"ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዝፈጥሮ ሰላም ረብሓ ኢ/ያ ዝጎድእ ኣይኮነን!" " ኣብርሃ ተኽሉ_ Interview_Abrha Teklu//Brakhe_Show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_criss
    #Ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #Yoseph_Gebrehiwot
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #Eritrean_Poletics
    #Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
    #Yosei_,Studio
    #Twmesgen_Tewelde
    #ተመኣገን_ተወልደ
    #ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
    #Interview_With_Temeage_Tewelde
    #Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
    #Abrha_Teklu_
    #Interview_With,Abrha_Teklu
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ

ความคิดเห็น • 898

  • @mehretabtesfamicael4223
    @mehretabtesfamicael4223 3 หลายเดือนก่อน +62

    ብጣዕሚ ለባን፡ ምሁርን መምህር። ክብረትን ምስገናን ክብረትን ይግብኣካ።

  • @teklithabtemariam4543
    @teklithabtemariam4543 3 หลายเดือนก่อน +56

    ኩቡር መምህር ኣብርሃ ሓወይ፡ ኣብ ትግራይ ከማኻ ዘኣመሰሉ ስልጡናት ቡሱላት ሓቀኛታት ተጋሩ እንትዝበዝሑ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም እና ነበረ ምበልጸገ። እግዝኣብሄር ንኩቡር ጎረበትናን ሓዉናን ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይሃቦ።

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ሓደ ዝኣባሉ ትግራይ ኬድካ እንዶ ተቃለሰሎም። መትሓዚ ዘይብሉ ሽሕጣን ዝበዝሖ ሃበስ ቀደስ ኣምሰሉ ዘረባ ጸላእኩ።

  • @kibromberhe2193
    @kibromberhe2193 3 หลายเดือนก่อน +18

    I admire you professor Abraha & we need more like you. From Eritrea 🇪🇷

  • @weldetnsaeabraham9442
    @weldetnsaeabraham9442 3 หลายเดือนก่อน +230

    ኣነ ኤርትራዊ እየ ከምዚ ለባምን ሚዛናውን ደፋርን ትግራዋይ ርኤ ኣፈልጥን ናይ ብሓቂ ከማኻ ይብዙሑ

    • @adonairm2252
      @adonairm2252 3 หลายเดือนก่อน +4

      ትግራይ ክትጠፍእ ኣለዋ ትብሉ ኔርኩም ሕጂ ኣይኮነን ሰላም። ኢሰያስ ውን ሰላም ኣይደልን ዩ። ሻዕብያ ካብዚ ዓመት ወይ ንዓመታ ኣይክትሓልፍን ያ። ገንዘብ ከፊላካ ተምጽኦ ሰላም የሎን።

    • @Horn_of_Afrika
      @Horn_of_Afrika 3 หลายเดือนก่อน

      @@adonairm2252ዓንጃል ዓጋመ: ኩልግዜ ክትፍክሩን ክትድከሩን ክትነብሩ ኢኹም::

    • @sheba-291
      @sheba-291 3 หลายเดือนก่อน +36

      @@adonairm2252 ከምዚ ናትካ ንሕና እውን ድሕሪ ወርሒ ክነጥፍኣካ ኢና ምበልኩ ግን ካብ ብስምዒት ብርድኢትየ ዝዛረብ፣መጀመርያ ሻዕብያ ብዓረብ ይኹን ብትግረ ህዝቢ ማለትዩ ህዝቢ ድማ ክትዕንዎ እምበር ክተጥፍኦ ኣይከኣልንዩ።ሰላም ግን ይሓይሽ‼️
      ካባኹም ንደልዮ ፍቅሪ ይኹን ጽልኢ የብልናን እቲ እንኮ ንደልዮ ነናትካ ሒዝካ ምክብባርዩ፤እዚ ግን ፍርሒ አይኮነን ንዓይ ካብ ምእማን ከማን ታሪኽና ምውካስ ይሕሸካ፤ካብ ጥንቲ 15ክፍለ ዘመን ብመግዛእቲ ቱርኪ ጀሚሩ ናብ ግብጺ ጥልያን እንግሊዝ ሃይለስላሰ ደርጊ ወያነ ን600 ዓመት ካብ ኩናት ናብ ኩናት ዝሰግር ንዘሎ ሕብረተሰብ ብኩናት ኣይተፍርሖን ኢኻ፤ግን ሰላም ይሓይሽ‼️

    • @sewitaeri8831
      @sewitaeri8831 3 หลายเดือนก่อน +4

      @adonairm2252 asha aytkun Shaibiya bkelilu zifers wdib aykonen ,

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 3 หลายเดือนก่อน +6

      ​@@adonairm2252ዓሻ ሰብ ሰላም እንተ በልካዮ ዝፈራሕካዮ እዩ ዝመስሎ። ዋላ ከምዚ ከማኻ ዝመሰለ ድኑስ። ኣብ ነንሕድሕድ ምብልላዕን ጕሕለትን ወዲቓ፡ መራሕትን ጀነራላትን ኣብ ቅድድም ዝምታ ረድኤትን ሓጺነ መጺንን ዕደናን ተዋፊሮም ዝርከብሉ ስርዓተ ኣልቦነት ወዲቓ እናሃለወት፡ እዚ ከኣ ናብ ስርዓት ደጊያታት ኵናትን ፍጹም ምፍርኽራኽ ዘእቱ ባብ ምዃኑ ከየስተውዓልካ፡ ናይታ ጽኑዕ ስርዓትን ነብሰ ቍጽጽርን ዘለዋ ኤርትራ ውድቀት ከመይ ኣቢሉ ይረኣየካ።

  • @haileyesusmelles5354
    @haileyesusmelles5354 3 หลายเดือนก่อน +33

    ናይ ብሓቂ ለባም መስተውዓሊ ኣርሒቁ ዝጥምት ምሁር ከማኻ የብዝሓዮ ካብ ኩሉ ሸነኽ።

  • @tesfalemkubrom23
    @tesfalemkubrom23 3 หลายเดือนก่อน +11

    Wow , I really love this Guy. I'm speechless about him. Every time his interview matured , facts and point!!!!!!!. Peace and love to horn of Africa ❤❤❤❤❤

  • @tsegaiabraha1867
    @tsegaiabraha1867 3 หลายเดือนก่อน +8

    ፕሮፈሰር ኣብረሃም፡ ንስካ ናይ ብሓቂ ና ሰላም ኣምባሳደር ኢካ። ልዑል ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @semirabdu6615
    @semirabdu6615 3 หลายเดือนก่อน +48

    እቲ እንኮ ደላይን ሰባኽን ሰላም ❤❤❤
    ሃልወልና መምህረይ

  • @alulaberaki9542
    @alulaberaki9542 3 หลายเดือนก่อน +8

    What a brief explanation, teacher wish you long life .

  • @girmatelk8457
    @girmatelk8457 3 หลายเดือนก่อน +39

    እዚ መምህር እዚ እቲ እኖኮ ብሱሉ በሊሕ ሐቀኛ ትግራዋይ😍💐🇪🇷

    • @lomintmalin4716
      @lomintmalin4716 3 หลายเดือนก่อน

      ጆኖሳይድ ተካይዱ ይብል ኣሎ ጌጋ ሓበረታ

    • @girmatelk8457
      @girmatelk8457 3 หลายเดือนก่อน

      @@lomintmalin4716 ኣቢ ከምዝገቦሮ እዩ ዝገልጽ፡።

    • @lomintmalin4716
      @lomintmalin4716 3 หลายเดือนก่อน

      @@girmatelk8457 ብምንታይ ተረጋጊጹ ህውሓት ዝገበርዎከ

  • @asmarasweet7496
    @asmarasweet7496 3 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ብሓቂ ለባም ትግራዋይ፡ ኣበይ እሞ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ለባማት ይብዝሑ፡ ምእንቲ ሰላም ጎረባብቲ ሃገራትን ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን፡ መድህን ከኣ ነዚ ጽቡቅ ሰላም ሰላም ዝጨኑ መልእክቲ ተዓዘብቲ ኣብጽሕልና፡
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መም. ኣብርሃ

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ፎኮስቲ ልቢ ኣይትኹኑ።ብውዑል ኣልጀርስ ንገዛእ ክብል እውን ኣይበቅዐን።

  • @emanuelephrem4307
    @emanuelephrem4307 3 หลายเดือนก่อน +29

    Every nationalist Eritrean is with you my brother! Keep up your honest work!!

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ፊኪስ ልቢ ኣይትኹኑ።ርግእ በሉ።

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 วันที่ผ่านมา

      ​@@askalutesfagaber2281niski eki fokas

  • @niguseghebreab9514
    @niguseghebreab9514 3 หลายเดือนก่อน +69

    መም ሰላም ኢካ 'ሞ ካብዚንላዕሊ በርቲካን ሓይልካን ክሬኤካ ተስፋ እግበል ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና እምነየልካ ኩቡሩ መም ኣብርሃ

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ብዘረባ ል ሂቃን ተጋሩ ኣይትትዓሸው።

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      እዚ ሰብ ኣይ እቲ ሕመረት ጉዳይ ናይ ትሽግር ኣየልዓሎን ። ተጋሩ ብሕጊ ንገዛእ።ልዕልና ሕጊ ይከበር። ክብል ኣይክ ኣለን ። ስለዚ ዘረብ ኡ ትርጉም የብሉን።

  • @wewe5688
    @wewe5688 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዘገርም ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ዝሓሳብ ሙሁር እዩ መ/ም አብራሃም ተኽሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ

  • @Khm1103
    @Khm1103 3 หลายเดือนก่อน +21

    I really admire Dr. Abraha for his courageous stand, he has got a great knowledge and integrity and aspires a lot of peace loving people in Eritrea and beyond. People has to ask did they want to live in war and distraction or to talk for betterment of their people to live in peace and tranquility in which they deserve.
    I think most of people they don't know the Eritrean society but for those who grow up in Eritrea, specially people from tigray they know it well. They were living the same as others with respect and harmony. To my amusement what have changed, we studied, lived and worked together as brothers, families and friends.
    Still we gather, chat and visit each other in all occasions those will live abroad as before.

  • @Sg20052
    @Sg20052 3 หลายเดือนก่อน +19

    Us Eritrean we need such People like you on the critical Time. You are the one und only right Person in Tigray.

  • @hintsamisghina5931
    @hintsamisghina5931 3 หลายเดือนก่อน +3

    መምህር ብሓቂ ተባዕ፡ኣብዚ ግዜ እዚ ጅግና ዝባሃል ከምዚ ከማኻ ጥራይ እዩ ፡ንሰላም ዝሰርሑ ምሁራት እዮም ዘድልዩ ዘለዉ፡ብፍላይ ካኣ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንሰላም ምጽዋዕኻ ብሓቂ ኢኻ ተባዕ ምሁር ክብረት ይሃብካ ጅግና

  • @AndomGebrhans
    @AndomGebrhans 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዓቢ መምህር ኢካ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @Bshrat-HedasAlem
    @Bshrat-HedasAlem 3 หลายเดือนก่อน +53

    "ለባም ኣይስኣን ዓዲ ኮይዓኑ" ለባም ስለዝኾንካ ህዝቢ ኽረብሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሰላም ምዝማርካን ምስራሕን። ናይ ቅንዕናን ልቦናን መንገዲ ምሓዝካ ዋላ ግዜ ይንዋሕ ክትዕወት ኢኻ ካልኦት እንተለው'ውን ከማኻ፡ ተባረኽ!!!

  • @AmanuelGile
    @AmanuelGile 3 หลายเดือนก่อน +73

    ኢንጀራ እዝጊ ብላዕ ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፤ ከማኻ የብዝሓዮ ።

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ልዕልና ሕጊ ይገበር ክብል ኣይበቅዐን።

  • @meleshailemariam
    @meleshailemariam 3 หลายเดือนก่อน +7

    Very intelligent smart educated gentleman with full of knowledge and wisdom. We need such kind of leaders in Tigray.

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 3 หลายเดือนก่อน +42

    Please please invite like this gentleman who is logical it make sense what he says .please please don’t invite who preach for more war and misery to people of Eritrea and Tigray.We need more people from Tigray like this gentleman thank you

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      እንበር ዶ ዝበሎ ሰሚዕክሞ ኢኹም? ደጋጊምኩም ስምዕዎ።

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284 3 หลายเดือนก่อน +14

    ናይ ብሓቂ መምህርን ምሁርን ዘቕስንን ዘዕግብን ልቦና ዝመልኦ ኣብ መሬት ሰላም ከምጽእ ዝኽእል ትምህርትኻ የቐንየልና ምድህን ካባኻ ክትማሃርን ሰላም ክትዝምርን ክትሰብኽን ተስፋ ንገብር።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ከማኻን ናትናኤልን ይብዝሑ።

  • @senbetumelake6127
    @senbetumelake6127 3 หลายเดือนก่อน +20

    በጣም ጥሩ የሆነ ዉይይት ነዉ
    በተለይ ወንድሜ በጣም እዉነተኛ ግልፅ ጌታ ይባርክህ በርቱ ሰላም
    ካለ ሁሉ ነገር አለ ይብቃ ዉግ ወሬ ዉግ
    ሰላም ሰላም ሰላም🙏😄😄

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 3 หลายเดือนก่อน +157

    ንሕና ኤርትራውያን ግን ከም በዔል ኣብርሃ ሓውና ዝ ዝኣመሰሉ ጥዑይ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ተጋሩ ተስፋ ትገብር

    • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
      @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኣጆኩም ኣብ ጎኒ ደለይቲ ፍትሒ እሕዋትና በርጌድ ንሓመዱ ኣለና👩‍❤️‍💋‍👩

    • @user-gzieyumemhrey
      @user-gzieyumemhrey 3 หลายเดือนก่อน

      Sekit lezlaz​@@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ

    • @gideyzemoy1110
      @gideyzemoy1110 3 หลายเดือนก่อน +5

      ደላይ ሂዊከት ዶንጎላ ገርካ ሽማግለታት እንድኣመኻስ ደላይ ፍትሕ።

    • @peacewins3281
      @peacewins3281 3 หลายเดือนก่อน +7

      ​@@gideyzemoy1110ኣነ ኣብ ጎኒ ብሪጌድ ንኹዕንቱ የለኹን,ግን ምስ ህዝቢ ትግራይ ጥቡቕ ርክብ እደሊ.ትግራይ ሃገር እንተኾነት ድማ ብምጽዋዕ/ባጽዕ ጌራ ፍርያታ ሰዲዳ እንተደልዩ እቲ ዝመጽእ ዘሎ ትውልዲ ዋላ ሓንቲ ሃገር ይፍጠር ናይ ባዕሉ ጉዳይ እዩ.ትግራይ ትግርኚ ፈጺመ ዝጸልኦ ፈላላዪ ጸቢብ ተንኮለኛን ረሳሕን ኣጀንዳ ጌረ እቖጽሮ !!!

    • @yosefahferom6893
      @yosefahferom6893 3 หลายเดือนก่อน

      @@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
      ጋእጋእ

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 3 หลายเดือนก่อน +27

    ሜድያ ዝሓዝኩም ሰባት ድማ ኣብ ሰላምን ንሰላምን ጽዓሩ

  • @demhai4560
    @demhai4560 3 หลายเดือนก่อน +44

    I am Eritrean. I agree with professor Abraha!

  • @mahariluul7724
    @mahariluul7724 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጅግና ትግራዋይ። ከም ባዓል እዚ እዮም ካኣ ንማስመድያ ዘድልዪዎን ሓቀኛታት ፖለቲከኛታትን። ዳጋጊምካ ክትሰምዖ ዝዕድመካ ሓቀኛ ተባዕን ሰብ። ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ኣዝየ ዘድንቆ ሰብ እዩ እዚ ሰብ። እተን ሓቂ ካኣ ኩለን ኣውጺወን ኣሎ ተዳጋጋሚ።ለባምን መስተውዓልን ሰብ ብሓቂ።❤❤❤

  • @MaryoApp-ry5xi
    @MaryoApp-ry5xi 3 หลายเดือนก่อน +8

    መድህን ፥ ኣብ ከምዚኢታት ኣተኲርኪ እንተትሰርሒ ፤ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኢርትራን ትግራይ ዓብይ ኣስተዋጽኦ ምገብረኪሞ ኩሉ ሰብ መኽበረኪ ኢለ እሓስብ ። ጽልእን ምሕንኳልን ዝፈጥሩ ሰባት እናዓደምኪ ነቲ ዘሎ ነዃልና መሊስኪ ኣይተግፍሕዮ። ከም ሰብ ኣብ ልዕሌኽን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ኣሕዋትናን ምሉእ ክብረት ኣለኒ ። ሰላምን ፍቕርን ንኹልና ። የቐንየለይ !!❤❤❤

  • @johnhaile4682
    @johnhaile4682 3 หลายเดือนก่อน +1

    The most respected intellectual! Thanks for your rational analysis as usual.

  • @niguseghebreab9514
    @niguseghebreab9514 3 หลายเดือนก่อน +114

    ከማካ 10 ተጋሩ ንትግራይ ምኣከልዋ መም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር መም

    • @adonairm2252
      @adonairm2252 3 หลายเดือนก่อน +3

      😂😂😂 ስቕ በል ባርያ። እዚ ልኡኽ ዩ። ሻዕብያ ከይጠፈአ ሰላም የሎን።

    • @mengeslulu2910
      @mengeslulu2910 3 หลายเดือนก่อน

      I admire this guy he is very intelligent

    • @adonairm2252
      @adonairm2252 3 หลายเดือนก่อน

      @@mengeslulu2910 no no this’s not a sign of intelligence it’s a greed. If you are intelligent you should know what kind of system is being built in Eritrea and what it has done to the country and its citizens and recently to Tigray.The system is built as replica of the North Korean and Cuban system. It’s built to control the population by creating enemies.

    • @Cr7andMessi250
      @Cr7andMessi250 3 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@adonairm2252shaebia Eko shab Eritrean eyu❤❤❤❤zelalem Kea unebr aythilem zehàwey ayniyefien ena Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️

    • @Elli-n2u
      @Elli-n2u 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@adonairm2252😂😂😂😂😂😂donkoro shabiya ketetifi, imo kid wired meanta intela😂😂😂😂😂

  • @biniamgebrehiwet
    @biniamgebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣምላኽ ብጸግኡ ይሓልኻ ክቡር መምህር ኣብራሃ ተኽለ ❤❤❤❤

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብየት ብልሒ ይበል ተዓወት ኣብርሃ ሓውና በሊሕ ትግራዋይ ንበር ❤❤❤❤ ዕርቅን ሰላምን ንህዝቢ ኤርትራን &ትግራይን❤❤❤ መድሂን ጸፋሕ እግራ 45 ሳይዝ

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 3 หลายเดือนก่อน +12

    Nice and outstanding explanation

  • @bereketgulbet8216
    @bereketgulbet8216 3 หลายเดือนก่อน +15

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ የብዝሓዮም

  • @gezenatips
    @gezenatips 3 หลายเดือนก่อน +21

    በሊሕ ሰብ

  • @fitsumteweldemedhin2315
    @fitsumteweldemedhin2315 3 หลายเดือนก่อน +43

    ትግራይ ኣብ ሰላም ክትነብር ኣይ ትክእልን እያ ክሳብ ካብ አሜሪካን ካይ ተላቃቀት፡፡

  • @senayeri433
    @senayeri433 3 หลายเดือนก่อน

    መምህር ኣብራሃ ለባም ተባዕ፡ መግለጺ የብልናን። ክንፈትወካ ምዓት ኢና። 🇪🇷❤🇪🇷

  • @erilove1651
    @erilove1651 3 หลายเดือนก่อน +16

    I would say the only wise and educated person in Tigray I have seen ever. We need minds like yours, Prof.
    And Berake shows and Medhin please take a lesson from him and look at all the comments given. Ztefeshu mediatat kem trhu gerewegna bzuh dmxi tegeberu kumneger zgebru aymselki!!!!

  • @dc8625
    @dc8625 3 หลายเดือนก่อน +23

    ኣብርሃ ተክለ ሓደ ብለጽ ኣያና💙🤗

  • @wri784
    @wri784 3 หลายเดือนก่อน +14

    The best and the best teacher ❤️

  • @Gira1995
    @Gira1995 3 หลายเดือนก่อน +14

    Welcome back መምህር ኣቦ ሓቂ!

  • @Wedihaile-qz1zw
    @Wedihaile-qz1zw 3 หลายเดือนก่อน +9

    ብታሚ ንፉዕ ጎበዝ ሓቀኛ ቦለቲከኛ🎉

  • @JAMALAHMAD-fr6te
    @JAMALAHMAD-fr6te 3 หลายเดือนก่อน +1

    Proud of you ya are very very gentleman. Keep going peace and describe people we are supporting always we are the hero of person.

  • @DawitDave-gl2vx
    @DawitDave-gl2vx 3 หลายเดือนก่อน +20

    መምህር ከም ስሙ ጎበዝ

  • @kibreabhabtetsion717
    @kibreabhabtetsion717 3 หลายเดือนก่อน +5

    Very fantastic discustion.
    Thanks Medy and Memhir Abreha.

  • @amyohannes4198
    @amyohannes4198 3 หลายเดือนก่อน +5

    great peace preacher,
    I support him 100 percent to his points. We need peace and development

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 3 หลายเดือนก่อน +20

    This man & such likes must come to top position if the people's problem is to be ended

  • @FATAWEDI
    @FATAWEDI 3 หลายเดือนก่อน +31

    We need peace 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ወልፋሳት ኣይትኹኑ ። ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ዝ ኣበየሉ ግዜ የለን።
      ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ዘሪጉ ዘሎ ጃንዳ ወያኔ ትግራይን ኣቢን እዮም።

  • @mikyasakile4579
    @mikyasakile4579 3 หลายเดือนก่อน +1

    As an eritrean i admire your honesty & your will to long lasting peace between the ppl of Eritrea & Tigray specifically. As Meles zenawi said during his speach in eritrea in early 90's " ቁስልና ኣይንሕከኽ". ንስለ ፍቅርን ሕዉነትን ናይ ሓባር ዕቤትን ዝገደፍካ ገዲፍካ ንቅድሚት ምኻድ ክሓይሽዩ.❤

  • @Asme125
    @Asme125 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ዘማሪ ሰላም

  • @tesfomgebru5093
    @tesfomgebru5093 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ነዚ ሓውና ይከታተሎ እየ ምሁር ዝብሃል ትግራዋይ ኣዝዩ ብቅንዕናን ብፍልጠትን ዝትንትን ኣዝዩ በሊሕ ሰብ ኢኻ ሞ ካልኦት ብወገን ኤርትራውያን ይኹን ብወገን ትግራይ ነዚ ናትካ ሓሳብ ብምሉእ ልቦና ክቅበልዎ ተስፋ ይገብር
    Thank you ኣብራሃ

  • @teklebrhanhailu3113
    @teklebrhanhailu3113 3 หลายเดือนก่อน +15

    ተጋሩ አሕዋትና ብሰላምክትነብሩ አብርሃን መሰልቱን ክመርሑኹም ግበሩ

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 3 หลายเดือนก่อน +1

      I don’t think like this intelligent person gets like that position

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ሐውና አታሐሳስብኡ ኩሉ ትግራዋይ ምስ አታሐሳብኡ ንርዕም ብዛዕባ ሰላም። እስና ካ ሐደ ካብቶም ጉቦ ዝበልልዕ ካብ መራሕቲ እዋሐት እዩ ኤርትራዊ አይኮነ መግትናን ሕዝብና ሐደእዩ ቃልና። ነዚ ሐወይ ካአ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @one7910
    @one7910 3 หลายเดือนก่อน +4

    I can't admire you enough kubur Abi hawey!!!
    God bless you!i would like to see you on the top position and help this people with your kindness!!
    Thank you Professor Abraha!!❤❤

  • @FisehsyeWeldegergishi
    @FisehsyeWeldegergishi 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዎ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዝሑ

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ሊትሮ ቀለም ዝሰተየ መስተውዓሊ ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሓወይ ናተይ
    እንበር ኣብ ከምዚ ብጽልኢ ዝዓወረ ሚድያ ኣቲካ ከምዚ ዓይነት መልሲ ምሃብ ትብዓት ይሓትት እዩ ናይ ብሓቂ ከኣ ተባዕ ምኳንካ ኣመስኪርካ

  • @kidane4266
    @kidane4266 3 หลายเดือนก่อน +9

    ኹሉ ጌዜ ኣቅርብና ቡዙሕ ኢና ንረሕ ኻብዚ ሰብ አዚ.ሰብኣዉነት,ሓቀኛ መረዳታ ዘለዉ ሰብ በሊሕ ኣእምሮ ናይ ሓቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay 3 หลายเดือนก่อน

      Nisa emo selam zeytdeli. Medhin kab selam aytrebhin eya

  • @ghirmayberhane392
    @ghirmayberhane392 3 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ብሓቂ ብሱል ናይ ብሱል መምህር
    ኣምባሳደር ሰላም ኢካ!!!

  • @SandroEritrawi-yx4lo
    @SandroEritrawi-yx4lo 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ለባም ትግራዋይ ከምዚ ከማኻን ናትናኤል ኣስመላሽን እንተ ዝህልው ኔሮም
    ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ኹሉ ዓዘቕቲ ኣይምኣተወን ብዝኾነ ኣድኒቐካ ኣለኹ
    ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ውን ዓቢ ክብሪ ኣለካ
    ብዝኾነ ዕድመ ንዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ካብ ኣድናቒኻ ሳንድሮ እየ ካብ ማእከል ኣስመራ

  • @kidane4266
    @kidane4266 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ሓቂ ለባም ሓዉና,ናይ ባሓቂ ኢየ ዘድቀኻ ኪም ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @fitsumkflaikidanu558
    @fitsumkflaikidanu558 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣነ ከም ኤርትራውን ደላይ ሰላም ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ነዚ ምሁርን ለባምን ሰብ ክሰምዕ ከለኹ መንፈሰይ ይሕደስ። ኤልታት ተጋሩ ካብዚ ለባም ሰብ ተመሃሩ፡ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ከምዚኦም ዓይነት ክሕግዞምን ክስዕቦምን ይግባእ።

  • @michaelid9914
    @michaelid9914 3 หลายเดือนก่อน +5

    ልዕሊ 570 ኮመንትስ ይርኢ ኣለኹ። እቲ ዝገርም ግን ኩሉ ኮመንት ወሃቢ ኤርትራዊ እዩ። ማለት ካብቲ ዝህቦ ርእይቶ ክትዕዘብ ከሎኻ፡ ኤርትራዊ ኮይኑ ንመምህር ኣብርሃ በቲ ርእይትኡን ናይ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላም ዝደሊ ምዃኑ ዘመስግንን በቲ ዘቕርቦ ሓስብ ድማ ዝሰማማዕን እዩ።
    ንምንታይ ተጋሩ ዋላ ብውሱን ደረጃ ነዚ ናይ ሰላም ሃዋርያ ዝኾነ ሓው (መምህር) ከድንቕዎን ክድግፍዎን ዘይምርኣይ ዘትዓዛዝብ እዩ።

  • @መንግስወዲኤሪ
    @መንግስወዲኤሪ 3 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ቃለመጠየቅካ ክሰምዕ ኣዝየ ኢየ ዝብህግ ፡ኩሎም ተጋሩ ከምዚ ናትካ ኣወንታዊ ሓሳብ ዘልዎ ንክልቲኡ ህዝቢ ኣርባሒ ኢዩ,ኣጆካ ኣይትሕመቅ

  • @Beserat
    @Beserat 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሐቂ ጹሩይ ሐቀኛ ተንታናይ ቡሩህ መጻኢ ወሎዶ ዘቀጽል ስነ ሐሳብ ብጣእሚ ሰብ ክትከውን መጀመርያ ሰብ አዊ ነትካ ቁኑእ ክከውን አለዎ።ጎበዝ ጽቡቅ ስነሐሳብ አቅርብካ ዘእግብ ዘረባ ❤❤❤❤

  • @johnhaile4682
    @johnhaile4682 3 หลายเดือนก่อน +1

    Education, wisdom, knowledge, rationality and reality based analysis. Since the first day I was his excellency Professor Abreha is the most stable and intelligent person who always put his perspectives for the benefit of the majority and inclusive success.

  • @MebrahtomBeyene
    @MebrahtomBeyene หลายเดือนก่อน

    መም ዕደመን ጥዕና ይሃብካ❤❤❤❤

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣዚዩ ለባም ሰብ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብዚ ክልተ ህዝቢ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣተሓሳስባ ዘለዎም የብዝሓዮም።
    መድህን በጃኺ ኩሉ ግዝየ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ኣምፅእልና።

  • @tedroskidane3179
    @tedroskidane3179 3 หลายเดือนก่อน +7

    በጣም ጥሩ ገላፃ ጥሩ አእእምሮ ጥሩ እውቀት ጥሩ አስተያየት ነው። ሰላም ሰላም ኬተኛውም ኋይል ጋር

  • @yohanafessehazion9203
    @yohanafessehazion9203 3 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ እንኮ ርእሲ ዘለዎ ትግራዋይ. Hats off Professor ❤

  • @joba342
    @joba342 3 หลายเดือนก่อน

    መምህር ናይ በሓቂ ብሱልን ሚዛናውን ዘረባ ።

  • @yemanehabte1273
    @yemanehabte1273 3 หลายเดือนก่อน

    ዘገርም ብቕዓት ናይ ዘመንና ሃዋርያት

  • @abgh-gc1nh
    @abgh-gc1nh หลายเดือนก่อน +1

    Abraham Teklu .you are absolutely right. One's for all peace and happiness prosperity between Eritrean and Tigray people. No more war enough is enough. Listen to your people. God bless you both.Medhn well done. God bless Eritrean, God bless Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏.

  • @abrahamyohannes
    @abrahamyohannes 3 หลายเดือนก่อน +10

    Ane Eritreaw eye Nay behaki edmen tenan yehabka ❤

  • @filmonyemane6489
    @filmonyemane6489 3 หลายเดือนก่อน +8

    He is smart enough and kind ....keep it up as it is ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nebaygebresilsye2038
    @nebaygebresilsye2038 3 หลายเดือนก่อน +12

    ከማኻ ይብዝሑ ብጣዕሚ እዋናውን ቡሱል ሓሳብን ሰላም መዘና የብላን

  • @asefawembaye6486
    @asefawembaye6486 3 หลายเดือนก่อน +10

    Very rayet man oll the best bero ❤

  • @rutasolomon4569
    @rutasolomon4569 3 หลายเดือนก่อน +1

    Abreha you are a God's sent. What a calm, confident, wise full of knowledge and admirable gentlemen.
    Much respect, you educated all of us, Thank you.

  • @hadishdirar8029
    @hadishdirar8029 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኩቡር መምህር ኣብራሃ : ብሓቂ አዚ ፖለቲካዊ ስነሓብካ: ንምልእ ከባቢና ብሰላምን ምርድዳእን ተሳንዩ ኣብ ሃሃገሩ : ተሳንዩን ተኸባቢሩ :ውግእን ወረ ውግን ኣብቕዑ :ሰላምን ምክብባር ዓሲሉ : ኣብ ልምዓት ሃገሩን ንግድን ተዋፊሩ : ህዝብታትት አዚ ከባቢ ብቕሳነትን ሰላምን ዝነብረሉ : ቅዱስ ሓሳብ ስለ ዝኾነ:ኣጆኻ ነዚ ቅዱስ ሓሳብ ቀጽሎ ::

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash 3 หลายเดือนก่อน

    To resolve Tigray's internal & external turmoil, Tigray needs brilliant leaders like you.
    Keep up the great work. 👍

  • @Mike-eritrea291
    @Mike-eritrea291 3 หลายเดือนก่อน +23

    ብጣዕሚ ሕምምቲ ኢኺ፡ ኩሉ መነጅደባትኪ ብዛዕባ ሕማቕ፡ናይ ኤርትራ ክትዛረቢ። ዕርቂ ክንቅበል ኮሎና ንኹሎም የህዛብ ሰላም ጽቡቅ ስለ ዝኾነ እምበር ፍሉይ ረብሓ ሃሊና ኣይኮነን። ሰላም ምስ ኤርትራ ብቀንዱ ድሕነት ንህዝቢ ትግራይ ኢዩ። ንስትሳተጂካዊ ድሕነት ህዝብኹም ዝሓስብ ምሁር ዝሓሸ እዚ ኢዩ፡ዝሓሸ ኢየ ኢለ፡ምኽንያቱ ኣቭ እምነቱን ሓሳቡን consistency ዘለዎ ትግራዋይ ኣይራኣኹን።

    • @mendelay1944
      @mendelay1944 3 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ መምህር፡ ሰላም ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ረብሓ'ዩ።

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      @@mendelay1944 ሃለው ለው ክትብሉ ግዜኩም ኣይተባኽኑ። ህዝቢ ኤርትራ ብሕጊ ሰላም ኣሚኑ ተገዚኡ ዝንብር ህዝቢ እዩ።
      ተጋሩ ኩናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢርርትራ ክእውጁ እዮም ዝውዕሉ።
      ሓቂ ተልይኩም ንምንታይ ን ተጋሩ ዓገብ ዘይትብሉ።

    • @mggeek3669
      @mggeek3669 3 หลายเดือนก่อน +1

      Hawey xerfi meleleyina aykonen lisanka tekoxaxer. Zikonet koyna nezi memhir hasabu kigelix sile zifekedetlu tirah misgana yigbea eyu. Ente eti kalie gin ab kebdina gerna niselam nixar. Mikri haw eya.

  • @abrahaleyyohhanestesfaslas627
    @abrahaleyyohhanestesfaslas627 3 หลายเดือนก่อน +1

    No words,no comments, you are so intelligent, please keep on it for ever.

  • @danihanidcmichial3856
    @danihanidcmichial3856 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bta’ami xbuk hasab lebam lzub nay selam xa’wiet & fact points thanks so much , kemaka ybzuhu kbur seb 🙏

  • @rastasirak7758
    @rastasirak7758 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaqi lebam seb thanks 🙏

  • @mubarek466
    @mubarek466 3 หลายเดือนก่อน +1

    Professor abreha i admire you too much,we need this kind of perspective in order to achive permanent peace . Sister medhn please try your best to have a peace. Look all the comments they are just a postive and lovely .❤

  • @shimendigde9121
    @shimendigde9121 3 หลายเดือนก่อน

    I would like to appreciate you Bro. Abrha, keep this idea and spread and advocate to all people of Eri and Tigray!!!

  • @HenokGhebrhiwot
    @HenokGhebrhiwot 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጡዑም ዘረባ🎉🎉

  • @thahrahmed4448
    @thahrahmed4448 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ቡሉጽ ሰብ ተዝመርሓ ትግራይ ካብዚ ውድቀት ምዳሐነት

  • @Sunn-o8m
    @Sunn-o8m 3 หลายเดือนก่อน +7

    You are so welcome and I hope you are doing great I really appreciate you

  • @yohannes2014
    @yohannes2014 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ኩሉ ከምቲ ሓሳብካ ሰላም ክኸውን።❤❤❤❤❤❤❤

  • @HJs-yj1pv
    @HJs-yj1pv 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ከም ኤርዊ ዜጋ ንቑሕ ሰብ ኢኻ ከማኻ ይብዝሑ ለባብ ሰብ ኢኻ ኣብ ሰላም ብዙሕ ረብሓ ኣለና እሞ ጽቡቕ ዘረባ ወረጃ ሰብ
    ሰላም የምጻኣልና ፈጣሪ።
    ናትካ ትግርኛ ኣምሓርኛ ከይ ሓወስካ ምዝራብካ ኩርዓት ይስማዓኒ
    God bless you

  • @pwrNahom
    @pwrNahom 3 หลายเดือนก่อน +3

    Iam Speechless about your analysis Abraha hawey and an amazing analysis ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azutsehaye1642
    @azutsehaye1642 3 หลายเดือนก่อน +3

    I am so happy we need like u respect person. Te achef our peace between Eritrea/Tigray en to All Ethiopian ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
    I thing she must learn from u🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @B-App
    @B-App 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ለባም ሰብ ፡እዚ ናትካ ሕሳብ ኣብ ህዝቢ ይስፈን፡ ብስም የሱስ ሃለልውያ፡ ኣመን ።

  • @MehariFsehatsion
    @MehariFsehatsion 3 หลายเดือนก่อน +1

    Great man! Thank you for the professional discussions and principally true and logically accepted. The same goes to the Journalist Medhin.

  • @samsonelias2971
    @samsonelias2971 3 หลายเดือนก่อน +6

    ካብዚ ርኢቶታት ሓደ ነገር ተገንዚበ፡፡ ኩሉ ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ እቲ ሓቂ እንዳፈለጠ ከምዝጋገይ፡፡ ንሱ ድማ እዩ ኣብዚ ርእይቶ ንመጀመሪያ ግዜ ሰላምን ፍቕርን ዝዝምር ህዝቢ ርእየ፡፡ ክቡር ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሕጂ ውን ዝሓለፈ ይኣኽለና ብግዜናን ዕድሜናን ዝተጻወቱልና ፖለቲከኛታት በሃልቲ ሰላምና ንኸይንዝረግ እንሕልዎ ባዕልና እዩ'ሞ ሓደራ ነቶም ጽቡቕ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ምሁራትና ንቕድሚት ንምምጻእ ንስራሕ፡፡ ዝኸበርኩም ብራኸ ሾው እቶም ንክልተ ህዝብታት ክፈላልዩ ዝኽእሉ ሰባት ብስም ተቓወምቲ ኤርትራ ዝሽቕጡ ዝጠፈሹ ነጋዶ ሕጂ ውን ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቕምዎን እዮም፡፡ ምናልባት ዝተበታተነት ኤርትራ ምርኣይ እንተደሊኹም ግን ኤርትራ ጥራይ ኣይኮነትን ክትብተን እዚ ክልተ ህዝቢ እዩ መሊሱ ናብ ካልእ ዘየድሊ ክኸይድ፡፡ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን እንተ ሰሚሮም ጥራይ እዩ ሰላም ክነግስ ዝኽእል፡፡ እዚ ናይ ሰዓርን ተሳዓርን መንፈስ ዘይብሉ ምስ ዝኸውን እዩ፡፡

    • @askalutesfagaber2281
      @askalutesfagaber2281 3 หลายเดือนก่อน

      ትብተን ኢትዮጽያ እንበር ትብተን ኤርትራ የላን።

  • @meserethabtegiorgis1435
    @meserethabtegiorgis1435 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ቡሱል አመለኻኽታ ዘለካ ሰብ ኢኻ!!!

  • @ag3656
    @ag3656 3 หลายเดือนก่อน +8

    you the best we need like you and nati

  • @SuperChelseaSW6
    @SuperChelseaSW6 3 หลายเดือนก่อน +1

    Medhin listen to this guy attentively he's brilliant as for me i am on his side .

  • @Africastar
    @Africastar 3 หลายเดือนก่อน +8

    This is a real and true Tigraya,,,,he is really ready for peace