- 853
- 2 669 296
TBS TV
United States
เข้าร่วมเมื่อ 20 มิ.ย. 2023
#tbstv #tbs
TBS TV| 50 ዓመት ዝትሓብአ ምስጢር-መስራቲ ህወሓት ዕቑባዝጊ በየነ (ረዘነ) ብኣንደበት በዓልቲ እንድኡ መም ኣለምፀሃይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tbstv #habesha #ethioforumኢትዮፎረም #duet #tigraibroadcastingservice #tigrai #tigray #news #viralvideo #tiktokvideo #tplf
มุมมอง: 7 739
วีดีโอ
TBS TV| ዜና| ፍትሒ ኣብ ትግራይ/ዋዕላ ትእምት/ድምፂ ተጋደልቲ/ ዕቑባእዝጊ በየነ ስድራቤቱ እንታይ ይብሉ?
มุมมอง 55315 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ምስ ኣባላት ፊልም ጭውያ ዝተገበረ ፍሉይ ፃንሒት
มุมมอง 35319 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tbstv #habesha #ethioforumኢትዮፎረም #tigray #tigraibroadcastingservice #ebs #etvnews #video
TBS TV|ስድራ ስውኣት ሕዚ ዘለወዎ ከቢድ ህይወትን መፍትሒኡን
มุมมอง 11520 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ሕውየት ትግራይ ኣብ ሕዉየት ስድራ ስውኣት ይምርኮስ
มุมมอง 52621 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| መግለፂ ስቪክ ማሕበረሰብ ወልቃይት ብክፋል
มุมมอง 6522 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ዝቐረቡ ሓሳባት
มุมมอง 5782 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| መግለፂ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ
มุมมอง 1792 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tigray #habesha #ethioforumኢትዮፎረም #tbstv #tbstv #duet #tigraibroadcastingservice #tbstv #tigrai #ትግራይ #ትግራይ_ቲቪ #ትግርኛሙዚቃ
TBS TV| ስደትን መናእሰያትን/ መግለፂ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን/ መግለፂ ስቪክ ማሕበረሰብ ወልቃይት/ መረፃ ሶማሊላንድ
มุมมอง 2342 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| መግለፂ ስቪክ ማሕበረሰብ ወልቃይት ብክፋል
มุมมอง 2232 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ#welqayt #westerntigray #ethioforumኢትዮፎረም #idp
TBS TV|ጥቆማ መፅሓፍቲ፡ ትኹረት መደብ ወርቃዊ ገፃት እዚ ሰሙን ብ ሃፍተ ደጀና
มุมมอง 1732 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ_ቲቪ #ትግራይ #habesha #tigray #ethioforumኢትዮፎረም #abelbirhanuየወይኗልጅ #tigray #ebs #tigrai #news #newsupdate
TBS TV| ዘርኡ ገብረሊባኖስ ኣብ ምረቓ ዝሃነፆ ቤት ትምህርቲ ዝተዛረቦ
มุมมอง 2962 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ#zerugebrelibanos
TBS TV| ክታበት ተጀሚሩ/ ማዕረ ፀገምካ ምስጓም/ትምህርትን ለውጢ ማሕበረሰብን/ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ንተምሃሮ
มุมมอง 6104 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ጋሻ ቲቢኤስ ኣሰናዳኢት መደብ ኣገና ጓል ራያ
มุมมอง 15K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ፃዕዳ እምባ ዝተዛረቦ
มุมมอง 5K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ
TBS TV| ፆታዊ መጥቃዕቲ ከይልመድ/ ኣሰዊኢና ተረሲዕና/ ስድራ ስወኣት ከም ኣባላት ስድራቤት/ ምኽሪ ኣቦታት
มุมมอง 2559 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV| ፆታዊ መጥቃዕቲ ከይልመድ/ ኣሰዊኢና ተረሲዕና/ ስድራ ስወኣት ከም ኣባላት ስድራቤት/ ምኽሪ ኣቦታት
TBS TV| ጋሻ ወለዶይ: ተጋዳላይ ደስታኣለም ተክለገርግስ (ራራ ናፅነት)
มุมมอง 7349 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV| ጋሻ ወለዶይ: ተጋዳላይ ደስታኣለም ተክለገርግስ (ራራ ናፅነት)
TBS TV| መኣዲ ጥዕና: ምስ ኪኢላ ስነ-ፅባቐ ከተማ ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረእየሱስ ዝተገበረ ፃንሒት
มุมมอง 799 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV| መኣዲ ጥዕና: ምስ ኪኢላ ስነ-ፅባቐ ከተማ ኣይተ ገብረፃዲቕ ገብረእየሱስ ዝተገበረ ፃንሒት
TBS TV| ኣመኽንዮ: ብኤርሚያስ ኣርኣያ | Ameknyo By Ermias Araya
มุมมอง 1.1K9 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV| ኣመኽንዮ: ብኤርሚያስ ኣርኣያ | Ameknyo By Ermias Araya
TBS TV|ግንዛበ ኣፍደገ ማህፀን ካንሰር/ፃውዒት ቢሮ ጥዕና/ሳልሳይ ዙር ሰብዓ ካሬ/ከመይ ንድሓን?
มุมมอง 33812 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV|ግንዛበ ኣፍደገ ማህፀን ካንሰር/ፃውዒት ቢሮ ጥዕና/ሳልሳይ ዙር ሰብዓ ካሬ/ከመይ ንድሓን?
TBS TV| ወርቃዊ ሰላምታ ፍቕሮም፣ ናፍቖቶም፣ ይቕርትኦምን ሓፈሽዊ ሓፈሻዊ ስምዕቶምን ንምግላፅ ይሳተፉ
มุมมอง 8912 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV| ወርቃዊ ሰላምታ ፍቕሮም፣ ናፍቖቶም፣ ይቕርትኦምን ሓፈሽዊ ሓፈሻዊ ስምዕቶምን ንምግላፅ ይሳተፉ
TBS TV| ትግራይ ዓይኒ ፍትሒ መግለፂ ሓባሲ ንብዓት ትግራይ
มุมมอง 16312 ชั่วโมงที่ผ่านมา
TBS TV| ትግራይ ዓይኒ ፍትሒ መግለፂ ሓባሲ ንብዓት ትግራይ
❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉
እዚ ሓሳብ ክጽሕፍ ከለኹ ብዙሓት ኣእምርኦም ንህወሓት ዘካረዩ ሰባት ኣምሓራይ ፣ ኣድጊ ፣ ኣሃዳዊ ኢሎም ከምዝጸርፉኒ እናፈለጥኩ እየ ጽሒፈዮ😂 ዘረኛ ሰብ ግን ሃይማኖት ኣልቦ ብምዃኑ ኣይሕዘሉን። ቅድሚ ኹሉ ንትግራይ ኢሉ'ውን ንኢትዮጵያ ዓብዪ ውድቀት ዘምጸአ ናይ ህወሓት ናይ ዘርኢ ፖለቲካ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። ትግራዋይ ክጽላእ ፣ ክሕረድ ፣ ክፈናቐል ፣ ክመዛበል ዝኸኣለሉ ህወሓት ካብ ጸዓዱ ሒዞሞ ዝመጹ ኣጀንዳ ዘርኢ ፖለቲካ እዩ። ኢትዮጵያ በገፋሓ ዘይከኣለቶምስ ትግራይ ሃገር ኰይና ትጠቕሞም ዶ ይመስለኩም ንህወሓት ? እቲ ዘረኝነት ከይዱ ከይዱ እንደርታ ዓጋመ ዓድዋ ክንበሃሃል ጀሚርና ኣለና። ናይ ዘረኝነት ትንታነ እናምጻእኹም ህዝቢ ኣይትኸፋፍሉ። ቀንዲ ጸላኢና ህወሓትን ሥርዓቱን እዩ። ከም ህዝቢ ጸላኢ የብልናን። ህወሓት ከምቲ ኣገዲዳ ናብ ውግእ ትገፍፍ ዝነበረት ኣብይ ኣሕመድ ውን ይገፍፍ ኔሩ። ናይ ክልል ባንዴራ ኣይቕበልን ባንዴራይ ሓንቲ እያ። መንእሰይ ትግራይ ኣእምሮኡ ንህወሓት ኣካሪይዎ ይመሥለኒ። ኣነ ሓዳር ክገብር እንተኾይነ በኢትዮጵያዊነታ ትኣምንን ትኾርዕን ፤ ዘረኝነት ትጽየፍ ክትከውን ኣለዋ። እንተዘይኮይኑ ጠጠው ኢለ ዘይተርፍ። ብዝኾነ እዚ ሚድያ ናብ ሓደ ሓሳብ ዘዘንበለ እዩ። ሓንቲ ኢትዮጵያ ሓንቲ ባንዴራ
ደምርኒ ጥዕማምቲ ይ ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣይ ተጋሩ ብሽም ተጋዲለ እየ ዝብሉ ዉልቀሰባት ዓዲ ትሕመሰላ ዝሰርቅ ዝነበረ ዝሕሱ ዝነበረ ሎሚ ኣተኮ ተጋዲለእየ ይብለካ ከይሓፈረ ጉረኛ ዝኮነ ግዜ
❤❤❤
ደስ ዝብል ጅማሮ እዩ ቀፅሉሉ ጎበዛት👍👍👍👍👍
ንመን ኢኹም ትሃንፁ እስኹም ቲክቶከር። ለይበሰልኹም ናይ ህፃን ስራሕ ላሰራሕኹም ትውዕሉ። ኣየ ትግራይ ናይ ቆልዑ መጨወቲ ኾይና። ሊዚኦም ፅዕንቶ ፈጠርቲ ኢልኻ ምቅራብ ኣበይ ደረጃ ኸምዘለና መርአይ ኢዩ።
ምቅርቲ ዘይተምኖ ❤❤❤❤❤❤
አለምየ እወ ናይ እማን ፅንዕቲ ትግራወይቲ
ነዘን አዴታት ቀሲነን ከይነብራ እትገብሩ ዘለኹም ርጉማን ካድረታት እግዚአብሔር አየቅስንኩም ።
ዝገርም ታሪኽ ናይ ባሓቂ ባዓልቲ ዕላማ አዶ እያ ፡፡
እንታይ ዓይነት ፅንዓት እዩ አብ አዴታት ትግራይ ዘሎ እዚኹሉ ዝሓለፈት ዝተቃለሰት አዶ መሊሳ ድሕሪ 40 ዓመት አብ ልዕሊዓ ጀኖሳይድ ክፍፀማ ተገይሩ። ንምንተይ በቶም ልሙሳት ደናቁር ብኔትዎርክ ዝተኣሳሰሩ ካድረታት ሕወሓት እዩ። ዘሕዝን ።
አማን ብአማን ፅንዕቲ አዶ ዘይምኖ አነጋግራ
ፅንዕቲ ወላዲት ዕድመ ምስ ምሉእ ጢዕና ይምነየልክን❤❤❤
ዕልልታ ትገርሚ ሰብ ኢኺ። ለባም ርግእቲ ምስ ብዙሕ ስነምግባር ን አኽብሮትን ዝተመልአ አቀራርባኺ ሕቶታትኪ፣ ብዙሕ አኽብሮት አለኒ። You are the right person at the right time in the right place. Thank you!!
ዕልልታየ ባዓል ከዛኺ ሳአንኪስ ቁስልኺ ዝተጎዳኺ ኮንኪሰ ትነበዒ አለኺ ድሐን አዘኺ ዛሐፍተይ
ዎዎዎዎ ነባር ፅንዕቲ እንበር ፅንዕቲ ትግረወቲን ንወሰላታት ወሰለቲን ካሕዳማት ግዙአት ንምቸቶምን ከብደምን ግዙአት ብልሹው ታሪኾም ንገርለይ አፅንዒኺ የዒስ ፅንዓት ።
ግብዝ ሓታቲት ኢኺ እቲ መጽሄት ወይን እዩ ብሽሙ ጸውዕዮ ሰነፍ ናይ ሕንፍሽፍሽ ውሕጅ ዝወሰዶ ዝብል መደምደምታ ካብ ሓታቲት እንተይኮነስ ካብ ትሓታቲት ክኾን ነይረዎ ባዕልኺ ጀሚርኪ ባዕልኺ ኣይትወድእዮ እንተ እተን ወላዲት ግን ክብሪ ይግበአን ጅግና እየን
ዓሕሕሕሕ ጌታቸው ረዳ አብሊዑና ክልተ ዓመት ሙሉእ ዕንኪሊል ክብል ሐዚ ጠቅሊሉ ስልጣን ንአደመ አረከቦ ድሕረ ሐዚ አብ ትግራይ መንገዲ ለውጢ ተዓፅያ !!! ዲክታተር ህወሓት ክትምራሕ ትግራይ
ደርጊ ዝገብሮ ዝነበረ ግፍዒ ሎሚ ካብዑ ብዝኽፍአ እዚ ማፍያ ጉጅለ ህዋሕት አብ ሕዝብና ዘብፀሆ ዘሎ ግፍዒ መለኪኢ የብሉን
ካብዚ ንላዕሊ ፖለቲካ እንታይ ኣሎ፣ ትግራይ ኣብዚ እዋን ዝኸሓነ ፅልኢ ክነወፃፅእ ዘይኮነስ ከመይ ንወፅእ
አቤት ትግርኛ መስማቴ ጠቀመኛዘር ማዘሬ ከትግሬጋ እርም እያልኩ መናገር ቻልኩኝ
ምን ለማለት ይሆን እህት? መጀመርያ ነገር ትግሬ የሚባል ስም የለንም ትግረ የሚባል የኤርትራ ብሄር ነው ያለውንጂ የኛ ትግራይ ነው ስማችን ስም ደግሞ በሌላ አካል አይሰየምም በባለቤቱ'ንጂ በሌላ በኩል ግን እርም ልትዪ የቻልሽበት ምክንያት አንድም ቃል አልፃፍሽም!
ትፍለየይ እኪ እኮ ጓል ራያዋ❤🥰❤ የኔ ሓላል❤🥰🥰🥰❤❤❤🥰
አየሽ ጉዳችሁን አድሳባ ሆናችሁ ምንእደሰራችሀ ለኛ ትምረት ነዉ እናተን ማን ያምናል እካንም አወቅናችሁ ምን እደሆናችሁ ትግሬ ማመን ቀብሮነዉ ጁታ
Wow wow l like it strong 💪
ኣብ ትግራይን ኤርትራን ክጋደሉ ንበረኻ ዝወፁ ብዙሓት ምሁራት ብናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ምኽኒያት ብብፆቶም ተቖርጢሞም ተሪፎም ብዙሕ ከሲርና ኢና::
በላዕቲ ሰብ ገጅለ ርስሓት ነጋ
አይ አዶ ትግራይ መግለፂ ቃላት ዘይብለይ ንዓኺ ዝኸውን መራሒ ይንገሰልኪ አደዋይ💔💔💔
ፅንአት አደታት ትግራይ መርአያ ዋው
እዚ ታሪኽ እዚ ነታ ዝፈትዋ ተባዕ ኣደይ የዘኻኽረኒ። ብክፍሊ ፀጥታ (ደህንነት) ሓይሊ ኣየር ደብረዘይቲ ምስጢራዊ ስርሒት ህወሓት ( የወንበዴ ወኪል ) ተባሂሎም ካብ ዝተጠርጠሩን ብመርሸንቲ ንክቕተሉ ትእዛዝ ካብ ዝተማሓላለፈሎም ተወለድቲ ትግራይ ሓንቲ ወላዲትና እያ ነይራ። ብሰላም ዕረፊ ማማየይ 💐
መን ትባሃል? ታሪኽ ኣዴኺ ታሪኽ ኩሉ ትግራዋይ እዩ::😢❤
እታ እሞ ክንብል እበር ኣዴታት ትግራይ ዝሕለፈዕን ዘሕልፈኦ ዘለዋን ናይ መርገም መርገም ብሓቂ እሞ ንቀፃሊ እውን ተስፋ ዘይረኣየካ ተረገምና ህዝቢ
አንቲ ሓፍትና ካልአይ ክፋል ይቅጽል ወይ ተወዲኡ እዩ ዝበሀል ብለባምኺ
ዋው ድንቅ የሆኑ እናት ደርባባ ኩሩ ርጋታ የተላበሱ የትግራይ እናት ተምሳሌት ናቸው ፅንዓቱማ የተለየ ነው ረዥም ዕድሜና ጤና ይስጥልን
👏👏👏👏👏👏👏
መርአያ ዕንዓት ይብሉኻ እዘን አደ እየን ተጋሩ ፖለቲከኛታት ደው ኢልኹም ሕሰቡ፣
ኣዶ በላዕቲ ሰብ ገጅለ ርስሓት ነጋ ውስጡ ለቄስ እናበለ ት መሊሻ ዕላማ እዩ ትብለና ብሱሩ ታዓይነት አዴታት እየን ነገሩ እሰን አይሞታ ስብኣይ እንተኾነ ብዉድብ ክወሀባ እየን? እምበኣር አዴታት እቲ መርዛም ጉጅለ ረስሓት ነጋ እዚ ይመስል?
ዋእ እንታይ ዝብሉዎ ግዕዝይና'ዩ እዙይከ እስቲ ኣኽብሮተ ሰብ ይሃልወና ሰብ ዘቑስል ነገር ኣይንፅሓፍ እንታይ ግበራ ኢኻ ትብለን ዘለኻ እዘን ወላዲት ኣብዙይ ስለዝፀሓፍካስ በቃ ተቓሊስካ ሞይትካ ድዩ?
ባዓል መትከል ሞይቱ ኣየኽፋኣሉ ሃልዩ ኣየኽፋኣሉ ኩሉ ዩ ዘማዕርገሉ ። 💙💙💙💙💙💙💙💙ሻዕብያን ህወሓትን በላሕቲ ደቂ ህዝቢ በሊዖም ዮም ወሲዶም ስለዚ ኢና ካኣ ብዘይ በላሕቲ መራሕቲ ተሪፍና ዘለና።
ጋል ራያ ፅሪቲ❤❤❤
ተጋሩ እዚ እዬም ነይሮም ❤❤❤ ናይ ሕዚ ወሎዶ ግን ካሕዳማት😢
😍😍😍😍😍
መርአያ ፅንዓት ደቂ ኣንስትዮ ኣደዋይ💔❤
ጋል ራያ ናይ ሓማምይ ብጣዒሚ እየኮ ዝኮረዐሊኪ ኣቲ ተባዕ ጋል ሄዋን ኣጀኺ በሪቲዒ❤
ሽኮራት ብሓቂ ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ሰላም ይፍጠረልና ንህዝብና
ጎል ራያ መዓረይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ❤
Yehzn hwehat zewehatetom blutsat Tegaru adiom tqutserelom
❤❤❤❤❤🎉🎉
ኣታ እዘን ናይ ቀደም ኣዴታትናስ ክፀንዓን ክብርትዓን ኣጀኹን ብዓልቲ መትከል ኢኽን ማማየ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Getachew who is Abby Ahmed agent in tigray released 400 genociders. He is more enemy than our genociders
ጓል ራያ ፅሪቲ❤❤❤🎉🎉🎉
ዝፈትወኪ ጋል ራያ ንፍዕቲ 🫶❤️