Adulis Natna - እናበልክኒ | Enabelkni by Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) - New Eritrean Tigrigna Music 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • Adulis Natna - እናበልክኒ ብ መድሃኔ ገብረመድሂን - Enabelkni - by Medhanie G/Medhin (Niusey) - New Eritrean Tigrigna Music 2021
    / @adulisnatna2923
    For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: Adulis Natna. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    © Adulis Natna2021. All Rights Reserved.
    #AdulisNatna#EritreanMusic TigrignaMusic#Enabelkni #Oldtigrignamusic #MedaNiUsey #ንኡሰይ

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @KifiMak
    @KifiMak 3 ปีที่แล้ว +1129

    ከምዚ ከማይ ተመሲጡ ዝሰማዓ ዶ ይህሉ ይኾውን💔😥 ማዳየይ ኩሉ ግዜ ብሉፅን ንፍዕን❤ ሰላም ንኹሉ ህዝቢ ዓለም እግዚአብሔር ይቅረ ንበሃለሉ ግዜ ይፍጠረልና❤🙏

  • @momona369
    @momona369 3 ปีที่แล้ว +594

    ቡሉጽ ስራሕ መዳ ዓርከይ!!
    ንኡስ ውልዶ ስነጥበባዊ ኣጆኻ በርትዕ
    ናይ መዳ ኣድነቅቲ
    👇🏻

    • @dawitmehari399
      @dawitmehari399 3 ปีที่แล้ว +1

      Alana habibi ana

    • @redaegoitom4488
      @redaegoitom4488 3 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ስራሕ ውልዶ ስነጥባዊ ማዳ አጆካ ቀጽሎ

    • @anghesettesfagaber5735
      @anghesettesfagaber5735 3 ปีที่แล้ว

      Shikor ya za wedi ms bereket kolae ye zewadrom etio zelo nay moody beka davide meu casulle viva wedi eri

  • @seluloveazitey3095
    @seluloveazitey3095 3 ปีที่แล้ว +657

    ክፅበ ፀኒሐ well ማዓረይይ ❤
    በጃኩም like ሃቡኒ ክሕጎሰ መሊአ😍♥️

  • @yosad2233
    @yosad2233 3 ปีที่แล้ว +136

    ግጥሚ=100%
    ዜማ =100%
    ድምፂ=100%በቃ ሙሉእ so Good job

    • @felmung4711
      @felmung4711 3 ปีที่แล้ว +1

      ቅድምን ዜማን ተስተማቅሪ ዲኪ እቲ 100% ስለ ዘይኩፎሎ ድዩ ኮይንኪ

    • @senaittemelso1565
      @senaittemelso1565 2 ปีที่แล้ว +1

      Ane demxawi semie emo mewedaderti ayrekbkulkan kab nay hagerna fereyti embeba nay behaqi eya zedneqeka mes nay lomi chekan geza telam zekone hezebena beleka lekiaka kebel zeweil tetiserhalu kemey neru beti laza zelewo demxika betami eya zedneqeka xebuq demxi aleka nehzebi melikti zeheb demxi aleka .100%

  • @michealgoitomrusom4452
    @michealgoitomrusom4452 3 ปีที่แล้ว +94

    ኣድነቕቲ መዳ ንኡሰይ ኣብዚኣ ኣግርጩው ኣቢሉ ይሕለፍ ብሩኽ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና እንዳበልና ኢና የሕዋት።

  • @zalenbesaeritrea636
    @zalenbesaeritrea636 3 ปีที่แล้ว +59

    ንእሰይ ብሉጽ ስራሕ ኣብ መዓልቲ ሓምሽተ ግዜ ይሰምዓ ከምዚ ከማይ መን ኣሎ ዝደጋግማ ላይክ ረጊጽኩም ሕለፉ

  • @asadimedia
    @asadimedia 3 ปีที่แล้ว +1188

    ነዛ ኮመት ቱንብብ ኣደይ ምርያማ ታሓልወኩም አሜን👏👏👏⛪⛪⛪👌👌👈💘 ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ቤተሰብ ኹኑ

  • @ሰላምበልዎክስኻብዝርህዋ
    @ሰላምበልዎክስኻብዝርህዋ 3 ปีที่แล้ว +203

    እስከ ንመዳ ቡሉፅ ዝፈቱ ላይክ ብስም መዳ ሃቡለይ መዳየ ፍቅር ዝኾንኻ ሰብ ቡሉፅ ስራሕ ኢልና ኢና ክብረተይ 💘💕👌
    ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ትፅበይዎ ዝነበርኩም ገጪኽሙኒ ሕለፈ ሓላላተይ ❤

  • @rutahadgu5861
    @rutahadgu5861 3 ปีที่แล้ว +305

    ጽቡቅ መዳ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ሳኣን ይቅረ ምብሃሃል ኣደዳ ሞትን ብስጪት ንኸውን ዘለና

    • @youresaraya8809
      @youresaraya8809 3 ปีที่แล้ว +5

      ናይ ብሓቂ

    • @abitekle1693
      @abitekle1693 3 ปีที่แล้ว +1

      Ney bhaki

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 3 ปีที่แล้ว +5

      ኣንነትን ትምክሕትን ሓፍ በጠቅን ከይገደፍኩሞ ሸጣን ውን ኣይገድፈኩምን እዩ

    • @medazeray1772
      @medazeray1772 3 ปีที่แล้ว +1

      Meda hawey ejoka

    • @fretahabte1743
      @fretahabte1743 2 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጥራይ ይቅረ ይበልልና እንበር ችካን ግዜ በጽሕና

  • @ኤፍራታ-ሐ3ለ
    @ኤፍራታ-ሐ3ለ 3 ปีที่แล้ว +179

    ንዚ ቆልዓ እዚ ክሰምዕ ከለኩ ውሽጠይ ይርበሽ ገለ ዓይነት ድምፂ 😍

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
    @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 3 ปีที่แล้ว +272

    *ንስኪ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳ
    ንሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ*🥺
    መዳ ብሉጽ ሰብ ጥበብካ ይባረክ ኮኮብ ኤረና

    • @semeretesfahiwet2125
      @semeretesfahiwet2125 3 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👍👍

    • @NOnonon89325
      @NOnonon89325 2 ปีที่แล้ว +2

      Yeah🥺💔

    • @habenhagos5534
      @habenhagos5534 2 ปีที่แล้ว

      Ezi eu tekai meher fqri Abrham sbona yemanen bergx😥

    • @habenhagos5534
      @habenhagos5534 2 ปีที่แล้ว +2

      Ezi eu tekai meher fqri Abrham abona yemanen bergx😥

    • @awetkeflom6599
      @awetkeflom6599 ปีที่แล้ว

      ​@@NOnonon89325 😊¹1¹¹¹aä😊😊

  • @fernandesefilhos1841
    @fernandesefilhos1841 3 ปีที่แล้ว +22

    ብሓቂ ብፍላይ ገለ ገለ ኣወዳት
    ንዝሓንቀቐትና መሊስና ከነኽብራን
    ክንሕብሕባን ክንዲ ንጽዕር
    በንጻሩ ኢና ንጸልኣ፡
    ንኡሰይ ሓደ ክንድሽሕ ከኣ ኣብ
    ገለ ደቓይቕ ገሊጽዎ ፡
    ችርስ ብሓቂ።

  • @amenkflesus1540
    @amenkflesus1540 3 ปีที่แล้ว +12

    ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳ ሓየለ ዝመጽ ዘሎ ህቡብ ድምጻዊ ንስኺ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳይ ነሕልፎ ኣለና'የ ሓደ ዓይነት ቓንዛ፣ ዋውውው ኣድንቀካ

  • @fkadugebreab5675
    @fkadugebreab5675 3 ปีที่แล้ว +34

    ገጣሚ ባዕሉ ዳይረክት ክገብሮ ኸሎ እቲ ክሊፕ ከመይ ዓይነት ድምቀት ከም ዝህልዎ ካብዚ ምርዳእ ይክኣል።ብዙሕ ግዜ ሓሳብን ዕላማን ገጠምቲ ብዳይርከተራት ተጨውዪ እቲ ግጥሚ ዝብሎን እቲ ክሊፕ ዘሕልፎን ክልተ ጫፋት ኣልፋን ኦሜጋን ኮይኑ ኢና ንረኽቦ።ኣብ ዝተፈላለየ ገጠምቲ ውን ንምንታይ ሓሲብካያ ኢሎም ምስ ተሓተቱ ዝምልስዎን እታ ደርፊ ተሕልፎ መልእኽትን ከብድን ሕቆን ኮይኑ ንርእየሉ ኣጋጣሚታት ብዙሕ ዪ።ግጥምን ዜማን ዝተወሃሃደ ደርፊ ኣብ ክሊፕ መጺኡ ዝባላሾን ካብ ክትርእዮ ክትሰምዖ ጥራይ ትመርጾ ብዙሕ ዩ።ብዝኾነ ናይ ርእይቶይ መጠቓለሊ ኣብዛ ሰራሕ ዘሎ ከም መናድቕ ጥንታውያን ሓወልቲ ዝተሰርዐ ግጥምን ብፍላይ ከም ጽሩብ እምኒ ኹርናዕ ዋሕሊሉ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማይ ቤት ዝዓጹ መላግቦታት ዘለኒ ኣድንቖት ምስቲ ቅሩብ ምምስሳል ዜማ ገዲፍካ ነቲ ግጥሚ ዓጂቡ ናብ እዝኒ ሰማዒ ከብጽሕ ዝኽእል ልዙብ ዜማን መራውሕ ድምጽን ንኹሉ ጠሚሩ ኣብዛ ቪድዮ ክሊፕ ክመሓላለፍ ተደልዩ ዘሎ መልእኽቲ ብዉሑድ ዓቕሚን ብዱሩት ብቕዓትን ሸትኡ ዝሃረመ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካብ ብዙሓት ዓበይቲ ዳይረክተራት ዝብሃሉ ዘይርኣናዮ ዝተስርዐ ምርኢታዊ መልእኽቲ።በርትዑ ዩ ውልቃዊ ርእይቶይ!!!!

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 2 ปีที่แล้ว +6

    🥺 *ዘይትምኖ ደርፊ*
    ናይ ድምጽካ ቃና ኣዝዩ መሳጥ እዩ 🤏🎵

  • @meskotgezana69
    @meskotgezana69 3 ปีที่แล้ว +44

    ጀሚራ ክሳብ ትውዳእ ኩልሙላ ዝወጻ ዘይብላ 100% ብልጽቲ ስራሕ። ካብዞም ናዚ ግዜ ደረፍቲ ኢና በሃልቲ ኣዚኻ ዝበለጽካ ኢኻ። ዜማኻ ብጣዕሚ ዩ ሰሓቢ ስለዚ ኣጆኻ

  • @eagle4413
    @eagle4413 3 ปีที่แล้ว +4

    ያ መድሃኔ ዘይተደቅሰና ክንደይ ትሓስም ረሲዕናየን ዝነበርና ቁስልና ትጎድኣና። እዘን ጠላማት ካብአን ድማ ተወሊድና ? እህህህ

  • @natsi617
    @natsi617 3 ปีที่แล้ว +27

    መዳየይ ቡሉፅ ዝፍትወካ ሓለፋ ኩሎም ከምዚ ከማይ ናይ መዳ ምዚቃ ጥራይ ዝሰምዕ ዶኾን ይህሉ ኩሉ ደርፍታቱ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረ እዩ 😥መዳየይ ሰላምን ቅሳኔትን ንዓኻ ክብረተይ❤ 🙏

  • @tedihayelom9066
    @tedihayelom9066 3 ปีที่แล้ว +28

    ኪኖ ብዙሓት ዘድንቆ መዳ ንኡሰይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስራሑ ዝያዳ ህኑጻት ምዃኖም እርዳኣኒ

  • @hani-zc3yk
    @hani-zc3yk ปีที่แล้ว +28

    እዛ ፣ደርፊ ንዓይን ነደይ ዝተደረፈት ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ኩሉ ግዜ ካኣ ተንባዓኒ I LOVE YOU ኑኡሰይ❤❤❤❤

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 3 ปีที่แล้ว +52

    እስቲ ኣድነቅቲ እዚ ንኡስ መንእሰይ(መድሃኔ)
    ፍሽክታ ዝመልኦ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና🙏

  • @kokobsamuel9853
    @kokobsamuel9853 3 ปีที่แล้ว +66

    ንኡሰይ ናተይ ጀንትል ደርፊ
    እዛ ደርፊ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ሰሙን 1m ትኣቱ ትብል👍👇

  • @jontv6228
    @jontv6228 3 ปีที่แล้ว +30

    ውውው ብጥዕሚ ብልጽቲ ካብ ግጥማኣ ዜማኣ ካብ ዜማኣ ካኣ ግጥማኣ 100% ካብ 100%

  • @ማሚተይ-ቐ9ሰ
    @ማሚተይ-ቐ9ሰ 2 ปีที่แล้ว +20

    ኢዋይ ኢዛ ደርፊ ኣብ ሊብያ ከለኩ ሰሜዐያ ማራ ኢይ ዘፍትዋ ሕጂ ካኣ ሆላንዲ ኮይነ የስማዓ ኣልኩ ተምስገን

    • @HaniHawiselu
      @HaniHawiselu 17 วันที่ผ่านมา

      ከምናተይ ማለት ዩ እዛ ደርፊ ቀቅድሚ ግፋ ናይ ገርጋርሽ ያ ወጺኣ ኣብ ሊብያ እዚኣ ጥራይ ያ ኔራ ደርፍና ምስ ተገፈፍና ፋሕፋሕ ኢልና ሕጂ ድማ ሆላንዲ ኣሎኹ ክሰምዓ ከሎኹ ኣብ ትዝታ ህሞት ይኣቱ ሞ ንእለቱ ንብዓት ይስዕረኒ😢

  • @ሕልናቆሪራ
    @ሕልናቆሪራ 3 ปีที่แล้ว +70

    መርሓባ እንቓዕ ብድሓን መጻኻ
    ኑሰይ መዘናይ ኣብ ምሉእ ዓለም ትርከቡ
    የሕዋተይ ሰላምን ቕሳነት ይምነይልኩም
    ኣምላኽ ኣቦይ ሰድትና የሕጽረ ልና❤🙏 ::

  • @AlukaFilmon
    @AlukaFilmon 9 วันที่ผ่านมา

    እናበልኪ ዓለመይ ብዘይ ጎደሎ
    መእተዊ ሽሻይ መውፀኢ ሰለሎ
    እናበልክኒ ብድሕረኻ ኩሉ ዩ ፀልማት
    ሓደራኻ ባ ብሂወተይ ከይትፃወት
    እናበልክኒ ልበይ ብፍቅሪ ዝረትዐ
    ቀንዲ ሰላመይ ንባህገይ ዝበቅዐ
    እናበልክኒ ተርሃወ ተፀበበ
    መን ዶ ለኒ ዩ ኹሉ ንዓኻ ዴ ሒዘ
    ..........
    ኣነ ከምዘይ ቃለይ ልሳነይ ዓፂፈ
    ብቆላሕታ ዓይነይ ልበይ ተዓንቂፈ
    ኣይትርባሕ ኢሉኒ ዘይ ኣነ መሲለ
    ንዓኽን ነብሰይን ብማዕረ በዲለ
    ረብሓይ ዘይፈለጥኩ ግዳይ ናይ ክሳራ
    ናይናተይስ ባዕለይ ለኪመኪ ኣውራ
    ኡሁሁሁ ወዲቀ ለኹ ኣነስ ሕጂ ኣልዕልኒ
    ኣይይይ ዘለኹዎ ሪእኺ ባ ፀግዒ ኩንኒ
    ግጥሚ❤❤❤
    ዜማ ❤❤❤
    መልክዕ 100%

  • @samigo5865
    @samigo5865 3 ปีที่แล้ว +15

    መዳ ትስፉው መንእሰይ
    ሞራል እስኪ ሃቡለይ
    ነዚ ብሉጽ መንእሰይ
    ድምጺ 💯
    ግጥሚ 💯
    ዜማ 💯
    ንስኪ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳ
    ነሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነ ቃንዛ ።

  • @asmiawi9335
    @asmiawi9335 3 ปีที่แล้ว +11

    ክትሰምዓ ዘይተሰልቹ ደርፊ ።
    Nice job bro.

  • @mengshagos1727
    @mengshagos1727 3 ปีที่แล้ว +3

    ብዙሕ ኣስተማቓሪ ሙዝቃ ኣይኮንኩን ሳሕቲ ከምዛ ደርፊ ዝኣመሰለ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ገለ ነገር ይስመዓኒ።ብሓጺሩ ጽቡቕ ስራሕ።ገለ ናይ ሰለሙን ሃይለ ዝመስል ቃና ዝሰማዕኩላ ኮይኑ ግን ይስመዓኒ ኣሎ።ኣጆኻ በርትዕ መዳ!!!

  • @SB10889
    @SB10889 ปีที่แล้ว +4

    ሰብ ጋቢዝኒ እየ ንፈለማ ርኤያ ነዛ ደርፊ ገለ ዓይነት ኣጆዃ መዳ ኣስሊ ጥዕምቲ ደርፊ❤🥰🥰🥰

    • @AkberetXgab
      @AkberetXgab 11 หลายเดือนก่อน +1

      ውሽጥካ ዝትንክፍ ❤❤❤❤

  • @luawiofichaeriby793
    @luawiofichaeriby793 3 ปีที่แล้ว +38

    ( ልቢ ሰብ ዝተንከፈት ) 👉 ንስኺ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳ ነሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ
    (ንፉዕ ናይ ባሓቂ መዳ ብሮ)

  • @salam3709
    @salam3709 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደሰ ብሃልት ሙዚቃ አብ መዓልቲ ሓመሸተ ግዜ ይሰምዕ ብወሕዳ ብክይት እምጽእተልይ ኣሕ

  • @shamasli8330
    @shamasli8330 3 ปีที่แล้ว +17

    "እወ ሓዲገኪ'የ ግን ሕደግለይ
    ሞት ፍቕሪ ኣርዲአኪ'የ፡ ግን ተረድእለይ
    ሓላለይ ሓጥያት ድኣ 'ምበር ፡ ሓጥእ ዶ'ሞ ይጽላእ?
    ገዲፈልካ በልኒ መሊሰ ከይጉዳእ!"
    ኬፍ ዝሃበትኒ ማይ ቤት፡ ውዱእ ኣበሃህላ

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 3 ปีที่แล้ว +7

    ይበል ግጥሚ ዜማ ድምጺ ውህደት ሙዚቃ ።ቐጽሎ

  • @كيروسكيروس-ث8ر
    @كيروسكيروس-ث8ر 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይዚ,,,ወዲ,,ሙዚቃሰ,,,ብጣዕሚ,,,ክብድካ,,,ዝበልዕን,ዘንብዕንአዩ,,ብዘተረፈ,,ዕድምን,,ጥዕናን,,ይመነየልካ,,,ሙቁረይ,,,😥

    • @Zufanhaftigrmay
      @Zufanhaftigrmay 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣነሰ ኩሉ ደርፍታቱ እዩ ዉሸጠይ ዝትንክፈኒ😢😢😢😢😢💔

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 3 ปีที่แล้ว +46

    እናበልክኒ ዓለመይ ብዘይ ጎደሎ፡መእተዊ ሽሻየይ መውጽኢ ስለሎ፡እናበልክኒ ብድሕሬኻ ከሉ'ዩ ጸልማት ሓደራኻ 'ባ ብህይወተይ ክይትጻወት እናበልክኒ ልበይ ብፍቕሪ ዝረትዐ።

  • @rozar227
    @rozar227 ปีที่แล้ว +1

    መዳ ቡሉፅ ወዲ ሓትነይ ዕባይ ሓሳሓሶ 💙💙💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
    @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሓቀኛ ፍቅሪ ምስ ግዜ ኩሉ እዩ ብርሃነ🥺❤

  • @feshahadugu1588
    @feshahadugu1588 3 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ደርፊ ኣጸሊላትኒ ዋውውው መዳ ምቁር ጽብቅቲ ደርፊ ኣብ 2021 ቀዳማ

  • @samiwediqeshi8780
    @samiwediqeshi8780 3 ปีที่แล้ว +12

    ዋውውው መዳ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ህዱእ ዜማ ምስ ስጡም ውህደቱ ካብዚ ናይ ልሚ ረባሺ ሙዚቓ ፍሉይ ዝኾነ ኩርናዕ መሪጽካ ኣጆኻ በርትዕ።

  • @wintana2624
    @wintana2624 3 ปีที่แล้ว +1

    Gega menabrtina eyu eti zikefia shigir konu zelo gegaka enda feletka yqreta zeymhtat eyu yqre nibihahal ezi ziwerd zelo shigratna seri kufue gibrna eyu amlak atiyatna keyxebxebe yteareqena selam yewrdelna ab fqedieu fah eilna zelena akakibo yfterelna 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💜💜medhane tibebka ysesin 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @digitaleritrea7930
    @digitaleritrea7930 3 ปีที่แล้ว +25

    ውድእቲ ደርፊ ናይዚ ግዜ ዝሰማማዕ እንተ ኣሎ 👍🏿 ይህረም።
    ብፍላይ እዛ ጊታር ምስቲ ድምጹ ዋው ክትጥዕም 👍🏿 👍🏿 👍🏿 👍🏿 👍🏿።

  • @ብዕድላጓልትግራይ
    @ብዕድላጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +71

    መዱየይ ማዓረይ ኣነስ ባኣካ ክፅለል እየ ኩሉ ነገርካ ሙሉእ ከማካ ዝፈትዎ ደራፋይ የብለይ ካቡቱ ደርፍካ ድምፅካ በጃኩም እባ ኣቡፅሕለይ

    • @yonitomorrow7502
      @yonitomorrow7502 3 ปีที่แล้ว +4

      ከብጸሓልኪ የ" ጋል ትግራይ ዓይነይ!

    • @savanah6075
      @savanah6075 ปีที่แล้ว

      Tewali

  • @megaryaentertainment
    @megaryaentertainment 3 ปีที่แล้ว +109

    Great Job Bro 🔥🔥🔥

  • @medachelim897
    @medachelim897 3 ปีที่แล้ว +6

    መዳ ሓወይ ኣጆካ ብጣዓሚ ጽቡቅ🎶 ስራሕ ቆጽሎ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @bajo_teamo236
    @bajo_teamo236 3 ปีที่แล้ว +55

    ብሉጽ ስራሕ ጽቡቅ ምርጫ ኩርናዕ ውን ጽብቕ ግጥሚ ውን ካልእ ከም ቀደምካ !!

  • @fithawifisaha3011
    @fithawifisaha3011 3 ปีที่แล้ว +3

    ጥዕምቲ ደርፊ ማዳ ወዲ ላይክ አስከ ኣጋጭ ኣብልኒ

  • @mesitesfi2486
    @mesitesfi2486 3 ปีที่แล้ว +5

    Blux serah meda hawena 👍👍
    Eza derfi nmewal ayrsan iya meknyatu
    Dhri 3 amet werket tewahibe Thanks god 🥰🥰

  • @tirhaskesete4903
    @tirhaskesete4903 3 ปีที่แล้ว +2

    Omg eway ezi wedi keslalna eu bejakum eb addressu habuna kkkk God bless you meda hawey all job very nic miss you 🎵🎵🎶😍😍😍🎵🎵😍🌏🌏🌏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍🌍

  • @abielseyum8200
    @abielseyum8200 3 ปีที่แล้ว +7

    I am from American 🇺🇸 I like Eritrea 🇪🇷 music 🎶 Eka tbl hji😂😂😂

    • @mamamiya1888
      @mamamiya1888 3 ปีที่แล้ว +2

      Me too bro tgrgnaka ayrdann zelo kkkkk

    • @Selam-nhzbey
      @Selam-nhzbey 3 ปีที่แล้ว +2

      ታንክስ ኤሜሪካን ማን

    • @abielseyum8200
      @abielseyum8200 3 ปีที่แล้ว +1

      @@mamamiya1888 hji kbl eye ta gunuf😅

    • @mamamiya1888
      @mamamiya1888 3 ปีที่แล้ว

      @@abielseyum8200 ያ ወዲ ደይ ኣይ ካንት ኣንደርስታንድ ዩ ለት'ስ ስፒክ ኢንግሊሽ ክክክክ ዋይ ሰብ ኣመሪካ ትገብሩ

    • @helentesfahiwot9248
      @helentesfahiwot9248 3 ปีที่แล้ว

      Kkklk me too

  • @aregaixulul1610
    @aregaixulul1610 3 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ደርፊ ርእሰይ ረኺባትኒ ጥበብካ ይሰስን መዳ ነብሲ

  • @beletsetumzghi
    @beletsetumzghi 3 ปีที่แล้ว +3

    Beza derfi ezia lomi ms afqaritey tarike kulu hadigatley thanks meda bro🙏

  • @wedisadam557
    @wedisadam557 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ

  • @wedimokie4968
    @wedimokie4968 3 ปีที่แล้ว +29

    ንስሲ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዓሳ ነሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ .
    ሳኣን ሩሁሩህ ልቢ ምዉናን ዉሕዳት ኣይኮኑን እናተፍቀሩ ተፋላልዮም ዝነብሩ ሓዳጋት እስከ'ታ ንኹን ጽቡቅ ስራሕ መዳ ከም ወትሩ

  • @njah0765
    @njah0765 3 ปีที่แล้ว +1

    ገና ከይሰማእክዎ እየ ፈትየያ አዛ ሙዚቃ
    Medaye ብሉጽ❤️

  • @asmahsaen2015
    @asmahsaen2015 3 ปีที่แล้ว +86

    ኑእሰይ በህፃንካ ስለ ዝተሰደድካ እዩ መስለኒ መብዛሕቲአን ስራሕካ ናይ ናፍቆት እየን ኣብ ዘለኻዩ ፍቅርን ሰላምን ምቾትን የብዘሓልካ ሓወይ ናተይ

  • @binyamgidye6455
    @binyamgidye6455 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ዝገርመኒ ኣነ ድየ ዝደርፎ ዘለኹ ዋላ መድሃኔ እዩ ደርፍታቱስ ኣብ ውሽጠይ ዝትንክፍ ቃላት መልእዎ ፡፡ኣብ ቀረባ እውን ከሚዝአንን ኣብልፅ ኣቢልኻን ሕዝኻልና ከምእትመፅእ ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ💘💘💘💔💔ከምዚ ተኸታታሊ ፊልሚ ሃንቀው እለ ይፅበየካ ኣለኹ መዲ

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
    @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 3 ปีที่แล้ว +43

    ዋውውው ፅብቅቲ ስራሕ ድምፂ💯✅ንኡሰይ ሽኾር ቀፅሎ ሓፍትካ ኣደናቂትካ ካብ ትግራይ♥😍👍

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 3 ปีที่แล้ว +1

    Abzi zelo mukur kola love wedi erey keep going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️❤️❤️❤️❤️

  • @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
    @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ 3 ปีที่แล้ว +61

    መዳ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ❤ቀጽለሉ🙌
    ኣነ ጥራሕ ድየባ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ክሰምዕ ተለኩም ምስ ናይ ሕሉፍ ሂወተይ ናስተማሰልኩ ንዓይ ኢሎም ዝደርፍዎ ዝመስለኒ😥😂🙈🙈😋

  • @asmelody8073
    @asmelody8073 3 ปีที่แล้ว +1

    ጥዑም ድምጺ እዩ ዘለካ መድሃኔ ብዘይካ እቲ ኣብ መወዳአታ ትገብሮ ዘየድሊ ቅላጸ፡
    ዉልቃዊ ርእይቶይ እዩ

  • @tekiabahta2751
    @tekiabahta2751 3 ปีที่แล้ว +7

    ብልጽቲ ናይ ብሓቂ

  • @hayelomnuguse1634
    @hayelomnuguse1634 ปีที่แล้ว

    መዳ ❤ ራኢ ዘለዎ ስነጥበባዊ፡
    ብሓቂ ንዘለካ ዉህብቶ ንዉሽጥኻ ስምዓዮ ኣብ ዉሽጥኻ ሓያል ጥበብ ኣለካ።

  • @danieshewit6345
    @danieshewit6345 3 ปีที่แล้ว +8

    *እንካዕ ዳሓን መጻኻ ማዳ bro ነዛ ደርፊን ንመዳን ዝፈቱ ይጽፋዓኒ*

  • @ኣኸለበቃ
    @ኣኸለበቃ 3 ปีที่แล้ว +1

    ንስኺ ብ ጥልመተይ
    ኣነ ብጣዕሳ ንሕልፎ
    ናለናየ ሓደ ዓይነት
    ቃንዛ።😔

  • @gebrihiwethabtom1264
    @gebrihiwethabtom1264 2 ปีที่แล้ว +5

    My favorite song all time 😭😭

  • @yoditweldab8164
    @yoditweldab8164 3 ปีที่แล้ว +1

    Meda hawey xubuq srah 💯💯💯💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @nettentertainment
    @nettentertainment 3 ปีที่แล้ว +46

    ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለካ እዝጋቢሄር ይሓልካ ኣሜን።ሳብስክራይብ ከይገበርካ ኣይትሕለፍ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና።

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 3 ปีที่แล้ว

    ብራቮ መዳ ሓውና ጎበዝ ልቢ ትትንክፍ ሰኣን ይቅረታ ምብበሃሃል ተታፋኒና ንከይድ ዘለና ሕማቅ ግዜ💪🏿🇪🇷💪🏿🙏🏿

  • @ኣሮንወዲኮንተራ
    @ኣሮንወዲኮንተራ 3 ปีที่แล้ว +73

    ዋው ጽቡቅ ሳራሓ
    ካብ ተጠላሚ ዝያዳ ጠላሚ እዩ ዝህሰ
    መኽንያቱ ፍቅርን እምነትን ስለ ዝኸስር

  • @Wehazit564
    @Wehazit564 9 หลายเดือนก่อน

    መዳየ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ❤

  • @adnakiyemanebarya8817
    @adnakiyemanebarya8817 3 ปีที่แล้ว +12

    ያ ጃማዓ አንታይ ዳ ዚሕልናያ አዛ ደርፊ ኣብ 2 ሰሙን 600k ጥራይ ዘይጠክም ሚሎናት አንዳተራኣየ ካብዚ ንላአልክ ክመጸና ነተባባዓዮ ኑእሰይ ካ ኣጆካ ናይ ሕማመይይ

  • @Lovt143
    @Lovt143 2 หลายเดือนก่อน

    hele Verden och jag är så glad att det var en bra

  • @maldinieri5687
    @maldinieri5687 3 ปีที่แล้ว +44

    ኣነስ መዳ ማራ ዩ ደስ ዝብለኒ🥰 ብስሚዒት ይደርፍ ኩሉ ሙሉ ን ስነጥበብ ዝተፈጥረ ሙሉእ ሰብ ንሕና ኤርትራውያን ከኣ ከማካ ጸላዊ ሰብ ዩ ዘድልየና መዳ ወዲ ኤረይ🥰🇪🇷🥰 ጽቡቅ ስራሕ✌

    • @saron4435
      @saron4435 3 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nahomhazard9665
    @nahomhazard9665 3 ปีที่แล้ว +1

    Ya Ezi wedi ktebabae alewo ksab hji 1 million tray whidwo ye zbl ane

  • @far7690
    @far7690 3 ปีที่แล้ว +3

    ጹቡቅ ስራሕ ምውህሃድ ብሓፈሻ ! ሃብቶም ኤሪ ሳውዝ ሊላይ ግጥሚ 👌 ቀጽሎ ሓቢቢ ።💪

  • @teddyteddy6672
    @teddyteddy6672 3 ปีที่แล้ว +1

    መዲኖ ዘይምኖ ጽቡቅ ስራሕ
    ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
    ፈጣሪ ክቡር ስነ ጥበበኛ ንኡሰይ።

  • @sanokanxi8199
    @sanokanxi8199 3 ปีที่แล้ว +23

    መዳ ንኡሰይ ኣናስ ክፈትወካ ማዓት ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shewaasfaha546
    @shewaasfaha546 3 ปีที่แล้ว +2

    ወደይ ዶ ክብለካ ንእሽቶይ ሓወይ መድሃኔ , ምጬው , ጥዑም ድምጺ ትዉንንግጥምታት ደርፍታትካ ወድዓዉን ፍትሓዉንካብ ኣድናቂትካ

  • @teamedesta6253
    @teamedesta6253 3 ปีที่แล้ว +4

    young Solomon Haile. Awesome job bro!

  • @Snitey-mf6pz
    @Snitey-mf6pz หลายเดือนก่อน

    Nay meda music ko btaemi yu lbey ztnkfeni 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklit5128
    @teklit5128 3 ปีที่แล้ว +16

    መዳ ኑኡሰይ ቡሉጽ ስራሕ ከምቀደምካ ዕበየልና ኢስከ ኣድነቅቲ መዳ ላይክ ጽቀጡ ደቂ ትግርኛ,።

  • @tekahadgu5941
    @tekahadgu5941 3 ปีที่แล้ว +1

    መዳ ሓወይ ብራቮ ዋውውውው ብጣዕሚ መሳጢ ስራሕ።

  • @Mnbar6095
    @Mnbar6095 ปีที่แล้ว +14

    መዳየ ሽኮር ስሑል ድምፂ ይበል ጥበብ ምዓልታዊ ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል በቃ ንዓይ ክትብል ኢካ ደሪፍካያ 😢ብሉፅ ናይዚ ዘመና ❤❤❤

  • @ermiasjames2296
    @ermiasjames2296 3 ปีที่แล้ว +1

    Wow meda bro nice voice I love it domez nay sdetey 😍🥰😍🥰 hade seb like keygebreley gin nenhdhdna ykre nbahahal jema

  • @semeremekonen5675
    @semeremekonen5675 3 ปีที่แล้ว +22

    ድምጽኻ ኣይ ከም ቀደምካን ቀመም በዚሕዎ መቀረቱ ጎዲሉ ዜማ 100% ግጥሚ 100%

  • @TesgenTesfay
    @TesgenTesfay 6 หลายเดือนก่อน

    እውይ ከመይ ድየ ዝፈትወኻን ዘኽብረካን ማዳየይ ቀፅለሉ

  • @thiagoabraham8517
    @thiagoabraham8517 3 ปีที่แล้ว +4

    We should give him more likes 🥰🥰

  • @yaredgerye4887
    @yaredgerye4887 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሉጽ ስራሕ መዳ ሓወይ ኣብ ስራሕካ ዘለካ ኣተኩሮ ኣዚየ የ ዘድንቆ ንኽትዓብየሉ ሰጢምካ ሒዝካዮ መመሊስካ ስጥመትካ ከም ማይ እንዳ ዛረየ ይቅጽል ዋሃ ዘበለ ዜማ ጽቡቅ ኩርናዕ ኣብ ናይ ደርፊ ሒዝካ ትኸይድ ኣለኻ ቀጽሎ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ኣድናቆት ክገልጾ ኣይክእልን የ ቀጽሎ

  • @atsedesarah4484
    @atsedesarah4484 3 ปีที่แล้ว +6

    አነስ ከማኻ ዝፈትዎ ዝየብለይ መዳ ሽኮር አብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ሽኮረይይይይይ

  • @ቂመይምስድኽነት-ቀ7አ
    @ቂመይምስድኽነት-ቀ7አ 3 ปีที่แล้ว

    ይቕረ ንባሃሃል ፈጣሪ ዝፈትዎ።እዛ ግዜ ሕስምቲ እያ።ክብሮም እየ ወዲ እገላ

  • @anditk.f1470
    @anditk.f1470 3 ปีที่แล้ว +4

    a great piece of art

  • @abelzeray7325
    @abelzeray7325 3 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉ ጊዜ ቡሉጽ መዳ ነብሲ ❤❤

  • @zaremebrahtom
    @zaremebrahtom 3 ปีที่แล้ว +24

    መዳ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ናይ ብሓቂ ስኣን ሕድገት ምግባር ኣብ ኣሰካፊ ግዜ በጺሕና ኣጆካ ቀጽሎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋💋💋🙏

    • @meronyonas7752
      @meronyonas7752 3 ปีที่แล้ว

      Wwwwwwww meda hawey bala serah ajoka tesfan abakum iu

  • @Ashu-zp4jx
    @Ashu-zp4jx 3 หลายเดือนก่อน

    መዳ ቡሉጽ መንእሰይ❤❤❤❤

  • @agtes216
    @agtes216 3 ปีที่แล้ว +74

    I don't know what to sey !!!🤩 JUST LOVE IT !!

    • @trhastsegay9889
      @trhastsegay9889 3 ปีที่แล้ว +1

      Nski btlmetey ane btaesa nehlfo alena hade aynet qanza meda hawey kul gzye ewt edmen tenan yhabka fetari

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 3 ปีที่แล้ว

      Where are you from

    • @agtes216
      @agtes216 3 ปีที่แล้ว +2

      @@nahommhretab4261 USA 😉

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 3 ปีที่แล้ว

      @@agtes216 that’s why you don’t understand

    • @agtes216
      @agtes216 3 ปีที่แล้ว +1

      @@nahommhretab4261 Who said I don't understand ?🤔

  • @fachetekle6184
    @fachetekle6184 5 หลายเดือนก่อน

    መዳ ብሉጽ ኢካ❤❤❤❤❤

  • @Tesfahiwet100
    @Tesfahiwet100 3 ปีที่แล้ว +3

    Ajoka ata anbesa kexlo

  • @FilimonAbadi-tv1cl
    @FilimonAbadi-tv1cl 7 หลายเดือนก่อน

    Mada shkor edemen tanan yhbka fetari ❤❤❤❤❤❤

  • @seareberihu3202
    @seareberihu3202 ปีที่แล้ว +13

    እዛ ደርፊ ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ ብልፅቲ ደርፊ 💔❤️ መዳ ሓውና ጥዑም ድሙፁ ብተስፋ ንፅበየካ ❤❤