"ዩቱበራት ሳናቲም ክኣርዩ ዘጎሃህርዎ ዘለው ጎነጽ ደው ይበል" ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 70

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 9 วันที่ผ่านมา +4

    ከምንደገና ጽቡቅ መልኽቲ ኩሉኹም ዩቱቦራት ከምዚ ሓውና ዝሃቦ ንሰላም ስርሑ. ነደታት አሬትራ ደንጉጽለን 🙏

  • @welduberhane8681
    @welduberhane8681 8 วันที่ผ่านมา +3

    ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ መሃርን ጠቓምን ኢዩሞ ስለዘቕረብካዮ ነመስግነካ።ቀጽሎ ሓደራ። ተባረኽ

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 9 วันที่ผ่านมา +5

    ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብኩም👍👍👍
    ኣብ እስራኤል ዘሎ ኣብ ግልበታዊ ስራሕ ዘይተሃከየ ልዕሊ 300 ሰዓት ኣብ ወርሒ እናሰርሐ ዘይደኸመ ኣብ ኣዚርካ ምሕሳብ ኣዚዩ ሃካይ ዝኾነ ኣተሓሳስባ ከምዘለዎ ሪኦም፣ ዩቱበራት ተንተንቲ ኢና በሃልቲ ነዚኣ ቡኮ ተጠቂሞም፣ ኣይትኾውንን ኢያ፣ንሕና ንበዝሕ፣ ማልያኻ ኣፍልጥ፣ኣብ ጎንኻ ዘሎ ሓውኻ ኣይተእመኖ፣ሓውኻ ጸላኢኻ ኢዩ፣እዚኦም ዓዲ ጸላእትና ኢዮም፣እናበሉ ኩቡራት ሰባት ደቆም ኣብ ጸጣሕ ጽርግያ ገዲፎሞም ከይዶም😢ተዋሳኺ ሸኸም ሕብረተሰብ ገዲፎምልና።እንተገደደ ሲ ደቆም ከዕብዩልና እኮ ምኽኣሉ።ዩቱበራት ተንተንትን ግን ሳነቲም ዘይኮነስ ዶላራት እናኽዓበቱ፣ካብ Gofoundme ሚኢታዊት እናበልዑ ምንም ስኽፍ ኣይብሎምን ኢዩ።ወዲ ቁርሱስ ዕድላ ክኣ ይስንክል ይመውት😢😢😢 እቲኦም ዝስመዓና ክኣ ብጣዕሚ ሓዘን ይስመዓና😢😢

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 9 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ሐውና ሙሉጌታ :
    አዚኻ ብሱልን ምቁሉልን ዓቢ አርእስቲ ን ትምህርትን አቅሪብካልና ምስጋና ይግበኣካ::

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 9 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ 35 ዓመት እየ ኢልና ግን ከም ወዲ 65 ልቦና አለዎ

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 วันที่ผ่านมา

    GOD bless you 🙏. Yoney and mulget Brother .❤❤.

  • @amansaym1193
    @amansaym1193 9 วันที่ผ่านมา +2

    Muluye ምሉእ ከም ሽሙ 🙏🏽Bless you!

  • @FreedomForall-t8c
    @FreedomForall-t8c 9 วันที่ผ่านมา +4

    Brilliant boy❤hero.

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 9 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome Radio Erena

  • @ephremabraham8266
    @ephremabraham8266 9 วันที่ผ่านมา +1

    Good point this time..

  • @nasdam926
    @nasdam926 9 วันที่ผ่านมา +3

    እዋእ ብጣዕሚ ብሱል ወዲ - እዚ ኹሉ ብስለት እንከለዎ'ዩ ምስቶም ኣግኣዝያን ዝበሃሉ ጽግዕ-ጽግዕ ዝብል ዝነበረ:: ብመጠንቲ ዝጽየኖ ዝነበርኩ ደረጃ ፍትው ኣቢለዮ - ኣብ "ዘለኻዮ ቀጥ በል" ድማ እብሎ::

  • @ZuhurGebretsadik
    @ZuhurGebretsadik 9 วันที่ผ่านมา +1

    You are very talented

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 9 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome Back Brothers

  • @bent.7396
    @bent.7396 9 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Mulugeta, you are brilliant and brave man. Keep up the good work .

  • @tomadhanom5562
    @tomadhanom5562 9 วันที่ผ่านมา +1

    Good job muluye❤

  • @SemharGirmay-x5q
    @SemharGirmay-x5q 9 วันที่ผ่านมา +3

    Nei behaki brilliant

  • @henoktesfa2030
    @henoktesfa2030 9 วันที่ผ่านมา +1

    ብዝሂ ህዝቢ is not over population.

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 9 วันที่ผ่านมา +1

    Eza hager tesfa alewa bsul Sene Lbona
    Nmsgnkum kmakatkum ms waHadu Ayashu beziHoma hager.
    Tebareku

  • @henoktesfa2030
    @henoktesfa2030 9 วันที่ผ่านมา +2

    One country national constitution doesn't have to do anything with others, Eritrea implementing a constitution only impact the nation and nationality. Better to understand the benefit or use of constitution rather than using it as a simple talking point.

  • @bvpprodactionbelijum8632
    @bvpprodactionbelijum8632 3 วันที่ผ่านมา

    Very good point ❤

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 10 วันที่ผ่านมา +2

    This guy is a matured Wedi Senafe.

  • @henoktesfa2030
    @henoktesfa2030 9 วันที่ผ่านมา +2

    He is taking about intellectual and scholarship.
    He has been living in the first world for years now and haven't got a scholarship or haven't attend a higher education so far, so is he thinking to go back to Eritrea and get a scholarship from there to Western countries back again?

  • @solo850
    @solo850 8 วันที่ผ่านมา +1

    ልዕሊ ዝኾነ ታሕታቲን ናይዞም አብ ኢስራኤል ህወቶም ዝሳአኑ ዝሰንከሉ ቀዳማይ ውፉይ ዝብሃል ውልቀሰብ ኢዩ ተሓቲ ግደፍ ኢንዳበልናዮ አይትኸውንን ኢያ ኢንዳበለ አብዚ ዘውደወ ንሱ ኢዩ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ አለዎ እዚ ታርኽ ኢዩ። አብዚ አውሮፓ ዘለና ግደፍ ኢልናዮ ኢና😢😢

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 8 วันที่ผ่านมา

    Mulugeta resah hangol

  • @AmanEzgi
    @AmanEzgi 7 วันที่ผ่านมา

    ሙሉገታ ገጽ ዓባይዓባይቶ

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    Intay iyu Lbahal

  • @Habrom
    @Habrom 10 วันที่ผ่านมา +1

    ብሱል ሓሳብ ጽቡቅ መንገዲ ሒዝካ ኣለካ

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    Not true. Our quality of educations is world class.... it is

  • @Habrom
    @Habrom 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ተቃዋማይ 1) ኢየ ግን እቲ ጌጋ ናይ ተቃወምቲ 2 )ኢዩ

  • @ZuhurGebretsadik
    @ZuhurGebretsadik 9 วันที่ผ่านมา +1

    AGEDASI EU ETI ZHBOZLO ASAB ,AYTKLOFO

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    This guy is Tigraway .... listen closely to his accent!!!!! listen when he says 'mbal'
    '

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 8 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ጽቡቅ ዘረባ መሊቑካ እንተሚሊእካዮስ። እወ ዩቱበራት ሳናቲም ክግሕጡ ናይ ምጉህሃር መደብ ክሰርዑ። መንእሰያት ከአ ብዘረብኦም ተታሊሎም አብዚ ተበጺሑ ዘሎ ትርጉም አልቦ ክብጻሕ ክትርኢ የሕዝን የሕፍር እዩ ከም ሕብረተሰብ።

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብቲ ፍትሒን ዲሞክራሲን ኣለዎን ኢልካ ትምካሓለን ሃገራት እንዳተቃተልካ ኢሰያስ ከምዝሓይሽ ደኣ ብደዉ ከሎ ሪኢካዮንዲካ

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    "hawna"? can you please share his nationality?

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    hasawi....

  • @pitrosfesahastion350
    @pitrosfesahastion350 9 วันที่ผ่านมา

    Hinket zeyblom sebat bhaki nay gezaA riAskum himam zelekum bAel niska

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 9 วันที่ผ่านมา +1

    ነበርቲ💔 እስራኤል🇮🇱 ን ሙሉጌታ ጥዑምዝጊ ስምዕዎ✅ ሓግዝዎ✅ ሞራል✅ ሃብዎ ሰዓብዎ✅ ካብ ሰላም😘 ዝዓቢ ካኣ የለን🙏👍👍👍

  • @negasigerensea9993
    @negasigerensea9993 9 วันที่ผ่านมา

    Mention endo gbro degafn tekawamn men eyu nabzi yetuwo zebzeb bel tenfahak tenberkek endabele ab dem zeetewom.

  • @neviysultan4986
    @neviysultan4986 8 วันที่ผ่านมา

    እዚ ርእሲ ዓካት ካብ ነዊሕ ዓመታት ካብቶም ቫይረስ ኮይኑ ሕሙም ኣእምሮ ብጽልእን ድሕረትን ዝዓወረ እዩ ። ሕጂ ጥዕይን ለባምን መሲሉ ተመሊሱ ። ሰብ ሲእንካ ዲኻ ዮኒ ነዚ ሰብ ዓዲምካዮ😅

  • @semeredrar1210
    @semeredrar1210 9 วันที่ผ่านมา +1

    ክገልጾ ብዘይ ክእል ጹቡቅ ሙሉየ ሓወይ ቀጽሎ

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    Smu do Shmu? kab Tgray Issaias??? useful wish? gashaka mretz

  • @Shigut
    @Shigut 8 วันที่ผ่านมา

    Albert Einstein of berged ni hamedu 😅😅😅Dorona zikone wedi

  • @shambko
    @shambko 9 วันที่ผ่านมา

    Kulu bret zhaze hmum iyu????????

  • @pitrosfesahastion350
    @pitrosfesahastion350 9 วันที่ผ่านมา

    Guhaf

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 9 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ነበርቲ እስራኤል ኣብ ካናዳ🇨🇦(ቶሮንቶ🇨🇦) ፌስቲባል 02/9/24 ተኻይዱ: ደጀን መንገሻ ከምታ ነቶም ነበርቲ እስራኤል ዘራስኖም ክሳብ (000) ኢሉ ክቃተሉ ይጉስጉሶም?? ንሱ ግን ኣብታ🇨🇦 ካናዳ🇨🇦 ክሳብ ( 000) ዝተርፉ ክቀትል ዳኣ ዘይ ኸይድ።????
    ኣስተዉዑሉ ነበርቲ እስራኤል💔🇮🇱 ካብ እስራኤል ወጻኢ ከራስንኹም እምበር እቲ ሓዊ💔 ምቅጻል😭 ንሱቑም ኢኹም ግዳይ😢😢 ትኾኑ ዘለኹም። ኣስፊሕኩም ሕሰቡ መጻኢ ደቅኺም😢😢😢 ናፊቖት ወለድኹም ይኣኽለኩም😭 ሰላም ግበሩ👍 ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ሰስራሕኩም ስርሑ👍👍

    • @teshememebrahtu6136
      @teshememebrahtu6136 9 วันที่ผ่านมา +1

      ተጸቢናዮ ኔርና ግን ካብ ቶሮንቶ 450 ኪሎ ሜተር ርሒቑ ኣብ ኦታዋ ተሓቢኡ የሕሊፉዎ።

    • @solo850
      @solo850 8 วันที่ผ่านมา +1

      ውፉይ ዝብሃል ውን አቦ ዎንበሩ ኢዩ

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 8 วันที่ผ่านมา

      @@teshememebrahtu6136 450 ኪ.ሜተር ርሑቕ ኣይ ኮነን ንዕላሙኡ ክሳብ ትግራይ ኢትዮጵያ ዉን ወሪደ ክቃለስ የ ኢዩ ዝብል? ንሕና ካኣ ንብሎ ዘለና ካብ ኣፍሪቃ ከድካ ሰብ ክሳብ(000) ትቀትል ኣብታ ካናዳ 450 ኪሎ ሜተር ቀረባዩ ምኻድ ምሓሾ። ድሕሪኡ ወላ እንተ ፈከረ እንተ ኣራሰኖም ምስ ተኣመነ ሰብ ምኣሞኖ። ዘይ ርሳዕ ዘይ ድምሰስ ዓቢ ዓቢ ጌጋ ፈጺሙ ኣብ ነበርቲ💔 እስራኤል🇮🇱😭😭

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 8 วันที่ผ่านมา +1

      @@solo850ዉፉይ ዉን ክንደይ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብቲ ዝነብረሉ ሆላንዲ ኣብ ጥቓ ገዝኡ ኣለዉ። ሰብ ክኣምኖ ብኦኦም ምቕታል ክጅምር ምተገበአ ሕጂ ዉን ክንኣምኖ ከም መራሒና ኣብታ ሆላንዲ ሰብ ቀቲልካ ዝኽየድ እንተ ኾይኑ የርእየና ኣብነት ይኹን?? ነቶም ነበርቲ💔 እስራኤል 🇮🇱 ብክተ ወገን ዘለዉ ንነዊሕ ዓመታት ጽቡቕ ዝፋቐሩ ዝፋተዉ ዝነበሩ ፍቕሮም💔 ኣፍሪስዎ ግዳይ ጌርዎም😭😭

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti1419 4 วันที่ผ่านมา

    Lokmax ba eka abtom degefti debhalu delowu bota ko yu seb zemewet delo.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 9 วันที่ผ่านมา

    ዮኒ ኣብዚኣ ስምዓኒ ! ብምስምስ ባድመ ፡ ናይ ኢሳያስ ሕቡእ ኣጀንዳ ፡በታ ኣብ 1984 ንወያነ ብድመ ኣረኪቡዎም ፡ ጀነራ ል ተኸስተ ሃይለ ን ኢሳያስ ዓለቕቲ ከነረክቦም የብልናን ምስ በሎ ትእዛዝዩ ልቐቕ ኢሉ ኣረኪቡዎም ። ንባድመ ናይ ነዊሕ መደብ ከም ካሽምር ሓዚኡዋ ብምጽናሕ ኣብ 1998 ድማ ከም ጠንቂ ብምልዓል ማሕበርሰብ ዓለም ጉዳይ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ክፈትሕዎ 'ኳ እንተፈተኑ ዔማሕ ብምባል ነጺጉዎ ። ድሕሪ ስምምዕ ኣልጀርስ ድማ ጀማሪ ኲናት ምዃኑ ፈሪሙ 11 ሚሊዮን ዶላር ንኮምሽን ካሕሳ ከፊሉ ። ኣብ 2018 ናይ ሓሶት ሰላም ዝተገብረሉ ጊዜ ፡ ጉዳይ ውግእ 1998 ጉዳይ ዶብ ኣይነበረን ክብል ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ተገቲሩ ዳሕዲሑዎ ፡ ስለዚ ኣጀንዳ ተምቤናይ ክንግንዘቦ ይግባእ ፡ ብናጽነት አርትራውን ተሓጒሱ ኣይፈልጥንዩ ፡ ናይ ንግሆ ዕላማኡውን ከምዘይኮን ኣብ 2018 ተደሚርና ክብል ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ብጋህዲ ኣብሪሁዎ ፡ በጃኻትኩም እናፈለጥና ኣይነመኽንየሉ ። ዓለቕቲ ዝበልኩዎ ድማ ካብ 1973 ጀምሩ ኣብ ጎሮሮ ህዝቢ አርትራ ኮይኑ ደም ይሰቲ ስለ ዘሎዩ ፡

  • @fsahayeberaki9042
    @fsahayeberaki9042 9 วันที่ผ่านมา

    ኮለል ካብ ተብለናስ፡ ኢትዮጵያ ብ ኣመሪካ ተሓጊዛ ዘየድከመታ ሻዕብያስ ንሕና ክንላሓስ ኢልና ዲና ኢትዮጵያ ክንወርድ ዘይትብለና፡፡ቤትጽሕፈት ከፊትካ ገንዘብ ኣዋጹ ምባል ይካኣል ይከውን፡፡

  • @pitrosfesahastion350
    @pitrosfesahastion350 9 วันที่ผ่านมา

    Funny nebska wekilka kedka atay aeynet hmam eiyu zelekum baAel niska husurat niska any way asub hsur denkoro niska hadarka tray mirah and hadarka wekil eritrea aeytiwikiln eika