ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዘድንቖ ሰብ ሊንጎ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
ምስጋና የቅርብ ።✊✊✊✊💝✔💐እላል ምስቁምነገር ።ከማኩም ይብዝሁ።
Lingo best and wise artist 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come Lingo thank you
Lingo edmen tenan yehabeka
Well done
ሊንጎ ሓውና እንዳ ሓደርካ ትኩላዕ ሓው ካብቶም ንኮርዓልኩም ሓደ ተጋዳላይ ሓውና ጅግና ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks lingo nska meshaf tarik eka nashtu weledo kabaka bzuh eyu zxbe kemti edme neanetka nsewra zwefekayo nezi hizkayo zeleka tarik ka pls dkamka amlak ytekalka hafera seb tra aleka emo edmen tenann ymneyelka halal wedhzbi
ሓሞት ኣብ ዱሎት ኣብ መጽሓፍ እንተትሕተም ደስ ምበለኒ
U r brave
I like your haircut Lingo.
ሓው ሊንጎ ቃለ መሕትትካ ፍሉይ ዝገብሮ ፣ኣብ ዝኾነ ትረኻ ኣስማት ሰባት ስለ ትጠቅስ ፣ ብፍላይ ድማ ስም ተጋደልቲ ናይ ምዝካር ዓቕምኻ ዝድነቕዩ
ክገርመካ ኣሽንካይዶ ናይ ሚእትን ሓሙሳን እሞክኣ ሰበይቲ ዋጠኛስ ደርፊ ካብ ብዓል በረከት መንግስተኣብ ዎለዶታት ዝሓልፍ ኣይመስልንን ኔሩ፡ ለከ ፋቪየን ምስቲ "ሓርበኛ ኣይነበርንዩ ታሪኩዩ ዝውረስ" ዝገጠመ መብራህቱ ዝደርፍ ዝነበረ፡ ነታ "እንተዘይሰሚርኩም ዘይእንዳኩም እንዳመን ፈሪሱ" እናበለ ዝደረፋ ውን ካብዞም ቀዳሞት ማሰኛታት ኣቦታት ኢዩ መበቆታ፡ ኣብ መጥቃዕቲ ውቃው ተሳቲፈ ዝበለ ውጻእ ምዓት ተጋዳላይ ውን ገለ ተጋደልቲ ብፍላይ ውጉኣት ብዓይኒ የብለይ ስኒ ወላ ብታንክን ካልኦትን ክርገጹ ከምተዓዘበ ከዘንቱ ይዝክር፡ ንምካኑ ገዲም ስነጥበበኛ ሊንጎ ኣበሕዳሪ ቤት ትምህርቲ ዓዲካላ ኮይነ ይመራመር ኔረ ዳርጋ ምባል ምቀለሎ መስልኒ
ገለ ገለ ዘለና ፍልልይን ርድኢትን ከምኤርትራውያን ምርድዳእን ታሪኽ ጀጋኑ የሕዋትናን አሐትናን ካባኹም የሕዋትና ሰብ ታሪኽ ንምሀሮን ንኽስቦን ስለዘሎ ቀጵልዎ የቀንየልና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🎉🎉🌲❤️🌳🌿🍀🌴👍👍🌲🌱✅✅🌹🌷☘️🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌿🎉🍀🌴👍🌳🌲🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኩሉ ዕላልካ ናይ ራእሲ ተሰማ ኸ ምገልጽካልና ዶ ናይ 3 ኣውራጃ ራእስታት ብኸመይ ኢዮም ተሸዪሞም ኣማጻጽኦም
ሰላም ሊንጎ ማጽሓፍካ ካበይ ኽንረኽቦ ንኽእል።
ሊንጎ አዚኻ ትድነቅ ደራሲ ገጣሚ ኪኢላ ዘረባውን ኢኻ ግን አብዚ ግዜ ዚሒልካ አሎካ ዛንታ ገድልን ባህሊ ኤረትራ ካብቶም ክትጽሕፋ ንጽበየካ ንስኻ ኢኻ
lingo hawey xbuq astmhro u qxlo kabtom zktatelka mgadltkan hawkan tedros 96 k b 🙏⚘🙏⚘
ናይ ሊንጎ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ደጋጊምካስምዓዮ ዝመጻካ።በጃኻ ደጋጊምካ አቅርቦ
Nmntay u gin haile lngo haki detzareb bzaba znebretn zelaton Eritrean
ጀግና ሊንጎ በአማርኛ አባባል ላልከው ትርጉሙ አንተ እንዳልከው አይደለም ፡ ትክክለኛው " ኤርትራዊ ምንም ያህል ቢያፈቅርሺ በመጨረሻ አገሩ ሄዶ ኤርትራዊት አግብቶ ነው የሚመጣው " ለማለት ነው
Foron (Musie) Woldu/Abrehet Ankere.Just for you Lingo.His grandmother named him Musie.Send me your contact# I have stories to tell you for your interest
Sorry lingo confusion act because you mxim
አየ! ሊንጎ ክንደይከ ትዋዛይን ተዛናይን ኢኻ አርኪብካሉ ብሰንኪ እቲ ሕሱም ስርዓት ሃገርና አብምንታይ ኩነት አውሪዱዋ አሎ ኢልካ ምዝናይ ዘይኮነስ ምሕዛን ግብሪ መልሲ ክትህበሉ ይግባእ።
ክቡር ሓይለሚካኤል ብዛዕባ ራእሲ ወልደሚካኤል ከምዘጽናዕካ በዚ ዩቱብ ሰሚዐ ሕጂ ካባኻ ከረጋግጾ ዝደልዮ ራእሲ ወለደሚካኤል ምስ ኣሞኡ ኣብ ሓሊመንተል ከምዝዓበየ ይስማዕ ናይዚ መረጋገጺ እንታይ ትህበኒ
ተጋጊኻ ሊንጎ ሰውራ ናይ ህዝቢ ኮይኑ ኣይፈልጥን እንዝኸው ኔሩ ሕጂ ብህዝቢ ኣይምተጻወትኩምን ሕጅስ እባ የኽላና እባ ምትላል
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዘድንቖ ሰብ ሊንጎ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
ምስጋና የቅርብ ።✊✊✊✊💝✔💐
እላል ምስቁምነገር ።ከማኩም ይብዝሁ።
Lingo best and wise artist 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come Lingo thank you
Lingo edmen tenan yehabeka
Well done
ሊንጎ ሓውና እንዳ ሓደርካ ትኩላዕ ሓው
ካብቶም ንኮርዓልኩም ሓደ ተጋዳላይ ሓውና ጅግና
ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks lingo nska meshaf tarik eka nashtu weledo kabaka bzuh eyu zxbe kemti edme neanetka nsewra zwefekayo nezi hizkayo zeleka tarik ka pls dkamka amlak ytekalka hafera seb tra aleka emo edmen tenann ymneyelka halal wedhzbi
ሓሞት ኣብ ዱሎት ኣብ መጽሓፍ እንተትሕተም ደስ ምበለኒ
U r brave
I like your haircut Lingo.
ሓው ሊንጎ ቃለ መሕትትካ ፍሉይ ዝገብሮ ፣ኣብ ዝኾነ ትረኻ ኣስማት ሰባት ስለ ትጠቅስ ፣ ብፍላይ ድማ ስም ተጋደልቲ ናይ ምዝካር ዓቕምኻ ዝድነቕዩ
ክገርመካ ኣሽንካይዶ ናይ ሚእትን ሓሙሳን እሞክኣ ሰበይቲ ዋጠኛስ ደርፊ ካብ ብዓል በረከት መንግስተኣብ ዎለዶታት ዝሓልፍ ኣይመስልንን ኔሩ፡ ለከ ፋቪየን ምስቲ "ሓርበኛ ኣይነበርንዩ ታሪኩዩ ዝውረስ" ዝገጠመ መብራህቱ ዝደርፍ ዝነበረ፡ ነታ "እንተዘይሰሚርኩም ዘይእንዳኩም እንዳመን ፈሪሱ" እናበለ ዝደረፋ ውን ካብዞም ቀዳሞት ማሰኛታት ኣቦታት ኢዩ መበቆታ፡ ኣብ መጥቃዕቲ ውቃው ተሳቲፈ ዝበለ ውጻእ ምዓት ተጋዳላይ ውን ገለ ተጋደልቲ ብፍላይ ውጉኣት ብዓይኒ የብለይ ስኒ ወላ ብታንክን ካልኦትን ክርገጹ ከምተዓዘበ ከዘንቱ ይዝክር፡ ንምካኑ ገዲም ስነጥበበኛ ሊንጎ ኣበሕዳሪ ቤት ትምህርቲ ዓዲካላ ኮይነ ይመራመር ኔረ ዳርጋ ምባል ምቀለሎ መስልኒ
ገለ ገለ ዘለና ፍልልይን ርድኢትን ከምኤርትራውያን ምርድዳእን ታሪኽ ጀጋኑ የሕዋትናን አሐትናን ካባኹም የሕዋትና ሰብ ታሪኽ ንምሀሮን ንኽስቦን ስለዘሎ ቀጵልዎ የቀንየልና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🎉🎉🌲❤️🌳🌿🍀🌴👍👍🌲🌱✅✅🌹🌷☘️🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌿🎉🍀🌴👍🌳🌲🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኩሉ ዕላልካ ናይ ራእሲ ተሰማ ኸ ምገልጽካልና ዶ ናይ 3 ኣውራጃ ራእስታት ብኸመይ ኢዮም ተሸዪሞም ኣማጻጽኦም
ሰላም ሊንጎ ማጽሓፍካ ካበይ ኽንረኽቦ ንኽእል።
ሊንጎ አዚኻ ትድነቅ ደራሲ ገጣሚ ኪኢላ ዘረባውን ኢኻ ግን አብዚ ግዜ ዚሒልካ አሎካ ዛንታ ገድልን ባህሊ ኤረትራ ካብቶም ክትጽሕፋ ንጽበየካ ንስኻ ኢኻ
lingo hawey xbuq astmhro u qxlo kabtom zktatelka mgadltkan hawkan tedros 96 k b 🙏⚘🙏⚘
ናይ ሊንጎ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ደጋጊምካ
ስምዓዮ ዝመጻካ።
በጃኻ ደጋጊምካ አቅርቦ
Nmntay u gin haile lngo haki detzareb bzaba znebretn zelaton Eritrean
ጀግና ሊንጎ በአማርኛ አባባል ላልከው ትርጉሙ አንተ እንዳልከው አይደለም ፡ ትክክለኛው " ኤርትራዊ ምንም ያህል ቢያፈቅርሺ በመጨረሻ አገሩ ሄዶ ኤርትራዊት አግብቶ ነው የሚመጣው " ለማለት ነው
Foron (Musie) Woldu/Abrehet Ankere.
Just for you Lingo.
His grandmother named him Musie.
Send me your contact# I have stories to tell you for your interest