TBS TV| ምስ ከያኒ ብርሃነ ሃይለ ዝተገበረ ፍሉይ ፃንሒት //Brihane Haile//

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 36

  • @asnakewassie6580
    @asnakewassie6580 5 หลายเดือนก่อน +3

    Great thanks to the symbolic singer of the Tigrayan Dear artist Berhane Haile❤🧡💚🙏🙏🙏. Axum Tsion plus Asmera to the whole Tigrawaynet.

  • @ሰብኩን-ሰ3ኸ
    @ሰብኩን-ሰ3ኸ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ጥበብ ክቡር ትሑት ሓውና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ😍😍🙏

  • @SamsomZerabrukSamizeray-ku2vw
    @SamsomZerabrukSamizeray-ku2vw 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ላኣኪ ትግራይ ሰላም 🎉🎉🎉

  • @SolianaHagos-rd2oj
    @SolianaHagos-rd2oj 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብርሀነ ሐወይ ጀግና❤❤❤

  • @HagosAbadi-kl2vl
    @HagosAbadi-kl2vl 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ክቡር ሓዉና ብርሃነ ሃይለ

  • @giotomgebremedhin1664
    @giotomgebremedhin1664 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዋዋ ኣያና ሰነ -ጥበበኛ ብርሃነ ንበረልና

  • @ShambelBrehanu
    @ShambelBrehanu 5 หลายเดือนก่อน

    የቀንይልና.ብርሀነሓዊናጂግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abadiberhe-pe7pw
    @abadiberhe-pe7pw 5 หลายเดือนก่อน

    ጥዕና ይምነየልካ።

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 5 หลายเดือนก่อน

    የቅንየልና ብርሃነ ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayegebrehiwot7709
    @tesfayegebrehiwot7709 5 หลายเดือนก่อน

    ብርሀነ ሃይለ እንታኢሞ ነባር ተቃለሳይ ፉሊ ፍቅሪ ሀገር ዘለካ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @XrYd
    @XrYd 5 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ወዶ ህዝቢ

  • @TeweleWeldemaryam
    @TeweleWeldemaryam 5 หลายเดือนก่อน

    King muzic brye

  • @tdf-ng2bj
    @tdf-ng2bj 5 หลายเดือนก่อน

    ኣያ ጥበብ ❤
    long live!

  • @medhin8187
    @medhin8187 5 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ዝፈትዎ ኣያና ብሬ❤😍

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ዓይነይ❤❤❤

  • @Betututu_2
    @Betututu_2 5 หลายเดือนก่อน

    My favorite ❤❤❤

  • @hggh7539
    @hggh7539 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብረሃነ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Soli905
    @Soli905 5 หลายเดือนก่อน

    ብሬ ክፈትወካ❤

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MikiBercy-cp7su
    @MikiBercy-cp7su 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ቤተሰብ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ShambelBrehanu
    @ShambelBrehanu 5 หลายเดือนก่อน

    ብርሃን.ጂግና.ትግራዋይ

  • @ElyasElyas-pb1th
    @ElyasElyas-pb1th 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትግርኛ ተማሃሪ በጃኺ

  • @DianaDiana-ul8gq
    @DianaDiana-ul8gq 5 หลายเดือนก่อน

    wow tbsy harf serah kexililu bireway kea edemen tinan yihabka

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 5 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ልዕሊ ትግራይ የለን ብሓሶት ብስርቂ ዘይናትካ ምድላይ ብሕስድና ብኣሉ ቀጣን ብረዲኤት ብዘይ ማኣድኻ ምጥማት ብረዲኤት ምምባር ውግእ ባህላዊ ጽዋታኩም ህጻውንቲ ወዲእኩሞ
    ኣቶ ብርሃነ ሃይለ ገብሩ ኣቦኻ ኤሪትራዊ ኢዩ ኣብ ኤሪትራ ካኣ ተወልድካ ዓዲ እንዳደኻ ምኽባር ጽቡቅ ኢዩ እንዳኣ ኣቦኻ ግን እንዳ ኣቦኻ ኢዩ ኤሪትራዊያን ብኣኻትኩም ኣይንጭነቅን ኢና እንታይ ኮና ኢልና ትግራይ ዝባሃል መንነት የለ ትግራይ ዝባሃል ሃገር የለን ፈቲኹም ጸሊእኩም ኢትዮጲያዊያን ኢዮም
    ተጋሩ ጽቡቅ ሕሰቡ ለቡሙ

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 5 หลายเดือนก่อน

    ማሂ ሽኮር ምስ ጫምኣ ክትድቅስ'ያ ንግድቲ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ደረፍቲ ትግርኛ ኮይናላ ናይ ልበይ ኢኻ መሪጽካለይ ብርሂነይ ፈታዊ ህዝቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና❤

  • @DaniMeharina-iw2ds
    @DaniMeharina-iw2ds 5 หลายเดือนก่อน

    Qomalat

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ናይ ትግራይ ስነ ጥበባውያን ዘሎ ጸገም ጉጅለታት ናይ ስነ ጥበባት ኣይተፈጥራን።ኩሉ ብውልቁ እዩ ዝሰርሕ ጉጅለታት እተዝህልዋ ብቀሉሉ ክትውድቦ ትክእል ኢካ።ከምኡ እውን ስርሓት ስነ ጥበበናታት ተጋሩ ኣብ ናይ ካልኦት ቻነላት እዩ ዝጽዓን ናይ ተጋሩ ዩቱብ ዳርጋ የለን።

  • @shalom5798
    @shalom5798 5 หลายเดือนก่อน

    ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ❤❤❤

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብርሃነ ዕደ!!
    ንባዕልኻ ተሓቢእካ : " ከነዛርቦም ኢና ኢልካ" 1.5 ሚሊዮን ህዝቢ ትግራይ ዘህለቕካ::
    ሃዳሚ !

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 5 หลายเดือนก่อน

      10 gzie kemtezarebu emo nesseyasn abyn htetom emtsuts aemrue zderbeye sdetena

    • @MarymMarym-m8d
      @MarymMarym-m8d 5 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍽🍽🍽👹🥣🥣🥣🥣🥣🥣🥣🥣🥄🥄🥄🥄🥄🥄🥄🥄🥄🥄👹👹👹👹👹👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @hggh7539
    @hggh7539 5 หลายเดือนก่อน

    TBs TV ቀፀሉሊ

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 5 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mahartame9422
    @mahartame9422 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤