#Zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @zaramedianet
    Zelle/cash app-571-622-8891
    donorbox.org/s...
    gofund.me/6229...
    #Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

ความคิดเห็น • 194

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  2 หลายเดือนก่อน +10

    subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0

  • @haileslaseasefa7945
    @haileslaseasefa7945 2 หลายเดือนก่อน +9

    ስታሊን ገብረስላሰ ጀግ ወዲህዝቢ ኢኻ እና ግዝያዊ መንግስቲ ዝባሃል ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ በዚ ናይሕዚ ዝወፅዘሎ ምሽጥራት ንሰራዊ ትግራይን ፈፂሙ ፈፂሙ ኣይምጥንን እና ኢሊት ትግራይን ኣክቲብስት ትግራይ ብደምቢ ብጥልቀት ክረዐ ኣለዎ

  • @kunama1170
    @kunama1170 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ እስታሊን እታ ሓቂ እታ ዝበልካያ እያ ኣብ ማእከላይ ኮሜቴ ተቀብልካ ኣብ ካድረ ተወድብካ እካ ክትኣቱ ዝግበኣካ እምበር ተቃውሞ ማእከላይ መርገፂ ኣየክይድን ።

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን
    ጽቡቅ ስራሕ
    ኩሉ ክጸርይ ኣለዎ
    ትግራይ ንኸይትሓውይ ኣብ ርእሲ ጸገማ
    ጸገም ዝውሰኹ ሰባት ሕዝቢ ክፈልጦም ኣለዎ
    ብዝርድኦም መንገዲ ንገርም

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 2 หลายเดือนก่อน +13

    ናይ ሎመዓንቲ ነጥብታትካ ፅቡቃት እዮም እዘን ዝተጉዓዛ ሐፂን መፂን ተባሂለን ዝተቃለላ ንጆነሳይድ ተግባራት ንማሰረጃ ከይከውን ቸሐሲቡ ዝተልዓ ወንጀል ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ የለዋን ብፈላጥን ብዘይምፍለጥን ዝተፈፀመ ተግባራት ሰጉምቲ ዘይምውሳድ ንባዕሉ ወንጀል እዩ ዕጥቅና ዝምልከት ወርቂ ዝምልከት አምሪርካ ክሕሰበሉ ይግባእ አብ ናይደርጊ ምድምሳስ ቃልስና ሐንቲ ቡምባ ዝሸጠ ሰብ ብሂወት ከምዝተፈረደሉ ንፈልጥ ኢና ሎሚ ከም ቀሊል ገይሮም ዘቅርቡው መራሕትና የግርሙኒ አለው

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 2 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ ኢድካ ሓመድ ሃፋሲ ኮይኑ ተሩፉ ብገዛእ ደቅኻን ብጋኖትን እናተኻሓድካ ብዙሕ ናይ ይህወት መስዋእቲ ትኸፍል አሎኻ ፈጣሪ ጸላእትኻ ይእለየልካ የውሕደልካ ህዝበይ. 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @kidusgebreanenya
    @kidusgebreanenya 2 หลายเดือนก่อน +4

    ፀገም ህዝቢ ትግራይ ዝፈትሕ ብትግርኛ መደብ ምስራሕ ቀፅለሉ

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t 2 หลายเดือนก่อน +9

    ግዝያዊ ምምሕዳር ንህዝቢ ትግራይ ብመሪሕነት ዝበቅዕ ኣይኮነን

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 2 หลายเดือนก่อน

      Mun dua hwahut 😅😅😅😅😅

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 2 หลายเดือนก่อน

      ዝከአሎ ይገብር አሎ።
      ካብ ደብሪጽ ይሀይሽ ሚሊዮን
      ህዝቢ ዘወደአልና እጂ እኳን ሰላም ሳላ ጌታቸው ተረኪቡ ሰብ
      ብሰላም ይወጽእ ይአቲ አሎ።
      ዝተረፈ እውን ቀስ ብቀስ ክፍጸም እዩ ትዕግስቲ ንግበር ጥራህ።

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t 2 หลายเดือนก่อน +4

    እስታሊን ጀግና ወዲ ህዝቢ መርገፂካ ፍሉጥ ሓቂ ንህዝቢ ዝጠቅም እዪ

  • @ገሬማቻ
    @ገሬማቻ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ አብመንግሰቲ ትግራይ ናይብልፅግና አካይዳእዩ ዝካይድዘሎ አደብ ኽገብርአለዎ ።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 2 หลายเดือนก่อน +6

    ካብ ወዲ ወረደ ከምዙይ ዓይነት ጸብጻብ ክህብ ኣይንጽበዮን

  • @kelemAmbaye
    @kelemAmbaye 2 หลายเดือนก่อน +9

    ስታሊን ሓወይ ኩሉ ጊዜ መርገፂኻ ሓቂ እያ።
    መርገፂ ማእል ስሕበትካ ትግራውነት እያ።
    እዚኣ ድማ ኣበርቲዕኻ ቀፅለላ።
    እንተ ህልዊ ኩነታት ግን ሐዚ ውን መሕፈርን መፍርሕን እውን እዩ።
    ውድብ ክቃለስ ይፍትን ውሕቀ መራሕቲ ብግልፂ ይኹን ብሕቡእ ንዑኡ ዘፍርስን ጉድለታቱቱ እናኣለሹ ክጋዋሕ እናገበሩ ዘይምርግጋእ ክፍጠር ይገብሩ።
    ሕሉፍ ሓሊፎም ብደም ቡሉፃት ተጋሩ ዝተረኸቡ ንዋታውን ሞራላውን ሃፍትና ንፀላኢ ኣሕሊፎም ይህቡ ኣለው።
    ብዓል ዋና ዘይብለን መካይን: ኣብ መጋዘን ዝተረኸባ ታንክን ዶዞራትን: ብጀነራላት ዝምራሕ ዕደና ዘይሕጋዊ ወርቂ: ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂሰባት ወዘተ ዝብሉ ገበናት በቲ ምሽጥር ዓቂቡ ብኣሰራርሓ ክኣልዮን ክቆፃፀሮን ዝኽእል ክንድግዛዕ ዝኾነ መራሒ ፀጥታ እየ ወይ ኣማሓዳሪ እየ ዝብል ኣካል እናተጋወሐ ይርከብ ኣሉ።
    ስለዚ መፍትሒኡ ይጠፍአና ኣሎ ግን ስቅ ኢልካ ስለ ዘይምዎት ምእንታ ህልውናና ዝኸኣልናዮ ክንቃለስ ኢና ንስኻን ከማኻን ዝበልኩም ተቃለስቲ ትግራይ በርትዑ።

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 2 หลายเดือนก่อน +4

    ውድብ ንኹሎም መራሕቲ ኣውሪዳ ሐደሽቲ ክት መርፅ ኣለዋ ዉድብ ግን ከፍርስ እየ ዝብ ፀላኢና እዩ ክፍለጥ ኣለዋ

  • @abexist
    @abexist 2 หลายเดือนก่อน

    ይሕደጎ ኣብ ደቡብ ግምባር ኣዛዚ ኣይነበረን። ሓላፊ ሓይሊ ሰብ እዩ ነይሩ ናይቲ ግምባር።

  • @tekleweinimekonnen3263
    @tekleweinimekonnen3263 2 หลายเดือนก่อน

    My Dear Stalin, Owner of Zara Media,
    I really admire you. Your information is always well-researched and comes from the root of the source. Keep it up. Your media is always in the way of truth and reality. With full confidence, I appreciate you.

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጌታቸው ብዝኸፍሎም ማሕበራዊ ሚድያ ገይሩ ሓምየትን ሓበሬታን ይውዝዕ

    • @titulema628
      @titulema628 2 หลายเดือนก่อน

      Hamayi do you have proof chenawi 🤮🤮🤮🤮

    • @DestaMekonnen-x3b
      @DestaMekonnen-x3b 2 หลายเดือนก่อน

      Einitay yetsarifeka dea​@@titulema628

  • @yosefberhane7584
    @yosefberhane7584 2 หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቕ ኣቀራርባ እዩ ። ሰማዒ እንተሃልዩ።

  • @vvg5520
    @vvg5520 2 หลายเดือนก่อน +3

    ግምት መንም ዋጋ አብሉን ኻብ ብብልፅግና ካብ መጉታት ሓሊፉ ግምት ኤሄደድ እዩ ንትግራይ አይጠቅምን ሕዋሓት መሢሉ ሕዋሓት ናይምፍራሥ ስራሕ ሒዙ እዩ ዝጉተት ዘሎ ብግዚያዊ መግስቲ መፅዩ ስልጣን ንክሕዝ በቲ ለማፅ መላሓሱ ንህዝቢ ትግራይ ከታልል አይክእልን ቀልጢፍካ መረፃ ክካየድ አለዎ

  • @ገሬማቻ
    @ገሬማቻ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ትቃለሰ ዘለካ ሚድያ ንሰካኢካ በርትዕ

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ዝረኸበቶ መከራ መራሒ ሲኢና ትሳቐላ, መን እዪ ከድሕና?

  • @Jo_Axis_noncafe
    @Jo_Axis_noncafe 2 หลายเดือนก่อน +1

    Gr8t and helpful information

  • @tekleweinimekonnen3263
    @tekleweinimekonnen3263 2 หลายเดือนก่อน

    My Dear Stalin Owner Of Zara Media I Really Admire you your information is really enquired from the root of the source so keep it up, your media is always in the way of truth and realty .with full confident i appreciate you.

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 2 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና እስታሊን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ዝበሉ ተግራይ ዓደና የድልየና እዩ

  • @GrmayGebreslasea
    @GrmayGebreslasea 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን ናይፀልማት ብርሃን ኢኻ ግን መን ይሰምዐካ ብሱሩ መራሕትና ናይ ህዝቢ ፀገም ኣይስመዖምን

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸው ብኢደወነኑ ጀጋኑ ከባርር ኣይኽእልን። ትግራይ ኤርትራ ወይ ኢትዪጵያ ኣይኮነትን።
    ጌታቸው ኣብይ ኣብዪ ክፃወት ትግራይ ኣይተፍቅድን።

    • @TesfalemDesta-b5x
      @TesfalemDesta-b5x 2 หลายเดือนก่อน

      ጀግና እንተኾይኑ ይስረቅ ይዐምፅ ፣ይቅተል መሰል ኢዩ ማለት ድዩ።

  • @mihretabyobio3671
    @mihretabyobio3671 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selam niaeka Stalin! Eza nay mejemeri clasikal wey music rebashit eya entetikyra God bless u

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፈለጥኩ ኢሉ እዩ ዝተምሃረ ኣርባዕተ ነጥቢ ንምንታይ ከምዝግበር ስለዘይፈልጥ እዩ ንሱ እውን ካብቶም ሰረቅቲ ክኸውን ይኸውን

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 2 หลายเดือนก่อน

    ፅንዓት.ህዝቢተግራይ..ብኣኻ.ክጥቀስ.እንተለ.ብጣዕማ.ማረኺ.እዩ።❤❤❤

  • @sojoo2217
    @sojoo2217 2 หลายเดือนก่อน +3

    አብ ራያ ሃለቃ ሙጎስ ናይ በሻሻ ኑጉስ ማለት ኢዩ ድላዩ ዝገብር ተደሊዩ ይአሰር ይፈትሕ ፖሊስ ናይ ግሉ ዘለዎ ኢዩ ክራኤይ አለዎ

  • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
    @yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tigray: the only refuge to the traumatized fleeing Eritreans.At this moment, it's heart breaking to hear the people of Tigray are facing such daunting problems. I hope, TDF'S generals, will remain to be the protectors of their people, and unlike others, NOT tools of corrupt dictators.

  • @isurafelkif
    @isurafelkif 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጀነራላት ትግራይ ፀላኢ መፂዩ ዘጥፍእ ከመዝውፅእዋ አዚ ህዝቢ ትግራይ ግራቱን ከዝረፍ ከሎ ታይ ኮይኖም ሰራዊት ትግራይ TDF ታይ ድዩ ደው ኢሉ ዝህሉ ዘይቆፃፅርዋ አፍቱ ጉጁለ ጊዛዊ መንግሰቲ ትግራይ ኢድ አለዋ ለመን ኢዩ ዝንግሮ ዘሎ ታደሰ ወረደ ጌታቸው ረዳ ታይ ኢዩ ኮምሸነር ምዉራድ ዝይግበር ናሰርሁ እዚ ዝግብር ስራሕ ልመን ኢዩ ኮነ ኢሉ ኦሆዴድን ካብኔ ትግራይ ዝሰራህ ኢዩ አፍፍ አግኒዩሰ አለዉ ዝብሎ ልህዝቢ ዱዩ ህዝቢ ናፈለጦ ተፀቢቡ ናሀለየ ታይ ይግበር ባእሉ ለይባ ኢዩ አፍፍፍ ኢዩ ታጋኒየንያ ናሀለዋሰ ንጋነ ዱዩ ዝብሀል ፀጥታ ሐላፊ ኾይኑ ታይ ባእሉ ዝጉጁለ ጌታቸው ረዳ ከይብትነና ከይጥፍእና ህዝቢ ተግሬይ አሰተውእል

  • @simongyeses7542
    @simongyeses7542 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ ዞባ ንታሕቲ ዘሎ ኩሉ ኣመራራሓ ህ.ወ.ሓ.ት እዩ ፡፡ ናይ ግምት ማሓውር ዝባሃል የለን ሰለዚ ደቂሱ ዘሎ አዚ እዩ ፡፡

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 2 หลายเดือนก่อน +1

    Good point.

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 2 หลายเดือนก่อน +2

    እስታሌን ጅግና❤❤❤❤❤

  • @tsegaybaimot7084
    @tsegaybaimot7084 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ደስኪሎም ተወናብዱዎም እዩ ዞም ኣቦታትና

  • @gayemadayu7128
    @gayemadayu7128 2 หลายเดือนก่อน +4

    ስታልን በትክኪል ኢካ ተዛርብካ ማለት 1ይ ታደሰ ወረደ ገበነኛታት ንፈልጦም ኣለና ኢሉ፡ ናተይ ሕቶ ግን ኢሞ ኢናፈለጥኩም ኢሞ ንምንታይ ኢቶም ዝተፈለጡ ንምንታይ ዘይሓዝካዮም?
    2ይ ሕቶይ ግን ረዳእ ሓለፎም ንምንታይ ዩ ኩሉግዘ ባዕሉ ፓርት ኣንጻር ይሰርሕ ማለተይ ንህዝቡ ክብሎም ትዕግስት ዘይገብሩ።
    ሕጅ ናይ ምትሕግጋዝ ሰዓት ዩ ኢምበር ምብቲታን ሰዓት ኣይኮነን።

  • @ZerfuAsres
    @ZerfuAsres 2 หลายเดือนก่อน +1

    😘🙏🙏🙏

  • @SifanKebede-k3n
    @SifanKebede-k3n 2 หลายเดือนก่อน

    የታጋሩ የችግር ጊዜ ደረሽ ጀግና እስታሊን እድሜ ሰጥተውን ጄኖሰይደሮቹ ዓለም አቀፍ ፍርድ ቤት ቀርበው ፍርድ ሰያገኙ አይግዳላን።

  • @esuali2818
    @esuali2818 2 หลายเดือนก่อน +3

    ስታሊን ግራ አጋባሀን እኮ የፓሊስ ኮማንደሮች ከኃላፊነት ሲነሱ ለምን በሚድያ አልተነገረም ትላለህ ወዲ ወረደ በሚድያ መግለጫ ሲሰጥ ሥራው ነው ለምን መግለጫ ይሰጣል ትላለህ። እነዚህ ሰዎች ሥራቸው እንዳይሰሩ በውሃ ቀጠነ መተቸት መቼ ነው የሚቀረው?

    • @vvg5520
      @vvg5520 2 หลายเดือนก่อน

      አትዋሽ ግምት የብልፅግና ተላላኪ ነው

  • @abrahaZewde
    @abrahaZewde 2 หลายเดือนก่อน

    ቀፅለሉ እስታልን አቡሱል እንተ ረኽብካ ሐደ ጥረ

  • @mehari1315
    @mehari1315 2 หลายเดือนก่อน

    ሕዉየት ትግራይ ኣብ መቃብር ዓለታዉያን መንጋታት

  • @gideygeberekiros
    @gideygeberekiros 2 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ትግራይ ዘይፈልጥዎን ማአድን ወርቂ ምውፃእ ታይ ማለት እዩ።

  • @mefbr07
    @mefbr07 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዊሒጥኻዮ ዘይሙነ ሞያዊ ትንታነ:: ስታሊን ናይና ሽሕ ፍረ!!!

  • @hailetesfay5413
    @hailetesfay5413 2 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን ንሱ ባዕሉ ወድወረደን አዕርኽቱን እዮም ትግራይ ይብዝብዝዎን አለው ትውልዲ የባላፕው አለው ልብነት

  • @GoitomGmariem
    @GoitomGmariem 2 หลายเดือนก่อน

    እኒዚኦም ኢዩ ደጊም ሰብ ዝፅበ ዘሎ !!
    ድዃ የጎይይዎ አለው

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 2 หลายเดือนก่อน +1

    Stalin real tigraway. Respect 🙏

  • @FishaKahsay
    @FishaKahsay 2 หลายเดือนก่อน

    :: ብዙሕ ትርጉም አለዎ...በቃ ምልፍላፍ

  • @ghch5195
    @ghch5195 2 หลายเดือนก่อน

    estalin edmen tenan yHabka tgelTo zeleka agalalTa btaemi eu nzelaalem ab Haki nber ata jgna keTlelu tebarek nHaki ztefeterka seb eka ❤❤❤❤❤❤

  • @emungeremedhin9718
    @emungeremedhin9718 2 หลายเดือนก่อน

    ፖለቲካ ትግራይ ጭምልቕልቕ ዓስዒሱ ትግራይ መሰረት ጉዳይ ጌርና ክንዲ ምስራሕ ብዕስለ ምድጋፍ ምቅዋም ብደመ ነብስ ጥራዝ ነጠቅ ስራሕ ይኸይድ ኣሎ
    ከምቲ ኤርምያስ ዝበሎ ቀንዲ ሽግርና ውሽጣዊ እዩ ጉጅለ ፈሊኻ ብዘይ ምኽንያት ምድጋፍ ምቅዋም ከባቢያዊነት ዝዓብለሎ ትግራይ ረሲዕኻ ደገፍቲ ሻዕቢያ ምስ ትግራይ ዝምስል ምርጋሕ ዕላማ ፀላእቲ ብተዘዋዋሪ ይኹን ፀላእቲ ዝጋልብዎ ዘሕብርዎ ፖለቲካ ትግራይ
    ዋእ ንትግራይ ዝቃለስ ምስ ካሊእ ንትግራይ ዝቃለስ ኣፈላላይ ክህልዎ የብሉን
    ኩሉ ረሲዕና ጎናዊ ኣፈላላይ እንተዘይ ኣሪምና ዕድልና ከሓምቕ እዩ ትግራይ ጥራሕ መሰረት ጌርና እንተዘይ ሰሪሕና መሰከፊ እዩ

  • @fisgeb5225
    @fisgeb5225 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ እዚኦም ብትዝለመድዎ ኣካይዳ እዩም ዝኸዱ ዘለው : መራሕቲ ኣብ ዘለውዎ ደሪቆም ከድርቁና እዮም::

  • @samihintsa8429
    @samihintsa8429 2 หลายเดือนก่อน

    ቀንዲ ፀገም ዘለና ህዝቢ ኢና ገሌና ንሕጊ ገሌና ንስርቂ ኢና ንነብር ዘለና ፀገም አብ መራሕቲ ጥራሕ አይኮነን ስታሊን ዘሕዝን ናብራ ኢና ዘለና ሕጊ ብቅርሺ ካብ ትሽረፍ 2 ዓመት ተቆፂሩ አሎ ሕማቅ አለና ብጣዕሚ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 2 หลายเดือนก่อน

    እቶም ማእከላይ ኮምቴ ንባዕሎም ንህዝቦም ክድሕኑ ዝደልዩ ተኮይኖም ብክቢሪ ለቂቆም ንሓዱሽ ኣባል ክህቡ ኣለዎም ተዘይ ኮይኑ ከጥፋኡና እዮም ምክኒያቱ ኣብ ውሽጦም ዘለው ቶሽታሻት ክፈልጥዎ ኣይካኣሉን መሕዘኒቲ እዮም

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 2 หลายเดือนก่อน

    ብትኽክል ስታሊን ክድፈር ዝግበኦ ክድፈር አለዎ።

  • @AffectionateBoombox-ws5be
    @AffectionateBoombox-ws5be 2 หลายเดือนก่อน

    አብ ትግራይ እውን ተጀሚሩ እዮ ብጭቡጥ ኣባይ በፂሑ

  • @Milli-d9q
    @Milli-d9q 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ብደንምቢ ኣስት ዉኡሉ! ህጂ ኣብ ትግራይ ዘሎ ግዚያዊ ምምህዳር ካብ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ናይ ብልፅግና ዝነበረ ምምህዳር ዝናኣሰ እዩ። ብሱሩ ዉን ናይ ፀላእቲ ስብስብ እዩ ዝመስል እና ንጠንቀቅ

  • @Abrhamybalh-o9x
    @Abrhamybalh-o9x 2 หลายเดือนก่อน

    ኮርታዕ

  • @TIGRAY-f2s
    @TIGRAY-f2s 2 หลายเดือนก่อน

    እስታሊን ናይ 15 ደቂቃ ሐፀርቲ ዜና ከም ኢትዮ ፎሮም ስርሐልና ብዝተረፈ በርትዕ ።

  • @tesfayfisseha1217
    @tesfayfisseha1217 2 หลายเดือนก่อน

    Zara ከም ሽሙ እዩ እሞ ቀፅልሉ Stalin

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 2 หลายเดือนก่อน

    ሰታሊን አድና Ear Land ምሰ ትግራይ ደው ዝበሉ አፍቲ ክፍኡ ጊዘ እየ
    ም በዛኸ ብደንቢ ተቐበሉ ው ኢልካ ንገር ሐደራ ንኣለም አፍሊጦም እዮም መጀመሪያ!

  • @girmay9387
    @girmay9387 2 หลายเดือนก่อน +4

    ረዳኢ ሐለፎም እንኳዕ ዘይምተሰወአ ጅግና ክንብሎ ነይርና

    • @ForoIngal
      @ForoIngal 2 หลายเดือนก่อน

      ሐቂ ተዛርብካ

  • @had860
    @had860 2 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ወረደ ዝህቦ ዞሎ መብርሂ ንመን እዪ።ንሱ እንዲዪ ዋና ሓላፍ መሓውር ፀፅታ ሓቁ እንተኮይኑስ ዘይሕዞም። እንታይ ይብለና ኣሎ።

  • @GrmayGebreslasea
    @GrmayGebreslasea 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ተገሊጹ ወይ ይፈልጦ ዩግን መራሒ የብሉን ልመን ይንገሮ

  • @dr.mesfineyobberhe6478
    @dr.mesfineyobberhe6478 2 หลายเดือนก่อน

    Tebarek Stalin hawna

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 2 หลายเดือนก่อน

    Unity is the best and the only option for the people of tigray.

  • @didodido4814
    @didodido4814 2 หลายเดือนก่อน +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @hg2540
    @hg2540 2 หลายเดือนก่อน

    ስልቺውና ርዳእታ ንተፈናቀልቲን ንጉዱኣት ቲዲፍ ግዴታና እዩ እቱ ካሊእ ግና ሸቒሉ ዝንበረሉ ዓዲ ገንዝብ ገንዘብ ምባል ትክክል አይመስለኒን😂

  • @AbebaGebretsadik
    @AbebaGebretsadik 2 หลายเดือนก่อน

    እስታሊን ዛኹላ ውድቀት ልመፀ ባዕሉ መለስ ልዘርኦ እዩ ኸዚ ፍረ ላፍርይሎ ልናሓነሕዎ ላሸጎገ ሓሻክር ልኾንዎ ጥራሕ ይእክብ ነይሩ ኣብ ኢትዮጵያ ይኹን ኣብ ህወሓት ልበፅሐ ውድቀት ኸዚ ለለው መራሕቲ ተሓተትቲ ምግባር ትርጉም የብሉይ ብቅዓት ይኹን ፍልጠት ለይብሎም ድኹማን እዮም ይመላእ ይተካእ ትግራይ ብቁሸት ኸፋፊሎማ ከፍ ኢሎም እሞ የትድከም ትግራይ ከይትብተን ጥራሕ ስራሕ ካብዚኦም ልግነይ መፍትሒ የለይ።

  • @abrahambinyam3089
    @abrahambinyam3089 2 หลายเดือนก่อน

    ወይለከይ አስያሊን ህቡአ ናይ ህዋህት ካድረ አንደካ ዘለካ!!!

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 2 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን ካብ Tmh ሚድያ ጀምርካ ክሳብ አብዚኣ ዛራ ሚድያ ዝነበረካ ልዑል አበርክቶ ስለዝነበረካ በጣዕሚ ንፈትወካን ንድግፈካ ነይርና ይግበኤካ ውን ካብ ቀረባ ግዘ ጀሚርካ ግና አብዞባዊ አታሀሳስብ ተፀሚድካ ክንርእየካ ከለና ብዙህ ምኽሪ ልዕኽናልካ ነይሩና ንስኻ ግና ከተማሃይሽ ይትረፍ ገዲዱካ አሎሞ ግደፍ አይተፈላልየና!!ብቓደማይ ጌታቸው ብአፍ እምበር በተግባር ስጉምቲ አይወሰደን እልካ በዙህ ተዛሪብካ ነይርኻ ሀዚ ድማ ስጉምቲ ከወስድ ከሎ አያፍለጠናን ኢልካ እኝኝኝ ትብል አለኻ ስለዙይ ካባኻ ዘይተጸበይናዮ ተግባር ኢኻ ትስርህ ዘለኻሞ በጃኻ አደብ ግዛእ ትግራይና አብዘይኾውን ከይተዕትዋ!!ለካስ ሀለፎም ረዳኢ "መን ክኾውን ከሎ እዩ መራሂ ትግራይ ክኾን ዘለዎ መን ክኸውን ከሎ እዩ ድማ ሕወሀት መራሂ ዝኾውን ዘለዎ"ዝበሎ አባሀህላ ብኣኻ ንርእዮ አለና ስለዙይ ካብደጊም ናትካ ዘረባ ጺም ኢልና ካብምስማዕ ትኣሊና አብ ኣኻ ንህናውን ከንወፍር የግዲ እሊናሎ።

  • @qabduqali516
    @qabduqali516 2 หลายเดือนก่อน

    እስታሊን ለይባ ኢኻ እናተብሃለስ ጀግና ስለዝበልኻዮ ክደሓዝ የቡሉን መንክደሓዝ ደአ ደሊኻ ለያቡ ተኾይኖም ብሕጊ ዳአበ ብምድያ ተድበስቢሱ ካሓል ፍ አይትሞክር እስታሊን

  • @LzrGdf
    @LzrGdf 2 หลายเดือนก่อน

    ነዚ ከሉ ሕማቅ ኣሰራርሓ ተጠያቂ ሕወሓት እዩ !

  • @azebabereha3285
    @azebabereha3285 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሊን ወድ ወረደ ንትግራይ አይመጥንን ድምፁ በዓሉ ይድብር ብጌዛዊ ምምሕዳር እዩ ትግራይ ወሪዳ ተወሪራ ብደብፅዮን ሌባቡ ጠፍዮም ነይሮም ብንቢ እዬ ዝፈልጥ መንሰይ በዓሎም እናሰርዉ ነይሮም ጊዜያዊ ምምሕዳር ናይአብይ አሻኩር እዮም ብተለይ ንትግራይ ዝብጥብጥ ዘሎ ፃድቃን ዝተበሐለ ሰብ እዩ ንሕዝብ ትግራይ እናተበቀለ እዩ ናይቀደም ምስነመለስ ፅልይ ወራዳ እዩ ኩሎም ንቲሒ ወረጃ ሕዝብ ትግራይ አይመጥኑም ከብዳማት እዮም

  • @alenebrhanu7371
    @alenebrhanu7371 2 หลายเดือนก่อน

    ፀገም እንዳ ህወሓት ታይ ከም ዝኾነ ልምንታይ ለይትገልፆ ስታሊን እቲ ቀንዲ እኮ እዛ እምባይ መን ይወርሳ እኮ እዩ ዓበይቲ ወለድና ዝብልዎ ሓደ ነገር ኣሎ ህዝቢ እንተ ፀልእካ ዕድመ ኣይሃብካ ይብሉ ልምንታይ እዮም እቶም ሰብ ልፀልኦም ለይለቁ መቸም ንስኻ ውን ትፈልጣ እኻ እዞም ሰብ ፀልእዎም ለለዉ ትምህርቶም ብርሕቐት ስረሖም ብነትወርክን ብሰራን ደም ኣሕዋትና ረግፆም ኣብዚ ልወፅሑ እዮም መጀመርታ ስራሕ ክለቁ ኣለዎም።

  • @KirosAberra
    @KirosAberra 2 หลายเดือนก่อน

    ፀጥታን ደሕንነትን ዝሕልዎ ኢቲ ዓብይ ብዓል ውራይ ህዝቢ ምስ በቢከባቢኡ ዘሎ ናይ ፀጥታ ኣካላት ብምትሕባር ክፍፀም ዝኽእል ይመስለኒ:: ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ካሊእ ተሪፉ ግዱሳት ገበነኛ ሒዙ ፖሊስ ዝፅወዐሉ ኩነታት እውን ይረኣይ Citizen Arrest ድማ ኢሎም ይፅውዕዎ:: ኣባና እውን ሓቀኛ ፓሊስ / ዓቃቢ ሕጊን ዳኛን እንተልዩ ዘይሰርሓሉ ኩነታት የለን::
    ብዝዓበየ ግና ንገበናትን ብፍላይ ስትቅን ጉቦን ዝፅየፍ ማሕበረሰብ እንተልዩ እዩ ዝመስለኒ:: ነዚ ዝምስራሕ ድማ ድሌት እንተልዩ ካብ ቁሸት ጀሚርካ ስጋዕ ላዕለዋይ ብርኪ ኑቕ ዘይብል ስራሕን ግዱስነትን እንተልዩ እዩ:: ተዘይሎ ማይ ተወቐትካዮ ዝዓይነቱ ናይ ሓደ ቕነ ወረ ካብ ምኻን ሓሊፉ ዘምፅኦ የለን እሞ ኩልና ሓልፍነትና ግዴታናን ምፍላጥ ኣገዳሲ ይመስለኒ::

  • @GideyGebrehiwot-w9f
    @GideyGebrehiwot-w9f 2 หลายเดือนก่อน

    እስታሊን ብዛዕባ የሕደጎ ምውራድ መግለፂ ዘይተገበሮ መውረዲ ግን ከመይ ኢሉ ናይዚ ምውራድ ይመረካ ኣሎ ነባር ፖሊስ ኮምሽን ክፈርስ ከሎ ምንም መግለፂ ኣይሃብካን ግን የሕደጎ ክሽወም ከሎ ውን መግለፂ ኣይተገበሮን ብዝኾነ ሕማቅ ዩ ነይሩ

  • @MikealAsefa-xn7wu
    @MikealAsefa-xn7wu 2 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን ሐውና ከመይ አለኻ ሠላም ንኽትከውን ትምኒተይ እዩ ሐደ ብዛዕባ ትግራይ ፅፁይ ሐበረይታ እንፅበዮ ካባኻ እዩ በተለይ አነ ስለዝኾነ ድማ በቲሐደ አብ ትግራይ ዘሎ ፀፅታ ሽግር መጭወይቲ መቅተልቲ አገዲድካ ምድፋር ንመን ይምልከት ካብዙይ ልዕል እንትብል ድማ አዘዝቲ ሠራዊት አብ ዕደና ማአድን አትዮም ይበሃል አሎ እቲ ናይ ፍትሒ ፀፅታ ምጥፋ ካብዞም ሠለስተ ሠባት ንላዕሊ ንመን ይምልከት እሞኸአ ክወርዱ የብሎምን ዝብል ሐይሊ እንተተላዒሉ ዓብይ ስግአት አሎ ማለት እዩ ስለዝኾነ ድማ እስታሊን ሐወይ አብዙይ አድሂብካ ጠንኪርካ ስራሕ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 หลายเดือนก่อน +1

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 2 หลายเดือนก่อน

    ረዲኢ አብ ልብና ዓብይ ቦታ ነይርዎ ግን ናይ ስልጣን ድልየ የናዕዎ አሎ

  • @HagosGere-vl8dh
    @HagosGere-vl8dh 2 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን ከመይ ኣለኻ
    እት ሕዚ ፀገም ገጢሙና ዝባሃል ዘሎ እት ስርቂ እኮ ዉግእ ወፍሪ ኣሉላ ምስ ወዳኣና ስዋኣት ብፆትና ከይ ቀበርና ኣብ የጭላን 7 ሕጉምን እዩ ጀሚሩ ፡፡ ንመራሓቲ ሰራዊት እዚ ገበን እዝዩ ተገምጊሙ ይታኣረም ተባሂሉ ነይሩ ኣይሰምዑን እናሰፈሐን እና ገንገነን ከይዱ ኣብ ፀገም ወዲቕና ፡፡
    በዛዓባ ኢርትራዊያን ብደላሎ ዝሰቓዩ ዘለዉ ኣብ ሸራሮ ዝገጠመኒ ከካፍለካ ሓደ ደላሊ ንሓደ ኢርትራዊ ሒዙ ፀፀታ ኣካላት ይሕዝዎ እሞ ነት ኢርትራዊ ካብት ደላላ ፍልይ ኣቢሎም ክዉስድዎ ከለዉ ካባይ ኣይትፍለይዎ ብ 80000ሽሕ እየ ገዚአዮ ክብሎም ምስ ሰማዓኽዎ ተጋሩ ኣብ ከቢድ ፀገም ከም ዝወደቕና እዩ ዘርዳኣካ ፡፡

  • @titulema628
    @titulema628 2 หลายเดือนก่อน +1

    100%I 👍🏻

  • @LzrGdf
    @LzrGdf 2 หลายเดือนก่อน

    ብዝኾነ ሕወሓት ዝበሃል በላዒ ነብሲ የጥፋእ

  • @etheth5034
    @etheth5034 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ብፌስቡክ ዝልጠፍ ናብልፅግና ሲስተም እዩ ከምዚ ዝበለ አሻካእላል ምስ ህዝቢ ትግራይ አይከይድን እዩ ብዜና ብስርአት ክንገር አለዎ ህዝቢ ትግራይ ካሊእ ፀገሙ የአክሎ 😊

  •  2 หลายเดือนก่อน +1

    This time it’s difficult to call a spade its spade.

  • @JoJo-uo9ep
    @JoJo-uo9ep 2 หลายเดือนก่อน

    Ahun Ahun ye Tegray Astedader Ajinda mnm gilts eyehonilin adelim hizbachin yalibt mkira yebkawal kize bilay tesfa ataskoretun hiwotun yestachun hizb asebut

  • @YemaneTeklay-q2e
    @YemaneTeklay-q2e 2 หลายเดือนก่อน

    ሰማዒ የለንየየየየ

  • @KidaneTadese-i5b
    @KidaneTadese-i5b หลายเดือนก่อน

    አበጀበቲኢነነዘለየ

  • @Jo_Axis_noncafe
    @Jo_Axis_noncafe 2 หลายเดือนก่อน

    16 tickets from sh to ad....agree
    But by default they returned and now they are under police...maybe the person who

  • @memen902000
    @memen902000 2 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ትግራይ ናብዚ ደረጃ ክወድቕ ዝገበረ ማእኸላይ መንግስቲ ኢ/ያ እዩ።ተጣይሸን ዝነበራ ትካላት አውዲሙ ስራሕ ዕድል ከይረክብ ጌርዎ ነዚዘይሕጋዊ መንገዲ ክኣቱ ዘደፋፍእዎ ዘለው።
    ስታሊን ተረዳእ ገንዘብ በጁት የለን ንቡር ምንቅስቓስ ከይህሉ ስጋብ ሐዚ ዝገብር ንቡር መሓውር የለን።መጀመርታ ዝተመዛበለ ህዝቢ ይመለስ ንሱንባዕሉ ሽግር ዘለዎ እዩ።

    • @TesfalemDesta-b5x
      @TesfalemDesta-b5x 2 หลายเดือนก่อน

      ኩሉ ዝፀገሞ ክሰርቅ ክቀትል አለዎ ኢልካ አለዎ ምባል ነውሪ።

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 2 หลายเดือนก่อน

    እረ ሰታሊን እንዳ ህወሓት ኢልካ እንታይ ማለት እዩ ከም ተጋሩ ኩላህና አብ ዝሃለና ንሃሉ እከለ እንዳ እከለ ከይበልና ተደጋጊፍና ኢና ክንሓልፋ ዘለና እዛ እዋን

  • @daniboy2293
    @daniboy2293 2 หลายเดือนก่อน

    ስታሊን ከም ጋዜጠኛ ከም ሃደ ሙሁርን ተቓላሳይን ትግረዋይ ኣእርዩ ዘሕዝን ከብድኻ ዝበልእ እዩ
    ንመን እዩ ዝዛረቦ ዘሎ ምስ መን እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዝገርም እዩ
    ምስ ስዩም ስብሓት ሙሉጌታን ደብረፅዮንን ሰሪሐ እዩ ኣበይ እንታይ ትዛረብ ከመይ ትዛረብ ዝሃለፈ 41 ኣመት ሪኢና ኢና ከምዙይ ዝበለ ዘይ እርኑብ ቓለ መህትት ሪኤ ሰሚአ ኣይፈልጥን ብወገንካ እትገብሮ ዘለኻ ተጋድሎ የመስግን

  • @ashanafikidus5427
    @ashanafikidus5427 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኣብቲ ኣኼባ ቁሉዕ ዓፈና ከምዝነበረ ይግለፅ ኣሎ ንስኻውን ትፈልጥ ኢኻ

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b 2 หลายเดือนก่อน

    Kone eilika wudibawi gubaei HIwehat ni kinawah zigiber shirihi .

  • @sojoo2217
    @sojoo2217 2 หลายเดือนก่อน

    ወርዶም ዝባሃል ታይማለት ገብን ተፈፅሞም ክኢሰሩ ድዩ ዝግባኢ ወይስ ምውራድ ፣ክርደኤና አይካአን

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 2 หลายเดือนก่อน

    Maska zome hesawenti dekena yewerdelom! SKAYE hezbena resiom zebedelu emo zeytetasekum Sebe keykone Egziabher ahelifu yhabkum.😢😢😢😢😢💔💔💔💔🙏

  • @WELDUKAHSAY-z4g
    @WELDUKAHSAY-z4g 2 หลายเดือนก่อน

    ሰይጣንስያ አብ እትመልኮ ይርአየካ ስለዝኾነ

  • @FevenFebu-mh9sp
    @FevenFebu-mh9sp 2 หลายเดือนก่อน

    ገንዘብ እናከፈሉ ናይ ትግራይ ታሴራ እናሀቡ እዬም እዚ ልክእ እዮ አስተካክልዎ

  • @TesfuYohannes-ou9cg
    @TesfuYohannes-ou9cg 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ ጅምላ ፍረጃ ማዓዝ እኹም ትወጽኡ እሰታሊን
    እዚ ናይ ወርቂ እቶም ጀነራላትን ክሳብ መራሒ ሓይሊ ተናቢቦም ምስ ወረዳን ጣብያን ነማሕበራት ኢሎም ናይ ወርቂ ቦታ ይህብዎም ካብኡ እካፓተር እእናምጽኡ ይኩዕትዎ ኣለው ግን ኣይፍቅደን

  • @kiflomberhe112
    @kiflomberhe112 2 หลายเดือนก่อน

    🙏💪💪💪🙏💪💪💪🙏💪💪💪🙏💪💪

  • @michaeldesta1569
    @michaeldesta1569 2 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ልክዕ ከም ናይ 2009 ዓም ኢህወዴግ ዓቕማ ወዲአ ዓገርገር ትብል አላ::ስታሊን ንህወሓትን ንካድረን ከም እምባ አግዚፍካ ትሪኣ አለኻ ግን ንምንታይ? ካብ ህዝቢ ምድሓን ውድብ ምድሓን ይቅድም ዝብል ክንዲ ፍረ ጣፍ ንህዝቢ ዘይጭነቕ::ምንጪ 1ሚልዮን ህዝብና ህወሓት እዪ::

  • @DirarG
    @DirarG 2 หลายเดือนก่อน

    ኤክስካቫተር እኮ ናይ ሃፋትም ማንም ወርቀኛ/ገባር ብሰዓት ኮንትራት ዘስርሐን እምበር ካብ ማንም ዝመፃ ኣይኮናን