ታሪኽ ደግያት ባህታ ሓጎስ by ሊንጎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 80

  • @yohanesdesta8719
    @yohanesdesta8719 3 ปีที่แล้ว +2

    ምስጋና የቅርብ ትምህርት ታሪክ ።✊✊✊✊💝✔💕💕💕🇪🇷🇪🇷i love Eritra 👈

  • @sere6279
    @sere6279 3 ปีที่แล้ว +4

    መሳጢ ታሪክ ሊንጎ ጥዑም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว +2

    lingo brother gedim tegadalay thank you for reminding us our forefathers history. our history..

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ሊንጉ አዚ ትምህረና ዝለኻ ስምዕኻ ኣይጽግበን ናይ ድግያት ውልድሚካል ድግያት ባህታ ኢቲ ሊበኖኦም ሊቅንቶም ክመይ ግሪሙኒ ምስ ምስልምና ዘንበሮም ሓድንት ብሕጅ ንጽበየካ ሊንጉ የቅንልና

  • @ibrahimidris9721
    @ibrahimidris9721 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahaki des zebel zanta proud to be Eritrean.

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣጀኩም ደቂ ኤረትራ ደቂ 'ዛ ሓላል መሬት በርትዑ ፡ ኣጆኩም።

  • @tzehaighebrat3020
    @tzehaighebrat3020 3 ปีที่แล้ว +6

    Lingo you are such a brilliant historian it makes me proud eritrean and gives me hope

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว

      I wished lingo could continue play a role in the opposition group as he has began the struggle for intelligence and go to the finishing line for we are about to loose our beloved Eritrea as things are going today...

  • @Zare2020
    @Zare2020 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋጉና ደጋጊመ ይሰምዓኩም
    ዘይምኖ ታሪኽ ኣቦታትና
    ናይ ራእሲ ተሰማኸ ወስ በለና ታይ ኣበርክቶ ነሩዎም ብኸመይ ኢዮም ራእሲ በጺሖም

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 3 ปีที่แล้ว +2

    Lingo brilliant historian. I am proud ON you pleace
    continue to teach our history to new generations to come. I wish you health and prosperity.

  • @mehariabraham3045
    @mehariabraham3045 3 ปีที่แล้ว +2

    Hi , Lingo
    Am admiring u for giving us the history of our very famous grand fathers. The more i am admiring u is you were staying for limited period in Geleb Mensae and you studied tigre and speaking perfect tigre.
    I am Mensai from Geleb
    Thanks Lingo

  • @sabagebre8206
    @sabagebre8206 3 ปีที่แล้ว +1

    Lingo thank you for telling us about our ancestors. I am glad to hear about both heroes.

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 2 ปีที่แล้ว

    Nice thanx God blles you nkltekum Ajokum knewet ena

  • @mihretzeratsion6163
    @mihretzeratsion6163 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks i am proud to hear about my gran-gran father history i am Degiyat Araya gran dauther.Inbaderho

  • @negstihagos7275
    @negstihagos7275 3 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍🏽

  • @samiasgodom6096
    @samiasgodom6096 หลายเดือนก่อน

    Wowww ezay tarki be filam day teraki

  • @kesetea3254
    @kesetea3254 5 หลายเดือนก่อน

    ተጋዳላይ፣ሊንጎ፣ሓንቲ፣ሕቶ፣ከሓተካ፣አብ፣ግዜ፣ደጋት፣ባህታ፣ሰዓብቲ፣ደቂ፣አንስትዮ፣ነረንዶ፣መለስኻ፣ይጽበ፣ዕድመን፣ጥዕናን፣የሃብካ

  • @ttesfa54
    @ttesfa54 3 ปีที่แล้ว +12

    ንስኹም ውን ከምቶም ትዝክርዎም ዘለኹም ጀጋኑን ጅግንነትን ዛንታ ታሪኽና ታሪኽ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ኢሞ በርትዑ ቀጽልዎ ጀጋኑ የሕዋት

  • @tesfaluulmichael8020
    @tesfaluulmichael8020 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ። ሊንጎ ንበረልና ። ታሪኽ አቦታትና እዩ መበቆል መንነት ኤርትራውነትና ። ነዚ ዝገለጽካዮ ታሪኽ አቦታትናን ታሪኽ ጀጋኑ ስውአትናን ንምብላል ብዙሓት ጸላእትና ከም ዘሎዉ ንዕዘብ ኣሎና ። ታሪኽና ንክዕቀብ ንቃለስ በብዘሎናዮ ።

  • @salinarobel3477
    @salinarobel3477 3 ปีที่แล้ว +2

    ሊንጎ ሓወይ በቲ መደብ ናይ ባሓቂ ተሓጊስና
    ነቲ ዝሓተካ ዘሎ ክእርማ ዘለዎ
    ሰይቲ ሓውኻ ሓያም ኣይኮነትን
    ሒማ ኢያ ኪዳና ስለ ዘክበረት
    ኪዳን
    10q ስለኩሉ
    ወስኩና

  • @noah4567
    @noah4567 3 ปีที่แล้ว

    Lingo , very articulate as usual.👌👌👌

  • @dejenkidane8519
    @dejenkidane8519 4 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ኣልቦ ምድረ ገይ

  • @yonaszerea5287
    @yonaszerea5287 3 ปีที่แล้ว

    Lingo legent 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TedrosBeyene-sy3he
    @TedrosBeyene-sy3he 5 หลายเดือนก่อน

    ዋው ሊንጎ ንበረልና

  • @zebibgebretnsae9805
    @zebibgebretnsae9805 3 ปีที่แล้ว

    I love you so much 🥰🇪🇷🐪

  • @samielyohans8942
    @samielyohans8942 3 ปีที่แล้ว +2

    ንሓባብ ዘኸዶም ምንያት ፡ ሓባብ ካብ ቤት ኣስገደ ስለ ዝኾኑ እዮም። ቤት ኣስገደ ክኣ ካብ ሰገነይቲ ናብኡ ከይዶም ። ስለዚ ሓባብ ደቂ ሓቦብኦም እዮም።

  • @isyasasfaha3482
    @isyasasfaha3482 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቒ ደስ ዝብል ታሪኽ

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 3 ปีที่แล้ว +1

    Hello lingo nice to see you on social media, you been quiet for a while.Keep up the good work. We would like to see more of you 👍.

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @binyamdebesay167
    @binyamdebesay167 3 ปีที่แล้ว

    Wawww lingo fetari edimen tienan yihabika

  • @reddasem439
    @reddasem439 2 ปีที่แล้ว

    🙏💘💯

  • @tedroshagos3095
    @tedroshagos3095 3 ปีที่แล้ว +1

    ጽሑፍ ኣሎ ምሳይ ወሎዶ ባህታ ን ታሪኮምን ዝገልጽ

  • @ismaelmahmud452
    @ismaelmahmud452 3 ปีที่แล้ว

    lingo bzuh tarik eyu zfelt fkadena ente koinu kulu gzie akrbelna

  • @waterfull2907
    @waterfull2907 3 ปีที่แล้ว

    Gohaat khatolic Segeniti deqi Shormuta

    • @sabagebre8206
      @sabagebre8206 3 ปีที่แล้ว

      You are a waste. Evil is always evil, your personality tell me you came from unhealthy family. Too bad, you have no history to tell. That’s why You have are angry, you have complex problems. We can help you with prayers

  • @andesereke2041
    @andesereke2041 3 ปีที่แล้ว

    Nice thanx

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    1

  • @yosefafewerki4966
    @yosefafewerki4966 3 ปีที่แล้ว +3

    ስለምንታይ ግን ብ ፊልም መልክዕ ዘይስራሕ ?

  • @mehariabrahamtesfazghi4380
    @mehariabrahamtesfazghi4380 3 ปีที่แล้ว

    Lingo I proud of you would write and publish our forefathers history if you did how can I get

  • @zewdeberhe1610
    @zewdeberhe1610 7 หลายเดือนก่อน

    Additional opinions available.

  • @ferzunmebrahtu870
    @ferzunmebrahtu870 3 ปีที่แล้ว +4

    ክቡራት" ክሊተኹም ምስ ጋዘጨኛና" ሊንጎ፡ ራሲ ወልደሚካኤል/ ደጊያት ባህታ
    ንኽዕቖቡ ንታሕቲ ዝኸዱ ዝነበሩ example ካብ ከበሳ ዝኸዱ እምነት ምስልምና ዛኣምኑ ስጋብ ሳሕል ዘለዉ ደቂ ኣስገደ ወይ ካብ ካልእ ክርናዓት ዝመጹ ኢዮም" እቲ እሙናት ዝብል እወ ኣብቦቱኡ ኣሎ፣ ኣሕዋቶም ኢዮም ውን ፣
    ከምዚ ኣብ ላዕሊ ጽሒፍዎ ዘሎ ዘርፊ ኣትራይዎ Mr
    Obama kkkkkkkkkk.
    ታሪኽና ኢዩ ንሱ ድማ መለለታ ኤርትራና ኢዩ፣
    እሞ ሊንጎ ብኣካል ንኽረኽበካ Contact data እተትህበኒ ብኽብሪ ይጽበ፣

    • @ttesfa54
      @ttesfa54 3 ปีที่แล้ว

      R5u

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว

      እታ እንኮ ብዝተሓተ ኣብ ኣፍሪቃ ዝተዓወተት ሓርነታዊት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ውን፡ ወላኮ መብዛሕትኦም ኣባላታ ክርስቲያን ደቂከበሳ ይኩኑ እምበር፡ ብዕሸላ ኣብ ሳሕል ምድሪ ኣስላም ከምዝተዓቁበት ኢዩ ዝፍለጥ፡ ንምካኑ ዓባየይ ድምቃ ነቲ ጣልያን ካብ ኤርትራ ዝተሰጎገሉን፡ ቦኩሪ ጋላ ብሪ እንዳ ጣልያን ትሽቅለሉን ዝነበረት ኩነታት ኣመልኪታ፡ ብካ ካብ ጣልያን ብወሰን ሓንፈጽ ቆልዓ ሓቂፋ ብምባል እናዘለፈታ መሰደይ ከተዕልል ብቆልዓይ ከለኩ ይዝከረኒ፡ ንምንታይሲ ክምተን ካልኦት ሓበሻ ደቂለን ቪላ ዝወረሳ ምስመሰለት ማለታዩ፡ ስግንጢራዊ ነገሩ ምስበዓል ደጊያት ባህታ ተሪር መርገጽ ኣነጻጺርካ ዘደንጹን፡ በቲ ካልእ ገጽ ድማ ይኣክለኪ እንተበልኩዋስ መመሊሳ ትጎስሞ ዝዓይነቱ ኣቢሉ ዘስሕቅን ኢዩ ክክክ

  • @michaelkifle1409
    @michaelkifle1409 3 ปีที่แล้ว +1

    Gazetena edl keliekayo buzh temekro zeloka ay meslenin edl kithibo aloka mis senay yikreta

  • @tesfaygeriye7981
    @tesfaygeriye7981 3 ปีที่แล้ว

    teAwey Ligo hawey qexlo Ajoka Alenalka Ab gonka

  • @fursonstwas7390
    @fursonstwas7390 3 ปีที่แล้ว

    Ezom aboy si teklizgi sebht yemeslu

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 5 หลายเดือนก่อน

    አላም ሓጻብ መዓኮር ኢሳያስ ድም ጀጋኑ ክልዕል መሰል የብሉን ሃዳዊ ላዝክባጥ ክጓሓፍ ኣለዎ ታሪኽ ኣይተመታድሑ😮😮😮😮😮😮

  • @muleyetewlde4393
    @muleyetewlde4393 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሊንጎን ሓታትን በጃካ እባ ንሊንጎ ክረክበሉ ዝክእል መገዲ ድለየለይ ወይ ቴሌፎን ወይ ገለ መራኸቢታት ኣገዳሲ ጉዳይ ዝነግሮ ነገር ኣለኒ

  • @esaiasberhane8472
    @esaiasberhane8472 3 ปีที่แล้ว

    Dear Lingo,did Alula owned about 12% of the land around Asmera ? some claim it's written by Italian historian.

  • @tadesetewelide3736
    @tadesetewelide3736 3 ปีที่แล้ว +1

    Kab kilu zigeremeni shie zineberun higin kewadadro kelekus semayin midirin eu.

  • @tedroshagos3095
    @tedroshagos3095 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ራእሲ ባህታ ሓጎስ ጥሪት ጥራይ ዘይኮና ናይ ምሉእ ስገነይቲ ብሓባር እየን ተዘሚተን ኣኽሩር ንሕና ግብሪ ከፊልና ሰገነይቲ ግን ዘይከፈሉ ንምንታይ ኢሎም ናብ ራእሲ ኣሉላ ስለ ዝጠርዑ እዩ ዝዘመትወን ክኣ ዓሳክር ራእሲ ኣሉላ እዮም

  • @mengiogba8584
    @mengiogba8584 3 ปีที่แล้ว

    ኩሉ፡ብዓቅሙ፡ታሪክ፡ክገልጽ/ክምህር፡ብጣዕሚ፡ጹቡቅ፡ኢዩ።ታሪክና፡ግን፡ካብ፡ባሕሪ፡ብማንካ፡ኢዩ፡ዘሎ።

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld4628 3 ปีที่แล้ว +1

    ሊንጎ ብህይወት ዝጸናሕካልና ዕድለታት ኢና። ናይ ኤርትራ ታሪኽ ኢንሳይክሎፔዲያ ኢኻ።
    ናይ ታሪኽ ፍልጠትካ፥ ናይ ምዝካር ክእለትካ፥ ድምጽኻን አቀራርባኻን ተሰሚዑ ዝጽገብ አይኮነን። የቐንየልና🙏

  • @amanuelbereke479
    @amanuelbereke479 3 ปีที่แล้ว

    ሊንጎ ሓውና ኣብዛ ናይ ራእሲ ወልደሚካኤል ዝበልካያ ምስ ደግያት ባህታ ሃጎስ ፡ ሚዛናዊት ኣይኮነትን ምክንያቱ ደግያት ባህታ ሓጎስ ጽዓዱ(ባዕዲ) ስለዝኮኑን መሬት ኣይህብን ስለዝበሉን ኢልካዮም ፡ ራእሲ ወልደሚካኤል ከ ምስ ስግር መረብ እንታይ ድዩ ዘሳሓሕቦም ኔሩ ግብሪ ምሃብን ዘይምሃብን ዘይኮነን። ድሓር ናይ ባህታ ሓጎስ ንሃገር ኢልካያ እንተድኣ ናቶም ንሃገር ኢልካዮ እታ ኣኮለጉዛይ ንበይና ድያ ሃገር ኮይና ፡ምክንያቱ ንሶም ተቃውሞ ዘስምዕዎ በታ ከበቢኦም ጥራይ እዮም።

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 ปีที่แล้ว

    ዝኽበርካ ገረንሰአ በቲ ጽቡቅ
    ኣታኣላሊኻ ኣቃራሪባኻ ክይ ኣመስግኩኻ ክሓሊፍ ኣይድልን ኩሎ ጊዜ ንቲ ጽቡቅ ታሪኽ ዘይ ውሓጥሎም ኣለው የቅንልና

  • @gm5215
    @gm5215 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ገለ ገለ ሸለል ወይ ሸፈፍ ኢልካ ትሓልፎ ዘለኻ ኮይኑ ይስማዕኒ ስለምንታይ

  • @tecleabraham3797
    @tecleabraham3797 3 ปีที่แล้ว

    The portrait you displayed belongs to Degiat Mesfun Raesi Woldemicael not Degiat Bahta. Historical facts should not be falsified.

  • @hassanomardin9228
    @hassanomardin9228 ปีที่แล้ว

    Ab Eretria bezuhat hebresebat alewo . Tarekh Eretria meqrabkum tsebuq eyou , gen nay hade hebreteseb terah tegesesk nay kale zeymelal , eze eyou tarek Eretria elka meqrab kebed yebel . Eze tarekh nay hade qebela keteblo yekal , gen exe eyou tarek Eretria elka meqrab gen kebed yebel . Seleze entay tentage tehebuna never zemelket ?
    Mese kesemea kabakhum tesfa negeber .

  • @yonasweldeab6452
    @yonasweldeab6452 3 ปีที่แล้ว

    ናብ ሓባብ ባህታ ሓጎስ ክከይ ከሎ ጌና ኩሉ ህዝቢ ሓባብ አይመስለመን ነይሩ ግብጺ ኢያ አመስሊማቶም ።ሸም አቦታቶም አይተቀየረን ኔሩ።

  • @kibromengda4060
    @kibromengda4060 3 ปีที่แล้ว

    Selam selam kemey tikonu azyu mesati,sehabi zanta emo abta nay vabene bahta aboy kible zisemoi zneberku kemti akedimka kubur lingo ztekeskayo hade asker tilyan asirom sle zneberu bahta hagose enjera habiwo neti asker elom azizom weya tlyan pasta sle zdelye abiwo neti enjera emo etom ztelaiku dima ni bahta hogos weya tiyan enjera abyu mis beliwom emo gidefwo yotme elomom shiu weya esur tlyan amena mis temeye. VABENE BAHTA MANJO ANKE TAYTA. ( hiray Bata wala enjera kibelie kem malet mikanu eyu)ELIWOM YIBEHAL elu aboy kinegreni yizikir.yekenyeley degime edmen, tienan kubur haw lingo.!!

  • @abaguna4402
    @abaguna4402 3 ปีที่แล้ว

    ሊንጎ ፤ ታሪኽ ብሓቀኛ ኹነታቱ ምቅማጥ ጽቡቅ እዩ ፡ አካለጉዛይ ብሽኡ ጊዘ ናይ ራእሲ አረአያ ድምጹ ግዝአት እዩ ነይሩ ። ልጅ እምባየ አርአያ እውን ወዲ 18 ዓመት ወዲ ራእሲ አርአያ እዩ ነይሩ ። እምባየ ናይ አቡኡ ግብሪ ንምእካብ ምስ ወተሃደራት ኾይኑ ከይዱ እዩ ባህታ ሓጎስ ምስ አሕዋቱ ኾይኑ ዝቀተሉዎ። ካባኡ ወዲ ራእሲ አርአያ ምዅኑ ምስፈለጡ ፈሪሆም ምስ ክልተ አሕዋቱ ኮይኑ ናብ ናቅፋ ዝሸፈቱ እምበር እምባየ ሰብ አይቀተለን ። ባህታ ሓጎስ አብ ቀረባ ዐዱ ከይሽፍት ኻዓ ደበብ አርአያ ዝብሃል ሓው እምባየ አርአያ ካብ ሃጸይ ዮሃንስ ሸፊቱ አብ ሃላይን ከባቢኡን ይንቀሳቀስ ስልዝንበረ እዩ።

    • @tesfug.m.1907
      @tesfug.m.1907 3 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ዝንቡዕ ትረኻ እዩ ናይ ሓውና ሊንጎ :: ከምቲ ዝበልካዮ እዩ

  • @elsagebrehiwet6295
    @elsagebrehiwet6295 3 ปีที่แล้ว

    ሊንጎ ታሪኽ ክትርኽ ንፉዕ ኢኻ ብኩሉ ውን ጽቡቅ ብሉጽ ምሩጽ ሰብ ኢኻ ግን ኣይትፍራሕ ነታ ታሪኽ ከምታ ትፈልጣ ከምዘላታ ኣቀምጣ ባህታ ሓጎስ ዋላ ምስ ትግራይ ግብሪ ኣይንግብርን ኢሎም ከብቶም ከምተዘመተን ኣይግብርን ከምዝበሉን ብጽቡቅ ኣቀምጦ ስልጣን ደሊኻን ሰለ ህዝብኻን መሰልካን ምቅላስን በበይኑ እዩ ስለዚ ኣቦና ባህታ ንነጋውስ ትግራይ ኣፍትዩ ናይ ምንጋስ ተክእሎ ኣይነብሮምን ዶ ትብል

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 3 ปีที่แล้ว +1

    ብታእሚ መሳጢን መሃሪን ታሪክ አዩ ብታእሚ አየ ዘመስግን ሊንጎ ሃውና እድመን ትእናን ይምነየልካ

  • @muluasfaha2
    @muluasfaha2 3 ปีที่แล้ว

    ኣንታ አዚ ሰብ አዚ ዘይ ተርሁኩልና በጃኩም ህዝቢ አና ጽነተ ቢዛአባ ታሪክ ሃማሰን ደንብያ ሃተውተው ዚቢል ደጋፊ ህ ግ ድ ፍ ስለ ዚኮነ ሃሳዊ አዩ ወዲ ኣክሩር ኪንሱ ቢኣከለጉዛይ ኪጻወት ይዌል ኣሎ ካሃዲ ህዝቢ ኣክለጉዛይ አዩ ቲቢል ቢዛአባ ኣከለ ኣይ ተዘንቱ በአሎ ቢዛአባ ሃማሰን ን አስያሰን ሰበስልታን ሃማሰንን ትራይ ኣዘንቱ በሎ ሃደራ

    • @ኣስመራሽኾር
      @ኣስመራሽኾር 3 ปีที่แล้ว

      ትምበል እንታዋይ ኢኻ ኸ ንስኻ 😄😄

    • @isyasasfaha3482
      @isyasasfaha3482 3 ปีที่แล้ว

      የቐንየልና ሊንጎ ብዙሕ ታሪኽ ሚሕርካና በል ክቡር ሓው

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 3 ปีที่แล้ว

    Nabzom seraye eba able hansab hansabsi lol

  • @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
    @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 3 ปีที่แล้ว

    ታሪኽ ክትዝንቱ እንከለኻ ክቡር ሓው ሊንጎ ከምዘለዎ ከተቀምጦ ክትክእል ኣለካ ሕውስውስ ኣቢልካዮ ካብቲ ዝሰማዕናዮ ካብ ወለድና ቐደም ተኸተል ኣይየቀመጥካዮን ::

  • @Teklezghi86
    @Teklezghi86 3 ปีที่แล้ว

    ጨብረቕረቕ ኣቢልካዮ እዚ ታሪኽ።ነቶም ኪእላታት ግደፈሎም። ኣነ አነ ኣብዚሕካዮ ፤ መጫበጢ ወግዒ ዘይብሉ ወረ ጥራይ፤

    • @yonaszerea5287
      @yonaszerea5287 3 ปีที่แล้ว +2

      Zeriga kolo xiroy may ney sate
      Natka gaber arkuo

    • @sabagebre8206
      @sabagebre8206 3 ปีที่แล้ว

      I am part of these family but I don’t have ablates to tell the story. I knew Lingo miss some of the stories but I do appreciated it for what Lingo did. Lingo! You are a brave man.

    • @sabagebre8206
      @sabagebre8206 3 ปีที่แล้ว

      @@yonaszerea5287
      Yes, some people love to criticize. Telezghhi come over to tell us the story if know better than Lingo.

  • @Lantholand
    @Lantholand 3 ปีที่แล้ว

    Gahtag denkoro

    • @erimonia6574
      @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว +2

      መሳፍንቲ ትግራይ ስለ ዝነቀፈ ድዩ?

    • @greatstar5111
      @greatstar5111 3 ปีที่แล้ว

      አዋ ኣንታ ሰብ ዲካ እንስሳ ጽቡቅ ዘየፍትዎሉ ታሪክ ተመሃር አዚ ታሪክ ኤርትራ አዩ ኤርትራዊ አንትዘኮንካ ንምንታይ ትሰማኦ ኣይትስመአዮ ኣይምልከተካን አዩ ካብ ምጽራፍ

    • @segidsegid337
      @segidsegid337 3 ปีที่แล้ว

      ሃመይ ሃመይ ልምንታይ ዳሃይ 1 ኣባይ ጸሃየ ዳሃይ 2 ስዩም መስፍን ግበር ሓልሓል ሰልድ ባር ዓሶለ ራስ ደርማ በይሉል ድግሳ ሕብርቲ ሰገይቲ ኩዶ ፈለሲ ማይምነ ክሳድ ዳዕሮ ኦምሓጀር ሞልቁ ዳሰ ሞጎሎ ዓድብሓ ዒን ኣኰሩር ናቕፋ ረሀይ ሓጋዝ ሰለድ ኣቐርደት ማይዓይኒ ክርባርያ ጉራዓ ሰረጀጋ ሕርግጎ ዑና ደስ ዝብል ስም እዩ ኣነ ግን ዝጸልኦ ጥልሜት መሳፍንቲ ትግራይ እዩ ንመራሕቲ ወያኒ እዩ ኣስማት ዓድዋ ዓጋመ ኣኩሱም ሽረ ወዘተ