Mestyat Betna | ስዉእ ይብራህ ኣፈወርቂ ሎሚ ሓመድ ኣዳም ይለብስ ኣሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2024
  • Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean TH-cam channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 207

  • @semeretesfalem8189
    @semeretesfalem8189 20 วันที่ผ่านมา +38

    ደምካ ንኸንቱ ኣይኮነን ሕድርኻ ከነተግብር ድማ ከይደቀስና ክንሓድር ኢና😓💔💙✊

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኩቡር ጅግና ወድና 😭🩵 ጽንዓት ንቤተሰብን ንፍትሕ ዝቃለስ ደቅ ኤረይ ደቅ ሕድር 🕯️💙 ወትሩ አብ ልብና 🩵🌹🕯️

  • @user-nr6vj4ts1u
    @user-nr6vj4ts1u 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ዕረፍ ቀሲንካ ደቅስ ወዲ ወርቁ ዓርከይ ገበርቲ እከይ ካኣ ናይ ኢዶም ክረክቡ እዮም 💔💔💔😢😢😢

  • @EriHome-fu2zq
    @EriHome-fu2zq 20 วันที่ผ่านมา +18

    ነዚ ጅግና ሓውና ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ይሃቦ። ሕጂ ክኣ ናትና ተቃለስቲ ስራሕ እዩ ከመይ ጌርካ ፍትሒ ይረክብ እውን ናትና ስራሕ እዩ ክኸውን ዘለዎ።

  • @yodittsegai3786
    @yodittsegai3786 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንሙላአት ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 20 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ንጹህ ዝፈሰሰ ደምካ ባዕሉ ሕነ ክፈደልካ ስለዝኾነ ቅሰን ጅግና ሓውና።

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 20 วันที่ผ่านมา +2

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
    ኣምላክ ብመንገዱ ገይሩ ምሕረት የዉርደልና

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 20 วันที่ผ่านมา +1

    "ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ፡ነቶም ብሕይወትና ኸለና ዝሞትና ኸኣ ኣምላኽ ኣብ ቅንያት ትንሣኤኡ ትንሣኤ ይዓድለና"

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey 20 วันที่ผ่านมา +4

    እግዚኣብሄር ንዝሞተ ሓውና መንግስተ ሰማይ የውርሶ ንዝሓዘኑ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ

  • @brhanghirmay5886
    @brhanghirmay5886 20 วันที่ผ่านมา +3

    ብሰላም ዕረፍ ንምሉእ ስድራበትን ብተሰብን ብርገድ ንሓመጹን ኣምላኽ ደበሳ እዮብ ይደብስ ጽንዓት ይሃብ 😢😢😢

  • @user-qx4on6il8t
    @user-qx4on6il8t 20 วันที่ผ่านมา +12

    ናይ ብሓቂ ድዩ ግን ክቅበር ኣነ ኮ ክሳብ ሕጂ ኣይቀበጽኩም ኣታ ጅግና ሓወይ 💔💔💔😭😭ደምካ ፈሲሱ ተሪፉ ማለን ዘበት ድምካ ብዕጽፍጻፍ ክንመልሶ ኢና💔💔

    • @BERHEMEBRHTOM
      @BERHEMEBRHTOM 20 วันที่ผ่านมา +1

      Hirr elnawe😭😭😭😭😭

    • @kebarynegash1006
      @kebarynegash1006 20 วันที่ผ่านมา

      Esle regieka hseb Neti qendi zqetelo telalikayo ok gn bshim degefti eyom ella zeqetillas hnemalet diyu behakatkum nzsimona nhseb Netom adizelewu sdra Hleylom ktketlkelaka adia zekr emo Nayti tqetlo adedma zekra jme zbejalko gnbarngnnar hizka hademerhetsi Nzelewo eyu Ezi falul tsirnafe menab kndmen hne tegeday ykewn

    • @kebarynegash1006
      @kebarynegash1006 20 วันที่ผ่านมา

      Esle regieka hseb Neti qendi zqetelo telalikayo ok gn bshim degefti eyom ella zeqetillas hnemalet diyu behakatkum nzsimona nhseb Netom adizelewu sdra Hleylom ktketlkelaka adia zekr emo Nayti tqetlo adedma zekra jme zbejalko gnbarngnnar hizka hademerhetsi Nzelewo eyu Ezi falul tsirnafe menab kndmen hne tegeday ykewn

  • @user-ts5eo2nl4b
    @user-ts5eo2nl4b 20 วันที่ผ่านมา +14

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓዉ🙏🏼፡ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ😭😭፡ ወትሩ ኣብ ልብና ኢካ ይብራህ ከምቲ ህግደፍ ክንደይ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣጥፉኡ ዝረስዖም ንከይንርስዓካ፡ ንደቅካ ከም ደቀና ርኢና ብፍቅሪ ከነዕብዪም❤ መብጽዓ ናይ ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ ክኸውን ይግባእ ክኸውን እዩ ድማ💙።

  • @awetbrhane3174
    @awetbrhane3174 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓውና ኣምላክ ብየማኑ ይቀበልካ ፡ንምሉእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ ፡እግዝኣቢሄር ኣምላክ ደምና ይውሕዝ ኣሎ እሞ ርድኣና 😭🙏

  • @SemharGhebreigziabher
    @SemharGhebreigziabher 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብሰላም ዕረፍ ሓወይ. ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ.

  • @zzantay3619
    @zzantay3619 20 วันที่ผ่านมา +3

    መንግስተስማያት የዋርሶ ንቤተስብ ጽንዐት ይሃቦም አምላክ

  • @jaymike4218
    @jaymike4218 20 วันที่ผ่านมา +2

    Rest In Peace. May God give strength to his family and blesa his soule.

  • @teklekidane9867
    @teklekidane9867 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ይሕዝን 😢

  • @LualAbraha
    @LualAbraha 20 วันที่ผ่านมา +4

    መንግሰረተ ሰማይ የዋረስካ ።ንሙሉአት ስድራቤት ፅንአት ይሃብኩም

  • @user-sh2su1lm9p
    @user-sh2su1lm9p 20 วันที่ผ่านมา +2

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ😢😢😢😢

  • @almazmhretab8371
    @almazmhretab8371 20 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ኣነ ጊዲ ሓወይ ናተይ ኣምላክ ምሱኡ የንብርካ ኣብዚ እሞ ኣይጣመካን

  • @tesfaybiniam6828
    @tesfaybiniam6828 20 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ😭 ጽንዓት ይሃብኩ ንመላእ ቤተ ሰብን ፈተውቱን
    እዛ ዓለም እኮ ተፍቅሪና ንኹላትና ትኣኽለና ነይራ እያ በስንኪ ዘይረቡሑ ሰባት ግን ሰላም ስኢና ፥

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 20 วันที่ผ่านมา +3

    ሐርብኛ ጅግና አቦ ፍትሒ አይሞዉትንዩ ታሪኩዩ ዝዉረስ ብስላም ዕረፍ ኩቡር ሐዉና 😭😭😭💔💔💔

  • @kanari476
    @kanari476 20 วันที่ผ่านมา +11

    Rest in peace my dear brother 😭😭😭

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar9389 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengete semay yewariso🙏🙏🙏💔😢

  • @user-vf2mj6rb1z
    @user-vf2mj6rb1z 20 วันที่ผ่านมา +3

    Rest in peace our brother 🙏 💔

  • @user-nd5zh2fq4p
    @user-nd5zh2fq4p 20 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢😢😢 ብሰላም ዕረፍ ።

  • @rubasebene3588
    @rubasebene3588 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብሰላም ዕረፍ ስዉእ ይብራህ!

  • @luwamhaile683
    @luwamhaile683 20 วันที่ผ่านมา +3

    Ab hqfi esaqn abrhamn yqebelka kubr hawey nkulu sdrabet ke xinati yhabkum neti n eyob zdebese Egziabiher ydebskum fetari 🙏🏾🙏🏾🥹🥹💔🙏🏾

  • @yob792
    @yob792 20 วันที่ผ่านมา +1

    ይብራህ ሓወይ መብራህቲ ስድራኻን መቓልስትኻን፡ ብዓል ጽኑዕ መትከልን ተስፋ ሃገርን ኔርካ፡ ነዚ ዝፈለጠ ደመኛ ጸላኢና ግን ነታ ክብርቲ ሂወትካ ብዘስካሕክሕ ጭካነ የሕሊፉዋ አሎ። ይብራህ ሓወይ ዝተሰዋእካሉ ዕላማ ግድን ክዕወት እዩ፡ ቅሰን፡ ብሰላም ዕረፍ፡ እንተ'ቶም ደመኛታትና ግን ብውሕዱ ንሸውዓተ ወሎዶታት ዕረፍቲ አይክረኽቡን እዮም ! ! ! ብርክና ዓጺፍና አብ ሓዘን አይንቕመጥን፡ ብአንጻሩ ናህርና አዛይድና ናብቲ መስዋእቲ ዝኸፈልካሉ ዕላማ ኩልና ክንምርሽ ኢና። ንብዓልቲ ቤቱን ደቁን፡ መላእ ቤተሰቡን ናይ ዕላማ ብጾቱን ጽንዓት ይሃበና።

  • @wedigash
    @wedigash 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብሰላም ዕረፍ
    ኣብ መንነትካ ዝነበረካ ፍቕሪ፥ ህዝብኻ ወናኒ ሰላሙን ነብሱን ክኸውን ዝነበረካ ሕልሚ፥ ይንዋሕ ይሕጸር ኩሉ ዝሓቶ መስዋእትን ግዜን ተዋሂቡ ኣብ ዓወት ከምዝበጽሕ ጥርጥራረ የለን።

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in peace our hero Brother

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓወይይ ጽንዓት የሃብኩም ንመላእ ስድራ ቤቱን ፈተውቱን መቃልስቱን በርጊድ ንሓመዱን ውልቀ መላኪ ስርዓት ህግደፍ ሰዓብቱን ኣብ ሃገርና ኣሳዲድና ኣብዚ መጽዩ ንከጣፋኣና ብዙሕ ውዲት ገሩ እዩ ንቃሕ መንእሰይ ኤርትራ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ስርዓት የለን 💔💔💔💙💙💙💔💔💔😭😭😭💐💐💐💐💐

  • @watislove2650
    @watislove2650 20 วันที่ผ่านมา +5

    ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ደሓን ንብዓቶም ሩሑቅ ኣይክኸውንን እዩ

  • @weysebdeqeytblradio5526
    @weysebdeqeytblradio5526 20 วันที่ผ่านมา

    ንኡሰይ! መዘናይ! መስዋእትኻ ኣይክኸውንን'ዩ ንኸንቱ!💪

  • @ghirmayabebe6600
    @ghirmayabebe6600 20 วันที่ผ่านมา +1

    Poor kids what a tragedy sad sad sad
    Rest in peace brother:(

  • @negassih6042
    @negassih6042 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላኽ ስዉእ ንሓዉና ይብራህ ቀሺ ኣፈወቂ ወዲ ኣዲ ዝብኣ ወረዳ ኣገላ ሓጺን፡ መንግዝተ ሰማይ የዋርሶ፡፡ንስድራቤቱ ኣምላኽ ዘደዓዕስ መንፈስ ይሰደሎም፡፡ ንዓና ነቶም ነቱ ንሱ ዝተሰወኣሉ ቃልሲ ንምዕዋቱ ንቃለስ ዘሎና ከኣ ኣምላኽ ዓወት የጓንፈና፡ኣሜን።

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 20 วันที่ผ่านมา

      Nmntay beynu neru ezia htoya 😭😭😭😭😭ab kdmit tewxuwom zeythluwuwom dima xelaeti aytnako haxbika keykeyd elu jon black 😭😭😭🙏😭🙏

  • @aziebtadesse3411
    @aziebtadesse3411 20 วันที่ผ่านมา +1

    ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንስድራቤትን ፈተውትን አምላኽ ጽንአት ይሃብ

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 20 วันที่ผ่านมา +6

    ደገፍቲ ህግደፍ ናይ ጥፍኣት ሓዎርያታት 😢

  • @NatsanetTedros
    @NatsanetTedros 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in peace my brother.

  • @user-gc2og6fi1p
    @user-gc2og6fi1p 20 วันที่ผ่านมา +1

    Egzabher ab genetu yenbrka hawey natey Btami zehzn😢😢😢😢😢

  • @zayidkesete5184
    @zayidkesete5184 20 วันที่ผ่านมา +1

    Bselam eref jigna ybrah

  • @kibitwolde6
    @kibitwolde6 20 วันที่ผ่านมา +1

    Nkbur takalasay ybrah Afewarki mangste semayat ywarsallna egziabher nkulom betasab.snat yhabelna

  • @wedigilue873
    @wedigilue873 20 วันที่ผ่านมา +1

    Betami eyu zehzen🥲🥲🥲😭😭😭😭

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k 20 วันที่ผ่านมา +2

    ሓውናን መቓልስትናን ይብራህ መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ዘበገስካዮ ቃልሲ ግድን ከነዐውቶ እና :: ውድቀት ንሻዕብያን ደገፍቲ ሻዕብያን !!!!!!!!!!

  • @MARTAMARTA-lp6ip
    @MARTAMARTA-lp6ip 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengste semay yewarska hawey😭

  • @Shabya20kelibinaydergi
    @Shabya20kelibinaydergi 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengst somay yewareso nhawena nmela sederabet ka xnat ybhakum fetari 😢💔💔💔💔💔

  • @teklenegasi4519
    @teklenegasi4519 20 วันที่ผ่านมา +1

    እዘጋኣብሄ ኣምላክ ብየማናየይ ኢዱ ይቀበልካ ሓወይ ናተይ, 😂😂😂

  • @SmretAbebe
    @SmretAbebe 20 วันที่ผ่านมา +1

    Bselam eref amlak abta nayzelalem hiwet genetu yenbrka ✝️🙏💔🖤😭

  • @Drar18
    @Drar18 20 วันที่ผ่านมา +1

    ልቢ ዝትንክፍ። ለይለይ ጎቦዝ ኣብ ሓመድ ኣሕዲሪሞ ዞም ግብረ ሽበራ😢

  • @tesfitbokretsion231
    @tesfitbokretsion231 20 วันที่ผ่านมา +1

    Bselam aref

  • @user-ev4tq4vy8g
    @user-ev4tq4vy8g 20 วันที่ผ่านมา +1

    Hawey natey mengste semay yewarska nsdrabetkan meqalstkan ka xnat yhab

  • @tsehayamare2624
    @tsehayamare2624 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengste semay yewarska hawey natey😢😢😢

  • @daniela7019
    @daniela7019 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in paradise 😢brother

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel3006 20 วันที่ผ่านมา +1

    Hawey mearey 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 mengste semay yewarsqa medhinealem ab genetu yqebelqa hallalley 😭😭😭😭 nmelaee sdrabtn nklu delay fthi Eritrawi xneat yhab💔💔💔😥😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭.

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 20 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ናተይ

  • @user-ku4xh8ln3b
    @user-ku4xh8ln3b 20 วันที่ผ่านมา +1

    R.i.P ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ስድራ ጽንዓት ይሃብ

  • @merry7267
    @merry7267 20 วันที่ผ่านมา +2

    Jigna bselam eref

  • @selmer5439
    @selmer5439 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in peace heway natey

  • @gotteimmerbeimir5878
    @gotteimmerbeimir5878 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማያት የዎርስካ ኩቡር ሓዉ ንስድራቤትካን ፈተዉትካን መቃልስትካን ድማ ጽንዓት ይሃብ ሰብ ብሓቅን ብቅንዕና ንሓቅን እንተ ሓለፍ ታሪክ እዪ ናትካን ሞት ዘይኮነ ንሕግን ምትካል እዪ ።

  • @kibromalem91
    @kibromalem91 20 วันที่ผ่านมา

    Rest in peace my beloved brother.😢😢😢

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 20 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak ab genetu yqebelka.
    Nmlue sdrabitn meqalstn xnat yhab💔💔😭😭

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 20 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ወዲ ወርቁ ኣብ ኣሰርካ ኣሎና

  • @senaitbiede6819
    @senaitbiede6819 20 วันที่ผ่านมา +1

    Zaki well reported and said.

  • @user-oy1sw1dh1u
    @user-oy1sw1dh1u 20 วันที่ผ่านมา +1

    Ah hawna atfieomlna ahh😢😢😢

  • @MESERET-FLTET
    @MESERET-FLTET 20 วันที่ผ่านมา +1

    rest in peace my fighting brother😢😢

  • @natnaelweldit6987
    @natnaelweldit6987 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mngeset semay ywareska zhawey

  • @DanielAbel-oq6gs
    @DanielAbel-oq6gs 20 วันที่ผ่านมา +1

    Hawey natey 😭😭

  • @yegalp2048
    @yegalp2048 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in peace our hero

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 20 วันที่ผ่านมา +1

    Eway hawey 😭😭💔💔

  • @kidanete2802
    @kidanete2802 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengte semay yewarska kubur haw hti felimkayo zkedka kalsi kea ab mealebi knebxho eina 😭😭😭😭

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengste semay yewarska hawey natey 💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @user-yx1pt1sh1k
    @user-yx1pt1sh1k 20 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak Mengste Semay Yewarso😢😢

  • @samirasaid6225
    @samirasaid6225 20 วันที่ผ่านมา +1

    Xnhat yhabkum 😢

  • @kikimehari7107
    @kikimehari7107 20 วันที่ผ่านมา

    😢selam eref our hero😢😢😢😢

  • @habenweldegebriel3167
    @habenweldegebriel3167 20 วันที่ผ่านมา +1

    Mengste Semay yewarska

  • @mebrihittakle731
    @mebrihittakle731 20 วันที่ผ่านมา

    ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ንቡምሉኡ ቤተሰብ፡ፈተውቱ ድማ ጽናት ይሃብ

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ዕረፍ ዕላማኻ ክንፍጽሞ ኢና

  • @Embaseyra
    @Embaseyra 20 วันที่ผ่านมา

    ዓመጽቲ ናይ ግዜ ጉዳይ ኢዩ ኢምበር ዓመድ ድብኦም ዘይተርፍ ኢዩ። ህዝቢ ግን ኣብዘሎ ይሃሉ ብንቅሓት ክቃለሶን ኢተን ኣለና ዝብላ ንውጹዕ ወለዶ ክድሕና ፍልልያተን ኣጽቢበን ኣብ ቀንዲ ጸላኢኤን ክሓብራን ንላቦ። ይብራህ ግን ኣይሞተን ታሪኩ ነባሪ ኢዩ። ኣምላክ ኣብ ገነት ይቀበልካ ። ጽንዓት ንመላእ ስድራበትን መቃልስትን ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኢርትራ ውድቀት ንፋሽሽት ህግደፍን መዳክርቶምን።

  • @sabaabraha7204
    @sabaabraha7204 20 วันที่ผ่านมา +1

    R I P🙏🏽💙

  • @tsigekifle6422
    @tsigekifle6422 20 วันที่ผ่านมา +1

    RIP my brother 😢😢

  • @berhaneselam7576
    @berhaneselam7576 20 วันที่ผ่านมา

    Rest in peace my brother 😢😢😢😢

  • @user-lv.faithful
    @user-lv.faithful 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ሓው😢😢😢😢

  • @bizubutignoli8041
    @bizubutignoli8041 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማያት የዋርስካ፣ጽንዓት ንስድራ ቤትን ንመላእ ተቓለስቲ ንፍትሒ።

  • @habtegateka2494
    @habtegateka2494 20 วันที่ผ่านมา +1

    R.i.p amlak ab genetu ykebelka 😢😢

  • @WestGalilee
    @WestGalilee 20 วันที่ผ่านมา +2

    መስዋእትኻ ብሓርነት ክንድብሶ ሚሒልና ኢና ቅሰን ጂግና

  • @efistudio
    @efistudio 20 วันที่ผ่านมา +1

    mengste semay yewarso 😢nkulu sdra kae xnat yhabkum

  • @MeleyNafieqe
    @MeleyNafieqe 20 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome back mestyat Betna mewati hawna mengste semay yewarso sdrabiet kea xeneat yhabkum

  • @user-ne9ed9fu7j
    @user-ne9ed9fu7j 20 วันที่ผ่านมา +2

    ድሓን አዛ ለይቲ ዘይትወግሕ ያ መሲላቶም ዘላ ኢዞም ሰተይቲ ደም

  • @yordag9538
    @yordag9538 20 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ጭካነ ሓወይ ክሓስሙ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ💔💔💔

  • @niyatinopresent308
    @niyatinopresent308 20 วันที่ผ่านมา

    Thank you zaki rest in peace my brother its very heavy 😥😠

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 20 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙

  • @salomongabriel5945
    @salomongabriel5945 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in peace 😭😭😭💔

  • @rahwateame2423
    @rahwateame2423 14 วันที่ผ่านมา

    Hawey mearey 😢😢😢😢😢

  • @user-df1wp1iw2x
    @user-df1wp1iw2x 20 วันที่ผ่านมา +1

    Rest in peace 😢😢😢

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 20 วันที่ผ่านมา +1

    RIP BRO

  • @Csk2020
    @Csk2020 20 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ መጀመርታን ቀንድን ናይ ደለይቲ ፍትሒ ስራሕ ክከውን ዘለዎ አብ ደገ ዘለው ባራዩ ብጉቡእ ምልላይን ምግጣምን ምስናድን ክኸውን አለዎ:

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 16 วันที่ผ่านมา

    Amlak ab genetu ykebelka hawna Ybrah. Nsdra wn xnat yhab

  • @YebiyoYemane
    @YebiyoYemane 20 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ስድራቤት ክኣ ጽንዓት ይሃብ

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 20 วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @ertrawi
    @ertrawi 20 วันที่ผ่านมา +1

    R.i.p😢😢😢