AMEN - Dawit Weldemichael ft. Ephrem Amare - Newri | ነውሪ - New Eritrean Music 2018 - Tigrigna Music
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
- Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
’’Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2018’’
New Eritrean Tigrigna Music 2018 by Dawit Weldemichael feat Efrem Amare.
Copyright © Amen Entertainment 2018
An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
#AmenEnt #EritreanMusic #EthiopianMusic
ዳዊት የሆ እስከ 2024 ዝሰምዓ ዘሎ like ይርገጽ❤😍
Ayseman ye zeleku
እዛ ደርፊ ኣነ ክመንዋ ኣይክኣልኩን
ከምዚ ከማይ ኣለኹም ዶ
ከምዚ ከማይ ተሃሊኩም like ጌርኩም ሓቡሩኒ።
Wela ane bro
Alo we
Ja alena gn antay amo ng
Alena
ya
From Kenya 🇰🇪,2020,love the song
Me too sis from Eritrea
🇪🇷🇰🇪🇩🇪one love
Swawz mwamgunda
We are one my sister
We aftican one people
I love kenya and i have more frindes from kenya ❤
ክሳብ 2020 ዝሰምዓ ይህሉ'ዶ ይኸውን ከምዚ ከማይ። እንተሃሊኩም እስኪ ላይክ ኣጋራጭው ኣቡሉለይ
Ane aleku ysema (29-12-2019 )least years 2020' nice year
Kulu seb ysemea
ኣነ ሎሚ ይሰምዓ ኣለኹ ዕለት 9/01/2020
Ayyy mgnans
nmegemerta lomi ysema aleku
እዚ ኩሉ ጠጥዑሙ comment ክጽሕፍ ከሪመስ ሓደ መዓልቲ like ኣይተጥዑምናን ቁሩብ ስክፍታ የለን ክክክክ love you ደቂ ዓለመይ ኩሉኩም ማለተየ
i love you to ጋል ዓለምና ቅጭን ክክክክክክክክክክክክክክክክክ
Nihna win nifetweka habibi natey
B like kitblu eko lekaleka gerkumuna
Robel Haile Betiji Ashe
eway kemay zfetwa do yuhulu nesa derfi nicccc bro
እዛ ደርፊ ክመንዋ ኣይካኣልኩን
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን እንተሂብኒ
ወላ 2030 ኣይመንዋን እየ
እዚኣስ ንዓይ ኢሉ እዩ ደሪፍዋ, ሰበይተይ ብባህጊ ክትመጸኒ እንዳተጸበኽዋ ጠሊማትኒ.ልበይ ሰይራቶ.ኣማኒኹም ኣይጥለምኩም.like እስከ በሉኒ ሽኮሪናታት
Thanks Dawita!
Ajoka amlak aytlemka ziarkey nkdmit trah temt kalie ketefri tkiel eka 😘
ታይ ደኣ ገርካ
ጥልመት ጥልመት ጥልመት
አይትጥለም አማኒካ
ከይቅየም ፈጣሪካ
አጆካ ዝዓርከይ ዘይትጠልም ይፍጠረልካ
ኣይዞክ ወንድሜ
አግዚኣብሄር ላንተ ያለውን ይሰትካል
ኣሜን ኣጆካ ከኣ
ብቀዳምነት ነዛ coment ተንብቡ ዘለኩም ይሕዋተይ ኣብ ምሉእ ሂወትኩም ፍቅርን ቅሳነትን ጥዕናን ይምነየልኩም ቀጽለ ዳውታ ሽኮር እንታይ ክወፃ ናይ ብሓቂ ኩሉ ነገራ ውድእቲ እያ ዝወፃ የብላን :
ግጥም 100
ዜማ 100
ክሊፕ 79
ድምጽ ውን 100
ቅሩብ ክተሸይፈና ነርካ ነታ ሕርማ እበር music ዝወጻ የብላን ዳውታ አስሊ ሶ
ኣጆኻ ኮጽሎ ካባኻ ብዙሕ እና ንጽበ like ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ካ ይግበረልና ንኹላትና ኩቡራት ይሕዋት ::
😍💪👉👍❤❤
Amen
Lol eta hurma dea xeliwa endiu mis telemeto
@@johnpeace600 ያ ኑሱስ ጹቡቅ ነርካ ግን ኣንሕና ሪኢና ዘይ ጸገብናያ ከ እሞ
Danihidray fb natey add beleni dawit kirekbeka delye please
አዛ ደርፊ ንዓይ ኣዝያ አያ ተጸልለኒ ፈውሲ እተኾነኒ Like ሃብኒ ኣህዋት
Wedeza megale
Bezi tiray tefeweselna ember 👍👍👍👍
Ata hasawi 😀
ዘይትምኖ ደርፍ ኢያ
ኪድ ማጮሎት ፈትን ሂበካ ኣለኹ
ኣታ እዛ ወዲ እዚኣስ ማራ እያ ኬፍ ትህበኒ እስከ ብሕጂ ትሪእዋ ዘለኹም ብሽም ዳዊት ወልደሚካኤል Like ጠዉቑለይ
Yemane Zeray twuk
Bniam Daniom👍👍👍
ክገርመካ ቅድመይ ኣይርኣካያን ግን ክቱር ጥልመት ናይ ኣፍቃርተይ ኣሰደምዱሙኒ ክሳብ ሕጂ ንዓኣ ይሰምዕ ኣለኩ ፈውሲ ልቢ ተካኢተይ ደርፊ ረኪበ ኣለኩ እምበር ናይ ኣፍቃርተይ ደኣ ሕምስ ኣቢላትኒ ደዊተይ ብልቢ እየ ዘድነቆ ዘመስግኖ
Ata awyyyyyyy baka texelilela aza derfi 100 gzi semiaye
Futwi Weldeab wela Ane
ዘክርዮ ቃልኪ ዕምበባ ፣
እቲ ናይ ቀደም ዘረባ ፤
ምሳኻ ኢልክኒ እመንኒ፣
አቤት ንጋዶ ጠሊምክኒ ፤
ኩሉ ዝበልክዮ ይኣምኖ ፣
መዓዝ መሲሉኒ ከምዝሞ፤
ጭክን ተብልለይ ንዓየ ፣
ከምኡ ዘይግበር ዘላለየ ፤
አብዛ ፍቅር አቢልኪ ህልም ጥልም ፣
ጌጋ እዩ ነውሪ ሓፍተይ ከምኡ ኣይግበርን ፤
አሰምቢድኑ እንድዩ ቲ ጥልመትኪ ንዓይ እውይ ክመርር ፣ ግብርኪ ግናይ
ናተይስ ንበይኑ እዩ ውይ ፍልይ ዝበለ ንዘይኮነለይ በይነይ ሃሊለ
አንቲ አነ እሞሰብ አይከውንን እየ ጠቕሊለ ዓቢደ ሓበነይ ሰምቢደ ፤
እዛ ደርፊ ደስ ዝበለትኩም እስከ like ጠውቑ ።
Nicccc song
gabza Antar mkafa 2 dagmane 👍👍👍👍🌍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️
Abet megabr telimkni
Good job keep it up.
Bro soryy enda belku eye defire tekoyna abet megabr telimkni eu zbl delo eta abet ngado telimkni elkaya deleka so nic bro b taemi adnikeka 😍😍
ካብ ኩለን ደርፍታት ደስ ትብል ደርፊ ምስ slow ድምጺ like ብስም ዳዊት ኣድዩኒ
ነውሪ
ዳዊት ወልደሚካኤል
ምሽ ኢልክኒ ምሳኻ'የ ክሳብታ ዕምሪ ንሓዋሩ
እወ ኢልክኒ ኩሉ እንትናይ ምሳኻ ገይሹ ጠቕሊሉ
'ታይ ድኣ ሕጂ ጠሊምክኒ ሓብተይ በንጻሩ
እወ በንጻሩ ሓብተይ ብግምጣሉ።
መዓስ ከምዚ ተጸብየ ኣነ ካባኺ
ልበይ ሃሲኽዮ እወ..ወ ፈቃር መሲልኪ
ኣሰንቢዱኒ ንዓይ ሓብተይ እቲ መርዛም ግብርኺ
ከምኡ ኣይግበርን ጌጋ'ዩ ነውሪ ሓብተይ ተጋጊኺ
እወ ተጋጊኺ ሓብተይ ተጋጊኺ(2)።
እንታይ ትኸስቢ ዘለላይ ንዓይ ደርቢኺ ኣብ ስቓይ
ዘይምነገርክኒ ዕምበባይ ኣብ ምጅማሩ ኣብ ፋልማይ
እዚ ፈቃር ልበይ ከይሓምም ምገደፍክዎ ቀዲመ
ሕጂ'ታይ ይኹን ሓበነይ ዘይ ገለ ኣላዪ ንበይነይ
ሕጂ'ታይ ይኹን ሓበነይ ንስኺ ዘይብሉ ንበይነይ።
ድ...................ር....................ብ............
ዘክርዮ ቃልኪ........ዕምበባ
እቲ ናይ ቀደም.......ዘረባ
ምሳኻ'የ ኢልክኒ.....እመንኒ
ኣቤት ንጋዶ...........ጠሊምክኒ
ኩሉ ዝበልክዮ.......ይኣምኖ
መዓስ መሲሉኒ......ከምዚ'ሞ
ጭክን ተብልለይ....ንዓይ'የ
ከምኡ ዘይግበር....ዘለላየ።
ኣብዛ ፍቕሪ ኣቢልክኒ...... ጥልም
ጌጋ'ዩ ነውሪ ሓብተይ ከምኡ ኣይግበርን(2)።
ኣሰንቢዱኒ እንድዩ እቲ ጥልመትኪ ንዓይ
እውይ ኽመርር ግብርኺ ግናይ
ናተይ'ሲ በይኑ'ዩ ውይ ፍልይ ዝበለ
ንዘይኮነለይ በይነይ ሃሊለ
ኣንታ ኣነ'ሞ ሰብ ኣይከውንን'የ
ጠቕሊለ ዓቢደ ሓበነይ ሰንቢደ።
ዘክርዮ ቃልኪ.......ዕምበባ
እቲ ናይ ቀደም.......ዘረባ
ምሳኻ'የ ኢልክኒ......እመንኒ
ኣቤት ንጋዶ...........ጠሊምክኒ
ኩሉ ዝበልክዮ........ይኣምኖ
መዓስ ሓሲበዮ.......እዚ'ሞ
እጂ እንታይ ይኹን ንበይነይ
ዎ'ኣነ ዝረኽቦ 'ታሓሳረይ።
ኣብዛ ፍቕሪ ኣቢልክኒ.........ጥልም
ጌጋ'ዩ ነውሪ ሓብተይ ከምኡ ኣይግበርን(2)።
ኣሰንቢዱኒ እንድዩ እቲ ጥልመትኪ ንዓይ
እውይ ኽመርር ግብርኺ ግናይ
ኣማኒኺ ምጥላም ጌጋ'ዩቲ ነውሪ ጌጋ ነውሪ
ሓንቲ ክብለኪ ግን ዎ' ስምዕኒ ንዓይ
ከይትደግምዮ ግብርኺ ግናይ።
Thanksss kubrteyy wegneyy
wawwwww gele aynet adnikeka behaki powwww👌👌👌👌👌👌👌
Everything gonna be all right So woman no cry Thank you so much. I just read it and wrote it down.
wedi Antore wedi Antore Mara kief alewa eza derfi
Habtit Negasi 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
I am somali 🇸🇴🇸🇴 but I love song Eritrean
bra jobbat
Woryya somali
Mafa'antahie weriya
I am from Eritrea .I love Somali ❤
K
Bin kbkblblk Knoblochs obio Jo kobbobo
እዛ ደርፊ ኣነ ክመንዋ ኣይካልኩን ከምዚ ከማይ ኣሎ ዲዩ ክሳብ 13/2/2021 ዝሰመዓ እነተ ሃሊኩም like ኣጋራጭው ኣቢልኩም ህለፉ
Ane aleku
Am from somalia
All thought I don't understand the song but I love ma brother's and sister's from Eritrea ❤❤❤✋much love❤❤✋
Woriya somali arkey much love
Woreya i miss yu
Thanks bra
we love ya toooooo bruh
Wawwww gela ayenat music like habelay eska
ብታእሚ ጽብቅቲ ህድእቲ ንጹር መልእኽቲ ዘለዋ ደርፊ ነተባባዓዬ አህዋት ንዓይ ከ ላይክ
paul peter 🌍🌍🌏🌏❄❄🌞🌞🍁🌽🌼🌽
Gele aynet sirah siffti timtin derfi nayzi amet eya 😍😍🇪🇷
*እዋይ እዛ ወዲ ባእ ብሓቂ መተካእታ ጣኒቆ ከም ትኸውን ተስፋ ኣለኒ ክብረተይ ኣጄኻ ቀጽሎ በርትዕ ወገነይ*
Kab kulu hudue eu kemzom cherbahbah ziblu aykonen
Pppppp እዚኣ እያ ደርፊ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ደቂ ኤረይ ኣሕ ኣጆኩም እስከ
Ay kemayn
Tmali 20/10/2018 birth day natey neru aske kndey sebat aleku like thbuni nay senay mnyot.
Hbd
Ya zawedi dmxa khade welfi hizuni ms za derfi eske kemay telo like keep it up bro 👌
Kendey garka malet eu
Tesfe Abrha rbai nay 100
100/4
gdefna eske.Brith day do gele do aytblna bkale na xemimna alena
ኣነስ እዞም ዲስላይክ ዝገበርኩም ዓይነ ስዉራን ክትኮኑ ኣለኩም እምበር ካብዚኣ ትጥዕም ደርፊ ከማን ዘየላ
Hahahaha
Yegermeka eyu arku
semamat maletka dyo .enber ewur ysemie eyu
@@falafila4454 No Neti Like ysihtuwo keyhluwu eye
@@nafkotsdra2843 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
*ዋውውው ሎሚ ቀዳማይ ጽሒፈ በቶም ኣዝዮም ንፊዓት ስነጥበባውያን ደቂ ትግርኛ ዝተሰርሐ ድኣ ታይ ክወጾ ሰላም ንዓኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት like ሂበ ኣለኩ*
Ermi alet nay Tgray aleka dyu lemani klu gzie like habuni tbl,😀😀 🤣🤣
AYkonen 50% ab Eritrea Tgrigna sle zkone adi hager alena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eri 😍💖💖💖💖
Merbeb Tigrigna 😂😂😂😂🤔😒😏
@Merbeb Tigrigna ከመይ ጌርና ኩልና ትጋሩ ንኸውን ኣይትጋገ / ይ
Dawiteyyyyy shikorr yene marr l Love you so mach so nicc
ያ ኣነ ነዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ ፈተያ፥ ማራ አያ ከፍ ዘለዋ። ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ከኣ።
እዛ ደርፊ ክመውና ኣይክኣልኩን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💯💯💯💯
2018 100%
2019 100%
2020 100%
2021 100%
👌👌👌😘
ኣበለኻ እዚኣ ዝጸሓፍካ2020 መቸም ምእት ፐርስንት
2020fack off
Facts🌌Ksab hji ysema aleku
@@feruzhabtomfyori8800 😘me2
@@feruzhabtomfyori8800 And would go on until I die lol
ኣበይ ኒርካ ክሳብ ሕጂ ናይ ብሓቂ ጽበቅ ጎሮሮ ሮጉድን ተፈታውን ንፍዕ ቀጽሎ
ደቭ በጣም የምያምር ድምፅ ነው ያለህ ካንተ ብዙ ነገር እንጠብቃለን ሰላምህ ያብዛውውውው
ልስሉስን ጥዑሙን ንኽትሰምዖ ብፋላይ ኣብ ድርብ ብጣዕሚ መሀነን።ከምዚ ተዋሃሂድና እንተሰሪሕና ክንዕወት ምኳና ምስክር'ያ እዛ ስራሕ'ሞ ኣጆኹም ቐጽልዎ።
ዳዊት ጽቡቅ ስራሕ ምስ ኤፊ ሓቢርኩም ክትሰርሑ ከለኩም ክኣ ኬፍ ኣለኩም ቀጽልዎ። ናይ ሓባር ስራሕ ናይ ሓባር ዓወት ኢዩ ።
I like each song that you sang my best singer daveyeeeeeee
ዘክርዮ ቃልኪ ዕምበባ ፣
እቲ ናይ ቀደም ዘረባ ፤
ምሳኻ ኢልክኒ እመንኒ፣
አቤት ንጋዶ ጠሊምክኒ ፤
ኩሉ ዝበልክዮ ይኣምኖ ፣
መዓዝ መሲሉኒ ከምዝሞ፤
ጭክን ተብልለይ ንዓየ ፣
ከምኡ ዘይግበር ዘላለየ ፤
አብዛ ፍቅር አቢልኪ ህልም ጥልም ፣
ጌጋ እዩ ነውሪ ሓፍተይ ከምኡ ኣይግበርን ፤
አሰምቢድኑ እንድዩ ቲ ጥልመትኪ ንዓይ እውይ ክመርር ፣ ግብርኪ ግናይ
ናተይስ ንበይኑ እዩ ውይ ፍልይ ዝበለ ንዘይኮነለይ በይነይ ሃሊለ
አንቲ አነ እሞሰብ አይከውንን እየ ጠቕሊለ ዓቢደ ሓበነይ ሰምቢደ ፤
እዛ ደርፊ ደስ ዝበለትኩም እስከ like like ።
ዳዊት&ኤፍሬም ብጣዕሚ ብልፅቲ ስራሕ ዝወፃ የብላን።ክልቲአኹም ብሉፃት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ክልቴኹም ብኻልእ ስርሕ ሓቢርኩም ክትምለሱና ተስፋ ንገብር።
ኣብ ምዓልቲ ሸሞንተ ግዜ ይሰምዓ ከምዚ ናተይ ተሎ like ybeleni
Wala ane buzuh gze ye zesema
Naybhaki kemzikema dika zeytmuno
@@asmaytsyum9615 aykemayn
Kindey muzmur k tisemae
Enda dukan dika tiserih 😂 it's only a joke
እውይ እዛ ደርፊ ዘይትምኖ ክሳዕ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ ብፍላይ ዜማ ጥዕምቲ
Mnalbat ngelena kokob ab semay trah zrkeb kmeslena ykal eyu, ksab nay Dawit derfi zeyestemakernayo.
Ati haki gna Dawit ab semay zeyrkeb nay mdri kokob eyu.....
Hakey ende yehwat .....
Abet ezi dmtsu ako nab kala alem eyu hzuka ዕርብ zbl.
Kk haqki aleki ::
Mara eske buruh mexae delewo menesey eyu dmxu dawit elyana ytem yordaye tbl kea mara kef alewa and eti gtmin zeman kea natu bmkanu epfrem kea mara mesati dkone dmxi alewo
Nay behaqi nfue
እቶም ዝተብደልና እሞ ገሊጽና ምውዳእ ሲእናዮ
@@eritreaasmara2560 asmayit or asmay?
ሓደ ኣርትስት ካብ ሓንቲ ናብ ሓንቲ ዝበለጸ ስራሕ ከቅርብን: ዝበለጸን ኮይኑ ክቀርብ ከሎ ዕጋበት ንልቢ እዩ::
ኣብ ኣተኣላልያ ድምጽኻ ዘርኣኻዮ ሓደ ብሉጽነት እዩ::
ዓጊበ እየ በኣኻ David 👏
ምስ ኤፍረም ዝገበርኩሞ ምቅብባል ፉሉይ መቀረት ሂቡያ::
ጽቡቅ ዕድል ይምነ ኣብ ቐጻሊ::
Y
Ablel Bitibito
from sudan Niss to meet you
ዳዊታ ብርሃን ዘመና
ኣነስ ፈቴካ ልበይ ኣመና
ጥዑም ድምጺ መሳጢ ሕልና
ድራር ኢኻ ሸዉሃት ነዛ ነብስና
ሉስሉስ ደሃይካ ንስኻስ ንበረልና
ንስኻ ኮኾብ ኢኻ ብኡነት ነዓና
ዉዱእ ስነጥበባዊ ኢኻ ኣነ ፈቴካ ነዚ ጥዑም ድምጺ ባህ ዝበለካ like ኣግርጩ
Dawa dawa
ዳዊትይለማርማርይገባዋል
Marsa alem
573
Hopeful lil star being born to be known as a famous artist worldwide. I'm from Brazil....nd i love watching Eritrean music and all Eritrean pple are so loving ones indeed" one day i'll try to call you ma lil bro David.
We have also fulllove over Brazilians. So thanks
Tanks bro we Eritreans love you Brazilans
dawit hpp
መን ኣሎ እስካብ ሎሚ 2022 ኣብ ማዓልቲ
10 ዝስምዓ ደስ ትብል ድርፊ♥♥♥💋ዳዊት ፍቅር♥✌
Me too
ዳዊተይ &ኤፊየ ጀጋኑ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ከምዛ ነዓይ ሚሒሉ ጢሒሉ ጥልም ኣቢሉኒ ዘሎ እዩ ይገርም እዩ ታይ ይግበር ኮይኑ ኣብዚ ግዜ ጠላም በዚሑ እዛ ደርፊ ግን ሙሉእ መዓልቲ እየ ስምዕ ዝውዕላ ከምታ ናተይ ሂወት ስለ ኮይና ትስመዓኒ በጃኩም ኣይንጣለም ኣሕዋተይ like ከኣ ኣይተውሕድለይ ፍትው ከበልከም እየ ዋ
Ajka Trha Wedi Er Er Er Aba Zemsi Baselam Yerkebane
ane bgual tetelime mluee mealti ksemaa eye zwell
ክክክክ ኣቲ ነገራም ወላ ኣብዚ ዲኺ ትርከቢ ክክክ
eway haftey adengxkni ajoki kemsamu
ኣታ ዚ ህዝብናስ ስቅ ኢሉ ምስ ፉሉጣት አዮ ደሻሩ አምበር ካብዚኣ ትጥዕም ደርፊ ኣብዚ2018 ኣይሰማዕኩን ግን ኣብ ቪው ተራአኻስ ድሕሪት ኣላ አምበር ክተባባዕ ዝግበኦ ንፍዕ ደራፋይ አዮ ንሓግዞ ,,
ናይ ብሓቂ bro
Solomon Kahsay nay behaqi tuy seb eka haqi tifetu 100000000 hibeka aleku neaka
@@fitsumtekle2263 ክብረት ይህበልና ሓወይ ናተይ ሕጅስ ጽቡቅ ከይዳ ኣላ ደስ ይብለካ ክተባባዕ ዝግብኦ አዪ
እቲ ቀንዲ ዝገረመኒ እኮ ግጥምን ዜማን ናሃቱ ምኳኑ ዩ he
is so amazing
መን ኣሎ 14/4/2021
ዝርኣያ ነዛ ደርፊ
Ane
Ane aloku
Ane
11/7/2021
ብልቢ ስሒባትኒ ዴቨይ ክገርመካ ይጽበያ እየ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ስዓታ ጥብ ናተይ ዕድመይሃብካ ጥበብካ የስፋሕፍሕ ወትሩ ብሉጽ ኣዳም! ክቡራት የሕዋት ነዚ ውልዶ ስነ ጥበባዊ ዳዊተይ ክኣ ሞራል ሃቡለይ ኢኹም: ዴቪተይ ክኣ ኣጆኻ ዝጽዓረ ግድን እዩ ዝዕወት ዓወትካ የርኤኒ ብሉጸይ ናተይ!
ክሊብ-100%
ግጥሚ-100%
ዜማ-100%
ኤዲተር ማን- 100%
ድምጺ-100%
ኩሉ ብሉጽ ሓወይ ሓላል::
ካብ ሓው ናታነይ!
ብልቢ ፍሉይ ጽሕፈት ርእየ ኣብ ኮመንት ሎሚ ከምዚ ግዳ ዘይትጽሕፉ ሞራል ዘይትህቡ ንሰባት!
2018?
2019?
2020?
he will become a success singer.
MusiccTalent Now Eritrea Meley thanks habibit hopefully
He is the one after abrham and yemane barya
ኣታ ኣበይ ሞ ዝህዝብና ደርፊ ይፈልጥ ኢልካዮ አምበር ካብዚኣ ትጥዕም ደርፊ ኣይሰማዕኩን ኣብዚ ዓመት ከፍ ደለዎ ንፍዕ ወዲ
@@solomonkahsay2066 thanksss kubrteyy haki
Garanti nay 3 amet zelewa nay bahki
I love Eritrea music and people from Holland ❤❤❤
Ik ook
Bjjjjkkbbbkjbm
Its Tigrinya from Ethiopia
እንታይ ክወጾ ውዱእ ስራሕ ዴቭ ኣስለይ
እዛ ዝድረፈላ ዘሎ ጓል ዋላ ነዓይ ሸንዲሓትኒ፡ ሕጂ ግን መጸናንዒ like ሃቡኒ
ንፈለማ ግዝየይ ኢየ ከኣ like ዝልምን ዘለኹ።
lemani ሃኒ
@@eritreaforeritreans8362
ታ እስኻ'ኸ መን ኢኻ፧ haha like'ከ ጠዊቅካ ዲኻ?
@@henilovehani9353 ሃኒየ ለማኒ like
@@genetgeryeiamproudoftigray3032
Haha ገኒ ዓይነይ ዘይሎሚ ዘይለመንኩስ ሸለል ኣዝዝለይ
@@henilovehani9353 HAHHHH እሺ ሃኒየ መቅሰን Like ከኣ ኣግርጭው ኣቢለካ እየ HAHHHHHH
ኣታ እዛ ወዲ እዚኣስ ማራ እያ ኬፍ ትህበኒ እስከ ብሕጂ ትሪእዋ ዘለኹም ብሽም ዳዊት ወልደሚካኤል Like ጠዉቑለይ
Hhhhhh 1k like rie elkas copy paste beqa
Eru Love 😂😂😂
Eru love 😂😂😂😂😂😂😂😂
Nice music keep up
😂😂😂
ብጣዕሚ ደስ ትብል ተረጋጊእካ ተረጋግእ ደርፊ ዋላ ዉን ስርዓት ዘለዎ ኣደራርፋ 10Q
ምሽ አልክኒምሳኻ የ ክሳብታ ዕምሪ ነሓዋሩ
እወ አልክኒ አልክኒ ኩሉ እንትናይ ምሳካ ከይዱ ጠቅሊሉ
ታይ ደኣ ሕጂ ጠሊምክኒ ሃብተይ በንጻሩ
ማዓስ ከምዚተጸብየ ኣነ ካባኪ
ልበይ ሃሲክዮ እወወ ፈቃር መሲልኪ
ኣሰምቢድኒ ነዓይ ሓብትይ ትመርዛም ግብርኪ
ከመኡ ኣይግበርን ጌጋ ዩ ሓብተይ ተጋጊኪ
እወ ተጋጊኪ ሃብተይ ተጋጊኪ
እንታይ ትረክቢ ዘለላይ ነዓይ ደርቢኪ ኣብ ስቃይ
ዘይምነገርክኒ ዕምባባይ ኣብ ምጅማሩ ኣብ ፋልማይ
እዚ ፈቃር ልበይ ከይሓምም ምገደፍክዎ ቀዲመ
ሕጂ ታይ ይኩን ሓበነይ ዘይብለይ ኣላዪ ንበይነይ
ሕጂ ታይ ዪኩን ሓበነይ ንስኪ ዘይብሉ ንበይነይ
ዘክርዮ ቃልኪ ኣንበባ
እቲ ናይ ቀደም ዘረባ
ምሳካየ ኢልክኒ እመነኒ
ኣብየት ንጋዶ ጠሊምክኒ
ኩሉ ዝበልክኒ ዪኣምኖ መዓስ መሲልኒ ከምዚ ሞ
ጭክን ተብልለይ ነዓየ ከመኡ ዘይግበር ዘለላየ
ኣብዛ ፍቅሪ ኣቢልክኒ ትልም ጌጋዩ ነውሪ ሓብተይ ከመኡ ኣይግበርን
ኣሰንቢዱኒ እንዲዩ ትጥልመትኪ ነዓይ
እዊ ክመርር ግብርኪ ግናይ
ናተይስ ንበይኑ ዩ ፍልይ ዝበለ ንዘይኮነለይ
በይነይ ሃሊለ
ኣነ ሞ ሰብ ኣይኮውንንየ ጠቅሊለ ዓቢደ
ሓበነይ ሰንቢደ
I love this song from all of songs
Tnx kurub agudilkala dea hawey Natey
ዋውውው ኣነ ይቕሬታ comment ብዙሕ ኣይጽሕፍነ ኔረ ሎሚ ግን ግድን ክጽሕፍ ኣለኒ ኢለ ተበጊሰ ብጣዕሚ ደስ ትምለካ ደርፊ ድምጺካ ብጣዕሚ ላዛ ዘለዎ ግጥሚ ውን ንፍዕ ብዝኮነ ኩሉ ሙሉ ዳዊተይ ቀጽሎ አስኪ ኣጆካ ኣይትሕምቕ ዋውው
ትህልዉ ዶ ከምዚ ከማይ ኣብ 2020 ዝሰማዕኩማ
ኣነ አንበር ክዕብደኒ ደልዩ
እቲ ተቀባሊ ኢፍረም ዲዩ ዝባሃል ድምጹ ፈቴዮ ክጥዕም ገለ ዓይነት ኣጆኻ ካኣ ዳዊታ
wawwwwwww yedel 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌👌👈👈👈👈👈👈✌✌✌
Xbuk btaemi tuem dmxi nay efi
Wawww niccc music
Alem fiyori ewe efrem yebahal
efrem Du zbahal wela kenferu des kbleka
ዋውውውውውው ጽቡቕ ስራሕ እንድዩ ግን ( ኢፍሬም ) ጥዒምዋ እዩ እንበር ኣይበልዓን ነዛ ደርፊ !!
3/7/2020 best song ever
አነስ ዝኩሉ ሰብ like አለምን እንዳዋዓለስ ለመነ ዘይፈልጥ
Wawwwwwww dawit ካናሪ ድምጹ ኣውሊዕ መወጹ ብርሃን ገጹ ማይ ድጋም ዝራሃጹ ማራ ድስ ትብል ደርፊ
I Love you
I love it! Be strong!!!!!! From Eri
Dawa shikor btami des tbl music xbuk srah kexlo asli🎵🎵🎵🎵🎼🎼🎼🎼
Wedi goboz antore eyu tfeltwo tekonkum goboz antore gash barka
Aseyyyyy kef aleka zwedey ajoka dmxka btami eyu tum.
ዳውታ ሽኮር ክሳብ ሕጂ 2011 ክሳብ 2016 ዓ'ም ብግእዝ ዝሰምዓ ዘለኹ ሓፍትኻ ካብ ትግ💊💝💞💞💞
😢
ብሸመይ እባ like ንግበረሉ ኸምዚ ኸማይ ትፈትዉዎ like comnit እሰኺ አሕጉሱኒ oll guys i love you
like hibeka alkhu coment niakha dia tay elna nitshiff
Dawita nay lbey ms hurma tetsala.anes yssaela aye
30/ 4/ 2020 ነይብሓቂ ሰመዕይ ምምነው ስእነይ አነክመን
እስኪ ክሳብ ሕጂ ትሰምዕዋ ዘለኩም like ዝተጠለምኩም ከምዚ ከማይ ጥራይ ኢኩም ትህቡኒ 07/01/2019
ርሑስ ሓድሽ ዓመይ ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ትኩነልና ደቂ ዓበይቲ
1/1/21 እዛ ደርፊ ዝሰማዕኩማ ኣለኩም ዶ ኣነስ መመሊሰ ክሰምዓ ይብህግ
እዊ ዘለዎ ድምፂ ርግእ ዝበለ ልቢ ሰላቢ
Eza derfi ab mialti bwihid 15 geze ysema aleku nay hiwetey mesrti eya mesilen kemiza agatmatni ala dawit nic music qexlo👍👍
ተስፋ ይገብር ሓሊፍካዮ ክትከውን ነቲ ሕማቕ እዋን ! ክሓልፍ ከሎ ጥዑም'ዩ።
Des tbl derfi ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I can't speak the language but I like the music and also the song
👍
ዋው ቀፅለሉ ብሮ ብጣዓሚ ቆንጆ ደርፊ እያ
ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ጥልመት ዝበዝሖ ግዜ ገላጺት ደርፊ keep up the good work
ኣታ እቶም ዲስላይኽ ትገብሩ ዘለኩም እንታይ ኸተውጽላ ደሊኩም
ሳክት ዝኮንኩም ሕብረተ ሰብ ብዘይፍለጥ ትኾኑ ኣለኩም እንበር
አዛ ደርፊ ሰሚዐ ምምናው ሲኢነይኣ ከማይ ዲኩም
ja bro wala ane
Neybehaki Habbib
danu danu wela ane bejaki
The same here
I thought it was only me lmao
Aza,,Derfi Ane kimeniwa,,ayekalikun Dawitey Like Like Like ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አስከ ኣብዚ ግዜ ምውሻብ ዝሰማዓ አንተሎ ☝️.
*ዴቭ ሓወይ ብጣዕሚ ኩሉ ነገራታ ትናኣድ ስራሕ ብልቢ ተንካፊት ልቢ ከኣ ድምጺ እሞ 100% ኣብ ዝመጽእ ካሊእ ክንጽበ ኢና ዴቭ ዓርከይ ንሎሚ ግን ዓጊብና።*
ዝገርም ድምፂ! ዝገርም ግጥሚ! ዝገርም ተቐባሊ( ኤፍ ሓውና) ብጣዕሚ ክበረታታዕ ዘለዎ ትግርኛ ደርፊ ፍትውትውውወው አቢላያ አለኩ እዛ ደርፊ፡፡ ምስ ኤፍሬም ከዓ ፅቡቅ ውህደት ፈጢርኩም
I'm appreciate to u bro 🙌 keep going 😍😍I'm from Tigray 😘
Hii niccc
Aluku
Neza derfi ab 9/4 /2019/ tisemia zeleka like habuni hamime ane neza derfi kisemia keleku
i dont know how many times i Have heard this song just uncountable. Love it ❤❤
wow Dawa nebsi eza derfi neay ilka dea kaytkown derifkaya so zarke" i will be say thank you bro for the nice song so keep it up
ድስ ክተበል ከምዚ ገይረኩም ሕዉነት ፍቅር ትግርኛ ንቅድምት
Thank you delay selam
3 Novomber 2020 .still now ኣይመነክዋን እዛ ደርፊ ከምዚ ከማይ ተሃሊኩም እስከ like ረጊጽኩምኒ ሕለፉ ብስም ዳዋ Thank you guys.
ክሳብ 2021 ዝሰምዓ ይህሉ'ዶ ይኸውን ከምዚ ከማይ። እንተ ሃሊኩም እስከ like ግበሩ ።
እኔ የኢትዮጵያዊ ነኝ ትግርኛ ሙዚቃ በጣም እውዳለው ቋንቋቸውን ግን አላውቅም
Hii
Mn ydrg blessh now anstrgmalen
L
እዛ ደርፊ ከምዝከማይ ኣብ 2021 ዝሰምዓ ዶ ይህሉ ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ i love you dawita
Its amazing music ma bro please workhard for the next we need more like this🤙🏽🤙🏽🤙🏽
I am from Ukraine , i love 🇪🇷 music
Kemey alo mo war there tetku do alekum ttku 😂
@@amanoneloves2506 bel garka ndhrit meshitkana COMBS
We love you too my dear
Hey by the way my brother God bless you with you all the time mini mini I listening the music but I can’t cut it the words
the best song in ma life is👌 this music ❤️ Efi hawey continue bro.....
ናይ ባሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ
I Love it This music
ቐጽሎ bro
Wawwwww 13/02/2020. Ksab hji zsemea yhlu du like comments kea gdefuley
ወዲ ኤሬ ፃዕዳ ውድድድድድድድድ🤩🤩😍😍❤❤😗😗🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳❤❤ኤፋየ ውዴ
@Gualeri Eritrawit OK ፍትውትው
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@ibu'ማፊያ/mafiya ለብመ ሎሚስ you make my day shikorina 😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@David Solomon beka tarki yeblkum tgray kitserku tray nay china bandera kea 💙eway mehferat eskum kem daynasor kitefieu alekum chenewuti alet 😂😂😂
ተኣምር ስራሕ ካብ ጀማራይ ዘይትጽበዮ በርቂ ኢኻ በቃ ኣይትህሰሰና
My favourite song dawity natty God bless you for your life keep the good work
ግጥሚ
ሓጻር
ኣመራርጻ ቃላት ተራ ቃላት(ማንም ሰብ ንክርድኦም ዘየሸግሩ) ኣብ ገግቡእ ቦትኦም ተሰዂዖም መልእኽቶም ከኣ ብግቡእ ዘመሓላልፉ። ይበል ስራሕ
ዜማ ውን ይበል ብፍላይ ምስ ድምጽኻ ዝሰማማዕ ኮይኑ ረኺበዮ።
# ክትእረም ኣለዋ ዝብላ
ኣብ ክንዲ" ምሽ ኢልክኒ"
"ኣይበልክንን ዶ?" √
Bzey mgnan ab 2018 kab zsemaekwen nay tigrigna derftat bltsti waww kulu mlu gtmi & zema whdet chento chento. Specially kea gelatsitey koina rekibeya good job🕺🕺💃🕺
Amazing singer wedi Eritrea 🇪🇷!
ዋውው ኣቤት ድምጺ ኩሉ ሙላ 100% ግጥምን ዜማን ባዕልካ ምስራሕካ ዝንኣድ ብሩክ week ends ygberelna
tebaty derfi zytmno qexlo zarky nice
ውይ ኽመርር😊❤
2020
Like
Gena kria zdeli
Comment