Wedi taba, you are my hero, you know what I admire you for the last ten years on paltaik & media what you said you repeated again in front of Awel sied on the capital city of Eritrea.you tell the truth. I am so happy finally you visit your lovely country. Enjoy it Tabino Memhartey Arkey.thanks brother.
Thank you, Awel Said, for bringing Wedi Taba to explain the truth about the activities of the so-called TEKAWEMTI . It was a very interesting discussion. God bless you both !!!🇪🇷👍❤️🇪🇷👍❤️🇪🇷👍❤️
That was So Confusing to all of us as an Eritreans we where scared to all of them at the Time But Now thank you guys it's cleared now 🙏🙏🙏 Love 💕 this thank you Man Wedi Taba and of course Aweleno Jigna so is Hawena Taba Actually I was Born in Taba too ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Awel I have no words to express my gratitude because your contribution currently issue on our beautiful country it's so amazing. Wedi Taba is great man amazing political activities
ኣብ ሂወት ምስማዕ ንክትመሃር እንበር ንክትጋገ ኣይኮነን ዝበሃል ሎሚ ሪአ እቲ ዝበለጸ ትምህርቲ ድማ ወሲደ ሓቂ ፈትፊቱ ኣኮሊሱና ጣቢኖ ጂግና ኣወል ጂግና ህዝበይ ውን ኣጆና ❤🎉
⏰👁️📚✍🏾💃🕺🏽🐪⚖️🧗🏾
ለንቀነ passa tempo ትኸዊን ስራሕ ረኺቡ ኣሎ ኣወሊኖ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ወዲ ጣባ እንቋዕ ምስድራካ ምስሃገር ብሰላም አራመበካ። ብጣዕመ ደስ ዘብል መደብ 🇪🇷♥️🌹🌹
ኣወል ጅግና ተባዕ ሓውና ስለቲ ኣበርክቶኻ የቐንየልና።
ነዚ ሓቀኛ ምስክርነት ወዲ ጣባ ምሕባርካውን ምስጋና ይብጻሕካ ምኽንያቱ ኔሪትራውነት ምስርሕ ብዙሕ ጸለመ ወሪዱዎ ኢዩ።
ዕድመ ይሃብኩም።
ወዲ ጣባ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዘዕግብ ኣገላልትጻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ወርቂ ወርቂ ብሓቂ ሰልሶምየ ሰልሶምደኣብላኻዩ ኣወሊኖም ጣቢኖን ከሙዩዘሎ ትወረ።❤❤
LOVE U BOTH.
ሃገረይ ዝበለ ተኸቢሩ ይነብር🫶😍🇪🇷እንቃዕ ደስ በለካ ጣብኖ
1:23,,ጽብቕቲ ኣብነት ወዲ ጣባ ነዞም ገዝኦም ኣፍሪሶም ገዛ ጎሮቤት ክሃንጹ ዝህቅኑም ሰባት ፡🌹🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹 እንቛዕ ብሰላም ኣተኻ ።ጽቡቅ መብርሂ ኻኣ።
Nsus mekabr sweatna do keyefrese?
በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ወዲ ጣባ እቶም ጸለሎ ዝቀብኡኻ ሕጂ ዕረ እንዳጠዓሞም ይዉሓጥዎ 💯💯
🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ብጣዕሚ መሳጢ እቶን መልስንዩ፡ ሳልሳይ ራብዓይ ክህሉ ተስፋገብር ኣወሊኖን ጣቢኖን። ክልተ ውላድ ኣስመራን ኣዝማሪኖታትን❤❤
THANKS BOTH OF YOU REALY
እዝግኣቢሄር ኣውጺኡካ ቀልጢፍካ ኣለሊኻዮም ናብ ቁኑዕ መስመርካ ምምላስካ ዓቢ ብልጫ እዩ💪💪🌺🌹🌷
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣወልን ኣማኑኤል ወዲ ጣባ ፈለማ ነዚ ቃለመሕትት ኣብ ሕዝቢ ቀሪብኩም ኣዚዪ ጠቃሚ ዝኾነ ትምህርቲ ሒዝኩም ኣፍልጦና ክዓብን ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ኣዚዪ ዝምስገን ከምዝኾነ ክሕብረኩም ን ምስጋናይ ድማ ዝዓዘዘ ከምዝኾነ ክገልጽ ይፈቱ ምኽንያቱ እዚ ኣስተምህሮ ንዝተጋገዪ መንእሰያት ናብ ንቡር ሃገራዊ ደንበ ንኽምለ ስን ነዚ ሓድሽ ወለዶ ዓቢ ምንቅቃሕ ዝፈጥርን ንታሪኽ ዓሎቅን ሓሶትን ምኽዳምን ምስራቅን ምትላልን ቅጥፈትን ዘይናትካ ምድላይን ገበንን ኣውራጃውን ጸቢብነትን ክሕደትን ጥልመትን ጸላእትና ዘቃልዕ ዓቢ ናይ ምብህሃል መድረኽ ፈጢርኩምን ብምህላውኩም ኣገናዕ ዘብል ተበግሶ ዝንኣድ ስለዝኾነ በዚ ከይሕጸርን ቐጻሊ ክኸውን ይላቦ።
ሰላም ደቂ እዛ ብርኽቲ ሀገረ ኤርትራ ወዲ ጣባ ናይ ብሐቂ ደስ ዝብል እዩ ስጋ እንተወደወት ሐመድ ሒዛ ትትንስእ ወይ ከጸበቀልኩም አወለይ ሰላም ንኩሉኹም ወዲ ጣባ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ጣባ እንቃዕ ብሰላም ገጽ ትፈትዎም ስድራኻን ህዝብኻን ሃገርካን ንምርኣይ ኣብቅዓ ካ 🙏 አውል ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
ኤርትራውነት ኩብር መንነት 🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🎉🎉🎉
Wedi taba, you are my hero, you know what I admire you for the last ten years on paltaik & media what you said you repeated again in front of Awel sied on the capital city of Eritrea.you tell the truth. I am so happy finally you visit your lovely country. Enjoy it Tabino Memhartey Arkey.thanks brother.
የቀንየልና ኣወሊኖ ጣቢኖ: እዋይ ደቂስና ናይ ወድ ጣባ ጎስጋስ መንእሰይ ንከይሰምዕ : ናይ ዚ ኢሰፓ እንዳበሉ: ብፍላይ ሃገራውያን ሜድያ ኣጽሚመናና ነይረን ሞ : ሓፊረ ኣብ ክንድኦም ክክክክክክክ❤❤❤
ኣጆኹም ደቂ ኤረይ፡ ተዓዊትና ኢና።
እቶም ኣውራጃውያን ደቂ ወዲ-ገባ ከሲሮምን ተጓሒፎምን እዮም።
Thank you, Awel Said, for bringing Wedi Taba to explain the truth about the activities of the so-called TEKAWEMTI . It was a very interesting discussion. God bless you both !!!🇪🇷👍❤️🇪🇷👍❤️🇪🇷👍❤️
ደቂኢረይ ብሉጻትጣቢኖ አወሊኖ አዝማሪኖ🇪🇷🇪🇷
ደቂኢረይ ብሉጻትጣቢኖ አወሊኖ አዝማሪኖ🇪🇷🇪🇷
Kkkkkkkkkkkk nmen ketemnu fashunu halifu
መርሓብ ወድ ጣብ ሐዋይ አውል ሳዓድ ሐዋይ ግቕ ኤር ኣንብስ ጣዓ ም ድምጽ ንኽድ ጠራይ ወትርው ዓውት ንሓፍሽ 💋🌹❤️❤️🙏🌹❤️❤️🙏🙏
ብኣገላልጻ ወዲ ጣባን ብሓታቲ ኣወልን ከምዚ ናተይ ዝዓገበ ላይክ እስከ ርገጹ ደቂ ኤሩና።
000000000000❌❌❌❌❌❌⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫❓❓❓
ጣቢኖ አወሊኖ ጸላዐትኩም ሐርር ኢሎም።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
It's a wonderful explanation. Thank you for your time. Good job 👏 ወዲ ጣባ and ኣወል❤
ጣቢኖ ❤️ አዝማሪኖ ❤️ትዛረቦ ኩሉ አብ ልቢ እዩ ዝትንክፍ እንቃዕ ናሕና ኮንካ ❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🙏
Gbu Awel Seid and wedi Taba for exposing enemies of the state of Eritrea.
I know he is one of the many very important people to our country !! Let's go now together!!brother !!
ወዲ ጣባ ኣወል እንቃዕ ናትና ኮንኩም ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል.. በጃኻ... ጣቢኖ... እኹል ግዜ እንተለዎ, 3ይ ክፋል ኣቅርበልና 🫶🏾
ጣባዊ ኮርዒዳ እንቋዕ ሓጎሰና ሻዕብያ ሻዕብያ ከምሎሚ ኣይተሓጎስኩን ኣወል ካኣ ክብረት ይሃብካ እንሻላህ ድሕሪ ሕጂ ነዕርፍ 🇪🇷👍👍👍🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🙏🙏🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎈👍
ዋውውውው ጣቢኖ እንቓዕ ብሰላም ኣተካ ናፍታ ክብርቲ ሃገርካን ህዝብካን
🇪🇷♥️ጣቢኖ & ኣወሊኖ♥️🇪🇷ደቂ 2+9+1❤
ሃየ 'ስኪ ሓሓንቲ🌹ን 👍ን ሃቡለይ
እቶም መልመጽቲ ሻሐኒ ኢሰባእዩ ዝብሉ ሕጂ ሕርርይበለ እቶም ወዲጣባ አጆካ አብጎንካ ዝበልና አጸቢቅና ታሐጉሽና ጣብዮስ አበሳ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራውነት ኩቡር መንነት❤
ጣቢኖ ኣንበሳ 🎉🎉🎉❤❤❤ ናፍቅናካ🇪🇷
ጣቢኖ አዝማሪኖ ሰላም በለነልና ኤርትራ 💕🇪🇷✅
ወዲ ጣባ ማለት መጽሓፍ ወሎዶ ኤርትራ ማለት ኢዩ 👏👏👏👏👏 መንኣስያት ኣስተውዕለሉ & ናይ ምስማዕ ተኽእሎኹም የዕብዩ!!!
ስቅ በል እዚ ከዳዕ ዳኣ ካብ ማኣስ መጽሓፍ ኮይኑ ብነብሱ ኣብ አረትራ ካብ ዝታጋደለ ዘወደልደለ ሕጂ በሪሁለይ
@@akilebahta8427 TegagiYe elu… Mis Hzbun Hagerun teaeariQun …. Abta gizea kea Mekitun … ketitun’yu⏰👁️📚✍🏾🐪
@@akilebahta8427 ኣይትጋገ ሓወይ ብሩኽ ወዲ ጣባ ኸምቲ ብዙሕ ኤርትራዊ ዝተጋገዮ ኢዩ ተጋግዩ ኔሩ ተጣዒሱ ከኣ ናብልቡ ምስተመልሰ ማንም ኤርትራዊ ዘይገብሮ ኢዩ ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ክገብር ጸኒሑ መናእሰያት ኣብምንቃሕን ብሓፈሽኡ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብምጉስጎስን:: ገድሊ ኣይምሰልካ ብረት ሒዝካ ጥራሕ ምውጋእ ናይዘበና ውግእ ተቀይሩ ኢዩ ሓወይ ኣይብኾፍናዶ ኣይኮኑን ኣብ ኢንተርኔት ኮፍ ኢሎም ሃገር ጎዛዝዮም ክሸያጡላ ብዓይንና ዝረኣና እኮ ኢና🤔🤔🤔 ወላስ ከለኻ የለኹን ኢኻ ትብለና ዘለኻ ወላስ ካብቶም ጎዛዝዮም ኽሾጡና ዝዋገዩልና ዝነበሩ ኢኻ!!! ኣንታ ሳላ መትከል ዘለዎ ዲያስፖራ ኤርትራውያንን ሳላ ባዓል ወዲ ጣባ ጎስጎስን ትምርትን: ሳላ እቲ ኣብዓዲ ዘሎ ሓየት ሰራዊትናን ግን ሰጊርናዮ ነቲ ዘይስገር ዝነበረ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Eway gud ezi kedae mekabr sweatna zfehares jigna u? Weyliue sle hager zmotet ehmmm.
@@meraabiabiygayl5102 መቸም እዞም ቶቋመርቲ ጸማም ሓደ ደርፉ ኢኹም!!! ተጋግዩ ኔሩ ናብ ደምበ ሃገሩ ተመሊሱ ኸኣ ንስኻ ኾነ ወላ መሰልትኻ ዘይሰርሕዎ ዓቢነገር ክገብር ጸኒሑ ንልዕሊ 11ዓመት ንኸምዚ ኸማኻ ቶቋመርትን ሸየጥቲ ሃገርን ኣብምምላስ ክራባረብ ጸኒሑ 👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏👏👏 ንሰብ ነናናቱ እንታሃብካዮ ኣምላኽ ኢዩ ዝፈቱ እሞ ንስኻውን ካብዚ ናይ ሕሳዳ ዓይኒ ወጺኻ ኩነታት እንተራኣኻዩ ኢዩ ግርም
አወል ሀውና ጂግና ኩሉ ትገብሮ ኩሉ ናትካ ዘበለ ትብአት ፍልተት ናአካስ እድመን ትእናን ይሀብካ
ወዲ ታአባ ካአ ልቢ ይሀብካ ንብለካ
ወትሩ አወትንሀፋሽ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well said and greatly articulated!!!!❤❤❤
ደቂ ኤረና ሽኮራት 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽💪🏽
ስዓረ ወዲ ጣባ ስዓረ 💪💪💪 ኢሰፓ ኣይነበረን🎉🎉🎉❤❤❤
ስላም ስላም ጣቢኖ ከምኡ ውን ጅግና አወል ስላም ንኣኻትኩም 👍🇪🇷❤️
ጣቢኖ & አወሊኖ ነመሰግነኩም ❤ናይ ባህ አይበሎ ዮም ዝጸርፍዎ ጣቢኖ ሓያል ዩ ሰዒርዎም ዩ አኸለ።❤ 🇪🇷❤️☘️☘️🇪🇷☘️🇪🇷☘️🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷thank u so much 👍
መርሓባ ኣወሊኖ ❤
መርሓባ ወዲ ጣባ ❤
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea n eritrawyan tray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷erey knmexekii ena knhanxekii ena inshallahh men kem eritrawiiii❤❤❤❤❤❤
ኣወል ሓወይ ድሕሪ ናይ ቢናም ዓወት የራኽበና ሕጂ ናይ ቢኒ ጅግና ሓዉና ጸወታ ይርኢ ኣለኹ ክሳብ ሹዑ ግን like and subscribe ግብሩለይ ደቂ ሪመይ❤❤🎉
ሓቂ ሕሉፍ ታሪኹ ምስ ወያነ ገሊጹ ተጣዒሱ ካብ ዝሓለፈ ጌግኡ ተማህሩ ኣብቲ ክቡር ኤርትራዊ መንነቱ ተመሊሱ 🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤርትራውነት ኹቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወዲ ጣባ & ኣወልኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራዉነት ኩብሩ መንነት 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተቃውሞ ዝባሃል ነገር የለን ብዓደይ ወዲ ዓደይ በውራጃይ ወዲ አውራጃይ ኢዩ ዞሎ ኢቲ ምቅዋም
Emo nska neti wegeninet Ageb elka Neti Hager zenu zelo Sreat dew elka zeytkaleso, miknit gidef. Hagerkan Adekan Agdifka zelo tekaleso
@@IzakBeloቆንዳፍ
@@tsegayteweldebrhan9499 Hangolja Kodifu alo nska, may be ane Kidaney wey nebsey kikundif ykil eyu kemzi natka Hangol mukundaf eyu eti zkefe
@@IzakBelo ሃገር ዝዕኑ ስርዓት የለን ሃገር ክዕኑ ዝሸባሸብ ዘሎ ተቋዋማይ ኢየ ባሃሊ ብ ወያነ ዝተማእከለ ድኹማት ፍጥረት ኢኹም ዘለኹም። ይርዳኣኒ ኢዩ ከምዘይጣዓመና ኩሉ ሰብ ዉን ይፈልጥ ኢዩ ወላ እቲ ደጋፊ ስርዓት ኢዩ ኢልካ ትኣምኖ ሰብ ይፈልጥ ኢዩ ከምዘይ ጣዓመና እቲ ጸገም ግን ብሕጽር ዝበለ ክነግረካ እገዳ ኣብ ልዕሌና ኣብ ልዕሊ ሃገርና ስለዘሎ ኢዩ እቲ መክንያት ካኣ ኣይእዘዝን ኢየ ሃገረይ ባዕለይ ወይ ባዕልና ክንማሓደር ኢና ረዲኤት ኣይንደልን ኢና ካብ ሰብ ኣይንጽበን፡ኢና ስለዝበለ ኣብ ልዕሌናን ሃገርናን እገዳ ተጌሩ ገዛዉቲ ክዓንወሉ ዝካኣለ ካኣ ንብረት ብከመይ ይኣቱ ናብ ሃገር መሳርሒታት ክኣቱ ኣይፍቀድን ኢዩ ናብ ሃገርና ስለዚ ኢዩ እቲ ገዛ ክባላሾ ዝረእ ስለዚ እዚ ተረዲኢኩም ተቋወሙ። እቲ ሃገር ዘዕኑ ዘሎ ስርዓት ትብሎ ዘለኻ ካኣ ከዕንዋ ድሌት እንተዝህልዎ ህዝቢ ኤርትራ ብግርህነቱ ከሎ ንጸላኢ የሕሊፉ ማሃባ ስለዚ ኣይትታሃንበል ጎነይ ❤
ኤርትራ ህዝበይ ኣለዋ ❤❤❤❤ብኤርትራ ዝመወት ብሕጅ ዝመጽ ጽላአይ ኣብ ጎድን ህዝበይ
ኣወል ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ።
ወዲ ጣባ ትጉህን ውፉይን ጻዕረኛ መምህር፡አንቋዕ ገጽ ኣደኻን መሬት ዓድኻን ኣሪኣየካ።
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
Well explained wedi Taba bravo as usual.
ሰላም ሰላም ወዲ ጣቢኖ ከምኡ እወን ኣወል ስዒድ 🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ሰላም ጣቢኖ ምሰ ንፈትዋ ሐውና አወል ❤❤❤
WE Love you deki erey kulu tgebrwo nhzbkum tenqhu zelekom thankx
❤❤❤
"ኣዴታት ቦሎኛ" ዝበሃል ቃል ይደጋገም ስለ ዘሎ ክእረም ኣለዎ። ርግጽ'ዩ እቲ ዝዓበየ ፌስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስደት ኣብ ቦሎኛ'ዩ ዝካየድ ነይሩ። እቲ ቃልሲ ግን፣ ኣብ መላእ ኢጣሊያ ዝነበራ ኣዴታት ኢየን ዝካይደኦን ዋጋ ዝኸፍላሉን ዝነበራ። ስለ'ዚ እቲ ክበሃል ዝግብኦ "ኣዴታት ኢጣሊያ" ኢዩ።
Ya haqi nikulu u ziwukil kem ridu nwusedo
Love you Both ❤️ ❤🇪🇷 🇪🇷 diki eri great program Thank you 🙏 🙏 🙏
ወዲ ጣባ ጀግና መምህር ንክንደይ ብስንኪ ወያን ኣብ ሽመልባ ሐንጏሎም ዝተባላሸወ ኣተሐሳ ስባ ዝቀየርካ ብምኳንካ ነመስግንካ❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ወዲ ጣባ ሰላም ኣወሊኖ
እቲ ነጽበዮ እንቃዓመጸ❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤ ተዓወት ኣወል ስዒድ ነታ ከም መጽረፊ ዝጥቀሙላ ዝነበሩ ኣብርሂኻሎም ኣለኻ።!!(((9)))
ወዲ ጣባ ክትንትን ከሎ ህዱእ ካብ ስምዒት ዝወጸ ውሽጢ ዝኣተወ ትንተና ሃገሩን ሃይማኖቱን ዝኽሕድ ኣመንዝራ እዩ ስለዚ ኩሉ ግዜ ጽኑዓት ንኩን❤❤❤
"ናብ ሀገራዊ ባይቶኦም ተመሊሶም"...ጣቢኖ ደኪመ ከይበልካ ለይትን ቀትርን ከየዕረፍካ ዝሰራሕካዮ ጻማ እዩ
ወዲ ጣባ ኣንቓዕ ሓጎሰካ ንፋስ ዓድኻ ኣስተማቕሮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hagerawi. Wedi Taba Adenkeka
🇪🇷❤️❤️💕💕❤️🇪🇷❤️💕💕🇪🇷💕
ዝብኢ!
ምናልባት ኣብ ዘመነ ጣልያን እምበር ሕጂ ንዓበይቲ ኣራዊታት ከም ዝብኢ ዘናብር ወይ ኢኮስይስተም ከምብዓል ዓጋዜን ኣብ ከበሳ የለዋን፡ ወላ ኣብ ባርካ ውን ብሰንኪ ብዝሒ ሰብን ከሊማን እናተቀየረ ኢዩ ዝከይድ ዘሎ፡ ስለዚ ጸየቅቲ ዑሱባት ኢዮም ነቲ ዝብኢ ኣብ ውሽጢ ከተማ ለቂቆሞ ዘለው🤔
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷🐪💐🌍🕊☀
ግደፍ ጨው ዝሰቲ ኣብ ትግራይ ኣለዉ ተጋሩ ዓለም ከይ ፈለጠት ቴሌስኮብ ሰሪሖም ትግራዋኒ ማለት ሓሶት ተመሲሖም ሓሶት ይድረሩ
Dron leserhu men yom atyo
Lulbahri tigraway ema ne eritreawi be emni kem zesaber geru EU texawetlu
Thank you 🇪🇷 taba.awelino
መርሓባ ደቂ ኤረይ❤❤❤።
Welcome back Awel and Wedi Taba 🎉🎉🎉🖐🏾👍🏾🫶🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡🫡🫡
Adnekit awl sid zkonkum like giberuly wedivhala meriet:::
ኸም ወዲ ጣባ ቡሱል በሊሕ ሰብ አይራአ(ኡን ወዲ ነዚ ናይ ሕጂ ወሎዶ ጽቡቅ ጌሩ ኽጉሱጉሶም ይኽኢል ኢዩ ወዲ ጣባ ዋና ኻድር ኢዩ
Honestly, you are Hero and lucky person.
Bsm ezom jeganu memharan ankahti hagezti hzbom like🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኣወሊኖ
ሰላም ደቂ ኤሬ ሰላምኹም ብዝህ የብለልና ሉዑል ፈጣሪ ንኩልናአ አብ ሰደት ዘላና ፈጣሪ አብ አድና ምስድራና የአኽበና አሜን❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏
ወዲ ጣባ ዓቢ ሰብ 🇪🇷🙏 we missing you 🙏❤️🇪🇷❤️
God bles Eritrea
ንሀገርካ ምክዳዕ ጌጋ እንድዩ ግን ከዳዕ ሐንሳብ ጌግኡ ተአሪሙ ናብ ሀገሩን ህዝቡን ክምለስ ከሎ ክንቅበሎም ጥራይ እዩ ዘሎና። ካልአይ ምስ ዝደግሙ ግን ብከቢድ ክቅጽዑ አሎዋም።
Thank you guys I'm so proud eritrea 🇪🇷
Happy for you wedi Taba, good job ❤️🙏🇪🇷
God bless you Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️ ❤❤❤❤❤❤
ወዲ.. ጣባ.... ብጣዕሚ..... ደስ... ዘብል.... ትንተና ❤❤❤? ❤❤❤+❤❤❤=1❤
Good to see Wedi, Taba in your Country there's No place like Home!
Definitely what Eritrean need is quality of life through job creation!
That was So Confusing to all of us as an Eritreans we where scared to all of them at the Time But Now thank you guys it's cleared now 🙏🙏🙏 Love 💕 this thank you Man Wedi Taba and of course Aweleno Jigna so is Hawena Taba Actually I was Born in Taba too ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Awel I have no words to express my gratitude because your contribution currently issue on our beautiful country it's so amazing. Wedi Taba is great man amazing political activities
ወዲ ጣባ እንቃዕ ብሰላም ኣተኻ 👍👍👍
መኽሩዒ ሃገር ❤ thank you both 🙏🏽❣️
ከማካ ይብዝሑ ክንዲሽሕ ወዲ ጣባ ጸባ ኣስቲካና ተዓወት ኣወል ንዓካ ከኣ ነመግንካ ከም ወዲ ባሻይ ወዲ ጣባ ምምጻእካ ከምዝኦም ምምጻእካ ዓቢ መምሃሪ እዩ ነቶም ዝተጋገዩ ሕዝቢ ከምዚኦም ምምጻእ ነቲ ተጋገየ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ድሮ ብዙሐት መንእስያት ንሃገሮም ተጋጊና ኢሎም ናይ ጣዕሳ መሊኦም ንሃገሮም እናተመልሱ ንቤተ ስቦም ንምርኣይ ይውሑዙ ኣለው ርኡይ ውጺት ይመጽእ ኣሎ ኣወል ቀጽል ኣወል ብኡነት መም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏❤️👌
I'm so glad to see tabino
እወ ብሐቂ ወዲ ጣባ ጳዕራም መኪቱ ብሐቂ ደኪመ ካይበለ ሃገረይ እንዳበለ ❤ህዚቢ አጆካ እንዳበለ አቦቱኡ ኮስኪሱ ብዕል ዓቅሊ ከይተጳረፈ ንቅሐት ጎስጊሱ ብሐቂ መምህ አበሳደር እዮ እንተበልክዋ ይውሕዶ ከማን ❤ ብሐቂ ልቢ መላሲ እዮ ካብ ጌጋታት ብሐቂ ምቁልል እዮ በሐቂ ወዲ ጣባ ጅግና አመትከሉ እዮ❤ በዓል ዓቅሊ ❤❤ከሙ ነመስግነካ አወል ሲዒድ መሕጎሲ ወዲ ሐወቦይ ከዛርቡና እየም ጌና ጌና ንትዓወት ድግም ❤ድግም ኤርትራውነት ኩብር መንነት። መን ከም ኤርትራ በል ❤❤❤🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🤝🌹🐪✌️♥️🇪🇷🇪🇷🐆🇪🇷
Aritrawi kubur mennet wetru awet nhafash jeganu deki. erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ጣባ አዝማሪኖ እንኮዕ አስመራ መጻአኻ ወዲ ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Awelino ne wedi Taba zemxaekalna buzuh keredeana keilu. long live Hagerey!!
ዓወልን ኣማንኤል መሳጥን መሓሬ መደብ ዩ: የቐኔልና::: መፍቴኺ ናዜ:ቕድሜ ኹሉ ንኤርትራን ኤርትራዌነትን ክእወጅ ኣለዎ::እዚ ቐርኔ ኣፍሬካ:ኣፍሬካ:ዞባ ና:ዝብል ላግጽ ብዋጋ ሃገርን ህዝብን: ዝኽፈል ዋጋ:ጠጠው ከነብሎ: ክነጽጎ ኣለና:: ብማንም ይዘረብ:ፉንፉን ኽቡዕ ናይ ወያኔ ኽልሜ ዩ::ቀዳምነት ኤርትሬያ::ዓወት ንሓፋሽ ✊::
ወዲ ጣባ ተባዕ ሃገራዊ
ወዲ ጣባ ኣወል ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዓቢ ዝላ ናብ ደሞክራሲ መስርሕ ኣብ ኤርትራና ብኤርትራውያን ነስፍሓዮ ወዲ ጣባ ምስ ኣወሊኖ ብምኻን ምስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ምስዘለው ኤርትራናን መንግስቲናን ዘፍረይዎም መንእሰያት እንተትዝትዩ ኣብ ዴሞክራሲን ኔሽን ቢውልዲንግ ካልኦት
ብጻይ አወል ጸባ አስቲኻኒ ፡፡ በርትዕ ፡፡ ዓወት ንሐፋሽ🫡🫡✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
ጣቢኖ እንኳዕ ናብዚ ኣብጻሓካ❤❤❤
ወዲ፡ ጣባ፡ ናብ፡ ጣዕሳ፡ ምምላሱ፡ ጹቡቕ፡ አንኳ፡ አንተኾነ። ዝኽሪ፡ ንኹቡር፡ ብጻየይ፡ ነፍስሔር፡ ሃኒባል፡ ተወልደ፡( soul of life) ኣብ፡ paltalk ( Eritrean unity world EPLF1 ) ክሳብ፡ መወዳአታ፡ ዝተቓለሰ። መንግስተ፡ ሰማይ፡ የዋርስካ፡ Soul of life ሓወይ።ዓወት፡ ንሓፋሽ።
Thank you so much Tabino, I am so happy for you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awel our super hero ❤❤❤ GBU with your family. And thank you so much tabino ❤❤❤❤.
ሃይ ኣወል ሓወይ ከመይ ቀኒካ ኩሉ ሰላም ድዩ
በጃካ እዛ ወሪዳ ዘላ ፍሊም ብቁልጡፍ መልሲ ክዋሃባ ኣለዋ ብቁልጡፍ ከኣ ክትወርድ ኣለዋ ምክንያቱ ኣብ ሃገርና ከምዚ ክተኣታቶ ኣይ ንደልን ኢና፡ካልኣይ ከኣ እዚ ወዲ ክሕተት ኣለዋ ምክንያት ካልኣዩ እዩ ከምዚ ዝገብር ዘሎ፡