EMNA ኣብዚ ዝብገስ ዘሎ 6ይ ወራር፡ ዝሰግእ ተጋዳላይ እንተሎ ኣብ ሱዳን ኣዕሪፉ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ተጋ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ERITREAN HISTORY AND

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • EMNA "ኣብዚ ዝብገስ ዘሎ 6ይ ወራር፡ ዝሰግእ ተጋዳላይ እንተሎ ኣብ ሱዳን ኣዕሪፉ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ተጋ ኢሰያስ ኣፈወርቂ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
    Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news

ความคิดเห็น • 95

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 หลายเดือนก่อน +3

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @khasaihailetedla8105
    @khasaihailetedla8105 หลายเดือนก่อน +9

    ኣዬ ጅግንነት ጠራዕራዕ የለ ገለ የለ ብትሕትና ይዛረቡ ተጋደልትና
    መራሕቲ ዓዲ ገሊኦም ተዝኾኑ ባትልኦምን ካራባትኦምን ጌሮም ፉፍ ምበሉልና
    ክብሪ ይሃብኩም ኣርካናትና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amlesetshishay6627
    @amlesetshishay6627 หลายเดือนก่อน +1

    Anesi mera iye zhben eritrawi bmqaney kibrin megosin nswatinan ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @user-pd4if5xz4x
    @user-pd4if5xz4x หลายเดือนก่อน +2

    Berkat abotat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 หลายเดือนก่อน +1

    Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ✊✊✊✊🙏🙏🙏🇪🇷🌺✅👍❤️👍❤️👍✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 หลายเดือนก่อน +1

    Our Brave & Wariors Fathers!

  • @mehari_ffm
    @mehari_ffm หลายเดือนก่อน +2

    ዝኸበርካ ኤፍረም ግደ።
    ጅግንነትን ቆራጽነትን ትብዓትን አቦታትናን የሕዋትናን አብ ቅድሚ ክሳብ ዓንቀሩ ዝተዓጥቀ ጸላኢን ሰብአዊ አተሐሕዛ ሙሩኻትን ዝተገበረ ንኽትሰምዖ ምእማኑ ዝኸብድ ታሪኽ የሕሊፎምን አዉሪሶምን። ነዚ ታሪኽ ንኽንካፈል ዝገበርካ ክብረት ይሀብካ። ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ። 🙏❤️🇪🇷👍💪🎉

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu6748 หลายเดือนก่อน +4

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪

  • @tesfutekle7714
    @tesfutekle7714 หลายเดือนก่อน +4

    ጽባሕ ንግሆ ምስ ደለናዮ ከይንስእኖስ ታርኽና ይሰነድ ደኣ! ነመስግነካ ኤፍሬም ግደ🙏🇪🇷❤🇪🇷

  • @samrawitgebremesqel1444
    @samrawitgebremesqel1444 หลายเดือนก่อน +2

    💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞገስን ንተጋደልቲ አቦታትናን አዴታትናን ኤርትራ::❤

  • @1956abraham
    @1956abraham หลายเดือนก่อน +1

    Thank you bro.. Efrem

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi eri, jigna nemesgneka.
    Tarik jignnet eritrea tnegrena aleka, tebarek edme yhabka, nemesgneka.

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 หลายเดือนก่อน +3

    ህ.ግ.ሓ.ኤ. ነዊሕ ራእን ዕላማን ዘለዎ ዋልታ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኮይኑ ውልቃውነት ረብሓን ኣወንዚፍ ናጽነት ኣምጺኡ ወትሩ ሃገረይ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤

  • @dawitbahta8747
    @dawitbahta8747 หลายเดือนก่อน +1

    Wow our heroes

  • @GoitomHagos-n1d
    @GoitomHagos-n1d 13 วันที่ผ่านมา +1

    Good🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @azmerateweldebrhan1091
    @azmerateweldebrhan1091 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job ❤🎉❤🎉

  • @WeiniSolomon-pt1vj
    @WeiniSolomon-pt1vj หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ይበል ምውርራስ ታሪኽ ጅግንነት ኣገዳስን ምሃርን ዛንታ እዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ ሰብ መትከል❤🇪🇷🙏

  • @nebu5224
    @nebu5224 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑ ኣርካናት ገድሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 & ኤፍሬም ሓውና ከይተሓልካ ክትቅጽሎ ተስፋ ንገብር ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ❤️🇪🇷🇪🇷✊️

  • @user-oo1vh2uk7z
    @user-oo1vh2uk7z หลายเดือนก่อน +1

    Eplf zeyberis hayli ❤💪

  • @MerhawitBrhane-w6r
    @MerhawitBrhane-w6r 22 วันที่ผ่านมา

    Keep it up

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gherekiflay1484
    @gherekiflay1484 หลายเดือนก่อน +1

    ኤፍረም ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ታሪኽና ከይተባሕጎገ ከሎ ላዕልን ታሕትን ኢልካ ከምዚ ጌርካ ብምስናድካ ብጣዕሚ ተሓቢነልካ ቀጸሎ በርትዕ ።ብምቅጻል እስከ ብጃካ ሕተተልና ነቶም ዓበይቲ ሓለፍቲ ኣቦታትና ከም ባዓል ፍሊጶስ፡ ወዲ ኤፍረም ዘማች ፡ኣብርሃ ካሳ፡ ወዘተ ብዛዕባ እዞም ስፖርታውያን ሃገርና ከም ባዓል ቢናም ግርማይ ነታ ካብ ኣፍ ሓርገጽ መንዚዖም ዘምጹዋ ሃገርና ኣቦታትና ሎሚ ብዓል ቢናም ግርማይ ኣብ ዓለም ሙሉእ ንኤርትራ ከጸዉዕዋ ከለዉ ዝስመዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን እሞ።ንሶም ከ ፍረ ጻዕሮምም ድሞምን ርሃጾምን ሰማይ ቀዲ ዱ ብደቆም ክርእዩ ከለዉስ ሓጎሶም። ክሳብ ክንድምንታይ ይከዉን ክግምቶ ይጽግመኒ

  • @aroneyob3836
    @aroneyob3836 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MahdereTeklay
    @MahdereTeklay หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hf3bd3ks1z
    @user-hf3bd3ks1z หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-tg8qq7lo6q
    @user-tg8qq7lo6q หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d หลายเดือนก่อน

    ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብ ሓቅን ህድኣትን ዝነብሩ ታሪኽና ከምዚ ጌርኩም ምሃሩና በጃኹም ክንደይ ዕሱባት ደቃሉ ታሪኽና ክጥምዝዙ ሒኽ ክብሉ እዮም ዝውዕሉ ከምዚ ጌርኩም ኣፍሽልዎም ክብራት ጀጋኑ ኣቦታትና🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🍀🍀🌳🌳🌳🌳🍀❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @simontewelde177
    @simontewelde177 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @Sened65
    @Sened65 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrawnet kubur Mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🙏

  • @teklearaya2622
    @teklearaya2622 หลายเดือนก่อน

    ከምዚኦም ይፍጠርዶ ነቲጥምየትን ድኻምን መስዋእቲን ብአኽብሮት ዘይክአል ከንሱ ዝኻአሉ ታሪኾም ክስነድ ንዳሕራይ ዎሎዶ ክምህር ዘለዎ ክምርን ሞጎስን ንዓኹም ተጋደልትና 💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️👍🏽

  • @cheaisahlezghi7510
    @cheaisahlezghi7510 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርካ ኣቶ ኤፍረም። ብጣዕሚ ኑኡድ መደብ ኢኻ ተቕርብ፡ ግን እቲ ዝጥቀስ ቦታታት ብካርታ እንተዝስነ ጽቡቕ ነይሩ። ብዘይካ ተጋደልትን ፡ ደቂ'ቲ ከባብን ዝፈልጦ ዘሎ ሰብ ኣይመስለንን።

  • @slasyohannes7682
    @slasyohannes7682 หลายเดือนก่อน

    ኤፍሬም እተቅርቦ መደባት ኩል ግዜ ኢየ ድከታተሎ ሃናጺን ኣንቃሒን ታሪኽና ከሃሲስን ከርሳዕ ንቀጻሊ ወለዶ ቀጽልዎ ምኽንያቱ ክንደይ ምረትን መስገደልን ተሐሊፉ ኢዩ ነዛህስገር ነጻ ንምውጻእ ቡሉጻት የሕዋትክና ከፊልናላ ኢና ሃገርናን ህዝብናን አምላኽ ባርኸና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wediatoato6868
    @wediatoato6868 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ክስነድን ክንገርን ይግቦኦ አብምስናዽኮ ፀገም ዘሎ አይመስለንን አብ ምንጋርን ምዝንታውን ግን አይግድን ነዚ ተበግሶኹም ግን ዝናአድዩ

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 หลายเดือนก่อน

    Wedi Gide u doing everything right keep up the good work.

  • @hansseman58
    @hansseman58 หลายเดือนก่อน +1

    Ajokum deki eri

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome jiganu Abotatn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome EMNA & Efrime Gidey

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 หลายเดือนก่อน +2

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 2 วันที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷🐪❤️🇪🇷🐪❤️🇪🇷🐪

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️ Edman tenane yahabkume Gaganuuuuu

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 หลายเดือนก่อน

    አነስ መመሊሰ ይሕጎስ ይሕበን ኤሪትራዊት ሙካነይ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ታሪክ ሰለ ዘለና ደቂ ኢረይ ከማይ ዲኩም ።ኤሪትራውነት ኩብር መንነት ነቅ ዘይብል መሪሕ ሀገረይ ከመይ ዲየ ዝሕበነሎም ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 หลายเดือนก่อน

    እወ ካብታ ኣብ ዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ኣዝዩ ዘኹርዕን ኣዝዩ ፍሉይ ዕድልን እዩ።
    እግዚኣብሄር ፈጣሪ ንዘልኣለም ንሃገርና ኤርትራን ህዝባን ካብ እቶም ኩሎም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮን ንኹሎም ከዳዓትን ይሓልወም::✨️🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏✨️

  • @grmaytekle1007
    @grmaytekle1007 หลายเดือนก่อน

    ሃገረይ ኩሉ ኣቅምመይ ዚፈቆዶ ኒኣኪ

  • @EfremFoto-rz9ql
    @EfremFoto-rz9ql หลายเดือนก่อน +1

    Kebrin mogosin ni jeganunan❤

  • @ri-goblazt5894
    @ri-goblazt5894 หลายเดือนก่อน

    If only the EPLF treated imprisoned Eritrean citizens in their jails as well as they treated the Ethiopian war prisoners…!

  • @LovelyBamboo-wx5qx
    @LovelyBamboo-wx5qx หลายเดือนก่อน

    Kemzi tarikna knfelt zgbrkana bteami ena nemesgneka

  • @eritreanieritreawyan4488
    @eritreanieritreawyan4488 หลายเดือนก่อน

    Efi plz ni dnish bteketatali part serieka akrbelna buzuh tarik alewo

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 หลายเดือนก่อน

    ❤......

  • @zetawbrhane5652
    @zetawbrhane5652 หลายเดือนก่อน +1

    💖💖💖🌷🌷🌷🐪🐪🐪🌷💐🌷💐🌷💐🌷

  • @tesfatsionsium9560
    @tesfatsionsium9560 หลายเดือนก่อน +1

    edemen teenan yhabkum geberti kiya jeganuna

  • @samimati9066
    @samimati9066 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ታሪኽ ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ኣብዚ ዓለም ዘደንጽወንን ትሪኽ ህዝባዊ ግንባር ካብ ናይ ሰብ ፍልይ ዝበሉ እዚ ኩሉ መስገደል ክሕለፍ ኢልካ ዘይ ካኣል ኪኢሎም ኣብዚ ደረጃ ክበጽሕ ክሳብ ሕጂ ዘይ ተመለሰለይ ሕቶ ኢዩ ክብርን መጎስን ንዓኹም ጀጋኑና ኤፊ ድማ ከምዚ ዓይነት እንዳ ኣምጻኻ ነዚ ህዝቢ ተሪኹ ከተፍልጦ ንምሕጸነልካ ንኺድ ጥራሕ ደቂ ኤሪ ብርሃን ኢዩ ቅድሜና

  • @yordanosghirmay1156
    @yordanosghirmay1156 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ajokum deki erey meksenat

  • @adhanomg9315
    @adhanomg9315 หลายเดือนก่อน

    If history is not written and not told, and then it erased & faded as the history.
    It needs to be written history book so all the students can learn the history of Eritrea 🇪🇷 that took 30 years and cost highly price of 65,000 youths.

  • @DanielTella
    @DanielTella หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ክትረኽ ከሎ ዝፈጥሮ ኩርዓት ወሰን የብሉን። ታሪኽና ግን ከቢድ ዋጋ እዩ ተኸፊልዎ፣ ነዚ ነባዊ ሃዋህው ከደላድሉ ሂወቶም ዝኸፈሉን ህልዋት ጀጋኑና ግና ብምንታይ ቃንቃ ክትገልጾም ትኽእል፣ ንህልውን መጻእን ወለዶታት ክትሕተት ዘለዋ ሕቶ ስለዝኾነት ኩሉ ወለዶታት ድማ መታን ክሰምዓን ክርእያን ኣብ ሓደ ብርኽ ዝበለ ቦታ ተጻሒፋን ተቐሪጻን ተወቂጣን ትሰቐል። ኩሉ ወለዶታት ምስ ደረጃ ንቕሓቱ ኣተሓሳስቡኡን ክሓስበሉን ከስተንትኖን ብዝለዓለ ደረጃ እናተርጎሞን እናገለጾን መታን ክኽእል ኣብ ልቢ ወለዶታት ተወቁጡ ክቕመጥ ክኽእል ኣለዎ። እዚ ሓላፍነት ናዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ እዩ፣
    The code to access our great history should live in the heart of generations, where generations will be able to define at the highest level throughout generations.

  • @Habenfu
    @Habenfu หลายเดือนก่อน

    6ወራር ብጣዓሚ ሓያል ውግእ እዩ ኔሩ
    መሊእኩም ጽደቁ እቲ ታሪክ ክኣ መሉእ ኣምጹልና ምስ መራሓቲ ብርጌድ ዝነበሩ ብሂወት ዘለውና ሕጂ
    ታሪኽ ኣዛዝቲ ናይቲ ግንባር ዝነበሩ ብዓል ቤጥሮስ ሰለሙን ክኣ ኣምጽሉና ወላ ንዕኦም ተኣሰርክሞም ታሪኾም ግን ኣምጽዎ😢❤

  • @kulunatbah-mg7vk
    @kulunatbah-mg7vk หลายเดือนก่อน

    Hii ketslo

  • @mehreteabghenrekidan5357
    @mehreteabghenrekidan5357 หลายเดือนก่อน

    Eza qal qdmi hji semieya nere endye enqae bwealta tedegmet ty tegadelti kbri nakum

  • @Cliques996
    @Cliques996 หลายเดือนก่อน +1

    ስረ ዝዕጥቕ ይዕጠቕ :ስሩአኡ ክፈትሕ ዝደልኻአ መገዲ ክፉት ዩ ኢልና /😂😂😂ሞይተ!!

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน

    My new electrik bike has found lost i sew it abaut 1030 pm I Did not out fro my room the all the day from yesterday 1 30 pm today i inform the night shft city plaier grup by telephon. As soon asi known.

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 หลายเดือนก่อน

    ክሳብ ክንደይ ምኩራትን ተጻዋርነትን ትሑታትን ምዃኖም ክትፈልጥ ትኽእል ኢኻ፣ ብተመኩሮኦም ጀጋኑናን ሰማእታትናን ዘገርም ፍሉይ ታሪኾም ክነግሩ ከለዉ:✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 หลายเดือนก่อน

    ኣነዝፈልጦ ከማን ኒረሩ ኦሮሞ መራሒጋንታ እንዳ 12 4ይ ብርጌድ እንዳርባዕተ❤❤❤❤😂

  • @micaelsolomon1472
    @micaelsolomon1472 หลายเดือนก่อน

    ገለ ሩሙሳት ነዝ ቃልስ ህ.ግ ኸቛናጽቡ ዝፍትኑ አለዉ።ህ.ግ ሳላ እት ብመትከል ዝአምነሉ መሰል ወድ ሰብ ካአ መሰል ሙሩኻት ብተግባር አርእይዎ።መንግስት ኤርትራ እት አብ ዘበነ ቃልስ ዘጥሮዮ ተመክሮታት ነዝ ኹሉ ዕንቅፋታት በዲሁ አብዝ ሕጅ ዘለናዮ ብሩህ መጻእ በጺሕና።ኸምዝ ጌሮም ታሪክ ዝነግሩ ዘለዉ ናይ ዘመነ ቃልስ ኽብር ይኹኖም።

  • @abdelamuhammad5054
    @abdelamuhammad5054 หลายเดือนก่อน

    Neti hizbawi gnbar zbehal nernayo . Kembeal dinish falso( sleves) ntariku ngleseb(n isseyas afwerki ) ahlifu ziheb tegadelay alo ile ayaminin nere .

    • @yosiefghebrezghi3830
      @yosiefghebrezghi3830 หลายเดือนก่อน

      Abb 6 werar kabtom ni Sudan 🇸🇩 zihademu dikka (falso)

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 หลายเดือนก่อน +1

    ህግሓኤ ዝተዓወተ ብዝሒ ሰራዊት ስለዝነበሮ እኹል ዕጥቅን ስንቅን ስለዘነበሮ ኣይኮነን እንታይ ዳኣ ሓያልን ቆራጽን ውፉይን መርሕነት ስለዝነበሮ እዩ ብፊላይ ጽንዓትን ተወፋይነት ጅግንኔትን ኩቡር ተጋዳላይ ኤሰያስ ኣፎርቅን እምነትን ጽንዓት ተጋደልትን እዩ ስብ ዓወት ኣብጽሕዎ። ምስ ናይ ወይስኔ 3 ወራር እካ ርእናዮም እና ቤት ጽሕፈት ካይ ዓጸው ባንደራ ካየውረዱ ዝሃደሙን እድና ንሃብ ዝብሉን ማስ ናይ ወጽኢ ሓይልታት ዝተመሻጠሩን ዝተመርከኩን ተጠላቅና ዝበሉን።
    ኩቡር ፕ/ ኤሰያስ ስብ TV እና መጸ ንህዝብን ሰራዊትን ጽንዓቱን ተውፋይነትን ህዝብ ክጽንዕን ሞራል ክገብር ዝገብር ዝነበረ እንተ ኣማሓደሪት ሓደ ብሓደ ርእናዮም መን ይሃድም ነይሩ መንከ ጸንዑ ምስ ህዝቢ ደው ዝበሉ ንፈልጦም እና ፍርቅለይት ዝሃድሙ ርእና፡
    ህዝቢ ኤርትራ ግን ክሳብ ክብደይ ጽኑዕ ምስ ሰራዊቱ ክሳብ ክንደይ ተወሃህዱ ይሰሪሕን ሞራል ይህብ ነይሩ ዘኹሪዕ ታሪኽ ርእና እና ብጣዕሚ እዚ ህዝቢ ጽኑዕ ውፉይ ጅግና መራሒ እንተረኽቡ ጅግና ህዝቢ ምኻኑ ኣመስክሩ እዩ።

    • @abrahamkidane9170
      @abrahamkidane9170 หลายเดือนก่อน

      ብቐዳምነት ጽሕፈትካ ኣማሓይሽ። ብኻልኣይ ደረጃ ነቲ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ዝነበረ ቃልሲ ኣፍልጦ ኣለካ ድዩ? ዶስ ካብዞም ኢሰያስ ብነዊሕ ገመድ ዝኣሰሮም ኣኽላባት ኢኻ?

    • @yobel-lh2rj
      @yobel-lh2rj หลายเดือนก่อน

      ​@@abrahamkidane9170Neseka K Entay Afleto Aleka Kemaka Denakur Ab Mealti 25 Sebat B Hamed Meserahku Neyere

    • @ramandebene1131
      @ramandebene1131 หลายเดือนก่อน

      @@abrahamkidane9170 ኣበይልካዮሞ ሰንፍ ብዛዓብ ጅግና ክትረኽ ኮሎ ዓቅሉ የጽቢብ ውጻኣት ይሕዞ ሃለውለው ይብል። ብነውሕ ገመድ ናይ ጽልእን ድሕረትን ድንቁሪናን ስንፊናን ከብ ዓለባ ሳሬት ተኣስርካ ኣብ ጽልማት ትነብር ከማኻ ሰነፋት ተድንቅ ክሳራ እኻ፡፡ብዛዕባ ኣፍልጦ ብጀካ ከም እንስሳ በረኻ ንኸብዱ ጥራይ ዝነብር እንተዘይኮይኑ ኩሉ ኤርትራው ይፈልጥ እዩ ርእሱ ዝዓጸወ እንተዘይኮይኑ።
      ብዚ ኣዘራሪባኻ ሕብሪኻ ሕብሪ ከዳዓት ጸረ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ምኻኑ ርዱእ እዩ ከምኡ ተበልካ ኣይገሪምን ንሓደ ሰነፍ እንተዘድንቅ ምስ ሳእንኻ ምስ ሓደርካ።
      ብዛዕባ ጽሕፈት እንተተረድኡካ ጽሕፈተይ ኣኸለ።

    • @ramandebene1131
      @ramandebene1131 หลายเดือนก่อน

      @@abrahamkidane9170 ህግሓኤ ኣብ ታሪኽ ናይ ዓለም መወዳድርት የብሉን እዚኻኣ ጽንዓት ውፉያት ካብ መትከሎም መሬትን ሰማይ እንተዝላገብ ምንቅ ዘይብሉ መራሕትን መሰረትን ተጋደልት ስለዝነብሩን ዘለውን እዩ። ፊቶ ጽላእ እዚ እዩ እትሓቂ ካልእ መርሕነት ወሳኒ እዩ ግደፍ ውድብ ዝኣክል ጅግና መራሕ መስሪዕ እንተሃልዩካውን ኣብ ኩናት ዕውት እኻ ከምዚኸማኻ ደንቆሮ ግን ኣይመርሑ ኣይምሪሑ ከም ፓባጋሎ ዝተባህለ ክደግሙ ጻሓይ ትዓርቦም።

    • @kidantekle2443
      @kidantekle2443 หลายเดือนก่อน

      Please like, share, comments and subscribe ❤❤❤❤❤

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዘዝቲ 6ይ ወራር ዝነበሩ ኣርካናት ተጋድሎ ሕጂ ኣበይ ኣለው ስለምንታይ ግና ኣስማቶም ታሪኮም ክዝንቶ ዝይትደለየ ክስብ ሕጅ! እቶም መራሕቲ ኣርካናት ኣብ ኣንደራት ተሽሪቦም ኣለው ።

  • @eagleke4101
    @eagleke4101 หลายเดือนก่อน

    Emo eseyas balu sle zfrhe 6y werar ab dege yehlifwo

    • @yobel-lh2rj
      @yobel-lh2rj หลายเดือนก่อน

      Eske Zeykewen Aytezareb Iseyas Kab Meas Hadimu Yefelet Nesu Endu Merahiom Neyru Ezi Zeykewen Zereba Gedefo Hataf

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 หลายเดือนก่อน +1

      ክክክክክክ ቆማል ከም አቦታትካ መሲሉካ እዞም ከማካ ጻሕጻሕቲ አብ ግንባር ዘይነበሩ ዘውረዩልካ ትደግሞ አሎካ ሰበይታይ ናይ ሰበይታይ ይደግም ንሱ ዘይብሉ ኩናት አብ ኤርትራ አይተገበረን ዋላ ንአቦታትካ ውዒግን አብ ሳሕል ኮይኑ እዩ ዝመርሔን ኔሩ መሸተ

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክክ ቆማል ከም አቦታትካ መሲሉካ እዞም ከማካ ጻሕጻሕቲ አብ ግንባር ዘይነበሩ ዘውረዩልካ ትደግሞ አሎካ ሰበይታይ ናይ ሰበይታይ ይደግም ንሱ ዘይብሉ ኩናት አብ ኤርትራ አይተገበረን ዋላ ንአቦታትካ ውዒግን አብ ሳሕል ኮይኑ እዩ ዝመርሔን ኔሩ መሸተ

  • @rumenege6356
    @rumenege6356 หลายเดือนก่อน

    ወለይ ጌና ክሳብ ሕጂ፡ኢሰያስ ዝብሉ ልባማት እባ ኣልው እዮም። ወዮ ደኣ ትሕዝቶኹም ካብኡ ዝኸፈአ ዕላማኹም ፈሊጡ ዝስዕበኩም መንእሰይ የለን እምበር፡በቃ ሓደ ኢስያስ ንሱ እኳ ኢትዮጱያዊ ትግግራዋይ ንኤርትራ በይኑ ከምዝተቓለሰላ ከምዝተወልደላ ጌርካ ምቕራብ ውጽኢቱ ንሕስረትኩም ምኽዓብዩ።

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ሰውራ ኤርትራ ድምር እኩብ ናይ ኩሉ ተጋዳላይን ህዝብን ኢዩ። ኢሰያስ ኢሰያስ ክትብሉ መልሓስኩም ሸይቡ፣ ናይ ብሓቆም ኢዮም እዞም ናይ ሕጂ መንእሰያት ተጋዳላይ ይሽይብ እምበር ኣይልብምን ክብሉ።

    • @yobel-lh2rj
      @yobel-lh2rj หลายเดือนก่อน +2

      Entay Emo Tefelto Melemexi Desti Weyane iseyas Eti Nefu Merahi Behageru Zehaseb Hade U Ember Rinayom ina Etom Kaleot Si

    • @user-bq6up7cv3q
      @user-bq6up7cv3q หลายเดือนก่อน +1

      Adghes trdeo hi rdon ei Kab hamd nab hamd kamze natka athsasba zelow ey

    • @user-bq6up7cv3q
      @user-bq6up7cv3q หลายเดือนก่อน +1

      Adghes trdeo hi rdon ei Kab hamd nab hamd kamze natka athsasba zelow ey

    • @yobel-lh2rj
      @yobel-lh2rj หลายเดือนก่อน +1

      @@user-bq6up7cv3q Melemexu Desti Wyane Ezi Nay Eritrawian U Wexae Kabzi Teref Weyane

    • @yordanosghirmay1156
      @yordanosghirmay1156 หลายเดือนก่อน

      Esu da eti haden zeydgemn emun korats zeynbrkek zeysegd genzeb zeyegagyo eti inko shim nhbi hagerna esu shim nhbi zeyblu kofo yelen kem nay wedi afe korats merahi ab alem yelen smart merahi bnghuau nay Amerika shirhi dfelete abey emo edme awatsaulu entezbhal kulatna hzbi eritrea fefrki edmena mehabnayo emo nzelalem e Eritrean mmerha