Tigray Media Network ሞት መለስ ዜናዊ ትንሳኤ ህዝቢ ትግራይ እዩ Aug 20, 224

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 38

  • @hanamasho3158
    @hanamasho3158 22 วันที่ผ่านมา +5

    አቦ ሐቂ ናቲ ሐውና ዕድመን ጥዕናን የብዛሐልካ 🙏🏽❤️🇪🇷🙏🏽❤️🇪🇷🙏🏽❤️🇪🇷

  • @mebrieeyob9991
    @mebrieeyob9991 21 วันที่ผ่านมา +1

    ወደዳቹም ጠላቹም ናቱ ወንድማችን የሚናገረው ንግግር ምንም ውሸት የለውም እግዚአብሔር አምላክ እድሜ ጤና ይስጥህ አንበሳ ናቱ ሓወይ ❤።

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam9421 19 วันที่ผ่านมา +1

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @user-vc4ch1sn2f
    @user-vc4ch1sn2f 20 วันที่ผ่านมา

    Prayer for peace ✌️🕊️✌️🕊️✌️🕊️✌️🕊️✌️🕊️❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 22 วันที่ผ่านมา

    You are amazing thanks natu you are right thanks it is right wow you are 💯 yes 🇪🇷 yes that is correct nato you doing good job

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 22 วันที่ผ่านมา +4

    MELES NAY HZBI TGRAY MEXNETY

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 22 วันที่ผ่านมา +3

    ናቱ ሓውና ሓቀኛ ኣምባሳደር ናይ ሰላም ♥️👉መለስ ከምቲ መልክዑ ግብሩ ኩፉእ👈 ንሱ ዘምጽኦ ሽግር ክንደይ ሰብ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ኣጽኒቱ ኣሎ ገሃነም ክኣቱ'ዩ ንብዓት ህዝቢ😢

    • @mebrattesfaye6881
      @mebrattesfaye6881 20 วันที่ผ่านมา

      ናቱ እስካሁን መርጨ የማየው የአንተን ሚድያ ነበረ ፖለቲካ ስለማልወድ ብዙ አላውቅም ግን ኢትዮጵያዊያን በባህላችን ስው ከሞተ በኋላ አናብጠለጠልም ባህላችን አይደለም ተነስቶ መልስ ሊስጥ ለማይችል የሞተን ሰው እያማን በህይወት ላለ እያጨበጨብን እስከመቼ እንኖራለ ንን?? መቶ ፐር ስንት ትክክል ነው እያልኩ ሳይሆን ተውት ሄዷል አምላክ ይውቀስውም ያመስግነውም ተውት ነውር ነው

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 22 วันที่ผ่านมา +4

    NAY HASOT BIXAYNET
    NAY TIFEAT LEGASI.
    NAY XINTET LEGASI.

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 22 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ ሐሳዊ ጠላሚ ክሐዲ ከዳሚ ከም መራሒ ክሕሰብ አይግብኦን እዩ!!! ንህዝቢ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ክልል ትግራይነ ንህዝቢ ኤርትራን አብዚ ኩሉ ጸበባ ዘእተወ ርጉም ፍጥረት እዩ!!! ጌና ክርገም እዩ ዝግብኦ!!!

  • @abdulnasermustofa9353
    @abdulnasermustofa9353 22 วันที่ผ่านมา +2

    Hero

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 18 วันที่ผ่านมา

    ድሮን ሰሪሕና ምሁራት ተጋሩ ን ፈላስፍታት ግሪ ኽ ባዓል ሶቅራቱስ ምሕሮሞም ይብል ኢት ሓንቲ ዕ ይኑ ንታሪኽ ኢለ ስቴብ ብይስቴብ ዘግበዮለኹ ይብል ገርሙ ኒ

  • @tesfaldettekeste8577
    @tesfaldettekeste8577 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 22 วันที่ผ่านมา +4

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @girmalemyohannes6636
    @girmalemyohannes6636 22 วันที่ผ่านมา +2

    መለስ ብሉጽ ናይ ጥፍኣትን ኣገልጋሊ ምዕራባውያን ዋሓለ ኣንጻር ህዝቢ ኢትዮጵያን ትግራይን ኢዩ። legacy መለስ እዛ ሕጂ ዘላ ትግራይን ኢትዮጵያን ምስክር ኢየን።

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 19 วันที่ผ่านมา

    You are Wright natu but the tigray people i don't think they understand the problem

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 22 วันที่ผ่านมา

    We agree Melles is MLLT against our nationality and totaliterian

  • @eritrea576
    @eritrea576 22 วันที่ผ่านมา

    Peace for Eritrea and Ethiopia

  • @yoditzerom1267
    @yoditzerom1267 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @selamsalam5380
    @selamsalam5380 21 วันที่ผ่านมา

    💀💀💀መለስ💀💀💀 የሞተበትን ቀን በደስታ ቀን ተብሎ ነው መከበር ያለበት 👏👏👏👏👏👏

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 21 วันที่ผ่านมา

    ናትናኤል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ ኣነ ዝተሕጊስኩላ መዓልቲ ሞት ናይ መለስ እያ ። መለስ እቲ ቀዳማይ ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይ ብሕብሪ ዓይኑ ዝፈለየ መራሒ እዩ ፡ ኣነ ሓደ ካብቶም ኣብ ከባቢ ባድመ ብያራ ትብሃል ዓዲ ዝተስጎግኩ እየ ፡ ቅድሚኡ ዝኮነ ምስ ተራ ትግራውይ ዝኮነ ጸገም ኣይነበረናን ፡ ካብታ ዝተሶግግናሉ ዕለት ድማ ክሳብ ንስደት ዝወጽእ ኣብ ፈቆዶ መዓስከር ይነብር ነይረ ።

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 22 วันที่ผ่านมา

    Natu wedi ezom rekusat merhti gebrashbra key tefu fexium rahwa yelan

  • @kemma973
    @kemma973 22 วันที่ผ่านมา

    Natu you are very funny @25:10

  • @getachewtekayu1442
    @getachewtekayu1442 20 วันที่ผ่านมา

    ሰለ መለስ አስታየት አይተሀብ አይምጥነካን ጀዝባ

    • @rahelbey1004
      @rahelbey1004 19 วันที่ผ่านมา

      😂😂 ውጽ ኢት ናቱ እንድኪ ትሓፍሲ ዘለኪ
      ዝተዘሬ ዝፈረየ ዝጥዕምካዩ
      ብዛዕቡኡ ኣይመስክር ጥዑም፡ድዩ ኣይጥዑምን ምባል እዩ ዝመስል 😂😂😂😂

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 22 วันที่ผ่านมา

    Wedi Legese Gbrasdom ne horn Afrika hewkat zewla tigaru mewlom ab zay wexlu delhamt zetwa mes kulu gerbabti eshak zeru kaydu

  • @hadasemnetu8729
    @hadasemnetu8729 22 วันที่ผ่านมา +1

    መከስ ዜናዊ ኣብ ኣፍሪቃ ዚኣጎዶ ሓዊ ስጋብ ሕጂ ሚጥፋእ ኣቢዩ ኣሎ። ጌታትው ረዳ ዚዝረቦ ሲኢኑን ኒኣፍሪካ ዚሰርሕ ዚብል ሲ እንታይ እዩ ሰሪሑ።ኒ ምሉእ ኢትዮጵያ ኣትፊኡስ ኒ ኣፍሪካ ፈልጂ ዝተከሎ ሲጋብ ሕጂ ዪፍንጀር ኣሎ።

  • @selamsalam5380
    @selamsalam5380 21 วันที่ผ่านมา

    💀💀💀መለስ💀💀💀 አራዊት መሞቱ ለምስራቅ አፍሪካ ክብር ነው ።

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 19 วันที่ผ่านมา

    ከፈፊሉ ከፊሉ
    ክልልኩም ድማ ኣባኣ ተከሊላ
    ንመን፡ጊዱኡ ንክልል ትግራይ

  • @genetweldu385
    @genetweldu385 22 วันที่ผ่านมา

    Bsenki meles kndey hzbi tefiu
    bkltiu wegen

  • @selamsalam5380
    @selamsalam5380 21 วันที่ผ่านมา

    ለትግራይ ጠላቱ መለስ ነው ።

  • @rahelg3097
    @rahelg3097 19 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂 ATROOO❤

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 19 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ክልል እያ ቀድም ጥምይቲ
    ሎሞ ድማ ጥመት ከያክል ሶኦል እያ ዝፈረሰ ሕብረተሰብ
    ስርቁ ቅትለት ኣደታትካን ኣሕዋትካን
    ምድፋር
    መን ዲኩም ኢትዮጵያውያን እንዲኩም
    ዝገበርኩሞ ካብ ጅባኩም ካብ ክልልኩም ኣይኮነን
    ገንዘብ ኢትዮጵያ እዩ
    እቲ ዝሰርውኩሞ ገንዘብ ህውሓት ስብ ኣመሪክስን ስዊዝን ዘሎ ከ ንይ መን ድዩ
    ዋልቃይት ሑመራ ዘይናትኩም ኣብ ክልልኩም ኣዛቲኩም
    27 ዓመት ዘይ ናቱ ንኣትካ እዩ ኢልኩም ስብ ሓንጎሉ ወዊጥኩምሉ
    ሰርዊ ድማ ምሂርኩም

  • @OsmanDembela
    @OsmanDembela 22 วันที่ผ่านมา

    ኢትዮጵያን ለዚህ ደረጃ ያበቃት የመለስ ዜናዊ የቋንቋ ከፋፍለህ ግዛ ሰይጣናዊ ፖሊሲ ነዉ

  • @teklitgebreweld8821
    @teklitgebreweld8821 22 วันที่ผ่านมา

    ካብ እዚ ከልቢ ጎደና መለስ ዜናዊ ዝሞተላ ብዝፈጠሮ ህዝቢ ንህዝቢ ኢትዮጵያውያን ብዝፈጠሮ ክልላት ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ፅሊኢን ዝዘሮኦ ካብ ዝሞተላ አትሒዙ ሓንቲ መዓልቲ ካብ ደም ምፍሳስ ኢትዮጵያ የዕሪፋ አይትፈልጥን ስለዚ መለስ ታሪኩ እዚ እዩ። ብወገና ከም ኖርማል ከልቢ ዝሞተ እዩ።