ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣብ ኤርትራ ዝህልዎ ጽልዋን - ዘተ ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ ቦሃሽም
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- Current Affairs - Horn of Africa and Eritrea - Discussions with Aburahman Sayed - Bohashem - Monday, 09 September 2024
Radio Erena is Eritrea's only independent and impartial radio broadcaster. We reach 500,000 listeners weekly in the country and are followed by more than 100,000 people online.
Follow us online:
- Website: erena.org
- Facebook: / radioerena
- X: x.com/RadioErena
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone: +33 6 34 90 96 97
Or by email: newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna #tigirigna#besttigrignamusic #EritreanDrama #EritreanMovie#Eritreannewmovies #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm
Excellent analysis Mr .Abu Hashim it is unfortunate the Ethiopian ambition to acquisition and access of Somalia port could ignite big regional war ...
You 1000 percent right thank you
Very talented person Abu Hashim keep it up
Excllent analysis thanks
Fantastic analysis! Yes, the main problem in the HORN is Ethiopia indeed! Thank you....
Good job radio Erina
America bizneza teatsewla alekum eritrea ethiopia sumal sudan selam entekoynu america ab egirgir profit teblan abey kitsheto atsiwara
إثيوبيا ماتقدر تعيشي بدون عدو خارجي
او يتفكك كل اقاليم إثيوبيا
Aytihawko olz
ክቡራት ኣሕዋት ፡
ካብ ዘልዓልኩምዎም ዛዕባታት ፡ ኣብ ሓደ ጋዜጣ ጀርመን ሰፊሩ ዘንበብክዎ ኣብ ሶማሊያ እተፈጸመ ኣዝዩ ወሳኒ ክስተት ኣዘኪሩኒ ። እቲ ኣብ ሶማሊያ ብኣካል ተረኺቡ ጸብጻቡ ዘስፈረ ጋዜጠኛ ፡ " ምሸት ምድሪ ብጸልማት ፡ ኣብ መንገዲ እኩባት ኣንስቲ ወኻዕካዕ እናበላ ዘወር ክብላ ምስ ረኣኹ ፡ እቲ ነጻ ኮይነን ዘይምስግአን ገሪሙንስ ፡ ንዘቕረብኩለን ሕቶ እናተዛነያ ብምቕሉልነት ክምልሻለይ እንከለዋ " ፡ " ሳላ'ዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓትን ምሕደራኡን ፡ እቲ ዚነበረ ዘስካሕክሕ ኵነታት ጸጥታን ዚፍጸም ዚነበረ ዓመጻትን ወንጀላት ፡ ኣምላኽ ይመስገን ነበረያ ነበረ ስለዚኾነ ፡ ይትረፍዶ ከምዚ ተኣኪብናስ ፡ ወላ ንውልቃ ጓለንስተይቲ ለይቲ ብጸልማት ኣብ መገዲ ዝትንክፋ የሎን " ኢለን መሊሸናለይ ይብል ። ኣስዕብ ኣቢሉ ፡ " እንተኾነ ግን ዘሕዝን ኣጋጣሚ ኮይኑ ፡ እዛ ሰላም'ዚኣ ንስርዓታት ኣሜሪካን ኢትዮጵያን ስለዘየቕሰነቶም ፡ ብናይ ስርዓት ኣሜሪካ ተልእኾ ፡ ነቲ ዝነበረ ስርዓት ፡ በቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ተጠራቒሙ ኣብ ናይሮቢ እተቐናበረ ሓዲሽ መንግስቲ ተክእዎ'ሞ ፡ በዚ እተቖጥዑ ሶማላውያን ንዚጀመርዎ ደባይ ኲናት ንምምካት ድማ ፡ ኣብ 2006 ስርዓት ኣሜሪካ ንመለስ ዜናዊ ብዚሃቦ ተልእኾ መሰረት ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ሶማሊያ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ፡ ኣብ ታሪኽ ኵነታት ሶማሊያ ዚበኣሰ ሕንፍሽፍሽ ተፈጢሩ ይርከብ " ይብል ።
Any world power can go against the interest of Eritrea only using divisions inside the Eritreans (for example politicians or military, individuals or groups)....
Thank you so much Clear message 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🗝️🌿
Journalist hasabtu awdayo tekorso aleka improve it abu hashim xebuk tentane good job
إثيوبيا ماتقدر تعيش بدون عدو خارجي
እቲ ሕማም ካብ ቀደም ካብቶም መስፍንቲ ኣብ ኣበሲና ዝነበሩ እዞም ካብ ኢትዮጲያ ከም ሃገር ድሕሪ ኤርትራ ዝቆመት ዝመጹ ገዛእቲ ብምልኦምን ከምኡውን እዚ ዓብላሊ ናይ ኦርቶዶኩስ ሃይማኖ ኣብ ኢትዮጲያ ዘሎው ገና እቲ ናይቶም መሳፍንቲ ውረር ሓሱው ስረቅ ገና ኣብታ 4 ኪሎ ኣሎ ።
eway tintenaaaaa
Ata wedi nimintay eka tikolfa zeleka buzuh gizye?
ጋዘጠኛ ብትዕግስቲ ኣወድኣዮ።
Hawna aytehawko bejaka
ባዲመ ኒውጊኢ 1984ሓዊ ተደጉላ።።ኒጀቢሃ 1981ሚሲ ወያነ አፋኒኻ።።።
ክቡር ሓው ሹሻይ እዛ ኣብ መንጎ ምእታው ዘይትገድፋ፣ ሓሳቦም ቆራሪጽካዮ። ንኣብነት ንምንታይ እያ ጅቡቲ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክትህብ ድልውቲ ኮይና ንዝብል 3ተ ነጥብታት ጀሚሩ 2ተ ጠቒሱ ከይወደአ ኮሊፍካዮ። ስለዝስ መስዚ ኹሉ ልቦናኻ እዛ ምውዳእ ቁሩብ ልመዳ ዝሓወይ። ምስ ናይ ኣኽብሮት። ብዝተረፈ ሰፊሕን ንጹርን ምብህሃል ምስ ክቡር ሓው ዓብዱራሕማን።
ንኢትዮጵያ ዝሓሊ ስርዓት የለን
ወያነ ይኹን
ብልጽግና
ኣቢ ኣሕመድ ኣብ መሬት ሶማል ወደብ ምድላዩ
ብኢትዮጵያ ስለ ዝተገደሰ ኣይኮነን
ኣንቱም ሰባት ብስደት ዝጸነት ዓዲ አናሃለወት ኣብ ጋል መገዲ ሃለውለው ትብሉ። ንአርትራ አርትራውያን የፍርሱዋ ከምዘለው ብምንታይ ከነረዳኣኩም። አርትራዊ ሃገር ገዲፍ ኣብ ትግራይ ኣብ አትዮፕያ ኣብ ከንያ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ጁባ ኣብ ኣንጎላ ኣብ ኢስራአል ንምንታይ ክምዝነብር ይስቆሮኩም ዶ? አዚ ዓቢ ኣርአስቲ ገዲፍኩም ኣብ ጋል መገዲ ትህውቱቱ።
ናይ ብሓቂ ናይ ማአከላይ አርትራዊ ንቅሓት ትሕቲ ዘሮ ምካኑ ዘጠራጥር የለን።ጸርፊ ጥራይ ኢዮም ተማሂሮም።
eritrea should allways be on allert for every possibity that is in wth in the sinario.
ምስ መለስ ኮይንኩም ስሪቅካ ወሲዲካ ፡ ከይደቀስካ ምህዳር ፡ ክምአሽዋ ተበቲንኩም ምንባር ምትረኩም!
አዚ አቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሽገር ክርኣዮ ዘይከኣለ ብምንታይ መልክአ ናይ ቀረኒ ኣፍርካ ትንተና ይገብር ከምዘሎ ዝርድኦ ኣይመስልን።
in case of war in the region that involves ethiopia dgibouti is trying to avoid any targetting of the center capital so is trying to provide ethiopia tradiing port away from the centre as weapons can inter and bonbing happens where there is weapons received. not any more.
ሁሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘርእስቱ መደብ ሽግር ናይ ኣራት ኪሎ ናይ ኣቢ ኣሕመድ ጥራሕዩ ምባል ጊደ ዓዲ ሃሎ ኣብቲ ምግዳድ ሽግር ደይምቕራብ ነጸላ ወይ simplistic ትንተና ይመስል።
Somaliland not 😅djublouti😮
ሓደ ወዲ ሶማሊላንድ ንሞቓዲሾ ዝድግፍ የለን !
ደናቑር ናይ አርትራ ሽግር ኢሳያስን ሰዓብቱን ምካኖም ብከመይ ከነረደኣኩም ንክአል ? ዶብ ክሕንጸጽ ዘይደሊ ኢሳያስ ምካኑ ይስቆሮኩም ዶ
ንስኹም ትገዱ
Journalist I don’t know if you’re real journalist if you invite a guest you need to wait patiently to answer the question. Why do you interject him in the middle of his sentence?? You’re a horrible interviewer you need to learn to be patient with your guest.
😂 42:47 ደቒቕ ፣ እዚ ኩሉ ሃተፍተፍ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘለዎ ጽልእን ምኽንያት መንቐዲ ጽልኡን ሕስድናኡን ፡ ኩሉ ሙሉ ታሪኽ ኢትዮጵያ ካብ ግዜ መሳፍንቲ ዝበሎን ።
Ni Ethiopian politicians intexele imo intay gega alewo , intay xibuk alewom
ንስኻስ ፖሎቲከኛ ዲኻ ክትበሃል ናይ ለማኒት ኢትዮጵያ ተንኮል ተፈሊጥካ ደኣ ንምንታይ ቲ ብልሽውና ዘይብሉ መንግስቲ ኤርትራ ትቋመሮ ኣለኻ::
ኣቦ ሃሽም ለባም እዩ
ሓንሳብ ግን ሸተት ትብሎ እዩ
😂 ኢትዮጵያ ክርስትያድ ሃገር ስለዝኾነት ክትፈርስ ኣለዋ ኢሉ 42:47
ከዳዓት ውሉድ ወለዶኹም ገጽ ኤርትራ ኣይትሪኡን ኢኹም
ኣቢ ኣሕመድ ኣሊ 7ይ ክፍሊ ዶክቶር
ካባኻ እንታይ ሞ ኪትጽበ ኢያ ኣለምና
ኩለንትናኻ ፌክ ዩ
ካብ ሓደ ፌክ PM ሞ እንታይ ኪንጽበ ንኽእል
እንተ ዛ ኢትዮጵያ ሞ ከምዚ ኣይነት ፌክ
ኪመርሓ ሲ ከመይ ኣይነት ውድቕቲ ሃገር ያ ኮይና
ማራ ተደንግጽ
ራድዮ ኤረና ሕቶ ኣዋጺእኩም ኣዳልውሉ ነዚ ሽሻይ ዝበሃል ፡ ናይ ጋዜጠኛ ካረዝማ የብሉ። ንኣቡ ሃሽም ትግራይ ክትብሎ ብዙሕ ፈቲንካ ። ኣከማኻ ዛመስሉ ህግደፍ በደል ኢዩ ፈጺምልኩ ኢዩ። ህግደፍ 20ዓመታት ወያነ ትግራይ እናበል ዘተጻወቶ ጸወታ !!!ኣይወጻልካን ዘሎ ሲሳይ ጌና ርእሲ ኣስርሓዮ
Bla bla bla of course weyane tigray zigebrwo yu zidegim zelo
ኣቱም ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣኸዳሚትኩም ኣሜሪካ ተሳዒራ ኢያ ኣብ ደገ ኣሪግኩም ክትሞቱ ኢኹም:: ድሕሪ ሕጂ ንኤርትራ ዝትንክፍ የለን ኢትዮጵያ ከኣ ዝኾነ ነገር ክትገብር ዓቅሚ የብላን::
አቱም ዓጋመ ን ኤርትራ ናብ ሓምኹሽቲ ቀይርኩማ ርጉማት ህግደፍ።
ሽሻይ ዝብልካ ጽልኣት ናይ ትግራይ ኣለካ ተጋሩ ወይ ሕውሓት ዝመራሕ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ገጹ ናብ ጅቡቲ ከምዝጥምቲ ጌሩ መንገዲ ባቡር ጌሮምሉ ዓስርተ ግዜ ትግራይ ናይ ምንታይ ኢዩ! ሓደ ክልተ ተጋሩ ተዛሪቦም ጀነራል ላይዝ ኣይትግበር ሕጂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለዉ ኤርትራውያን ኣንድነት ዝብሉ ሕጂ ነዚኦም ኢርኻ ህዝቢ ኤርትራ ኣንድነት ይደሊ ማለት ኢዩ። በዚ ኣዛረርባኻ ተጋሩ እትብል ኣብ ኣፍካ ዕንፍሩር ወጺኣትካ ኣላ! መለስ ኮ ባሕሮ ገመል የስቲይሉ ኢልካ ኢዩ።
Tigray intay silezigebrkum ina kinfetwekum ? Ahwat ina ilkum dergi aygebero hailesilase 100k hzbina do aysegogkumn . Ab hawi dia itwu imber
# hasdat Tegaru ay hager konkum, ay ni Ethiopia hizkum biselam misana serihkum .... biseri xibabkum kulu riikum siinkumo .budatat
ትግራዋይ ሓሶት ሃይማኖቱ ኣኸዳሚትካ ኣሜሪካ ተሳዒራ
ከዳዓት ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣኸዳሚትኩም ፈረንሳ ካብ ማሊ: ነገርን: ቡርኪ ናፋሶን ተሶጒጋ::
@@Shigutቀንዲ ጸላዒ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዓጋመ ኢስያስ እዩ።ንዚ ንምፍላጥ ደቅባት ኤርትራዊ ክትኸውን አለካ።
@@kokikoki8862 do ? Halayka dle nefat ,,,,
ኢትዮጽያ ተወሪራ እምበር ወሪራ ኣድትፈልጥን ፡ እንተላይ እቶም መሳፍንቲ ኢትዮጵያ ዝበልካዮም ነቶም ተጎንባሕቲ ኣቦታትካ ረስሓት በራዩ የዕራብ ዘሳጎጉ ዘባረሩን እዮም ።
ረሳሕ
Kab meas dia Ethiopia konka? Tigray hager ya tibilu zeyneberkumn ? Mitrusat zikonu kilil
😂 እሞ ታሪኽ ኣይትፈልጥን ኢኻ ። እዚ ረሳሕ እንታይ ክብል ከምዝደለየ ኣብ 42:47 ዝበላ ስምዓያ @@Shigut
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍsiagades weldu, Wube Hailemariam 18th Cen, Yohannes IV, Alula Abanega 19th Cen, Hailesilase, Derg , TPLF weyane 20thbCen ....all of them occupied Eritrean territorial claim in different times in History. Ni zeyfelta kemu belo . Guhaf agame