ማእሰርትን ምድስካልን ሕጂውን ይቕጽል።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 พ.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @admasforum
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 80

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 29 วันที่ผ่านมา +6

    ተጻዊቱላ ነዛ ዓዲን ህዝባን ፈጣሪ ይርደአና ኻለዶም thank you brother for your time and your best explanation

  • @quazencarneshim5857
    @quazencarneshim5857 25 วันที่ผ่านมา +4

    መን'እሞ ክሰምኣካ፡ ኤርትራዊ ብሕጂ ዋላኳ ጽቡቅ ተትዛረብ ዝእሸው የለን፡ ብዛእባ ኣድኻ ትግራይ ግበር።

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 27 วันที่ผ่านมา +3

    Kem wetru kubur haw Kald Abdu xubukn agedasin tntena

  • @kibromnega1947
    @kibromnega1947 29 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks big bro, always educational topics 🙏🙏💙💙💙

  • @maekelegebrehiwet9538
    @maekelegebrehiwet9538 27 วันที่ผ่านมา +1

    ከም ወትሩ ብሉጽ ትንተና ሓው ኻልድ። ክብረት ይሃበልና! ኣጆኻ ኣይትተሓለል።

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 29 วันที่ผ่านมา +12

    ክቡር ሓው መ/ር ካልድ ዓብዱ
    ንትህበና ጭቡጥ ሓበሬታ ልዑል
    ምስጋና ይብጻሕካ።

    • @alexhadgu1904
      @alexhadgu1904 20 วันที่ผ่านมา +1

      Komal tekewel. Feletna alena dehul

  • @genettekle8928
    @genettekle8928 28 วันที่ผ่านมา +5

    ከምቲ ኩልሻዕ ብሉጽ ስልጡን ካልድ ሓዉና አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ምስኩሉ ፋሚልካ (ስድራኻን)💞💟🌻🔥🌺💖💐🌸💝💥🍁❤🌿🌹💖💐🌸💝💥💞💟❤🙏🙏

    • @alexhadgu1904
      @alexhadgu1904 20 วันที่ผ่านมา +1

      Hasawe komal agame

  • @Meko86
    @Meko86 28 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 28 วันที่ผ่านมา +1

    ንሕና ዓለምና ዓለም ብፍላይ ኣረባውያን ብነፋሪት መጥኦም ከተንፍሱዮም ብትቦ ክስሕብዎ ፈቲኖም ኣይኮነሎምን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.

  • @user-tt3kx1fp3k
    @user-tt3kx1fp3k 24 วันที่ผ่านมา +1

    I love you kald hawey keslo btbat zedenk tntenana teberkt aloka emo selot hzbi ertra yihagzka amen

  • @Tsere-Shabia
    @Tsere-Shabia 28 วันที่ผ่านมา +2

    Iseyas is over. He will not transfer power to his son

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 29 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks Kald important message I like it.

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 29 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ንጹርን ጽፉፍን
    ሓበሬታ ልዑል ምስጋና
    ይብጻሕካ።

    • @alexhadgu1904
      @alexhadgu1904 20 วันที่ผ่านมา

      Tekewel fenfun agame

  • @mogosberhane264
    @mogosberhane264 18 วันที่ผ่านมา

    Thanks again

  • @teclitdo7dle3fededembaye22
    @teclitdo7dle3fededembaye22 29 วันที่ผ่านมา +3

    ኩሎም ገበነኛታት እዮም የእትውም ነዞም ኢደ በዛ ምልኪ መጨረሻ ዕጭኦም ቅንጸላ እያ

  • @fishluel7990
    @fishluel7990 29 วันที่ผ่านมา +1

    Keep going we’re so proud of you 👍🏽

  • @user-cg8sh9by9u
    @user-cg8sh9by9u 29 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks for sharing ❤❤❤

  • @ahmedhag469
    @ahmedhag469 28 วันที่ผ่านมา +1

    تحياتي واحترامي اوستاز خالد

  • @alexhadgu1904
    @alexhadgu1904 20 วันที่ผ่านมา

    Neseka tigraway eka. Guday Eritrea aymlketekan. Hasawe Wedi hasawe 5:50 5:52

  • @MohamedGbreslasemohamed-by3mo
    @MohamedGbreslasemohamed-by3mo 21 วันที่ผ่านมา

    شكرن

  • @goitomabraha588
    @goitomabraha588 27 วันที่ผ่านมา

    and aymeslenin

  • @SamsomAron
    @SamsomAron 29 วันที่ผ่านมา +3

    Well Done. Always. Memher Kaled Abdu..😊😊

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 15 วันที่ผ่านมา

    💝

  • @berhanefesshaye1493
    @berhanefesshaye1493 29 วันที่ผ่านมา +4

    Merhaba Khalid 👍

  • @weleygebremichael3162
    @weleygebremichael3162 29 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ካሊድ ሃውና ስለቲ ዘይህለል ቃልስካ ኣዝዩ ንጹርን ሃቅኝን እትህበና ዘልካ ምሉእ ጥእና ንምነየልካ ቀጽሎ

  • @AmenAsier
    @AmenAsier 29 วันที่ผ่านมา +4

    Selam

  • @user-jk8pv7tl1l
    @user-jk8pv7tl1l 25 วันที่ผ่านมา

    Naydeka resa zebe kebelewa zderbeya mengste keyre agame

  • @moed1964
    @moed1964 27 วันที่ผ่านมา +1

    ናይዛ መእተዊት ሙዚቃ ሊንክ ዝህበኒ ክብሪ ይሃበለይ

  • @habtebeyene5402
    @habtebeyene5402 27 วันที่ผ่านมา

    ፎርቶ ብላጆ ስሪሕት ወዲ ዓሊ ኢዩ ቶርቶ ሳዋ ኣይኮነን

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 29 วันที่ผ่านมา

    Abrham gin an sltan kimexie elka thasbdo

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 29 วันที่ผ่านมา +1

    ንካልኦት ሚድያታት ኤርትራ አርአያ ትከውን ሚድያ እያ በርትእ እቶም ካልኦት ተዓወት ሀገረይ ወያኔ ፀርፊ ጥራህ ዝፈልጡ ተከፈልቲ ድማ መድሀኒቶም እያ

  • @danielgebre1644
    @danielgebre1644 29 วันที่ผ่านมา

    ኻልድ መድሃኔ ሃይለ ካብ 1983 ኣብ croce del sud( እንዳ ማሕሙድ) ምሳይ table tennis ይጻወት ኔሩ ኣይወለደ ኣይዘመደ የሕዝን ብሂወት ክህሉ ተስፋ እገብር

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 29 วันที่ผ่านมา

    Is that rumours ,blames or usual anger ?

  • @habtebeyene5402
    @habtebeyene5402 27 วันที่ผ่านมา

    ፎርቶ ሳዋ ኣይኮነን ፎርቶ ብላጆ ስሪሕት ወዲ ዓሊ ኢዩ

  • @filmontesfay2570
    @filmontesfay2570 27 วันที่ผ่านมา

    Abzia zelo jebreti ka mewalu kuhusu teray hji ke entay eka ketbel

  • @dehabamine2322
    @dehabamine2322 29 วันที่ผ่านมา +2

    America n ethiopia kab meryet Eritrea n 20 ametat wixi aybeletan. Slemintay eya dea Eritrea kitgideselom?

    • @mesghinnatedla6766
      @mesghinnatedla6766 29 วันที่ผ่านมา

      The war is not about teritory friend

    • @dehabamine2322
      @dehabamine2322 29 วันที่ผ่านมา

      @@mesghinnatedla6766 My point is that if the us don't act when it's to Eritrea's advantage, then why should Eritrea listen to the us.

    • @mesghinnatedla6766
      @mesghinnatedla6766 29 วันที่ผ่านมา

      @@dehabamine2322 but you need to speak world langeuge that is diplomacy otherwise we can.t challange usa

    • @dehabamine2322
      @dehabamine2322 29 วันที่ผ่านมา

      @@mesghinnatedla6766 International Law is world language. The us was guarentor in the Border commission verdict/case.

  • @siumlebasi4061
    @siumlebasi4061 29 วันที่ผ่านมา +2

    Bravooooo

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ቅ❤❤❤❤

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 29 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ፡ጽሩይ፡ካድር፡መሪሕ፡ህዝቡ።

  • @Amandatube07
    @Amandatube07 29 วันที่ผ่านมา +1

    ፓለቲካኻ ብጠቅላላ ንኣሜሪካን ንምዕራባውያን ተገዚእና ከምኡ ውን ጸጋታት ሃገርና ንስልጣና ክንብል የሕሊፍና ንሃብ እዪ ዘሎ ትምህርትኻ፣ እዚ ድማ ኣብ ውሽጥኻ ናይ ስልጣን ህርፋን ጥራይ ከም ዘለካ እዪ ዘርኢ፣ ንናይ ኬንያ ፕረሲደንት ከም ኣብነት ኣምጺእካዮ ኔርካ ንስልጣኑ ክብል እንታይ ሕድገታት ይገብር ከም ዘሎ ግን ክራኣየካ ኣይካኣለን ስለዚ ህዝቢ ተኮር ጌርካ እንተ ትምህር ጽቡቅ ይመስለኒ።

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 29 วันที่ผ่านมา +2

    💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙

  • @user-nj7rj6bt3n
    @user-nj7rj6bt3n 23 วันที่ผ่านมา

    አቱም ደቀርባዓ ናይ ትግራይ ዘይትዛረቡ ዝበላዕኩሞ ይሕነቅኩም

  • @felfalitpodcast192
    @felfalitpodcast192 29 วันที่ผ่านมา

    ካብ ደገ ውን ናብ ኣስመራ ኣትዮም ስልጣን ዝቕበሉ ኣለው: ከም በዓል ሲራክ ባህልቢ::

  • @FsshtsenMebrahtu
    @FsshtsenMebrahtu 23 วันที่ผ่านมา

    ለኽባጥ ዐጋመ ሐሳዊ ጉዳይ ኤርትራ አይምልከተካን እዩ ሐሳዊ

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 26 วันที่ผ่านมา

    ኣመርካ ክመጽእ ተዓዲሙ ኣሎ ሰሚዕካ ዶ ?

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 29 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you .
    Criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 28 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ዓዲ ሃሎ ወዲ ጋንትይ ዝነብረ ኣብ 23 ዙር ኤፍሬም ዝበሃል ውዲ ሓፍቱ ንኢሰያስ ኣሎ ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ቦታ ዝሓዙ። ኤፍሬም ማለት ኣብ 2020 ኢሰያስ ሓቂፍዎ ዝስዕስዕ ዝነበረ ኣብ መርዕኡ።

  • @EstifanosWeldemi1998
    @EstifanosWeldemi1998 25 วันที่ผ่านมา

    ካሊድ መሃመድ ቢርሃን ጉዳይ ሃገርና ኒማኒም የሂሊፊካ ዘይወሃብ ሚካኑ ከስሚረሉ ዪደሊ ፡ኣብዚ ኣተኩርካ ኔቲሂቦ መብርሂ ዪበል ዘቢልዩ ፡ኢንተኮነ ጉዱሳን ሃገራውያን ኢንዳኣሳተፊካ ኪሲራህ ዪላበወካ፡ሃደራ ፡

  • @micaeltesfai2375
    @micaeltesfai2375 29 วันที่ผ่านมา

    Ateftef besihu nay Ada poletika antetgebr mhashe neyru

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q 29 วันที่ผ่านมา +4

    አመል ምስ መግነዝ ዋላ እንተ አረጉ ዚብእን ኢሳያስ በርነንትን አመሎም አይገድፉን ኢይም ዚብኢ ሥጋ ምብላዕ ኢሳያስ ሰብ ምቅታልን ምእሳሪን ይገድፉ ማለት አበደን ህዝበይ አይትተሃመል

  • @hadishdirar8029
    @hadishdirar8029 25 วันที่ผ่านมา

    አታ ሓሳዊ ከዳዕ ኣምሰሉ : ከምዚ ከማኻ ዝኣመሰሉ ከደዓት :ገበቲን ሰረቕትን ክሳብ ዘለዉ ምእሳርን ምቅፋድን ከም ዘሎን ከም ዝቕጽልን ክትፈልጥ ይግባእ :: እቲ ጸጋ ሃገር ብሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዘመጸ ስለ ዝኾነ : ኣብ ረብሓ ሓፋሽ ህዝቢ ክውዕል ኣለዎ ::
    ካልእ እቲ ኩሉ ትብሎ: ክኢላ ናይ ጽውጽዋይ ናይ ምምሳል ኮይኑ ኣብ ጎሓፍ ዝድርበ አዩ ::

  • @medamedhani2703
    @medamedhani2703 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ካልድ ኣብ ስራህካ ሰላም ይምነ ቀትጺለ ወዲ ኢሰያስ ኣብ ሃላፍነት ኢንተ ደይቡ ህዝቢ ይቅበሎ ዶ ይመስለካ ?

  • @MahariGrmay-rd3qq
    @MahariGrmay-rd3qq 29 วันที่ผ่านมา

    Ata loqmax eBay yeetika tigraway edika guday Eritrean eBay yeetika

    • @xolotkieuadey5723
      @xolotkieuadey5723 29 วันที่ผ่านมา +1

      Senef eka neska hasab amxeka tezareb

    • @genettekle8928
      @genettekle8928 28 วันที่ผ่านมา +2

      ዘይትደልዮ (ዘይትፈትዎ እንተኾንካ )ንምንታይ ትአቱ ጸግዕካ ሐዝ። ናይ ደናቁር ተግባራት አይትግበር ሐደራ ?

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 29 วันที่ผ่านมา

    No one challange for iseyas from inside but i think from external iseyas can collapse special from Ethiopia weather good or bad for as

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 29 วันที่ผ่านมา

    SHABIYA - PFDJ Strategy - Mission are NOT Negotiated. Only Danakils Human Rights. Dan'kal wald Arrata Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 29 วันที่ผ่านมา +2

    ማእሰርትን ምድስካልን አብ ውሽጢ ደም ውልቂ መላኺ ክሳብ ዝሃለወ ቀጻላይ እዩ።

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135 25 วันที่ผ่านมา

    ካልድ አነ ናትካ ትገርመኒ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ንኤርትራውያን ይምልከት እስኻ ባዕልኻ ብቃልካ ትግራዎይ እየ ኢልካ ብዛዕባ ዓድኻ ዘይትገብር ዘይምልከተካ ዓጀውጀው ትብል ።

  • @tewisaak9248
    @tewisaak9248 24 วันที่ผ่านมา

    ካብ ተጋሩ እንታይ ንጽበ።ኤርትራ ንምድዋን ልኡኻትን ዉሉዳት ትግራይ። ሕስድና፡ሓሶት፡ምምቡሃቅ ውድቀት ኤርትራ። ኻልድ ብዛዕባ እንዳቦኻ ተዛረብ ።መሓሸካ

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 26 วันที่ผ่านมา

    እቢዪ ምስ ኢሳያስ ዝምድና ተበቲኹ ክትብል ከለኻ እንታይ ጭብጢ እለካ? ስለምንታይ ድኣ ናይ ኢትዮጵያ ነፋሪት ክሳብ ሎሚ ኣስመራ ትኸይድ ኣላ ?
    ጭብጢ ወይ መረጋገጺ ዘይብላካ ምዝራብ ከሕትተካ ምዃኑ ትፈልጥ ዶ?

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 19 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ትግራዋይ እየ ዶ ኢልካ ኔርካ?? ዋላ ዉን እንተዘይበልካ ናይ ዓጋመ ተግባራት ስለ ዝኾነ መልእኽትካ ስቕ በል ኣንታ ግዕዘይ

  • @siumwoldemichael1070
    @siumwoldemichael1070 24 วันที่ผ่านมา

    እስኻ አንጻር መንግስቲ ጥራሕ ዘይኮንካ አንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ ምኽንያቱ ብዛዕባ ወያነ ሐንቲ መዓልቲ ተዛሪብካ አይትፈጥን እስኻግን ትግራዋይ ስለ ዝኾንካ ናይ ሃገርካ ኢትዮጵያ ግበር ንኤርትራ ቅበጻ

  • @AmenAsier
    @AmenAsier 29 วันที่ผ่านมา +1

    እንቃዕ ድሓን መጻኻ ካልድ ዓብዱ ገና እዞም ንኢሰያስ ከም ኣምላኽ ዝሓስብዎ ዘለዉ ፡ ንእግዚኣብሄር ክሳብ ዝፈልጥዎ መከራ ህዝቢ ኤርትራ ብፉጹም ዘበት ኣይውድኣን እዩ!!
    ንስኹም ትምክሕትኹሙን ትዕቢትኩሙን ቀጸሉ ሰላም ዝባሃል ብፍጹም ኣይትርኢዋን ኢኹም!!

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 26 วันที่ผ่านมา

    ንልዕሊ 20 ዓመት ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ሰቢኽካ፡ እንታይ ኣፍሪኻ?

    • @samsontesfazion2416
      @samsontesfazion2416 25 วันที่ผ่านมา

      Yehebay afriyu wach wach aygermekan bebe hade nenehedheden tebalien 😂

  • @weldutsega9587
    @weldutsega9587 22 วันที่ผ่านมา

    ካልድ ትግራዋይ ዘይኮነን ስለ ምንታይ ኢዩ ምልአ ግዚኡ ስለ ኤርትራ ዝዛርብ

  • @yosefgebrewold4300
    @yosefgebrewold4300 26 วันที่ผ่านมา

    ናይ ኢቶጵያኻ ግበር።