ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

EMNA ኣብ 6ይ ወራር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣኼባ 'ዓሽ ወዲ ኣፎርቂ'ዩ' ዝበሃል ነይሩ። ናይ ብሓቂ ሓያል መራሒ ነይርናን ኣሎናን ERITREAN HISTORY

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ย. 2024
  • EMNA ኣብ 6ይ ወራር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣኼባ 'ዓሽ ወዲ ኣፎርቂ'ዩ' ዝበሃል ነይሩ። ናይ ብሓቂ ሓያል መራሒ ነይርናን ኣሎናን ERITREAN HISTORY
    Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news

ความคิดเห็น • 56

  • @yohannestewolde8152
    @yohannestewolde8152 หลายเดือนก่อน +1

    VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-lt3yl9nq1d
    @user-lt3yl9nq1d หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦታትናን ኣያታትናን ብቀይሕ ደምኩምን መስዋእትኹምን ማዕረ ዓለም ከም ንስራዕ ጌርኩምና ኢኹም እሞ ክብሪ ነዓኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hss2423
    @hss2423 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ጅግንነት ናትኩም መግለጺ ኣይርኮቦን እዩ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና❤❤❤💪💪💪💪💪💪🌺🍀🌷🌸💐

  • @fesahayeandiyes5050
    @fesahayeandiyes5050 หลายเดือนก่อน

    ERTRAWUNET KUBUR MENINET kinbil kelena jigninet ayatatna sile nifelt Ena 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @m.t6772
    @m.t6772 หลายเดือนก่อน +3

    ናይዞም ጀጋኑ ውዕሎ ዚሸራረፍ ዘሎ ኮይኑ እስማዓኒ እቲ ምኽንያት ድማ ሕጽረት ግዜ ኢዩ።በጃኻ ኤፍሬም ዋላ ነዊሕ ክፋላት ከምዚኸይድ ጌርካ ነቲ ርኡይ ግድፈት ታሪኽ ብዋሕዚ ከምዚትርኹዎ ግበር ።ብዚተረፈ ጀጋኑ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ምስጋና ንሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ። ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ጅግንነት ኤርትራዊ❤❤❤❤❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ እንቋዕ ካብዞም ጀጋኑ ተወለድና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @m.t6772
      @m.t6772 18 วันที่ผ่านมา

      @@tirhasdainel4906 👋👌

  • @MhamedAbderhim
    @MhamedAbderhim หลายเดือนก่อน

    Grazie mille 🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉

  • @zereghebreyohannes5143
    @zereghebreyohannes5143 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍🙏🙏

  • @sdsd3951
    @sdsd3951 หลายเดือนก่อน +1

    Nay tegadeltina tezentiyou aiwidain jeganuna idmen tianan yahbkum 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

    • @m.t6772
      @m.t6772 18 วันที่ผ่านมา

      @@sdsd3951 👋🙏

  • @user-yj1hy9ir1l
    @user-yj1hy9ir1l หลายเดือนก่อน

    الله يحفظ الوطن والمواطن

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯👍🎉🎉

  • @zularedsea3134
    @zularedsea3134 หลายเดือนก่อน +1

    ሹክረን ኤፍሬም ግደ ...

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 หลายเดือนก่อน +1

    ኤፍረየም በጃኻ ጽሙቅ ኣቢልኩም ንገሩና ኩሉ ክንሰምዖ ንደሊ ገሊ ኣኦም ብፈተራ ዘይገበርዎ መላሊ ኦን ይነግሩ ኢቲ ዝተገበረስ ከይጸሞቅኩም ንገሩና ብምሉ ኡ ምንጋር ንሃገርና ክንዕቅብ ይጠቅመና ኣይ ጅግንነት ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ዝገደፍክምሉ የለን ክንድዚ ጽንዓት ኣሎ❤ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ

  • @hadashabteab9974
    @hadashabteab9974 หลายเดือนก่อน

    Welcome jagnu because of you we have country

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 หลายเดือนก่อน +1

    Jeganu jegunu jeganu.

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏✊✊✊✅🌺❤️🌺❤️🌺👍✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Sabine Nizehleme

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน

    Welcome deqi Eriyyyy jiganu Good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 หลายเดือนก่อน +1

    ሻዕቢያዊ ክብርታት
    ሕድሪ
    መትከል
    ውድብ
    ንቅሓት
    ቃልሲ
    ዓወት
    ዓወት ንሓፋሽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mehari_ffm
    @mehari_ffm หลายเดือนก่อน +1

    🙏👍💪🌹❤️🇪🇷

  • @Hagere214
    @Hagere214 หลายเดือนก่อน +1

    አወት: ንሀፉሸ: የቀንየልና: ጀጋኑ: አቦታትናን: አዴታትና: 🇪🇷🇪🇷

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dl4055
    @dl4055 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷,aye jgnnet,enqae natna konkum,jeganu tegadeltna edmen tenan yhabkum fetari,netom hiwetom kefilom hager zhabuna zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 หลายเดือนก่อน

    Amazing job 👏 ❤❤❤.

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @kbrabtesfagabir6346
    @kbrabtesfagabir6346 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 หลายเดือนก่อน +3

    እወ፡ ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ኣዝዩ ዘኹርዕን ኣዝዩ ፍሉይ ዕድልን፡ ንወለዶታት ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና።🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️👍🏽

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @user-xy2gb4qf5s
    @user-xy2gb4qf5s หลายเดือนก่อน +1

    ሳሕል ከም ሃገር ህዝባዊ ግንባር ከም መንግስቲ ❤ ዝጀመረ ግዕዞ ኤርትራ ሎሚ ቢንያም ግርማይ ኮኾብ ናይ ዓለምና ኢሉ ይቅጽል ኣሎ🎉

  • @HenokHiyabu
    @HenokHiyabu หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @senedmahari3850
    @senedmahari3850 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኤፍረም ግደ ከምይ ትከውን፥ ብመጀመርታ ነቲ ትገብሮ ዘለኻ ንቱፍ ተሳትፎ ብፍላይ ኣብ ታሪኽ ገድሊ ዝተሞርኮሰ ዛዕባታት ከመስግነካ ይደሊ ፡ ካብዚ ብምኣቅጻል ኣብዚ ግዜ ከም ትፈልቶ ስርዓት ማለሊት ብዛዓባ ውዕሎ ስሪሒት ፈንክል ብዙሕ አዮም ዘህተፍትፉ ስለዚ ካብዚ ተምርኩስካ ኣብቲ ውዕሎ ካብ ዝዋዓሉ ሓለፍቲ ወይ ውን ታራ ተጋደልቲ ብግሩፕ ቃለመጠይቕ አንተ ትግብር ጽቡቕ ኔሩ ።
    የቐንየልይ
    ኣድናቒኻ ምሐርታብ ዎልዳይ (ወዲ ዎልዳይ)

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህ.ግ.ሓ.ኤ. ስነ-ሓሳብን ዕላማን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓወቱ ዘብጽሐ ውድብ ድሕሪ ናጽነት ውን ልኡላውነት ሃገር ዘውሓሰ ናይ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ዋልታ እዩ ነዚ ዕላማን ራእን ንምዕዋት ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበረ ክቡር ፕረሲደት ሃገር ኤርትራ ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን ንዓካን ስድራቤትካን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GebremariamTesfamariam-yx3fu
    @GebremariamTesfamariam-yx3fu หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @GezaiAraya
    @GezaiAraya หลายเดือนก่อน +1

    ⛪️🕌⭐️⭐️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @habtom7889
    @habtom7889 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 หลายเดือนก่อน +2

    ዝትትምሕሩና ኣበይናይ ኣኬባ ናይ ስራዊት ተስቲፉ?እንባዓል ወዲ ስለሙን ንባዓል ድርዕ ወዘተ ኣበይ ምስ ኣብሉ ክምዚ ሕጂ ክይትሽርቡ በዚ ጋኒን ስብ

    • @nugusezhans4267
      @nugusezhans4267 หลายเดือนก่อน +1

      ዘይትፈልጦ ታሪኽ ጦብሎቅ አይትበል እወ አብ ግንባራት እንዳዞረ አኼባታት ዝገብር ዝነበረ እዞም ጠቂስካዮም ዘለኻ መራሕቲ ብልቢ እነፍቅሮም መራሕትና እዮም ስለዚ ንኻልእ ዕላማ ክትጥቀመሉ ክትብል እይትሃውትት

    • @Erilebna
      @Erilebna หลายเดือนก่อน

      Our history is like diamond if you want sit down and listen if not do not come to our Eritrean heroes channel 👎🏽👹👺👿🙊🙈👎🏽🙊🙈

  • @abrhethabtemariam-lb5fk
    @abrhethabtemariam-lb5fk หลายเดือนก่อน +1

    Jeganuna fluyat Kabul alemanno iyom

  • @lemlemwolday2976
    @lemlemwolday2976 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 หลายเดือนก่อน +1

    Shame on us eritreans we love Dictator i hate my self to be called Eritrean

    • @m.t6772
      @m.t6772 18 วันที่ผ่านมา

      @@mulugeta481 may be you Are not an Eritrean. If you don’t want to be an Eritrean you can change your nationality.

  • @rumenege6356
    @rumenege6356 หลายเดือนก่อน

    መን ብዘየግድስ ማንም ሕጂ ተዛሪቡ ሓቀኛ ተግባርን ምስሊ ቀታሊ ኢሰይያስ ክቕይር ዝኽእል ሰብ የለን።ጅግና እቲ ክሳብ ሕጂ ተዓፊኑ ዝሃልቕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ እምበር፡ዘይሕጋውን ብሂወት ሰብ ዝሕተትን ቀታሊ ኢሰያስ ዝፈጸሞ ጅግንነት የለን። ጀጋኑ ተሰዊኦም ተቐቲሎም ተኣሲሮም ወይ ተገዲዶም ብራዕዲ ምስኡ ዘለውን ዝተሰደዱንዮ ክኾኑ ዝኽእሉ።ስለ'ዚ ኩሉ ንግዚኡ'ዩ ጽባሕ ግን ካልእ ጉድ እዚ ጨካን ንህዝቢ ኣብ ሓደጋ ዘውደቐ ሰብ ክወጽእ እዩ።

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤