He’s basically blaming Eritrea and Amhara kilil plus TPLF., but who let everyone in ? Who is the commander and chief? Tegaru wake up your history is being wiped out.
Leba! TPLF has nothing do with ur evilityy. They were no were to be found. Hassawi!! Demen newu ye felaw. Addis Ababa Tigrian were not killed and imprisoned by Eritrea. Liar!
Talk of Genociders from afar and beyond. That is one thing we need to bear in mind, but the most egregious crimes we needed to be reminded is the one committed by those who spuriously claim to be Tigrians working to shield masters from facing justices by directly and covertly releasing those caught red handed committing the crimes. Who do expect to deliver justices when Tigrians holding power release genociders? Call a spade a spade! Stop going round the bushes!!
ፍቲኹም ፀሊእኹም ግታሽው ብልፅግና ፁቡቅ ገይሮም ገዚኦምዉ እየም ህዝቢ ትግራይ ይጠንቀቅ ኻልአይ ጊዜ ኽይትብላዕ አለልዬም ንዞም ሕልና አልቦ ባንዳ ንኽብዱ
ኣይ ጀ/ራል ብርሃኑ ጁላ ምምእማኑ ግን መን መሪሑ ናይ ደገ ወረርቲ ፈቅድሎም? ቀንዲ ተሓታቲ ንሱን ኣብይን እዮም
ከመይ ውዕልና ኩላትና አሕዋተይ ❤❤💛💛💛
Thank you ❤❤❤❤❤
ብማሓውር
Thank you 🙏🏽♥️🙋🏽♀️💛🫶🏾☮️
ኣብይ ጅግና ንግምት ቅድሚ ሕጂ እዉን ዘፅረፈካ ዝነበረ ክትረሰዖ ኢለ ኣይሓሰብን ሰለዚ ብሰብብ ጌርካ ንጌታቸዉ ኣብ ትሕቲ መሬት ኣእትዎ ዝቃወመካ የለን።
Selam. Tigrai onrane❤❤❤
TIGRAY TSIER❤️💛
ኤርትራ ምስትግራይ ሰላም ክገብሩዬም ብዝብል ፍርሒ እወ ንምንታይ ሎሚ ሽም ኤርትራ ክፅው ኣድለዬ?
ዝኾነ ይኹን ተሓታቲ ብርሃኑ ጅል ን ኣብይይ እዮም
yes
ስርዒታዎዊ መምርሒ
በይዛኻ ምትርጓም አይንደልን ግዜ አጠቃቅማኻ ብጣዕሚ ተሕዝን ነገራት አይትድገም
ሱሑልሚካኤል ጅግና ተቓላሲ
ኣብጀኖሳይድ መፅናዕቲ ወይ ስነዳ እትሰርሑ ተጠቐምሉ።ፀሓፍቲ እውን ፅብቕ ነጥቢ እዩ።
ብግልባጡ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ድማ ዶክመት ጆኖሳይድ እንዳጥፈአ ንወንጀለኛታት ጆኖሳይድ በለይቲ ብሕቡእ ለቒቕዎም
ኣነ ዘይነግረካ እንታይ ካብ ብርሃኑ ትጽበ ኣብ ማእከል ቤተክርስትያን ኮይኖም ሓደ ሰብ ቀቲሎም ኣልጊብካ በሎም ኾይኑ ህዝቢ ኣኽሱም ኒ ሕዋሓት ሽዑ ግዜ ብጣዕሚ እዩ ጸሊእዎም ኔሩ ቢ መጋብሮም
እዚ ክግብር ከሎ ሰራዊት ኢትዮጱያ እንታይ ይገብር ነይረ?
Tigray lzelalem tinebir !!
Eta haki nay tigrai bedel enaamenula eyom fetari demo lihzbi tigrai .......kahsa yhab !!
Tebareq edme yhabka ye hana abet!!
አኹሱም እኮ ማእኸል ትግራይ እኮ እዩ ክሳብ ማእኸል ትግራይ ክአቱ በሪ መን ከፊትሉ ህወሓት ስሕተት እንተሰሪሑ መንግስቲ ኢትዮጱያ ክውሰደሉ አለዎ ኤርትራ ክሳብ አኹሱም ዘገርም እዩ።
መዋቅር ማለት መንግስታዊ ትካል ተኸቲሉ ዝወረደመምርሒ እዩ
ረኣኹሞ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተናቢቦም ምስ ተወከልቶም ባዓል ጌታቸው ረዳ ክሰርሑ ተለው
ንዝተፈፀመ ዘርኢ ምጥፋእ ተጠያቂ ወያነ ዩ እና በሉ ከእምኑና ይምኩሩ ኣለው
ኣብዙይ እቲ ዓብዪ ቁምነገር
ዘርኢ ምጥፋእ ወንጀል ከምዝተፈፀመ ብዘይ ምፍላጦም ናይ እምነት ቃል ይህበና ኣሎ ብኣንደበቱ እዙይ ዓብዪ ማስረጃ ዩ
ባዓል ጌታቸው ድማ ማስረጃ ኣብ ምጥፋእ ተፀሚዶም ይርከቡ ።
Migbaru kebede d/r ambachew
ንታይ ዝብል ዘሉ ከምድላይክን ጢሒንኪ በዓሌ ማርያም ትብላ ብመንግሲ ፓርለማ ሽበራ ተጸዊዑ ንኤርትራ🎉🎉 ብሚሳይል ( 7) ዓዲሙ ፍዮሪ ድዩ ነስመራ ዝተተኮሴ ሕፍር በል :: ድስቲ መኽደኒኣ ከይልዓልካ ኣብውሽጣ ዘሎ ኣይፍለጥን ምልስ ኢልካ ድሕሪት መጀመርትኡ ፍለጥ :: 😅😅
አምባቸው
አብራሃ ደስታ
He’s basically blaming Eritrea and Amhara kilil plus TPLF., but who let everyone in ? Who is the commander and chief? Tegaru wake up your history is being wiped out.
ሰለም ክቡር ሓውና ናይ ብራሃኑ ጅላ ሓሳብ ሰራዊት ሽዓብያ ናይ ሜሪየት ትግራይ ናይ መን መምሪሒ ኣትዮም ናይ መንግስቲ ፍቃድ ኣይኮነን ድዩ ይሕምሸሹ በይ ሜሪየት እንዳማቶም ፀለመ እንዳ ብልፅግና ዩ
መሰሓቕ ተዛሪብካ ግምትስ መግለፂ ክህብ??????????
ዘረባ አይትድገም
His soldiers were there when we got robbed. Liar!!!
ብኣካል ሒዝናዪም ዝነበርና ጀኖሳይደራት ዝሰድድ ምምሕድዳር ሒዝናስ ካልኦት ተጠየቕቲ ክንገብር ?
ኣሸሓት ተጋሩ እኮ እዮም ዋላ ይስደድ ወዲ ቑሸተይ ስለዝኾነ ህወሓት ሰለዘፍርስ ክድግፍ እየ ዝብሉ።
There is good reason genocide is repeated on Us
ፀላእትና ወያናይ ዲሞክራሲ ንኽነጥፍእ ባዓል ጀነራል ሰዓረን ናይኣምሃራ ሊህቓንን ከምዝቐተሉን ዓብደ ዒለ ናይ ከምዝኣሰሩን ኣብ ምክልኻል እታ ኸዳዕ ሃገር ዝነበሩ ሃለፍት ከምዝሰጎጉን ከምዝኣሰሩን ህዝቢ ትግራይ ናይ ምጥፋእ ሽርሖም ይሰርሑ ከምዝነበሩ ኣብ ከተማታትን ገጠርን ትግራይ ናይ ደገ ሃይሊ ፀዊኦም ፀርዒ ናይምጥፋእ ወራር ከምዘካየዱ ከይ ሓነኲ ነጊሮምና ። ሕጂውን እቲ ኣብትግራይ ዘሎ ታህሚስ መቐፀልታ ናይ ምጥፋእ ኢህወደግ ምኳኑ ከይሃብኡ ነጊሮምና ህዝቢ ትግራይ ኣስተውል ፃድቓን ምስ ኣብይ ተማኺሩ ናብ መኸተ ብምፅማር ነቲ ረብሓ ህዝቢ ዝውክል ውድብን ረብሃ ህዝቢ ትግራይ ክዕፀፍን ክቓለስ ወሲኑ ትሪዒዎ ኣለኲም ሕጂ ኣብ ሞንጎ መኸተ ዴምክራሲ ብዝብ ሽፋን ቓልሲ ትግራውያይ ክዓፅፍ ዕላማታት ውዕል ፕሪቶሪያ ከይፍፀም ክዓግት ትግረዋይ ኣብ በለካ ለኽአካ ኣድሂብና ከይንቓለስ ክገብሩ ንሪኢ ኣለና ። ፀላእትና ኣማዕድዮም እንዳሳሓቑና ሕጂ ኻዓ ሰሜን እዝ ወቒዖም ኲናት ጀሚሮምልና ኢሎም ኢዶም የዋጣውጡልና ኣለው ። ቐፃሊ ሽርሖም እንታይ ከምዝኸውን የመላክቱና ኣለው ንሕና ግን ..........?
🧡🧡🧡🎉🎉🎉🎉🧡🧡🧡🧡
He is saying. Free Oromia! He is not telling the full truth
Zeytishfen ka ya
ሕጅ ጥራሕ ስመሩ ሕበሩ ኣብ ጋል መንገዲ ሓድሕድኩም ኣይትናቆሩ :: ንሱ ብኣብይ ዝተዋህቦ መደብ እዩ ዝዛረብ ዘሎ :;
Structure
AS HE IS THE COMANDER CHIFE OF ETHIOPIA HOW CAN HE SAID THAT ICAN BILVE TOHERE THIS WORDES FROM HIME IOOKE HOW DAME HE I
0 opinion in here. Before I go crazy on the Leadership of Tplf.
ኣንታ ሓና ቲ ቅጽል ም ገዲፍካ ተርጉም : ግርሂ ገለመለ ግድፎ : ዋላ ሓንቲ ዝመጽኦ ከምዘየለ ስለዝፈለጠን ብንዕቀትን ትግራዎት ስለዝተንበርከኩምን እዩ :: ጀኖሳይድ ዝብል ክሲ ስለዝተቃረጸ :: ካልኣይ ፓለቲካዊ ዕላማ ኣለዎ : ንህወሓት ንምንጻልን ንጌታቸው ንምሕጋዝን እዩ ......ወዘተ
ብኘላን ድዩ?
actually 😏 i am going crazy busy on anja kula !
ስጋብ ሕጂ ዲካ ዘይትፈልጥ ሻዕቢያ ናብ አክሱም ንምንታይ ከምዝአተወ ምስ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕ ጌሮም እዬም ንክሕግዞ ስለዚ ወሪሩ ዘይኮነ ተዓዲሙ እዩ አቲዬ ስለዚ ሱቅ ኢልካ ሀለውለው አይትበል መሳርያ ሒዙ ዝፀንሔ ኩሉ ሰራዊት እዩ ዝባሀል ሲቪል ዝባሀል የለን መንከ ዘይዓጠቀ ኔሩ አብ ትግራይ ኩሉ ዕጡቅ ድዩ
ጊላ ህግደፍ
እንታይ ኮይኑ እዩ ጌታቸው አፉ ኸፊቱ?
ኩሉ missiles and tanks ሻዒቢያ ኢኢቲያቶ ኢያ period.
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጆኖሳይድ ዝተኣወጀ 95ለ5ኢሎም ምስ ኣወጁ እዮም።በቲ በለ በዚ ተሓታትነት ናብ ሓደ ኣካል ንምድዕናን እዩ ዝኽየድ ዘሎ።ሐዚውን ምስ ዓለምና ዝጠልቦ ኣካይዳ ክንኸይድ ኣለና ዝብሃል ዘሎ ምዕራባዊያን ዝብሉና ንስማዕ ማለት እዩ ።እቲ ንሳቶም ዘይደልዩዎ ወያናይ ዲሞክራሲ ተሓንጊጡ ዝተረፈ ሓይሊ ኣሎ ኢሎም ዝብሉዎ ንክጠፍእ እዩ እዝኹላይ ጉያ ህዝበይኸ ሕርያኻ እንታይ እዩ?
Leba! TPLF has nothing do with ur evilityy. They were no were to be found.
Hassawi!! Demen newu ye felaw.
Addis Ababa Tigrian were not killed and imprisoned by Eritrea. Liar!
ላይ ኤርትራ ሰራዊት ስጉምቲ ልክወስድ ኮላተራል ዳመጅ አይቀርይን። ጋዛ ሰላማዊ ህዝቢ ዝሀለቀ ካብ አክሱም አይበዝህን ድዩ።
ETY SERAWIT ERITREA GIN ENTAI KISERIH EIU ATIU MEN AFKIDYLU? MEJEMERYA TEHATATI MENGSTI ETHIOPIA EIU ,DEHAR SERAWIT ERITREA
Ezom banda tetsawitomlna
ምኽንያቱ ወያኔ ኣብግብሬ ሽበራ ስሌዝኣተዉ ኣብ ልዕሊ ዘመነ እዝ ዝገበርዎ ብኡኡ ሽበራ ተባሂሎም ንድሕነት ፊደራል መንግስቲ ኣትዮም::
Talk of Genociders from afar and beyond. That is one thing we need to bear in mind, but the most egregious crimes we needed to be reminded is the one committed by those who spuriously claim to be Tigrians working to shield masters from facing justices by directly and covertly releasing those caught red handed committing the crimes. Who do expect to deliver justices when Tigrians holding power release genociders? Call a spade a spade! Stop going round the bushes!!
Nmen hizka eyu genosayd kbehal neni bealna yebaluaina alewu
Alem milue tesenidu dea kemey Mirman kisien.
50 ዓመት ብወያነ ሕዝቢ ትግራይ ጆነሳይድ ተፈጺሙ እዩ
ኣድጊ
አንተ ባንደ@@weykefetek3020
yes
Structure