Abraha you nailed it my brother. What you are saying is the only solution for our people.👌 Thank you Brakhe show/Medhin.❤👍በጠግን ጠጋግን ዝዕሪ ዓዲ የለን። መሠረታዊ ለውጢ የድልየናሎ።
Today, Medhin showed some bones and asked real, tough, and honest questions. Good Job, Medhin, keep it up. I can see what Tigrya's problem is, observing what the TPLF cadre is saying, it is amazing. TPLF needs to be eliminated for ever and ever. TPLF can't be fixed nor be reformed.
Abraha you nailed it my brother. What you are saying is the only solution for our people.👌 Thank you Brakhe show/Medhin.❤👍በጠግን ጠጋግን ዝዕሪ ዓዲ የለን። መሠረታዊ ለውጢ የድልየናሎ።
Medhin, what a great journalist you are. Keep asking all the hard questions without fear. Thank you
Hard question???
ዉግእ መን ጀሚሩ???
ንመሰል ኣርሰ ዉሳኔ ተዋጊእና!!!
ድሕሪ ሕዚ ህወሓት ክልወጥ እዩ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ተሃልዩ ዳርጋ ካብ ዝምቢ መዓር ምፅባይ እዩ። keep the great job Medi ♥ 👌
Today, Medhin showed some bones and asked real, tough, and honest questions. Good Job, Medhin, keep it up. I can see what Tigrya's problem is, observing what the TPLF cadre is saying, it is amazing. TPLF needs to be eliminated for ever and ever. TPLF can't be fixed nor be reformed.
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ከምዛ ትግራዎት ፖለቲካዊ ሐሳቦም ከይፈርሁ ብነጻ ዝገልጹላ ኣብ ኤርትራኸ መዓስ ንበጽሖ ንኸውን?
ቅዱስ ቅንኢ
Martin Plaut- TPLF went to Pretoria, to avoid the federal government from entering Mekele- and capture.
ብራኸ ሾው, it is really a good job
Good job Medhin. ተጋሩ የሕዋትና ኣብ ዓድኹም ኮንኩም ከምዝይ ክትካትዑ ምርአይ የሐጉስ እዩ
@@alexjohn996slave
Memhr Abraha is smart.
ኣቱም ሰባት ንህወሓት ምርጋም ገዲፍኩም፣ ሕፅረቱ/ጌግኡ መሰረት ጌርኩም ዝሐሸ መማረፂ ፖለቲካ ስርሑ።
ህወሓየት ንፅንተት ትግራይ ተሓታቲዩ ዝብል ኣበሃህላ ሳዕቢኑ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰለዝኾነ፣ ናይ ማዲያ ሰባትን ካልአትን ካብ መዝገበ ቃላትኩም ክትስርዝዎ ይግባእ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ።
ኣይተደናግር! ህውሓት ክእለ ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ። ንህውሓት ኣብ ስልጣን ኮፍ ኣቢልካ ንህዝቢ ትግራይ ይሰርሕ ኣለኹ ምባል ምስሉይነት ጥራሕ ኢዩ።
ንህውሓት ጉሓፋ! ሓግዞ ህዝብኻ!
ሰላም ንዓኹም ይኹን፣ እዚ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ዝፍታሕ መጀመርታ እቶም ጎረባብቲ ቁስሊን ጽልእን ዝፈጠሩን ካብ ቂም በቀል ኣተሓሳስባን ዘይወጹ ብሓድሽ ወለዶ ተተኪኦም ምስጎረባብቶም ሰላምን ፍቅርን ዝሓስቡ ዝዛረቡ ዝገብሩ መራሕቲ የድሊ።ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ ከም ዝበሃል ፣ሕማምካ ፈውሲ ንምርካብ ፣ምንጪ ሕማም ክትዛተይሉምበር ኩሉ ግዜ ሙሉእ ሓቂ ሒዝኩም ክትካትዑ ኣይዕዘበኩምን።ፈለማ ስለምንታይ ኤርትራ ትወቅስዋ እዚ ኩናት ጀሚሩ ክሳዕ ዝውዳእ Tv eritrea ብስሩ ተዛሪባትሉ ኣይትፈልጥን፣ናይ ሕወሓት ሜድያ ኩናት ከይተጀመረ ብዛዕባ ኩናት ኩናት ምስ ተጀመረ ብትዕቢት ዝተመልዐ ዜናየን ዘውግዐ ኔረን።እታ ኣቀዲማ ብሕውሓት ንኣምሓራን ኦሮሞን ሒዙ 3ተ ግዜ ወራር ዝተፈፀማ ኤርትራ፣እታ ልዕሊ 80 ሽሕ ካብ ህዝባ ብግፍዒ ብሕወሓት ዝተባረርዋ ኤርትራ።እታ መሬታ ብዓለም ቤት ፍትዲ ተዋሂብዋ ከብቅዕ 20 ዓመት ካብ መሬት ኤርትራ ከይወጸ ዝተገፍዐት ኤርትራ።እታ ምስ ምዕራባውያን ኮይኑ ሕወሓት 10 ዓመታት እገዳ ዝገበረላ ኤርትራ፣ነዚ ኩሉ ዓቅሊ ጌራ ተሸኪማ ከተብቅዕ ሚሳይል ናብ ኣስመራ ብሕዋሓት ዝተደብደበት ኤርትራ።እዚዩ ምንጪ ሕማም ትግራይ።ስለዚ ነዚ ከም ምንጪ ሕማም ተዘትይሉ ምስ ጎረቤት ኤርትራ ዘለኩም ዝምድና ተተሓዲሱዩ መፍትሒ ኮይኑ ዝረኣየኒሞ ተበዲልና ጥራሕ ዘይኮነስ ንሕናኸ ኣብ ሕሉፍ እንታይ ስለ ዝዘራእና ኢና ከቢድ ሽግር ንዓጽድ ዘለና ኢልኩም ፣ሓድሽ ዘርኢ ናይ ሰላም ፍቅሪ ጽቡቅ ንጎረቤትካ ምሓሳብ ምዝራእዩ ንትግራይ ህይወታ ዝመልሰላ።ኣምላኽ ምሕረቱ ይሃቦ ንህዝቢ ትግራይ።
so happy to see you here Godefay hawey❤
እዚ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ትብልዎ ዘለኹም ባዕሉ ህውሓት ኢዩ።
ኣነ ኤርትራዊ'የ መምህር ግን ተስፋ ተጋሩ'ዩ
Kid dehol wedi weldegeba
It's good to have open dialog like this. Memhire Tesfay got great points. Very intelligent guy. That other guy is just TPLF kadre 😂 no disrespect
90ፐርሰንት ህዝቢ ትግራይ ንነፃነት እዩ ንሃገር እዩ ተቃሊሱ ሆሀወሓት ከድሕነኒ እዩ ኢሉ ዝኣምን ካድረ ጥራሕ እዩ
ልህልዉናና እምበር ልመሰል ዓረሰውሳነ ኣይተዋገእናን ኣይትዘባርቅ ጎደፋይ
mekelle university writting english ኣምሂሩኒ እዩ.ግን ቀዌ ምካኑ እየ ዝፈልጥ . ጡዑይ ተቀዋሚ እባ ኣቅርብልና.
ዋይ, ዛ ቀባጽ ጋል 😍😍😍
መምህር እትህቦ ዘሎኻ ብጣዕሚ ነቲ ዝሓሰኸ ጃንዳ
ገሊጽካዮ ኣሎዃ በርትዕ።
እንተ ቲ ጽበል ጃንዳ ዝተቛማጠዐ ንጽበዮ የለን።
መድሕን ስራሕኺ ፅቡቕ እዩ ትኾነ ግን መፍትሒ ካብ ህዝቢ ይምፃእ ዝብሉ ሙሁራት ኢና ዝብሉ እንተስ ተወደቡ እንተስ ዘይተወደቡ አፎም መሊኦም ዝዛረቡ ሰባት ግና ናይ መፍትሒ ሓሳብ ከቕርቡ ዘይኽእሉ ናብመድረኽ ኣይተቕርብዮም እዚኦም ባዕሎም ዝፀልመቶምን መራሒ ዝደልዩን እዮም ምውቃስ ትዝቐለለ እዩ ሃገር ክቕይር ዝኽእል ሓሳብ ምምፃእ ግን ከቢድዩ ንህወሓት ኣቢዋ ዘሎ እውን ንሱ እዩ ትሓሳብ ዳፈጠረ መምርሒ ዝህብ ዝነበረ ወይ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ከም መለስ ስዩም ኣባይ መስዋእቲ ከፊሎም ብፍላይ መለስ ብዝሞተ ሕድሪ መለስ ከይነዕብር እምበር ወድዓዊ ኹነታት እንዳርኣየ ሓሳብ ኣምፂኡ ክመርሕ ዝኽእል ኣመራርሓ ኣባል ትውድብ ስለዘየለ ታውድብ ዓዊራ ከፊላ ስለዚ ውድብ ዓሰርተ ጊዜ ከዕርይ እየ ትበለት ክተዕርይ ዓቕሚ ስለዘየብላ ከም ኢሳያስ መንእሰይ እንዳጥፍአት ክትነብር ተዘይ ኮይና ሓዱሽ ነገር ኣይትፀበዩ ተ ተኻኢሉ ካብኩሉ ተወፃፀአ ምስትውድብ ዘይተነኻኸአ ህዝባዊ መንግስቲ ምቛም የድሊ ድሕሪኡ ትሙሁር እየዝብል ውልቀሰባት ከመይ ታሃገር ትመራሕ ዝብል ተዛትዩ ነቲ መንግሰቲ ይሓግዞ
እንዚኦም እዮም ሕወሓት
1ሚሊዮን ህዝብና ኣህሊቖም ትግራይና ናብ ፀልማት ኣእቴዮማ ዘለው
ደብረፂዮን ኣብ Bbc ቀሪቡ ንመብዛሕቲኡ ሕቶታት ኣይፈልጥን ክምልስ ኣይደልን ናበለ እዩ ሓሊፉዎ
ናይ ድንቁርንኦም ደረጃ ዝገርም እዩ
ከም ወርቂ ዝንፀፈሎም ህዝቢ ሒዞም እሳቶም ግን ዓኾር 😢
ዝበስበሰ ተመሊሱ ክድሕን ኣይኽእልን። ጎዲፋይ ደጋጊሙ ዝብሎ ዘሎ "ውፅኢቱ ዝዘየገድስ" ዝብሎ ዘሎ እንታይ ማለቱ እዩ🤔
ውፅኢቱ እባ ይግብአና። 93 ዝነበረ ኣፈላላይ ናይ ትግራይ ሓይሊ ዘልመሰን ዘድቀቐን እዩ ነይሩ። ምናልባት እውን ነዚ ሐዚ በፂሑና ዘሎ ፀገም ሓደን ዋናን ፀገም እዩ። መድሂን በርትዒ ፅቡቅ ስራሕ።
Tsibuk zete eyuui degaimio
መውፂኢኡ ንዝብል ሕቶ መልሱ ከምዚ ዓይኘት ዘተ ምቅፃል እዩ
አቶ አብርሃ አብ መሬት ዘይነበረን አብ መሬት ዘየለን እዩ ዝሙግትን ዝዛረብን ዘሎ። እዙይ ድማ ንትግራይ ምንም ጥቅሚ የብሉን
ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ፖለቲካ ትንተና ማለት it is not brainstorm thought ማለተይሲ ምልስ ኢልና እስቲ causes for the failure of Axum kingdom ንመልከት፡ ናይ ስልጥንቲ ትግራይ ግዝኣት መሬት እታ ሀዚ ዝኒሃ ምዕራብ ትግራይ፣ሰሜን ምዕራብ ትግራይ፣ማእኸላይ ትግራይ፣ ምብራቕ ትግራይ፣ደቡብ ምብራቕ ትግራይ እና ደቡብ ትግራይ እትበሃል ድያ ነይራ። "ማንስያ ስጥልህ እንጂ ሲታገልህ ኣይታይም" ኣነ ከም ዝመስለኒ እቲ ኩነታት ናይ ፖለቲካ ቃላት ናይ ምንጋር ክእለት ኣለኒ ኢልካ ስቕ ኢልካ ሕውስውስ እንተይኮነሰ እቲ ወሳኒ ነገር መሰረት ሓድነትካ ኣብ ፅኑዕ ከውሒ መስሪትካ ኢህን ሚሂን እናተበሃልካ ናይ ግዳማዊ ሽርሕታት እናኽሸፍካ ዋላሞ ግዝኣት ትግራይ ብዘመን ኣክሱም ስልጣኔ ይትረፍ እታ ሀዚ ዝኒሃ ግዝኣት ትግራይ ስደርቲ ከይትሽረፍ ምስልጥ ኣማራፂ ዘይብሉ ውራይና ምግባር እያ። ሓደ ሰብ ናይ ፖለታካ ፍልጠት ኣለዎ ማለት ንኣብነት ፕ/ር መረሳ ፀሃየ። ስለዚይ ጥንቃቔ ንግበር ።ማለተይሲ ኣብዛ ሀዚ ግዜ ኣብ መንጎ ትግራዋይ ስልጣን ዘለዎ ይኹን ዘይብሉ፣ ሙሁር ይኹን መሃይም፣ ኣረጊት ይኹን ቆልዓ፣ ዓሻ ይኹን ለባም፣ዝበስበሰ ይኹን ዘይበስበሰ፣ኣብ ዓዲ ዘሎ ይኹን ካብ ዓዲ ወፃኢ፣ ኣብ ገጠር ዘሎ ይኹን ኣብ ከተማ ወዘተ.... ሓድነትና ህልውናና ምዃና ክንፈልጥ ኣለና። ግምገማ እንተሃሪፍናዮ ናብቲ ሰፊሕ ሜዳ ምስተወፃና ዓቕሚ ዘለዎ ንሽዑ ይዘጋጆ። ምስ ይቕሬታ!
ሰራሕ ፖለቲካ ይኹን ስራሕ ጋዜጠኛ ምስ ትግራዋይ ፍጹም ኣይከይድን እዩ ጥራሕ ዘይኮነ ክእለትን ብቕዓትን ውን የብሎምን። እዞም ክልተ ኣወዳት ስራሕ ሊስትሮ እዩ ቦትኦም። እታ ጓል ውን ስራሕ ባሪስታ እዩ ቦትኣ። ብሓፈሻ ኣብዘይ ሞይኦም እዩም ዘለው።
እዚ ጉድሖፍ ዝብሉዎ ሕጂ ኸኣ ከደናግር ይፍትን ኣሎ!
ንገሩዎ’ዶ፣ ህዝቢ ትግራይ ኣለልዩዎም ከምዘሎ።
ናይ ቅድም ሕጂ፣ ኣደናጊርኩም፣ መራሕት ውድብኩም ክተድሕኑ፣ 1.5 ሚልዮን ደቁ ከም ዝስእን ዝገበርኩሞ፣ ትምህርቲ ኮይኑዎሎ ንህዝቢ ትግራይ።
ሎሚ ንወያነን ኩሎም ማለሊታውያን ንምጉሓፍኩም ኢዩ ዝሸባሸብ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ።
BTW, ኩሉ ዲያስፖራ አይኮነን ኖት ስምምዕ ደቡብ ኣፍሪቃን ኬንያን ዝ-ተ-ቓ-ወ-መ!!
ስለምንታኡ እዮ ህውሃት ን 27 ዓመት ንናይ ኢትዮጵያ ስልጣን ሂዙ አብዝሀለወሉ እዋን ነቲ ህገ መንግስቲ ዘይቀየሮ:: ህጂ ካብ ስልጣን ምስ ተባረርኩም እዚ ህገ መንግስቲ ንትግራይ አየርብህን እዮ ዝባሀል ዘሎ???
Tell the truth it will set you free
Hasawti😂😂😢😢😂
ንመንደላይ ሰራዊት ኤሪትራ ኤሜሪካ ኣትያ ኮሊፋትና እምበር ከነቃብጸኩም ኢዩ ኔሩ
ወድ ሃይለ ቅኑዕ አለኻ! ኣብታ ናይ ኤርትራ "ከም ሃገር ክትቅጽል ኣይከለትን" ዝበልካያ ድርቡሽ ዘረባ እምበር፥ #ውዕል_ፕሪቶሪያ "ፍቱን መድሃኒትና እዩ" ዝበልካያ ጽብቕ ኣለኻ።
በት ዝነበረ ኣክይዳ ሕውሓት ሓንቲ ዓመት ተውሲኽዋ እንተ ዝኸውን ኔሩ!?
ጥግራይ ከም ባቢሎን ባዲማ ሓወልቲ ኣኽሱም ሒዛ ምተርፈት ኔራ
ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ ካብ "ተትራሳይክል" (ቀይሕን-ቢጭጫን) ንላዕሊ ፍቱን መድሃኒት እያ።
መም/ ኣብርሃ ዝበላ፡ ስርዓት ምትካል፡ እታ ቀንዲ መስማር እያ። ኣብ ኩለን እዘን ምዕቡላት ዝበሃላ ሃገራት እቲ ቀንዲ ሕመረት ናይ ብሉጽነተን፡ እቲ ዝተኸልኦ ስርዓት እዩ። ናይተን ዘየማዕበላ ሃገራት ድማ እቲ ጠንቂ ብሉጽ ስርዓት ክተኽላ ስለ ዘይከኣላ እዩ። ክትከል ኣለዎ ኢልካ ጥራይ ዝስገር ግን ኣይኰነን። ምጽእ ኢልካ ብሓንቲ ለይቲ'ውን ዝትከል ኣይኰነን። መስርሕ እዩ።
ደብረብርሃን በጺሕካ 1.5 ሚልዮን ደቅ ድኻ ኢኻ ኣኾስቲርካ! ካልእ ጸምጻኻዮ ረብሓ ንህዝቢ ትግራይ የለን ! ሕፈር ቁሩብ።
ናይ መረፃ ስዓት ኣኪሉ ድዩ?ሰብና ይጠሚ፣ይቆርር ፣ይስደድ፣ይመውት 😢ንስኩም ዘርከብኩም ኣብክርክር ኣለኩም።ህዝብና ብሓባር ዕማሙ ከይቃለስ ዘየለ ኣጀንዳ እዳሃብኩም ካብቃልሱ ንክፈላለ ትገብርዎ ኣለኩም።ህዝቢ ኣብኢድ ፀላእቲ እንዳፀነተ ዘርከብኪ ኣብ ክትዕ ኣለኪ።ሰብኩም ረሲዕኩም ኣለኩም።ገፅኩም ትርሓቅ ህ😢ዝ😢ብ😢ና😢ይፀንት ኣሎ
ህውሓት ካብ ስልጣን ኣዲስ ኣበባ ምስተሶገት፣ ነቲ ን32 ዓመት ቁሊሕ ዘይበለቶ ህዝቢ፣ ንዕዳጋ ሴፍቲ ኔት ዝደርበየቶ ህዝቢ፣ "ኦ ህዝበይ ንናጽነትካ ክትብል ተቓለስ፣ ጸላእቲ ይመጽኡኻለው" ኢላ ኣብ ልዕሊኡ ሓዊ ኣዝኒባትሉ።
ነዛ ወንጀለኛ ውዳቤ እለያ፣ ንመራሕታ ኣብ ፍርዲ ቐልጢፍካ ኣቕርቦም!!
መድህን ሽኮር 🤔
ወዲ ሃይለዝጊ ዝበላ እቲ ዘይልሙድ መንገዲ ክንፍትን ኣለና ዝበላ ዘረባ መድህን ሕዝቢ ትግራይ እያ❗️🇪🇷🇪🇹❤
ልክእ ጠ/ሚ አብይ አህመድ ብዘይ ሉሙድ ዲፕሎማሲ ተላኢሉ ንፕ/ት ኢሰያስ አፍወርቂ አስመራ ከይዱ ከምዝረኽቦ አይነት ማለተይ እዩ🤔
ካብ ናይ ህወሓት ካድረ ሓቂ ምጽባይ ዕሽነት እዩ
አንታ ዓይነት ጋሃንም ዝኾነ ውሕዋሓት ዩ😢😢😢😢😢😮😮😮😅😅😅 ህዝቢ ትግራይ ኣብ በዓል ጎደፋይ ዩ ወድቑ
ቀዳማይ ክፋል ገራሚ ነይሩ። 2ይ ክፋል ድማ ዝበለፀ ክኸውን ይፅበ
tplf ክንደይ % ናይ ህዝቢ ትግራይ ድሌት ኣተግቢሩ?
@DB, እፀድቅ ብዬ ባዝላት ተንጠልጥላ ቀረች ፣ አለ ብልፅግና።😂😂😂
ናይ ህዝቢ ረድኤት ዝሰርቕን ኣይድመርን ኢሉ ኣብ ኩናት የእቲና ልዕሊ 1 ሚልየን ህዝቢ የህሊቑ መሰረተ ልምዓት ዓንዩ ። ዓላማ ስለዘይነበሮ ድሕሪ እዚ ኹሉ ዕንወት መሊሱ ምስ ብልጽግና ተደሚሩ እዚ እስትራቴጂካዊ ንድፊ ዘይብሉ ደምበ ዕንክሊል
ፕሪቶርያ ስምምዕነት ኣይኮነን! ህውሓት ስዕረቱ ኣሚኑ ስሪኡ ፈቲሑ ትሕቲ ግዝኣት ኣቢይ ምዃኑ ንዓለም ዝኣወጀሉ ህሞት ኢዩ።
ፕሪቶሪያ፣ ንህዝቢ ትግራይ ከይኾነ፣ ነታ ደመኛ ጸላኢቱ ዝኾነት ህውሓት ኢዩ ኣድሒኑ።
ህውሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ምሽክዕላል ትቕጽሎላ።
ኣነ መልኣክን ሰየጠሠን ዝፈልጦ ኣባል ፓርቲ ኣየኮንኩን። ኪዱ ሃይለዝጊ በፍልጠት ከም ዝከራኸር ይፈልጥ ይፅበ ነይረ ግን ጎደፋይ ግን ኣዝዪ ቡሉፅ ረኺበዬ።
Hiwhat slezneqefe dyu kadru 🤪
ክትዕኹም ግረም ዩ።የኹን ድኣምበረ ሕ ወ ት ብዝግ ባእ እንተዞይ ህልዎ ነይሩ እቲዝገጠመና ሓደጋ ካብ ዚ ዘባኣሰ እነተዝኾዉን ነይሩሶ?በሰሩስ አብ ትግራ መንዩ ዝሓሸ ከመቲ ጎዱፋይ ዝበሎ ብዘይ ህዝቢትግራ ድጋፈ .ማንም ሀረጓፍ ናይሰልጣን ድልዩቱ ከማልእ ህወ ሓ ት ዝፀልእ ጉጉይ አካይዳየ።
ድሕሪ መረጻ ሓዳኣ ኣላ ብዛለበሳ ብላዕሊ ማርያም ጼዮን ብታሕቲ ደብረጼን ዝኣክል ኣጽዋር ኣለና ትግራይ ረመጽ ኢያ ሰራዊት ኢሰያስ ኢድካ ሃብ ሃየ ፈከራ ጥራይ ሻዕብያ የተግብር እንበር ኣይፍክርን ሕጂ ካኣ ፈኩሩ እሞ
በትሪ ሻዕብያ ተራር ኢያ ።
Hwaht eko akesren mknyatu eskatkum amhru eyu wala teyat atkunu
ኣንታ ንስኹምስ ተስተንፍሱኳ.!! ኣብቲ ጥቓኹም ዘሎ ህዝቢ እንደግዳ ደሙ ደመ ከልቢ ኮይኑ ን32 ዓመታት ተዓብዒቡ በስቢሱ ዘሎ ።
መድህን ዘክብረኪ ዘድንቀክን ጋዜጠኛ ኢኪ : ግን ኣብ ክንዲ TPLF =ሕወሓት በሊ : እቲ ውድብ ሽሙ ትግርኛ እዩ ሰማዕትኪ ድማ ተዛረብቲ ትግርኛ እዯም :: ይተኣረም ሽምና ብእንግሊዝኛ ምጽዋዕ
ኣፍሪካ ይፈርስ ኣሎ ቀርኒ ኣፍሪካ ይፈርስ ኣሎ ክክክክክክክ ኣየ ሕልሚ?
ጉድለታት ተዓዚብኩም ፣ ናይ ባዕልኹም ዝሓሸ ውድብ ሒዝኩም ምቕራብ ሓደ ነገር እዩ። ኣብ ጥራሕ ኢድካ ንዘይናትኩም ውድብ በዙይ ብርኺ ወቐሳ ግን ዓቕመ-ቢስን ተስፋ ቖረጽን ምዃንኩም ጥራሕ እዩ ዘመላኽት።
ስለታዝሓሸት ናይ ባዕልኹም ውድብ እስቲ ኣውጉዑና።
እዳ ሕዋሕት ካብ ኢሳያስ ትፍለዩ 5 -1 ምኻንኩም ጥራይ እዬ ፣ሕዝውን ሕዝብ ትግራይ ብዘይ ብዓና ትብሉ ፣ በስቢስኩም ኢኩም ብምኻኑ ድማ ትጋሐፋ
shefet eyu besbisu eyu hiwihat dawi
ቀሊል ዘይበሃል ቁፅሪ ዘለዎ ፣ ዘይመከተ ፓለቲካ ኢሊት ትግራይ ፣ ነቲ ዝመከተ ሓይሊ ሕሉፍ ጉድለቱ ኣሪኻ ምንኣስን ፣ ምፅላምን ፥ ብዘይምምካተይ ኣነ ይሓይሽ በሃላይ ኮይኑ ተሪፉ።
ዘራጊ’ውን ይኾን ኣሎ።
ተመዛበልቲ ከመይ ናብ መረበቶም ይመለሱ እዩ ናይ ሎሚ ሕቶ!!!
ደንቆሮ ካድረ😂
ክክክክክክክክክክክክክክ 0+0 ይኸውን 0።