ኣብ ቴድረር ወደገባ ኣይነበረን// ከባብየይ ተረሺኖም / ኣይንወርድን ኢሎምና፡

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 89

  • @emanuelephrem4307
    @emanuelephrem4307 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ኣድናቖት ፉሉይ ኢዩ ወዲ ገብረ! ብኣድናቖትን ጸርፍን ከይትህመል፡ ከምዛ ዘለኻያ ዓቲብካ ቀጽል ዝሓወይ!!🇪🇷🇪🇷👍👍

    • @dana.j9062
      @dana.j9062 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኩሉ ኤርትራዊ ብዛዕባ እዚ መስተንክር ሓው ኣብርሃ ዝሓስቦ ዘሎ ብልክዕ ተዛሪብካ🙏

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም መምህር ኣብርሃ ሓውና ❤🇪🇷❤

  • @hassenonturaibrahim2223
    @hassenonturaibrahim2223 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኩቡር ኣብራሃ ብዛኢባ ደብሳይ ዲራር ዘአይ ትፈልቶ ታሪክ ኣሎ ኣብዘምና ኢዩ ቢኣካል ዪፈልቶ ኢየ ወላ ኑኡስቶ ዪንበር ኢንብረ

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  3 หลายเดือนก่อน

      እስከ ሕንጥጥ ኣብለለይ፡ ነኣፍልጦ

  • @rishane9576
    @rishane9576 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም ኣብራሃ ሓውና ባሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ወዲ ኤረይ ስለ ድንግል ማርያም ክብሪ ዳሃብካያ ክብሪ ይሃብካ መንፈሳዊ ሂወትካ ከማን ዝድነቅ እዩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ ወዲ ሪመይ ❤❤❤

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 3 หลายเดือนก่อน +6

    አምላክ ንኤርትራ ን መረታ ንህዚብና ሐልወልናን ባርካ 🙏🏽❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽❤️🇪🇷❤️🇪🇷
    🇪🇷🦁ክብርን 🇪🇷🦁🇪🇷
    🦁🇪🇷ሞገስንን 🇪🇷💎
    🇪🇷🦁ንስዎአትናን ❤️🇪🇷
    🦁🇪🇷ንሰራዊትናን 💪🏽🇪🇷
    🇪🇷🦁ንመንግስትና 🇪🇷🦁
    🦁🇪🇷ንህዚብናን🇪🇷❤️
    🇪🇷❤️🦁🇪🇷❤️🦁🇪🇷

  • @lulaamanuel3457
    @lulaamanuel3457 3 หลายเดือนก่อน +12

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ❤🇪🇷😍

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኩሉ ግዜ መረት ዘይወድቅ ዘረባ ❤❤❤ ጅግና ደጋሚ ታሪኽ ኣቦታት❤❤❤

  • @godislove7204
    @godislove7204 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር መምሕር🙋🏽‍♀️🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🐪❤️

  • @eskandergebregzabher3264
    @eskandergebregzabher3264 3 หลายเดือนก่อน +4

    ጎይታይባርካ ክቡር ሓውና ግርም ምህሮ ቃለሂወት የስማዓልና አሜን

  • @michaeldebesay4804
    @michaeldebesay4804 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሓው ኣብርሃ ብጣዓሚ ጽቡቅ ቀጽሎ የቀንየልና ነሰተምህሮኻ

  • @mizanabraha573
    @mizanabraha573 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብርሃ ገብረ ደጀን ❤

  • @rufalawet5658
    @rufalawet5658 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንቃዕ ደሓን መጻኻ ኣብርሽ *ሲሚ ሓሰውቲን መደናገርቲን ኢካ ቀጽሎ ፈውሶም ኢኻ"

  • @dejengebrhiwet4280
    @dejengebrhiwet4280 3 หลายเดือนก่อน +3

    Abraha gebre wudubat shabya koynom nay wereda mulue debter rekhibu dergi ab habenatn mulue tedrern entay tefeximu nigerom abraha! 20 sebeay ab hanti leyti tereshinom bidergi ztefexeme neabeyti adi habenatn genseban hitetom abraha hawey!tedrer ab tihti shabya sileznebere nikedeat zikewn bota aykonen neru! Kedeat ab ketematat eyom nerom!❤

  • @rahelokbazion4920
    @rahelokbazion4920 3 หลายเดือนก่อน +2

    Merhaba kubur hawina bi hanaxi astemhroka aziye eye zednkeka gbu dear 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 3 หลายเดือนก่อน +1

    አይትመካህ ተነሳህ እንድዩ ዝብሃል:: እንተተካኢሉ እዛ ነዐልአቡክ እትብሀል ጸርፊ ንምግዳፋ እንትትፍትን:: ምስምሉእ አክብሮት:: ኩላህና ንጻረፍ እንዲና ካብኡ ናብኡ ድማ ባእልና ንተአራረም: ስለዝኮነ እዩ: አብርሃ ሓወይ::❤

  • @selamhayle3380
    @selamhayle3380 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thank u kemaka yibzihu Beal Bruh. Aemiro. ❤

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም አብርሃ ሓውና:: ናይዚኦም ጽሉላት ዜሮ አተሀሳስባ ምንአቆም ግብእ እንተኮነ ግና እቶም ፍልጠትን ናይዘረባ ክእለት ዘለዎም ምላሽ ዘይምሀቦም ንብዙህ ሰብ ከደናግሩ ጸኒሆም እዩም:: ምላሽ ብምሀብካ ተሀጉሰ እየ:: የቀንየልና::

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera 3 หลายเดือนก่อน +1

    ከምካ መክበሪ ባህሉ ከማካ ትሑት ከማካ ብስለት ትንተና ፖሎቲካ ዋላ ዋላ የለን ነዓና ክጥዕመናስ ነዓካን ንስድራካን ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ኣብርሀ ጂግና

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 3 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕሊ ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ናጽነትናን መንነትናን ንምምላስ ዝገበርናዮ ቃልሲ፡ ቀንዲ ዕላማ ቃልስና ኤርትራ ንኤርትራውያንን ብኤርትራውያንን ጥራይ ምዃና ንምርግጋጽ እዩ ነይሩ !!
    ከምኡ ውን ብዙሕ ምስጋና ስለቲ መዓልታዊ መዘኻኸሪ ኣርእስቲ ቻነልካ ንመንነትና ከም ኤርትራውያን ክቡር ሓወይ ኣብርሃ🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏

  • @michaelembayeasgodom6456
    @michaelembayeasgodom6456 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብርሃ ምስቲ ኣብ ታሪኽ ዓለምና እቲ ዝነወሐ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ምኻኑ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ብጣዕሚ በጻብዕቲ ዝቁጸሩ ከደዓት ነሮም እዮም እዚ ኸኣ ሓዲሽ ተርእዮ ኣይኮነን ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ናይ France ክንውከስ ንኽእል ኢና ድሕሪ ውድቀት ናዚ ፈረንሳውያን ነቶም ምስ ናዚ ተሓባቢርክን ኢሎም ኣብ ጽርግያ ጸጉረን እንዳ ላጸዮ ከም ዝዋረዳ ይገብሩ ነሮም።

  • @AbramTesfay
    @AbramTesfay 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሓውና፡ እቲ ሎቑማጽ ተስፋጼን ዝበሎ ሓሳት ፋጺሙ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ኢዩ ዕላምኡ ድማ ከመይ ጌርካ ነቲ ከባቢ ኣብ ስምዒት የእቲኻ ኣንጻር ሃገሩን መንግስተን ተለዓዕሎ ኦዩ፡ እዚ ድማ በቶም መወልቱን ኣኸደምቱን ዝተዋህቦ ተልእኾ ኢዩ። ምኽንያቱ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምእላይ ብዙሕ ተፈቲኑ፥ ብመንገዲ ወያነ ኩናት ክባን ተነጽሎን( Containment snd isolation ዝብልዎ), መፈንቅለ መንግስቲ፡ ቅንጽላ, ኩሉ ተፈቲኑ ስይሰረሐን፡ ናይ መጨረሻ ዕድሎም ህዝቢ ኣብ ስሚዒት የእቲኻ ጽልኢ ምስዋር ብመገዲ ዕሱባት። ኩሉ ኤርትራዊ ክነቕሓሎም ይግባእ።

  • @michaelembayeasgodom6456
    @michaelembayeasgodom6456 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምስቲ ምንዋሕ ቃልሲ ኤርትራን በቲ ስርዓታት ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዝነበሩ ግፍዕታትን ደርጋ ኣብ ኤርትራ ሲ ክድዓት ዳርጋ ኣይነበረን ክንብል ንኽእል ኢና ንሕና ኤርትራውያን ክድዓት ስለ ንጽየፍ ኢና ዋላ ሓደ ኤርትራዊ ከዳዕ እንተሪኢና ግልብልብ ዝብለና።

  • @abrhaleyyemane3144
    @abrhaleyyemane3144 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሓዊ ኣብርሃ እተቅርቦ መደብ ብጣሚ ጽቡቅ ቀጽሎ፡እዚ ግዳይ ናይ ተድረር ጽቐጠሉ በዓል እዚ ጠበቕ የደናግሩ ኣለዉ ንሰባት፡ኣብ ተድረር ሓደ ኣብርሃ ነጋሽ እዩ ነይሩ ብዙሓት ከምዝነበሩ ታሪኽ የዛቡኡ ኣለዉ እቲ ሓቂ ተዛረበሉ ስም ዓዲ ጀጋኑ የባላሹዉ ኣለዉ

  • @sahlekidane2618
    @sahlekidane2618 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ናይ ቀደም ታሪክ ሎሚ ክዝርጋሕ ጽቡቅ ኣይክከውንን አዩ, ምክንያቱ ካብቶም ገበን ዝገበሩ ኤርትራውያን ስለዘለዉ, ሞ ካኣ ክሳብ ሎሚ ክህልዉ ይክእሉ ኢዮም ፡ ስለዚ ናብ ሕነ ምፍዳይ ከጋጥም ይክእል እዩ፡ ስለዚ ብውሕዱ ክሳብ 60 ወይ 70 ዓመት ክጸንሕ ኣለዉ፡ ግን ተሰኒዱ ክትሓዝ ጽቡቅ ምኮነ።

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ንአዴና ቅድስት ማርያም ጎይታ አንቲ ሰበይቲ ምሳኪ እንታይ አለኒ ክብል ከሎ ነቲ ንስኪ ትሀትዩ ዘለኪ ንከይገብሮ ዝገብረኒ ምሳኪ ጸገም የብለይን ማለቱ እዩ:: እዚ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ አዘራርባ እዩ:: አብ ብሉይ ኪዳን እውን ከምዚ አይነት ዘረባ ንርእይ ኢና:: ፊደል ቀታሊ ስለዝኮነ ነቲ አውዲ ናይቲ ጽሁፍ ብምልኡ ምርዳእ ካብ ጌጋ የድህነካ እዩ::

  • @thahrahmed4448
    @thahrahmed4448 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ሐዉና ግቡእ መልሲ ሂብካዮም ነዞም እርይራይ በላዕቲ ዉዳቅ።

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም አብርሃ ጂግና ሐውና ብጣሚ ጺብቅ ትንተና የቀኒየልና አበሳ ሐውና ቀጺል አጆካ አብ ጎንካ አለና 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕

  • @ሆሳእና
    @ሆሳእና 3 หลายเดือนก่อน +5

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @henokhh8991
    @henokhh8991 3 หลายเดือนก่อน +2

    welcome wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Erilebna
    @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน +1

    Abraha hawaye Ephrem Gidaye if he is mistaken please call him his phone number is on the line. He will tell you where he got this information. Thank you.

  • @tigraiprivel9249
    @tigraiprivel9249 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka ketxlo bertie wedi erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Erilebna
    @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน +1

    I really surprised this 🙈 why he is talking about Eritrea, he is tigrawaye

  • @Erilebna
    @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน +1

    Please like, share, subscribe and comments 😮

  • @hadguasmrom5210
    @hadguasmrom5210 3 หลายเดือนก่อน +2

    Selam abreha.❤❤❤

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️💕💕💕

  • @aziebabraham2327
    @aziebabraham2327 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @ahmedahmedeen1207
    @ahmedahmedeen1207 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኣብራሃ ብጣዕሚ ጹቡቅ መልሲ ምናልባት ተጋጊየ ክኸዉን እኽእል እየ ንእሽቶይ ስለዝነበርኩ ግን ኣብ ግዜ ደርጊ መጀመርታ 80ታት ኣብ ከተማ ከረን ደበሳይ ድራር ዝባሃል ኮማንዲስ ነሩ ወይ ውዲ መንሳዕ ወይ ወዲ ዓንሰባ እዩ መስለኒ ምናልባት ኢፍረም ግደይ ኑዑ ከይ ከይዉን ዝጠቅሶ ዝነበረ እሳኻ ብወገንካ ኣጻሪያ፡ ኣብ ሃዘሞ ብብዝሒ ዝተሃሰየ ሕዝቢ ዓሳዉርታ እዮ ለምለም መረቱን ሱቡሓት ጢሪቱን ገዲፉ ንሱዳን ዝሃደመ

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  3 หลายเดือนก่อน

      ዘይኮነ፡ ቴድረር ኢሉ እንድዩ ወሲኽሉ ኔሩ

  • @tirhasmebrahtu4891
    @tirhasmebrahtu4891 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ab kulu Eretra ztegebre tarik nay kulu eretrawi tarik iyu nay beinukum gerkum aytglestwo❤

    • @misghinagheb9692
      @misghinagheb9692 3 หลายเดือนก่อน

      Zegerimiyuko beka rebeshti bealkum tigray tiewet bealkum ni tigray zihlekula baelom entayu shigrom ezom hizbi bewraja tray zhasbu hizbi hamassien jigna hizbiyu medargti albo jigninetn medargti albo meswaeti zkefele hizbiyu tim zbele nay anbesa misli zelewo hizbiyuwin slemintayom were zitekimin zeytekimin afom ab TH-cam zigieru gerimunako akiluwom bewraja trai kihasbu entayu shigrom…?stop stop 🛑 stop 🛑 stop 🛑 blaming our hero people?Timilu zelo hizbi aytitenkifwo please…?Zeyele tarik enafebreka melhaska axebabika kalat kohahilka bi ashmur hizbi mizlaf dew ybel ageb ageb ageb ageb!!!

  • @asmeretgurja9696
    @asmeretgurja9696 3 หลายเดือนก่อน

    አብርሃ ጂግና ስላም ኤርትራ ዉነት ኽቡር መንነት ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራዬ እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹☪️☪️☪️☪️☪️✝️✝️✝️✝️

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 3 หลายเดือนก่อน +1

    Memhr abrha jgna nay bhaki tehabinelka ❤🎉❤

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 3 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ኣብርሃ ግቡእ መልሲ ሂብካዮም።
    ተድረር ድሕሪ ጸሮና፡ ዝስራዕ ደጀን ናይ ደቡብ ነይሩ ።

  • @yerdanos1180
    @yerdanos1180 3 หลายเดือนก่อน

    Ykalo Wedi 40 Entay Aflituwo bzaeba Tedrer Deki Mehamed Staeda Deki Mehamed Drar

  • @Ead77
    @Ead77 3 หลายเดือนก่อน

    Hi Abrha wedi Eray. Where did you get these collections of dummies? It's so sad to just think these are from Eritrean Mothers' womb. Eritrea for Eritreans 🇪🇷 🌟 ♥️ 🇪🇷

  • @asmeretgurja9696
    @asmeretgurja9696 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂ ኤዛ ሐላል subscribe share the channel will grow🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @akiletesfay6707
    @akiletesfay6707 หลายเดือนก่อน

    ካበይ ናበይ ኢኻ ተብሎ ብዛዕባ ኣዴና ማርያም:
    - ኣደ ኣምላኽ ካብ ምባል ኣደ የሱስ
    * ኣምላኽ ኣይውለድን ዩ : የሱስ ኣምላኽ ዘይኮንን ንምባል ግና : ኣምላኽን ሰብን ዩ: ኣዴና ማርያም ድማ ኣደ እቲ ስጋ የሱስ እቲ ሰብ ባህሪኡ እንበር ኣደ እቲ ኣምላኻዊ ባህሪኡ ኣይኮነትን:
    👇🏾👇🏾👇🏾ብዛዕባ ኣማላድነት ድማ👇🏾👇🏾👇🏾👇🏾
    ሮሜ 8:34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ 👉🏿ኣብ የማን
    ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን 👈🏾ዘሎ እዩ።
    ቆሎሴ 3:17፤ ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።
    እብራውያን 8:6፤ ሕጂ ግና ንሱ ማእከላይ ኣብ እትሐይሽ ተስፋ እተሰረተ፡ ዚበልጽ ኪዳንውን ከም ዝዀነ፡ ክሳዕ ክንድዚ ዝበለጸ ኣገልግሎት ረኸበ።
    ኣብሪህሞ= ብዛዕባ ኣማላድነት ኣይትሓዋውሶ: ብጀካ የሱስ ኣብ ሰማይን ምድርን ካልእ ንሰብ ሞንጎኛ ኮይኑ ዘተዕርቕን ዘማልድን የለን : ሰብ ከይሞተ ከሎ ጥራሕ ዩ ብጾሎት ክሕግዘካ ዝክእል::
    ቆሎሴ 2:9፤ ኣብኡ ብዘሎ ምልኣት መለኮት ብስጋ ሐዲርዎ እዩ እሞ፡
    ቆሎሴ 2:10፤ ንሱ ርእሲ ዅሉ ሕልቅነትን ስልጣንን እዩ፡ ንስኻትኩምውን ብእኡ ተመሊእኩም አሎኹም።
    እብራውያን 12:24፤ ናብ የሱስ 👉🏿ማእከላይ ሓድሽ ኪዳንን ናብቲ ኻብ ደም ኣቤል ዝሔሸ ዚዛረብ ምንጻግ ደምን በጺሕኩም አሎኹም።

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏

  • @Eyob-s5u
    @Eyob-s5u 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላም ደቂ 🇪🇷 የቐንየልና ኣብርሃ🙏

  • @girmaykiflay8609
    @girmaykiflay8609 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @fthawi2218
    @fthawi2218 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍅🍅🍅

  • @Erilebna
    @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 3 หลายเดือนก่อน

    Behaki hakeha ne Eritrea Eriteeawian tarik zei mezehafu jehzen ey. Hjibtigaru nei Eritreawian enda wesedu kem natom nedekom jezentewelu.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsayemane7192
    @elsayemane7192 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RigatLeake
    @RigatLeake 3 หลายเดือนก่อน +1

    👌🏻👌🏻🥰🥰🥰❤️🇪🇷🙏🏽

  • @liayeewhanes3217
    @liayeewhanes3217 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhanehaben5795
    @brhanehaben5795 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @luwamlove
    @luwamlove 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 3 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SmilingChocolateStrawber-dr6qd
    @SmilingChocolateStrawber-dr6qd 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bitaemi adnikeka kexilo

  • @HdsTrd
    @HdsTrd 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @solomon1269
    @solomon1269 3 หลายเดือนก่อน +1

    💯💌🇪🇷❤👍

  • @xnatnakfa3394
    @xnatnakfa3394 3 หลายเดือนก่อน

    ተድረር መሬታ ሰበነ ገለ ክፋል እገላ ሓመስ ኢገላ ሓጺን መጽሐ ብዘይካ ውልቀ ከዳዓት ኣብ ትሕቲ ህ ግ / ደጀን / እዩ ነይሩ

  • @tesfalemsaymon6085
    @tesfalemsaymon6085 3 หลายเดือนก่อน +1

    2 geza kab 25 adi entay zbele hasot eyu ezi

  • @meharigoitom4495
    @meharigoitom4495 3 หลายเดือนก่อน

    ንስካ ንባዕልካ ስነስርዓት ጌርካ ተዛረብ ጸርፊ ኔው በሎ

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 3 หลายเดือนก่อน

    It seems like private you talking about your own village.

  • @xnatnakfa3394
    @xnatnakfa3394 3 หลายเดือนก่อน

    ተድረር ኣብ ትሕቲ ህ ግ ዝነበረ ከመይ ገይሮም ምልሻ ክዓጥቁ

  • @senaitteceste
    @senaitteceste 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏👍

  • @tekestean
    @tekestean 3 หลายเดือนก่อน

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @minyawoldu4067
    @minyawoldu4067 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @senaittekle
    @senaittekle 3 หลายเดือนก่อน

    Selam hewna Abrhe memhr eka nay baheki❤❤❤🎉🎉

  • @dejengebrhiwet4280
    @dejengebrhiwet4280 3 หลายเดือนก่อน

    Liekie beal adey bishaebya eyen temahiren ksab 6th beal memhir Michael segeneyti: beal birhane wedi zagr ymskurulu kfli hzbi tedrer hizbi mulue eyu tegadilu!

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  3 หลายเดือนก่อน

      ኣይገርመካን ዶ፡ እቲ ቴድረር ኣብ ኣፉ ድዩ ጸኒሕዎ ወላስ ጽልኢ ሃልይዎ ፡
      ጥር ኢልካስ ናብቲ ማልሻ ዘይነበሮ ቴድረር ክክ

    • @dejengebrhiwet4280
      @dejengebrhiwet4280 3 หลายเดือนก่อน

      @@abrahaghebrehiwet bjeka deki keshi zibhalu kalie ykeses milisha sirnay kem xerfi win aynfelton nisom win likie kem beal asfaha weldemichael aminomlu zserhlu zneberu muhurat eyom nerom! Kgermeka kemzom kalie wedogeba nihzbom zebesabsu win ayneberun zkhone zibedelwo sidrabet yelen!

    • @abrahaghebrehiwet
      @abrahaghebrehiwet  3 หลายเดือนก่อน

      ​@@dejengebrhiwet4280መንግስቲ ነቲ ህዝብን ቦታን ምስ ሃገር ስለ ዘየላልዮ እኮ እዩ እቲ ጸገም

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti1419 3 หลายเดือนก่อน

    Neska wen natka ket tabellen eka temexi

  • @yojeas2511
    @yojeas2511 3 หลายเดือนก่อน

    Good job