ፈላማይ መደብ ሞቃ ፖድካስት ምስ ቀሽ ሃፍቱ - ላዛ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 213

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 6 หลายเดือนก่อน +10

    ❤❤❤❤❤ ኣቤት ዘለኻ ርእሲ ጽቡቕ ተማሂርናን ተዘናጊዕናን ሲሒቕናን ፡ ምህረይ ጽቡቕ ኢኹም ትምህሩ ብእኖት የክብረልና።

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤ መምህር በሓቂ ኮሙድያ ቐሺ ሃፍቱ ካብዚ ኹሉ ክንመሃር ንኽእሊና ፈጣሪ እድመ ጥዒና የሃበልና ❤❤❤❤❤ልኹልኹም አሕዋትና❤❤❤❤❤❤❤❤ ተስፋ ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genisabraham1753
    @genisabraham1753 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ትሕትና ብ ጣዕሚ ብሱል ኣቀራርባ ደስ ይብል❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውው❤❤❤ፅብቓተይ ድስስ ባህስልቲ ቅሺ ሃፍቶ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤መፂእና ንረእካ ይኩን❤🎉🎉🎉❤

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቀሺ ሀፊቱ እኒካዕ ትግራዋይ ኮንኩ ዚብል በጀኻ ንዞም ምሀብ ዘይፈልጥ ምኽሮምም❤❤❤❤❤❤

  • @ኣቢቲ
    @ኣቢቲ 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣኮዋይ ቀሺ ሃፍቱ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤💘

  • @MeryKa-k1c
    @MeryKa-k1c 6 หลายเดือนก่อน +7

    ጂግና ❤ትግራዎይ ቀሺ ሃፍቱ ለባመይ

  • @JerriJerrijerri-nj5js
    @JerriJerrijerri-nj5js 6 หลายเดือนก่อน +8

    ዋው ደስ ልብል ቀፅልሉ አንካዕ ኣብፀሐኩም ❤❤❤

    • @burukgirmay9234
      @burukgirmay9234 6 หลายเดือนก่อน

      የኽብረልና❤❤

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 6 หลายเดือนก่อน +22

    ተጋሩዋይ ግዜ አሕፂርኩምልና ምስ ቀሺ ሃፍቱ ዉዒልካ ተትሕደር❤❤❤

  • @dfsdxzdfingfgfdxsding5640
    @dfsdxzdfingfgfdxsding5640 6 หลายเดือนก่อน +4

    ❤ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርትን መዛናጋዒን እዩ❤❤

  • @frehiwettesfay8337
    @frehiwettesfay8337 6 หลายเดือนก่อน +2

    Amlak yhagzka zehawey 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯

  • @kalayujemal-xv8jt
    @kalayujemal-xv8jt 6 หลายเดือนก่อน +6

    ልገርም ጅማሮ ደቂ እኖ 👏👏
    Keep it up

  • @brandbinientertainment4558
    @brandbinientertainment4558 6 หลายเดือนก่อน +5

    ንኩለኩም ኣመንቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙏

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne8307 6 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኹም እባ ካልኣይ ክፋል ግበሩላ ምስ ቀሺ ሃፍቱ ብዙሕ ቁምነገርን ላዛን ቀልድን ኢኻ ትረክብ ሎሚ እየ ርኢያ ግን ብጣዕሚ ደስስ ኢሉኒ ኣይትጥፈኣና በሉልና ኩልኩም በርትዑ 🥰👍🏻

  • @Ntime46
    @Ntime46 6 หลายเดือนก่อน +4

    I have never laughed this much for such a long time ብጣዕሚ ደስ ልብል program ኹል ግዘ ንፅበየኩም ኢና👏👏👏👏

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ደስ ልብል ፕሮግራም❤
    ሞቃ ልብል ሱም ብጣዕሚ ቦትኡ ኣግንዩ:: ቀደም ልሊ ኣያዋይ ኣጋ ምሸት ኣጋ ምሸት ዓበይቲ ጎራብቲ ሰብኡት ኣብ ልኾነት ቦታ ተኣኪቦም ወኻዕኻዕ ላበሉ የምሽዩ ሞቃ ለ ንብሎ❤ ቀሺ ሃፍቱ ዋዛኻይ ቁምነገርኻይ ለይሙነ❤😂

  • @YowhannsHadush-tj2sl
    @YowhannsHadush-tj2sl 6 หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቕ ጀምሮ እዩ ቀፁልሉ ኣሕዋትበ😢😢

  • @GalaxyAa-ns3sy
    @GalaxyAa-ns3sy 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቀሺ ሃፍቱ ሓቁ'ዩ::
    ሓደ ትካል (business) እንትጅመር:
    -ታይ ዓይነት ትካል?
    -ኣበይ?
    -ዓማዊል (demand) ምህላው/ዘይምህላው?
    -እቱ ዝሽየጥ ኣቕሓ ቀረብ (supply) ካበይ ይመጽእ?
    --ኣብቱ ከባቢኸ ተመሳሰልቲ ትካላት ኣለዉዶ?
    *ሓደ ሰብ እዚያት ኩሉ ሓሲቡ ስለዘይጅምር ኣብ ኪሳራ ይወድቕ::
    መብዛሕቱ ሰብ ናይ ካልእ ሰብ ትካል ይርኢሞ ተመሳሳሊ ትካል ኣብ ጥቕኡ የቑም::
    እንዳ ስጋ እንተልዩ እንዳ ስጋ
    እንዳ መስተ እንተሎ እንዳመስተ..ወዘተ ይኾንሞ ተታሒዝካ ምኽሳር ይመፅእ::
    ብምኻኑ ሰባት ቅድሚ ቢዝነስ ምጅማሮም ካብ ሰብ ሞያ ምኽሪ እንተዝወስዱ ካብ ኪሳራ ክድሕኑ ይኽእሉ'ዮም::
    *ካልእ ክልመድ ዝግበኦ ሰብ ትካል ንዓማዊሎም ክብሪ ናይ ምሃብ ጉዳይ'ዩ:: "ተደሊኻ ግዛእ ተዘይደሊኻ ግደፎ" ዝብሉ ሰብ ትካል ብዙሓት'ዮም::
    Customer is king ይብሉ ፈረንጂ::

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 6 หลายเดือนก่อน +13

    ❤🎉ዋውውው ደሰ ክትብሉ ተጋሩዋይ መዓረይ❤❤እንኳዕ ኣብፀሐኩም🙏🙏🙏

  • @Agtube19
    @Agtube19 6 หลายเดือนก่อน

    The most underrated person Keshi Haftu...waza ms kum neger gerami tsanhit eyu . And Moka podcast le bertiu ahwatna 🙏

  • @01tigray
    @01tigray 6 หลายเดือนก่อน +3

    እንዃዕ አብፅሐኩሙ 🙏❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቀሺ ሃፍቱ ጀግና ትግራዋይ ቀጽለሉ
    ኩሎኩም ደስስስስ ብሃልቲ ተጋሩዋይ ጽሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤❤❤❤

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቀሺ ተምሳሌት❤❤❤❤

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 6 หลายเดือนก่อน +2

    ደስስስስስስ በሃሊ በሀልቲ ቀጽልሉ ግናናና ጸኒሕኹም ላዛኹም ከይትቅይሩ ሐደራ

  • @tumzgigebreyesus7776
    @tumzgigebreyesus7776 5 หลายเดือนก่อน

    Btami des Zbil medeb keshi haftu bihawi zitefetene werik eyi ab hade gizye ente zkerb mehari neru ❤👋

  • @swswots6782
    @swswots6782 6 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉ❤❤❤

  • @HaftomBrhanu-hl5ir
    @HaftomBrhanu-hl5ir 6 หลายเดือนก่อน

    go ahead you are a hero.

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu5944 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ለባመይ ሰብ ክብር ሰብ❤❤❤

  • @Birhanu29
    @Birhanu29 6 หลายเดือนก่อน +5

    ባሮክ & ባሪ ልገርም ስራሕ እዩ እንተ ካሜራ ልከኣል ተኾይኑ ልኹለኹም ለካተተ ተልኾን እቲ መድረኽ ብደንቢ ሃም ልረአ🙏....ካብኡ መዓዝ መዓዝ ቀፃሊ ስራሕ ሃም ልልቀቅ ተተፍልጡ...👏👏👏

    • @burukgirmay9234
      @burukgirmay9234 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኩሉ ጊዜ ቐዳም 12 :00 ስዓት

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 6 หลายเดือนก่อน

    Beautiful program, thank

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned9924 6 หลายเดือนก่อน

    Very talented respect for you.

  • @AdhanetGebregzabher
    @AdhanetGebregzabher 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ ቀፅሉሉ ንፉዓት ኢኹም

  • @gebreegziabiherzeray5385
    @gebreegziabiherzeray5385 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ጅግና ቀፅለሉ
    ብጣዕሚ ደስ ዝበለትኒ እዛ ናይ ከየንቲ ዝጀመርካያ ደስ ትብል እቶም ካልኦት ስራሕቲ ከም ዘለው ኮይኖም

  • @mesturamamye7026
    @mesturamamye7026 6 หลายเดือนก่อน +4

    ቡሩኬ እንዃዕ ዳሓን መፃካ እንዃዕ ኣብፀሐካ ደሞ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ashenafiGuesh-ue9pz
    @ashenafiGuesh-ue9pz 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ ባሃሊ

  • @abebaasmare2100
    @abebaasmare2100 6 หลายเดือนก่อน

    ወደይ ስርሑሲ ብረት እዩ
    እና ጎበዝ እዩ

  • @YesyabsraYabsrayes
    @YesyabsraYabsrayes 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቀፅሉ አሕዋት

  • @equarenderta7521
    @equarenderta7521 6 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏 ቐሺ ሃፍቱ ❤
    ዛ ናኣርሰናልኳ መተዓዛዘቢት እያ ። ነውሪ እዩ ብስሩ ሃምኡ የበሃልይ 😂

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص 6 หลายเดือนก่อน +1

    .. ቀሺ ሃፋቱ ጅግና

  • @emahatsionyohannes2272
    @emahatsionyohannes2272 6 หลายเดือนก่อน

    Nay bi haqi buluts tigreway

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 6 หลายเดือนก่อน

    Btaemi des bhali elal ms kumnegeru

  • @MebrhtuKidane
    @MebrhtuKidane 6 หลายเดือนก่อน

    ገራሚ ስራሕ

  • @oneloveethiopia3552
    @oneloveethiopia3552 6 หลายเดือนก่อน

    Tsibuk jimero ❤❤

  • @haftombaby
    @haftombaby 6 หลายเดือนก่อน

    Keshi haftu ❤❤❤

  • @sifisosiyabonga4434
    @sifisosiyabonga4434 6 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዚብል ሰብ ቀሺ ኮመድያን ትግራዋይ ሓውና።

  • @familytube2130
    @familytube2130 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቀሺ ሃፍቱ❤

  • @TesfuwediMeriye
    @TesfuwediMeriye 6 หลายเดือนก่อน +7

    ቀሺ ሃፍቱ ቀፅለሉ

  • @DhjkChj
    @DhjkChj 6 หลายเดือนก่อน

    ቓሽ..ሃፍቱ.ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @الناا-ل9ن
    @الناا-ل9ن 6 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ሃፍቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @frezghigerezgher9382
    @frezghigerezgher9382 6 หลายเดือนก่อน

    Kedhi hftu full conference I proud of you

  • @MstifEbrahim
    @MstifEbrahim 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፁቡቁ መደብ ቀፅሉሉ 👍👍

  • @MimiTesfay-14
    @MimiTesfay-14 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውው ቀሺ ሃፋቱ ቀልዲ ምሰ ቁም ነገር ይመችካ😂❤

  • @negasiabrha9725
    @negasiabrha9725 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ቀሺ ሃፍቱ ዘይፈሊጥ ባዕሉ ይፈልጥ።

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 4 หลายเดือนก่อน

    Kemka belise menesey kebzhlna bro💙💊🥰🥰

  • @agazina9293
    @agazina9293 6 หลายเดือนก่อน +5

    ቀሺ ሃፍቱ ጎበዝ ቀያዒ ትግራዋይ

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 6 หลายเดือนก่อน +1

    welcome.

  • @gebrejewergshagos8758
    @gebrejewergshagos8758 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቀሺ ሃፍቱ 🥰🥰🥰

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 4 หลายเดือนก่อน

    Gen ezey kulu tebebe kelka be xebke serhe hezka mexna bro❤

  • @samsonkahsay1319
    @samsonkahsay1319 6 หลายเดือนก่อน +1

    Waw

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 5 หลายเดือนก่อน

    ሀፊቱሁ ቆሉኡ ኻይንና ክንፈልጦሆ ችካሆ እዩ ነይሩሁ ማይለሐም

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qy 6 หลายเดือนก่อน

    ሓቢሩ እንካዕ ኣብፃሓና ተጋርዋይ

  • @mashotsegaye7144
    @mashotsegaye7144 6 หลายเดือนก่อน

    ንፉአት ንመናእሰይ ማእከል ዝገበረ ዘዘናግእ መደብ ምጅማርኩም ይበል ዘብል እዩ ቀጽሉሉ

  • @prolificsolomon3002
    @prolificsolomon3002 6 หลายเดือนก่อน

    Men Please protect keshi haftu

  • @MetkelAraya
    @MetkelAraya 6 หลายเดือนก่อน

    ይመቸኹም ሞቃ ፁቡቅ ጅማሮ ይበል

  • @Birhan-t3p
    @Birhan-t3p 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቀሺ ሃፍቱ❤❤❤❤❤❤

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 5 หลายเดือนก่อน

    ሀየ ዲጋፊ ኒወዲቀሽ እበባ ዘመንና እዩ በረትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DamoTube-rp7xd
    @DamoTube-rp7xd 6 หลายเดือนก่อน

    ካሊእ ፅቡቕ እዩ ፤ እታ ለይታዊ ትልሂት እትብል ግን ኣይተሐጉስን ። ሓጎስ ብሳዕስዒት ጥራሕ ኣይግለፅን

  • @Yehadaslijtaeme
    @Yehadaslijtaeme 6 หลายเดือนก่อน

    በርቱ ብሬ

  • @YesyabsraYabsrayes
    @YesyabsraYabsrayes 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅሉሉ አሕማት

  • @MengeshaTesfakiros
    @MengeshaTesfakiros 6 หลายเดือนก่อน

    The legend keshi Haftu

  • @AmanAregawi-r2f
    @AmanAregawi-r2f 6 หลายเดือนก่อน

    ንስካትኩም ለ ኣጆኹም በርትዑ ፅቡቅ ጅማሮ

  • @yoditteklemaryam7925
    @yoditteklemaryam7925 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @GhebretinsaeTeklebrhan
    @GhebretinsaeTeklebrhan 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኤርትራዊ እየ ግን ኣዚየ እየ ዘድንቆ ቀሺ ሃፍቱ

    • @erumtebay
      @erumtebay 6 หลายเดือนก่อน

      ገሬ ሱቕ ኢልካ ኣድንቕ! "ኣነ ጓሓፍ እየ"... እንታይ ዶ ኾን: እንታይ ዶ ኾን... ምባል ኣየድልየካን::
      ርእስኻ ተሓፀብ!

  • @GgSamial-fq8jl
    @GgSamial-fq8jl 6 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ኣብፀሐካ ናይ ብርሃን ተምሳሌት

  • @awettekeste5801
    @awettekeste5801 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንጥቕሙ መልእክቲ ተማሓላልፈሉ እሞ መራሕትና ወቒስካዮም ኢሎም ይማጎቱካ።

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qy 6 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ሃፍቱ ጅግና

  • @abelabera2332
    @abelabera2332 6 หลายเดือนก่อน +1

    2ብሬ ብራቮ ፅቡቅ ጅማሮ

  • @solomongebretnsae6944
    @solomongebretnsae6944 6 หลายเดือนก่อน

    waw amazing

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️👍

  • @GebreMezgebe
    @GebreMezgebe 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @jagme334
    @jagme334 6 หลายเดือนก่อน

    Tigringa tetfiuwo alekum ember tsibuk sirah.

  • @WreeSeas-sv9ru
    @WreeSeas-sv9ru 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sehakchele5344
    @sehakchele5344 6 หลายเดือนก่อน

    KEEP GOING FAMILY

  • @WaseHusen-fk7uu
    @WaseHusen-fk7uu 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሪፋ ጅማሮ ቀፅልሉ

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 6 หลายเดือนก่อน

    ፀብቀ ሓሰብእዬ

  • @Haftay-s6j
    @Haftay-s6j 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ ዝብል ዕላል ምስ ቀሺ ሀፍቱ ዝገበርክምዎ መሀሪ እዩ።

  • @gfff539
    @gfff539 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዋይ ኣስካሉ ኣንቃቅሖ ኣካ ሸይጠ ዘይፈልጥ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
    ቀሺ ሃትፉ ገን የቀንየልና።❤❤❤❤❤❤

    • @MebreGere-lx4ij
      @MebreGere-lx4ij 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @gene6075
      @gene6075 6 หลายเดือนก่อน

      😂እንቋቁሖ ፅቡቖ እዩ ብኹሉ ጥዕና ዝተማልአ ምግቢ ስለዝኾነ ካብ ገዲም ንገዲ😂ክክክ

  • @بيانشبيانشسميره
    @بيانشبيانشسميره 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @jojololo9407
    @jojololo9407 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @barnabaslemma1392
    @barnabaslemma1392 6 หลายเดือนก่อน

    It is imperative to maintain the high standard of accuracy when disseminating information to the public, especially in the role of a journalist. Ex Sysay is currently living in Toronto, Canada, while Dr. Tewodros holds the position of WHO Director, not president. It appears to be irrelevant, but the consequences could be significant.
    Keep up the good work that you're doing.

  • @teamemerhawi7731
    @teamemerhawi7731 6 หลายเดือนก่อน +1

    Qeshi habtu❤❤❤❤❤❤ nqdmit

  • @Semhar-e1u
    @Semhar-e1u 6 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ሃፉቱ😇♥

  • @ማኪጋልትግረይ
    @ማኪጋልትግረይ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉

  • @GidenaGidena
    @GidenaGidena 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤keshi haftu des zebel waza mes kumnger

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትግርኛ ጥራሕ👌

  • @ባህራን480
    @ባህራን480 6 หลายเดือนก่อน

    ጨለ ማእርግ ኸ

  • @KitjaHiai-xe9bq
    @KitjaHiai-xe9bq 6 หลายเดือนก่อน

    ቃሺ ሃፍቱ ማለት ግን ታይ እዩ ማለተይ ቃሺ ድዩ ስብከመይ እዩ ቃሺ ተባሃሉ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤💋💋እብር ቃሺ እዩ ግን

    • @burukgirmay9234
      @burukgirmay9234 6 หลายเดือนก่อน

      ልኮነ ግዜ ሰለ ልተናገሮ ኢና ለይገለፅናዮ ሃፍቱ ልብል ስም ልቐሺ እዩ ልሙቺ ኢሉ እዩ።