- 1 649
- 12 394 601
Teddy Press
United States
เข้าร่วมเมื่อ 14 เม.ย. 2020
Welcome to Teddy Press! Our channel will help you find information all about Eritrea, and Eritrea related issues, and events. We will help you to get a truth, balanced, and diverse information.
Please press the SUBSCRIBE, like, and share the channel so we can reach many people as possible.
Please press the SUBSCRIBE, like, and share the channel so we can reach many people as possible.
The Collapse of the Statuesque in Eritrea By Michael Rubin
The Collapse of the Statuesque in Eritrea By Michael Rubin
มุมมอง: 6 985
วีดีโอ
ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምቲ ናይ ቀደም ከምዘይኮነ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዮሃንስ ተኽለሚካኤል ገሊጹ
มุมมอง 691หลายเดือนก่อน
ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምቲ ናይ ቀደም ከምዘይኮነ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዮሃንስ ተኽለሚካኤል ገሊጹ
Teddy Press ኢትዮጵያ ኣባል ውድብ እስላማዊ ምትሕግጋዝ ንምኳን ዝርርብ ጀሚራ።
มุมมอง 574หลายเดือนก่อน
Teddy Press ኢትዮጵያ ኣባል ውድብ እስላማዊ ምትሕግጋዝ ንምኳን ዝርርብ ጀሚራ።
ላዕለዎት ጀነራላትን ሰብስልጣንን ግብጺ ኣብ ኤርትራ ዘይወግዓዊ ምብጻሕ ከም ዝግበሩ ተሓቢሩ
มุมมอง 645หลายเดือนก่อน
ላዕለዎት ጀነራላትን ሰብስልጣንን ግብጺ ኣብ ኤርትራ ዘይወግዓዊ ምብጻሕ ከም ዝግበሩ ተሓቢሩ
ኣብ ኣለምዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ከም ዘለዉ ገሊጾም
มุมมอง 526หลายเดือนก่อน
ኣብ ኣለምዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሓደጋ ከም ዘለዉ ገሊጾም
Teddy Press ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ጉጅለ ዳዕሽ ይጽምበሩ ከምዘለዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
มุมมอง 461หลายเดือนก่อน
Teddy Press ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ጉጅለ ዳዕሽ ይጽምበሩ ከምዘለዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ህወሓትን ለኣኽቱን ንካልእ ዙርያ ኩናት ንምውላዕ ይዳለዉ ኣለዉ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ
มุมมอง 1Kหลายเดือนก่อน
ህወሓትን ለኣኽቱን ንካልእ ዙርያ ኩናት ንምውላዕ ይዳለዉ ኣለዉ ክትብል ኤርትራ ከሲሳ
መንግስቲ ኖርወርይ መንበሪ ፍቓድ ደግፍቲ ህግደፍ ምሕዳግ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ
มุมมอง 1.6Kหลายเดือนก่อน
መንግስቲ ኖርወርይ መንበሪ ፍቓድ ደግፍቲ ህግደፍ ምሕዳግ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ
ኢትዮጵያን ብስም ኤርትራውያን ይሽቅጡ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ/ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ "ሰለሞን ማዓሾ" ካብ ፈተነ ቅትለት ምምላጡ ተረጋጊጹ
มุมมอง 188หลายเดือนก่อน
ኢትዮጵያን ብስም ኤርትራውያን ይሽቅጡ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ/ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ትግራይ "ሰለሞን ማዓሾ" ካብ ፈተነ ቅትለት ምምላጡ ተረጋጊጹ
ኤርትራዊ ዝርከቦም ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ብመንግስቲ ስዑድ ዓረብ ተቂቲሎም፡
มุมมอง 8672 หลายเดือนก่อน
ኤርትራዊ ዝርከቦም ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ብመንግስቲ ስዑድ ዓረብ ተቂቲሎም፡
ሰራዊት ኤርትራ ፥ ንተጋሩ ናብ ሳዋ ብምውራድ ወታደራዊ ታዕሊም ክህቦም ምዃኑ ሓቢርሎም
มุมมอง 2K2 หลายเดือนก่อน
ሰራዊት ኤርትራ ፥ ንተጋሩ ናብ ሳዋ ብምውራድ ወታደራዊ ታዕሊም ክህቦም ምዃኑ ሓቢርሎም
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕጂ እውን ዕልዋ መንግስቲ ይካየደለይ ኣሎ ክብል ደጊሙ መግለጺ ኣውጺኡ
มุมมอง 5972 หลายเดือนก่อน
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕጂ እውን ዕልዋ መንግስቲ ይካየደለይ ኣሎ ክብል ደጊሙ መግለጺ ኣውጺኡ
ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝርርብ ተጀሚሩ/ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቃት ፋኖን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽንተት ይቅጽሉ ከም ዘለዉ ዓዴፓ ገሊጹ
มุมมอง 6032 หลายเดือนก่อน
ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝርርብ ተጀሚሩ/ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቃት ፋኖን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽንተት ይቅጽሉ ከም ዘለዉ ዓዴፓ ገሊጹ
ኤርትራውያን ዜጋታት ዘይተኣደነ ምጠን ገንዘብ ክንከፍል ንግደድ ኣለና ክብሉ ገሊጾም/ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ጣልቃ ንኽኣቱ ተሓቲቱ
มุมมอง 2312 หลายเดือนก่อน
ኤርትራውያን ዜጋታት ዘይተኣደነ ምጠን ገንዘብ ክንከፍል ንግደድ ኣለና ክብሉ ገሊጾም/ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ጣልቃ ንኽኣቱ ተሓቲቱ
ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ግዳይ ማእሰርቲ ይኾኑ ከም ዘለዉ ተገሊጹ
มุมมอง 7022 หลายเดือนก่อน
ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ግዳይ ማእሰርቲ ይኾኑ ከም ዘለዉ ተገሊጹ
ኤርትራን ኢትዮጵያን ንናይ ወጻኢዜጋታት ንመገሻ ምቹኣት ከምዘይኮና ተገሊጹ
มุมมอง 7002 หลายเดือนก่อน
ኤርትራን ኢትዮጵያን ንናይ ወጻኢዜጋታት ንመገሻ ምቹኣት ከምዘይኮና ተገሊጹ
ኣብ ኤርትራ ኣብ መጻኢ ወርሒ ለካቲት መረጻ ከም ዝካየድ ተፈሊጡ/ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳግማይ ተኸሲሱ
มุมมอง 2.5K2 หลายเดือนก่อน
ኣብ ኤርትራ ኣብ መጻኢ ወርሒ ለካቲት መረጻ ከም ዝካየድ ተፈሊጡ/ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳግማይ ተኸሲሱ
Support Tigray's Future: Help Parentless Kids
มุมมอง 1952 หลายเดือนก่อน
Support Tigray's Future: Help Parentless Kids
ጉባኤ ዘካየደ ክንፊ ህወሓት ምስ ሓይልታት ጸጥታ ዝነበረኒ ዘተ ብምሉእ ምርድዳእ ዛዚመ ኣለኹ ክብል ገሊጹ
มุมมอง 1.1K2 หลายเดือนก่อน
ጉባኤ ዘካየደ ክንፊ ህወሓት ምስ ሓይልታት ጸጥታ ዝነበረኒ ዘተ ብምሉእ ምርድዳእ ዛዚመ ኣለኹ ክብል ገሊጹ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኰይኑ ብምምራጹ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ “ዮሃና” ኢሉ
มุมมอง 4562 หลายเดือนก่อน
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዶናልድ ትራምፕ መበል 47 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኰይኑ ብምምራጹ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ “ዮሃና” ኢሉ
ፖለቲካውያን ውድባት ትግራይ ንመንግስቲ ኣመሪካ ነቂፈን/ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ 562 ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ ከምዝሞቱ ተገሊጹ
มุมมอง 5482 หลายเดือนก่อน
ፖለቲካውያን ውድባት ትግራይ ንመንግስቲ ኣመሪካ ነቂፈን/ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ 562 ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ ከምዝሞቱ ተገሊጹ
ፊልሲ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
มุมมอง 7242 หลายเดือนก่อน
ፊልሲ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
ሰልፊ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
มุมมอง 1.3K2 หลายเดือนก่อน
ሰልፊ ሰላምን ዲሞክራስን ኤርትራ ፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ብካልኦት ሰለማውያን ሓይልታት ንኽትካእ ክሰርሕ ምኳኑ ገሊጹ፡
ኣብ ሆላንድ ዝርከብ ሓደ ዩኒቨስቲ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኩናት ሳዕቤናቱን ዝገልጽ መጽናዕታዊ መጽሓፍ ኣሕቲሙ
มุมมอง 8612 หลายเดือนก่อน
ኣብ ሆላንድ ዝርከብ ሓደ ዩኒቨስቲ፡ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኩናት ሳዕቤናቱን ዝገልጽ መጽናዕታዊ መጽሓፍ ኣሕቲሙ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ተኸተልቲ እምነት ጀሆቫ ዘንበሮ ሕጊ ከልዕሎ ተሓቲቱ
มุมมอง 6242 หลายเดือนก่อน
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ልዕሊ ተኸተልቲ እምነት ጀሆቫ ዘንበሮ ሕጊ ከልዕሎ ተሓቲቱ
ሱዳን ኣካል ናይቲ ኤርትራ ምስ ግብጽን ሶማልን ዝመስረተቶ ስሉሳዊ ኪዳን ምኳና ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ገሊጹ
มุมมอง 5452 หลายเดือนก่อน
ሱዳን ኣካል ናይቲ ኤርትራ ምስ ግብጽን ሶማልን ዝመስረተቶ ስሉሳዊ ኪዳን ምኳና ኣቶ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ገሊጹ
ኤርትራ ትሑት ተጠቃሚት ኢንተርነት ምዃና ተሓቢሩ/ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኑ ተወኪሉ
มุมมอง 6572 หลายเดือนก่อน
ኤርትራ ትሑት ተጠቃሚት ኢንተርነት ምዃና ተሓቢሩ/ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኮይኑ ተወኪሉ
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዳግም ናብ ኩናት ክኣትዋ ከም ዝእኽላ ተገሊጹ/ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ክኽሰስ ምዃኑ ተፈሊጡ!
มุมมอง 9112 หลายเดือนก่อน
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዳግም ናብ ኩናት ክኣትዋ ከም ዝእኽላ ተገሊጹ/ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ክኽሰስ ምዃኑ ተፈሊጡ!
ቴሊቪዥን ኣሰና ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ መጠንቀቅታ ተዋሂብዎ
มุมมอง 2.3K2 หลายเดือนก่อน
ቴሊቪዥን ኣሰና ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ መጠንቀቅታ ተዋሂብዎ
Eseyas zefereho. Dr. Abey ne Berged ne Hamedo mentan keyhegezom, ab Tegray kea Bota mentan keyhebom eyu.
it is ironic that some people or the so called people are against the naked truth. I wonder if they really mean it which makes it very worrying to the future integration of the country. Thank you Mr. Ruben for your genuine witness and voice to our cause. It is a therapeutic message for us and a wake up call for the world.
Fake General !!!
ዲ ዱ አር መሬት ትግራይ ከየተመለሰ አይቅነስን ሀደጋ አለዎ ጄኔራላት ተመካከሩ
በረኸት ሃብተማርያም ፥ "ኤርትራውያን ኮካ ዝሰትዩ ፡ ሰሜን ኮርያውያን እዮም።" ሓደ ደጋፊ ህግደፍ ፥ "ሰሜን ኮርያውያን ኮካ ኣይሰትዩን እዮም። ንሕና ኤርትራውያን ግን ኮካ ክንሰቲ ይፍቀደልና እዩ " ፤ ምስ በል። ብርግጽ ኣብ ኤርትራ እንዳ ኮካኮላ ፡ ኣቐዲሙ ብግዜ ሃጸይ ሃይለ ስላሴ ስራሕ ዝጀመረ እዩ። ምናልባት ውን ምስ ወተሃደራት ኣሜሪካ ኣብ ካምቦ ቃኘው ምስ ኣተዉ ፡ ዝጀመረ ይኸውን እዩ።
ሕጂ ፅቡቅ ኣለኻ
አጆኩም ተጋሩ ፡ ቀሊል ግዜ አይኮነን ፡ ግን ኩሉ ግዜ አብ ሞንጎኩም ዋላ ምስ ምፍልላይ ሓሳባት ተከባበሩ። ትግራይ ትስዕር!
ሕጂ ግርም ትግራይ ትስዕር ቆንዳፋት እነቓዕ ኮነ እነቓዕ ከምዚ ረኤና።
It’s great discussion and Gen. Wedi Ashebir. Kudos! It’s so encouraging and inspiring!
ጀነራል ወዲ ኣሸብር ናይ ጀነራል ፃድቃን ፃዕዳ ሓሶት ኣፀቢቁ ኣድሚቁ ሓሲዩ ኣሎ። ከምዝፍለጥ ጀነራል ፃድቃን ብድምፂ ወያነ ኣብ ዝገበሮ interview ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘለው ወረርቲ ይወፅኡ ኣለው ኢሉ ሓሲዩ። ከምኡ እውን ጀነራል ወዲ ኣሸብር ኣብ ምዕራብ ትግራይ ናይ ፀላእቲ ዕጡቃት የለውን ኢሉ ሓሲዩና ኣሎ። ብዝኾነ ኣምሓሩ ወይ ድማ በዓል ደመቀ ዘውዱ # ናይ ተከዘ ዘብ ዝብል ካብ 200 ሚኢቲ ሽህ ንላዕሊ ኣሰልጢኖም ሐዚ እውን ተጋሩ የሳጉጉ ኣለው።
ማዓዝ ሓዱሸ ነገር ከይኑ ሰራዊት ምብታይ
Those of you who STAND AGAINST TPLF FOR NO APPARENT REASON OTHER THAN YOURI OWEN SELFISH INTEREST OR ULTERIOR MOTIVES, THE LEAST YOU CAN DO IS GET OUT OF THE CLOTHET & GET A NEW PARTY OR ELSE BE PART OF PP, AS YOU seems right now LEANING towards it & campain on it & see if you have a place in Tigrai politics other than that. WE KNOW Many of YOU Fought FOR TIGRI, WE RESPECT YOU, YOU'RE OUR BROTHERS BUT RIGHT NOW ,YOU'RE UNDERMINING THE INTERST OF TIIGREANS. EVERY TIME YOU OPEN YOUR MOUTH YOU'RE CONTRADICTING YOURSELVES . NO SABSTANCE JUST LIES & MORE LIES. Pleaa come back to your senses.
Jiganu Tigrai Generals I don’t know why those akrerti whiners group embita Araweet shabia bootlickers try to dehumanize and assassinate our brothers character
Nice job good progress
ምስ አብይ ምስራሕ ምንብርካኽን። ይፈላለዩ ! ገታቸውዶ አይኮነን ንሕወሓት ክሪሚናላትዶ አበለንዩ!
ነቲ ወንጀል ዝፈጸሙ ናጻ ምስዳድ ምስ ደኩመንቶም ሂብካ ምስዳድ ነቶም ከም ትግራውት ብምኻኖም ዝተአስሩስ ከመይ ገይሩ ብማዕረ ይርኤን ይፍትሑን? ንኣብይ ገበኑ ናይ ጆኖሳይድ ዝገበሮ ምሽፋን ጥራይዶ አይኮነን። ብዝኾነ ይኹን አብይ ብቕንዕና ክቐርበኩም አይከአልንዩ! ክንደይ ሂወት ሰብ ዘሕለፈ ክልተ ውዱባት ሓደ ክኾኑ ኢሉ ከም ሓላይ ክቐርብ አይክአልንዩ?😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

ነቲ ወንጀል ዝፈጸሙ ናጻ ምስዳድ ምስ ደኩመንቶም ሂብካ ምስዳድ ነቶም ከም ትግራውት ብምኻኖም ዝተአስሩስ ከመይ ገይሩ ብማዕረ ይርኤን ይፍትሑን? ንኣብይ ገበኑ ናይ ጆኖሳይድ ዝገበሮ ምሽፋን ጥራይዶ አይኮነን። ብዝኾነ ይኹን አብይ ብቕንዕና ክቐርበኩም አይከአልንዩ! ክንደይ ሂወት ሰብ ዘሕለፈ ክልተ ውዱባት ሓደ ክኾኑ ኢሉ ከም ሓላይ ክቐርብ አይክአልንዩ?
ወዲ ኣሸብር ምሽቲ ሎቕማፅ በላዒ ውዳቕ ውዕል ፕሪቶርያ ክተፈፅም ተሸይምካ ትግራይ ኣፍሪስካ ንሽዋ ብሕርጓቶ ክትሸጣ ኣይንፈቕደልካን ጠምባው ጀነራል ።
There is NO government in Tigray, stolen by treasonous Nazis Getachew and Tsadkan in Pretoria.
ናይ ባዕልኻ ተዛረብ እንታይ እተወካ ብዛዕባ ፃድካን
I think you are worry for your building Bilen building in Addis Ababa
እንታይ እዩ ወሪድካ ወዲ ኣሸብር? እንኳዕ ኩሉ ኣዉፃኻዮ ንዚ ኣመላኻትኻ ካብዚ ንላዕሊ ባንዳ ድኣ እንታይ ኣሎ
Kla hasawiy
I found it more genuine speech from general wedi Ashebir
It is fact! He is genuine! Do not forget what was happening on the ground. Many villages were under sever attack, civilians evacuating with their children, cattle engineered by issias.
ምዕራብ ትግራይ ክምለስ እዩ? ብኣፍ ደኣ ሺሕ ግዜ መሊስክሞ ብተግባር እዩ ዘይሎ እምበር
It is real and the reality is that!
እዚ ትማሊ ጀግና ዝተበሃለ ጀነራል: ኣብቲ ሕጂ ዘሎ ዝፈሸለ ምምሕዳሩን ፍታሑን ኣክንዲ ዝዛረብ ናይ ትማሊ ኩሉ ዝፈልጦ ምድጋም ንህዝቢ እንታይ ክጠቅሞ እዩ
ሓሳዊ። ቦሎኽሎኽ ይብል። ናይቶም በረኻ ዝገደፍኩምዎም ደም ይፋረድኩም ኣንቱም ከዳዓት፤ ካብ ሓምት ንላዕሊስ ነቶም ኣደታትናን ኣሓትናን ዝደፈሩ ዝሰደድኩምዎም ንትግራይ ክሕልዉ? ኢ ዶ?? ተመዛበልቲ ኣብ ስቓይ እናሃለዉ ንደገፍትኹም ኣክቲቪስትታት ብኣሽሓት ትኸፍሉ ሓሶትኩም ክደግሙልኩም።
💩💩💩💩💩💩💩💩💩😷😷😷😷😷😷😷😷😷👎👎👎👎👎👎👎☝️☝️ Tedy press መሕፈሪ ኢኻ ኑዚባንዳ እዚ ከተቅርበሰ 👎👎👎👎👎🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧🤧
ብመጀመርታ ኣብ ሎሚ ዘሎ ኣጀንዳ ተዛረብ!! 10 ግዜ ህዝቢ ህዝቢ ኣይትበል! ነዚ ህዝቢ እዚ፡ ዓቕሚ ኣብ ዘብልኩም፡ ማለት ምንብርካኽኩም ዘይተርፈኩም፡ ደቁን ንብረቱን ኣጽኒትኩምዎ እኹም!! ስለዚ ህጂ ውን ጂግና እካ ሓያል' ኻ እንዳ በልኩም ዳግማይ ነቲ ተርፉ ዘሎ ካይተጽንትዎ!! ብፍላይ ንስኻ ኣንታ ዓንጃል ምጅሉሕ! "ንትግራይ ዘይወድቕ እንተሎ ካብ ጸላኢ ፈሊኹም ኣይትርኣዪዎ! በልዎ በልዎ ብጥይት" ትብሎም ኔርካ!! ንባዕልካ 1000 ኪሜ ካብ ከባቢ ኩናት ርሒቕካ! ምጅሉሕ ዋሒድ!!
ከም ኣሕዋትካ ተዓሲቡ ዝወደቐ የብልናን ንመሬቱ ዝወድቕ ጅግና እዩ ንኣብይ ተዓሲብካ ላሊበላ ወርቀዲኖ ዝተገተትካ ታይ ክንብለካ ኢና ።
ወዲ ኣሸብር ናይ ኣብይ ኣሕመድ ተቖጻሪ ድዩስ ኣካል ግዚያዊ መንግስቲ እዩ ? ን2ይ ግዜ ጥራይ እየ ዝሪኦ ዘለኹ
ከዳዕ ህዝቡ እዩ።
ዓፋኒት
WEDI ASHIBER NOW UR BUCHER GENECIDER ABIYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYYY
KAKAKAKAKAKAKAKAKAKAKAKAKAKAK
PP TIGRAY ZOOMMMMMMMMMMMMMMMMMMMMMMMMM MEETINGgggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggggg
kakakaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa
😢😢😢
At a wedi welqayt b hge mengsti nab tgray atyu b mqyar hge mengsti nab gonder ykeyd
ኤርትራዊ ኣይሰማካ ትግራዋይ ኣይሰም ኣካ ባዶ ትንተና
ኤርትራ ን ትግራይ ን ሕደ እዩ ዕድልና ክክክ(ክክክክክክክክክክክክክ
How about Tsadkan, Aseb Aseb?my dear brother Ethiopia wants to own your ports Red sea nee to answer
ጎይታ ይባርኽካ ቴዲ። ብሴናተር ሓዉና ህግደፍ ኣብ ኢናጉሬሽን ከምዘይተዓደመ ብስራት ኣስሚዕካና ሎሚ ንጉሆ። ደጊመ ጎይታ የሱስ ይባርኽካ እብል
ሕጊ እንታይ ከምዝኮነ ንዮሃንስ አብርሃ አብ ሆላንድ ክትከሶ አለካ. ሆላንድ አድ ሕጊ እያ.
ድምጺ
Mit aleka tedi
Teddy ato Haile ykun Badury hizomo zelewo megedy degefty ember ankefty kenkown
For democracy
Very good news eritrea is getting full USA government support 👏
This guy is totally against Brged nihamedu