ቅትለት ኣቡነ እንጦንዮስ ብኢድ መን ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2024
  • እዚ ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher
    ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን
    ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ክትጽሕፉልና ኣብዚ መደብ እዚ ክቀርብ ኣለዎ ትብልዎ እንተ ሃልዩ ውን ክትሰዱልና ንምሕጸን።
    / @medlotetsidk
    • ካብ ሰልስቲኦም እቲ ጌጋ ኣብ መን ...
    • ኢደይ ህንካ
    • ካብ ዕርቒ ምስ ደቂ ሰባት ሰይጣን ...
    ትምህርቲ ግርናፊክ ብትግርኛ
    • ዝበለጸ ናይ edius ትምህርቲ ብ...
    ጾሎተ ሕልና
    • ጾሎተ ሕልና
    እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ኣለና ?
    • እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ...
    ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ ንኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና
    • ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ...
    ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ እስራኤል
    • ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ...

ความคิดเห็น • 163

  • @WEDIEYAMO4810
    @WEDIEYAMO4810 2 ปีที่แล้ว +17

    ቃለ ህይወት የስመዓልና በረኸት ናይ ብጹእ ወቅዱስ ሰማእት ዘእንበለ ደም ቅዱስ እንጦንዮስ ምስ ኩላትና ኣመንቲ ይኹን

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽቡቅ ሓሳብ ፡ኣይትናወጽን እያ ተዋህዶ ፡ንስለ ሓቂ ዝምስክሩ እቶም ስልጣን ዘለዎም ዘይኮኑስ፡ እቶም ንነብሶም ንሓቂ ዝፍቱሹ እዮም ዝሓወይ

  • @kokobweldat384
    @kokobweldat384 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስማዓል ተባረኸ
    ናይ ሓቂ ዘሓዝነ እዩ ንሱኩም ከኣ ስቅ ኣይትበሎ
    ኩሎ ተዝረባወ ስማዕናዮ ኢና እግዚኣብሄር ኣምላክ ስላም ይስደዱልና ናይ ኣቡነ ብጽእ ቅዱስ እንጦንዮስ በረኸቶም ይሕድሪና ጫካን ግዜ እዩ
    እም ከኣ ብደቂካ
    ዳዊት 116
    15፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።

    • @weinimengsteab6678
      @weinimengsteab6678 2 ปีที่แล้ว

      ወይይይ ወይይይ በዳሊ አኮ ን 1ኣይቮነን ዚብድል። ንብዙህ ዩ ዘቲን ዚብፊን ንህዚና መርገም ወይ ንጎኢታ ናይ ሃሶት መስርክስክር ሊካወንዪ ካሃናትዮ። ደሙ ኣብ ድርዊና ርሎምምም ወይይይይይይይ ን ኣምላክ ዘይ ምፍራህ አኮ ዩ። ኣበት ጎኢታ ካባ ጺስወር ዘይቭሎ ብጺድኪ ትፈርድ ተገለጽ መን ይካወሞ ሃሳብክስ

  • @gaimdesta1419
    @gaimdesta1419 2 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ሓው እግዚኣብሄር ይባርኽካ ኣይኮነን ፕሮቲስታንት ክርትያን ኣስላም ሞይቶም እውን ንቐብርን ነትሓዝኖምን ኢና ከምቲ ዝበልካዮ ግና እዞም ሰባት ልቦም ተደፊኑ እዩሞ እግዚኣብሄር ልቦናኦም ይኽፈተሎም።

  • @tesfukidane8606
    @tesfukidane8606 2 ปีที่แล้ว +3

    ንብፁእ አቦና ናይ ሰላም ዕረፍቲ ይግበረሎም እግዚአብሄር ንዓናውን በረኸቶም የካፍለና አሜን

  • @merhawiandemichael8642
    @merhawiandemichael8642 2 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሓውና ኣነ ዋላ እካ ንበዓል ኣሽመላሽ ብትምህርቶም ብጠባዮም ብትሕትነኦም ብጣዕሚ ዝፈትዎም እንተኾንኩ ኣብ ናይ ኣቡነ እንጠንዮስ ጉዳይ ግን ኣይሰማማዕን ምሰኣቶም ኣይሰማማዕን እየ።

  • @gebreilaalazar2519
    @gebreilaalazar2519 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ኩቡር ሓውና

  • @samrawitiseyas5514
    @samrawitiseyas5514 ปีที่แล้ว +3

    በጃኹም ኢለኩም ስለ ሰላም ጸልዩ ስቅ ኢልኩም ኣብነ እንጦኖስ እንዳ ኣምጻኹም መመክንየታ እንዳምጻኹም ኣይትዛረቡ ።እሶም ኣምላክ ወስድዎም ኣሎ የዕርፍዎም ። ዝመተ ሰብ ኣይተልዕሉ እቲ ዝፈርድ እግዚኣብሄር እዩ ኣብ ስራሕ እግዚአብሔር ኣቲኹም ኣይትፍረዱ። ዘይጋገ ሰብ የለን ኣብዚ ማስሜዳ እንዳመጻኹም ሃይማኖትና ኣይተጽርፉልና ። መጀመሪያ ቤተ ክርስቲያን ሓንቲ እያ እስኹም ጊን ናይ ተቃዋሚ ናይ ደጋፊ ኢልኩም ፈላሊኽሞ ።ኣምላክ ናይ ሓጣን ናይ ጻድቃን ኢሉ ኣይፈለየን ። እስኹም ጊን ስለ ሰላም ጸልዩ ብዝመቱ ኣይትዛረቡ ሕማቅ ጌሮም ጽቡቅ ጌሮም እግዚአብሔር ይፍረዶም ። ስለ ነብስካ ጸሊ ሓወይ መዓረይ ስለ ሓድነት ጸሊ ። ሃይማኖትና ኣይተራቅቅዎ ።

  • @habtomtewelde6691
    @habtomtewelde6691 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝብላዕ ዘረባ ኩቡር ሓው ኣምላኽ ይባርኽካ በረኸት ኣቦና ኣይፈለየና።

    • @rezenegebreslasie5404
      @rezenegebreslasie5404 2 ปีที่แล้ว

      በኣቦና ምሽቃጥ ዘይትገድፍዎ ልዕሊ ስኖዶስ ኣሎ ዲዩ መን ሸይምዎም መን ከ ኣውሪድዎም ስለ ምንታይ ከ ምፍላጥ ኣይምሓሸካን ነይሩ

  • @zemuyandemichael6769
    @zemuyandemichael6769 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ብሓቂ ሕርኽራኽ ዘይብሉ መግለጺ ። ብሱል ዘረባ።

  • @HenokMhretab-d7r
    @HenokMhretab-d7r 5 หลายเดือนก่อน

    ሰባት ምፍራድ ናህትካ ስልጦን ኣይኮነን ይቲብካ ክትሰርሕ ሰባት ኣይተ ጻልእ

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝገርም ብሩኽ ሓውና
    ውዕለት አምላኽ ረሲዕና

  • @love-qf1nw
    @love-qf1nw 2 ปีที่แล้ว +4

    ክቡር ሓወይ ዝኮንካ ኩን ኣነ ኣይፈልጠካን እየ ጽቡቅ ዝኮነ መግለጺን ትምህርትን ስለ ዝሃብካና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
    ንዓይ'ውን እታ ኣዝያ ዘሕዘነትንን ዝገረመትንን ኣቡነ ኣንጠንዮስ ዓሪፎም ዘይምቅባር :ዘይምንጋር: ምጽቃጥ እዩሞ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣከልና

    • @mihrettewelde8524
      @mihrettewelde8524 2 ปีที่แล้ว

      bhiwetom kelewu zqeberwom mo seb Akibom teqeberwom Nebona kibri aykonen.

  • @esiasbeyene1585
    @esiasbeyene1585 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qale hiwet ysmalene brekt yhadrena ney bexao weqdos antanios 🙏🙏🙏

  • @merryhayele7012
    @merryhayele7012 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልካ ሓወይ::

  • @banjim499
    @banjim499 2 ปีที่แล้ว +2

    WELCOME 👈 thank you very much for your wonderful service. But I can't hear your speech very clearly, because back ground very loudly. Thanks God bless all of us and our country Eritrea.🙏🙏🙏

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ጸጋ ዕድመ ይሃብካ ዝሓወይ ጽቡቕ ዘረባ እዩ፡ እቲ ሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣለኻ፡ ከምዚ ኢሎም ክዛረቡ ምሓፈሩ ከማን ግን ኣየስተውዕሉን እዮም።

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 ปีที่แล้ว +4

    እዝግዮ ማሓርና-ክርስቶስ
    እዚግዮ ማሓርና ክርስቶስ
    እዚግዮ ማሓርና ክርስቶስ 💒✝️✝️✝️

  • @ProudEritrean
    @ProudEritrean 2 ปีที่แล้ว +28

    ሰላም ዝሓወይ መጀመርታ ነዚ ጊዜካ ከፊልካ ዘቅረብካልና እና ኣመስገና ካብቲ እቲ መደብ እቲ መዝሙር እዩ ዝስማዕ ዘሎ ስለዚ እቲ መዝሙር ዘይብሉ ጌርካ እንተ ተቅርቦ ጽቡቅ ኔሩ።

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 ปีที่แล้ว +2

      ልክዕ ናተይ ሓሳቦት እቲ መዝሙር ቁሩብ ድምጺ ክስማዕ ኣልዎ ? ኩቡር ሓዊ ትስምዓና እንት ሃልካ ኣብ ዝመጽእ ክንጽብያካ ኢና መዝሙር ኣትሕት ኣብሎ እካ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓለኻ 🙏

    • @futsumbrhankahsai9122
      @futsumbrhankahsai9122 2 ปีที่แล้ว +1

      We can't hear you

  • @gezakaeyoumamqi7257
    @gezakaeyoumamqi7257 2 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmealna egziabhier Amlak xegaeu yebxehalka

  • @andemariyamasfahale7074
    @andemariyamasfahale7074 2 ปีที่แล้ว

    ዝሓወይ ብጣዓሚ የሐዝነካ ኢዪ ሕልኖኦም ሸይጦም ኢዮም ኣቦና ጸለቶም እቲ ጽንዓትን ይደግፈና ሓወይ ጸግኡ የብዝሓካ

  • @zaidmedhanie3326
    @zaidmedhanie3326 ปีที่แล้ว

    በረከቶም ናይ ኣቦ ና ምስኩላትና ይኩን

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 2 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 2 ปีที่แล้ว +3

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና
    ናይ ዘመና ሐዋርያ ቅዱስ አቦና በረከቶም ይሕደረና . ብፀሎቶም ይምሓረና .

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ሓውና ኣዚዮም እዮም ዘሕዙኑካ

  • @ksanetmehari208
    @ksanetmehari208 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባና መንግስቲ ሰማይ ይውርስም ኣብ ኣባና ኣብርሃም ኣባና ይስቅ ኣባና ይቆብ ይንቢረልና ኣሜን።

    • @yeruseynateygeremaryam1778
      @yeruseynateygeremaryam1778 2 ปีที่แล้ว

      ይቅሬታ ምስ ኣቦና ኣብራሃምን ኣቦና ይሳቅን ኣቦና ያቆብን የንብሮም እዩ ዝበያል።

  • @wedisimon2826
    @wedisimon2826 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ክቡር ሓውና ግና እቲ መዝሙር ኣዚዩ ድምጺ በርቲዑ ኣሎ እሞ ኣትሕት ኣቢልካ ተተመሓይሾ ጽቡቅ እዩ ከም ሓሳበይ

  • @negasiargebre6394
    @negasiargebre6394 2 ปีที่แล้ว +1

    Qale hiwet yesmealnea behaki natom bereketin xegan yehabena
    Amen amen amen

  • @habtomtekle9100
    @habtomtekle9100 2 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መም.ኤፍሬም

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህዌት የስሜዕልና

  • @kbromhabtemariam5426
    @kbromhabtemariam5426 2 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna 🙏🏼

  • @tesfalemberhe2383
    @tesfalemberhe2383 ปีที่แล้ว

    ብሱል መግለጺ ኣምላክ በረከቱ የብዝሓልካ ሞይቶም እዮም ረስዕወም ዝብሉ መጎዕዝትና ከም ዘይኮኑ ኩሉ ይፍለጥ ኣብ ዝኮነ ቤተክርስትያን ረኪበ ኢልካ ኣባት ነብሲ ምሓዝ ብደም ኩሩስቶስ ምልጋጽ እዩ ጥራይና ተወሊድና ጥራይና ኢና ናብ ሓመድ ንምለስ

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል መግለጺ

  • @searebrhanghidey4120
    @searebrhanghidey4120 8 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሔር ዓይኒ ልቦናና ይክፈት

  • @fikadushimhalal9475
    @fikadushimhalal9475 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @ማሕበረቅዱሳን-ተ9ዀ
    @ማሕበረቅዱሳን-ተ9ዀ 2 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmealna bteami xbok agalalxa!!

  • @russomgebrezgabher1699
    @russomgebrezgabher1699 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash3289 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen 🙏 kal hiwet yesmialna bereketom redietomn yekaflena nay abona bixue wekudus abona antoniyos kulu gize ab libna amen 🤲☦💒🙏🙏🙏

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 2 ปีที่แล้ว +1

    Abona mangset samay ywareskum barkatkim ayfaleyna nsekum do teisaru ageb 🇪🇷🙏🙏🌷🕯️🕯️

  • @FikreKahsay-y3m
    @FikreKahsay-y3m 9 หลายเดือนก่อน

    Amen 3 kal hiwet ysmealna

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom1205 2 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmealna hawey
    Agelaltsaka bflay btaemy
    Amlak tsegu yebzhalka

  • @hagoshaile4397
    @hagoshaile4397 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ውን ከም ናትካ ርድኢት የሕዶረ ጸኒሐ
    ኣቦታትና ደገዲዶም ካራ ኣብ ክሳዶም ከም ዘላ ኢያ ተርእየካ ብጣዕሚ 100%100 ነቦኦም የሕሊፎም ክህቡ ኣይደለዩን ተገዲዶም ጥራይ ኢዮም ዘረቦኦም ጥራይ ዘይኮነ መልእክቲ ዘለዎ ዋላ ፍርሃት ውን ኣብ ገጾም ይንበብ ኣሎ በትሪ ዝሓዘ ብድሕሪኦም ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣሎ

  • @fikadushimhalal9475
    @fikadushimhalal9475 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna kbur hawey egziabhar amlak edmen tenan yhabka nbaet nay abona kazeom egziabhar khatena eyu

  • @gebreilaalazar2519
    @gebreilaalazar2519 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ከማካትኩም ኣይክለኣና

  • @alem-Pro.
    @alem-Pro. 2 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmalna kubur hawna

  • @mihrettewelde8524
    @mihrettewelde8524 2 ปีที่แล้ว

    btaemi zehzn yu bhaki.Amlakhey yqre belelna.Bxue Abona ab menbere tuguhan Agelgelti kahnat yenbrkum.

  • @KeshiMulugeta-yh7of
    @KeshiMulugeta-yh7of 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ክቡር ሓወይ ኣዝየ ይቅረታ እንዳ ሓተትኩ ኩሉ ቃላትካን ስነምግባርካን ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ ግን ቅድስት ቤተ ክርስትያንና ልብሳን ግርማኣን ነጸላ እዩ ከም ኡ ውን መስቀልካን ኣብ ቅድሚት ግበሮ ኤርትራዊ ምካን የሕዝን ኣይትበል ኤርትራውንነት ኣይቅየርን እዩ ጽባሕ ኤርትራና ሰላም ክትከውን እያ ብዙሓት ሊቃውን ሰዓብቲ ኣለውዎም ኦርቶዶክስ ኣይትናወጽን እዩ በረከቶም ኣይፈለየና ኩሎም ቅዱሳን ኣብዙርያና እዮም ኣጆኩም ግን ይቅረታ

  • @tesfalemberhe2383
    @tesfalemberhe2383 ปีที่แล้ว

    እቅረታ ትመልእክቲ ርዱእ እዩ ግን ድምጺ የለን መዝሙር ጥራዩ ዝስማዕ ዘሎ

  • @asmeraeritrea2546
    @asmeraeritrea2546 2 ปีที่แล้ว +3

    You are so smart exactly brother.

  • @simonyohanes1073
    @simonyohanes1073 2 ปีที่แล้ว +7

    አምላክ ይባርክ

  • @asmaraxaida5841
    @asmaraxaida5841 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 haqi bhaqi Qale Hiwet yesmealna Amlak xegieu yebzhalka Amlak yqre ybelelna Kulu ykealo Eyu Kulu kekem gbru kfde Eyu Kulu ab gzieu ke eti haki wexyu kmles yu

  • @yeruseynateygeremaryam1778
    @yeruseynateygeremaryam1778 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህወት የስመዓልና እዚ ሓወይ ኣቦታትና ይቅረ ክንሉ እንተከይኖም ስረዓት ኤርትራ ክቅየሪ ኣለዎ።

  • @zerittikabo1328
    @zerittikabo1328 2 ปีที่แล้ว +5

    Anta hawuna serihka zeytbelie kab xlie tzerie azikom tehzunu N Abona Ab yemany edu ykebelo Amlak

  • @nazeratsamson3438
    @nazeratsamson3438 2 ปีที่แล้ว +1

    Hawey kale hiwet yesmealna kalay sebat aythmel menfeswnet tzareb entealeka nay nebska gber abona antenyos koydom alew bereketom yhderena mewali drkimo

  • @tabotukahsai9471
    @tabotukahsai9471 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna tebarek zihawey

  • @dejuhabteab4028
    @dejuhabteab4028 2 ปีที่แล้ว

    ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዘይፍለጥ መንገዲ ንዝፈልጥ ሓቲትካ ኢካ ትከዶ፡ከምቲ መራሕቲ ኣይሁድ ንጎይታ ባዕሎም ከሰስቲን ፈረድትን ኮይኖም ኮምኡ ድማ እቶም ነቲ ጉዳይ ዘይፈልጡ ምእመናን በቲ ዝበልዎም እናከዱ ተካፈልቲ ጥፍኣት ዝኮኑ ንሕና ከኣ ብኢሎሞ ኢለሞ እናከድና ኣብ ዋጋ ምሕታት ከንወድቅ ሲ ነቲ ንሱኩም ትፈልጥዎ ብግቡእ በጃኩም ኣረድኡና፡ ብዘይ ምፍላጥ ክንደይ ሰብ እዩ ዝጠፍእ ዘሎ በጃኩም በጃኩም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ህዝቢ ኣድሕኑ፡፡

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 2 ปีที่แล้ว +2

    እቲ መዝሙር ግና እለዮ ሓወይ ድምጺካ ኣይስማዕን ኢዩ ዘሎ ብዙሕ መዝሙር ይርብሽ ኣሎ

  • @tezarehenos64
    @tezarehenos64 2 ปีที่แล้ว +6

    ካብ ግብዝና ውጹ፡ ብወንጌል ከዓ ተመላለሱ፡ እዞም ትኸስዎም ዘለኹም። ጸላእትኹም ኣይትገብርዎም። 97 ዝዕድሚኦም ኣቦ ብተፈጥሮ ክዓርፉ ዶ ኣይክእሉን?
    ኣሲረሞም ፡ ፍትሒ ስኢኖም ምኣኸለ። ክቕትልዎም እንተ ዝደልዩ እንታይ ክጽበዩ ጸኒሖም እዚ ኩሉ ዓመታት።

    • @kasay67
      @kasay67 2 ปีที่แล้ว

      ይገርመካ እዩ ሃልዌሳ ዝኾነ ዘረባ፡

    • @shishayzemichaelhaile1699
      @shishayzemichaelhaile1699 2 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki zegherm eyu

  • @mihrettewelde8524
    @mihrettewelde8524 2 ปีที่แล้ว

    Abona wetru ab libna.Bereketkumn xelotkumn abana yhde.nay zemenna hawarya.

  • @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ
    @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ መግለጺ መም ኤፍሬም ሓወይ። ልክዕ ኢዩ እቲ ዘይበርሀ ከተብርሆ ጽቡቕ ኢዩ። ነቲ ዘይበርሃሉ ከኣ ይበርሃሉ።
    አብ ኣዘራርባ ክኸውን ይኽእል ኢዪ። ""ቅዱስ ሲነዶስ"" ምባል ተሪፉ፡ኦ ሲነዶስ ይተኣረም። ሕጅስ ዋላ እቲ ሲነዶስ ምባል እንተተረፈ እውን ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ። ምኽንያቱ ናይምንታይ ሲነዶስ ከም ዝኾነ እውን ነዓይ ስለ ዘይርደኣንን ዘይፈልጥን ኢየ። ዝተረደኦ እንተ ኣሎ ይንገረኒ።
    ካሊእ ብዙሕ ትለሳለሰሎምን ብዙሕ ክብሪ ትህቦምን ኣለኻ። ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይኮነን። ግብሮም ይመስክር።
    አብቲ አብ live ብዛዕባ ዚ ኣስፊሕና ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ከንመጽእ ኢና ዝበልካዮ ከኣ ንሕና እውን ከንመጽእ ኢና። ጉዳይ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሰማዕት ቅዱስ እንጦንዮስ፡ጉዳይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንኹላትና ይምልከተናን ጉዳይናን ኢዩ።
    ቀጽሎ። ንፉዕ። ቃለሕይወት የስመዓልና።

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 ปีที่แล้ว +2

    Betri haqi Brasa teqeberkaya Bagra twexi

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 ปีที่แล้ว

    Kale. hiwet. yesmalena. ⛪⛪⛪😢😢😢😢😢😢🙏🙏😢🙏😢🙏😢🕊️🕊️💝

  • @berhenaizghi4652
    @berhenaizghi4652 2 ปีที่แล้ว +14

    ኢሳይያስ 3 (Isaiah)
    10፤ ንጻድቕ፡ ፍረ ግብሩ ኺበልዕ እዩ እሞ፡ ተዐዊትካ በልዎ።

  • @azmerahallu8116
    @azmerahallu8116 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @letensaeokubazghi6327
    @letensaeokubazghi6327 2 ปีที่แล้ว +2

    Engera Egzabher blae

  • @kiflomknfe4756
    @kiflomknfe4756 2 ปีที่แล้ว

    Egziabher xeguau yebzihelka

  • @bossbigger9920
    @bossbigger9920 ปีที่แล้ว

    Bmjimire selem egziabher message kuletna yekun anasi ksemi xen ila emo gen ksemaka aykalkun mknetu eti mezmur lile eti netka demxi wexu slezi wen tzeteref yebel welahanti aysemekun

  • @habtomberaki8550
    @habtomberaki8550 2 ปีที่แล้ว +3

    ድምጺከ ኣይስማዕን ዘሎ ድምጺ መዝሙር ዓብልልዊ

  • @dz225
    @dz225 2 ปีที่แล้ว +2

    ተኪኢልካ ደምሲስካ ነዚኣ ከምብሓድሽ ተተቅርበልና ብሩክ ሓዉና

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 2 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmalna zhawey

  • @yeet7039
    @yeet7039 2 ปีที่แล้ว

    Temti mezmur egzieabiher shefinlka alo bmezmur zmare melaekt yesmealna

  • @dz225
    @dz225 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣይትሓዘለይ ወለሓደ ክከታተለካ ኣይከኣልኩን
    ድምጺ በርቲዑ ናይ ሙዚቃ ድምጽካ ጥውፊኡ

  • @weinimengsteab6678
    @weinimengsteab6678 2 ปีที่แล้ว +3

    ሉቃስ 23 (Luke)
    8፤ ሄሮድስ ንየሱስ ምስ ረኣየ፡ ብዛዕባኡ ብዙሕ ነገር ስለ ዝሰምዔ፡ ካብ ነዊሕ ጊዜ ሒዙ ኺርእዮ ይደሊ ነበረ፡ ንሱ ዚገብሮ ተኣምራትውን ኪርኢ ይጽበ ነበረ እሞ፡ ኣዝዩ ተሐጐሰ።
    9፤ ብናይ ብዙሕ ነገር ከኣ ሐተቶ፡ ንሱ ግና ሓንቲ እኳ ኣይመለሰሉን።
    10፤ ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ከኣ ደው ኢሎም ኣበርቲዖም ይኸስዎ ነበሩ።
    11፤ ሄሮድስ ድማ ምስ ገላዉኡ ዀይኑ ኣቃለሎን ኣላገጸሉን፡ ብርቕርቕ ዚብል ክዳን ከዲኑ ኸኣ ናብ ጲላጦስ መሊሱ ሰደዶ።
    12፤ ቀደም ጲላጦስን ሄሮድስን ጽልኢ ነይሮምሲ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ተፋቐሩ።

  • @nahomyemane1261
    @nahomyemane1261 2 ปีที่แล้ว +5

    መን እየ ንምንታይ ዘይትብል ግን ዝሓወይ ንገንዘብ ዲካ ንወይ ንሂወት እዚ። ኣቦና ንፍቃድ ኣምላክ ኣክቢሮም መኒኖም ብእኡ ድማ ካብ ዕረፍቲ ናብ ዕረፍቲ ከይዶም ኣለዉ። ካልእ ግን ኣየድልይን እዩ እዚ ኣምሲልካ ምንፍቅድና ምስባክ እዩ። ንሕና ኣምላክና ኢና ንክተል ሰባት ኣይኮናንን በሎም ኢካ ነቶም ለኣክትካ እዩ።

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. 2 ปีที่แล้ว

    አሜን ሓወይ

  • @KeshiMulugeta-yh7of
    @KeshiMulugeta-yh7of 26 วันที่ผ่านมา

    ምክንያቱ ቡዙሓት መናፍቃን ብሰሞም ስለ ዝሽቅጡ እየ ነጸላ ኢለካ

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket abona bereketkum yhderena egzabiher mstwalu yhabena yhabom abona aymetun arifom eyom welna bdewna zmetna ykre bhali egzabiher ykre ybelela rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun amen amen amen

  • @mikialewedigoje607
    @mikialewedigoje607 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዛቢሄር ካብ ዝመጽእ ቑጣዕኡ ይስውረና እንበር መርገም ዩ ፡ዘዕነንየና ዘሎ ።ብሓቂ ሕማቕ ታሪክ ዩ።ነቦና ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብሮም ኣምላኽ።ጽሎቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩም።

  • @sofiateklezgi1832
    @sofiateklezgi1832 2 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ምስ መን ገዲፎምና ከይዶም ፡ሓጥያትና ክበዝሕ

  • @tigstidrar4088
    @tigstidrar4088 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak abti haqi yxneka zhawey mearey xoletomn bereketemun nay abona ka ayfeleyena 🙏🙏🙏❤

  • @kasay67
    @kasay67 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣቡነ እንጦንዮስ ከም፡ኩሉ ሰብ ዕድመ ኣእኪሎም ናብ ኣምላኾም፡ከይዶም፡ኣለው። ብዝተረፈ ኣብ ሕዝቢ ጽልኢ ምትካልን ብስሞም ፖለቶካ ምስራሕን ጽቡቅ ኣይኮነን፡ኣብ ክንድኡ ምንሳሕን ኣነ ኸ እንታይ ገረ ዝብል ሓጢኣትካ ምንዛዝን ጽቡቅ እዩ፡ክቡር ሓው።

    • @ferweinig740
      @ferweinig740 2 ปีที่แล้ว +2

      Bhaki hawey aytfredu keytfredu Elina goyta. Ezigyo meharena kurustos. 🙏🌾💒🌾🙏

    • @ab2916
      @ab2916 2 ปีที่แล้ว +1

      ካሕሳይ ሓወይ እንታይ ድኣ ዄንካ ብምስትውዓል ዘይመለስካ ካን እሳ ድያ ኮይና ዓቕምኻ ? እግዝኣብሔር ልቦና ይሃብካ።
      እምበር ኩቡር ሓዉናስ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌሩ እዩ ገሊጽዎ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓሉ።

    • @kasay67
      @kasay67 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ab2916 ክብረት ይሃበለይ። ከም ልቦና ሕሰቦ ከም ዕሽነት ንሱ እዩ እቲ ሓቂ። ሃይማኖትን ፖለቲካን ክንፈላሊ ክሳብ ዘይከኣልና ኣብ ኮለል ኢና ክንነብር።

  • @zelalemgilay8986
    @zelalemgilay8986 2 ปีที่แล้ว

    Aman aman3 🙏 🙏 🙏 haki bhaki

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 5 หลายเดือนก่อน

    abona (3) xelotikum aye feleyena

  • @kidanemihret6091
    @kidanemihret6091 2 ปีที่แล้ว

    ayy egzabiher ygnahkum

  • @habteselassiekesete7362
    @habteselassiekesete7362 2 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ዓሻ ዘራባ ግደፎ ንሂወትካ ካብ ኩሉ

  • @abebaabeba484
    @abebaabeba484 2 ปีที่แล้ว

    ባክራውንድ ሙዚቃ ትግርኛ የብልኩምን ድዩ?

  • @gebremariam7918
    @gebremariam7918 2 ปีที่แล้ว

    Tselotkumn bereketkumn ms kulatna ykun btsu abona😢🙏💙🍇

  • @E4E291
    @E4E291 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @astergoitom4836
    @astergoitom4836 2 ปีที่แล้ว

    Kal hewt yesmalna kubur hawyy nay bhaki berkt abona yjedrlna 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @selambetenna
    @selambetenna 2 ปีที่แล้ว +1

    ቅዱስ ጽሑፍ ከምዚ ይብለና፥ ይቕረ ይበለልና!
    "ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ብላዕሊ ንሰብ ጻድቃን መሲልኩም ትረኣይዎ፡ እቲ ውሽጥኹም ግና ግብዝናን ዓምጻን ምሉእ እዩ።
    ኣቱም ግቡዛት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ መቓብር ነብያት ትሰርሑ፡ መቓብር ጻድቃንውን ትስልሙ አሎኹም እሞ፡ ወይለኹም።
    ብዘመን ኣቦታትና ኔርና እንተ ንኸውንሲ፡ ኣብቲ ደም ነብያት ኣይምተጸንበርናን፡ ትብሉ አሎኹም። እምበኣርስኸ ደቂ ቐተልቲ ነብያት ምዃንኩም ባዕላትኩም ትምስክሩ አሎኹም።" ማቴዎስ 23: 28-31

    • @nomore5845
      @nomore5845 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣይትፍረድ ከይፍረደካ እዩሞ ስለ ሓቂ ምምስካር ንነብስኻ እዩ። ስለዚስ ነንነብስና ንጽረ ቅዱስ ኣንጦንዮስ ካብ ሕጻንነቶም ቆልዓ 5 ዓመት ከለዉ ምስ ኣምላኾም ዝጠበቁ ቅዱስ እዮም ዝነበሩ እሞ ስለታ ሓቂ ፍርዲን መስፈርን ኣይነቅንን።

  • @Serafuael6666
    @Serafuael6666 4 หลายเดือนก่อน

    ዛንበሳ ባሓቅ ገልጽካዮም

  • @tsegeredatekle8620
    @tsegeredatekle8620 2 ปีที่แล้ว +1

    Berketom ayefleyna kudus abona
    Libina nebiu aynina zekon
    Alem nikulu iye terkibelu
    Zibebr yelen
    Zinber tarariki imber

  • @MeksenHaile
    @MeksenHaile 9 หลายเดือนก่อน

    ኣታ የሕዋተይ ስለሜንታይ ኢኹም ካብ ጽልኢ ዘይትወጹ
    ኣቡነ እንጦንዮስ ንሕና ኣብዚ ኮይና እንውስኸሎም ኮነ እነጉድለሎም የብልናን
    ንሶም ሓሊፎም ኣለዉ ኣምላኽ ይቀበሎምም
    እንተ ንስኹም ግን ሕዝቢ ተናቁቱ ኣለኹም ፍረ ኢድኩም ኣይኽላእኹም

  • @tsigegoitom1784
    @tsigegoitom1784 2 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmeolna nay nesha odme yhabom entay emo kinbl zehfr tariki ab hagerna tefeximu bereket nay abona MS kuluna ykun 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @tsegaabraha9423
    @tsegaabraha9423 2 ปีที่แล้ว

    Egzeabiher amlak ab genet yebrom naka ke edmen tenan yhabka fetati

  • @nazeratsamson3438
    @nazeratsamson3438 2 ปีที่แล้ว

    Tebaes aleka tmehir yelekan

  • @erm3806
    @erm3806 2 ปีที่แล้ว +2

    እጊ ክጸልእስ አድጊ ውሉዳ ትጸልእ ዝበሀል ምስላ አሎ ከመይሲ አድጊ ርህርቲ ኢያ እሞ አቱም ቁሩብ ከም ሰብ ምሕሳብ ዝሰአንኩም ምእመናን ወይ አቅሽቲ ኢና ትብሉ ዐቢ መጠምጠሚያ አብ ርእስኹም ዝገበርኩም ከም በዐል ሉቋሰ ወይ አባ ጽገ ከምኡ እውን ቀርሎስ ካድረ ኮይኑ አብቆቡዑ ናይተጋደልቲ ሐቢኡ ዝመላለስ ዝነበረ ካድረ ምስ አባ እንጦንዮስ ፍጽም ዘራኽብ ናይሀይማኖት የብሎምን ገለገለ ሰባት ነዚ ሐውና ካብቶም አብዐዲ ዘለዉዶ ፈሊጥካ ዝብል ቃላት ይረአ ግን ሉቋስ ክዛረብ ቨይስ ኦፍ አመሪካ ክሐቶ እንከሎ ወተሀደር የብሎምን ባዕላትና ኢና ዋርዲያ ቆጺርና ንሕልዎም ኢሉ እንታይ ስለዝበደሉ ሐቂ ስለዝተዛረቡ ዘይከሐዱ ዘይፈልጥዎ ወድሐሙሽተ ዐመት ወድቤተክርስትያን ብበዐል ሉቀቋሰ ነጋዳይ አብዐዲቀየሕ ሰጋኻ ስጋኻ ኢሎም እንዳመሐሉ ሽኮርን ቡንን ሽጋራን ዝሸጡ ዝነበሩ ን45 ዐመት ንኽሕደት ዘይበልዎን ዘይገበርዎን ናይ ብጹዕዎ ቅዱስ አውነ እንጠንዮስ ክዛረቡ ዘሕፍሮም አይኮነን እም አየትገረሙ ቀርሎስ እንተኾነ እውን በተክርስትያን ዘይትፈልጦም ንካድረታት እምበር ንአቦና ደአ ትፈልጦምን ፈረቃን አማውታኹም አማውታ አጅማሽ ክንፉ ክትከውን ኢያ መሬት አይትቅበለኩምን ብተግባርኩም

  • @yeru176
    @yeru176 2 ปีที่แล้ว

    Ere egzeo bejakum sle ezghier ilnkum aytfredu bejakum n Abona wela yeerfwon baelkum aytietewwa ab hzbi zeyele poletica ayteetwu! Nskas nkulom aneaeskayom aleka gn men eye kea nbel seb mukana aynresiee kem felat mukan nbaelu gega u Abona antonyos tekonu wn zdelio srah aykonen ab srah amlak aynieto bejakum/ bejaka🙏 kaleay maerieom emo mharu kunu nfieu dhriu tzarebu!

  • @amenrahel962
    @amenrahel962 2 ปีที่แล้ว

    Eti mezmur awu ilu ,subuk gerna kinsemie ayikealnan

  • @edenghebre5976
    @edenghebre5976 2 ปีที่แล้ว +1

    kale hiwet yesmalina bereket nay abone entenos iyfeleyena betiry hakis tiketin enber iytisiberin egziabher bimealtu kigelitso eyu abona bisiga eyom zeyeleow enber hiyaow eyom netom nebona zesakeyu abotat kea eyne liboneaom yekifetelom fetary