"እቲ ቅኑዕ ሓጎስ' ገዳም ቅዱስ ዮሃንስ ቴድረር፦ gedam abune yohanns tiedrer

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 232

  • @Robielokbagergs
    @Robielokbagergs 9 หลายเดือนก่อน +1

    ገዳም ቅዱስ ዮሃንስ ናይ በሓቂ ቅዱስ ቦታ እዩ መጥምቀ መለኮት ቅዱስ ዮሃንስ ረዲኤቱን ጸጋ በረከቱን ኣይፈለየና ኣሜን

  • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
    @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ ปีที่แล้ว +55

    🇪🇷🇪🇷ኤርትራዉያን በጃኩም እሽርኩም ይኩን መባእኩም ናብ ኤረትራ ዘለዎ ገዳማትና ሰደዱ መጀመርታ ናትካ ምስ ወዳእካ ኢዬ ናብ ካልእ ትሰድድ ዋላ ን HIRUT TV ክነተባእብኦም ብኩሉ ነገር ይግባአና ።።እግዛብሔር ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ✝️✝️✝️

    • @Samuel-qt6pb
      @Samuel-qt6pb ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ተሳተፍቲ በረከት ገዳማትና ክንከውን እዝግኣብሄር ይሓግዘና ።

    • @yohanasolomon7319
      @yohanasolomon7319 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @RahelTsegay-l7g
      @RahelTsegay-l7g 7 หลายเดือนก่อน

      Amen amen amen

  • @NbayNegasi
    @NbayNegasi ปีที่แล้ว +18

    ❤❤❤ናይብሓቂ ደስ ዝብል ጾሎቶም ኣማላድነቱ ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ኣይፈለየና ህዝበ ክርስትያን❤❤❤ ድያቆን ዳት ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ናይ ብሃቂ ቅዱስ ስራሕ ኢዩ ኣዚ ትገብሮ ዘለኻ እሞ ኣጆኻ ቀጽሊ ክብር ሓው❤❤❤❤❤❤

  • @keaentertinment4399
    @keaentertinment4399 ปีที่แล้ว +15

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣሰይይይ ዓድና ንምለሰሉ ዘመን ይፍጠረልና ❤❤❤❤

  • @danielnatu-ex7su
    @danielnatu-ex7su ปีที่แล้ว +4

    ናይ አቡነ ዮዋሃንስ ጸለቱን በረኸቱን ኣይፈለየና። ዳት ኃውና እንታይ ከብለካ ደሌ ። ኣብዚ ግዜ ዚ ሃገርናን ቤተክርስቲያናን ጸላኤን ዝበዛሓሉ ዘሎ ግዜ ኢዩ ሞ ኩልሻ በሕጀ ውን ትኸዶም ገዳማት ነአቶም ኣብኡ ዘለዉ ኣቦታት ስለ ሃገናን ቤተክርስቲያናን ስለ እቲ ህዝቢ ስደቱ ከሓጽረሉ ጸልዩ በለልና ኢኻ ዳት ኃውና ሓደራ ። ኣጆካ በርትዕ እግዚአብሄር የሓግዝካ።

  • @gmai-de
    @gmai-de ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ናይ ቅዱስ ዮሃንስ መጥምቅ ❤ ኩሎም ገዳማትና ኣብ ዓዲ ከለና ዘይበጽሓናዮም ብዙሕ ይሓዝን
    ተመሊስና ገዳማትና ክንበጽሕ እግዛቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ❤ ነቶም ላዕልን ታሕትን ኢልኩም ገዳማትና ከተላልዩና ትደክሙ ዘለኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @micalyonas
    @micalyonas ปีที่แล้ว +13

    ክቡር ሓውና ክብሪ ምስጋና ይሃብካ ሃይማኖትና ከነደልድል ክንፈልጥ ትቃልሰ ዘለካ ኣብ ልብና የስፍሮ ብ ኣካል ከኣ ንሳተፎ ይግበርና ንኩሉ መእመን ኣሜን

  • @ተስፋጽባሕኣቡየ
    @ተስፋጽባሕኣቡየ ปีที่แล้ว +9

    እውይ ተመስገንንንንንን ካብ ዝሓሰብኩዎ ዘይወጻኹ ልክዕ ቅዱስ የውሃንስ ኣቦይ'ዶ ይኸዝን ኢለ ሓሲበስ ብፍጹም ከኣ ተሓጊሰ ንሳ ምኻና ምስ ርኣኹ 💖🙏💖🙏💖🙏
    ቅዱስ የውሃንስ አቦይ መሪቁ እዩ ሰዲዱኒ ልክዕ ቅድሚ ሰላም ሙኻኑ ሰንበት ኣብኣ ኣሕሊፈያ ሶኒ ካብ ኤርትራ ወጽየ ሕጂ ድማ ኣምላክ ይመስገን ኤሮጳ ኣለኹ ቅዱስ የውሃንስ ኣቦይ ቡዙሕ መብጽኣ እየ ኣትየ መጽየ ቅድሚ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምውጽአየ ፍርቁ ሰዲደ ሕጂ ድማ ንዓት ይጽውዓኒ ዘላ ኮይኑዩ ተሰሚዑኒሞ ድ/ን ሓወይ ኣዝየ እየ ዘመስግነካ ተባረኽ ዝሓወይ 💖🙏💖🙏

    • @fevenkorkos2204
      @fevenkorkos2204 ปีที่แล้ว +2

      አጆካ ተመነ ክዋሃበኻ እዩ ናይ ፈጣሪና ለውሃት እንዃዕ እዃ ተዋህዶ ኮና ኢልና ንሕበነሉ ሃይማኖት እዩ ዘለና

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 ปีที่แล้ว +3

    ድያቆነይ መግለጺ ሰኢነልካ አግዚኣቢሔር ጸግኡ የብዝሃልካ ነዚ ቅዱስ ገዳማት ሃገርና ተሪኤና ዘለካ

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew12 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይ❤አረ ምዓስ ኢና ናብ ዓድና ንምለስ😢 ናብዚ ቅዱስ ቦታ ክንከይድ።
    እታ መዝሙር እባ ስደዱልና plss❤❤😊

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว +11

    ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣብዚ ቅዱስ ስፍራ የርግጸና ፡ በረከት ናይ ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቀ መለኮት ይሕደረና ኣሜን ።

    • @Filipos22
      @Filipos22 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @ngstigde2092
    @ngstigde2092 ปีที่แล้ว +3

    ኦ ኣምላከይ ንሃገርና ባርኽ ብሰላም ሃገርና ተመሊስና በረኸት ገዳማትና ንካፈል ይበለና ኣሜን

  • @fyeriteame7623
    @fyeriteame7623 ปีที่แล้ว +5

    ኢልልልልልልልል ብታኢሚ ኢየ ዘመስግነኩም ንድህሪት ተመሊስና ገዳምና ዘምጻኩምልና ኩሉ ተራኢና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ክብርን ምስጋናን ንኣኩም ይኩን

  • @abuneyonasaboybrhanalem4125
    @abuneyonasaboybrhanalem4125 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡር ሓዉና ገዳማትና ንዝፈልጦ ተዘክሮታት ንዘይፈልጦ ከኣ ተፍልጦ ኣለኻ ብጣዕሚ ደስ ይብለካ

  • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ
    @እመእግዚኣብሔርምስሌነ ปีที่แล้ว +2

    ብንብዓት ዘኣኽ ኽውድኣ ኣይከኣልኩን ኣንታ ፈጣሪ ኣቦይ ስደትኩም ይእኸልኩም እባ በለና።

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari ปีที่แล้ว +5

    በረኸት ረዲኤት ናይ ኣቦና ቅዱስ የሃንስ መጥምቅ ምስ ኩላትና ይኹን(አሜን3)
    ዝዓበኹላ ገዳም ኣቦይ መዓረይ ቅዱስ የሃንስ😢

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 ปีที่แล้ว +1

    ዎ አምላክ ሃገርና ተመልስና አብኡ ዝብጽሕ እግር ጥዕና ግዜ የሃበና ፍጣር

  • @MerhawiAndemeskel-u7p
    @MerhawiAndemeskel-u7p 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስምኣልና ድያቆን ዳት ሓውና ❤🎉😢❤🎉😢❤🎉😢❤🎉😢❤🎉😢

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ዘርኣየኩም። ከማኹም የማስለና ክቡራት ኣሓዋት። ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ንዓና ኣሕዋትኩም ኣብ ምዕራብ ሃገራት ዘሎና ቡኡቡኡ ከይንጠፍእ።

  • @Abi-hero
    @Abi-hero ปีที่แล้ว

    ናይ በሐቂ ዘደንቅ ገዳም። ተስፋ ንገብር ህግደፍ ተማሕዬም ክኸድሞ ገደማትና ክንጽግን። 🌿💙🌿💙🌿🌿🌿💙🌿💙

  • @FioriWeldeab
    @FioriWeldeab ปีที่แล้ว

    በረከቶም ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮውሃንስ መትመክ መሎኮት ኣቦና ምስ ኩላትና ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለሂወት የስማልና

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እዚ ቦታ በጺሐዬ ተፈዊሰሉ ቡዙሐት ድማ ውላድ ዘይብለን ውላድ ይህበን ሐንቲ አደ ካብ ጋሽ ባርካ ልሙስ ዝሐመመ ወዳ ሐዚላ መጺአ ተፈዊሱ ተመሊሱ ብንጽሕና ብንስሐ ዝመጸ እግዚአብሔር ዝለመንካዬ ይህብ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @meharyaynealem5314
    @meharyaynealem5314 ปีที่แล้ว +5

    በረከትን ጸሎትን ናይ ቅዱስ ዮውሃስ መጥምቀ መሎኮት ኣቦና ምስ ኩላትና ይኹን ::

  • @merhawitbrhane3668
    @merhawitbrhane3668 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ እጹብ ድንቂ ዩ ስራሕ ኣምላክና ። እግዚኣብሔር ኣምላክና ንገዳማትናን ንሃገናን ንህዚብናን ይሓልወልና ንኩልኩ ተገድስኩም ነዚ ናይ በረክት ቃል ክንሰምዕ ክንካፈልን ዘደከምኩን ዘጸዓርኩም፡እግዚኣሔር ዓስብኩም ይሃብኩም

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r ปีที่แล้ว +1

    ዝተረፉ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ናይ ሃገርና ኤርትራ በብግዚኡ ክተምጹልና ብትሕትና ንሓትት ንኣብነት ከም ኣቡነ ብጹዕ ኣምላክ ጎደይቲ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ ከባቢ ዝርኸብ ገዳም ኣቡነ ቴዎድሮስ ከባቢ ዶብ ሰንዓፈ ኣቡነ ዕንቆብርሃን ደቂ ሽሓይ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን ዝገደምዎ ገዳም እንዳ ኣንስቲ ገዳም ሕጂ ዝጠፍአ ዘሎ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት

  • @RobielHadush
    @RobielHadush 2 หลายเดือนก่อน

    ቅዱስ ዮሃንስ ኣቦይ ❤❤❤

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲💒🌹👏💒👏🌹🤲❤👏🎉❤🌹💒

  • @desalemehari6995
    @desalemehari6995 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ኣምላክ ኣቦይ ካብዚ ቅዱስ ስፍራ ቅዱሳን ተሳተፍቲ በረከት ይግበረና ❤❤❤ thanks bro gbu

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 21 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና አሜን ✝️🙏🙏🙏

  • @muluebrhaneyob4630
    @muluebrhaneyob4630 ปีที่แล้ว +2

    May Eritrea orthodox tewahdo live forever ❤

  • @aklilugebrit6780
    @aklilugebrit6780 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም.....ab 2014 abzi kdus gedam zkedkwo azekakiruni.....egziabeher amlak nab adna temelisna nabzi kdus sfra knbexeh senay fkadu ykunelna🙏🙏🙏

  • @تتباتانلل
    @تتباتانلل ปีที่แล้ว

    ኣሜን በረኸት መጥምቀ ዮሃንስ ይሕደረና ከማኺ የማስለና ጓል ማሕበረይ

  • @tesfuema6596
    @tesfuema6596 10 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qale hiwet yesmelna xegu yebzhalkum fetari

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣባታተይ ሊቃውንቲ።
    ብስም ጎይታናን፡መድሓኒናን፡ኣምላክናን ኢዮሱስ ክሩስቶስ ምስ ኣዴና ቅዱሰ ቁዱሳን መወዳእታ ዘይብሉ ጸጋ ይዓድልኩም።
    ከምዚ ጌርኩም ገዳማትና በጺሕኩም ንህዝና ምልላይኩምን፡ምፍላጥኩምን።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ተከቡራን፡ተሓፊራን ክሳብ ምጾታት ዓለም ክትነብር ኢያ።

  • @ጓልትግራይዓደይ
    @ጓልትግራይዓደይ ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል አሰይይይይይ
    ብሰላም ናዓድና ይመልሰና ኦ አምላከይ ናብ ገዳሜ አብቀዕና😢

  • @filimonghebrekrstos2248
    @filimonghebrekrstos2248 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmealna

  • @temsegnferslam389
    @temsegnferslam389 ปีที่แล้ว

    ዘዕበየኒ ገዳም ኣባ ቁዱስ የውሃንሰ🎉🎉🎉❤❤

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዘደንቕ ታሪኻዊ ገዳም፡ ዲያቆን እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ከምዚ ገይርካ ገዳማት ሃገርና እተላልየና ዘሎኻ,
    ገዳም አቡነ መንቆሬዎስ ከኣ እባ ኣምጽኣልና እግዚአብሔር ይሓግዝካ

  • @mulueokubay5478
    @mulueokubay5478 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ኣቤቱ ጎይታ ሆ ናብዓድና ምለሰና እግዝኣብሄር በረከቶም ይኽፈለና❤
    ፕላስ እዛ ሞዝሙር ትፎልጥዋ ተሊኹም 👇

  • @YordanosBaynosay
    @YordanosBaynosay ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ metmuke melokot kudus yohans aboy

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r ปีที่แล้ว

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንንን ክብሪ ይሃብኩም Hirut tv ዲያቆን ዳት ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ነዚ ገዳማትና ተላልዩና ዘለኩም ክብሪ ይሃብኩምምም እቶም ኣብ ስደት ዘለና ኩልና ሞባእና ዕሽርና ንሃገርና ዘለዋ ክትሰዱ ሓደራ ንብል በረከትን ረድኤትን ናይ ቴድረር ገዳም ኣቡነ ዮሃንስ መጥምቅ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜንን

  • @Jesusmylord345
    @Jesusmylord345 ปีที่แล้ว

    ዘዕበኽኒ ቤት ናፉቆትኪ ኣለኒ I miss that moment🥺 dehan eto eti ziabekulu gedam dhri 5 amet rieyo🙏✝️🥺❤

  • @rshantesfancial1392
    @rshantesfancial1392 10 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen bereketomn xeletomn mskulna hzbekirstyan ykun Amen

  • @luwamgebrehiwet5249
    @luwamgebrehiwet5249 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብዚ ቅዱስ ስፍራ የብጽሓና

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +2

    ጸጋ የብዝሕ ድያቆን ሓወይ ኣምላኽ ዕድመ ሂቡ ኣብዚ ንሳለመሉ ንሰግደሉን ግዜ ከምጽኣልና ፍቃዱ ይኹን❤🎉😊።

  • @adiammekonnen9166
    @adiammekonnen9166 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይ ደስ ዝብል ገዳም የውሃንስ ቴድረር በረከት ጸሎትን ናይ መጥመቀ መለኮት የውሃንስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ። ሓወይ ከኣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ $ ተስፋ ይገብር ከኣ ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ ጎደይቲ ከተርእየና ኣምላክ ይሓግዝካ ቀጽሎ።

  • @TseguGebreab-ls8xp
    @TseguGebreab-ls8xp ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy Amin amin amin

  • @ghenetghe8493
    @ghenetghe8493 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን ኣምን ከንብስ ቁዶ ግዳማትን ፉቃዶ ይኹን

  • @HabenGebre-e7k
    @HabenGebre-e7k ปีที่แล้ว

    ታሪኽ ገዳም ቁስቋም ድባርዋ በጃኻ ዝሓወይ ኣምጻልና

  • @TemesgenAmlakey6721
    @TemesgenAmlakey6721 ปีที่แล้ว

    Lul Egziabiher Amlakna Abzi Kdus Sfra Yergxena Bereket Nay Kdus Yohans Metmek Melekot Yehdrena Amen❤♥️🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @TiabeWelday
    @TiabeWelday ปีที่แล้ว

    Kiburhawuna edmen tenan yhabku fatari amlak emesgen

  • @letekidanesefnosletekidane8866
    @letekidanesefnosletekidane8866 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን

  • @nigistihaile8323
    @nigistihaile8323 ปีที่แล้ว

    ጸሎት ኣቦታትና ይርደኣና
    እንተ ንስኻ እሞ ኣምላኽ ይባርካ ገዳማትና እንዳዞርካ ተላሊየና ጸለኻ እግዛቢሄር ጸጊኡ ይብዛሓልካ

  • @GjuYu8
    @GjuYu8 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ከመይ ዝበለ ብርሃን ትርኢት ድኣሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኩቡራት ኣቦታትና በረከቱን ረዲአቱን ናይ ቁዱስ ዮዉሃንስ መጥመቅ ኣይፈለየና🙏🙏🙏

  • @hadishgytub3833
    @hadishgytub3833 ปีที่แล้ว

    Breket ny kudus yewhans ayfelyen🥰🥰🙏

  • @ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ
    @ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ንበቦታትና ገዳማትናን ይሓልውውልና ❤❤❤❤ ጸጋ በረኸት ይዓድልኩም የሕዋት

  • @ቲቲጓልወየንቲ
    @ቲቲጓልወየንቲ ปีที่แล้ว

    አሜንንንአሜንንንአሜንንን🙏🙏🙏😘😘😘😘😘❤❤❤

  • @amittesfamarian5194
    @amittesfamarian5194 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ሉዑል እግዚኣቤሄሪ ኣምላኽ ኣብዝ ቅዱስ ስፈራ ርግጽና ክንባሪኽ ፈቃዱ ይኹነልና

  • @efremhailemichael7762
    @efremhailemichael7762 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልና ኣምላክ

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l ปีที่แล้ว

    አሰይ እልልልልል ፅቡቕ ሪኢና

  • @እመብርሃንምርሕኒመገዲቅድ

    Aseyyyyyy eleleeee nezi knrei Egziabhier Amlak fqadu ykun, abiet thtna kburat Abotatna Egziabhier Amlak newih edme yhabelna nana khshena, Diyaqon hawey ajokum kabzi zelekumo nlaeli ktbrteu Egziabhier Amlak yhagzkum halal hawey!🙏

  • @mersiehadish4877
    @mersiehadish4877 ปีที่แล้ว

    Asey Dat Hawey btaemi eye zemesgneka zeabeyetni gedam zerakana asbi qdusan yhabka
    በረኸቱ ምስ ኩልና ይኹን !!

  • @yordanosyzgaw8837
    @yordanosyzgaw8837 ปีที่แล้ว +1

    Gedam qdus yowhans metmeke melekot degime ksalem kdus fkad nay egzabiher ykun amen🙏

  • @rahwaabraham7864
    @rahwaabraham7864 ปีที่แล้ว

    Aseyyy desi zebli xeletomn berketomn yhdrna 🙏🙏🙏

  • @BanaMesfin-w6l
    @BanaMesfin-w6l ปีที่แล้ว

    Nay behaqi dese zebele libeka hagose zemeli gedame xilotmene bereketime ayefeleyena🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @trhesadamadam6739
    @trhesadamadam6739 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማአና ተሳተፍቲ በረከት ይግበረና ናይ መጥምቀ ቁዱስ የውሐንስ በረኩቱም ይሕደረና ንኹልና ህዝቢ ክርስትያን 🙏🤲 🤲🤲አምላኽ ይሐግዝካ ዝሐወይ ገዳማትና ተላልየና ዘለካ 🙏🤲

  • @MedhanieGebretnsae
    @MedhanieGebretnsae ปีที่แล้ว +1

    Amen bereket nay qdus yewhans ayfeleyena❤❤❤❤❤❤

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu7841 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 amen 🙏 amen kali hewat yesimalna hewat naty

  • @kibromteklemariam2021
    @kibromteklemariam2021 ปีที่แล้ว

    Menfasawyan yehatey amlak edmen tenan yehabkum

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy betaemi des zebli medeb hawena egzeabiher amlak n gedamat hagrina yebreklinana yeakiblinan sdetina ahexeru tesatefite nay ezi breket yebkiana amlak betaemi ena nemsigeneka Dat hawena ms gedamat hagrina telaliyena zelika egzeabiher amlak nay agoligulet zemneka yebareklika 🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️

  • @g776yy3
    @g776yy3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲🤲🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @kasay67
    @kasay67 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይሃበልና ክቡር ድ/ን፡ሓውና፡ በረኸቱ የብዝሓልካ። እዚ ገዳም ኣብ ኤርትራ ከለኹ ብምሕረት እግዚኣብሔር በጺሐዮ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ገዳም እዩ።
    እዞም ኣበ ምኔት ውን ብጣዕሚ ትሕትና ዘለዎም፡ መምህር ህይወት ምዃኖም ይምስክር።
    እግዚኣብሔር ፈቂድዎ ሓደ መዓልቲ ተመለሰ ክርእዮ ተስፋ ኣሎኒ።

  • @awetnasr3229
    @awetnasr3229 ปีที่แล้ว

    Dyakon hawey nab kulu gedamat hagerna enda kedka berekt kudusan tarik kudusan tekaflena zeleka egziabher nay agelgulet zebenka ybarkelka amin.

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 3 หลายเดือนก่อน

    ቆልዓ ከለኹ ኣብ'ዚ ይመሃር ኔረ: ድሕሪ መዋእል በዚ video ሪዮ.. Very memorable of childhood

  • @solomonberhane77
    @solomonberhane77 ปีที่แล้ว

    amen amen xegu yabzahlkum fatari 🌿🙏🏿

  • @azekriedengleyadegoytay5981
    @azekriedengleyadegoytay5981 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ናይ ብሐቂ ደስዝብል በረከትን ረዲኤትን ጸሎቶምን ናይ አቦና የውሃንስ ምጥምቅ መለኮት አይፈለየና

  • @edenhailemariam5724
    @edenhailemariam5724 ปีที่แล้ว

    እልልልል ቓለሂወት የስማኣልና

  • @yowhanakesete8772
    @yowhanakesete8772 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen xolotomn bereketomn nay abona metmeqe yehans ayfeleyena

  • @okbaigezaeokbaigezaegebrem1023
    @okbaigezaeokbaigezaegebrem1023 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና ዲያቆን እግዚኣብሔር ኣብ ዝለዓለ ኪዳነ ክህነት የብጽሕካ።ተገዲስካ ኣብ ኩሉ ገዳማትን ቅዱሳን መካናት ሰኒድካ ብቭድዮ ምቅራብካ እግዚኣብሔር ሓይልን ጥበብ የብዝሓካ።

  • @SenaytTadese-m9h
    @SenaytTadese-m9h ปีที่แล้ว

    Xegu yebzhalkum kebert yehwety berketen rediten mes kulna yukun nay abona kudus yewhans tederr

  • @bizengebremikael8666
    @bizengebremikael8666 ปีที่แล้ว

    ደስስስ ክብለካ ባሓቂ ኣሜን ኣሜን ናብ ቤቱ የብቃዓና ቅዱስ የውሃንስ

  • @SegenYebio
    @SegenYebio ปีที่แล้ว

    Amen amen amen bereketom ayfeletena

  • @yacobhaile-rn4nx
    @yacobhaile-rn4nx ปีที่แล้ว

    በረከት ኣባና ቅዱስ የውሃንስ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲ ያቆን ሓወይ ።

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 ปีที่แล้ว

    ናይ አቦታትና በረኾቶምን ጸሎቶም ምስ ኩሉ ህዝብናይ ዓዲናን ደቅናን። ነዚ አብ ሲደት ዘሎ መንእሰይ ሽም ኤርትራ ከጥፉኡ ብእምኒ ሰብ ክፈግኡ ዝውዕሉ ዘለው ነዚ ስምዖም አብ ልቦም ይምለሶም አምላኽይ። 🙏🏾🇪🇷❤️

  • @awetnasr3229
    @awetnasr3229 ปีที่แล้ว

    Amin berektn redietn nay metmuke melokot ykfelena.
    Nay abotatna berekt ykfelena

  • @SoloEriboy
    @SoloEriboy ปีที่แล้ว

    Egzabher aboy etom nbzi zeynked zelena menfeskan haylkan hbka nab mengedka mrhena abzi hmak sdedet aytrbyena hhalwena amlak aboy 🙏❤🙏

  • @butusharobel4446
    @butusharobel4446 ปีที่แล้ว

    ሊዲያ i’m happy to see you I’m so excited ❤❤❤❤❤❤

  • @rahelberhane1500
    @rahelberhane1500 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤አሜንአሜን

  • @adhanethabteyes6686
    @adhanethabteyes6686 ปีที่แล้ว

    Aman amen aman qal hiwet ysemalena ❤

  • @elenamaltempo2345
    @elenamaltempo2345 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤ amen amlak ehagzena knimexie xolot gberulna

  • @meseretabraham2217
    @meseretabraham2217 ปีที่แล้ว

    Amen amen Amen abona

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 ปีที่แล้ว

    Amen amen tselotin bereketomn rediaetomn nay kudus yewhanesss metmek abona ayfeleyena nihna kea kemzi ellna gedamat na kinbetsih yebkeana fetari amen

  • @selamfitwi186
    @selamfitwi186 ปีที่แล้ว

    ተባረክ ክቡር ሓው እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @kisanetmehari3577
    @kisanetmehari3577 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚብሄር

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 ปีที่แล้ว

    Berkatkum yehderna 🙏🙏🙏

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 ปีที่แล้ว

    Good job all of u God blesse you.

  • @wintahabtay3696
    @wintahabtay3696 ปีที่แล้ว

    ገዳም የዉሃንስ ቴድረር ብሓቂ ፍቅሪ ዝኮነ ገዳም እዩ

  • @birktigebrezghi877
    @birktigebrezghi877 ปีที่แล้ว

    Egzabher ybarkuom

  • @Filipos22
    @Filipos22 ปีที่แล้ว

    በረከተን ጸሎትን ናይ ቅዱስ አቦና ዮሐንስ መጥመቅ ይሕደረና። እግዚአብሔር አምለኽ ዳግማይ ካብ ስደት መሊሱ ናይዚ ቅዱስ ስፍራ በረከት ክንሳተፍ የብቅዓና።