ድሃይ ደቡብን ምዕራብን ትግራይ - ተ/ጋ ብስራት ኣማረ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 เม.ย. 2024
  • ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ደቡብ ራይ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ፈደራልን ትግራይን ከምዝኣተወ ተገሊጹ ጸኒሑ ኣሎ። ኣብዚ ሎሚ ቅነ ኸኣ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሕሞራ ናብ እሞሓጀር ኣንፈት ገጹ ኣትዩ ከምዘሎ ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ደቡብ ራያን ምዕራብ ትግራይን ዘሎ ምዕባሌታት ዝድህስስ መደብ።

ความคิดเห็น • 44

  • @emaagostino
    @emaagostino หลายเดือนก่อน +3

    I like your programs Teddy but please fix the sound system there is noises all the time

  • @wolderufael
    @wolderufael หลายเดือนก่อน

    Thanks!

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብነት ንሌብነት ድማ ከማኻ ዝበሉ ኣጋጣሚ ተጠቒሞም መንዚኦም ኣብ አሜሪካ ተሓቢኦም ዝነብሩ ሃሰውቲ እወ ነይሮሙና፣

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g หลายเดือนก่อน +1

    ብስራት አማረ ጀግና ብሉፅ ተንታኒ ፖለቲክስ።

  • @user-ey9uv3ti3c
    @user-ey9uv3ti3c หลายเดือนก่อน

    Welcome,T,p,kubur,hawna❤

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g หลายเดือนก่อน +1

    ሀይልታት ልፍንቲ ተዳኪሞ ከይተሱኢ ከለው ናትግይ ሀይሊ በርትእ።

  • @sewhune6978
    @sewhune6978 หลายเดือนก่อน

    Always lira like Evli people for ever never get peace, you guys fight with God.

  • @aregaiw
    @aregaiw หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ብስራት መቸም ምስ ህወሓት ዘለካ ቂም ብዝኾነ መንገዲ ክዕረቕ ዘይኽእል ይመስለኒ።
    ጌታቸውን ካልኦትን ካብ ህወሓት ንምንጻል ትገብሮ ዘለኻ ሸርሒ ግልጺ ይመስለኒ።
    ንደመቀ ክተድንቕ ይገርም፥ ንህወሓት ምሒር ስለትጸልእ ይመስለኒ። ደመቀ ማለት ንዓይ ንረብሕኡ ክብል መንነቱ ዝሸጠ ሰብ ዩ። ካብ መንነት ምኽሓድ ንላዕሊ ድማ ዝኸፋአ ነገር ዘሎ ኣይመስለንን።

  • @Iyassu-oo2hn
    @Iyassu-oo2hn หลายเดือนก่อน

    Wufuy hakli dimu Agame aykonen. Amharay eyu. Wei gud!

  • @Say-2424
    @Say-2424 หลายเดือนก่อน +1

    ብስራት ኣማረ !!ትህቦ ትንተና ሓንቲ መዓልቲ እውን ኮይና ኣይትፈልጥን!!!

  • @samuelaraya6636
    @samuelaraya6636 หลายเดือนก่อน

    Teddy press exa wigie ms Eritrea delikaya bisrat gn mehlefi keliuka riesi hamham megal

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน +4

    ደመቀ ዘውዱ ብዘርኢ ምፅናት ተጋሩ ተሓታቲ እዩ::

    • @sewhune6978
      @sewhune6978 หลายเดือนก่อน

      Lira people you come to Walkite Tegede work, Evli people Tigray. Always lira

  • @birhanehaile1652
    @birhanehaile1652 หลายเดือนก่อน

    hi teddy

  • @FiranSintayehu-ee9vc
    @FiranSintayehu-ee9vc หลายเดือนก่อน +1

    ተክክለኛ መራሒ ትግራይ ደ/ፂ ብቻ ቻው

  • @kidudest7893
    @kidudest7893 หลายเดือนก่อน

    Nay Tigray gizeatawi botatat metsaweti karta yitekemelu allo etu makelawi mengisti!!!

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 หลายเดือนก่อน

    ብስራት ኩልሻእ እትሕቦ ገምጋም ካብ ኣንፃር ረብሓ ሕዝቢ ትግራይን መሪህነቱን እዩ።

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 หลายเดือนก่อน

    @sami:metema, abriha jira, abdelrafe, adi arkay, limalimo ,Raya kobo, alewuha milash is historic lands of Tigray. fact

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 หลายเดือนก่อน +1

    ንባዕልኻ ብገበናት ዚጨቆኻ ኣብ ሊዕሊ ውድብካ ህዝብን ጥልመት ፈጺምካ ብ ዕቁብ ቦታ እናሰፈርካ ነቶም ካብ ሞት ብሓይሊ ኣምላክ ዝተረፉ ዘይጠፍኡ ድቃስ ስኢንካ ሕጂ ከኣ ሞትን ህዝቢ ትግራይ ሓዊ ትኣጉድ ኣለኻ ብኻልእ መንገዲ ከኣ ንወዲሓዎበኻ ተዲ ፕረስ እንጀራ ትፈጥረሉ ኣለኻ ግደፎ እዚህዝቢ ዝወለዶም የዕቢ::

  • @negasiaregay8650
    @negasiaregay8650 หลายเดือนก่อน

    Neti kunetat bitkkl zterefea Bitami bsul hasab eyu.

  • @rafael-nl4sw
    @rafael-nl4sw หลายเดือนก่อน +1

    ብስራት ኣማረ ኣይትሓሱ ኢሰያስ 78ዓመት ኢዩ ወዲ 80ዓመት ኣትበል

    • @mhreteabmaekobay3520
      @mhreteabmaekobay3520 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂ኣየናይ ኤርትራዊ ሓቀኛ ዕድመ ኣለዎ ወደይ፧ ኩላ ኣብዚ ምዕራብ 01.01 ወይ 24/05 እኮ እዩ ዝጂምር ዕለተ ልደታ

  • @User15809
    @User15809 หลายเดือนก่อน +1

    ደመቀ ዘውዱ ምስ ህወሓት ዘለዎ ጎንፂ ካብ ናትካ ንላዕሊ ኮይኑ ኣብዚ ከብፅሖ ዝኽእል ኣይኮነን:: የግዳስ መበገሲኡ ካብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝተለቀሖ ገንዘብ ኣይከፍልን ኢሉ ናብ ጎንደር ምስከደ ፅቡቕ ተቐቢሎም ጅግና ጅግና ምስበልዎ ብኡ ተሰኒንዎ እዩ ኣብዚ ብርኪ በፂሑ::

  • @Say-2424
    @Say-2424 หลายเดือนก่อน

    አቶ ብስራት ኣማረ እዚ ኹሉ ዝገበር ዘሎ ፌደራል ካብ imf ገንዘብ ንምርካብ ከምዝኾነ ይርደአካ ደሎ ?ፌደራል ንታ ገንዘብ ንምርካብ እዩ ውዕል ኣኽቢሩ ኣይኮነን !!ኣቶ ብስራት ትንተና ክትህብ እንከለኻ ብብዙሕ ኣንፈት ናረአኻ ሪኢቶ ሃብ !!!

  • @RuthSleshi
    @RuthSleshi 16 วันที่ผ่านมา

    ብስራት አማረ እዚአ መልሰለይ ወልቃይት ጠገዴ ካምአዝ ጄሚራ እያ ተግራይ ኮይና ካብ ቅድሚ 30 አመት ተግራይ ኮይና ትፈልጥ ካላአይ አምሀራ ትንእቅ ካምንታይ ተሲእካ ግን ንስካ ሰለአምሀራ ክትዛረብ መብት ያብልካን ሀጠው ቀጠው አትበል ሐሲካ ብላእ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 หลายเดือนก่อน

    መን ድዩ አምሓራ ክልል ዝበሎ ንስኻን ማሓዙትኻን አይኮንኩሙን እንዲኩም? ብሱሩ ህዝቢ እንታይ አበስ?

  • @KK-iv9gt
    @KK-iv9gt หลายเดือนก่อน

    አብዝይ ዘሎ ሰብ ሰግዑ ላመንጨተ ዝውዕል ድኹም ሰብ ፖለቲካን ሰልጣን ምሰ ዘለናዩ ሐደጋ ህልውና ይቅድም በሉለይ ንዙ ሰብ ዙይ መጀመርታ ንሐሉ ዳሐር ዘሓሸካ ተኸንካ ትትክኦም ንመርፀካ ኩሉኹም ናይና ሐደ ትብፅሁና እሞ አብ ዝቀረብካዩ ሚድያ ሰጋኻ አይትመንጭት ከም ዝብዒ

  • @user-us1gp1if4i
    @user-us1gp1if4i หลายเดือนก่อน

    TedyPress ኦሮማማ ብልፅግና እትዎና ታሪኻዊ ፀላኢኦም ናይትግራይ ህዝቢ እዩ።
    ምዕራባዊ ዞባ ደቡባዊ ዞባ ህዝቢ ናብመረበቱ ከይምለስ ዝፅእሩ ዘለው ንሶም እዮም። ኣምሓራይ።ሻዕብያ። መሳረሂ ፣PP እዮም።

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 หลายเดือนก่อน

    ብስራት ኣማረ መስራቲ ማለሊት ማዓዝ ኢኻ ንህዝቢ ትግራይ ይቅሬታ ክትሓቶ ??

  • @semeregebremichael1057
    @semeregebremichael1057 หลายเดือนก่อน

    ብስራት ኣማረ/ ኣብዛ ቃለ መሕትት እዚኣ ዘቕረብካዮ ትንታነን ገምጋምን ኣዝዩ ዓሚቕን ብሱልን ነይሩ፣

  • @fana-ng3lj
    @fana-ng3lj หลายเดือนก่อน

    ፦ አጭበርባሪ ጌታቸው አብምታይ እዩ ምስህውሓት ተፈልዩ? ሓሳዊ አብመጎ ህውሓት አፈላላይ ንምፍጣር እትገብሮ ዘረባ እዩ ሃተውተው ዘብለካ ዘሎ አጭበርባሪ ብስራት አማረ።
    ፦ ህውሓት አብሐዚ ስዓት ባህጉን ድልየቱን እንታይ እዩ ዝብል ቅንዕና ተዝህልወካ ምተዛረብኻዮ ነይርኻ።
    ፦ብናትኻ አጭበርባሪ ዘረባ ዝታለል ህዝቢ ትግራይ የለን። ንስኻስ አብዝሐዚ ሰዓት ንማንም ትግራዋይ እትህቦ ስልጠና የለን።ዓቅሙ ካባኻ ንላዕሊ እዩ። ሃተውተው አይትበል።
    እትዛረበን ዘለኻ ሰልኪ ናደወልኻ እትለቃቅመን ወረ ኢኻ ሃተውተው ዘብላኻ ዘለዋ አጭበጣ አይ ስብሰባ እየን።

  • @user-ft9ps7en4i
    @user-ft9ps7en4i หลายเดือนก่อน

    ጭቡጥ መረዳእታ ዘለዎ ትንተና

  • @agarsantos9855
    @agarsantos9855 หลายเดือนก่อน +5

    ዓጋመሲ ደናቁር ኢኹም ኢሳያስ ምስ ሞተ ሰተት ኢልኩም ናብ ኤርትራ ትኣትው ኮይኑ እዩ ዝስምኣኩም 😂😂😂😂 ኤርትራ ሚልየናት ኢሳያስ ከምዘለዋ ኣይትረስኡ

    • @user-eu9gk5tt2e
      @user-eu9gk5tt2e หลายเดือนก่อน +1

      ግዲ የብልካን አታ በቲሪ ወያኔ አብ ዝባን ህግደፍ ክትዕልል እያ አይተረፍን እመነን ሓና 1000,000,000% ክፍዳ እዩ።

    • @mhreteabmaekobay3520
      @mhreteabmaekobay3520 หลายเดือนก่อน

      ድሕር ሚልዮናት ኢሰያሳልዮም ስለምንታይ 34 ዓመት ኣብ መንበር ተቐሚጡ ኣሎ፧ ንምንታይ ዲኹም ትነብሩ፧ ንሕግን ቁዋምን ዶ ኣይኮንኩም ትውሰዊእኩም

    • @mojo-eq4ln
      @mojo-eq4ln หลายเดือนก่อน

      These treacherous agamés are not bright people if they think Eritreans will just welcome them with open arms

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 หลายเดือนก่อน

    ብስራት ሸያኒ ኢኻ ፓለቲካ ተንቲንካ ሞይት ኣይተረፈካን ብቃ!

  • @fana-ng3lj
    @fana-ng3lj หลายเดือนก่อน

    ፦ የርሕቅኻ አየብስራት ደመቀ ዘውዱ አበይ ትፈልጦ አንታሓሳዊ ተሽላኽ ሰሪቁ አጭበርቢሩ እይእኮ አበባው ታደሰ ዘባረሮ ሓሳዊ።
    ፦ ካብሰራዊት ምስተቀነሰውን ካብመግስቲ ትግራይ ዝተለቀሖ ክፈል ተባሂሉ አይከፍልን ኢሉ ናብጎንደር ከይዱ ምስ አምሓራ ወጊኑ አብጎንደር ዝነብሩ ጨፍጪፉ ሃፍቶሙን ንብሮቶሙን ዝወረሰ እዩ።
    ፦ደመቀ ዕላማ የብሉን ሰባት ቀቲሉ ሃፍቲ ዝስብሰብ ስሱዕ ወዲ ሻርሙጣ ሰብ እዩ።
    ፦ አንታ ሓሳዊ ብህውሓት ፀረ ዲሞክራሲ ሰበብ እዩ ናብቃልሲ አትዩ ትብልስ ከመይዝበልኻ ሓሳዊ ሰብ ኢኻ።

  • @user-cd2cr2ds3z
    @user-cd2cr2ds3z หลายเดือนก่อน +3

    ብስራት አማረ ማለት ሌላ ሌባ ዘርፎ ያመልጠ ነፍሰ ገዳይ ነው ምን አፍ አለህና ነው የምታወራው

    • @genygen5351
      @genygen5351 หลายเดือนก่อน +1

      Come with evidens DEDEB weregna

  • @user-lq4xf8uy2c
    @user-lq4xf8uy2c หลายเดือนก่อน

    ቴድ ካፕል ምስ ኤክሰፐርቱ።shameless ዲስ-ገ-ስቲንግ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 หลายเดือนก่อน

    ብሱል ምሁራዊ ትንተና እዩ ብኽቡር ሓውና ተጋዳላይ ብስራት አማረ ዝቐረበ ኣነ እውን ምሉእ ብምሉእ እየ ዝቕበሎ:: ናይ ፋሽሽት አብይ አህመድ አምሓሩ ተረፍመረፍ ናይ ብልፅግና ዘንቃላዉጡ ከም አብን ዝመሳሰሉ ኣብይ ስልጣን ዝወርወረሎም ብዛዕባ ህወሓት ፂሒፎሞ ዝተበሃለ አብይን ኣማኸርቱን ኣዳሊዮሞ ዝሃብዎም ፀለመን ነገር ምድላይ እዩ::

  • @norjonas3485
    @norjonas3485 หลายเดือนก่อน

    ባባ ብስራት ሓደ ካብቶም ደስ ዝብሉኒ ኣያታት ትግሪኛ

  • @kahisayb
    @kahisayb หลายเดือนก่อน

    Thanks!