ የመስግን 🙏💙💙💚💚
ተጋሩያ ንሕና ኩሉ ግዘ ኢና ንቁነን ስቁልኪ ነዓና ምሰሊ ደኣ❤
Bravo Dahlak,, Thank you Neshu yes love and respect with all people
ኣምላኽና ሰባት ሕረዱደቂ ሰባት ንዘልኣለም እሰሩደሓር ነጸላ ተኸዲንኩም ቤተ-ክርስትያን እተው ኣበለን
Hemam barayuo fawse yebulun
እዞም ኣቦ ሓቂ ተዛሪቦም ክብረት ይሃበልና ሰለዚ እዞም ምሰ ኣምሓራ ወይ ደንብያ ፍቅሪ ዘለኩም ኪዱልና ናብቲ ዝመጻኹምሉ 😅
እዋእ እቶም ቅድሜኪ ጸሓይ ዝርኣዩ ኣቦ ንሕና ብደንብያ ኣቢልና ኢና መጺና እንዳበሉስ እንታይ ስለዝበሉ እዩ ነዚ ህዝቢ ተዋርድዎ ትብሊ ዘለኪ ሞኒካ ወለዶካ ምንጋርሲ ነውሪ ኮይኑ።
ነሹ ዓይነይ ዝፈትውካ ❤❤❤🎉🎉🎉
💙💙💙
I have been Asmara I saw this building it's was amazing near halibut hospital
Welcome Neshnesh
Neshnesh qesheyu
Shabeya kay tefeaka wala hant zemhayesh yelen
ነሹ ሰላም ንዓኻ ይኹን ናይ ዳህላክ ቻለንጅ I love it . ነቶም ለይቲ ዘይንረኽበካ እቲ ናይ ኘሪመሪ ላይቨ ኮመንት ከም ዝዕጾ አይትግበሮ ርዕይቶታት ተኸታተልቲ ክንዕዘብ የቀንየለይ .
Eshi ኩፉት ክገብሮ የ።
ሙጾታት ክትጽውዕ ደኣ እምበር እዛ ከንፋር እዚኣስ ባህሊ ከተላሊ ኣኸር ዘመን
ጎሓፍ ጨናዊ፡ ብላሽ ፍጥረት።
Dr DAHLAK Mekebi seb eyu abu keleki business tigebrii online do mekteni do. Neshu tinkiff abila nezia business keytixawetelen 😂😂😂
ነሹ ርሁስ ኣውደኣመት ይግበረልካ
🙏🙏🙏
Neshinesh hawey mukur
ሞንኒካዊት ደምቢዊት አምሐራዊት ትም በሊ
Neshu new bela eza Dahlak tibehal seb
Anes edika enda ankesakeska kitzareb keleka aboy yzkereni edu haf enda bele u zzareb niere. ❤ nesu
ነሹ ኣርእስቲ ርኢና ጥራሕ፡ ካብ ዳህላክን ሞኒካን ንመሃሮ ስለዘየለ (ብዘይካ ጸርፍን ጨለነትን) ላይክ የለን
Very good challenge Dahlak 💙
ክክክክክክ እዉይ ሲሞይ ኣዘኪርክኒ መጀመርያይ ጠኒሰይ ክምርመር ኢለይ ደክቶር ክዳንኪ ኣዉጽእዮ እልኒ ኣየዉጽእን ጥረሐይ ክርእየኒ ኢለዮ ሰብኣየይ ስሒቅኒ 😂😂 ብዝኮነ ነሹ ዓይነይ የቀንየልና❤
ደምብያ ናይ ቅማንት ደም ናሰተየ ዝነብር አጋንንት ዝመለኦ ወረዳ'ዩ።
Denbya qmant eyom Denbya malet qmant eyu::
ኣዘኪርካኒ፡ ዝተቐጥቀጠ ብዕራይን ትሕረስ ላምን ሕዛእቲ ክበሉዑ ይፍቀዶም ነይሩ
Sheytan aynasahnyu eseyas dabliyosyu
Semenawi qeyh bahri rsti tegaru Enber rsti denbya aykonen beluley naza munik denbya amharu eyom qanqa tgrina lemdom nbarnet zmetsu eyom
አርቶዶክስ ዬም ዘሳድድን ዝጻርፋን ንካልእ ሃይማኖታት
እዞም ሰባት አወዳት ጥራይ ድዮም ወሊዶም? ዶስ ጓለንስቴይቲ አብ ቁጽሪ አይትአቱን እያ እዝአ ነቦታትና ዓገብ ንብል አለና.
Ab Canada Kia ane aleku doctor nay neshedsh wekiel
Nishy haway natey 😊❤
ዋእ አምሓሩ ክአ ቅኖ ፡፡
❤❤❤❤❤
ነሹዋይ❤🎉🎉😊
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Dahlak ! kenfer merfe mewgae ke bahlena diu ?
እዚ ተስፍየስ ኣዝዩ ብሉጽ መንእሰይ ኢና ከሲርና ኣነስ የሻቕለኒ ብሰንኪ ናትና ሕምቀት ዝዓረፈ ኮይኑ ይስምዓኒ። ናይ ብሓቂ ሰብ ከሲርና ኢና።
🎉🙏💜
"ጥራሕ ድፋዕ በየነይቲ ሸነክ ትሕሸኒ እሉ ቦታ ይመርጽ ከይህሉ"
😂🙏
እዚ ምስ ሰልጠነ ዝዛረብ ዘሎ ሓደ ካብቶም ተንኮሎለኛታት ኣምስሉ እዩ.
ኖ ተጋጊካ ኣለካ
Emo ab semay dengola zeyele
💙🌿💙🌿💙🌿
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Neshu. Shikorrr❤❤❤❤
Alem mehtson 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙💙
💝🥰💝💝🥰
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Zeytebahle aytedgem. N Dahlak bahli abalasheya zebele yelen! ( neseka elka deka?
Wela kab America ayfkedin eyu citizen ms konka eyu zfkedeka hatati euquba ente koynka
Challenge sene hasab enber degawi aykonen
እታይ ዳኣ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ታፕታፕ
ነሽነሽ ሓወይ ኣብ ካምፓላ ጤል ክንደይ ይሽየጣ ይኹና internotinal ጋዘጠኛ ስለ ዝኾንካ እየ ዳምዳም ኤልካ ንገረኒ
😂😂
Neshnesh shekor anes kfetweka meat ye abzi nay sdet tsunkur hwt kab chinket netsa ye zkewn natka video dareaku❤❤❤❤
Thank you 🙏
Ewayy Wedi Rezan 😂😂😂
ነሹ ሓወይ ኣፍቲ ብዛባ ታሪኽ ዝበልካዮ ዝሰማማዕ እየ ኣብ ዩቱብ ኣቲየ ሓቀኛ ታሪኽ ክፈሊ ብጣሚ እየ ዝሽገር። የቀኒየለይ🙏
እታ ኤርትራ ሲ ካብ ኢትዮጰያ ምቅንጻል ዩ እዚ ኩሉ ጽልእን ቅርሕንትን ተፈጢሩ ዘሎ ዋላ እቲ ህዝቢ ገሊኡ ካብ ትግራይ ገሊኡ ድማ ካብ ኣምሓራ በቃ ካብ ኦሮሞ የለ ካብ ካሊእ ቢሄረሰባት የለን🤔 ብዝኾነ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና 🙏♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምበዛን ዓቢ ወረዳዩ ግን ስለምንታይ ደምበዛን ተባህሉ ካብ ደምብያ ዝመጽኤ ሰብ ኔሩ ንሱ ድማ ሰባት ቀትሉ ብደም ይሕተት ስለዘነበረ ካብ ዓዱ ስለምንታመጽእካ ምስ ተባህለ ደም ብዚሕኒ ከይቅተል ፈሪሄ ኢየ መጽኤ ኢሉ መልሹ ብድሕሪ ዚነቲ ከባብ ድምበዛን ኢሎም ሰሜሞ ኩሉ ቦታ ብገለ መበገሲዩ ዝስመ ሕጂጥራይ ኢኻ ኣብ ገዲሊ ዘውጽኡ ኣስማት በዝሖም ኣለዉ ከምባዓል ቦሊቦል ፋርኔሎ ዝባሃሉ ኣለዉ ሰለዚ ኣስማት ዓዲ
ነሹዋይ ወናም 😮♥️እሙየ ሰሃቅ ቀትላትን 😁♥️
ኣፋ ቀይሕ ገራቶ ኣላ ረስዓቶ ካትኾዉን
Am born in Asmera don’t tell me jedida hawey thanks tekawami eka why Asmera kemzi koyena why USA aleka heseb wejab 😂😂😂
ነቂሓ እዛ ደርብራብ ከንፈር
ሓደርካ ነሹ ፡ እታ ሕጊ'ንዳባ ሎጎ-ጭዋ ኣበይ ክረኽባ እኽእል ፧
Facebook ወይ ዩቱብ ሕጊ እንዳ ባ ኢልካ ሰርች ግበር ኣመና ብዙሕ ቪድዮታት ኣሎ
Qonano zey nrekb kona eber btaemi xbuq
neshu neshu
ክልክ አትመጠልን
ጀዲዳ ፋራ... ብዛዕባ ኣስመራ ከላልየና ብጣዕሚ አዩ ዝገርም ንባዕሉ ኣስመራ ሪኡዋ ዘይፈልጥ ሲ መን አዩ ክሓፍረሉ ኣስመራ ደኣ ብጽብቅታ ዘይረኣያ ሕጂ ፈራሪሳ, ከፊኡዋ ኮላ ሪኡዋ ጽቡቅ ኣላ ክብልስ በየናይ ሞራል አዩ ።ምዃን ከኣ ሕጂ ስለ ዝርአያ ዘሎ አዩ ጽቡቅ ዘላ ዝመስሎ ዘሎ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Nayti bigerhu ztezarebe seb eya etahaki
ኣብታ ጀዲዳ ዘይፈልጣ ከተማ ኣስመራ እኮ IPhone ከም ዘለዋ 😂😂😂😂 ሓቢርና ኣሎ
Emo entay ena mo kigebir
Tnsi qola tray aykonenen ,ab kebdkha tihizo mistir wun tinsi yibehal ,Monika kea afqira nkitnegrena kebiduwa eya tenise ela ,afqaria mistefelte kea harisa😂😂😂😂
Higdef hasewuti yom
Hinklhinklitey eyu ezi welodo kab haki zirahake eyu kulu zitehanafetse eyu
Iseas genet teateyu shaytan wen genet katuwyu
13:40😂😂 moyte
Nshu sebeytey abyatni aknda ane teqonine aleku ykown diu😮
Abotatina da keytemaharu muhurat endiyom nerom tibeb nom zehabe da ni men hibu nay hiji gin dehan…….halifeya alokhu
😂😂😂😂 moyte wedi rezan mehrer
😂
😅😅😅😅😅😅
Ezom abo zaytegentsele metsahf eu ezi zihbo timhrti kitsahf eu zelewo behaqi
ቁኖ ነይ ኦሮሞ ኣምሓሩ ኣይኮንን ናይ ተጋጋሩ እዩ
Kkkkkk eway dembia hahaha eway kndey amet axaliekumna ms ahwatna abaeiskumna ezu kulu ametat ms yehwatna tegaru ab meret tigrigna atikum kab gonder haha 😂😂😂.
😂😂😂
Hirir ybelu ezom tsemokti tsilei
Neshu gdef dewlley eta nay leyti kteatu keleka kndelyeka dekimna 😂
Hiwet yebilomni
41:14 ነሺ መሕረር 😂😂
😂🥰
ነሹ ዳህላክ እኮ ቤንዴራ ሕወሓት እያ ጌራ ዘላ
ሞኒካ ደኣ ጓል ዘለቀሽ፡ናይ ኣዲኣ ኮይንዋ፡እንድድሽ ትብል ኣላ
😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤ዋእ ነሹ ጸጉርኻ ምቁናን ናይ ትግርኛ ጥራይ እዩ!❤❤❤ አምሓሩን ኦሮሞን ካልእ ብሄራት ዝምልከት አይመስለኒን❤❤❤ ሕጊ አድከመ ምልጋእ ቅድሚ ምጽሓፍ ንብዙሕ መዓልታት ጾይሞም ኔሮም ! ቅድሚ ህግደፍ ምምጽኡ አቦይ ንዝኾነ ሰብ ዝባን ሕጊ እንተ ኢልዎ ልክዕ ከምዛ ብገመድ ብሰንሰለት ዝተአስረ ከልቢ እግረ እግሩ ተኸቲልዎ ናብታ ናይ ዓድና ባይቶ ይበጽሑሞ ዋሕስ አትኪልዎን ቆጸራ ገይሩን ነናብ ስርሖም ይኸዱ! Remember ሽዑ ፎቶ ወይ ቪድዮ ማስረጃ ኢልካ ከይተቅርብ ሞባይልን ካሜራን አይነበራን❤❤❤
✅✅✅
ነሹ ዓርከይ ብዛዕባ እዚ ሕጊ እንዳባ ደጋግምካ ከተቅርቦ ተኪእልካ ጽቡቅእዩ ተወሳኪ ተረኪብካሉ ኣይምጸላእናዮን
ባርያ ኮንካ ምንባር ኢዩ እምበይ መምህር ነሽነሽ ከም በዓል እዚ ጀዲዳ ዝዓይነቱ ብፍላይ ደቂ ኣከሎጉዛይ ኣብ እስራኤል ዘለው ኣሕዋትና ግዳይ ይኾኑ ኣለው ስለዚ ኣሕዋትኩም ኣሕሊፍኩም ኣይትሃቡ እዚ መርገም ኢዩ ዝበሃል።
Artefishal zeybelu dea entay ketmesla kkkkkkkk
ካልእ ቁም ነገር ዘይገብራ : ባህልኻ ኣብ ሃገርካ ኢዩ ዝኽበር : ስለዚ እቲ ዝዓበየ ዕማም ነቲ ባህልና ከይነኽብር ናይ ስደት ግዳያት ዝገበረና ስርዓት ነፍርሶ ቅድም ! ደሓር ከኣ ካበይ ዝመጸ ጸጉሪ ዩ ብዘይ እርትፊሻል ክቁነን ::
😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kab mhir nska mstwealka guday hbri xelim eko nhna keyahti zeymlketena knestebhlelu jemirna 😂
ጋዚጠኛ ነሽነሽ ብጣዕሚ እየ ዝድነቀካ ቀፅለ ሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣቀራርባ ኩሉ በኣግባቡ ስለ ዝተመፀአልና ብጣዕሚ የመስግን 🙏💙💙💚💚
ተጋሩያ ንሕና ኩሉ ግዘ ኢና ንቁነን ስቁልኪ ነዓና ምሰሊ ደኣ❤
Bravo Dahlak,,
Thank you Neshu yes love and respect with all people
ኣምላኽና ሰባት ሕረዱ
ደቂ ሰባት ንዘልኣለም እሰሩ
ደሓር ነጸላ ተኸዲንኩም ቤተ-ክርስትያን
እተው ኣበለን
Hemam barayuo fawse yebulun
እዞም ኣቦ ሓቂ ተዛሪቦም ክብረት ይሃበልና ሰለዚ እዞም ምሰ ኣምሓራ ወይ ደንብያ ፍቅሪ ዘለኩም ኪዱልና ናብቲ ዝመጻኹምሉ 😅
እዋእ እቶም ቅድሜኪ ጸሓይ ዝርኣዩ ኣቦ ንሕና ብደንብያ ኣቢልና ኢና መጺና እንዳበሉስ እንታይ ስለዝበሉ እዩ ነዚ ህዝቢ ተዋርድዎ ትብሊ ዘለኪ ሞኒካ ወለዶካ ምንጋርሲ ነውሪ ኮይኑ።
ነሹ ዓይነይ ዝፈትውካ ❤❤❤🎉🎉🎉
💙💙💙
I have been Asmara I saw this building it's was amazing near halibut hospital
Welcome Neshnesh
Neshnesh qesheyu
Shabeya kay tefeaka wala hant zemhayesh yelen
ነሹ ሰላም ንዓኻ ይኹን ናይ ዳህላክ ቻለንጅ I love it .
ነቶም ለይቲ ዘይንረኽበካ እቲ ናይ ኘሪመሪ ላይቨ ኮመንት ከም ዝዕጾ አይትግበሮ ርዕይቶታት ተኸታተልቲ ክንዕዘብ የቀንየለይ .
Eshi ኩፉት ክገብሮ የ።
ሙጾታት ክትጽውዕ ደኣ እምበር እዛ ከንፋር እዚኣስ ባህሊ ከተላሊ ኣኸር ዘመን
ጎሓፍ ጨናዊ፡ ብላሽ ፍጥረት።
Dr DAHLAK Mekebi seb eyu abu keleki business tigebrii online do mekteni do. Neshu tinkiff abila nezia business keytixawetelen 😂😂😂
ነሹ ርሁስ ኣውደኣመት ይግበረልካ
🙏🙏🙏
Neshinesh hawey mukur
ሞንኒካዊት ደምቢዊት አምሐራዊት ትም በሊ
Neshu new bela eza Dahlak tibehal seb
Anes edika enda ankesakeska kitzareb keleka aboy yzkereni edu haf enda bele u zzareb niere. ❤ nesu
🙏🙏🙏
ነሹ ኣርእስቲ ርኢና ጥራሕ፡ ካብ ዳህላክን ሞኒካን ንመሃሮ ስለዘየለ (ብዘይካ ጸርፍን ጨለነትን) ላይክ የለን
Very good challenge Dahlak 💙
ክክክክክክ እዉይ ሲሞይ ኣዘኪርክኒ መጀመርያይ ጠኒሰይ ክምርመር ኢለይ ደክቶር ክዳንኪ ኣዉጽእዮ እልኒ ኣየዉጽእን ጥረሐይ ክርእየኒ ኢለዮ ሰብኣየይ ስሒቅኒ 😂😂 ብዝኮነ ነሹ ዓይነይ የቀንየልና❤
ደምብያ ናይ ቅማንት ደም ናሰተየ ዝነብር አጋንንት ዝመለኦ ወረዳ'ዩ።
Denbya qmant eyom Denbya malet qmant eyu::
ኣዘኪርካኒ፡ ዝተቐጥቀጠ ብዕራይን ትሕረስ ላምን ሕዛእቲ ክበሉዑ ይፍቀዶም ነይሩ
Sheytan aynasahnyu eseyas dabliyosyu
Semenawi qeyh bahri rsti tegaru Enber rsti denbya aykonen beluley naza munik denbya amharu eyom qanqa tgrina lemdom nbarnet zmetsu eyom
አርቶዶክስ ዬም ዘሳድድን ዝጻርፋን ንካልእ ሃይማኖታት
እዞም ሰባት አወዳት ጥራይ ድዮም ወሊዶም? ዶስ ጓለንስቴይቲ አብ ቁጽሪ አይትአቱን እያ እዝአ ነቦታትና ዓገብ ንብል አለና.
Ab Canada Kia ane aleku doctor nay neshedsh wekiel
Nishy haway natey 😊❤
ዋእ አምሓሩ ክአ ቅኖ ፡፡
❤❤❤❤❤
ነሹዋይ❤🎉🎉😊
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Dahlak ! kenfer merfe mewgae ke bahlena diu ?
እዚ ተስፍየስ ኣዝዩ ብሉጽ መንእሰይ ኢና ከሲርና ኣነስ የሻቕለኒ ብሰንኪ ናትና ሕምቀት ዝዓረፈ ኮይኑ ይስምዓኒ። ናይ ብሓቂ ሰብ ከሲርና ኢና።
🙏🙏🙏
🎉🙏💜
"ጥራሕ ድፋዕ በየነይቲ ሸነክ ትሕሸኒ እሉ ቦታ ይመርጽ ከይህሉ"
😂🙏
እዚ ምስ ሰልጠነ ዝዛረብ ዘሎ ሓደ ካብቶም ተንኮሎለኛታት ኣምስሉ እዩ.
ኖ ተጋጊካ ኣለካ
Emo ab semay dengola zeyele
💙🌿💙🌿💙🌿
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Neshu. Shikorrr❤❤❤❤
Alem mehtson
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💙💙💙💙💙💙
💝🥰💝💝🥰
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Zeytebahle aytedgem. N Dahlak bahli abalasheya zebele yelen! ( neseka elka deka?
Wela kab America ayfkedin eyu citizen ms konka eyu zfkedeka hatati euquba ente koynka
Challenge sene hasab enber degawi aykonen
እታይ ዳኣ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ታፕታፕ
ነሽነሽ ሓወይ ኣብ ካምፓላ ጤል ክንደይ ይሽየጣ ይኹና internotinal ጋዘጠኛ ስለ ዝኾንካ እየ ዳምዳም ኤልካ ንገረኒ
😂😂
Neshnesh shekor anes kfetweka meat ye abzi nay sdet tsunkur hwt kab chinket netsa ye zkewn natka video dareaku❤❤❤❤
Thank you 🙏
Ewayy Wedi Rezan 😂😂😂
ነሹ ሓወይ ኣፍቲ ብዛባ ታሪኽ ዝበልካዮ ዝሰማማዕ እየ ኣብ ዩቱብ ኣቲየ ሓቀኛ ታሪኽ ክፈሊ ብጣሚ እየ ዝሽገር። የቀኒየለይ🙏
እታ ኤርትራ ሲ ካብ ኢትዮጰያ ምቅንጻል ዩ እዚ ኩሉ ጽልእን ቅርሕንትን ተፈጢሩ ዘሎ ዋላ እቲ ህዝቢ ገሊኡ ካብ ትግራይ ገሊኡ ድማ ካብ ኣምሓራ በቃ ካብ ኦሮሞ የለ ካብ ካሊእ ቢሄረሰባት የለን🤔 ብዝኾነ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና 🙏♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምበዛን ዓቢ ወረዳዩ ግን ስለምንታይ ደምበዛን ተባህሉ ካብ ደምብያ ዝመጽኤ ሰብ ኔሩ ንሱ ድማ ሰባት ቀትሉ ብደም ይሕተት ስለዘነበረ ካብ ዓዱ ስለምንታመጽእካ ምስ ተባህለ ደም ብዚሕኒ ከይቅተል ፈሪሄ ኢየ መጽኤ ኢሉ መልሹ ብድሕሪ ዚነቲ ከባብ ድምበዛን ኢሎም ሰሜሞ ኩሉ ቦታ ብገለ መበገሲዩ ዝስመ ሕጂጥራይ ኢኻ ኣብ ገዲሊ ዘውጽኡ ኣስማት በዝሖም ኣለዉ ከምባዓል ቦሊቦል ፋርኔሎ ዝባሃሉ ኣለዉ ሰለዚ ኣስማት ዓዲ
ነሹዋይ ወናም 😮♥️
እሙየ ሰሃቅ ቀትላትን 😁♥️