ክፋል 4፡ ኹናት ኢትዮ ኤርትራ ከመይ ተቋሪፁ? ናይ 1993 ኽፍፍል፤ “ሀዚስ ንመንግስቱ ሃይለማርያም መሲልካኒ” “እቲ ኮሚሽን ዶብ ዝወሰኖ ዶብ ኣይቅበሎን”

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 169

  • @daivex6068
    @daivex6068 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣእሚ ዝገርም ምይይጥ ኔሩ የቀነየልና ክልቴኩም ❤

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 หลายเดือนก่อน +8

    ገብሩ መኻን፡ ዝመውት ውላድ ስለ ዘይብሉ ንኲናት እንተ ኣዳኸረ ፍጹም ኣይገርመናን ኢዩ። ንሱ ዝወለዖ ኲናት ድማ ንዘለኣለም ኣይንርስዖን ኢና። ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ዘኣመሰሉ ካብ ደም ሰብ ዘይጸግቡ ዕቡዳት ከወግዶም ኣሎዎ። እንተ ዘይኮኑ ግን፡ ወትሩ ኣብ ኲናት እና ኣእተው ንመዋእሉ ከድምይዎ ኢዮም። ገብሩ ሃዳሚ። ኣበይ ነይሩ ደኣ ኢዩኸ ሕጂ ዝግዕር። ደንቆሮ!!

  • @biniamgebramichael1380
    @biniamgebramichael1380 หลายเดือนก่อน +3

    History remembers Mr. Gebru's infamous speech in the ethio-eritrea bloody war 1998-2002: "let's the war goes infinetly ".

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 หลายเดือนก่อน +2

    ገብሩ ኩፉእ መጋቡሩ, አብዚ ግዜ ሐይሊ ኡርትራ ሮኬትን ድኳናትን ዓጢቍ አሎ, ወይነ ድማ ነንሕድሕዱ ይባላዕ አሎ, ተጋሩ ጌና አይተማሀርኵምን.

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 หลายเดือนก่อน

    ገውሩ ሓቀኛ ተጋዳላይ ሓቁ እዩ
    ኹሉ ❤

  • @tadessekidanesebhatu7313
    @tadessekidanesebhatu7313 หลายเดือนก่อน +6

    ገብሩ ኣስራት ዝልለየሉ ብናይ ሓሶት ትረኻን ዘንባዕ ስነ-መጎትን ኢዩ። ካብ ገብሩ ኣስራት እንጽበዮ ሓቂ የለን።

  • @Demmbe
    @Demmbe หลายเดือนก่อน +2

    Can you please come up with a Referense that reveales Eritrea did begin the war 1998- 2000? Eritrea was accused for the aggresiv reaction & as a result fined 10 milion dollar. So where did get the info *Eritrea started the war *

  • @gweldeyesuskibrom10
    @gweldeyesuskibrom10 หลายเดือนก่อน +7

    ... ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ፡ ክንዲ. .. ኲናት ክቕጽል'ዩ. .. !! ቃል ኣይተ ገብሩ ኣስራት ደመኛ ህዝቢ ኤርትራን (ህዝቢ ትግራይን) !!

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903 หลายเดือนก่อน +1

    ገብሩ ኣስራት ዝወደቐን ኣብ ጣዕሳን ቅርሕንትን ዝነብር ሰብ ከም ዋዛ ካብ ስልጣን ዝወረደ ስለ ዝኾነ ክንርድኦ ንኽእል ግን ቂም ሒዙ ጥር ዝብል ጽልዋ እውን ከምጽእ ኣይከኣለን። ዝገርመኒ ናይዞም ፕሮፈሰር ጋዜጠኛ ኢዪ ስውኣትን ከይልዓሉ ሕጊ ይውጻእ ኢልካ ዘረባ ኸ ንህዝቢ ትግራይ ንዕቐት ዶ ኣይከነትን ካብ መጠን ንላዕሊ ምርቓቕ ጸገም ኢዩ። ግን ፕሮፈሰር ካልኦት ብዙሕ ምሁር አለዋ እሞ ትግራይ መስሓቕ ዘይተማህረ ተዘይኾኑ ምሓሸ ይብል። ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝተባህለስ ለካ ብምኽንያት ነይሩ።

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df หลายเดือนก่อน

    I agree with you that mentioning the word "martyr" in any cermonies or meetings should be prohibited by law for it is used for political. purposes.

  • @eriblood803
    @eriblood803 หลายเดือนก่อน +2

    Gebru Asrat 🫏 mienjilu ....after all the suffering and loss ...you are still lying 🤥 🙄 ....keep dreaming kondaf agame cenawi

  • @eyasuhajay5872
    @eyasuhajay5872 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዝገርመኒ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተጋሩ ብአኻን ከማኻን ተመሪሖም ክብልጽጉ አብ ሃመማ ማዓር ክትበልዕ ምጽባይ ኢዩ ከደምቲ ይብሉና ይንዕቁና ኢልካ ትዛረብ ተግባራትካን ሓሳብትካን ኢዩ አብ ቅንኢ ክትነብር ዝገበረካ

  • @kiflomTsegay
    @kiflomTsegay หลายเดือนก่อน

    Gebru asrat is the main founder of the war because Gebru told to meles shabia going to concor ethiopia this was 8 months before the war. And as he told us he brake up the war because sharia was having a plan to make eritrea like Singapore

  • @Rorra22Teddivo
    @Rorra22Teddivo หลายเดือนก่อน +2

    Merahti Shabia Tegaru eyom , entay geberu tebluna ne Eritreawyan ,nenbaelkum teqarebu . Kulukum deqi Adwa .

  • @hiyabteklu2716
    @hiyabteklu2716 หลายเดือนก่อน

    Gebru Asrat hji Ewn mrdae Abika alo kab badme wexina malet xhay bngho ariba ala tbl qal waga kem zekfelekum ayrdakan malet dyu.eza qal tewagiatukum eya

  • @biniamtekie5370
    @biniamtekie5370 หลายเดือนก่อน +1

    ነፋሒቶ ኣብ ሓደ ዘረባ ደው ዘይብሉ መራሕቲ ወያነ ተወሪርና ይብሉ ምውራር ካኣ ኣብ ዘይመሬቱ ዝኸይድ እዩ ክሳብ ሕጂ ካኣ መሬት ኤርትራ ኣቲኹም ኢኹም ስለዚ ምሳኹም ጽቡቕ ምሕሳብ ከቋርጾ እዩ ዘለዎ ኩሉ ኤርትራዊ።

  • @yemanenega4127
    @yemanenega4127 หลายเดือนก่อน +6

    ኣይ መለስን ደቂቀ መለስን ለየበላሸዉዎ ነገር የለን ዕድል መፃኢናን ቀፃሊ ትውልዲ ትገራዋይ ሓንሺሾሞ ክፉኣት

  • @johannestewelde3605
    @johannestewelde3605 หลายเดือนก่อน +1

    Gebru asrat si indegena dem nmiifisas tigaye alecha .Nay kidmihigi zigeberkayo ayaklekan. Higi Dima zeyle Tarich Nay minilik indaamtsaka hawi kiteguahahir tiguaye alecha. Itiopia nibala dob zeynebra nibalas , bizaba eritas mis talian wiil kitgebir. . zehefir tarich. Tehizin.

  • @NewOne-pt9to
    @NewOne-pt9to หลายเดือนก่อน +1

    Meles was really Banda . I will never ever Respect him again

  • @esuhabte4879
    @esuhabte4879 หลายเดือนก่อน +1

    Deki adwa mahber lemano tigray deki sinday canada game over. Abay tigray failed 😮😮

  • @HolaBruv
    @HolaBruv หลายเดือนก่อน +1

    ገብሩ ሓሶት ሻዕቢያ ካብ ፋጺ ድሕሪ ምጽፋዕ ቀዳማይ ወራር ወያነይ ተመሊሱ ህዝቢ እቲ ኸባቢ ይምስክሮ

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 หลายเดือนก่อน

    Gebru must come to Tigray & resume construction of dams& irrigation 🙏🙏🙏🙏

  • @GebresayGebremedin
    @GebresayGebremedin หลายเดือนก่อน

    በትክል፡ናይ፡ትግራይ፡መራሒ፡የተከበረ፡ገሩኣስራት፡ብተጨባጭ፡ለምሳልየ፡ናተጋደላይ፡መርየት፡ከይዉረስዝገበረ፡መራሒ፡ዝይጣረጠር፡ፅንዕ፡መራሒ፡እዩ፡በሓቂ

  • @mokonentekie2388
    @mokonentekie2388 หลายเดือนก่อน

    ጉብሩ ኣሰለት ጻድቃን ጻቅጣይ ደም ሰትዩ ዘይጸግብ ስየ ዓዋንን ካሎኦት ዘይንፈልጦምን ቅንዲ ቀንዲ ቀንዲ ኣብ ድቅድቅ ጸልማት ዘእተውዋ ን ትግራይ ካብ መጀመርታ ኪናት ምስ ኤረትራ ክግበር ካብ መጀመርታ ዘበገሱን ብሕስድና ዓይኖም እዝኖም ዝዓወሩ ናይ በሓቂ ብቅንእን ብጽልኢ ልእላውነት ኤረትራን ብጽሊኢ ህዝቢ ኤረትራን እዚ ኢልካ ክትገልጾ ኣይትኽእልንን ግን ካብቲ ዝገርመና ከሞኦም ጸማማት ምፍራዮም እዩ እቲ ሽግር

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o หลายเดือนก่อน

    halewlew

  • @SimonSmith-zv9tw
    @SimonSmith-zv9tw หลายเดือนก่อน +3

    UMD media ፅቡቕ መረዳእታ ኢኻ ንሕዝቢ ተቕርቡ ዘለኹም እሞ ነመስግን።

  • @daivex6068
    @daivex6068 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ግና ቀጺሉ ዘሎ ውርርስ ባንዳነት መብቀሊኡ ሐዚውን ቀጺሎ ዘሎ ባንዳነት ካብቲ ከባቢ ብዝመጹ ግን ከኣ ናይ ሕድ ሕድ ትግራዋይ ቀጻሊነት ኣብ ሓደጋ ዘእትው ሼም እዩ ።

  • @GrmaBru
    @GrmaBru หลายเดือนก่อน +1

    ባድመ አብ አልጀርስ ናይ ኤርትራ እንድሕር ኮይኑ ከመይ ጌርካ ተወሪርና ትብል አይተብሩ

    • @aruaki4454
      @aruaki4454 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩ ርእሶም መለስ ክቀብርዋ ከለው ተቀቢራ እያ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይገስፅኩም።

  • @All-w9s
    @All-w9s หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ዝብል ጉልባብ ተኸዲኑ ብተጋሩ መናእሰያት መስዋእቲ ኤርትራ ሓራ ከውፅእ ብኢሳያስ አፈወርቂ ትእዛዝ አብ መሬት ኤርትራ ዝትመስረተ ኣካል( ክፋል) ሻዕብያ እዩ።

  • @berhanewoldemichael5953
    @berhanewoldemichael5953 หลายเดือนก่อน

    ገብሩ ኣስራት ብጽንተት ህዝቢ ትግራይ ክሕተት ዝግብኦ ሰብ እዩ። ኣሕዋት ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኣብ ኵናት ሕድሕድ ክኣትዉ ዝገበረ ጸላኢ ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት እዩ።

  • @GebrgrgesGebrmarmdhen
    @GebrgrgesGebrmarmdhen หลายเดือนก่อน

    ገብሩ አስራት ኩሊሻዓ ናብሰብ አይትጸጋዕ ባዕልአካ ሓስብካተዛረብ ዕድመኻ ልክዕ ብሰብ አይትጸጋዕ

  • @lemlemaman227
    @lemlemaman227 หลายเดือนก่อน

    አብ ኢትዮጰያ. ትግራይ በጉሩብትና ኢንበር ብካልኢ አንፈተኩም ኢና.

  • @samuelTTekle
    @samuelTTekle หลายเดือนก่อน

    Where is Tewolde?

  • @haftekebede5022
    @haftekebede5022 หลายเดือนก่อน +9

    መለስ ዜናዊ ባንዳ ዩ ክንብል ከለና ኮ ብምኽንያት ዩ።

    • @Axumite125
      @Axumite125 หลายเดือนก่อน

      DEDEB😂😂

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash หลายเดือนก่อน

      Yes, you are right.
      Meles Zenawi was BANDA, serving the US mercenary wars in Eritrea & Somalia to only end up assassinated by the CIA for making economic & diplomatic relations & collaboration with China against the US strategic manipulation of the horn of Africa & control over the RED SEA global shipping lines.
      It's too bad the Banda underestimated the wicked ploy of his "allies".

  • @TizitaMekete
    @TizitaMekete หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @rasalula1140
    @rasalula1140 หลายเดือนก่อน +6

    ገብሩ አስራት በሊሕ መራሒ እዪ ነይሩ ንትግራይን ተጋሩን

    • @gebremedhinhadera4652
      @gebremedhinhadera4652 หลายเดือนก่อน +1

      ሐሶት ገብሩ አሥራት ካብቶም ንትግራይ ንድህሪት ካብ ዝመለሰ ሐደ እዪ

    • @rasalula1140
      @rasalula1140 หลายเดือนก่อน

      @@gebremedhinhadera4652 ሚዛናዊ ኹን ብስሚዕት አይትዛረብ

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 หลายเดือนก่อน

    Gebru donkoro meas eka lebie tegber

  • @muluabraha-t7v
    @muluabraha-t7v หลายเดือนก่อน +1

    ገብሩ አስራት ሀቂ ሂዙ ጠጠው ዝበለ እዩ አይስርቅ አይህሽው ህዝቢ ይፈልጥ እዩ ንስኻቱም ግን ብህሾትይ ብስርቅይ ልጠልቀይኹም ስለዝኾንኹም ሀቂ ግንገር ትሎ ትአብዱ ትህሽው ስብ ግን አይአምነኩሚይ ካብስህተትኹም ለይትማሀሩ ጉዳማት

  • @panial6147
    @panial6147 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ከ እንታይ ኣፍረካ ገብሩ፧

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Getachew Asefa. To begin with, All Colonial Histories, Turkey, G Britain, Italy, France 🇫🇷 and Now China 🇨🇳 ( in Djibouti and Eritrea) and USA 🇺🇸 ( in Djibouti and Red-sea ) are but Danakils ( Afar) History before Tigray Tigrign , Amhara and Somali. Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 หลายเดือนก่อน

    አቶ ገብሩ ስለ ጎንደር ቢናገሩ አይሻሎትም ::

  • @lemlemaman227
    @lemlemaman227 หลายเดือนก่อน

    አኔ 1998 አብ ባደመ ኔሬ ገብሩ አሰረት አብ ጓምሐሎ ሐደምካ ሸራሮ ዘአተካ ሐዳሚ ከም ጀግና ትዘረብ አለካ ብጅካ ሐሳት ቁም. ነገር ዘይብለኩም

  • @teweldetesfa185
    @teweldetesfa185 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቱም ሰባት እዚ ተኹላ ኣብቲ ግዜ'ቲ ቀስቂሱ ነቲ ኲናት ዝጀመሮ ባዕሉ ክነሱ ናይ ሓሶት ታሪኽ ይነግር ኣሎ .....

  • @fitwigebremariam8869
    @fitwigebremariam8869 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ እሞ ሃዲምካ ኣምሊጥካ እምበር ናይ በዓል ስዩም ዕጫ ምረኽብካ ነይርካ ገበኛ ዋሒድ ክንደይ ህዝቢ ኣጥፊእካ ኣብ ኣመሪካ ተሓቢእካ ኣለኻ

  • @TeklitGirmazion
    @TeklitGirmazion หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ! ሳሕሳሕ! ሕጂ ረኸብካያ ሞ !ኣብ ከባቢ ተሰነይ :ዓሰርተ ሓደ ሽሕ :ገዲም ሰራዊት ወያነ ሕዋስ ዘይብሉ ትግራዋይ ሓቒቑኩም ማይ ማይ ኢልኩም ::

    • @muluabraha-t7v
      @muluabraha-t7v หลายเดือนก่อน

      እውቀት ስለዘይብልኹም ምጽራፍ ጥራህ እኹም ትፈልጡ እልእንይንይ

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 หลายเดือนก่อน

    Elit tigeay bahri yelen iseyas xegemkum aykonen gizie zimlso eyu..

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 หลายเดือนก่อน

    Why did Meles and Sebhat rejected the war.Because they don't want to lose Eritrea.This present condition shouldn't happen.Though Badme was in Ethiopia.According to colonialism Badme was part of Eritrea.When we see it Now what happened know.Without the support of Eritrea Tigray problem can not be solved.

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 หลายเดือนก่อน

    😏atum ielit meda halefit mharuna caby💪🇪🇷🕊🤝nhizeb hemaik ahsmun weethdrat dergi kektluwom mezom maruku amhuru dsedid wedib caby💪🇪🇷ieyu

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 หลายเดือนก่อน

    ጸገም ተጋሩ፡ ግርምቢጥ ምዃኖም እዩ። ካብ ግርምቢጥ ከኣ ብጀካ ስልበጣ ዝርከብ የለን።

  • @letengustesfamichael7043
    @letengustesfamichael7043 หลายเดือนก่อน

    ተደኪርክን ብአግላይ ተአሊክንሲ ንሻዕቢያ መስሓቅ

  • @GatachewYemen
    @GatachewYemen หลายเดือนก่อน

    አውነት ይእ አዛ የወነ ግለሰብ ለትግራዋይ አዛኝ መሰሎ መቅረብ ሲችልበት

  • @letengustesfamichael7043
    @letengustesfamichael7043 หลายเดือนก่อน

    ጸላእትና ኢኹም we do not need you

  • @YonasKidane-k8n
    @YonasKidane-k8n หลายเดือนก่อน

    Hasawi lekbat sebay ezi kulu bsekika eu neru

  • @GebresayGebremedin
    @GebresayGebremedin หลายเดือนก่อน

    ገቡሩ፡ህጅዉን፡አጀኻ፡አጎድንኻ፡ኢና፡ኹሉ፡ዝናገሮ፡ሓቂ፡እዩ

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 หลายเดือนก่อน

    Kihsuwu😄😄😄

  • @erminoje
    @erminoje หลายเดือนก่อน

    እቲ ሻዕብያ ወሪሮሞ ዝብሃል ዘሎ መሬታት፡ እንድሕር ብዓለም-ለኸ ሕግን ፍርድን መሬታት ኤርትራ ምዃኑ ተወሲኑስ፡ በየናይ ስነመጎት ወሪሮሞ ክብሃል ይክኣል??? ሓደ መንግስቲ ወይ ሃገር ሰራዊቱ ኣብ መሬቱ ሕጊ ከኽብርን ዓመጸኛ ክሰጉግን እንተተንቀሳቒሱ፡ ንገዛእ መሬቱዶ ወሪርዎ ክብሃል ይክኣል እዩ??? ብተወሳኺ፡ ከም ብዓል ኣፍሪውቃዊ ሕብረት ዝኣመሰለ ዘይብቑዕ ትካል፡ ወሪሮም ኢሉ እንተወሰነ፡ ብዕቱብ ክርአ ወይ ክብደት ክውሃቦ የብሉን። እቲ ምንታይሲ፡ ሓደ መኻንን ናይ ብልሽዋት እክብካብ፡ ብቐሊሉ ብጥቕሚታት ዝዝወር ኣካል ስለዝኾነ። በዚ ኾነ በቲ፡ ሕቶ ዋንነት መሬታት ንሓዋሩ ብንጹርን ዘየማትእን ናይ መወዳእታ መልሲ ረኺቡ ኣሎ። ጸሓይ በሪቓ ክሳብ ትዓርብ ባድመ መሬት ኤርትራ ምዃኑ ብሓቂ ሓቂ ኮይኑዩ። እዚ ጋህዲ ዘይወሓጠሉስ፡ ምስ ከውሕን ርትዓዊ ኣተሓሳስባን ጥራሕ እዩ ዝራጸም።

  • @amenamen8983
    @amenamen8983 หลายเดือนก่อน

    No, Ethoi and Erie war. Werare weyana.

  • @hagostewolde8856
    @hagostewolde8856 หลายเดือนก่อน

    Gebru,,,,,, buda goiame fano,,,,,,, kabaka haqi ayntsben,,,,,,,

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554 หลายเดือนก่อน

    Long life shaibya ኣቤት ሲረ ንኹላ ኣብክይዋ😂. ካብ ህወት ሰብ ንላዕልይ ጃርካን እዩ ዝኸብር ኣብ ትግራይ ዝገርም 'ዩ. እሞ ዓብይ መራሕይ ተባህልካስ ብዛዕባ ጃሪካን. ታንኪታት, ምሳእላት መጥልና ሻዕብያ ምባል የሕፍርኩም.

  • @f.hailefessuh5691
    @f.hailefessuh5691 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lemlemaman227
    @lemlemaman227 หลายเดือนก่อน

    አብ ኤርትራዊን ፖሎቲካ ብሐሰት አጀዉጀዉ ትብል አባይ ትግራይ ኢልካ ንሺቶ ትግራይ ዘገበርካያ ከንቱ ዘገበርካሞ ተንካል ለኤርትዊን አምለክ ይፈርድ

  • @samuelgebregziabher8175
    @samuelgebregziabher8175 หลายเดือนก่อน

    Ask siyum mesfen men qedamay tekusi weliu ab bbc aloka kedamay seb kem zqetelu

  • @eyasuhajay5872
    @eyasuhajay5872 หลายเดือนก่อน

    አይተ ጀብሩ እሱራት ሻዕቢያ ውግእ አይጀመረን መበገሲ ባድመ ነሩ ባድመ አብ ውዑል አልጀርስ ልኡላዊ መረት ኤርትራ ኮይኑ መልሲ ወራሪ ብጃንዳ ወያነዝምራሕ ፈደራል ኢትዮጵያ ኢዩ

  • @kirosgebrekidan1422
    @kirosgebrekidan1422 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you for the truth history.

  • @BettyHernandez-j2o
    @BettyHernandez-j2o หลายเดือนก่อน

    Davis Margaret Anderson Sarah Thompson Frank

  • @Luel-y2h
    @Luel-y2h หลายเดือนก่อน

    ስማዕ እሰቲ ገብሩ አስራት ሓንቲ ሕቶ አለትኒ እሞ መልሰለይ?
    ሓቅካ ኢካ እትነገር ብጣዓሚ እናፀነሀ እናፀነሀ ከብድካ ዝበልዕ እሞ
    ሕጂግን ንስካ ብርክካ ደኪሙ እዩ
    ዓይንካ ፈዚዙ ዓብይ አቦና ኮይንካ አለካ እሞ ሕጂ እንታይ ይገበር ኢካትብልዘለካ ካባናብፈጣሪካ ዝቀረብካ ስለዝኮንካ እየዝሓተካ ዘለኩ ሕልክል ስለዝበለ እየዝሓተካ ዘኩ

  • @gebremedinhaile2047
    @gebremedinhaile2047 หลายเดือนก่อน

    ዳዕማሰ በዚደጊም ሀተፍተፍ አይበል በተክርስትያ ን ተሳላም

  • @biniamgebramichael1380
    @biniamgebramichael1380 หลายเดือนก่อน

    The horn of Africa is missing peace loving political leadership

  • @letengustesfamichael7043
    @letengustesfamichael7043 หลายเดือนก่อน

    I doubt this people know international LAW. Again you are going to loose the whole Tigray shame on you

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper6087 หลายเดือนก่อน

    ,,, ባድመ ተታሒዛ ማለትሲ ጻሐይ አይታዓርብን ኢያ ማለትዩ ህዝባዊ ግንባር ሻዕብያ ሻዕብያ ብፍኸራ ጥራይ ዘይኮነሲ ብተግባር ሻዕብያ ንብሃል ። መሬትና ሒዝና ኮፍ ቖማላት

  • @AlexanderGebreyohannes
    @AlexanderGebreyohannes หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂 ያኢ ስውኣት መፈራርሒ ኮይኖም። መላገጺ ጌሮሞም። እቲ ዘረባ እዩ ኣስሒቑኒ
    ብህይወት እንከለዉ ሓልዉና ኢሎሞም፡ ድሕሪ ምስውኦም ድማ መሐለዊ መንበር!!!

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 หลายเดือนก่อน

    አሪካ ኢኻ ገብሩ ስቅ ደአ በል ዕግርግር አይትግበር

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመ ይሀብካ አያና ገብሩ

  • @yonastecle4551
    @yonastecle4551 หลายเดือนก่อน

    ገብሩ ኣብዚ ናይ ትግራይ ወራር ንህዝቢ ትግራይ ተከላኪልካሉ ዶ ወይስ ተሓቢእካ ኢካ ኔርካ ሰብ ኣተታልል ሓሳዊ

  • @HabtomAhmed
    @HabtomAhmed หลายเดือนก่อน

    kemey eya eza nay jebhan geberun geday tefelitu sebat eseke negeruna

  • @eenmebrahtu7522
    @eenmebrahtu7522 หลายเดือนก่อน +2

    Historical Enemies of Eritrea. Still dreaming

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 หลายเดือนก่อน

    አይተ ገብሩ መለስ ንሕውሓት አድሒንዋ እዩ ሰራዊት ሻዕብያ አብ ከባቢ መረብ 50 ሺሕ ሰራዊት ተሰዊሩ ኔሩ እዩ አብኣ መትረፈኩም ኔሩ።

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 หลายเดือนก่อน

    Bsimaim nezom poletkentt dekom abdege akemutom nhizeb hawy yagudu nusom dekom ayatwon😢

  • @habtezghitesfaldet7640
    @habtezghitesfaldet7640 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ገብሩ መዋእልካ ክትሕሱ!!!እዚ መርኣያ ኹቱር ጽልእካ ኣብ ኤርትራን ኤርትራውነትን እዩ!!
    ንኩናት መን ጀመሮ!መን እዩከ ወራሪ ንዝብል እቲ ዝተዋህበ ፍርዲ ጉቡእ መልሲ ሂቡ እዩ !ዘይመሬትኩም ወሪርኩም ባድመን ካልእ ሉዓላዊ ግዝኣተ ሃገረ ኤርትራ ሒዝኩም ከምዝነበርኩም ታሪኸ ሰኒድዎ ይርከብ!!በዚ ኮነ በቲ እቲ ሓቂ ክፈልጥ ዝደሊ መዛግብቲ ታሪኸ!መዛግብቲ ውሳነ ቤት ፍርዲን ካልእን ምውካስ ይከኣል!!እንተ እቲ ሓሶትን ጥልመትን ግና ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ
    ኮይንኩም!!ደቂ ማይ ጠላሚት ከም ቢሂል ሚኒስተር ነፍሲሄር ብርሃነ ኣብርሀ!!!

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cg หลายเดือนก่อน

    Very hard to believe in how much I hate to see this person talking about Tigrai and Tegaru.

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 หลายเดือนก่อน +2

    Gebru asrat ❤❤❤❤❤

  • @ScottTaylor-k4g
    @ScottTaylor-k4g หลายเดือนก่อน

    Jones Susan Anderson Laura Miller Melissa

  • @erina2932
    @erina2932 หลายเดือนก่อน +3

    እወ ሕጂ ውን ካብ ባድመ ወጻና ማለት ጸሓይ ኣይትበርቕን እያ።

    • @WudaseWoldemariam
      @WudaseWoldemariam หลายเดือนก่อน

      Yes Agame kisab hiji ayterodomi

    • @zelelamaru
      @zelelamaru หลายเดือนก่อน

      አስመራ ይምሓርኩም ከዳሞ

  • @muluabraha-t7v
    @muluabraha-t7v หลายเดือนก่อน

    ልብ ምን ሀቀኛን እንተዝህውማ ሀቅኻ እኻ ግን እንመለስ በሀሳብ ልበልጾም አይፎትዩይ ከዚለ ሀምአ እይ ትስራህ ዘላ

  • @adonay7097
    @adonay7097 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ሰብ ፡ዝቀበርኩሞ ፈንጂ ስለትፈልጥዎ እዩ፡፡

  • @fesseha1071
    @fesseha1071 หลายเดือนก่อน

    እታ ኹናት ንስኻ ከምዝደለኻይሲ ኩሉ ይፈልጥ እዩ፡

  • @Fili_453
    @Fili_453 หลายเดือนก่อน

    Tigrawe 😭🤣😂👌

  • @Rtt34567
    @Rtt34567 หลายเดือนก่อน

    ፕሮፈሰር ደገፍቲ ሻዕብያ ጥራሕ ተይኮኑ ተቓወምቲ እውን ብዙሓቶም ናይ ብርሃነ አብርሃ ኢዮም ዛአምኑ

  • @mhretabtedlla5774
    @mhretabtedlla5774 หลายเดือนก่อน

    ገብሩ ኣስራት ዝኮነ ኤርትራዊ ሕማቅ ብህዝቢ ትግራይ ተዛሪቡ ኣይፈልጥን እዩ።
    ንስካ ግን ዕድሜካ የእኪልካ ከይተረፈ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ትዘርእ ኣለካ፡ ቅድም ብጎበዝካ ከምሃመማ እዮም ዝርእዩና ኢልካ ትዛረብ ኔርካ ፡ ሕጅውን ተመሳሳሊ ትገብር ኣለካ።
    ብዛዕባ ጥልመት ግን ንሕና ክንብለካ ኣይትጸበ እዚ ኣብ ወያነ ብጾትካ ኣብ ነንሕድሕዶም ዝገብርዎ ዘለዉ መስደመም ምጥልላም ብዛዕባ ጥልመት ንነብስካ ሕተታ።
    እዚኦም ብጾትካን ንስካን ኢኮም።
    በዚ ኣጋጣሚ እቲ ኣብ ውሽጥካ ዘሎ ዝከሓነ ጽልኢ ምስ ነብስካ ተዛረብ።
    እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጲያ ዝሓሰብኩሞ ናይ ከፋፊልካ ምንባር ጉድጓድ ንፈሓሪኣ ኮይኑ ንስኩም ኣቲኩማ።
    ኣብ መጨረሽታ ልቢ ይሃብኩም ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ሃብዎ።
    ክፉእ እንዳሓሰብካ ዘበት ጽቡቅ ነገር ክትረክብ።

  • @henokhabtezgi4136
    @henokhabtezgi4136 หลายเดือนก่อน

    ምንም እኳ ሻዕብያ ጻድቕ ተዘይኮነ ፕሮፌሰር ተባሂልካ ንሓንቲ ሉኣላዊት ሃገር ስርዓቱ ስለዘይተቐበልናዮ ክንወሮም ኣለና መስገድናዮም ዝብል ትግራዋይ ኣተሓሳስባ ብጀካ ጽልእን ክፋእን ካልእ የብሉን። ሚኒስተር ብርሃነ ሓቁ እዩ ዘብል ዘተ እየ ዝሰምዕ ዘለኹ።

  • @betromtekeste2301
    @betromtekeste2301 หลายเดือนก่อน

    Gabrou dakiseka alka tebrabere zehalka yehelake eleka sabe yahlika hasade Eritrea emo yalane

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኤርትራ ህግ ነዛ ውዒግ ንምንታይ ፈጢርዋ አዩ ዝብል።ኢሳያስ ምስ ከደ 100 ሜትሮ ዝቑመቱ ሓጹር ኢለክትሪ ክንተክል ኢና።ኣንቱም ሓሳዳት።ሻዕብያ አቶም ጀጋኑ ሰራሕቲ ቕያና አዮም።ንሕወሓት ሓንጊሮም 4 ኪሎ ኣአትዮማ።ምስክር ህዝቢ ኢትዮጲያ አዩ።

  • @GebretensaeGebregiorgis-u2m
    @GebretensaeGebregiorgis-u2m หลายเดือนก่อน

    Stop talking
    Gebru Asrat

  • @Anti-Traitor
    @Anti-Traitor หลายเดือนก่อน

    እስኻ ውን እኮ ተኾ'ኢፈ ብሰንኪ ናይ ኣልጀርያ ወዕል ትብል ኣለኻ ፡፡

  • @GatachewYemen
    @GatachewYemen หลายเดือนก่อน

    ይእ በተገኝው አጋጣሚ የሚጨው በቀቀን ዘረአማራ በደሙ የወረሰው ምቀኝነት ጥቁልና ሸረኝነት አሲዳም የነኛ ሲሆን እድም አይመክረውም አሰተውል ትግራዋይ እነኝእ በግምግማ የተባሩ በዚ አጋጣሚ ፍብትን የጠላቶችእ መሳቂያ እያደረጉ ነው ይየውሻ ልጅ

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 หลายเดือนก่อน

    Leave tplf whydo u talk about arenaaa

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 หลายเดือนก่อน

    ብሰንኪ መለስ እዩ ሻዕብያ ዝገበሮ ግፍዒ 😢😢😢

  • @Metkelu
    @Metkelu หลายเดือนก่อน

    ሽዑ ተኾሊፍና እንተእልካ ሎሚ ተኾሊፍና ምባሎም ኣበይ እዩ እቲ ገጋ ። ብዝኾነ ገብሩ ኣበይ ከይትህሉ እምበር ጻሕታርን ቀንዲ መንቀልን ኩናት 1990 ካብቶም ቀዳሞትን ቀንድን ታሓታቲን ናይቲ ክሳብ ሕጂ ዝወርድን ብሕጂ ከጋጥም ንዝኽእል ( በዚ ሕጂ ትብሎ ዘሎኻ ) እኻን ። ኣብታሪኽ ድማ ታሓታትይ ካብ ምኻን ኣይክትሃድምን ። ናይ ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ ግደፈሎም ከጥፎኦን ክገድፎን ። ንሃለቃ ጸጋይ ኣማሓዳርን ኣተሓባባርን መንግስቲ ኣብ ኤርትራ ገርኩም ምንባርኩም ግን ኣይገለጽካዮን ኣብዚ ። ብዝኾነ ብዛዕባ ኤርትራን ልእላውነታን ንህዝቢ ኤርትራ ገዲፍካ እንተዜይ ዓሪፍካ ኣሰር መስፍን ምካድካ ኣይተርፍን ።ጻሕጻሒ

  • @tekletesfazgi3359
    @tekletesfazgi3359 หลายเดือนก่อน

    Yes you’re historical enemy