EMNA 4ይ ክፋል "ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዊ፡ ኣንጻር ከዳዓት ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ፡ መወዳድርቲ የብሉን። ይዕወት ድማ'ሎ።" ERITREAN HISTORY
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- EMNA 4ይ ክፋል "ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዊ፡ ኣንጻር ከዳዓት ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ፡ መወዳድርቲ የብሉን። ይዕወት ድማ'ሎ።" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
ከቢዲ ዋጋ ከፋልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በጣም ባያልቅ የሚባል ታሪክ ኤፍሬም በጣም ጥሩ ታሪካ ሰለምታቀርብልን እናመሰግናለን ጀማል ጤና ይሰጥክ በብዙ ዎጋ የተገኞች አገር ነው ያለችንና ትውልድ ታሪኩን መጠበቅ አለበት ድል ለኤርትራ
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️.
Jimmy ARKEY kibur BTSAYE EDMIEN TIENAN YIMNEYELKA 🇪🇷♥️🇪🇷
ተባዕ ብኹሉ ንፉዕ ገላጻይ፥ ከማኻትኩም የብዝሓልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቅርስታትና ኢኹም ጀጋኑና፡ ኤርትራ ዋጋኹም እያ፡ ንዘልኣለም ሞጎስን ክብርን ንዓኹም❤🇪🇷👍
ጀማል ሓውና ጽቡቕን ዘዕግብን ሃናጽን መሃርን🇪🇷 ክንፈልጦ ዝግብእና ጅግና ሑቡን ወዲኤረ🇪🇷 ኤፍረም ሓውና ጽቡቕ ኣቀራርባብ ነመስግነኩም🇪🇷👍 ኤርትራ ንዘለኣለም ትንበር🇪🇷👍🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷🍁🇪🇷🌹🇪🇷🪻🇪🇷💪🇪🇷
ኤፍረምን ጀማልን ፡ኣጆኹም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢኹም ዘለኹም።
ምስጋናና ተቐበሉ።
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ።
ዓወት ንሓፋሽ።❤❤❤❤
Our Heroe EDF Leaders God bless our beautiful country 🇪🇷🇪🇷🙏⛪️🕌🙏🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Thanks for your service ጀማል ሐውና ዕድመን ጥዕና ንጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ ይክአሎ ዋርሳይ መንደላይ ዓወት ንሐፍሽ 🇪🇷💪🏽🇪🇷👍🏾🙏🏽💐💐💐💐
Welcom jamal ❤
✨ it is tremendous what they have been through. I can imagine how tough it was.
Therefore I am glad they were able to stay strong 💪🏾
God bless Eritrea 🇪🇷 and all its people 🤲🏾🙏🏾
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝዩ ረዚን ታሪኽ። የቐንየልና ሓርበኛ ተጋዳላይ ጀማል።
ዕድመን ጥዕና አያና ጀማል ኢፊ ሐውና ተበረክ ታሪክና ንክትነግሩና ትገብርዋ ዘለኩም ነመስግነኩም ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም ደቂ ሪመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤
ሐወይ ናተይ 💝💝💝💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
brother Jemal what u say all is true. I m proud av u. God may bless u.
መርሐባ ጀጋኑ አያታትና💚❤️💙🇪🇷
❤Afream ❤Gde❤Agoka ❤kexlo❤gobez ❤Ika❤
Kebrren mesganan naqum yqun jeganuna nesgdlqum nemsgnqum kem amlak nezlalmmm Wetru awet nehfs semitatna wetru ab lebna 😍😍😍😍😍♥️♥️♥️😍😍🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
braomi zedenq harbecna wi
gosgas qexlo ab godnka alena
kemakatkum zameselkum
Geganu kbrlna nberlna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉
Welcome EMNA & jimi nakfa
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀሚ ሓወይ ናተይ🙏🙏🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤
Jigna nberelna enqe nnasnet abkaak
ቅሰኑ 🙏🙏🙏💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Thanks our brothers
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ታሪክን ጅግንነትን ህዝቢ ኤርትራ ሓቀኛን ክውንነታውን ከም ምኳኑ መጠን ብኣያታትናን ኣቦታትናን ፈጸምቱ ብመራከቢ ብዙሃንን ብፈጸምቱ ኣብ መንእሰያትና ክዝርጋሕ ይግባእ እዚ ድማ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ግዴታን ሓላፍነትን እዩ ብፍላይ ከኣ ኣብ 4 ይ ግንባር ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ንርከብ ብገንዘባዊ ይኩን ስነ-ሓሳብ ዓቢ እጃም ከነበርክት ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኤፍሬም & ጀማል, አዞም 10%ወይ 5% መበቅሎም ኤርትራውያን ኮይኖም ቀንዲ መራሓትወይ ሃንደስቲ ምስቶም 90% ወይ 95 ክሳብ 98%ዝኾኑ ተጋሩ ኮይኖም ክሳብ ሂወት ኑጸሃት ኤርትራውያን ዝሕልፉ ዘልዉ አሞ ከኣ ተጋሩ ኣጀኹም ሒነና ትፍድዩልና ኣለኹም አና ተባሃሉ ዘገብርዎ ዘለዉ ገበን ይቅረ ዝበሃሎ ኣይኮነን መን ባላል መን ምኻኖም,ሃገርን ህዝብን መንግስትን ብጉቡአ ክፈልጦ ዘለዎ ኮይኑ....... ንኹሉ ከኣ ግዚየ ኣለዎ.
ነመስግነኩም ኤርትሪያን ሜድያ ኔት አስመራ 1 እቲ ተቅርብዎ መልእክቲ ብጣዕሚ አገዳስን ጠቃማይ እዩ ንክትቅጽልዎ ንምሕጽን ብፍላይ ንሓርብኛ ጀማል ብአገላልጽኡን መብሪሂኡን ብሱል ብልቢ ነመስግኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።ቀጺለ ግን ክተብርሃልና ዝደሊ ካብ እቲ ውዲ ትሽዓተ ወርሒ ስጋብ እቲ ምንአስ የሕዋቱ ንጀማል አብ ምንታይ ኩነታት አለዎ አስፊኩ ናይ የሕዋቱ ኩነታት እተትብርሃልና ጽቡቅ ኔይሩ ? ስለ እቲ መደብኩም ዲጊመ የመስግነኩም ንሃገርና ኤርትራ አምላክ ይሓልወልና ዓወት ንሓፍሽ ።❤❤❤
ሰላም ኤፍሬም ግደየ ምስ መሳርትካ፡ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በቲ ትገብሮ ታሪካት እናምጻካ ነዚ ኣብ ቀረባ ደሎ መንእሰይ ንምንቃሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ💐❤
ጀማል ሓውና ከኣ የቀንየልና ስለ እዛ ሃገር ሰንኪልካ ሙሉእ ዕድሜካ ከርቲካ ደኪመ ከይ በልካ ኣብ መትከልካ ጸኒዓ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤❤💪💪🇪🇷🇪🇷
ኣብዛ ናይ መድያ ግን ኣለዉ ድረሳኩሞም ደይ ገለጽኩሞም ከም ብዓል ወዲ ጣባ ኣብ ውሽጢ ሕምብርቲ ናይ ወያነ ድነበረ ኩሉ ጉድ ናይ ወያነ ደውጽኦ ንመንእሰይ ዓቢ ተራ ተጻዊቱ እጻወት ኣሎ፡ ኩሎም ኣብ ጌጋ መስመር ደነበሩ እዮም ግን ኩሎም ኣብ ልቦም ተመሊሶም የናቃቁሑ ኣለዉ፡ ነዛ ሃገር ድበደለ ሕልኑኡ ክቀስን ኣይክእልን እዩ፡ ❤❤❤😄
ሰላም ሰላም ኤፍረም ሐወይ ከመይ ቀኒኹም ኩልኹም ደቂ ኤረይ ሐላላት እዛ ናይ ጀማል ታሪኽ ብጣዕሚ ተንካፊት ታሪኽ ናይ ኤርትራዊ ታሪኽ ዘዝገደደ ኢኻ ትሰምዕ እንሻላህ እዘን የዒንትኻ ሐደ መዓልቲ ይኽፈታልካ ይኾና ብሓይሊ አምላኽ 🙏🏼 አዛ ናትካ ቻነል አይፈልጣን እየ ነይረ ካብ ሕጂ ግን ክከታተል እየ ንኹልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ 🙏🏼ዘለአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jemal jegena Efrem ged jegena btaemi abien maharen tarik. Edemen tenane yhabelna fetari.
🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
💝💝💝💝🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷💪💪💝💝💝🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍👏👏👏
ኣይ ኣታ ገለ ክንሰምዕ ኢና ንስካስ ን ሽወደን ኣመስጊንካ ዘይትድቅስ ታይ ገደሰካ ኢዩ ሃለውለው 😂
Welcome Jemal❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕
Good plan
ጀማል ሐወይ 😥😥🙏🙏💝🎉🎉💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሐቂ አደናቂ ታሪኽ, ንጀማል ዕድመን ጥዕናን ይምነ.
ተዓወት 💐💐💐💐💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷💪💪💪 ❤
ኣዝዩ ብሱል ማዕዳ ኩቡር ጅግና ሓው ጀማል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🌷🥰🙏
aezu tirek des zebal tigadaly jimal hewayin nimasginak wed aeryyy jigan aeiratra kebare manenat ❤❤
❤️👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wetru ab Seret Jeganuna 👁️⏰📚✍🏾🤝🫶🌴🐪🔐📊
Bravo nay bhaki xbuk. Agelalxa ❤
Asey neufat🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤❤❤
Thank you, Jemal brother 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
beqadimint aefarim hewayin betam nimasginakom ❤
الله يحفظكم يا أبطال
❤🎉❤🎉❤🎉
Hero 🇪🇷
ሞጎስን ክንርን ንዓኻትኩንጀጋኑና
❤❤❤❤❤❤❤❤
Jemaley hawey naye
Meglexi senelka
Jegn Anebes ❤❤❤❤❤
Write the Zagreb media here
Btaemi meharn des zbl tarikn
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Grazie mille ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Good job jemal
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Welcome❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉
❤️❤️❤️👍🏽
❤❤❤❤ 31:25
❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤
Eri❤🎉🎉🎉
ጀማል፡ ልብኻኸ ተደፊኑድዩ? ኣብ ሃገርካ መንግስትኻ እናኣለየካ ኮፍ ዘይበልካ ደኣ?
መንግስቲ ሽወደን እናቐለበካ እናኣሐከመካ እናምሃርካ ኩሉ ኣገልግሎት ብነጻ እናሃበ የንብረካሎ፡ኣብ ሃገርይ ዘይኸብኩዎ ጸጋ ኢልካ ኣመስጊንካ ምንባር' ጥራይ'ዩ ዘድልየካ። ብዛዕባ ክድዓትን ፍትሕን ቅዋምን ዲሞክራሲን መሰልን ግን ብውሑዱ ካብ'ቲ ዘንብረካዘሎ መንግስትን ህዝብን ሕግን ሽወደን ዘይምምሃርካ ለባም ናይ ዓያሹ ካድርዩ ዘብል። ኤርትራ ብዙሓት ብፍትሒ ዘመሓድርዋ ኣለውዋ፡ትብሎ ክድዓት እንተሎ ግን ንስኻውን ሃገር ጠሊምካ ኣብ ዲያስፖራ ምህላውካ ዘክር።
ውጻእ እስከ ዓቅምኻ ድለ ሓተላ ግለት ብዓል ንስኻ ዶንጎላ ብዓል ጀማል ስለዝተጋደሉ ከማን ሂወት ጌርኩም ከማን ትቋመሩ ኣለኹም🤮👃
@@michaelmarikos8813ብጹሑፍካ ምርስረት ኣይተጋደልካን ማለት'ዩ? ደይ ከምኡ'ዩ ዘዛርበኒ ዘሎደኣ፡ገድሊ ኣይትፈልጡ ግዝኣተ ሕጊ፡ሓተላ ኢልካ ጸሪፍካ፡ ኣነ ኣይጸፈካንየ። እታ ናይ መወዳእታ ፍልጠትካን ዓቕምኻን መዚነ።መጀነርታ ግን ተመሃር ብዙሕ ኣንብብ፡ሕግን ፍትሕን ንዓኻ'ውን ስለዘድሊ።
@@DasnaMefrena sekt kehadi. Hager wana alewa; Hatela
እዝስ ከኣ ፍሉይ እዪ ንሕና ብዝሰራሕናዮ ትሕከም፡ይክደን ይበልዕ ይሰቲ ንዓና ከኣ ከድዓት ይብለና ኣሎ 😂
@@ቀንዴልሓርነት ዓይነ-ስዉር ኢለ ኣፍኩስ እንተበልኩሉስ ልቡ ድፉን ምኹኑ ዝያዳ ገሪሙኒ።
Hi
Gemal weldka do
Ewe Seleste deqi alewuwo