(ቊጽሪ:2) ምስ ከላሽኑ ዝተወለደ ሰብ ርኢኻ ትፈልጥ? መምስ.... ግን ኩላትና ኢና ተወሊድና!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 603

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi5291 6 หลายเดือนก่อน +29

    ዕላልካስ ፈጺሙ እካዩ ዘይምኖ ኣምላክ ዕድሜካ የንውሓዮ።

    • @HelenWeldeslase
      @HelenWeldeslase 6 หลายเดือนก่อน +2

      ብጻይ ሊንጎ ዘይተበርበረ ቅርሲ እዩ 🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️

    • @meryemsiid6901
      @meryemsiid6901 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @selamawittesfazgi9632
      @selamawittesfazgi9632 5 หลายเดือนก่อน

      Selam

  • @efremtesfahans68
    @efremtesfahans68 6 หลายเดือนก่อน +12

    ባባ ሊንጎ ቅርሲ ሃገረ ን መላግቦ ድንዲል ናይ ቀደምን ናይ ሒጂ ወሎዶን ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritrea_91
    @Eritrea_91 6 หลายเดือนก่อน +10

    መርሓባ ተጋዳላይ ሊንጐ ብዓል ንስኹም ምስ ቦኾርኩም እዬ ታሪኽና ክጨባረቕ ተፈቲኑ። ዕላልካ ጥዑም ከተዘንቱ ኮለኻ ኣዙዬ ሰሓቢ እሞ ተጀምረናስ ኣለኻ እሞ ቀጻሊ ክትመጸና መንእሰያ ካባኻ ብዙሕ ክንምሃር ኢና ❤🇪🇷

  • @hseyoumhseyoum6915
    @hseyoumhseyoum6915 6 หลายเดือนก่อน +8

    I can listen to you all day everyday!! You are an amazing story teller and proud Eritrean!! Keep pouring your wisdom, ኣያይ!!

  • @musie7547
    @musie7547 6 หลายเดือนก่อน +27

    ሊንጎ ሳጉኡ ፣ሊንጎ ቁሞቱ ፣ ሊንጎ ኣተሓሳስብኡ ሊንጎ ነቅ ዘይብል ጅግና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @alula763
    @alula763 6 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ። ታሪክ ብዋናኡ ፡ ብፈጻሚኡ ክትረክ ቀሊል ኣይኮነን ፡ ሓደራ ተጋዳላይ ሊንጎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sadoressei6625
    @sadoressei6625 6 หลายเดือนก่อน +15

    This is what we missed brother Lingo ! Please please don't stop telling this kind of amazing and heart warming stories. By the way we love the way you telling stories specially your voice.

  • @berekezemo3259
    @berekezemo3259 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዘልኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንስዉኣትና፡ ሊንጎ ብጣዕሚ ደስ ዚብል አቃራርባ ታሪክና ከይትሓለልክ ክትቅጺሎ ይሎበወክ፡ወትሩ ዓወት ንሓፊሽ።

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 6 หลายเดือนก่อน +13

    ❤❤❤❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷መርሓባ ሊጎ ንጽበየካ ቀኒና ክብሪ ነቶም ቅርሲ ታሪክ ዝኮኑ ጀጋኑ ተጋድርልቲ ህባዊ ግባር ።የቐንየልና ቀጽሎ ወትሩ ኣብ ጎንካ ኣለና።

  • @sam_Sam1255
    @sam_Sam1255 6 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ትፈልጦ ነዚ ንኡስ ወለዶ ከተውርስ ብምብጋስካ ምስጋናና ደረት አልቦ ዩ ።

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 6 หลายเดือนก่อน +9

    ተጋዳላ ሊንጎ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ብዙሕ መንእሰይ ከም ዝምሃሩ ፋሉጥ'ዩ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናን ሐይሊ ይሃብካ.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🐫

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሃይለሚካኤል ጂግና እንቛዕ ደሓን መጻእካ ኣብቲ ታሕጓስካ ዘይትጸረሉ ናይ ናጽነት ግዜ እዛ ገጽካ ምስ ረኣኹዋ ኩሏሳዕ እታ ማዓልቲ ትረኣየኒ ደስያ ትብለኒ ከኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድማ።

  • @gegerbashay719
    @gegerbashay719 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውውው ሊንጎ ንስኻ'ውን ኣካል ታሪኽና ኢኻ❤❤ ኣቤት ትረካ ❤ ምን ይንገር ዝውዓለ እዩ እሞ ኣይትደንጉየን ቀልጢፍካ ተመለሰና ወዲ ኣሃዱየይ ኣንበሳ ክ/ሰ 16 ኣጋር ከቢድ ብረት ናይ ወዲ ወልዳይ ከምኡ ባቆስ ነበር እየ ❤ታሪኽ ንተረኽቲ ክንገድፎ ❤ ላይክ ፡ ሸር,፡ ሳፕስክራይብ ንግበር ኤሪትሪን ናብ ኩሉ ክበጽሕ ታሪኽና ነዛ ቻነል ቀልጢፍና ነዕብያ

  • @1991-nx9kb
    @1991-nx9kb 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሃይለምካኤል ጀግና ብጣዕሚ መሳጥን ዘይምኖ ዕላል ።ናይ ኣለምሰገድ ተስፋይ'ውን ጽቡቅ ኣፍልጦ ብሂወት ዘየላ ወላዲተይ ኣይንፈላለ ትብል መጽሓፉ ኣብ ሰማንያታት ዕድመ ዝነበረት የንብበላ ነይረ ።ብውህሉል ዚጸሓፋ አያ።
    የቐንየልና ።ጽቡቅ ምጂማር!

  • @abrahamk8405
    @abrahamk8405 5 หลายเดือนก่อน +2

    I am so happy you mentioned about Oromo, his real name is Tesfaldet Haile , born and raised in Addis.
    Eternal glory to our martyrs.

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 6 หลายเดือนก่อน +6

    👋👋👋👋👋👋✅✅✅✅ብጣዕሚ ጽቡቕ መልሲ። ኩሉ ህዝቢ ብዛዕባ ተጋ. እንተዝዛረቡ ውን ምዋሓዶም፣ ነዞም ስለ ሃገር ሂወቶም ጉልበቶም ኩሉ ዝውንንዎ ንዘወፈዩ ኣብ ነብሲ -ወከፍ ክልኢት ወይ ክንድቅስ ክንትስእ ንዝክሮም ፍጹም ካብ ኣእምሮና ዘይክወሉ ዜጋታትና እንድዮም። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👋👋👋👋👋👋👏👋👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    በሎ ታሪኽ ደርጋሓዮ ወዲ ኤረይ

  • @almazabraham7802
    @almazabraham7802 5 หลายเดือนก่อน +3

    What a story telling ability!!! This youtube has to be in every Eritrean house!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thanks Lingo. Keep telling the story and we are ready to listen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samsondebesay154
    @samsondebesay154 5 หลายเดือนก่อน +1

    Great insider information thank you dear Lingo❤ it is untarnished, undiluted, unpolished, raw thing ዘይሃሰሰ፥ ዘይተጀልሐ፥ ዘይትዃሕለ፥ ዘይተሰንዔ ማለተይ እየ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።❤❤

  • @HemenRedi
    @HemenRedi 6 หลายเดือนก่อน +7

    Thank you, man!! What always amize me is your ability to remember everything as if it just happened yesterday, and your storytelling way is memorizing.
    I'm glad we have someone like you to tell us ( the young generation) about our patriots in such humility and manner.

  • @medhanyeghiorghis7540
    @medhanyeghiorghis7540 6 หลายเดือนก่อน +5

    ጽቡቅ ምጅማር ይግበሪልካ Lingo ሕውና! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 6 หลายเดือนก่อน +5

    እወ ያዓኽ ነታ ክብርቲ ሂወት ኣክንዲ ብጻይካ ክትሓልፍ ዝገርም ኢዮ ክድገም ዘይ ክእ ወሎዶ ኢዮ ተጋዳላይ።

  • @weldinomihretaeb5611
    @weldinomihretaeb5611 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዝዩ መሳጥን መሃርን ብምኻኑ እቲ ሃብታም ተሞኩሮኻ ከይበቐኻ ተካፍለና ብምህላወካ ልዑል ምስጋና ።
    ዕድመን ጥዕንን ይሃብካ ።
    ንበረልና !!!

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati8552 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ዕድመን ጥዕና ይሓብካ ካልኦት ብጽንኩር ቃልሲ ዝሓለፉ ጀጋኑና'ውን ታሪኮምን ዝፈልጥዎ ምዝራብ ውልድ ምሕናጽ እዩ

  • @petrostesfu3811
    @petrostesfu3811 5 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤
    ዋው ሓደ ካብቶም ኑፉዓት ገላጾ ሃገርና፡ በቃ ሕጂ ግርም እንቆዕ ብደሓን መጻኻ።
    ጽቡቅ ዕድል ይምነየልካ።

  • @ephremgebrehiwot485
    @ephremgebrehiwot485 6 หลายเดือนก่อน +4

    ንፉዕ ኣዘንታዊ ብሓቂ ካራ ኣብ ለዓታ! ብሬራይ እታ ስም ፍልይትን ጥዕምትን ብሙኻና ብንእስነተይ ኻብ ዝሓዝክወን ኣስማት ተጋደልቲ ኢያ። ቃለመጠይቅ ኣብ ላይፍ ክገብር ንሰለስተ መዓልቲ ተጸብየ ብትግረ ገይርዎ ከይ ተረዳኣኒ ተሪፈ።

  • @BiniamBerhe-dx8hz
    @BiniamBerhe-dx8hz 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ሊንጎ ኣያና ብጣዓሚ መሳጥን ማሓርን ታሪክ ገና ብዙህ ታሪክ ካባካ ኣያና ንጽበ እድመን ጥዕናን ምስሙሉዕ ስድራ ቤትካ ይምነየልኻ መምህረይ ጽቡቅ ትምህሩ😅😅😅

  • @brhanebeye9972
    @brhanebeye9972 6 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባ ሊንጎ ጹፉፍ ተዘክሮ ታሪኽ ዉዕሎና " ንእሽቶይ ታሪኽ መጀመሪ እታ ዕባይ መጽሓፍ " ዓጊበ ግና ንኢሳትኒ መቀጸልታ ክህሉዋ ብተስፋ ንጽበ ሰሰናዩ !!!!!❤❤❤❤❤❤❤

    • @samigut7465
      @samigut7465 6 หลายเดือนก่อน

      Ata resah

  • @teametesfamariam8283
    @teametesfamariam8283 6 หลายเดือนก่อน +4

    መርሓባ ሊንጎ፡ ❤ብጣዕሚ መሳጢ ብመልክዕ ዕላል ተቕርቦ ዘለኻ ታሪኽ ጅግነት ተጋደልትና። ንቐጻሊ መደባትካ ብሃንቀውታ ንጽበ።🇪🇷❤
    መደባትካ ብጣዕሚ ኣገዳሲን መሃርን ከም ምዃኑ መጠን ንመጻኢ ከም መወከሲ ብቐሊሉ ንምርካቡ፡ ዕለትን ቁጽሪ ናይ ክፋልን(date and part number) እንተ ትገብረሉ ሓጋዚ ምኾነ እብል። ሰሰናዩ

  • @msgnatesfay4871
    @msgnatesfay4871 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሓደ ካብቶም ኣብ ጉዕዞ ቃልስና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበርካ ኢኻ፣ ብወገነይ ደንጒኻና ከማን ይብል ሊንጎ ሓወይ። ኣዝየ ብልቢ የመስግነካ ነዚ መደብ ምድላውካ። እዚ ብዘይምግባርና ታሪኽና ይዝለልን ይስረቕን ኣሎን ጸኒሑን ኢዩ። ኣብ ጎንኻ ኣለና ጅግና።

  • @adet4668
    @adet4668 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሊንጎ ጥዑም ድምጹ! ኣይተሕጽሮ ኣይትደንጉይ ከኣ: ጽቡቅ ስራሕ❤

  • @michaelabel8038
    @michaelabel8038 6 หลายเดือนก่อน +3

    Bhaki mesaty Tarike Thank you so much Lingo Hawnan Ayanan,
    Be zibelexe kexilo kibur seb

  • @efremocubamichael3786
    @efremocubamichael3786 6 หลายเดือนก่อน +4

    Memhr(teacher) Lingo you're our icon we (eritreans) always proud of you!

  • @yemanetesfabrhan8192
    @yemanetesfabrhan8192 6 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ንኽቡር ሓው ሊንጎ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣሎና ፈተውትኻ !!!

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 6 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome wedi Eri jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷 🙏♥️🙏🇪🇷

  • @myfamilyismychambers
    @myfamilyismychambers 6 หลายเดือนก่อน +6

    ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ
    ሊንጎ ጽኑዕ ተግባሪ ሕድሪ ብጾትካ ኢኻ ናይ ብሓቂ
    ዛንታኻ ዛንታ እቶም ኣህጉራዊ መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ቅያ ዘመዝገቡ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ህዝቢ ኤርትራን ስለ ዝኮነ ኩሉ ግዜ ብ ኣንክሮ ኢና ንከታተለካ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ኣያ ።
    ግን ብመልክዕ መጽሓፍ እንተ ተዳሉ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ። መክንያቱ ንቀጻሊ ወልዶ ዝተሰነደ ክኸውን ።
    ❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @almazmirach6490
    @almazmirach6490 6 หลายเดือนก่อน +5

    Well welcome lingo we are honored to have you come out to be speaking about gedli it is about time that you come out to teach the young generation their history about the struggled that our country went through to gain independence specially the ones who are born after the 1991 we are welcoming you with highest expectations and support you as well thank you so much I am personally appreciate it greatly long life 🇪🇷🐪💪🏽♥️

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri9518 6 หลายเดือนก่อน +4

    It’s going to be a great Eritrean channel so that let’s all support him and wish him a great start proud of you Lingo

  • @amanueltesfamichael3418
    @amanueltesfamichael3418 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤history of our fathers,mothers,brothers
    Sisters, non stop like a river so our father lingo you will be hard working & come in media always to teach for us? Thank you very much.
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Eritrea for eritreans. Long live & health for you.❤❤❤❤❤❤❤
    Awet nhafash!

  • @hlhlotraditinalmedia2092
    @hlhlotraditinalmedia2092 6 หลายเดือนก่อน +2

    Thank u
    ምምህረይ ጽቡቅ ትምህሩ ክትብል ክለካ ምስ ሰማዕኩካ ክሳብ ሕጅ ኣልኩ

  • @amanuelneguse3923
    @amanuelneguse3923 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጽቡቕ መደብ

  • @meletaembaye7403
    @meletaembaye7403 6 หลายเดือนก่อน

    ነዞም ጀጋኑ ምዝካርካ ብጣዕሚ ሐበን ይስማዓኒ ስለምንታይ ኩሎም ስዋአትና አብልብና እዮም ግን ምስኦም ባሐባር ስለ ዝነበርና ሐደ ረሲዕካ ሀይለ ማጁስ ይባሀል ብዝያዳ ንማቴስ ሕተቶ ቀጽሎ ❤❤❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 6 หลายเดือนก่อน +3

    ብሰላም መጻካ ሊጎ አያና ካባኩም ብዙሕ ኢና ንጽበይ እሞ ምሉእ ጥዕና ምስ በቲሰብካ 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MosobAddey
    @MosobAddey 6 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ሰሓብን ምቁርን ታርኽን ተራኽን! እዛ ዓውዲ ዋንኣ ረኺባ! ❤

  • @fasielsamielatoy9360
    @fasielsamielatoy9360 6 หลายเดือนก่อน +21

    ዘለኣለማዊ ክብሪን ሞጎሲን ንህልዋትን ስውኣትን ተጋዳለይን ተጋዳልትን ኤረትራ።!!!

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 6 หลายเดือนก่อน +1

      Ni bilash tesewiom

    • @fasielsamielatoy9360
      @fasielsamielatoy9360 5 หลายเดือนก่อน

      @@aastersamuel4175 ብጣዓም ዝሕዝን ነገር

  • @MichaelTecle
    @MichaelTecle 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ሊንጎ::

  • @AkiGebreab
    @AkiGebreab 6 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷
    Good job bro keep it up
    Good to see you
    DC EpLF forever
    Victory to the people

  • @mengsteabtesfamariam9619
    @mengsteabtesfamariam9619 6 หลายเดือนก่อน +4

    መርሓባ ሊንጎ ናይ'በሓቂ ኩሉኹም ዓቅሚ ዘለኩም ኣብ'ከምዚ ታሪኻዊ ሰነድ ኢድኩም ክትሕውሱ እንጽበዮ ግዜ ይኹን ባይታ ዘድልዮ ኣይመስለንን ኣብዚ ዝሓለፈ ዕስራ ሰላሳ ዓመት ታሪኽ ኤርትራን ኤርትራውነትን ከምቲ'ዝግባእ ስለ'ዘይተነግረ ብዙሓት መንእሰያት ትሕቲ ሃገራውነት ስምዒት ከንጸባርቁ ርኢና ኢና ስለዚ እዚ'ሕጂ ጀሚርካዮ ዘለኻ መደብ ኣብ'መፈጸምትኡ ከተብጽሖን ከይሰልከኻ ነባሪ ስራሕ ከተሳሲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @recioasmarina
    @recioasmarina 6 หลายเดือนก่อน +3

    Waw what a wonderful story teller! Thanks Lingo! Keep it up

  • @hkaraya73
    @hkaraya73 6 หลายเดือนก่อน +2

    A pleasure to listen to, hope to hear some more. Thank you.

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 6 หลายเดือนก่อน +3

    አወ ኣብ ዓንሰባ ዕን ዝበልካዮ ሓቂ ብሓቂ ይበቁል ኢዩ❤🇪🇷⚘️🌹❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷⚘️🌹❤🎉🎉🎉።

  • @zelekwobaileyeyezfelito6155
    @zelekwobaileyeyezfelito6155 6 หลายเดือนก่อน +6

    ወዲ በርሀ ጅግና ለዋህ ሰብ ኣዘኪርካና ሊንጎ ሓዉና ወዲ በርሀ ድህሪ ሰላም ናይ ዞባ ኣመሓዳሪ ኢዩ ዘገልግል ኔሩ ብክሉ ህዝብኢ ፍትው ኔሩ ግን እታ ዘይትምሕር ሞት መጽኣ ተሰዊኡ

  • @p.3914
    @p.3914 6 หลายเดือนก่อน +2

    "መን ይመስክር ዝነበረ፥ መን የርድእ ዝቐበረ።" ብሓቂ ብጣዕሚ ዝምነዮ ዝነበርኩ ታሪኽ ኣያታተይን ታሪኽ ቃልስናን ብኸምዚ ኣገባብ ምርካበይ ኣዝየ ባህታ ተሰሚዑኒ። ቅልል ብዝበለን በቲ ዘይምነው ኣቃራርባኻን ሙቕልነትካን ከምዚ ዓይነት ንኣሽቱ ግን ዓበይቲ ታሪኻት ምቕራብካን ምክፋላካን የመስግነካን። ኩሉ ግዜ ኣብ ዉሽጠይ ሕርኽራኽ ዝብለኒ እንተሃልዩ ቃልሲ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ብዓወት ጥራሕ ዘይኮን ስዕረትን ድኽመት ከምዝነበሮ ክዝንተው እየ ዝምነ። ተስፋ ይገብር ንቐጻሊ ከምዚ ሕጂ ዝዕለልካና ታሪኻት ክንቅጽሎን ብመጽሓፍ መልክዕ ድማ ንመጻኢ ትውልድን ንተመራመርቲ ዝሕግዝን ኣበርክቶ ክትገብር ይምሕጸነካ። በርትዕ ሊንጎ።❤❤❤። ቅድሚ ኹሉ ሃገረይ!!!

  • @fitsumkebreab7663
    @fitsumkebreab7663 2 หลายเดือนก่อน

    I liked already. I came as Eritrean with ELF and EPLf background in our house hold.

  • @tekhletesfay3612
    @tekhletesfay3612 6 หลายเดือนก่อน +3

    Good job my brother thanks so much for everything

  • @samuelhaile5545
    @samuelhaile5545 6 หลายเดือนก่อน +3

    Hi Brother Lingo! I just subscribed to your channel You sound like a good gentleman soft spoken and intelligent. Keep it up 👍 🇪🇷🇪🇷

  • @meab2220
    @meab2220 6 หลายเดือนก่อน +3

    Congratulations, Mike. Welcome to the platform. I am really excited to hear from you about the history of 🇪🇷 I knew you have a lot of knowledge of history book !

  • @snitnekulu2976
    @snitnekulu2976 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሊንጎ እዚ መንእሰይ ከምዚ ክሰምዕ ጽቡቕ እዩ።እቲ ኣቀራርባ መሳጢ እዩ እሞ ከይተሓለልካ ቀጽሎ።

  • @youseftekeste9865
    @youseftekeste9865 6 หลายเดือนก่อน +2

    Lingo you are my hero, I always admire you appreciate you because you use all your time properly when you were young you fought for your country,and educate yourself God bless you and your family thank you.

  • @Erilebna
    @Erilebna 6 หลายเดือนก่อน +16

    Please like, share, subscribe to grow this media. Thank you very much Lingo.

    • @brianjackson2272
      @brianjackson2272 5 หลายเดือนก่อน +1

      Will Do!
      Loved Lingo since EPLF days.

    • @danielghebrehannes8718
      @danielghebrehannes8718 4 หลายเดือนก่อน

      😊😊😊

    • @peaceandlove8007
      @peaceandlove8007 4 หลายเดือนก่อน

      This is my idea please don’t say share and subscribe people will do since your story is voluble.
      ንሕና ኢና ክንልምነካ ዝግብና ንስካ አይኮካን የቀንየለይ ምስ እናይ ይቅሬትኡ❤

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 6 หลายเดือนก่อน +2

    Wow thanks for sharing this amazing history. Our Heroes story never ends. Please keep telling us this our treasure 🫶🫶🇪🇷🇪🇷

  • @bietinahabesha6560
    @bietinahabesha6560 6 หลายเดือนก่อน +3

    Eway jehninet bejakum kemzi girkum azentwlna ezi weledo kfelto zelewo eyu❤❤❤❤❤❤

  • @abelnegasi1828
    @abelnegasi1828 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሊንጎ፡ ዋላ ንነዊሕ ሰዓታት እንተ ትዛረብሲ ኣዒንተይ ሰለም ከየበልኩ ምሰማዕኩኻ ይመስለኒ፡ ከመይሲ፡ ዋሕዚ ዕላልካ ዘይብተኽ፡ እቲ ሓደ ምስቲ ኻልእ እናላገብካን እናዛነቕካን ኣዝዩ መሳጢ ዝኾነ ታሪኽ ብህየቱ ከም ተንቀሳቓሲ ፊልም ከተዘንትው ዓጀብ ዘየብል ኣይኮነን እሞ፡ ንበር ክበር! ኣብ ቀጻሊ መደባትካ'ውን ብዙሕ ከም ተዘንትወልና ምሉእ ዘይጉዱል እምነት ኣሎኒ፡ ክብረት ይሃበልና።

  • @janbe7051
    @janbe7051 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ True narrative and expert veteran narrator❤
    ዛንታ ገድልና ዛንታ ጀጋኑ እዩ! እታ ዝገረመትኒ ግን ኣለምሰገድ እንተዘይ ዛረብ ብላሽ ምጠፈአ! ወዲ በርሀ ውን ኣእምርኡ እንተ ዘይክፈተሉ ከኣ ኣለምሰገድ ተስፋይ ከም ተጋዳላይ ዕጭኡ ዕጫ መስዋእቲ ወይ ስንክልና ምኮነ! ብዙሓት ሰኣን ምዝራቦም ዕድሎም ዝባኸነ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዘይበጽሑ ሰብ ሞያን ክእላታትንን ከም ዝኸሰርና የርእየካ።
    🎉 ገድሊ ገደል 🎉

  • @sabatecle978
    @sabatecle978 6 หลายเดือนก่อน +2

    Denguka kemane! It is my great hope that your contribution would benefit the next generation in addition to the other Eritrean medias.

  • @Eri-og9pn
    @Eri-og9pn 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ መሳጢ ዝኾነ መደብ፣ ነዞም ሓደሽቲ ወለዶ ታሪኽ ክንፈልጥን ሃገር ብኸመይ ከምዝመፀትን ዝተኸፍለ ዋጋ ክንርዳእን ዓቢ አበርክቶ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ሞ ውርትሩ ብሃንቀውታ ኪንጽበየካ ኢና ፣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሊንጎ !

  • @yosieftesfazion5176
    @yosieftesfazion5176 6 หลายเดือนก่อน +2

    Lingo I am proud if you for remembering our heroes living or mortared kem zbelkaya bzaeba tegadelti zeytezarebku dea bzaeba men dea kzareb

  • @senay6334
    @senay6334 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ኩቡር ኣያና ኣልጌና መድያ ❤❤❤❤❤🇪🇷❤❤❤

  • @yosief-eri9302
    @yosief-eri9302 6 หลายเดือนก่อน +2

    👉👉its amazing history thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏

  • @asmeromabraham2494
    @asmeromabraham2494 6 หลายเดือนก่อน +3

    Btami stibu sirh aya lingo❤❤❤ cabzi Nilali zibeleste sirah nikitiserih beal mulu tesfa ye.

  • @MehariMathewos-tr5im
    @MehariMathewos-tr5im 6 หลายเดือนก่อน +2

    May God bless you with good health and long life. You are a gift to Eritrea from God. Keep telling us the stories.

  • @milateasmerom9313
    @milateasmerom9313 3 หลายเดือนก่อน

    Lingo Malet Kabtom Arrkanat gedli Hezbawi gnbar Zebeyom Eyu Nsuwn Ngedli Zebeye Bbahln Snetbebm💯Kab💯Meti Edmen Tenan yhabka Wedi Arag 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielweldegebriel7375
    @danielweldegebriel7375 6 หลายเดือนก่อน +6

    Proud to be Eritrean 👌🇪🇷

  • @medhanegerye1564
    @medhanegerye1564 5 หลายเดือนก่อน

    Thanks baba Lingo

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay6251 6 หลายเดือนก่อน +3

    ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ አሪትራ ን30 ዓምታት ዝወሰድ ብዙሕ መሰዋእቲ ዘኽፈለ ብሙሉኡ ታሪኽ ጅግንነት'ዩ ነይሩ። ሕጂኸድኣ መዋእል ሓርነትን ናጽነትን ካብ ዝበሃል ህዝቢ አሪትራ ንዝነብረሉ ሕማቅ ህወት ሊንጎ ብዛዕባኡ ገለ ክትብል ዘይምኽኣልካ ብዘገርም ትሕዝን።

    • @Tesfa325
      @Tesfa325 6 หลายเดือนก่อน

      ሐቅኻ ገድሊ እንዳበሉ ሽንኮለል የብሉና እዚ ገድሊ እዚ ንስደት ከምርሕ ዝገበሮ ውድብ እዩ እነሆ ከአ ህዝብና እግሩ ናብዘምርሖ ይኽይድ አሎ

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 5 หลายเดือนก่อน

    You would be a good Geography and History teacher.

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ ቀጽሎ ብሃንቀዉታ ንጽበ ክብርን መጉስን ንሰማእታትና 🙏🇪🇷🙏

  • @mehrtesfamicheal318
    @mehrtesfamicheal318 6 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you very much my beloved uncle❤❤❤ G B U

  • @mugeb6625
    @mugeb6625 6 หลายเดือนก่อน +3

    Wow lingo thank you,please come again and again.,we love you

  • @Semiraasmara
    @Semiraasmara 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አስይ ሊንጎ ጅግና ንስካ ቤተ መዘክር ኢካ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባካ ! ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 5 หลายเดือนก่อน

    Very good mesatey zanta lingo hawena gbu

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 6 หลายเดือนก่อน

    Gentleman Lingo hawina. Well done.

  • @MeseretBitow
    @MeseretBitow 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀህል ጥራይ።።

  • @raella2961
    @raella2961 5 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷💯👍🇪🇷💯👍

  • @MikiSimon-wu4xg
    @MikiSimon-wu4xg 6 หลายเดือนก่อน +5

    Lingo anqa bdehan mexikanske king of eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @meazadessh9400
    @meazadessh9400 6 หลายเดือนก่อน +2

    This amazing! I can't wait to hear the next story nai tegadelti. You are our heros

  • @YvesDani
    @YvesDani 5 หลายเดือนก่อน +1

    Please my people share share this our History, this IS our lovely Brother ❤ eriteran

  • @HagerMennet
    @HagerMennet 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ውሑሉል ኣብ ሕጊ ተፈጥሮ ትጥቀመሎም ቃላት ጽፉፋት 🇪🇷👍🌺❤️

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 5 หลายเดือนก่อน

    Thanks a lot lingo. U are awesome.

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed9904 5 หลายเดือนก่อน

    I like the ending story lingo. Thanks for sharing your experience!

  • @yakobadenay3233
    @yakobadenay3233 6 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome lingo Bhankwta ena ntsebyka knena i hope buzuh temhrte knksem kbakan bxotkan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 6 หลายเดือนก่อน +2

    Lingo you tell us so amazing history of EPLF heros. Thanks for your contribution

  • @asegaim9938
    @asegaim9938 6 หลายเดือนก่อน +2

    I love this history dear lingo keepgoing dear❤.

  • @danielbarnabas2206
    @danielbarnabas2206 6 หลายเดือนก่อน +4

    We Respect Respect all tegadelties❤❤❤

  • @romayabraham8737
    @romayabraham8737 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ክቡር ተጋዳላይ ሊንጎ። ኣዝዩ መሳጢን መሃርን ዕላል።

  • @EliasBerhane-p2q
    @EliasBerhane-p2q 6 หลายเดือนก่อน +3

    What an amazing reality!❤️🇪🇷

  • @sosweet6192
    @sosweet6192 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks .Our HEROS get some one describing them.
    Long TEBAREK Tegadeli yehwatna Adnaqi zbetom zrekebna 🙏🌷🇪🇷

  • @mesfintesfayohanns8643
    @mesfintesfayohanns8643 6 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ሊንጎ ነዚ ወሲድካዮ ዘለኻ ጅማሮ ከመስግነካ ይደሊ ።ቀጺለ ነቲ ዋሕዙ ዘየቃርጽ ኣታራርኻኻን ዕሙቅ ኣፍልጦኻ ንታሪኽን ከየድነቅኩኻ ክሓልፍ ክሓልፍ ኣይደልን።ነዚ ጀሚርካዮ ዘለኻ ዓቢ ሃገራዊ ዕማም ምኻኑ ንዓኻ ምንጋር ዘይኮነስ ኣፍልጦ ምስ ሃገርናን ታሪኽናን ዘላልየና ዘሎ ምኻኑ ንምዝካር ጥራየ።ግን ነዚ ዓቢ ዕማም ናይታሪኽ ግድፈት ከይህሉ፡ማለት፡ህልዋትን ስውኣትን ታሪኽ ከይዝለል፡ከምኡውን እትሕማቅን ጊኣጋን ከይተረፈ ከተዘንትወልና ሓደራ ንምባል እየ፡እሞ ሓደራ።

  • @gomida1552
    @gomida1552 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያና ሊንጎ ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ ገድልና: ነዚ መንእሰይ ወለዶ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ : ቀጽሎ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Andatsajin
    @Andatsajin 6 หลายเดือนก่อน

    ናይብሓቂ ስምካ ሊንጎታሪ ተዘንትዎ ዘለኻ ናይ ነዊሕ ዕድሜኻ ድማ ከንውሓልካ ንኣምላኽ ንጽሊ እቲምንታኡ ንዓና ክጥዕመና መታን ታሪኽና ክንፈልጥ

    • @Andatsajin
      @Andatsajin 6 หลายเดือนก่อน

      ስለዚ ቀጽሎ ኣያናን ኣቦናን ሊንጎ

  • @ekeleta5026
    @ekeleta5026 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you brother. Very well said, educational, our history, our struggle, keep up the good work, we enjoyed every minute of your speech, you took us back intime as we were with you witnessing each event.
    ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ ክብሪ ንህዝባዊ ግንባር፡ ክብሪ ንመግስቲ ኤርትራ፡ ዕድመን ጥዕናን ንመራሕትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤