ምቁር ዕላልን ዛንታን-- Eritrea Arts ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ) Part ONE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 41

  • @bejoylove7194
    @bejoylove7194 3 ปีที่แล้ว +1

    I alway love to hear this grace man,his words,his sounds,his knowlege over all he knows what he is talking.
    I love to hear more history from u.

  • @elsatekie4756
    @elsatekie4756 3 ปีที่แล้ว +3

    Lingo you are such a talented man. Eritrean gift.

  • @solomon2666
    @solomon2666 3 ปีที่แล้ว +9

    ሊንጎ ድአ እንታይ ዕላል ክህልዎ ዓዲ ዃላ ንኤሜርካ ሒዝዋ ኸይዱ ንምንታይ ከም ዝሸፈተ አጸቢቑ ዝፈልጥ ቃንዛ ህዝቡ ዘይርድኦ ዋላ ተተማህረ ዘይስቆሮ አብ ራዕዲ ዝነብር።

  • @semirakassim397
    @semirakassim397 2 ปีที่แล้ว

    My favorite 🇪🇷🙏

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 ปีที่แล้ว

    ኣማን ብኣማን ምቁር ዕላል።ሊንጎ

  • @berhanejosef3613
    @berhanejosef3613 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw! Lingon we love you brother. I appreciate your intervju. You are a great Eritrean artist.
    May God bless you!

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 3 ปีที่แล้ว +3

    ሊንጎ፡ ሃገር ንዕስራ ዓመት ሽግርን ተጻብኦን ከጋጥማ ነቲ ተጋዲለሉ ትብሎ ህዝቢ ሓንቲ መዓልቲ ወጺኻ ደው ዘይምባልካ ዝሕዝን።

  • @elsatekie4756
    @elsatekie4756 3 ปีที่แล้ว

    Thank you for bringing him.

    • @ya-fl5bt
      @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว

      Lokmax

    • @elsatekie4756
      @elsatekie4756 3 ปีที่แล้ว

      @@ya-fl5bt who is loxmas?

  • @habtegargishmehari5178
    @habtegargishmehari5178 7 หลายเดือนก่อน

    Elalat Lingo kabtom samieka zaymino ❤

  • @helentekle2822
    @helentekle2822 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ሃወይ ሊንጎ ብጣዔሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ዕዴመን ጥዕናን ይሃብካ አጆና ክንዕወት ኢና።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ፋራ ሊንጎ ኣብ ስደት ኮንካ ገና ትልፍልፍ ኣብ ኤሪትራ ሞ ሾርት ሚሞሪ ዘየለ ክክክክ

  • @elsatekie4756
    @elsatekie4756 3 ปีที่แล้ว

    'Lilay'' nbzuh nafkot nay sewuuta sdrabetat hankewtoom zmelest derfi eya, I remember hearing it with lots of cry , in person ab kebesa in 1990 being a very kid but really understand what this song means.

  • @lewiafeworki6104
    @lewiafeworki6104 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣባጅጎ ክለተ እዝኒ'ዩ ሂቡና እቲ ሓደ ክንሰምዓሉ እቲ ሓደ ድማ ከነጻርየሉ ደስ ትብል ዘረባ'ያ ፥ ኣዴታትና ዘገርም ልቦና'ዩ ኔርወን ።

  • @mihretzeratsion6163
    @mihretzeratsion6163 3 ปีที่แล้ว

    God bless u lingo

    • @ya-fl5bt
      @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว

      Lokmax

  • @ya-fl5bt
    @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว +1

    Klaa gedefena lokmax

  • @emahatsionyohannes9717
    @emahatsionyohannes9717 3 ปีที่แล้ว +2

    EZI MELMETSI TIFA ISAYAS WELEDU YBELTSWO TEMESGEN

    • @ya-fl5bt
      @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว

      Yes💯%

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 3 ปีที่แล้ว

    Lingo I respect you you tell the history of E.P.L.F alive. You are one of our elite aswell fit for lidership. You are a pure E.P.L.F you make me remember 1977 -1978 time during E.P.L.F surrounding Asmara before back to sahl.

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 3 ปีที่แล้ว +1

    Kelbi Shifta Issayas.

  • @mihretzeratsion6163
    @mihretzeratsion6163 3 ปีที่แล้ว +1

    Seeker newram ab hawi tetebes dhul!!!

  • @belewthomas5311
    @belewthomas5311 3 ปีที่แล้ว

    I realy like Lingo But i think hes still a member of Hebite Selife because WE Now what he now, He just playing with the same boy FROM tWINS cITY MINNESOTA. Tell as or Stay HOME////.

  • @bahri1415
    @bahri1415 3 ปีที่แล้ว +2

    ቀጣፊ ሕልና ኢንተትህልወካ ከምተን ደቂቃ ደቂ ካል ኡት ኣበይ ኩነታት ኣለዋ ኢልካ ዶ ታሓስብ ሓሚን ቀጣፊ ከማካ ልዒልካን ሂወቶም ዝልፈሉላ ኢዩም ደቆም ኣብታ ብ ኣቦታቶም ዝመጸት ሃገር ቀሲኖም፡ክንብሩላ ዝይኪኢሉ ዘለዉ ለክባጥ ሓሚን ወዲ ፋፋ ኮንካ ግን ንብሲካን ስድራካን ኣብ ዝትዒመካ ሰፊሪካ ናይቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ድኽነትን ሕስረትን ኣይንታይካን ኢዩ ን ዓካ ለክባጥ ሓሚን ንስካ ሓንቲ ጥያት ኣይተኮስካን ብሕልክስክስ ሕሽኩሽኩ ማሓዮ ሓልፍቲ ኮንካ ናጽነት ኣቲካ ሕጂ ከም ሓደ ጂግና ክትቐርብ ፈላጢካ ቡዙሕ ኣሎ ከማካ ኣብዛ ምድሪ ስብ ኣይን ሓሳውን ፈሲ

    • @seeker795
      @seeker795 3 ปีที่แล้ว

      መርሐባ ባህሪ ብጣዕሚ ነዚ ለኽባጥ ለማኒ ታሪኽ ሐሳዊ ናይ ሐቂ ፅቡቕ ጌርካ ገሊፅካዮ አለኻ from now on ንኹላቶም ሓሰውቲ ናይ ታሪኽ ብዝግባእ ነጋልጾም ሓውኻ/ኺ ካብ ኣኽርያ

    • @1996ቃለማህላይኣብሳዋ
      @1996ቃለማህላይኣብሳዋ 3 ปีที่แล้ว

      @@seeker795 ኪድ ዓጋመ ወዲ ኣኽርያ እሞ ዘይኮንካ ( ፅ )

    • @seeker795
      @seeker795 3 ปีที่แล้ว

      @@1996ቃለማህላይኣብሳዋ መርሐባ እዘን comments ንውሕ ዝበለ ግዜ እየን ጌረን ሕጂ ዲኻ ካብ ሳዋ ትመፅእ ዘለኻ ታሪኽ ናይ አኽርያ ካብ አኽር ዝብል ቃል እዩ ተወሲዱ አኽር ማለት መጨረሽታ ማለት እዚ ናይ ሎሚ አኽርያ ቀደም በረኻ ሩሑቕ ስለዝነበረ እቲ ስም ካብ አኽር ዝብል ቃል እዩ አኽርያ ተባሂሉ ናይ መጀመርታ ነበርቲ ዝነበሩ ጀበርቲ ካብ ትግራይ ዝመጹ እዮም ስለዚ አነ ዓጋመ አይኮንኩን ግን መስረቲ ናይ አኽርያ ዓጋመ እዮም it is all right you Will learn more ህውኽ ኢልካ ናብ ፀርፊ አይተምርሕ አነ ይፃረፍ አይኮንኩን ዘለኹ ሐቂ ኢየ ክነግር ዝደሊ ሐቂ ምዝራብን ምፅራፍን ፈላሊኻ ርአዮም

  • @seeker795
    @seeker795 3 ปีที่แล้ว +4

    ✋️መልእኽቲ ናብ ሊንጎ ሊንጎ ስለምንታይ ኢኻ ሰባት አብዛ ሸርሙጣ ሀገር ኤሪትራ ይእሰሩ ይቕተሉ ይስደዱ ይዕመጹ ይጠምዩ ይስረቑ አለዉ ኢልካ ዘይትዛረብ ሰባት ቁሊቶም እንዳ ተሽጠ እስኻ ሊንጎ ንሃገር እየ ዝቃለስ ኔረ እንድሕር ትብል ኮንካ እዚ ቁቡል አይኮነን አብክንዲ ብኣካል ዘይነበርካዮ ዘይትፈልጦ ናይ ሃለውለው ታሪኽ ምዝራብ ሐቂ ምዛራብ እዩ እቲ እንኮ ሐቂ ተጋዳላይ አብስደት ኮይኑ ልክዕ ከምዛ ሰባት ብፍቕሪ ብስርዓት ዝነብሩላ ሀገር ተቓሊሱ ከምዝመስረተ ንኹሉ ግዜ እንዳተኸበረ ክነብር እዩ ዝደሊ ሰባት አብ ኤሪትራ ሎሚ እዚኹሉ ሽግራትን መዓትን ወሪዱ ንዘሎ ተጋዳላይ ዘምፀኦ እዩ ብዝተረፈ ዝኸበርካ ሊንጎ አብክንዲ አቦይ ወልደንኪኤል ሰለሙን ከምዚ ገበሩ መሐመድ ከምዚ ገበረ ኢልካ ትርጉም ዘይብሉ ናይ ሐሶት ታሪኽ አብክንዲ ምንጋር ሐቂ ተዛረብ ✋️ ሓውኻ ካብ አኽርያ

    • @berhanejosef3613
      @berhanejosef3613 3 ปีที่แล้ว +1

      Please respect him. He was wonderfull person. He had in prison befor Every one. He know Every thing but he has leaving his beloved country. He takes his master degre.he was brilant Man. Now he did not se anything.He was silent and keep his personality. So do your selve. Do not warry about lingo.
      May God bless you!

    • @seeker795
      @seeker795 3 ปีที่แล้ว +1

      @@berhanejosef3613 ✋️ብርሃነ ዮሴፍ you are an tigrignan man why don't you explain me in tigrigna ብዝኾነ ብርሃነ ብትግርኛ ፅሐፈለይ እሞ ደሐር አነን እስኻን ብዛዕባ ምንታይ ኢና ንዛራረብ ዘለና ብቐሊሉ ክንፈልጥ ንኽእል otherwise if you are realy trying to teach English go ahead teach someone else

    • @ya-fl5bt
      @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว +1

      Absolutely brother a man like lingo is lokmax kalbi issaias

    • @ya-fl5bt
      @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว +1

      @@berhanejosef3613 you respect him lokumax kalbi issaias

    • @berhanejosef3613
      @berhanejosef3613 3 ปีที่แล้ว

      @@seeker795 Iam so sorry. I can not write Tigrja alphbet. I hope you are understand me.
      Regards
      Berhane.

  • @ya-fl5bt
    @ya-fl5bt 3 ปีที่แล้ว

    Who cares halewulew not interested :: dictator is must go ::

  • @especially4657
    @especially4657 3 ปีที่แล้ว

    ሑኚኢኢ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 6 หลายเดือนก่อน

    Lingo
    ደይ ነዊሕ ማለት እዩ ዝኸውን።
    😅
    No Wonder you grew up
    to be genius.

  • @seeker795
    @seeker795 3 ปีที่แล้ว +1

    👎👎 መርሐባ ንኹሉ ተጋዳላይ ዘይብሉ 👌ሰውራ ኤሪትራ እንኮ ብፍላይ ሻዕብያ ነዚ ተዛራባይ ትግርኛ ከፅንት ኢሉ ዝተመስረተ ናይ ገበነኛታት business እዩ ሻዕብያ ከምዚ ሕጂ ሰብ ዝቐትልን ዝሓርድን ዘሎ አብ ትግራይ እቲ ቕትለት ቀደም አብ ሜዳ ኤሪትራ እዩ ጀሚርዎ ሻዕብያ አብ ቤት ማእሰርቲ ሐለዋ ሰውራ ሰብ ይቐትልን ይሓርድን ኔሩ ተጋዳላይ እዚ ደንቆሮ ብጀካ ክስዋእን ክስንክልን ሙኻኑ እንተዘይኮይኑ ዝፈልጥ ኔሩ ንስለምንታይ ይቃለስ ኔሩ ዋላ ዋላ አይፈልጥን እዩ ኔሩ ብድሕሪ 1991 ቡዙሐት ተጋደልቲ ንስደት ሃዲሞም እቶም አብ ኤሪትራ ዝተረፉ ገሊኦም ቀልጢፎም አብ ስርቅን ብልሽውናን አትዮም ገሊኦም ገበናት ፈጺሞም ተኣሲሮም ገሊኦም ሓሰውቲ ናይ እዝኒ ኮይኖም ስጋዕ ሕጂ ንሰባት እንዳሓሰዉ የእስሩን የቕትሉን አለዉ ሎሚ አብ ኤሪትራ እቶም ዝሃብተሙ ተጋደልቲ ነበር እዮም ሰብ ኮንካ ክትነብር ዘይፍቀድ ሀገር እሞ ኸኣ ተጋዳላይ ብጀካ ካላሽን ካልእ ንብረት ዋላሓንቲ ሒዙ ካብ በረኻ ዝኣተወ ብኸመይ ምኽንያት እዩ ቀልጢፉ ሃብታም ኮይኑ ስለዚ 👌ተጋዳላይ ብፍላይ ነዚ ትግርኛ ተዛራባይ ክቕተል ክእሰር ክስደድ ክጠሚ ክጭቁን ኩሊቱ ክሽየጥ ንኽኸውን ተቓሊሱ Still ይቃለስ አሎ ስለዚ 👍ተጋዳላይ ክኽበር የብሉን ሐውኹም ካብ አኽርያ