ስነጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሊንጎ -ታሪኽና ክዕቀብ ኣለዎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
    GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
    For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.co... theasmeraeritrea@gmail.com
    © 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

ความคิดเห็น • 99

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam8310 3 ปีที่แล้ว +6

    ጽብቅ ትምህርቲ ሊንጎ ክብረት ይሀበልና ከምዚ ጊርኩም ነዚ መንእስይ ተትምህርዎም ጽቡቅ ፍልጠት ምሓዙ

  • @armanadonat2015
    @armanadonat2015 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣንበአሳ ሊንጎ ሓውና ጅግና ኣጆኻ ቀጽሎ።

  • @danieltesfay8920
    @danieltesfay8920 3 ปีที่แล้ว +5

    Excellent interview!! Both the journalist and Lingo were incredibly professional, as well as informed in the topic. Thumbs up!!!

  • @aziebkidane1393
    @aziebkidane1393 ปีที่แล้ว

    Wow!
    Thank you! ሊንጎስ አበ ኤሪትራ መ ምህር ናይ ታሪኸ ክኸወን ነይርዎ እምበር አብ አመሪካ ከቐመጥ አይነበሮን።

  • @adietekle9756
    @adietekle9756 3 ปีที่แล้ว +1

    Am so proud of you Lingo 💪💪🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit 3 ปีที่แล้ว +6

    ሃይላት ወድመን ድኣ ኮንካ ጅግና ከምኣቦታቱ !

  • @ademetel8769
    @ademetel8769 3 ปีที่แล้ว +3

    መሃሪ ዝኾነ መደብ ብተመስጦ ተኸታቲለዮ አብ ከምኡዓይነት ታሪኻዊ መደባት ኢንተ ተድህቡን ትቕጽልዎን ዚሓሸ ኾይኑ ይሲማዓኒ ይቐንየልና ሊንጎ ንኣቅራቢ መደብ ካኣ ሰለዚ ብሉጽ መደብ ምስጋና ይግባኣካ።

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan1871 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ። መብዛሕትናውን ወለድና ክዛረቡ ብዝሰማዕናየ ቅሩብ ፍልጠት እዩ ኔሩና ብዛዕባ ራእሲ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሊንጎ ሓውና። እዚ ኣብ መጽሓፍ ኣስፊርክዮ 'ትኸውን ተስፋ እገብር። 👑👑👑👑

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 ปีที่แล้ว +7

    ኽቡር ሊንጎ ሓውና ህዝቢ ኤርትራ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዘም ጅጋኖ ኢዪም ኔረም ብሕጂ ድማ ካልአ ንጽበየካ ኣለና የቅንልና

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ዝኮነ ዓለም ዝኮነ ህዝቢ ነናቱ ጀጋኑ ኣለውዎ፡ጀጋኑካ ኣበይ ወዲቆም ግን ክትፈልጥ ኣለካ። ሊንጎ ተጋዳላይ ናይ ህዝቢዊ ግምባር ኮይኑ ኣስመራ ዝኣተወ እዩ።እስያስ ኣፈወርቂ ንበዓል ሙሴ ተስፋሚካኤል፡ተወልደ እዮብ፡ዮውሃንስ ስብሃቱ ወዘተ ክቀትሎም ከሎ ሊንጎ እንታይ ይገብር ኔሩ።ሕቶ ንዓካን ንሊንጎን።ኣነ ዝፈልጦ ሰብ ክቅተል ከሎ ወይ ሕነ እፈዲ ወይ ነብሰይ የውጽእ።ታሪክ ታሪክ ታሪክ ምባል እንታይ ዋጋ ኣለዎ።

  • @mehariamanuel3982
    @mehariamanuel3982 3 ปีที่แล้ว +4

    ቀጽሎ ሊንጊ

  • @wolduaraya1489
    @wolduaraya1489 3 ปีที่แล้ว +2

    Wawww l.like this history

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 3 ปีที่แล้ว +5

    ኩቡር ሐውና አዚና ነምስግን አምላኽ ጥንዓ ይሃብካ ጽኒ ኢልና ደስ ኢሉና ስሚዕናካ። ክብረት ይሃበልና

  • @kiflefessha4933
    @kiflefessha4933 4 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ኣተራርኻ ኣብ ቀጻሊ ድማ ናይ ካልኦት ቀዳሞት ጁጋኑ ሓርበኛታት ክንጽበየካ ኢና ሊንጎ ሓውና የቐንየልና።

  • @tsehaineshzaid7864
    @tsehaineshzaid7864 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍👍💪🍀❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏wow ligo kezilo tariki eiyu🇪🇷👍❤🇪🇷

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Ane eye Tegadalay, Ane eye Tekuasi, Ane eye Mihur, Felat , ane eye wedi Shuq, ketema, the street guy all and everything to them to one like PIA

  • @tzehaighebrat3020
    @tzehaighebrat3020 3 ปีที่แล้ว +2

    Lingo you did very good job on ras weldemicael ,I am impressed, let me ask you did you do some studies on the other eritrean heroes like ras tesema asmerom ras bahta segenetti , if not please do
    Thank you for this highly educational interview

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Abuu ayitzareb yibluka abzi DiMA zeytezarebka Dea yibluka

  • @wolduaraya1489
    @wolduaraya1489 3 ปีที่แล้ว +1

    lingo GDB Abi Memher eka

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Ezom ab sieli zireom zeleku Dea Raesi Kidanemariam Gebremeskel of Areza,Seraye endyom .
    Fetawi n Arkin Aba Hagoy my grandfather....

  • @rezeneghilamicael7885
    @rezeneghilamicael7885 3 ปีที่แล้ว +3

    ከማካ ይብዝሑ የቀንየልና ታሪኩ ዘይፈልጥ መጻኢኡ ኣይፈልጥን እዩ ናይ ሰውራ ጀጋኑውን ሰንድዎ ።
    ንመጻኢ ትውልዲ መሰረት ክኮኖም
    የቀንየልን###

  • @negabelay5195
    @negabelay5195 3 ปีที่แล้ว +3

    እዞም ስለስተ ጀጋኑ ኤርትራውያን ርእስን ደጃዝማችን መን መን ምኻኖም ፈሊኹም ተትነግሩና ጽቡቅ ኔሩ የቀንየለይ እቲ ትዛረብሉ ዘለኹም ምስ አብ ስእሊ ዘለው ምንም ዝራኸብ የብሉን እዚ ስእሊ ራእሲ ኪዳማርያም ደጃዝማች መንገሻ ዓረዛ እዮም 100%

  • @tekleyacob8001
    @tekleyacob8001 4 หลายเดือนก่อน

    LINGO DRAGON HEYLE MOLOKOT ADIOM MENDYA TARIK AYTEBELASHU

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Mis ezi ninebrelu zelena Hager DiMA enda abaasena

  • @titirezene9592
    @titirezene9592 3 ปีที่แล้ว +1

    hakeka hinego abona raesi weledenkiele jegena beamenetu
    zeteteleme eyu etom zeyewehatelom gen eti tarike yekeyerewo alewu raesetatena hagerena jegenu eyom kemezom heje zelewu zeyekonu kalesi tegaru
    tarikom gedifom tarike gorobitom
    zexebeku👍

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Bflay neziom diaspora Kem belaeti Hamburger Tiray eyom zoreeyiwom

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Bflay ezom tegadelti neber ena ziblu abkulu nsatom Tiray eyom star kikonu zideltu....b wugie..ane eye, b wedishuq ke tebelka still ane eye wedi shut yibluka kulu baelom....

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 4 หลายเดือนก่อน

    ንሊንጎ ኣንጭዋ ትልብም ኩርኩር ክርኩርዩ ኣንበሳ ክትብልዎ ክብረት ኣንበሳ ኣውሪድኩሞ ፈላጥ በሃላይ ደንቆሮ ኩርኩር ኢሳያስ አንተበኩሞ ይሃይሽ መህፈር ስድርኡ

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 5 หลายเดือนก่อน

    ባዕሎም ንባዕሎም ዝሽየሙን ዘይንሶም ክኾኑ ዝደልዩ ኣብ ሃገር እንተ በዚሖም፡ ነገር ተበላሽዩን ፋሕ ኢሉን ማለት እዩ። በጃኹም ዘይንስኻ ምዃን ንየው ንበሎ።

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    May be IA taught them all the wrong lessons to emulate and copy it

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 3 ปีที่แล้ว +1

    Megemeria fthaiyan kunu nety xenitu zxenet delo hezbna demxi kunuo kab halewlow seb deyhakebkas tarik...

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Gele Geliom kemtom Lomi kab hagereseb nab ketema metsiuu nimishetu super smart kikonelka zifitin koyinom yisimuuni. Kulu Neger kulu aynet ane eye
    kibluka kelewu.

  • @Rita-pw3ss
    @Rita-pw3ss 3 ปีที่แล้ว

    Kab bhere beselfa eyu zebhal

  • @yotub6267
    @yotub6267 3 ปีที่แล้ว

    Raesi kdane mariam areze mis wedom weldemikael

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 4 หลายเดือนก่อน

    ጋላ ወዲ ጋላ መልክአካ ይምስክር ናይ ኢሳያስ ታሪኽ ተንትን አምበር አሪትራ ኣትምልከተካንያ ሃሳዊ ኩርኩር ኢሳያስ ጠላም ስዉኣት አንተዝትስኡ ኣኽ ቱፍ ምበሉልካ ኣቅሚ የብልካን ታሪኽ አቲትራ ክትዛረብ ተላም ሃፊምካ ኣይኮነን ታሪኽ አሪትራ ዝዝረብ ኣንታ ጓሳ ለኽባጥ ኩርኩር ኩርኩር ተንበናይ ወዲ ተንበን ትግራዋይ ክትዛረብ ከለኻ ተምላስ ይመጽኣካ ጽባህ ክትኸፍካ ኢኻ 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @asmarinowediasmera9759
    @asmarinowediasmera9759 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ዝገርመኒ ሲ ፣ ራእሲ ወልደንኪኤል ሰሎሙን ኣብ ኣክሱም ኣብ ናይ ሸማምንቲ ቦታ እዩ ዝነብር ኔሩ ፣ ቲ ዝገርመኒ ግን ደቁን ደቂደቁን ንራእሲ ወልደንኪኤል ኣብ ኣክሱም ይነብሩ ምህላዎም ኢዩ ፣ ካልኣይ ንራእሲ ወልደንኪኤል ራእሲ ዝሸመ ሃጸይ ዮውሃንስ ኢዩ ፣ ራእሲ ወልደንኪኤል ኣብ ተምቤን 2 ዓመት ምስ ሃጸይ ዮሃንስ ከም ዝገበረን ከም ዝተማህረን ራእሲ ተሸይሙ ን ሓማሴን ከም ዝመጸን ከ ትፈልጥ ዶ።

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi2763 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኤርትራ ታሪኽ ብምህራት ደቀባት ኤርትራውያን ኪንገር አለዎ። በዞም ደቂ ሳሕል ዝንገር ጽውጽዋይ ግን አይእመንን ኢዩ። ተመልከቱ ብዛዕባ ሽፍታ ዓዲ ሃሎ እንታይ ይብሉና ኔሮም።

  • @mbbm5133
    @mbbm5133 3 ปีที่แล้ว +2

    ሊንጎ ሎሚ ብዛዕባ ኩናት ትግራይን ኤርትራን እንተትዛረብ ምሓሸ እዚ ትብሎ ዘለኻ ንኻልእ እዋን ተትዛረበሉ ምሓሸ

  • @filmonhaile2765
    @filmonhaile2765 3 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ስእሊ ዚ ኢቲ ትብሉዎ ዘለኹም ናይ ራእሲ
    ወልደሚካኤ ኣይኮነን ከመይ ገርኩም ናይ ራእሲ ኪዳነማሪያም ዓረዛ ስእሊ post ገርኩም ብዛዕባ ራእሲ ወልደሚካአል ታሪኽ
    ትዛረቡ ኣለኹም? ታሪኽ ተዛብዑ ኣለኹም
    ታሪኽና ኣይትጸይቑ

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว +1

      ሰለስተ ስተፈላለዩ ራእስታት እምበር ስእሊ ሰለስተ ስላሴታት ወይ ራእሲ ወልደንኪኤል ጥራይ ኣይኮንካንኮ ትርኢ ዘለካ፡ ብካልእ ኣዘራርባ ሓደ ካብቲ ትብሎ ዘለካ ራእዚ ኪዳነማርያም ክከውን ይክእል፡ ንባዕሉ እቲ ታሪክና ክዕቀብ ኣለዎ ዝብል ኣርእስቲ ውን ንዕኡ ዘመልክትን ንኩሉ ዘጠቃልልን'ዩ፡ ስለዚ ቅድሚ ኣፍካ ዝሃበካ ተቀዳዲምካ ምዝራብ በጃካ የእምሮካ ኣዚርካ ክትሓስብ ተጠቀመሉ፡ ሓቂ ምዝራብ ብዛዕባ ራእሲ ወልደሚካኤል የዘንትው ስለዘለው ንዓይ ውን ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት ዕድሚኡ ስእሉ ጥራይ መሲልኒ ጸኒሑ፡ እቲ ቁኑዕ መልሲ ግን ሊንጎዩ ዝምልሶ።

    • @filmonhaile2765
      @filmonhaile2765 3 ปีที่แล้ว

      @@dawitgebrat1878
      ክቡር ሐው
      ኣእምሮይ ካብ ካልእ ሰብ ዝተሐተ ኣይብልን
      እንተኾነ ግን ኣብ ምእከል ዘልዎ ራእሲ ኪዳነማርያም ብ የማን ዘሎ ወዶም ደጊያት ወልደሚካአል ብ ርግጸኛ ኣይኮንኩን ግን በየነ መሸሻ ካብ ዐረዛ ኢዮም
      ብዛዕባ ኣብ ገዛይ ዘሎ ቅዳሕ ስእሊ ኢየ comment ሂበ

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว

      @@filmonhaile2765 ኣታ ሓውና! ስቅኢልካ ከምዚ ኩትኩረድ ዝደለየት ሰበይቲ ትሙስሙስ ወይ ሕስይስይ ትብል ብጋህዲ ነዚ ኩቡር ደራሲ ዘይትሓቶ፡ ላምሲ ብኢዳ ዝቀርባስ ብእግራ ትሓክክ ዝብል ምስላ ብዘይቀልዓለም ንከምዚ ከማካ ኢዩ ተመሲሉ፡ እቲ ጸገም ኣብ ቁራዕ ሳዋ በሲልካ ስለዘይተፈተንካ ኢዩ፡ ኤህ ወለድካስ ማስጣካ ድኣ ይውረዶም፡ ብሓቂ በዲሎምካ!

    • @filmonhaile2765
      @filmonhaile2765 3 ปีที่แล้ว

      @@dawitgebrat1878
      Narrow minded

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว

      @@filmonhaile2765 If speaking truth to power makes me a narrow minded SOB, so be it!

  • @eritreatoday
    @eritreatoday 3 ปีที่แล้ว

    Mostly make up stories, towards the end some what truths.

  • @HandInhand123
    @HandInhand123 3 ปีที่แล้ว +1

    ሊንጎ ናይ መን ኣጀንዳ ኢኻ ተሳውር ዘለኻ እዚ ኹሉ ጽውጽዋይ እዩ

  • @መንነትትግርኛ
    @መንነትትግርኛ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ብዓል ሊንጎ ነቲ ናይ ጥልያን መግዛእቲ ኤርትራውነት ሲ ከም ጽቡቅ ኢዩ ዝወስዶ ንሕናህዝቢ ትግርኛ ኢና

    • @raheldiaz876
      @raheldiaz876 3 ปีที่แล้ว +2

      We are Eritreans Muslims and Christians 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @መንነትትግርኛ
      @መንነትትግርኛ 3 ปีที่แล้ว

      @@raheldiaz876 እስላም ሃይማኖት ኣብ ምሉእ ዓለም ኣሎ ክርስትያን ህኣይማኖት ኣብ ምሉእ ዓለም ኣሎ ኤርትራ መን ወኪል ናይ ኣስላምን ክርስቲኣንን ገርዋ ኤርትራ ናይ ደቀባት ትግርኛ እያ

    • @kbgeshji9385
      @kbgeshji9385 3 ปีที่แล้ว

      Lingo gena ksab hji eritra tbhal meninet Kserhu ayseletomn, haxey yohhans ,ras weldenkiel kulom haben tigray-tigrinji eyom.

    • @erimonia6574
      @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว +1

      ንመሳፍንቲ ትግራይ ስለ ዝነቅፎም ታሪኾም ስለ ዝነግር ዘሎ ድዩ ጠላማት ኢዮም መራሕቲ ትግራይ ክሳብዛ ሎሚ ህውሓት

  • @solomon2666
    @solomon2666 3 ปีที่แล้ว

    አነ ብአኻ ዘይኮንኩ በቶም ዝዕድሙኻየ ዝግረም ሰብ አብ ታሪኽ አይነብርን እዩ። ደሓር እንታይ ታሪኽ አለኩም እዩ ካብ ታሪኽኩም የድሕነና።

    • @selamnikulu-ol1ul
      @selamnikulu-ol1ul 3 ปีที่แล้ว +4

      ሕማቅ ኣይትዛረብ፡ ካብዚ ዝበልጽ ታሪክ የሎን ፡ ኣቀድምና ክንፍልጦ ዝግባኣና ጽቡቅ ታሪክና እዩ፡ንሕናግን ኣይትዓደልናን፡ታሪክና ከይፈለጥና ታሪክ ናይዓለም ክንፈልጥ ተገዲድና፡ስለዚይ ታሪክና የኩርዓና።

    • @ambesfusuh8984
      @ambesfusuh8984 3 ปีที่แล้ว +1

      Qommal turgum tarik intetifelit niaka mehesheka.Tarik sle deibilka iko ika kemzi ilka tizareb deleka😡

    • @gegerbashay719
      @gegerbashay719 3 ปีที่แล้ว +1

      @@selamnikulu-ol1ul ሰበይ እዚ ወዲ ዓጋመ እንድዩ ኣይ ኣቦታቱ እንድዮም ምሒሎም ጥሒሎም ኣትሒዞሞ ከምዛ ወያነ ዝጎበሩና ጥልመት ኣመሎም እዩ ደቂ ማይ ጠላሚት

  • @wediadikala1245
    @wediadikala1245 3 ปีที่แล้ว +1

    Lingo bkemey kirekbeka yikiel,ezi nay abhagoy raesi weldemikal kirub kitnegreni delye aleku please tegediska meliseley

  • @beyblademaster4445
    @beyblademaster4445 3 ปีที่แล้ว +2

    ብዛዓባ ደክተር ሌረንሳ ትእዛዝ ከ እንታይ ትፍልጣ አለካ ?

  • @tuemzghibeyene5725
    @tuemzghibeyene5725 3 ปีที่แล้ว +3

    ቡሱል ዘረባ የቐንየልና::

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Ane eko mis ezom tegadelti neber Baesi aymihalewenin Neyru eyu, gin nihna Tiray ena felatat, nihn Tiray ena kinzareb zelena sile ziblun Tiray eye misatom tegarachina.

  • @samsonfissehaye7807
    @samsonfissehaye7807 3 ปีที่แล้ว +2

    Your narration is simply impressive! Thank you Lingo.

  • @lemlemberhe6316
    @lemlemberhe6316 3 ปีที่แล้ว +3

    በጃኻ ቀጻሊ ኣቅርበልና ንሊንጎ GBU

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃበልና፡ታሪክና ፈሊጥና!ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ፡ንሊጎ?ብዛዕባ ታሪክ ማሌት ዲሕሪ ናጽነት ዘሎ ታሪክከ እንታት ትሓስብ ብከመይ ክግለጽ ከምዝክእል ነዚ ዝተወልደን(ዝጉብዝ ዘሎን)ዝውለድን እንታይ ትብል?

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Eti comunistawi bahli n attitude n which is Anza nay lomi Alem zeyiserih zeyesirih enda anysenarequ

  • @nkulugziealewoy904
    @nkulugziealewoy904 3 ปีที่แล้ว +2

    Lingo ezi tgebro zeleka neana meneseya aklilka zrea aykonen kexlo thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Ben511
    @Ben511 ปีที่แล้ว

    Eti kalie wey civil Kem zeyteqim aquhut yireeyiwo

  • @tazazneguru8341
    @tazazneguru8341 3 ปีที่แล้ว +1

    Its great to know our rich history , thank you so much and keep it up my brother !!!!!

  • @ferzunmebrahtu870
    @ferzunmebrahtu870 3 ปีที่แล้ว

    ክቡርን ለባምን ማህደር ታሪኽ ሊጎ" ክቡር' journalist ብኣድንቖት ተኻታቲለዮ ብዙሕ ውን ተማሂርና፡ ክትቅጽልዎ የተባዕዕ፣
    እቲ ዝንባሌ" ናይ ሓያል' ወሲድካ ማርያም ምስእምነት ኣታሓሒዝካ ጥልመት፣ኣብ ኩለን ከባቢታት ዝነብሩለን ኤርትራ ኣይነበረን ክበሃል ምስክር ናቶም ዝሓለፉ ጀጋኑ ናይ ሎሚ ኤርትራ ክበሃል ይከኣል" እንታይ ዳኣ' ድሎ ይመጸካ ኣሎኹ ኢልካ ኢዩ ነይሩ ራሲ ወልደሚካኤል ካኣ ወናኒ ናዚ ስለዝነበረ ኢዩ ከም ዝተረኽካዮ ሊጎ" ህዝቡን ኣሕዋቱን ዓዓጊቶም እንዳ ነገርዎ ኣብ ኢድ ኣሉላ ዛተወ።
    ክቡር ሊጎ ክቡር ጋዘጠኛ ቐጽልዎ (P.S go head)

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 3 ปีที่แล้ว

    ታሪክ ሓበንን ጥልመትን
    ገዲም ተጋዳላይ ስነጥበባውን ተራክን ሊንጎ ምስናይ ምስጋንኡ ውግእ ኣስመራ ምዓስ ዓመተምህረት ከምተካየደ፡ ራእሲ ወልደንኪኤል ሰሎሉን ከኣ መዓስ ከምተጠልመ እንተዘዘንቱ ብዝያዳ ከም ሽሮ ጻሕሊ መቀረት ምሃበ መስለኒ፡ ወላካ ውን ዕድሚኡ ብልክዕ ኣይጠቀስ እምበር ንሕልፈት ካብ ተፈርደ ግን ብሕማም ወይ እርጋን ጠንቂ ከምዝሞተ ግን ዝግመት ኢዩ፡ ብርግጽ "ታሪክና ክዕቀብ ኣለዎ" ዘርእስታ መጽሓፍ ደሪሱ ሓበሬታ በቂቅልና እንተልዩ ድማ ሓደኣፊቱ ዓዲግና ከነንብባን ክንዕቅባን ኣበይ ከምትርከብ ክውከሰና ብትሕትና ንሓትት፡ መቅዘፍቲ ራእሲ ንጉሰ ውን ምስቲ ሓደ ካብቶም መስረትቲ ኣሜሪካ ዝኮነ ኣለክሳንደር ሃሚልቶን ቅድሚ ክልተ ሚእቲ ዓመታት ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ምማቱ ተመሳሰልነት ኣለዎ፡ ነዚ መስፍናዊ ሕጊ በረካ ካባና ድዮም ወይስ ካብ እንስሳ ኢዮም ወሪሶሞ ዝብል ሕቶ ዘለዓዕል ኢዩ፡ ባህሪ ተባዕታይ እንስሳ መቀናቅንቱ ሲዒሩ ምስኩለን እንስሳታት ክዋሰብ መሰሉ ብሓይሉ ከምዘረጋግጽ ይፍለጥ፡ ሰብ ቀደመ መታን ጎበዝ ኣርሓ ዓዲ ተባሂሎም ክክበሩን ወይ ወዲ ክስቶ በትኪ ተባሂሎም ከይናዓቁ ኒሕ ተሰሚዕዎም ብጥምጥም ክሳብ ስንክልናን ሞትን ይባጽሑ ከምዝነበሩን፡ ሳሕቲ ውን ጀብሃ ንከበሳ ኣብዝደየበትሉ እዋናት ይፍጸም ከምዝነበረን ውሽጢ ገዝኣ ከየጽረየት ድማ ጉዳዮም ብዲሞክራሲያዊ ሕጊ ክፈትሕዎ ተጠንቅቅን ትዝልፍን ከምዝነበረት ይዝረብ፡ እቲ ቀንዲ መባኣሲኦም ድማ ክብረቶም ምሕላው ጥራይ ዘይኮነስ ምስሓቲ ተጠማቲት ጋል ወይ ወረጃ ስድራ ክዋሰቡ ብቅልጽሞም ተወዳዲሮም ምውሓስ ምካኑ ይዝንቶ፡ ወላ ይሃንዝሉ ወይ ብዝሕታለ ኣእምሮ ይሳቀዩ ዘገድስ ረቃሒ ነጥቢ ኣይኮነን ዝነበረ፡ መቸም መራሕቲ ሻዕብያ ካብዚ ዘኩርዕ ጅግንነት በቲ ሓደ ገጽ ግን ዘሕዝን ጥልመት ራእሲ ወልደንኪኤል ዘይምምሃሮም ንህዝቢ ኤርትራ ይቅረ ክሓትዎ ይግባእ፡ ጁንታውያንካ ከምቲ ሩታ "ተጀምረኒስ ኣለካ" ክትብል ዝደረፈቶ ብኣጀሚሩ ዘየወድኦም ምስ ናየጋጣሚ መቀረት ኩትፎ-ፓላስ ምስተፋትሑ፡ ጽጋብ የዕሽዎም ከምተሃመሉ ክሳብ መጸግዕን መሳፍሕን ንግዚኡ ዝደልዎም ነቲ ወትሩ ብሓሶቶም ተደናጊሩ ብሓፈሻ ዝተረስዐ ሓሸካ ህዝቢ ትግራይ ይቅረ ዝሓተቱ፡ ንምንታይሲ ሓደ ካብቲ ምክንያታት ምንጪ እዚ ኩሉ ሓሳረመከራን ማእሰርትን ኣውራ ድማ መስዋእትን ዝፈጠረኮ ስኣን ንወራሪ ጉሒላ ወያነ ኣብክንዲ ኣትሪርካ ምልጋሙ ከም ሓደ ብእምብዛ ጥረስጋ ተሰርኒቁ ዝዓበደ ከልቢ ሻላማላ ምፍናው ዘስዓቦ ኢፋል ግርህነት ኢዩ፡ ብሓቂ ነዚ ሃብታም ዕድል ተመኩሮ ብላሽ ከምዝጉሓፍ ገይሮሞ! ብዝኮነ ናይ ዝቀደመ ጌጋ ከይኣክል ሕጂ ጥራይ እዚ ፈታው ሰላም ህዝብና ረቢ ካብ ሓሳዳት ጠንቃሎ የዒንቲ ብፍቅርን ሓድነትን ጽንዓትን መሪቁ ይባርኮ፡ ኣሜን!

  • @yirgaalemsdstu9471
    @yirgaalemsdstu9471 3 ปีที่แล้ว

    ወዱ ደግያት መስፍን ተማሂሩ ስለዝነበረ ፡ ንሱ እዩ፡ ዝጽሕፎ ነይሩ፡ ንዓይ ክኣ ኣባሓጎይ እዩ፡

  • @freweiniseattle5885
    @freweiniseattle5885 3 ปีที่แล้ว

    You should tell about everything in the picture I don’t think you know the store very good first you should introduce everyone in the picture please I want to study first then tell about every one go to Areza to tell the really stories

  • @merhawiasmara014
    @merhawiasmara014 3 ปีที่แล้ว

    Raesi weldemichael ab tigray welidomdo.

  • @ኣስመራሽኾር
    @ኣስመራሽኾር 3 ปีที่แล้ว

    Wow 👍❤

  • @yotub6267
    @yotub6267 3 ปีที่แล้ว

    Eti hadegin ayfelxon eye

  • @michaelfthineritrea7745
    @michaelfthineritrea7745 3 ปีที่แล้ว

    Lingo nhzbna bedilkayo, abxlei nknnebrn hzbi tgrginya nknxent leul astewaxeo serihka. Ngziu Jigna Jigna knbleka ina. Nebsna Ms-feletna gn regimna ayknxegbelkaan ina. Btaemi xelim tarik feximka thalf aleka.

    • @sevendays6738
      @sevendays6738 3 ปีที่แล้ว

      Ata denkoro nebotatka yemaneyti edomn tsegameyti egromn eyom korixomom agame komalat belaeti kuenti kab kedemna nhna ena ember hadagat nsom lbom aytrkebn eya btarika kurae

    • @michaelfthineritrea7745
      @michaelfthineritrea7745 3 ปีที่แล้ว

      Haxey mnilik eye qorixwom n abotatna hasot gdef

    • @erimonia6574
      @erimonia6574 3 ปีที่แล้ว

      ታሪኽ ጽቡቁን ሕማቁን ክትፈልጦ ኣለካ መራሕቲ ትግራይ ኩሉ ግዜ ጠላማት ኢዮም ህውሓት ውን 1998 ኣሪኣትና ኢያ

  • @merhawiasmara014
    @merhawiasmara014 3 ปีที่แล้ว

    Eway tsintsiway kitiem nay shaebya keyaklena adey elen abey aden Raesu weldenchiel hareg natom nigerena aytegdulo

  • @shimejenaadey8260
    @shimejenaadey8260 3 ปีที่แล้ว

    Shefatu Sahil, memahran xilie 👎🏿👎🏿👎🏿

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay6251 3 ปีที่แล้ว

    ነቲ ሕጂ ህዝብና ወሪድዎ ዘሎ ግፍዕን ሕሰመን ማእሰርትን ስቅያትን ንጎድኒ ገዲፍካ ታሪክ ናይ መሳፍንቲ ዓጀው ክትብል ቅቡል አይኮነን።

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 3 ปีที่แล้ว

    Long jigna am my brother ❤️🙏🏽🙏🏽🇪🇷💪

    • @solomontewelde8740
      @solomontewelde8740 3 ปีที่แล้ว

      I don’t

    • @duhberhe9991
      @duhberhe9991 3 ปีที่แล้ว

      @@solomontewelde8740 what u mean?

    • @yohannesaradom8656
      @yohannesaradom8656 3 ปีที่แล้ว

      @@solomontewelde8740
      What do mean? You don't want to know Eritrea's history; OK, Are you son of HEGDEF?