ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣታ እዘን ናይ ቀደም ኣዴታትናስ ክፀንዓን ክብርትዓን ኣጀኹን ብዓልቲ መትከል ኢኽን ማማየ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዕልልታ ትገርሚ ሰብ ኢኺ። ለባም ርግእቲ ምስ ብዙሕ ስነምግባር ን አኽብሮትን ዝተመልአ አቀራርባኺ ሕቶታትኪ፣ ብዙሕ አኽብሮት አለኒ። You are the right person at the right time in the right place. Thank you!!
ዝገርም ታሪኽ ናይ ባሓቂ ባዓልቲ ዕላማ አዶ እያ ፡፡
ፅንዕቲ ወላዲት ዕድመ ምስ ምሉእ ጢዕና ይምነየልክን❤❤❤
መርአያ ፅንዓት ደቂ ኣንስትዮ ኣደዋይ💔❤
ዋው ድንቅ የሆኑ እናት ደርባባ ኩሩ ርጋታ የተላበሱ የትግራይ እናት ተምሳሌት ናቸው ፅንዓቱማ የተለየ ነው ረዥም ዕድሜና ጤና ይስጥልን
ተጋሩ እዚ እዬም ነይሮም ❤❤❤ናይ ሕዚ ወሎዶ ግን ካሕዳማት😢
አለምየ እወ ናይ እማን ፅንዕቲ ትግራወይቲ
ባዓል መትከል ሞይቱ ኣየኽፋኣሉ ሃልዩ ኣየኽፋኣሉ ኩሉ ዩ ዘማዕርገሉ ። 💙💙💙💙💙💙💙💙ሻዕብያን ህወሓትን በላሕቲ ደቂ ህዝቢ በሊዖም ዮም ወሲዶም ስለዚ ኢና ካኣ ብዘይ በላሕቲ መራሕቲ ተሪፍና ዘለና።
እዚ ታሪኽ እዚ ነታ ዝፈትዋ ተባዕ ኣደይ የዘኻኽረኒ።ብክፍሊ ፀጥታ (ደህንነት) ሓይሊ ኣየር ደብረዘይቲ ምስጢራዊ ስርሒት ህወሓት ( የወንበዴ ወኪል ) ተባሂሎም ካብ ዝተጠርጠሩን ብመርሸንቲ ንክቕተሉ ትእዛዝ ካብ ዝተማሓላለፈሎም ተወለድቲ ትግራይ ሓንቲ ወላዲትና እያ ነይራ። ብሰላም ዕረፊ ማማየይ 💐
መን ትባሃል? ታሪኽ ኣዴኺ ታሪኽ ኩሉ ትግራዋይ እዩ::😢❤
አይ አዶ ትግራይ መግለፂ ቃላት ዘይብለይ ንዓኺ ዝኸውን መራሒ ይንገሰልኪ አደዋይ💔💔💔
Wow wow l like it strong 💪
እታ እሞ ክንብል እበር ኣዴታት ትግራይ ዝሕለፈዕን ዘሕልፈኦ ዘለዋን ናይ መርገም መርገም ብሓቂ እሞ ንቀፃሊ እውን ተስፋ ዘይረኣየካ ተረገምና ህዝቢ
አማን ብአማን ፅንዕቲ አዶ ዘይምኖ አነጋግራ
👏👏👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤🎉🎉
😍😍😍😍😍
ፅንአት አደታት ትግራይ መርአያ ዋው
በላዕቲ ሰብ ገጅለ ርስሓት ነጋ
ዎዎዎዎ ነባር ፅንዕቲ እንበር ፅንዕቲ ትግረወቲን ንወሰላታት ወሰለቲን ካሕዳማት ግዙአት ንምቸቶምን ከብደምን ግዙአት ብልሹው ታሪኾም ንገርለይ አፅንዒኺ የዒስ ፅንዓት ።
አንቲ ሓፍትና ካልአይ ክፋል ይቅጽል ወይ ተወዲኡ እዩ ዝበሀል ብለባምኺ
ኣብ ትግራይን ኤርትራን ክጋደሉ ንበረኻ ዝወፁ ብዙሓት ምሁራት ብናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ምኽኒያት ብብፆቶም ተቖርጢሞም ተሪፎም ብዙሕ ከሲርና ኢና::
አጆኹምም
ካብዚ ንላዕሊ ፖለቲካ እንታይ ኣሎ፣ ትግራይ ኣብዚ እዋን ዝኸሓነ ፅልኢ ክነወፃፅእ ዘይኮነስ ከመይ ንወፅእ
Yehzn hwehat zewehatetom blutsat Tegaru adiom tqutserelom
መርአያ ዕንዓት ይብሉኻ እዘን አደ እየን ተጋሩ ፖለቲከኛታት ደው ኢልኹም ሕሰቡ፣
ነዘን አዴታት ቀሲነን ከይነብራ እትገብሩ ዘለኹም ርጉማን ካድረታት እግዚአብሔር አየቅስንኩም ።
እንታይ ዓይነት ፅንዓት እዩ አብ አዴታት ትግራይ ዘሎ እዚኹሉ ዝሓለፈት ዝተቃለሰት አዶ መሊሳ ድሕሪ 40 ዓመት አብ ልዕሊዓ ጀኖሳይድ ክፍፀማ ተገይሩ። ንምንተይ በቶም ልሙሳት ደናቁር ብኔትዎርክ ዝተኣሳሰሩ ካድረታት ሕወሓት እዩ። ዘሕዝን ።
አቤት ትግርኛ መስማቴ ጠቀመኛዘር ማዘሬ ከትግሬጋ እርም እያልኩ መናገር ቻልኩኝ
ምን ለማለት ይሆን እህት? መጀመርያ ነገር ትግሬ የሚባል ስም የለንም ትግረ የሚባል የኤርትራ ብሄር ነው ያለውንጂ የኛ ትግራይ ነው ስማችን ስም ደግሞ በሌላ አካል አይሰየምም በባለቤቱ'ንጂ በሌላ በኩል ግን እርም ልትዪ የቻልሽበት ምክንያት አንድም ቃል አልፃፍሽም!
ደርጊ ዝገብሮ ዝነበረ ግፍዒ ሎሚ ካብዑ ብዝኽፍአ እዚ ማፍያ ጉጅለ ህዋሕት አብ ሕዝብና ዘብፀሆ ዘሎ ግፍዒ መለኪኢ የብሉን
አየሽ ጉዳችሁን አድሳባ ሆናችሁ ምንእደሰራችሀ ለኛ ትምረት ነዉ እናተን ማን ያምናል እካንም አወቅናችሁ ምን እደሆናችሁ ትግሬ ማመን ቀብሮነዉ ጁታ
ኣታ እዘን ናይ ቀደም ኣዴታትናስ ክፀንዓን ክብርትዓን ኣጀኹን ብዓልቲ መትከል ኢኽን ማማየ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዕልልታ ትገርሚ ሰብ ኢኺ። ለባም ርግእቲ ምስ ብዙሕ ስነምግባር ን አኽብሮትን ዝተመልአ አቀራርባኺ ሕቶታትኪ፣ ብዙሕ አኽብሮት አለኒ። You are the right person at the right time in the right place.
Thank you!!
ዝገርም ታሪኽ ናይ ባሓቂ ባዓልቲ ዕላማ አዶ እያ ፡፡
ፅንዕቲ ወላዲት ዕድመ ምስ ምሉእ ጢዕና ይምነየልክን❤❤❤
መርአያ ፅንዓት ደቂ ኣንስትዮ ኣደዋይ💔❤
ዋው ድንቅ የሆኑ እናት ደርባባ ኩሩ ርጋታ የተላበሱ የትግራይ እናት ተምሳሌት ናቸው
ፅንዓቱማ የተለየ ነው ረዥም ዕድሜና ጤና ይስጥልን
ተጋሩ እዚ እዬም ነይሮም ❤❤❤
ናይ ሕዚ ወሎዶ ግን ካሕዳማት😢
አለምየ እወ ናይ እማን ፅንዕቲ ትግራወይቲ
ባዓል መትከል ሞይቱ ኣየኽፋኣሉ ሃልዩ ኣየኽፋኣሉ ኩሉ ዩ ዘማዕርገሉ ። 💙💙💙💙💙💙💙💙ሻዕብያን ህወሓትን በላሕቲ ደቂ ህዝቢ በሊዖም ዮም ወሲዶም ስለዚ ኢና ካኣ ብዘይ በላሕቲ መራሕቲ ተሪፍና ዘለና።
እዚ ታሪኽ እዚ ነታ ዝፈትዋ ተባዕ ኣደይ የዘኻኽረኒ።
ብክፍሊ ፀጥታ (ደህንነት) ሓይሊ ኣየር ደብረዘይቲ ምስጢራዊ ስርሒት ህወሓት ( የወንበዴ ወኪል ) ተባሂሎም ካብ ዝተጠርጠሩን ብመርሸንቲ ንክቕተሉ ትእዛዝ ካብ ዝተማሓላለፈሎም ተወለድቲ ትግራይ ሓንቲ ወላዲትና እያ ነይራ። ብሰላም ዕረፊ ማማየይ 💐