ንብዙሓት ዘሐጎሰ መግለፂ ህፁፅ ምላሽ - ላዛ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 มิ.ย. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com/lazatigrigna
    www.lazatigrigna.com
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 31

  • @giotomgebremedhin1664
    @giotomgebremedhin1664 12 วันที่ผ่านมา +1

    ንሕሊናኹም እትነብሩ ጀጋና ተጋሩ ቀፅሊሉ❤

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 12 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ ሓይሊ ዕማም ከመስግነኩም፣ ከድንቐኩም ይደሊ።

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 12 วันที่ผ่านมา +2

    Good job 👏 thank you for your service and hard working all of you guys.

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 12 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ የሐጉስ ቀፅሉሉ

  • @teklayhailay9834
    @teklayhailay9834 8 วันที่ผ่านมา

    መምህሪ ጅማሮ.።

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 7 วันที่ผ่านมา

    ፀብቀ ሓሰብ ጀግነን

  • @user-qe2fh2om4t
    @user-qe2fh2om4t 12 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ

  • @jembermedhanye7333
    @jembermedhanye7333 12 วันที่ผ่านมา +1

    Good job! Other organizations should learn from you

  • @AfewerkiMeasho
    @AfewerkiMeasho 12 วันที่ผ่านมา

    Kexililu ❤

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Alixwasihun
    @Alixwasihun 12 วันที่ผ่านมา

    ቀፅልሉ

  • @negatuamay7965
    @negatuamay7965 11 วันที่ผ่านมา

    God job❤

  • @user-rv8xw4vo5t
    @user-rv8xw4vo5t 11 วันที่ผ่านมา

    ይበል ዘብል ውሳነ

  • @lilytadesse6098
    @lilytadesse6098 12 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ❤️❤️❤️😍😍😍🌹🌹🌹

  • @user-tc7ks3mg7f
    @user-tc7ks3mg7f 12 วันที่ผ่านมา

    ትክክል አካይዳ

  • @user-om4fh1vg9j
    @user-om4fh1vg9j 12 วันที่ผ่านมา

    የቐንየልና አቦታተይ ናይ በሓቂ ጀጋኑ
    እቲ ሰብ ግን ብሕጊ ተጠይቑ ንህዝቢ ስሙን ምስሉን ክዝርጋሕ ይግባእ

  • @Berheize
    @Berheize 12 วันที่ผ่านมา

    ብናይ ሰብ በላያበላ ቡዙሕ ኣይትጨነቑ ፅበየቕ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ቐፅሉሉ👏👏

  • @hariyaaregawi313
    @hariyaaregawi313 12 วันที่ผ่านมา

    🏆🎉❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selemunkahsay7485
    @selemunkahsay7485 9 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቁኑዕ ውሳነ እዩ ኣጆኩም ብዘይ ምንም ደሞዝ ነህዝብኩም ትሰርሑ ዘለኩም ንኮርዐልኩም ኢዚ ከምዙይ ዝገበረ ነጋዳይ ግን መርኣያ ግበርዎ ስርቂ ሙስሊይነት ይጥፍእ እዚኤን ክልቲኤን እንተጠፊአን ብጥምየት ዝመውት ኣይኮነን ዝጠሚ እውን ኣይክህልን እዩ 👌

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet 12 วันที่ผ่านมา

    ዲያስፖራ ኣሕዋተይ ቀትርን ለይትን ምስ ሓዘንኩምን ናፍቆትኩምን ኣብ ስደት ሪሂፅኩም ዘምፃእክምዎ ገንዘብ ንህዝብኩም ሰላም ዝሓገዝኩም ፈጣሪ ብዘዉፃእክምዎ ይደልበልኩም። ቀፅልዎ ድማ።እንካዕ ወገንኩም ኮንኩ። ቀ
    ናይ ትግራይና ነገዴ ስጎኦም እምበር ኣታሓሳስብኦምንግብሮምን ኣምሓሩ እዮም።ኣሬሜናት እንተኮነ ርኩባት ኢኩም እሞባዓልትኩም ምሓገዝኩም እንተዘይኮይኑ ድማ ኣብ ስደት ከርተት ኢሉ ክሕግዝ ንዝደለየ ተዐንቅፍዎ😢 ሸይጣዉንቲ።ብዝኮነ ንቲ ፅጉምን ሕዙኑን ወገንና እንተስ ብጥረ ገንዘብ እንተስ እየ ዕፉን ቀይርኩም ሃብዎ። ክራማት ከይ ኣተዎ።
    ካብኡ ከኣ ነቲ ዝሃበኩም ለጋስ ድያስፖራ ክብረት ሃብዎ።
    1ይ ዙር ሚኢቲ ሚሊዮንሓጉዞም እዮም።
    2ይ ዙር(ሕጂ) ከኣ ከባቢ93 ሚሊዮን ኣወፊዮም ስለዚ ክብረት ሃብዎም።

  • @EtAb-qs9kr
    @EtAb-qs9kr 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኩሉኹም ውድባት ተጋሩ ኢኹም ናይ ትግራይ ህዝቢ ጥቅሚ ዝጎድእ ነገር ግና ሐደ ኮይንኹም ተቐለሱ።

  • @user-tc7ks3mg7f
    @user-tc7ks3mg7f 12 วันที่ผ่านมา

    ንሳቱም ጠሚው ህዝቢ ክስደድ ዝደልዩ እዮም

  • @user-tc7ks3mg7f
    @user-tc7ks3mg7f 12 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ እዚ ግን ሺሙን ንግዲ ፍቃዳን ንህዝቢ ምክኔይቱ ፀላኢ ህዝቢ እዩ

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 12 วันที่ผ่านมา

    እቶም ህወሓትን ጊዝያዊ ምምሕድዳር ትግራት ሰበስልጣንን ከምዙይ ጉይሮም ንዘጋጠሞም ኩነታት ኣብ እዋኑ ንህዝቢ መብራህርሂ ዘዘይህቡ? ነገራት ምስተበላሸዉ ክነግሩና የብሎምን::

  • @GBT-bm2rv
    @GBT-bm2rv 12 วันที่ผ่านมา

    ሓዝዎም ዳኣ ናይ ምጭብርባርንቀጠፍጠፍን ናይ ብዙሕ ዓመታት ልምዲ ስለዘለዎም ንህዝቢ ምንም ክብሪ ዘይብሎም ነቀርሳ ስብስብ እዮም እሞ በርትዑ ቃልሲ ክበዝሓኩም እዩ ግን ንህዝብኹም ምድሓን እስካዕ ዝኾነ ተፃወርዎ ።

  • @user-lq2zo4iu9j
    @user-lq2zo4iu9j 11 วันที่ผ่านมา

    ብኸመይ እዩ ንብዙሓት ዘሐጉስ ዘሎ? ናይ ጭንቂ ውሳነ'ምበር መሰረታዊ ፍታሕ ዘምፅእ ኣይኮነን፡ ሙሉእን ሓቃዊን ክኸውን እንተደልዮም ስሩዕ ክሲ ምስ ፓሊስ ኮይኖም ይመስርቱ። እቶም ጨካናት መቕረብቲ ናብ ህዝቢ ክቃልዑ ኣለዎም እንተነኣሰ ጥርጡራት ኮይኖም። ግን መዘውር ግምት ዝሓዘ በዓል ሃፍቲ 'ታይ ይኸውን፡ ሓፂን ጉሒልኩም ዝተባህሉ 'ማ ድኻታት ስለዝኾኑ ሚዲያታት ተቐባቢለናሎም። ድኻ ዝፀልእ ዶ ይኾን ግምት ልክዕ ከም ፒፒ?

  • @abrahaleytewelde9290
    @abrahaleytewelde9290 12 วันที่ผ่านมา

    ጠርጣራው ደኣ ናበይ ከደ?😅😅😅ነቀዝ ኣይንበልዕን!!

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 11 วันที่ผ่านมา

    እናንተ ይች ትግራ ስንት አይነት ሰዉ ነዉ የፈጠረችዉ ።ጀግና ከሐዲ ሐቀኛ ሸረኛ ሌባ ጨዋ ወዘተ እናንተ ለራሳችሁ አእምሮ ና ለህዝባችሁ ብላችሁ ስለሰራችሁ እናመሰግናለን ።ሌቦቹ አጭበርባሪዎቹ ግን ይጩሁ ። ነገዴዉ ግን ይገርማል ።ከእሱ ሻእብያ ይሻላል።

  • @HagosWeldesamiuel
    @HagosWeldesamiuel 12 วันที่ผ่านมา

    ቀፅልሉ