Tigray Media Network ጉባኤ ህወሓት ጉዳይ ሻዕብያ//ስታሊን ገ/ብረስ Jun 14, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 91

  • @amanuelweldemichael9595
    @amanuelweldemichael9595 2 หลายเดือนก่อน +6

    ናቲ ጅግና ጎይታ ሰላም ቃልሲ መስርሕ'ዩ ብፍላይ ንሰላም ተካይዶ ቃልሲ ግዝየ ይወስድ እንበር መጨረሻ ሰላም ተዓዋቲ'ዩ።

  • @Hagoszemichael
    @Hagoszemichael 2 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባ ናትናኤል 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 2 หลายเดือนก่อน +8

    በርትዕ ናቱ ፈታዊ ኤርትራን ኤርትራውያን ደላይ ሰላም ጎበዝ❤️🇪🇷🙏🏿

    • @miniaseium8181
      @miniaseium8181 หลายเดือนก่อน +1

      Natunaziomaitemsana❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 2 หลายเดือนก่อน +3

    We love you Natu peace is always peace… we know war let us try peace ❤❤❤

  • @eliasyohanes8543
    @eliasyohanes8543 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nati may God bless you brother!!!!🇪🇷🇪🇷👍🇪🇹🇪🇹🙏🙏

  • @rutasolomon4569
    @rutasolomon4569 2 หลายเดือนก่อน +4

    Is that Stalin talking 😲😲. I wish this talk was before the war, before the damage however keep being posetive this can save the remaining young lifes.

  • @AbayAbate-pb6wm
    @AbayAbate-pb6wm 2 หลายเดือนก่อน +2

    ለባም ትግራዋይ ጀግና

  • @taddessegmichael367
    @taddessegmichael367 2 หลายเดือนก่อน +2

    NATU YOUR GREAT KEEP IT UP

  • @Azazi_nahom
    @Azazi_nahom 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ nati the one ☝️

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 2 หลายเดือนก่อน +1

    Heqi u natue hewna hzbi tigray Lbi gber❤❤❤❤

  • @GirmaKebede-tn2ju
    @GirmaKebede-tn2ju 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናቲ ሃወይ አጆኻ ጉዶም አውፅአዎ ንህናውን አብ ኢትዮጵያ ኾይንና ንሰምእአለና ኢና ብዝተረፈ አንበሳ ኢኻ ንዞም ሸነውቲ ከይትድቅሰሎም ሃየ በርትእ

  • @senbetumelake6127
    @senbetumelake6127 2 หลายเดือนก่อน

    ናቱዬ ተባረክ ለወንድማችን በጣም ነዉ ያደነኩት በርታ ቀጥልበት
    ጌታ ምድራችን አፈረካችን ይባረክልን🙏❤❤😄🙏

  • @frehiwotgirmazion9067
    @frehiwotgirmazion9067 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤
    ናቱ ጸዋዒ ሰላም እንዲኻ አምላኽ ይሐግዝካ

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2l 2 หลายเดือนก่อน

    Eritreans are defending their Identity, Eritrea is defending its Territory. For all, making peace is the best Alternative.

  • @tekleredie9259
    @tekleredie9259 2 หลายเดือนก่อน

    ❤ god blss u natu peace hzbi Eritrea &Tigry

  • @user-ro9if3jb2f
    @user-ro9if3jb2f 2 หลายเดือนก่อน

    ናትናኤል ዝቃለሱ ይመስለና ነይሩ እንበር ህዝብ ትግራይ ወግሕሉ መራሕት ተጋሩ ኮይኖሙሉ ንብል ነይርና ምስክን ህዝብ ትግራይ ረኻብ መከራ ።ንሶም ብጋሎም ጋልጋሎም ሀፍት የካዕቡቲ ህዝብ ትግራይ በሐለግ ጥመት ይሕለብ።ከየሕሙኻ ናቱ።ምሕረት የዊርደልካ ህዝብ ትግራይ።

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 2 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🌹❤🇪🇷🕊🌟 🇪🇹🇪🇹✌

  • @user-zb1wt9xc7w
    @user-zb1wt9xc7w 2 หลายเดือนก่อน +1

    Natu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀጽሎ ናቱ ሓውና ሰላም ንህዝብና ❤❤❤

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋኡ ሰልም ግበሩ ምስ ከባቢኩም
    ሕስድና ግደፉ

  • @fsahazeru5439
    @fsahazeru5439 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @QemerMedia-lt6fd
    @QemerMedia-lt6fd 2 หลายเดือนก่อน

    እሞ ሓዚሲ ኣዶ ትግራይን ህፃዉንቲ ትግራይ ኣይታዓመፃን ድዩ ዘኒሄ ቅዋምካ ....አንፈትካ ፍለ

    • @WediWeldab
      @WediWeldab หลายเดือนก่อน

      Natu gn tgray yatu do

  • @meremayeb1360
    @meremayeb1360 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Natu ❤. Lebam 🙏🙏🙏🙏❤🌹🌹

  • @user-mq7tu5do5i
    @user-mq7tu5do5i 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉❤❤❤🎉

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-dy7qh7jp5d
    @user-dy7qh7jp5d 2 หลายเดือนก่อน +2

    👌👌🇪🇷❤️🙏

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 2 หลายเดือนก่อน

    በሰለማ ሰበበ መረዚ አነረጨወ አሰቲ ከም ዘጋ ታሓሰበና ከም ከለን ኸልላተ ኸልልና ኸወሃበና ነረበረበ አማሐረይ አረባዓ ዓመተ ለፈዕም ንምተይ ሸዕ መረይተና ኸወሰዱ መኻነም ዘፈለጠኻ ሕዘወነ ነፃነተ ሕዘወነ ሰባነ ታረኻነ ከተነበረ አለዋ ተግረይ

  • @yaar4371
    @yaar4371 2 หลายเดือนก่อน

    Well done good job as always bro ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 2 หลายเดือนก่อน

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤👍🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @luliyajemal4043
    @luliyajemal4043 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @melaketk2389
    @melaketk2389 หลายเดือนก่อน

    ደሰምአካ እተረክብካ ፅቡቅ ምክሪ እዩ

  • @luulaamanuel2657
    @luulaamanuel2657 2 หลายเดือนก่อน

    ናቱ መታዓቢቲ ወዲ አስመራ🌷🌷🌷🌷🌷🌴🌷🌴🌷🌴

  • @asterberhane635
    @asterberhane635 2 หลายเดือนก่อน

    ኩላትና ኣብ ጐንካ. ኣለና. ናቱ ናይ ወድ በሻሻ. መፃወቲ. ከይንከውን. ኩልካ. ህሰብ ኤርትራዊ. ኩን ትግረዋይ : : .

  • @AwetGebrihiwet-bf7by
    @AwetGebrihiwet-bf7by 2 หลายเดือนก่อน

    Natu kexlo Selam nekulu

  • @eyobzekariyashabte168
    @eyobzekariyashabte168 2 หลายเดือนก่อน

    Selam Natu

  • @user-qg6uh7pd8q
    @user-qg6uh7pd8q 2 หลายเดือนก่อน

    Selam. Natu. Hawna. Ajoka. Haknetna. Msgizye. Nkulom. Tegaru. Kirdom. Eu

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም!
    ብዘይቀልዓለም ከምዚ ሓው ናቱ ወዲ ኣስመራ ዘስተምሃሮ፡ ህውሓት ድሕሪ 1991 ናይ ብልሽውና ውልቃዊ ረብሓ ርእሰማልነት ተቃላሳይ ኢዩ ኮይኑ! እቲ ሓቂ ግን መትከሉ ዘይቅይር ፍትሓዊ ሻዕብያ፡ እንኮላይ ንውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ተጋዲሉ፡ መቸም ንቅሓት ዝጎደሎ ሕብረተሰብ ወላ ንነብሱ ኣዝዩ ሓደገኛ ኢዩ፡ መባእስተይ ይለብመለይ ድዩሓቀይ ዝተመሰለ፡ ብዝኮነ ሕጅስ ከም ሊባውያን ድሕሪ ቃዳፊ፡ ትርጉም ሰላም ተረዲእዎም ክከውን ተስፋ ንገብር🙏
    🤝❤🕊

  • @asterfoto8177
    @asterfoto8177 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ናቱ ክሳብ ማስ ኢና ኤርትራዊን ተጋሩ ንመውት

  • @user-jl2vh5px4p
    @user-jl2vh5px4p 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማቲ ሓወይ ከም ኤርትራዊ ኣብ ተጋሩ tough ምካና ካብ 1998 ወረርቲ ምካኖም፡ ስለ ንፈልጦም እዩ
    ንዓካ ክራኢ ከለኩ ግን ብዛዕባ ተጋሩ ዘለኒ ATTITUDE ትሕግዝርኒ ኣሎኻ

  • @trueeritrean890
    @trueeritrean890 2 หลายเดือนก่อน

    wawwww Natu Definitely thru!!! this young generation they have to be open their mind!!! don’t give chance those young RATS 🐀

  • @edengebrihewet8633
    @edengebrihewet8633 2 หลายเดือนก่อน

    7 Amet ewe

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay หลายเดือนก่อน

    ቢተዉ ዝተአሰረ አብደብብ ሕዝቦች ምስ ናይ ቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ዝነበረ ምሱና ዝተአሰሰረ ተተአሰሩ ከምዝነበረ ይዝክር።

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u หลายเดือนก่อน

    ተመስገን፡ ሰማያዊት ባንዴራ ደኣ ኩሉ ትግራዋይ እንድዩ ዝኽደና ዘሎ በዓል ጂጂ ከይተረፋ።
    ናይ ወያኔ ተኸዲንካ ምስዕሳዕ ኣብ TikTok ተሪፉ'ዩ።

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደሓን እዮም። ኣይሓመቑን። ዘዝከኣሎም መዝሒቖም እዮም። እታ ግናይ ነገር ግን ወልፊ ኰይናቶም እምበር።

  • @SalihMohammed-ht6mk
    @SalihMohammed-ht6mk 2 หลายเดือนก่อน

    ኩነታት ትግራይ ብዝኸፈአ እናኮርኮሐካ እዩ ዝኸይድ ዘሎ 😓

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @luwamlove
    @luwamlove 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏👍👍🌹🌹🙏👍🌹❤️❤️❤️

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 2 หลายเดือนก่อน

    ገን ነኸሉ ሰበ ኾኒና ተግረያ መነ የመረሕያ ኸዐረ ዘኸአል ሰበ አዕራና ሰበ አነደሕረ ዘይፈጠረና በሻዓቢያን ማአኸል በዘለወ ደዮኸነረሕ አዚ ሰወረ ነገረ ኸይ ህለወ ሓሳበቶም አበረ ዘለወም ገንዘበ መነቀፊ ኸኸን አይ ገባአን በጣዕሚ ለዕጠጠጠ አማሓረይነ ሻዓበያን አዮ መነም የኸነ ነአሸተይ በራሃነ ዘለወሰበ አና ነደሊ ዋላ ሃፈትም ኸኑ ደኻሓሰበ ነቃወም ዘሰረቀ በሕጊ የአረም ገነ አበ መሬተና ዘገበረወ ቀለደን ባጫ ገነ አሰቲ ተዘረበ ለጋሰ ነኸተባሃል ኸሉ ገዘቦ ማሃበ የኸነይ ወዲ ሓፈተይ

  • @rutasolomon4569
    @rutasolomon4569 2 หลายเดือนก่อน +1

    If stalin continues with this kind of talk he can brake all the hate and poison that's bn planted on both side of the people's head and hearts.

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay หลายเดือนก่อน

    ቢተው ተአሲሩ ዝነበረ ምስ ደቡብ ህዝቦች ኘረዝደንት ዝነበረ ተአሳሲሩ ብምስና ተኸሲሱ ተአሲሩ ከምዝነበረ ይዝክር

  • @Wedizom123
    @Wedizom123 หลายเดือนก่อน

    ናዓኻ ዝድግፉ ኩሎም ፉሉጣት

  • @tekleezgi7461
    @tekleezgi7461 2 หลายเดือนก่อน

    አታ ናቲ መለስ ደአ ወዮ ህዝቢ ኤሪትራ ሐዳግ ኮይኑ ኢዩምበር ሕብሪ ዓይኖም ቃሕ እንተዘይ በሎም ኢሉ ፍዳና ዘውጸአና አደታት ምስ ቆልዕተን ዝፈላለየ ግን ይቅረ ማለት ፍቃድ አምላኽ ኢዩሞ አምላኽ ይቅረ የበለልኩም፡።

  • @mehreteabghenrekidan5357
    @mehreteabghenrekidan5357 2 หลายเดือนก่อน

    Ok knsemo ena

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 2 หลายเดือนก่อน

    Natu shikor selam do gual 2 Amet ke semieka do police tigray ab zena zemixiwo wedi 36 Amet sebay gual 2 amet defier elom

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie313 2 หลายเดือนก่อน

    ናቲ እዚ ውጽኢት ቅኑዕን ቈራጽን ቃልስን እዩ። እቲ ብእምነት ብተስፋ ብእምነት ተዋዋሂዱ ዝፍጸም ዘሎ ተርእዮ እዩ ። ብእምነተይ ናቲ ናይ ሰላም ኖበል ስልማት ይግበኣካ ። ዓለም ንመደናገሪ ስልማት ትህብ ምህላዋ ዘሕዝን እዩ ። ኖበል ስዊደናዊ ኣብ ሩስያ ተወሊዱ ዝዓበየ ፈንጂ ዝመሃዘ እቲ ምህዞ ንሰባት መቕተሊ ምስ ተዓዘበ ተጣዒሱ ንሰላም ንዝሰርሑ ስልማት ክወሃብ ተላብዩ ።

  • @TewedrosBelachewe
    @TewedrosBelachewe 2 หลายเดือนก่อน

    12:32 12:33

  • @jonahabgi1687
    @jonahabgi1687 2 หลายเดือนก่อน

    Atayo: bsru "Temen" entay malet eyu? Arawit aykoney?

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios5252 2 หลายเดือนก่อน

    We don't want peace with Eritrea We need war with Eritrea soon. No more shiapia Eritrea government in Eritrea. We need democracy and lawful safety and election and knowledge in Eritrea, we need brighget nahamodo in Eritrea. Brighget nahamodo will kill Eritrea shiapia troops soon. Ethiopia forward ethiopia tikdem. From tigrayns USA 🇺🇸

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብየት! እንዳ ዓባዩ ህድሞ ታሓቢዑ😂

  • @selamsalam5380
    @selamsalam5380 2 หลายเดือนก่อน

    💀ሸዊት💀 ሰውነቱ በ ታቱ የተጨማለቀ ነው

  • @teberihtwolde9593
    @teberihtwolde9593 2 หลายเดือนก่อน

    Natu.ayndelyekumn.leban.serakin.misan.aykeydin..biklil.tewaridna. nihnia.hager.ena.
    Komalat

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 2 หลายเดือนก่อน

    Zesdemim eyu kkkk

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 2 หลายเดือนก่อน

    ይገርምዩ ፉብሪካ ዝውንን መንእሰይ ውርሻ ወያነ ንትግራይ ብዙሕ መዘዝ የምጽእ ኣሎ: just as other African corrupt sons and daughters , entertaining wealth while majority of Tigray is in quagmire .

  • @hagostesfu2160
    @hagostesfu2160 2 หลายเดือนก่อน

    ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ኬናት ምስ ኣተዋ ኢትዮጵያን ተሓጊሶም እዮም ምኽንያቱ ተጋሩ ምስ ኤርትራውያን ሰላም እንተለዎም ኣይንኽእሎምን ኢና ይብሉሉ ስለዝነበሩ ሓቂ ከኣ እዩ ዕሽነት ኮይኑ እምበር ባእሲ ምስ ኤርትራውያን ኣየድልየኩምን እዩ ሰላም ግበሩ ስምዑና ለቡሙ

    • @user-nl1hv7ni2l
      @user-nl1hv7ni2l 2 หลายเดือนก่อน

      An Excellent comment, thank you!!!.

  • @user-rd8gv3mc8d
    @user-rd8gv3mc8d หลายเดือนก่อน

    ደንቆሮ

  • @Hagerawi25
    @Hagerawi25 2 หลายเดือนก่อน

    Nimintay zehgro iti Mengisti

  • @user-wj1vm7bb2s
    @user-wj1vm7bb2s หลายเดือนก่อน

    ኣታ ከመይ ዝበልካ መጣቖሲ ኢኻ እንተሰሪቖም ብማስረጃ ኣቃልዕ ተዘይኮይኑ ደነቆሮ ዝሰምዓካ የለን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካባኻ ንላዕሊ ብተግባር ዝደገፍናዮ ኢዮ መሪሕነት ሻዕቢያ ዝኽተሎ leadership style ግን ምሳና ኣይስማማዕን ናይ መነትና ዘመናዊ ከምዝኾነ ንሙህራት ትንተናን ንተጠቃሚ ህዝቢ ንግደፎ ኣፍቃሪ ሻዕቢያ ኣይትጨነቕ

  • @teberihtwolde9593
    @teberihtwolde9593 2 หลายเดือนก่อน

    Way.way.agame.hizibchum.
    bitmet.ymewut.alo.komalat.denakur.

    • @user-nl1hv7ni2l
      @user-nl1hv7ni2l 2 หลายเดือนก่อน

      Comment without insulting people!!!

  • @SelamS706
    @SelamS706 2 หลายเดือนก่อน +1

    Who cares about the dead TPLF, faschischt, banda, ye kahadi sibisib. Ye tigray enat amna lijochwan le tplf setech. The son the same as the father. BANDA

  • @selamsalam5380
    @selamsalam5380 2 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ሸዊት የቢተው በላይ ልጅ የመጨረሻ ዱርዬ ሌባ ነው አዲስአበባ እያለ ስንቱን ተንኮል ሲሰራ የነበረ ነው

  • @kaprino
    @kaprino 2 หลายเดือนก่อน

    ስማዕ እንዶ ዮናታን ሕጂ እዚ ስታሊን ዝበሃል ሰብ ሲ ብ ኣተሓሳስባ ተጋሩ ጸላዊ ሰብ ምኳኑ ዲዩ? በቃ ዘበለ ብሱል ሰብ ዩ ገለ ጥራሕ ከይትብለና😂😂አ

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน

    ይቅረታ ናትናኤል ንስካ ኢካ ቆልዓ
    ዕዲ 27 ዕመት ዝበተንዋ
    ትሕፍር ዘረባካ
    ሃገር መሪሕኩም ብወዲ በሻሻ ዘዕበኩሞ ቆልዓ ትብል
    ወያነስ ካብ ዕልዓ እንድያ ሰባኣይ ኮይና
    ወትሩ መንፈስ ምግዛእ ምወራር ኣለኩም
    ሳላ ሻዕብያ ድሕሪ ነዊሕ ግዘ ኣብ ስልጣን፡መጺእኩም
    ሃገር ድማ በቲንኩም
    ደጊም፡ብሕጂ ትግርዋይ ኢትዮ ክመርሕ
    ከም፡ጡብ ኣደካ ቅበጾ
    ገጋ ናቶም፡ናይ ህውሓት እውን፡ክትጠቅስ ዘይትደፍር
    ሰምየን እዝ ብድቁሱ ዝሓረደ
    ተሕዝኑ
    ትግራውይ ትክ እንተሉ ከም፡ማዕጺድ እዩ
    ንስኻ እውን ሓደ ካቦም፡ኢካ

  • @mekonenhabtemariam1158
    @mekonenhabtemariam1158 หลายเดือนก่อน

    እእእእእእእ እንታይ ማለት ዩ ? ጋዜጠንጅኝ ኮንካ

  • @beletu7041
    @beletu7041 หลายเดือนก่อน

    ሃታፊ ባንዳ ንመን ካመንን ዝተሸከመካያ ናይ ባንዳ ሐሳብ መራገፊ ያ ኮንካ ዘለካ ደጋጊመካ ሕሰብ ሰብ ከመይ ገይሩ ከምዝፈፈነካ ተ ትፈለጥ ግርም ኔሩ

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน

    ሰርቅቲ ኣራት ኪሎ ኣቲኩም እንታይ ክትገብሩ ኣይጸገብኩምን ምስ ኤሪትራ ተዓሪቅና ነርና እንተንከውን 3ምዓልቲ ኣይምወሰደልናን ትብል እዋይ እዛ ርእሲ ትግርዋይ እንታይ እያ መሊኣ

  • @Wedizom123
    @Wedizom123 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክክ ናቱ ፈሳዊ

  • @gebarogbe2755
    @gebarogbe2755 2 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ሃተፍተፍ ኣይትበል ጉዳይካ ግበር

  • @Azazi_nahom
    @Azazi_nahom 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ nati the one ☝️

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @medhaneghile6905
    @medhaneghile6905 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @Azazi_nahom
    @Azazi_nahom 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ nati the one ☝️

  • @genetgirmay7826
    @genetgirmay7826 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤