ሓቀኛ ክርስቲያን ዘበለ ይስምዓያ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 346

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 6 หลายเดือนก่อน +68

    ሰላም ኩሉኹም ተኻታተልት እዝ መደብ እንኳዕ ንብዓል ሆሰዓና ብሰላም ኣብፀሐና ቡሩኽ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና ኣሜን 👏♥️💒✝️

    • @Brihan-dl8pg
      @Brihan-dl8pg 6 หลายเดือนก่อน +3

      ኣሜን❤❤

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 6 หลายเดือนก่อน +2

      Amen Amen Amen 🙏

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 6 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hr 6 หลายเดือนก่อน +7

    ቃል ሂወት የስምዓልና ❤ ኣይ ትፍረዱ ከይ ፍረደኩም! ኣምላክ ነቲ ቁኑዕ ትምህርቲ ክንክተሎ ይደግፈና ❤

    • @FaniWedikehsi
      @FaniWedikehsi 6 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏 naybhaki orthodox tewahedo nzelalem tenber aba ka yexnana 🙏 🙏 🙏

  • @luwamgebrehiwet9345
    @luwamgebrehiwet9345 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና።ኦ ጎይታ ትንሳኤ በተክርስያና ኣርእየና።ካብ ነንሕድሕድና ምፍርራድ ክንድሕን

  • @f.t2484
    @f.t2484 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣዓልና፡ እዚኣ ስ ልዕሊ ዓቅምኻ ትኸይድ ኣለኻ ምስ ኣቦታትካ ተዘራረብ ኣቀዲምካ፡ ኣስተዉዕል ኣወድኣዮም እሞ ተረደኣዮም፡፡

    • @rahelfesaha942
      @rahelfesaha942 6 หลายเดือนก่อน +1

      True he had talk abtatia

    • @f.t2484
      @f.t2484 6 หลายเดือนก่อน

      ብዓይንኻ ክኸዉን ይኽእል እዩ፡ እዚኣ ግን ኣቀዲምካ ስምዓያ ወይ ስምዕያ፡ ኣቀዲምካ ንሓደ ሰብ ቅኑዕ እንተኢልካዮ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ እዩ፡ ስለዚ ምስትዉዓል ኣገዳሲ እዩ።​

    • @embayeabay698
      @embayeabay698 6 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣለኻ። ምዝራቡ ግን ንሰብ ክዕንቅፍ ይኽእል ይኸውን ግን መን ይፈልጥ ከይተረድኦ መንነቱ ኣቃሊዕዎ ይኸውን።ኣነ በዛ ነብሰይ ኣብ ልዕሊኡ ዝነበረኒ ኣብ ሃይማኖት ጉዳይ፡ በዚ ድፍረቱ ገለ ጥርጣረ ወይ ግንዛበ ሒዘ ኣለኩ።ምኽንያቱ ተሃድሶ በዚሖም ኣለዉ።ንሶም ከኣ ካብ ኣቦታት ዝወጹ ብርእሶም ዝኸዱዮም

  • @ሜሪ-ሠ6ጘ
    @ሜሪ-ሠ6ጘ 6 หลายเดือนก่อน +14

    ❤❤❤❤❤❤ካብ ሲዕዲ ስናይ ኣውዳእመተ 🎉❤

    • @LidyaYosef-kf8sj
      @LidyaYosef-kf8sj 6 หลายเดือนก่อน

      ሲዕዲ ዳኣ ክርስትያን ኮንኪ ማለት ድዩ እንቃዕ ብሰላም መጻኪ❤❤

    • @MulerTigraweti
      @MulerTigraweti 6 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን🎉❤

  • @dawitsium6909
    @dawitsium6909 6 หลายเดือนก่อน +14

    ወይ ጉድ ወይ ጉድ ሕጅስ መልሲ ረኪበ ኢልካ ኢካ ፡ ኣብዚ ግዜ'ዚ ኩሉ ሰብ ብዓቅሙ ክምርምር ይክእል እዩ ። ነዚ ትብለና ዘለካ ረኪበዮ እየ ምምጻእ ኣብዩኒ ትብል ዘለካ ንዓካ ግበሮ ።ምክንያቱ ንሕዝቢ ምንም ጥቅሚ የብሉን ። ኣብ መልሰይ ክምለስ ኣነ ከኣ ይብለካ ኣቡነ ሽኖዳ ጌጋ ትምህርቲ ሚሂሮም ኢሉ መርጌታ ምሂሩ ጊን ንቅበሎም መናፍቅ ኣይኮኑን ኢሉ ፡ንመርጌታ ከኣ ተጋጊካ ንብሎም ፡ ንስካ ጊን ብዘይ ፍርዲ ንዝተፈርደ ዕርቂ ፡ዕርቂ ትብለና ኣለካ ። እንድሕር ናይ ብሓቂ ሓልዮት ህዝቢ ኣለካ ኮይኑ ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ ወንጌል ስበክ ማለተይ ከምቲ ናይ ቀደምካ ፡ እንተ እዚ ናይ ሕጂ ጌን ቅድም ቀዳድም ነብስካ ኣጽሪ ፡ ካብ ህልክ ውጻእ ብህልክ ክንደይ ሰባት ትበታትን ኣለካ ። ካብዚ መሪጌታ ኣማኑኤል ዝበሎ ከኣ ወልሓንቲ ጌጋ ከተምጽእ ኣይትክእልን ኢላ ። ንህልክ ኢልካ ጊን ጾምና ኣይትዘራርገልና ። መደምደምታ ብዘይ ኣፋላላይ ንዝተጋገየ ተጋጊካ ካብ ምባል ኣይንበኩርን ንምፍልላይ ኢልና ካብ ምዝራብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሰዉረና ።

    • @Mengstab-b3c
      @Mengstab-b3c 6 หลายเดือนก่อน

      ኣፍ ናይ ኣማኒኤል ዲካ ንስካ ሕጂ ትከውን ዘለካ ቀተልቲ ኣቦኦም ዳ ንክርስትያን ኩሉ ግዜ ምስ ኣሳደድኩም ኢኩም።

    • @dawitsium6909
      @dawitsium6909 6 หลายเดือนก่อน

      @@Mengstab-b3c ኖእ ብዝገበሮ ጊጋ ይብል እምበር ኣፍ ናይ ሰብ ክከዉን ኣይደልን ኣብዛ ዝተዛረባ ጊን ጌጋ የብሉን ይብል ኣለኩ

    • @embayeabay698
      @embayeabay698 6 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ተዛሪብካ። ህዝቢ እንተተማህረ ንሶም መምህራን ተኾኑ ዘይነመዛዝን፡ስቅ ኢልና ምስኦም ንኸይድዩ ዝመስሎም

    • @FtwiGerezgiheir-zy3kv
      @FtwiGerezgiheir-zy3kv 6 หลายเดือนก่อน

      Naybahqi hawey natey abzi knrdoo zelena yehwat beegen wgenlaka zeykones abne shinedan abn mariqosn ayrakebun eiyom kabzi kemzi aynet musliyunet knwexe alena sltan hawuna Ka btami eka tehzn nay qedem memhrey

    • @KmAlemu
      @KmAlemu 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@FtwiGerezgiheir-zy3kv Leki aleka Bro Nay Ertra Ortodoxsawit Tewhdo Bete krstyan ne nay Pop Shinoda tmhrti teqebel ya ab gele gele gn mis nay srerat beztehhaz gn felelyat alo Ezi kmzi elu enkolo gn nay Meqaryos tmhrti gn menafqawi thmhrti eu ela ya tiamnelu

  • @SnitSnit-l5u
    @SnitSnit-l5u 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና❤❤❤

  • @amonuelsemere1860
    @amonuelsemere1860 6 หลายเดือนก่อน +11

    ንትሃድሶ ክትከላከል ንዓና ግዜና ኣይተጥፍኣልና በጃካ ።እግዚኣቤሄር ብምሕረቱ ቅዱሳን ሓዋርያቱ የምጽኣልና

    • @embayeabay698
      @embayeabay698 6 หลายเดือนก่อน +1

      ልክዕ ሎሚ መንነቱ ተገሊጹ

    • @samuelghirmay2207
      @samuelghirmay2207 6 หลายเดือนก่อน

      Men amo smayo eluka haki fredu eyu zbele amlak zestewall lbona hibuna kelo

    • @amonuelsemere1860
      @amonuelsemere1860 6 หลายเดือนก่อน

      @@samuelghirmay2207 ይቅረታ ግበረለይ ብሩክ ሓወይ እሞ ዘይ ሰምዕ ከይ ህሉ ኢሉ እኮ ጸዊዕና ፡ ቁምነገር ከም ዝሓዘ? ንባዕሉ ሲሒቱ ንዓና ኣብ ፍርዲ ከእትወና ፍቃድኛታት ኣይኮንናን ። መ/ኣማኑኤል ክኣ ንኩሎም እዩ ዓገብ ኢልዎም ፡፡

    • @amonuelsemere1860
      @amonuelsemere1860 6 หลายเดือนก่อน

      እንተ ደሊካ ናይ መ/ኣማኑኤል ኣቲካ ስምዓዮ ፡ ኣነ ውን ተመሊሰ ናይ መ/ኣማኑኤል ምስ ሰማዕክዎ እየ ጽሒፈ
      እግዚኣብሔር ቅዱሳኑ የተስኣልና ንቤተክርስቲያን በቲ ጎይታና ዝደልዮ መገዲ ዝምርሑና ።ቅዱሳን ኣገልገልትን ተገልገልትን ይግበረልና፡ እግዚኣብሔር የክብረለይ ።

    • @እዝጊሓረያቅዱስ
      @እዝጊሓረያቅዱስ 6 หลายเดือนก่อน

      ባዓል ስልጣን ነዊሕ ጌሮም እዮም ናይ ታሃድሶ ተጣበቅቲ ካብ ዝኮኑ

  • @KsanetXegu
    @KsanetXegu หลายเดือนก่อน +1

    Kal hiwet yesmalna kbur memhrna egzaber xegu yebzhalka abi seb naka ayklaana egzaber

  • @letayhabteghergis2037
    @letayhabteghergis2037 6 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you the massage very clear thank you Sltan

  • @zainasomali7651
    @zainasomali7651 6 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኩቡር መምህርና ፀጋኡ ያብፀሐልና አብ ሰሙነ ሕማማት ቀኖና ዝተዋሃብናዮ ንሰግድ ድና ወይስ አይንሰግድን ማለተይ ሆሳዕና /ለማዕንት ተፈትሕና አለና ስለዚ አብ ሕማማት ስግደቱ ካብት ናይ ካልእ ማዕልት ፍልይ ዝበለዩ እና ንክታረደእን ብትሕትና ይሓትት ኩቡር መምህረይ❤❤❤

  • @HenokHeni-dn7xm
    @HenokHeni-dn7xm 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ ጽቡቅ መልሲ ፡ መርጌታ ዘኣማኑአል ኣብ ናይ ህልክ መንፈስ ኢዩ ዘሎ ፡ ግን ናቱ ጸገም ጥራይ ከኣ ኣይኮነን ብሓፈሻ ኣብ ምድረ ኣግኣዚት ጸገም ኣለና እቲ ጸገም ከኣ ኣብ ዝጠቅምን ዘይጠቅምን ምትህልላኽ ፡ የሕሊፍካ ምውኃብ ኢዩ እዚ ከኣ ንኣምላክ ኣየሐጉሶን እዩ ፡ ብፍልጠት ዝተሰነየ ብምስትውዓል ዝግበር ዘሎ ኣይኮነን፡ እግዚኣብሔር ንኩልና ኣገልገልትን ፡መእመናንን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ፡ ብፍላይ ከኣ ኣገልገልቲ ብዘይ ጠቅም ምትህልላኽ ገዲፍና ዓለም እንታይ ትሰርሕ ኣላ ንርእያ ኣለና ህዝብና ንጓስይ ብሓቂ ህዝብና ነድሕን ።

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ስልጣን ሓውና ኣመናዝር ኣሕዋትና ውን እኮ መናፍቕ ተባሂለን ኣይጽውዓን እየን።
    ኣቦታትና ክኣ ብጥበብ ክእረሙ እንበር መናፍቕ ኢልካ ምውንጃል ልክዕ ኣሎኻ ግቡእ ኣይኮነን።❤❤❤

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 6 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኹቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዕልና እንካዕ ንባዓል ሆሳእና አብፀሐና /ኹም አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️

  • @HeldenHabte
    @HeldenHabte 6 หลายเดือนก่อน +5

    ብመጀመርታ እንቃዕ ናብ በዓለ ሆሳእና ብሰላም ኣብጽሓና ወገነተይ...ቀጺለ እዚ ትምርቲ እዚ ዓቢ ትምርቲ እዩ...ክንደይ ኮን ኣለና ካባይ ጀሚርካ ሓጸርቲ video ጥራሕ ብምርኣይ ዝተጋገና...መምህረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ኣዝዩ መሃሪ ሓጋዚ እዩ እሞ ቀጽሎ..መንፈሳዊ ሂወትካ ይባርኸልካ...የቀንየለይ

    • @Lydiaeritrea
      @Lydiaeritrea 6 หลายเดือนก่อน +1

      Seltan aytemazazen eka hakina christan xeroy wengel meharo kem menesey meten

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 6 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ❤ እንኳዕ ኣብፀሐና ንሆሳእና ደቅ ተዋህዶይ❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና ብሓቂ ግቡእ ትምርቲ እዩ ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሓልካ ንጌጋ ጌጋ ንሓቂ ሓቂ ምባል ግዴታና እዩ ስለዚ ከማኻ ዝበለ ቅኑዕ መምህር የብዘሓልና 🙏♥️

  • @Senay-ek9nq
    @Senay-ek9nq 6 หลายเดือนก่อน +5

    Bezuh kenezareb mekealna behafesha gn bemedebkum seb yehegos yelen nehadhedkum mewekekas gedifkum neti zetefe zelo seb ketmelsewo komu wen nafta keneti mengedi ketmerhewo ente tefetenu kulena merebahna nesekum asbi merekebkum nehna dema ab emnetna mexenana ente ezi nesekum tegebrewo zelekum kemzi ilu kemzi ileyo mebal gn nekulena zerbehana aykonen
    Bezeterefe ab zezelenayo selamu yelakelna mnalbat defire keykewn gn yekreta🙏🙏🙏

  • @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
    @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 6 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ግብረ መልሲ መምህረይ ባዓል እዚ ህዝቢ ምብታን እንበር ምጥርናፍ ባህጊ የብሎምን እዮም ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 6 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️❤

  • @SolianaTube1332
    @SolianaTube1332 6 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣሕዋተይ ንበኣለ ሆሳእና በአርያም🙏💞💞💞💞

  • @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ
    @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣርእስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተትከውን ምጸበቀ so ቃለ ሰናይ ይስመዐና

  • @Aarondelayfthi
    @Aarondelayfthi 6 หลายเดือนก่อน +8

    Amen kubur hawna xegeu yebzhalka ❤ Kal hiwet yesmalna

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 5 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የሰመዐልና🙏

  • @ShdenBrhane
    @ShdenBrhane 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @SlamAgh
    @SlamAgh 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን መምህረይ❤❤❤❤❤

  • @SamuelAfeserki
    @SamuelAfeserki 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን

  • @standonthesideofwakepeople2258
    @standonthesideofwakepeople2258 6 หลายเดือนก่อน +1

    Zeynskum nhzbna ybtn alo mhretu yewrdelna egzabhier 🙏

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su 6 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 หลายเดือนก่อน +3

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ❤❤❤

  • @NatnaelKidane-n3l
    @NatnaelKidane-n3l 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @AsmeretDebesay-h7c
    @AsmeretDebesay-h7c 6 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen. Amen

  • @zeru-tesfa12
    @zeru-tesfa12 6 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ኣምላክ ይባርኻ ።
    እወ ከምቲ ጎይታ ዝበሎ ነቲ እወ፡ እወ፡ ነቲ ኣይፋል ድማ ኣይፋል ምባል ናይ ሓደ እሙን ሰዓቢ ክርስቶስ ዝኾነ ክርስትያን እትጽበዮ እዩ።
    ናይ መን ወገን ይኹን ብዘይኣገድስ፡ ብወገን እቲ ንስኻ እትቅበሎ ውርገን ይኹን ወይሲ በቲ ካእ ወገን ነቲ ጌጋ ዝገብር ጌጋ ምባል ክንለምዶ ጽቡቅ ባህሪ እዩ።
    እቲምንታይ ፡ ነቶም ነዚ ቓል ዝሰምዑ እሞ ሕልፊ ኣሜን ክምርምሩ ዘይክእሉ በታን ከይህሰዩ።
    ❤❤ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን🎉🎉

  • @EliasMengsteab-kt6fu
    @EliasMengsteab-kt6fu 6 หลายเดือนก่อน +26

    ናይ ኣባ መቃርዮስ ብዙሕ ጌጋ ኣለው
    1, ድንግል ማርያም ኣዳማዊ ሓጢኣት ኣለዋ
    2, እንዳ ኣቦና ኣብርሃም ዝኣተወ ሥላሴ ኣይኮኑን
    3, ካብ መጽሓፈ ቅዱስ ወጻኢ ዘለው መጽሓፍቲ ካብ ቤተ ክርስቲያን ክወጽእ ኣለዎ።
    4, ዝተመርዓወ ጵጵስና ክሸም ኣለዎ
    ሐራይ እተን ክልተሲ ካብ ኣባ ሺኖዳ ካብ ዝተመሃሮ።እቲ ዝተረፈኸ ካበይ ተማሂሮሞ ወይሲ ቅኑዕ ትምህርቶም ኢኻ ትብል ዘለኻ።

    • @andatdtapostolicfathers5979
      @andatdtapostolicfathers5979 6 หลายเดือนก่อน +3

      ኣብ ቤት ኣብርሃም ዝኣተው ደኣ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ትርጓሜ ወንጌል ውን ብክልቲኡ ኢዩ ተቐሚጡ ዘሎ፡ 1ይ 2ተ መላእክትን ወልድን 2ይ 3 ስላሴ ኢዮም ብኽልቲኡ ተቐሚጡ ኣሎ። ዘይንፈልጦ ሃተውተው ንግደፎ በጃኹም። ንናይ ኤርትራ ሊቃውንት ሕተት ብክልቲኡ ኢዩ ዘሎ። ግን ንሕና ናይ ኤርትራ 3ተ ስለሴ ኢዮም ኢዩ፡ትምህርትና። እምበር ኣብ መጽሓፍና 2 መላእክትን ወልድን ውን ተቐሚጡ ኣሎ።

    • @Lydiaeritrea
      @Lydiaeritrea 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@andatdtapostolicfathers5979kkkk goyta yebarka netom 2melkt si silase way mehfrat

    • @letayhabteghergis2037
      @letayhabteghergis2037 6 หลายเดือนก่อน +2

      ዘፍጥ :ምዕ:18:2,13,17,22 ዘፍጥ : ምዕ:19:1 ኣንብብ እቲ መልሲ ኣብኡ ኣሎ ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን ሩሑስ ሆሳኢና ንኹና ኣመንቲ 🙏🙏🙏

    • @Mengstab-b3c
      @Mengstab-b3c 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኡስር ቤት ዲካ ኔርካ ቅድሚ ክንደይ ዓመት ታሓቲቱ ኣብ ግዚኡ መልሲ ዝረከበ ሕቶ ሕጂ ታሓትት።

    • @ሸዊትናይስገም
      @ሸዊትናይስገም 6 หลายเดือนก่อน

      ንፉዕ ክሉ ሰብ ሕትኡ ክምለሰሉ እንተ ኮይኑ ኣብ ክሉ ጭብጢ ኣምጺኡ እዚን ከምዚን ክብል ኣለዎ ኣነ ከኣ እተን 1ይ 2ይ እኳ ሰሚዐዮም እየ 3ይን 4ይን ጭብጥኻ ግን ክዛረብለን ኣይሰማዕክወንን ዘለኹ።

  • @yobel-lh2rj
    @yobel-lh2rj 6 หลายเดือนก่อน

    Kale Hiwet Yesemealna Gen Aba Mekares Entay ilu Tezaribu Betekersian Eritrea Ab Kelete Ketemekel Alewa ilu Tezaribu Ezes xebuk alo Yebel

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c 6 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ሓቂ ከም ዘለዎ ተቅርብ ኣድልዎ ከይገበርካ ሓቐኛ ኢካ እሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ 6 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመና ክብር ምህርና ዕድመና ጢዕና ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 6 หลายเดือนก่อน

    ቃለሰናይ የሰመዐልና መምህረይ ናይ መዘምር መርሃዊ ሰልኪ እባ ስደደለይ ኣሕዋተይ ሲኢነዮ ቤዛካትኩም ተሓባበርኒ❤

  • @TsegaAsmorom
    @TsegaAsmorom 6 หลายเดือนก่อน +3

    Amen egziabiher ymesgen

  • @ShumayHailege-do7ms
    @ShumayHailege-do7ms 6 หลายเดือนก่อน

    ቡጣዕሚ ንፉዕ ዕድመ ይሃብካእግዚኣብሀር

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 6 หลายเดือนก่อน

    መምህርይ❤

  • @NihnaNewegena
    @NihnaNewegena 6 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ንበዓለ ሆሳዕና ብሰላም አብፀሐና ክቡራት ህዝበ ክርስትያን ❤❤❤ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ያብፀሐና ።
    ቃለህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት/ ቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤❤❤
    እርሰበርስና ክንፋቀርን ክንከባበርን አምላኽ ሰላምይ ፍቅር ይሃበና 😢

  • @llgi5729
    @llgi5729 6 หลายเดือนก่อน

    መምህር ንምንታይ ናይሰብ ድካመ ተናድዩ አዚ ከአ ቲፎዞ ምንዳይ አዩ ትምህርትካ ጽቡቅ አዩ ዘለካ ጸጋ መሃረሉ

  • @yergalemandetsion3338
    @yergalemandetsion3338 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሰልጠነ ሐወይ ጎይታ አሰልጢኑካ አማን ብአማን ሃ. ጳውሎስ ኢለካ አለኹ ስለ ዝተለወጥካ ተባረኸልና ንሐቂ ደው ኢልካ ስለ ዝረአኹኻ ነዞም አቦና ህዝብና አቃሊልዎም እዩ እሞ ሕጂ ግን በትሪ ሐቂ ትቀጥን እንበር አይትጠፍን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አማን ብአማን አቦታት ኦርቶዶክስ ሃየ ንሐቂ ደው በሉ መናእስይት ኤርትራ አድሕኑ ወንጌል ስበኹ አብ ቤተ-ክርስትያና ደው ክንብል ንፖሮቴስታንትን ናብ ካልእን እዩ ህዝቢ ዝውሕዝ ዘሎ ጽባሕ ንግሆ ጌታ ክሐተኩም እዩ ተባረኹ❤❤❤❤❤❤❤

    • @DagmDagm-h9h
      @DagmDagm-h9h 6 หลายเดือนก่อน

      ጵውሎስ ቀሊል ገርክሞስ ምስ ስልጣን ዓፋፍ ተናስሕሉ ክትቅዘፉ በጃኩም

    • @yergalemandetsion3338
      @yergalemandetsion3338 6 หลายเดือนก่อน

      @@DagmDagm-h9h ንናትኩም ክብሪ ዘይትህቡ ምኻንኩም ጥራሕ እዩ ዘሕዝነኒ

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @AymanAaymaann
    @AymanAaymaann 6 หลายเดือนก่อน

    አምላኽ ይባርኽካ

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 6 หลายเดือนก่อน +4

    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ኩቡር መምህሪና❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @qwerqwqwettqw8363
    @qwerqwqwettqw8363 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና መምህረይ እሰይ ደስ ሊብል መሊስ 👏👏👏❤️

  • @akberetdawit7452
    @akberetdawit7452 6 หลายเดือนก่อน +1

    nay bhaki Hawey Kale hiwet yesmelna

  • @እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 6 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏

  • @samiAlem-ih6lu
    @samiAlem-ih6lu 6 หลายเดือนก่อน

    Kalehiwet yesmealna zhawey❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 6 หลายเดือนก่อน +1

    Qale hiwet yesmealna egziabher sltan hawna behaki bruh meliekti eyu men emo ysimeayo ab haqi zelo seb kab brhan ayhadmin eyu haqi ente zhliwom kea beal mirigeta amanuel mqerebu nsom gin n lewahat meemenan yeshikieu. Eti haqi dea terakibka mztay eyu neyru ab xelmat zelo zeb gin brhan ayfetin eyu. Ayoka beritie sltan hawna egziabher amlak xega ablieli xega yeadlka hanaxi timhrti eka teqrib zeleka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawitAbraham-fn8zd
    @MerhawitAbraham-fn8zd 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ይገርም ዩ አርባ xom ድኹም tkasesu amoka hmamat ami kemzi awan ka tnakotu nerkum fetari ykre ybelelkum nkulkum 🙏nkulna athzbi hmak rekibu nay kulukum tekatatalit ye neyre hjign andei

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet4495 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen kale hiwet yesmealna agelglotka ybarkelka

  • @wedi8304
    @wedi8304 6 หลายเดือนก่อน +7

    ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ስልጣን ሓውና
    ቀጺለ ሓሳባይ ክህብ ፈላጥ ክትከውን ትክእል ኢካ ብዙሕ ስዓቢ ውን ኣለካ ስለዚ ሰብ ኣይተዳናግር ሕጂ ምስ ብዓል ኣቡነ መቃርስ ስለዝሓበርካ ትምህርቶም ቅኑዕ ዩ ገለእንዳበልካ ኣይትሸፍነሎም ኣቡነ መቃርስ ዝተወገዘ ዩ ኣቡነ ሽኖዳ ውን ስለዚ ሰብ ኣይተዳናግር ኣምላክ ሓቀኛ ፈራዲ ከምዝኮነ ኣይትዘንግዕ ካልኣይ እዚ ትምህርትካ ዶግማን ሕግን ቤተ ክርስትያን ዝሓለወ ዩ ኣይትበል ምስ መናፍቃን ሓቢርካስ ብከመይ ዩ ቅኑዕ ትምህርቲ ዝብሃል መጀመርታ ብህወት ስለዘለዉ እቶም ናይ ክሕደት ዝምሃሩ ክእረምሉ ኣለዎም ኣቡነ ሽኖዳ ናይ ግብጺ ብሂወት ስለዘየለ ክንሓቶ ኣይንክእልን ኢና መናፍቅ ዩ ዘለና የለን ዩ ኢሉ ቆራርጽካ ሰብ ጌጋ ትምህርቲ ኣተረድእ

    • @bestfans
      @bestfans 6 หลายเดือนก่อน +1

      ንቃሕ ሓወይ! ኣቦና ሽኖዳ ቅዱስ በዓል ብዙሕ ተኣምር እዮም። ኣይኮነን ንስኻ ኩሉ ዓለም ዝመስከረኮም እዮም!

    • @kibreabgebregz7508
      @kibreabgebregz7508 6 หลายเดือนก่อน

      አብዛ ናይ አቦና ሸኖዳ ብዛዕባ ጥንቲ አቡሶ አለዋ ዝበልዋ ጠቅላላ ጌጋ ዩ። ቀጺሎም ብሂወት ዘለዎ አባ መቃርዮስ ክአ ከምዚ ኢሎም ድንግል ማርያም ሐጢያት ሰሪሐ አይንብልን ግን ካብ አቦና አዳም ሐጢአት ሐሊፍዋ ኢዩ ኢሎም ስለዚ እዚ ኹሉ እንታይ አምጽኦ ....አብዚ ነቂፍዎም ዘሎ ሐጺር ይኹን ነዊሕ ቢድዬታት ናይ ሰለስቲኦም ፍጹም ስሕተት ትምህርቲ ዩ። ስለዚ አብዘን መርጌታ ዘ አማኑኤል ዘውረደን ነጥብታት ትኽክል አሎ ካልእ ጉዳይኩም አብ ክልቴኹም ወድእዎ!
      # ኩሉኹም ደቂ ተዋህዶ አብ መላእ ዓለም እትርከቡ ከም መዘኻኸሪ ቅዱስ ገብርኤል ን ወላዲተ አምላኽ ድንግል ማርያም እንታይ ኢልዋ ኔሩ ኢልና ነስተውዕል!!

    • @bestfans
      @bestfans 6 หลายเดือนก่อน

      @@kibreabgebregz7508 ጸሎት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም እንታይ ይብል መሲልካ፡ ብኣምላኸይን መድሓንየይን ይብል። ካብ ምንታይ እዩ ኣድሒንዋ፧

    • @kibreabgebregz7508
      @kibreabgebregz7508 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@bestfans ን ድንግል ማርያም ዝኾነ ይኹን ዓይነት ሐጢያት ከም ዘይብላ ወይ ውን ንኸይ ሐልፋ ዝዓቀባ ልኡል እግዚአብሔር አምላኽ ኢዩ። አብ ትንቢት ኢሳያስ ምዕራፍ 1 ፍቅዲ9 ዘሎ ሀይለ ቃል እንተ ተመልኪትና ከምዚ ይብለና *እግዚአብሔር ጎይታ ሰራዊት ገለ ሒደት ትርፊ እንተ ዘይሐድገልናስ ከም ሰዶም ምኾንና ንገሞራ ምመሰልና ኔርና*
      ስለዚ ንእግዚአብሄር ዝሰአኖ ነገር የለን መንገዱ ብዙሕ ኢዩ ማንም ክፈልጦ ዝኽእል ክአ የሎን

    • @bestfans
      @bestfans 6 หลายเดือนก่อน

      @@kibreabgebregz7508 ብሩኽ ሓወይ ንሳ ባዕላ ዝገበረቶ ሓጢኣት የለን። ኣዳማዊ ሓጢኣት እንተ ዘይነብራ ስለምንታይ ከምኡ ኢላ፧ ንጹር ጥቅሲ ኣምጻለይ። እዚ ኣብ ቤተ ክርስትያንና ዘሎ ዘይቅኑዕን ትምህርቲ ኣለጋጊብካ ኣይተምጻዮ! ኣምላኣክና ክርስቶስ ዝመጸ እኮ ኩሉ ሰብ ስለ ዝሓእአ እዩ! ፖፕ ሽኖዳ ቅኑዕ ትምህርቲ እዮም ምሂሮም። ኩለን ኣሓት ቤተ ክርስትያን ኣብ ጥንተ ኣብሶ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ይኣምና እየን ብዘይካ ኤርትራን ኢትዮፕያን

  • @LemlemAsgodom
    @LemlemAsgodom 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏

  • @abrahamzereabruk1626
    @abrahamzereabruk1626 6 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 หลายเดือนก่อน +3

    God Bless You Amen Amen Amen.

    • @Lisarobloxfan
      @Lisarobloxfan 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amen 🙏

    • @Lisarobloxfan
      @Lisarobloxfan 2 หลายเดือนก่อน

      Amen✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ❤🙏

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 6 หลายเดือนก่อน +2

    ባሓቂ ስልጣነይ ቃል ህይወት የስመዐልና
    ኣነውን ተማሂረ ኣሎኩ ቅራጽ ቢዶ ክሰምዕ ከም ዘየብለ ምናዳ እቶም ሓደ ሓደ ዘለዉ ሰባት ቆራጾም እዮም ዘምስኡ ከዳናግሩ ናዓና ንሳቶም ንሱ እዩ ስረሖም ክፉእ መንፈስ ስለ ዘሎ ኣብ ውሽጦም ብክፍኣት እዮም ዝሩኡካ😢😢

    • @dawitsium6909
      @dawitsium6909 6 หลายเดือนก่อน +1

      ቁራጽ ምስናዕ ጽቡቅ ኣይኮነን እንድዩ ቁራጽ ሰሚዒካ ኢካ ግን ትኣምን ዘላካ ብሩከይ ካብ ስሚዒት ዉጽእ በል

  • @አምልሻጓልትግራይ
    @አምልሻጓልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน

    ፀግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሄር አምላክ ❤❤❤❤❤❤

  • @Tigray122
    @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብሓቂ ሓቀኛ መምህር ክብሪ ይሃበልና ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 100%❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @bereketaraya9454
      @bereketaraya9454 6 หลายเดือนก่อน +1

      @tigray122
      ሓቀኛ መምህር ትብሎ ዘለኻ ናይ ኣቡነ መቃርዮስ ሰሚዕኻዮ ዲኻ ወይ ሰሚዕኽዮ ዲኺ በጃኹም እባ ድሰመዓና ዘይ ብልና ሓቀኛ ገለ እንዳ በልና ውዳሴ ኮንቱ ኣይንወድስ። መሀመርታ ናይ ኣቡነ መቃርዮስ ትምህርቲ ስምዕዎ።

    • @Tigray122
      @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน

      @@bereketaraya9454 ጽቡቅ ኣለካ /ኪ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ ግን ንሱ እውን እኮ ጽቡቅ ወይ ልክዕ እዩ እቲ ትምህርቶም ናይ ኣውነ መቃርዮስ ኣይበለን ::ጌጋ ከም ዝኮነ ኣሚኑ እዩ ምኩናን ወይ ክኣ ልክዕ ትምህርቲ ኣይኮነን ምባል ንዘይትክክል ትምህርቲ ንሓበሻን ንግብጻውን ወይ ንካልኦት ጽዓዱን ዝብሃል በበይኑ ምፍራድ ኣይግቡኡን እዩ ዝብል ዘሎ ንኩሎም ጌጋ ትምህርቲ ዘሕልፉ ኣብታ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ኮይኖም ብምዓረ ጌጋ ክብሃሉ ኣለዎም ሓደ ኣቦ ትግርኛ ጌጋ ክምህር ከሎ ምኽሳስ ሓደ ጻዕዳ ወይ ካልእ ሕብሪ ወይ ቃንቃ ዝኮነ ኣካል ጌጋ ትምህርቲ ክህብ ከሎ ኣብታ እምነት ንሳ ኮይኑ ክኣ ጌጋ እዩ ኢልካ ዘይምንቃፍ ክህሉ የብሉን እዩ ንኩሉ ጌጋዊ ትምህርቲ ዝህብ ብምዓረ ዓገብ ምባል እዩ ዝግባእ እዩ ዝብል ዘሎ ::ብሓጺሩ ግን እዚ ምርጌታ ኣማኒኤል ዝብሃል ሰብኣይ ሓሳውን መጸለምን እዩ እና ብኣንጻር ናቱ ክኣ ኣነ ኣብዚ ዝሰማዕኩዎ ፍሉዩነት ስለ ዘለዎ ካብቲ ናይቲ ሰብኣይ ንሱ ትምህርቲ ሓሳበይ እየ ገሊጸ ብጽእቲ እየ ክኣ ኣይበልኩን ገና ኣብ ሓጥያት ዓለም ዝነብር ዘለኩ ሰብ እየ ግድን ክኣ ጌጋ ክርከበኒ ይክእል እዩ ::በዚ ኣጋጣሚ ክኣ ዝበደልኩዎ እንተ ኣሎ ይቅሬታ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @KmAlemu
      @KmAlemu 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@bereketaraya9454 Leki aleka Bro Nay Meqaryos Tmhrti nexur zekone menafeqawi tmhrti eu

  • @MerhawiDawit
    @MerhawiDawit 6 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ 😢 ብጠዓሚ እየ ዘሓዝን
    ኣዚ ወሎደ ክልተ ቤተክርስትያን ጌሮም ኢቲኦም ጳጳሳት ዝይረዳድእ ኣብዚ ዘልክዎ ሃገር ሰለስተ ወርሒ ጌሬ ኣለኩ ኣብ ሊብያ ውን ነውሕ ጸኒሕ ኣብ ሃደ ቤቴክርስትያ
    ንማላለስ ንብስና ተቀዲስና መቀልና ተሳሊምና ሓጥያትና ንገፍና ንከይድ ኔርና ኣብ ርዋንዳ ውን ተመሳሳሊ ኣብ ኢሮጳ ግን ወላ ሬሳካ እዩ ናብቲ ሓደ ቤቴ ክርስትያን ዘይቅበሉ ወላ ትቅበረሉ ቦታ እዩ ዝፍለ እዮም ዝብልዎ
    ኣነ እኮ ኣይኮድኩን ዘለኩ ሰለስተ ወርሒ ጌረ ኣለኩ ወላ ውን እቲ ዘለክዎ ቦታ ናይ ሰዓት እዩ ካብዚ ዘለክዎ ፡ክብሎ ደልየ ዘልኩ መርሕቲ ስምምዕ ክግብሩ ዕቢ ጉባኤ ተጌሩ ሓንሳእን ናይ መወደኣታ ምዕጸዊ ዘይግበረሉ ወነኣምን በኅቲ ቅድስቲ ቤተክርስትያን እንዳበለካ ግን ሕቶ ይፈጥረለይ ጽልእ ሕዝካ ከ እቲ ዓይኒ ዘፈጠረ ስ ኣይርእን ዶ እዝኒ ዝፈጠረ ከ ኣይሰምዕን ዶ ዘማራይ ዳዊት
    እንዳ ተክራከርካ እዚ ምናፍቅ እዚ ታኅድሶ እዚ ሰበንደይ ውዘተረፈ ረፈ በዓይኒ ስልእ
    ስለ ሓድነት ኦርቶደክስ ተኣኪብና መረሕቲ ጋሶት ምዝርራብ መደምደምታ ክግበረሉ ኣለዎ ፡ከምዚ ናይ ፓፕስ መቅደንዮስን vs በሓታዊ ምሁር ናይ ስነ መሎኮት ኣቦና ቅዱስ
    ሳዊሮስን ኣብ መኣከሎም ተረኪቡ መረሓይ ሃገር ሓቂ ኣፍሉጥኒ መጽሓፍ ቅዱስ ብምንጽጻር መስ በሎም መደምደምታ
    ዝተገበረሉ ጉባኤ ከምዚ ክከውን ኣለዎ
    ብድሕሩኡ ኣብና ቅዱስ ሳዊሮስ እንታይ እዩ ዝገበረ እንተ ኢልና ደቁ ብእምነት ይሕዋቱ ዝኮኑ ነቲ ጉጉይ ትምርቲ ናይ መቅደንዮስ ኣልዩ ሓድሽ ትምርቲ ሰቢክዎም ብሓሳብኩ ዳ ተለወጡ ከም ዝብል ኣፍ ናይ ኩሉ ኦርቶ ደክስ ተዋህዱ ሙካንካ ኣሚንካ ስለ ሓድነት
    ዝብል ጥራይ ኣርእስቲ ወሲድካ
    ነዚ ወለዶ ናብ ቤቴ ክርስትያን ንከይ ከይድ
    ንበዓልም ዘይተሳማምዕ ዶ ኣምላክ ክሰምዖም ኢልም ካብ ዓራቶም ዘይትስኡ ብዘሓት ከም ዘለው እንዳ ንገርካ ምፍትሕ ከምጹ ከም ዘለዎም ክትዛረብ ደስ ይብለኒ
    1የዋሃንስ 4፣8 ኣምላክ ፍቅሪ እዩ እቲ ዘይፍቅር ንኣምላክ ኣይፍቅሮን እዩ ዝብል
    መርሕቲ ክካቱዑ ክዋናጀሉ ክትርእ ኮለካ
    ውሽጥካ ዕርፍቲ ዘይህበካ ጌና ንክርስቶስ
    ውን ዝፈለጥናዮ ዝለበስናዮ ኣይንመስልን
    ብንድሪ ንዘረብ መንፈስ ኣምላክ ዘለዎ ቅጥዓ ይብሉን ረጊኡ ንሰባት እቲ ህደኣቱ ይሰሕባም እሶም ወን ብውሽጦም ተረቲዕም ከምቲ ናቱ ይዛረቡ
    ምሳሌ 15፥1 ተሪር ቃል ኩራ የላዕል ሉኡም ምላሽ ግን ቅጣዓ ይህድእ ይብል
    ኣዘራርባና ዘይ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኮይኑ ክትርእ ኻለካ ግን ኣነ የሓዝን እሞ ካ መረሕቲ
    ኣብ ትሕቲኦም ምሌናት ኣሽሓት ዝክተልዎም
    ኣበይ ኣሎ ዳ ኣቲ ሰናይ ኣርኣያ ዝበሃል
    ሕጅስ ኣብቲኣ ርተዓዊት እምነትና ከማን
    ከተሓሳስቡና ጀሚሮም
    So ስልጣን ሓወይ ምስ ሓሳብካ ይሳማምዕ
    እየ ቅጽሎ እቲ ዝቃወመካ ብቅሪ ቀስ ኢልካ ኣረደኣያ ልዕሊ ኩሉ ዝበሉ ይበሉ ንብስካ ጥራይ ይሕድእ ብክርስትያናዊ ፍቅርካ እንዳለገስካ ከይተሓለልካ ኣረደኣዮም
    ርእይቶ
    ኣብ ምዝራብ ቅሩብ ቅሩብ ህድእ እንተ ትብል ተመራጽ ኾይኑ ይስመዓኒ ንሰማዒ ከይ ህወክ ንዓካ ውን ንቲ ክትብሎ ዝደለካ
    ብህዳእት ብጽማቅን ክትገብሮ ኮለካ ክለተ ነገር ካባካ ይመሃር ህዳኣትካን ትምርትካን
    ህውክ ውን ኣይኮንካ ግን ቅሩብ
    ገለ ኣለዉ ካብቲ ትምርቶም እቲ ዓው ዓው ምባሎም ግን ውሽጥካ ሰላም ዘይህበካ ዳርጋ ናብ ፈከራ ይቅር ካሳብ ስረዓተ ምስትናፍስ ዘቃርስ ኣንታ ሓወይ ቀስ ኢልካ ክተርደኣና ትክእል ኔርካ እንዲካ ትብል ብውሽጥካ ዳራ ከምዚ ናይ ፕሮቴስትን ይከውን ማለት እዩ እሶም ፈከርቲ እዮም
    ዓው ዓው ምባሎም ንቲ ፍረ ቃል ቅዱስ መጽሓ ንከይትሰዖ ይግብረካ

  • @hadgumebrehatom7644
    @hadgumebrehatom7644 6 หลายเดือนก่อน +3

    ንምንታይ ትጣበቀሎም ኣለካ በኣላቶም
    ዘይ ምሉሱ

    • @እዝጊሓረያቅዱስ
      @እዝጊሓረያቅዱስ 6 หลายเดือนก่อน

      ንህዝበ ኣርቶዶክስ ትውሃዶ ሽሕጢ ናብ ታሃድሶ ምእንታን ከግዕዞ

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 6 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ቀሺ አፈወርቂ ከምኡ ከምዘይብል እፈልጥ ነይረ መብዛሕትኡ ትምህርት መርጌታ ኣማንኤል ኣጻልእኑዩ ዘስምዕ ካብ መርጌታ ኣማንኤል ይቅረታ ክትጽበ ኣየ ስልጣን ክክክክክ ንመርጌታ ኣይፈለጥካዮን

  • @MisgnaTekle
    @MisgnaTekle 6 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርያ ሰላም እዚ ሓወይ ንስካ ግን ኣበይ ኢካ ተማሂርካ ማዕረ እቶም መምሃራን ልቃውንቲ የሕዋትና ክትማላላስ ብዙሕ ጎዲልካ ኣሎ እሞ ቅድም ኣብ ትሕቲ ኣቦታትካ ኣብ ትሕቲ ልቃውንትን ተማሃር ስቅ ኢልካ ናይ ሜዳ ኣይትኩም

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 6 หลายเดือนก่อน

    "ንስኹም ከይተሓደስኩም እሞ፡ከመይ ገይርና ንሕና ክንሕደስ ትሓስቡ፧"

  • @tomasbrhane7575
    @tomasbrhane7575 6 หลายเดือนก่อน

    Amen amen qal hiwet yesmealna bubur memhrna qexlo

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen xegeu yebzhalik amalk ez hawey ❤❤❤

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 6 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmalna hawna ❤bhaki Egziabher Amlak Kab tselen hleken wexina megedi hiwet knguaz ydegfena

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @ghgh4028
    @ghgh4028 6 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመሰገን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና አሜን፫✝️

  • @TeklehaymanotKiros-x3p
    @TeklehaymanotKiros-x3p 6 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሰናይ የሰመዐልና ክቡር ሓውና

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife7073 6 หลายเดือนก่อน

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️❤️

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ቃለ ሂወት ይሰምዓልና መምህር ስልጣን ሓውና ኣብታ ናይ ኣባ መቃርዮስ ውን ቅድሚ ንሕና ምዕራቅና ምስ ዝነበሮም ትምህርቲ እና ኣቅረቡ ይምህሩ ኢዮም ትሃድሶ ኢዮም ይብሉ ኢዮም እሞ ኣብታ ሒዝካያ ዘላክ ቭድዮ ኣሎ ናይ ቀደም ዝምህርዎ ዘበሩ ኢዩ ስለዚ ኣብዚ ግዜ እዚ ግን ክምኡ ዶ ይምህሩ ኣለዉ ኢዮም ንተደጋጋሚ ዝውቀሱ ዝለዉ ምብርሒ እባ ሃብሉ ❤❤❤

    • @wedi8304
      @wedi8304 6 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ሕጂ ከማን ይገድድ ክሕደቶም ሲ ትኣምረ ማርያም ኣየድልን ዩ ትኣምረ እዮሱስ ኣየድልን ዩ እዚ መሓፈ ኣዋልድ ዝብሃል ጌጋ ዩ ዝበሉ ሕጂ ዩ ገሊኦም ሞ ከኣ ክርስቶስ ኣብ ግርዘት ደም ኮይኑ ከም ሰብ በክዩ ኢዮም ዝብሉ

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 6 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢😢

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 6 หลายเดือนก่อน

    Welcome መምህረይ🥰

  • @መይራሞጓልዕሰራዓድድንግለ
    @መይራሞጓልዕሰራዓድድንግለ 6 หลายเดือนก่อน

    አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና❤

  • @FkroyKidane
    @FkroyKidane 6 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ስልጣን ኮሎል ሸንኮለል ኢልካስ ሰለ ተዃሉ ክትማጎት ጀሚርካ።

  • @AsmeitMesfun
    @AsmeitMesfun 6 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @arsemagirmay9185
    @arsemagirmay9185 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 2 หลายเดือนก่อน

    ብመጅመረታ ሰላም ክሓትካ አስክ ድንግል ማርያም ጥንቲ ኣቦስ ኣለዋ ድዩ / ጎይታ ክ ኣማላዲ ደዩ ቅዱስ ጀወረግሽ ከ ስማኣትነ የብሎን ደዩ /ስላሴ ከ ስኢል ኣይድለይን ድዩ አስክ አዚኣን መልስላይ ምስ መን፡ኢክ ትዛረብ ዘለካ አባ ምስ መን፡ኢኻ ከ ታዓረቅካ

  • @KbrabKbrab
    @KbrabKbrab 6 หลายเดือนก่อน

    100 Exactly ❤❤❤

  • @AmmanuelAmmanuel
    @AmmanuelAmmanuel 6 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qal hiwet yesmaana enkai bselam abxhana naameta kemzi ewan ❤❤❤

  • @TewanTewan-i2u
    @TewanTewan-i2u 6 หลายเดือนก่อน

    Egziabher aezizu ybarka sltan hawey kabaka bzuh nmehar alena kbur hawna nseb amezazinka nay bhaki merto rekibka mzrab kabaka temahire aleku emo kbret yhabelna kbur hawna enda abeka nberlna amlak betka aezizu ybarkelka mekseb hawi nskas enqae teweledkalna kulu gzie bzaeba thbo tmhrtka btaemi eye zhgos leka hakis maere kndey hagos alewa zemelkt eyu emo kulu gzie hakegnatat krstyan koyna knrkeb amlak yfqedelna hsbe krtyan❤❤❤❤❤❤

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 6 หลายเดือนก่อน

    Egziabiher meradadien mehedien menifesu yifeniwelina

  • @ስንዳዮጋልሓያዩቲዩብ
    @ስንዳዮጋልሓያዩቲዩብ 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ደሓን መፃእኻ ክቡር ሓውና አሜን🎉🎉🎉

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 6 หลายเดือนก่อน

    "ኹሉ እተምጽኦ መደባት ጽቡቕ እንድዩ፡እዚ ሕጂ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ኣርእስቲ ግን እዋኑ ኣይኮነን፡ስለ ምንታይ ብዛዕባ ሕማማት ክርስቶስ ዘይትሰብኽ፧ዶስ ኣክንዲ ናብ ክርስቶስ ንጥምት ናባኻትኩም ክንጥምት ኢኹም ትደልዩ ዘለኹም፧ስለዚ እንታይ መኣዝ ትብሎ ከተስተውዕለሉ ይግባእ እብል።እቲ ምንታይሲ'እቲ ትምህርዎ ሕዝቢ ልዕሌኹም ይመዝንን የስተውዕልን እዩ'።

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጥንት ትኣብሶ ኔሩዋ ኢዩ ወይ ካብ ኣዳም ኣይተወለደትን በሉና ካልኣይ ኣብ ትጠንሰሉ ግዜ ንምንታይ መንፈስ ቅዱስ ከጽለኪ ተባሂላ ብተውርሳኺ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ሓርዩዋ እንተኢልኩም ንኩሉና ኢዩ ብክርስቶስ ጌሩ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ዝሓረየና ዝበሎ ሓ/ጳውሎስ ኣብ መልእኽትታቱ እምታይ ንምልሰሉ ብተወሳኺ ካብ ድንግል ማርያም ካብ ስጋ ስጋ ካብ ደማ ደም ወሲዱ ዝብሃልውን ፍጹም ሓሶት ምክንያቱ ወ/ዮ/1፥12-14 ቃል ሓቅን ኢወትን መሊኡዎ ስጋ ኮነ ዝብልከ $ቃል ኣምላክ በለ ኮነ ዝብል ከ# ነስተውዕለሉ ዶ ኣሎና

  • @atranos2198
    @atranos2198 6 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኻትኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ማስሜድያ ይኩን ብኮመንት እንህቦ ኩሉ ዘረባ ኣብ መወዳእታ መንበር ፍርዲ ክርስቶስ ጸብጻብ ክንህበሉ ኢና። እግዚኣብሄር ኣይዕሾን ኢዩ

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 6 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር

  • @Selrobi
    @Selrobi 6 หลายเดือนก่อน

    Kalehiwet yesmealna

  • @abebaweldesilassie457
    @abebaweldesilassie457 6 หลายเดือนก่อน +2

    enkue dhan mesaka sultan hawena enkue Beal hosanna abtsehana eway kemaks 1000 yeweldu kilu kemka enzekwen❤

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks hawna Sltan xbuq tmhrti🩵🩵🩵🩵🩵

  • @milkagebreg4205
    @milkagebreg4205 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣይብልን ዓገብ ትብል ተኮንካ ነቶም ሓቂፍክሞም ዘለኩም መናፍቅ ማሪቆስን መቃርዮስን ሰዓብቶምን ዓገብ በሉ።

  • @samsomwelday6180
    @samsomwelday6180 6 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ፖለቲካ ፍልልይ እምበር ናይ ቃል ፍልልይ ተምጽእ የለኻን።

  • @hagyemane5264
    @hagyemane5264 6 หลายเดือนก่อน +1

    መጽሓፍ ቅዱስ ፡ ግዳ ኣምብበልና፡ ኢሉዶ፡ ሕልፈትዶ፡ ዝፈላሊ ነገራት ብዙሕ እዩ ዘሎ፡ ዘይኮነ ከኣ ኩሉ ምስጢር እግዚኣብሄር ክንፈልጥ ንኽእል ዲና፡ ዓቅምና ንፍለጥ ፡ ብዘለና ዓቅሚ ከኣ ንመዓዓድ፡ መገድን ፡ ሓቅን፡ ሂወትን፡ እዩ ዘድልየና፡ ብዝመስለኒ ንሓጺር ግዜ ፡ሰብ ጥዑይ መሲሉ ይቅልቀል እዩ ኣብ ዩትዩብ ምስግዜ ግን ፡ ንምንታይ ከምዚ ይብልዶ፡ ይገብርዶ፡ ከምዚ ዝበልኩምኒዶ፡ ኣነ ኣነ ኣነ ትጅምር ፍኹሰት መጸት፡ መፍቶ ሸይጣን ፡ ስለዚ ሓጺርን መሃርን ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ምርኩስ ዝገበረ ትምህርቲ፡ ውልቀሰባት ዘይምልዓል ተመራጺ እዩ፡ ምስ ጸሎት ፡ ጥበብን ምስትውዓልን ካብ ኢግዚኣብሄር እዩ፡ ወድሓንካ ሓወይ፡

  • @gotewmShaabel
    @gotewmShaabel 6 หลายเดือนก่อน

    🙏❤🙏❤🙏

  • @פייבןגאיים
    @פייבןגאיים 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ንክደይኮን ዘይ ወጂልኩ ኣምላክ ይቅረ ይበለይ ስልጣን ሓወይግን ቀጽሎ እቲሓቂ እዉን ብሃር😢 ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 6 หลายเดือนก่อน +2

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen

  • @mazigaltewahdo9079
    @mazigaltewahdo9079 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ ስልጣነይ🤲❤