Tigray Media Network
Tigray Media Network
  • 2 484
  • 25 421 756

วีดีโอ

Tigray Media Network ህውሓት ብምህላዉ ህዝቢ ትግራይ ተጎዲኡ Nov 20, 2024
มุมมอง 3.2K10 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ethiopia #tigrai #eritrea Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
Tigray Media Network TDF ንህዝቢ ትግራይ ክጭቁን ዝተፈጠረ ጉጅለ Nov 20, 2024
มุมมอง 3.9K18 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ethiopia #tigrai #eritrea Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
Tigray Media Network ንፍትሒ ተቃሊሱ ፍትሒ ዘይህብ ህወሓት Nov 19, 2024
มุมมอง 3.2K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ethiopia #tigrai #eritrea Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
Tigray Media Network ብሞተ የማነ ንጉሰ ዝቀለዱ ሎሚ ይቅሬታ ይሓቱ Nov 19, 2024
มุมมอง 2.8K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ethiopia #tigrai #eritrea Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
Tigray Media Network ዝሞተ ውድብ ህዝቢ አየድሕንን Nov 19, 2024
มุมมอง 6K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ethiopia #tigrai #eritrea Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
Tigray Media Network ትግራይ ኣብ ሕሉፍ ዓመታት Nov 18, 2024
มุมมอง 6K4 ชั่วโมงที่ผ่านมา
#ethiopia #tigrai #eritrea Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe
Tigray Media Network ባንክታት ትግራይ ምስ ህወሓት'ዶ ምስ ጌታቸው Nov 17, 2024
มุมมอง 3K7 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Tigray Media Network ባንክታት ትግራይ ምስ ህወሓት'ዶ ምስ ጌታቸው Nov 17, 2024
Tigray Media Network ደቀን ዘሰውአ አዴታት ትግራይ እንታይ የጋጥመን? Nov 14, 2024
มุมมอง 4.4K14 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Tigray Media Network ደቀን ዘሰውአ አዴታት ትግራይ እንታይ የጋጥመን? Nov 14, 2024
Tigray Media Network ብአኼባን ገምጋምን ክልተ ዓመት ዘሕለፈ ውድብ Nov 12, 2024
มุมมอง 6K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Tigray Media Network ብአኼባን ገምጋምን ክልተ ዓመት ዘሕለፈ ውድብ Nov 12, 2024
Tigray Media Network Nov 11, 2024
มุมมอง 3.9K21 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Tigray Media Network Nov 11, 2024
Tigray Media Network ህዝቢ ትግራይ ንመሰሉ ዘይቃለስ ህዝቢ እዩ ይብሉ ጋዜጠኛታት TMH Nov 10, 2024
มุมมอง 8Kวันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ህዝቢ ትግራይ ንመሰሉ ዘይቃለስ ህዝቢ እዩ ይብሉ ጋዜጠኛታት TMH Nov 10, 2024
Tigray Media Network ሙሁር ትግራይ በለፀኛን ተወላዋላይን እዩ Nov 9, 2024
มุมมอง 8Kวันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ሙሁር ትግራይ በለፀኛን ተወላዋላይን እዩ Nov 9, 2024
Tigray Media Network ፖለቲካን ሃይማኖት ሒዙ ዝጓዓዝ ውድብ Nov 8, 2024
มุมมอง 2.6Kวันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ፖለቲካን ሃይማኖት ሒዙ ዝጓዓዝ ውድብ Nov 8, 2024
Tigray Media Network ካብ ሞት ዝተረፋ ሰራሕተኛ መዝገቤት// ሂወት መለስ Nov 7, 2024
มุมมอง 3.7Kวันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ካብ ሞት ዝተረፋ ሰራሕተኛ መዝገቤት// ሂወት መለስ Nov 7, 2024
Tigray Media Network አርሚ 35 ሰራዊት TDF ዓፈና ይቅፅል Nov 6, 2024
มุมมอง 13K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network አርሚ 35 ሰራዊት TDF ዓፈና ይቅፅል Nov 6, 2024
Tigray Media Network ዓቅሙ ዝለመሰ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ Nov 5, 2024
มุมมอง 5K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ዓቅሙ ዝለመሰ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ Nov 5, 2024
Tigray Media Network ጀነራል ፃድቃን ብዛዕባ ኤርትራን ዳያስፖራን Nov 4, 2024
มุมมอง 12K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ጀነራል ፃድቃን ብዛዕባ ኤርትራን ዳያስፖራን Nov 4, 2024
Tigray Media Network ወርቅን ማዓድናትን ትግራይ ከንቲባ መቀለ Nov 3, 2024
มุมมอง 4.5K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ወርቅን ማዓድናትን ትግራይ ከንቲባ መቀለ Nov 3, 2024
Tigray Media Network ዓመፅ ደቂ አንስትዮ ይቅፅል ዕርቂ የለን Nov 3, 2024
มุมมอง 3.8K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ዓመፅ ደቂ አንስትዮ ይቅፅል ዕርቂ የለን Nov 3, 2024
Tigray Media Network ባህላውያን ጀነራላት ብሑቡእ እንታይ ይብሉ? Nov 1, 2024
มุมมอง 15K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ባህላውያን ጀነራላት ብሑቡእ እንታይ ይብሉ? Nov 1, 2024
Tigray Media Network ጌታቸው ረዳ ንምታይ ስእሊ ለጢፉ/ TDF ቀጥቀጢ እዮም Oct 31, 2024
มุมมอง 17K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ጌታቸው ረዳ ንምታይ ስእሊ ለጢፉ/ TDF ቀጥቀጢ እዮም Oct 31, 2024
Tigray Media Network ደገፍቲ ጉጅለ ደብረፅዮን እንታይ ይብሉ? Oct 31, 2024
มุมมอง 4.3K14 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ደገፍቲ ጉጅለ ደብረፅዮን እንታይ ይብሉ? Oct 31, 2024
Tigray Media Network ህዝቢ ትግራይ ንመሰሉ ባዕሉ ይቃለስ Oct 30, 2024
มุมมอง 3.4K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ህዝቢ ትግራይ ንመሰሉ ባዕሉ ይቃለስ Oct 30, 2024
Tigray Media Network ጉዳይ ሓሰናን ጉጅለ ጌታቸው ረዳን// ካልአይ ክፋል Oct 29, 2024
มุมมอง 7K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ጉዳይ ሓሰናን ጉጅለ ጌታቸው ረዳን// ካልአይ ክፋል Oct 29, 2024
Tigray Media Network ብህዝቢ ትግራይ ዝሽቅጡ መራሕቲ Oct 29, 2024
มุมมอง 2.5K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ብህዝቢ ትግራይ ዝሽቅጡ መራሕቲ Oct 29, 2024
Tigray Media Network ጉጅለ ሓሰናን ጉጅለ ጌታቸው ረዳን ቀዳማይይ ክፋል Oct 29, 2024
มุมมอง 15K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ጉጅለ ሓሰናን ጉጅለ ጌታቸው ረዳን ቀዳማይይ ክፋል Oct 29, 2024
Tigray Media Network ትግራይ ብግምት አይትምራሕን Oct 24, 2024
มุมมอง 8K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ትግራይ ብግምት አይትምራሕን Oct 24, 2024
Tigray Media Network አብ ሽረ ዓፊኖም ኣብ ፀልማት ገዛ ቀጥቂጦሙኒ Oct 24, 2024
มุมมอง 8K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network አብ ሽረ ዓፊኖም ኣብ ፀልማት ገዛ ቀጥቂጦሙኒ Oct 24, 2024
Tigray Media Network ፀለመታት ክልተ ህወሓት Oct 25, 2024
มุมมอง 9K21 วันที่ผ่านมา
Tigray Media Network ፀለመታት ክልተ ህወሓት Oct 25, 2024

ความคิดเห็น

  • @adamzfn6241
    @adamzfn6241 5 นาทีที่ผ่านมา

    ናቲ ናይዚ መረቁ ዝተጸንቀቀ ዓዘፍዘፍ አየገርመናን ንኤርትራውያን ጉዳይና ምስዛ ዃኩቶን ሐተላ ግሉት ጓል ዓድኩም አብ ቅድሚት ተቀጂላ ተዉደክድክን ተክመስምስን ዘላ ብዕጽዉ ክፍት መዕጾ መቀለ ዝደንዘዘት።

  • @henokhh8991
    @henokhh8991 15 นาทีที่ผ่านมา

    welcome natu bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Wedierey-b2b
    @Wedierey-b2b 18 นาทีที่ผ่านมา

    Zey blaklu zey setkal zey twldkalu adey ent keynu nehnwn ken mertna wexu

  • @Wedierey-b2b
    @Wedierey-b2b 23 นาทีที่ผ่านมา

    Humera and adi grat from Eritrean get aweti

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g 27 นาทีที่ผ่านมา

    ናቱ ሐወይ በጃካ ሐደ ሐደ ጊዜ እንዳበላዕና ስለ ንሪኢካ ከምዚኦም ዝአመሰሉ ሰባት ብአፎምን ብምዐኮሮምን አብ ኩርሲ አሰር እንዳገደፉ ዝከዱ አይተምጽአልና። 💩💩💩💩

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 27 นาทีที่ผ่านมา

    መሬት ጥቅሚ የብሉን ካብ ትብል ሓቂ ዘይትዛረብ ተሰነይ ናይ ትግራይ አይነበረን ዘይትብል

  • @fessahayetukue697
    @fessahayetukue697 33 นาทีที่ผ่านมา

    Merhaba Natnael!, iti zegerem gorebeteka kereheqekan Hique kehebekan iti zekefe DENQERENA iyu. Kullu kea nezobbo inna. Keyfeteka kekendi xebuqu himaqu ketemene yegededuka, SORRY

  • @rishane9576
    @rishane9576 34 นาทีที่ผ่านมา

    ሰላም ናቱ ኣነስ ንዳናይት ኣብ መጀመርታ ጋላ ንእሽተይ ከላ ቅድሚ ክንደይ ዓመት እየ ሪኤያ ኔረ ብልበይ ካኣ ይሓስባ ኔረ ምስቲ ኩነታት ድነበረ ሂወታ ከምዝሓለፈ ካኣ ሒጂ ካባካ እየ ሪኤዮ ኡፍፍፍፍ ግን ኣይካልኩን እንድዒ ምስላ ስቃያ መከራኣ ካብ ኣእሙሮይ ክጠፍእ ኣይካኣለን ውጽዕቲ ሓፍተይ ቅድሚኣ ይስጣሓኒ ባዓልቲ ቡዙሕ መከራ እንድዒ ቃላት የብለይን ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ኡፍፍፍፍ በቃ ልብካ ደቃጽል ቃንዛ ዳናይተይ ባዓልቲ ቡዙሕ መከራ ስቃይ በዛ ምድርሲ ተውጺዓ እያ ብሰማይ ዕረፍቲ ይሃባ ሓፍተይ ውጽዕቲ ብጣዕሚ የሕምም በጣዕሚ የሕዝን ኣሕሕሕሕሕ ምስክነይቲ ጋለይ ሓድጊ መዘከሪት እዛ ውጽዕቲ ኣዴኪ ይግበርኪ ማዓረይ እንታይ ክብል ቃላት ይሓጽረኒ ጋለየ ኣክክክክክ

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi5291 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣንታ እዚ ሰብኣይ ይፈልጦ ድዮ ተሰነይ። ካብ ተሰነይ ኦምሓጀር 120 ኪሎ ሜተር እዩ። መረብ ክኣ ኪኖ ኦምሓጀር እንበር ተሰነይ ኣይኮነን። ኣብ ተሰነይ ሩባ ጋሽ እዩ ንኣፍልጦኩም። ተጋሩ

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mekela ka nay eritrea eya

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንመምህር ኣብርሃ ዓድሞ በጃኻ ብሉጽ መምህር እዩ❤❤❤

  • @mirafteklegiorgis2946
    @mirafteklegiorgis2946 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    These elite and their students go backwards when the world is going forward. They live in lala land and fabricated their own history that doesn’t happen.

  • @ismailahmed2079
    @ismailahmed2079 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ናቱ በጃኻ እለካ ነዚ መምህር ዓድመልና ዝካአል እንተኾይኑ

  • @selam696
    @selam696 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezom tegarus risi alewom do ab tsintsway znebru 😮😮😮

  • @kudusantesfa8146
    @kudusantesfa8146 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gazetegna forma tirah eyu zero fltet.

  • @yohanesgebre-v3c
    @yohanesgebre-v3c 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    This guy OPINION is so stupid always . please update your self .

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወይ ናቱ ሐወይ አዘግናኒ ኢዩ ደንዚዘ እወይ ህዝቢ ትግራይ ረኪቡወ ዘሎ ሽግር በዕሎም እንዳገበሩወ አብ ትግራይ ወይ ጉድ ጌቹ ሐቁ ኢዩ በዕልና እንዳገበርና ንካሎኦት ምውጃል ክብል ሐቁ ኢዩ ጀንዛይድ ብናቱም ህዝቢ ዝፍጰሞም ህዝቢ ትግራይ እወይ ታሪክ በስማአም ናቱ ሕወይ ቀጵሎ ጥራይ።

  • @kudusantesfa8146
    @kudusantesfa8146 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi kea merzam sebay.

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናቱ እዚ ሰበኣይ ብጥዕንኡ ኣይመስለንን። ምሕረት የውርደሉ ርግጸኛ እየ ኣብ ኣስመራ ዘነበሮ ሃብቲ ሓሳዊ በሎ ምናልባት ብደርጊ ግዜ ናይ ዝተኣስረ ወይ ንበረኻ ናይ ዝኸደ ሰብ ሰሪቑ ዘጥረዮ እንተኾይኑ ኣይወሃቦን እዩ። ብጻዕሩ ዘጥረዮ ግን ሓሳዊ በሎ ናቱ ሓላል ንብረትካ ዝኸልኣካ የብልካን ሐሳዊ ኣረጊት እዪ ምሓፈረ።

  • @AtobrhanAsmelash
    @AtobrhanAsmelash 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍

  • @snitnekulu2976
    @snitnekulu2976 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ርእሲ ዳናይት ዝወረደ በደል ብሓቂ ልብካ ሓዊ ይኣጉደልካ😭😭.ሕጊ ኣልቦነት ኣብ ትግራይ ደኣ ቀደም እንዲ ጀሚሩ ሆስፒታል ጎሮባብቲ እንዳፈለጡስ ብሕጊ ዘይሕተተሉ? 🤔.

  • @TellsElias
    @TellsElias 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተፍታዊ ሽው ትብል ኦንብላስ ተራእያ ዓመታ ጌራ ብጃህራን ፈክራን ተራእያ

  • @awetgebre7710
    @awetgebre7710 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good job natu hawna fthi nwxeat Eritrea and Ethio

  • @TellsElias
    @TellsElias 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተስነይ ናይ መን ኢያ? ናይ ገብሩ ኣስራት

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ሰብአይ እዚ ግን ንሰላም ብሐቂ መንገዲ ዝሐስብ ዕድመ የሀቦ ናቱ ሐወይ ወይኔ ን ንወያኔ ጽመስሉ ግን ስሮዓት እንዳበለት ኢይ ትሽቅጥ ንሕና ኤርትራዊይን ግን ስርዓትን ህዝብን ሐደ ኢዩ ስለዚ እዚ ስርዓት እንዳበልካ ድራማ አባና አይሰርሕን ኢዪ ብቅንዕና ጥፍአታ አሚና ይቅረ ኢላ ሐቂ ተዛሪባ ኢይ ክትመጵእ ዘለወ ወያኔ እዚ ሰብአይ ይንግራ አሎ ብቅንዕና ትውሐጦ እንተዘይ ከይኑ አይሰርሕን ናቱ❤❤❤

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tay aynet sebay eyu wedey eziy ffffffffff teseney ka eilom way 🤣🤣🤣🤣

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Natu my dear brother and God bless you❤️🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ እንታይ ገደሶ ናይ ይግደፍ ጋሐፍ

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ጉድ ሕጂ ካአ ተሰነይ ከይዶም ክክክክክክክክ እዞም ሸፋቱ ናይ ተጋሩ ዘይብሉወ የለን ዘልአለም አብ ዕክሊል ክክክክክክክ

  • @samuelbiede.m6088
    @samuelbiede.m6088 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hi Natu! DDR (Disarmament, Demobilization and Reintegration) TDF will surrender without any contingency plan in place. Is there any jobs or other resources available for them to sustain? This will create other chaos. Otherwise there is a chance… thy will be recruited to replace losing General Berhanu Gula’s army. When do you think the war With Eritrea will occur? Be clear on that …

  • @habtayhagos5182
    @habtayhagos5182 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eziae sawa iniae sawa sawa lblwa eniaewu nayna eya yewhanis ema feresom aesirom aeba eniae may ma nebsom tehaxibatom eyom hiyi nayna eya tilyan eyom wesidoma embey nayna

  • @dh4343
    @dh4343 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿💖

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናቱ bro እዞም ሰባት ክሕሱዉን ክሰርቁን ከለዉ ከም ፈላጣትን ሙሁራትን ይመስሎም ትግራይ ብሰብ እይታዐደለትን::

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከማኻ ዝበሉ ይብዝሑ

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Natu nezi habl gebru sabu eka ezi ewer gebrus aserat eritrewain kindi mentay kemnxlo tefalt do testus

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkk Talyan abu rekibwa ni tesnayyyyy kkk wey gudamat killl

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet5763 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kemzi aynet mhur ab Tigray agedesti eyom !! Genius expert for sure

  • @Meiry756
    @Meiry756 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wey’Gud Ze’gerim’yu ‘’’ WEYANE SHIFTA ‘’’ Mis SHABIYA Te’HAbabiru ADDIS ABEBA Kit’atu Deliga ???.... Ze’gerim’yu Ke’mey’si ‘’’ SHABIYA ‘’’ Wey’dma ‘’’ HIZBAWI GIMBAR ‘’’ Ab 1990 Mis WEYANE Koinu ADDIS ABEBA Ke’atu Gelo ??? ‘’’ DERG ‘’’ ( 1 ) Qedamay XELAI S’le Zinebere’iyu :: Lomi’dma n’SHABIYA Wey’dma N’HIZBI ERITRA ( 1 ) Qedamay XELAINA ‘’’ WEYANE SHIFTA ‘’’ iyu :: izi’sile Zigone Mis WEYANE Zigiber ‘’’ ZETE ‘’’ Zibehal Yelen :: ISEYAS AFEWERQI Hali’yu Ay’hali’yu ‘’’ WEYANE SHIFTA ‘’’ Ab ERITRA Bota Yebilan !!!!!!

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ። - ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡ ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ። ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ። ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ 6ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ። ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ። - መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ --- ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዱር መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ጎልጎል ተሪፉ --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ? ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ? ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ? ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም? ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ? --ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም? ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም? --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም? -- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ውደብ እዩ ---? ናይ ውደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም? --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡ --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡ ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡ ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይኖም ኣለዉ። --- ኣብ 2020 ኣብ ኣኹሱም ነቶም ንወጻኢ ክኸዱ ኣብ ኣክስም ዝነበሩ 19 መንእሰያት ፡ካብ ገዝኦም ኣውጺኦም፡ኣብ ማእከል ሕዝቢ ኣኩስም ቀቲሎም ን2 ምዓልቲ ሬሳ ከይተቀብረ ብምጽናሕ ፡ኖራ እውን ስብኣያ ኣብ ቅድሚ ዓይና ቀቲሎም ከይኣክሎም ንኖር ሓራስ ኣብቲ እዋን 8 ሰባት ተጋሲሶም። --ብሚሲይል ምድብዳብ ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . .።

  • @tesfamariamfissahaie2852
    @tesfamariamfissahaie2852 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ዓይነት ድንቁርና ኢዩዚ? ልዕሊ 2ተ ጽግሪ ኣብቊልካ እከለ ኢልዎ እከሊት ደጊማቶ ምባል ምስ ምንታይ ይቊጸር? ኣስመራ ናትና ክብል'ውን ይኽእል ኢዩ ግን ሕጋዊ መርትዖን ዓለም ለኻዊ ሕጊን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ።

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አንቱም ሰባት በዞም ደናቁር ብሐሶት ተወለዱ ብሐሶት ዝተጠመዉ ታሪክ ዝይተባህለ ዝይነበረ አንዳተዛረብካ ሰብ አይትረብሹ ስላም ሃብና ዘይ ናትኩም አይትመንዩ ዓሪፊኩም ተቀመጡ ተጋሩ

  • @TesfahiwetGhebretnsae
    @TesfahiwetGhebretnsae 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Natu ane zigermeni etom kalemeteyek zgebru eyom abidom zelewu hzbi Tigray ketfuewo eyom

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ናቱ ከማኻን ከም መምህር ኣብርሃን እንዳበዝሑ እንተደኣ መጽዮም እዚ ህዝቢ ሰላም ክረክብ ኢዩ።

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nai Danait bihaki zehizin niktsemo memelisu zehizin bifilai ita hisan Kalatn simietin ytehawaweseka

  • @sabiyoung90
    @sabiyoung90 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Naturally ezisebay zblozelo haki eyu

  • @GenetAbraha-ho3uv
    @GenetAbraha-ho3uv 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    wey xgem denaqur eyom eziom nhzbi zeyhasbu🇪🇷🇪🇷

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናተይ ናተይ እባ ኣይትበሉ እሞ ኣክሱምስ ናትና እድዩ ዳኣ ናትና ኢልና ደይንፈልጥ😂😂😂😂😂😂😂

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam. Natu. Hawna. Btgebro. Nselam. Gosgas. Xubuk. Eu. Kexlo. Haki. Btzarebo. Xibah. Kitkoralu. Eika. Natu. Hawna. Ajoka. Kexilo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓሻ ምዃን ክንደይ ይጥዕም፡ ሰልጠንሲ ያኢ ዝሓስብ ሓንጎል ከም ዘለዎስ ሓሲበ፡ ብዛዕባ ስድርኡ ንሓንቲ ደቒቕ ሓሲቡ ዘይፈልጥስ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ክሓስብ ምዕንጅሉ ዋሒድ።

    • @gidetekelab1003
      @gidetekelab1003 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ