Estifanos Abraham (Zemach) - Nestey | ንእስተይ - New Eritrean Music 2016

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 923

  • @sasenegahi5973
    @sasenegahi5973 10 หลายเดือนก่อน +215

    መን ኣብ 2024 ዝስምዓ ዘል እዛ ደርፊ ላይክ እስከ ❤🇪🇷

    • @MunaakolomAkolom
      @MunaakolomAkolom 7 หลายเดือนก่อน

      Me too😢😢😢😢😢

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 5 หลายเดือนก่อน +1

      Me too

    • @SolomeSolomeelias-bl4fm
      @SolomeSolomeelias-bl4fm 4 หลายเดือนก่อน

      Me too❤❤❤

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 4 หลายเดือนก่อน

      ​@user-😢yj4uf1hi3c

    • @J21-w2n
      @J21-w2n 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኹ ክሳብ ሎሚ ንመዓልቲ ክልተ ግዜ ዝሰምዓ...❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ንፍቅሪኢየዝፈርሕ
    @ንፍቅሪኢየዝፈርሕ 6 ปีที่แล้ว +814

    ኡኡኡኡ ይይይይ ዘማች ኣንቢዓትኒ ደርፍካ
    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ሓወይ ሓፍተይ ቕድሚ ናይዛ ድርፊ ተዝኩሮ ምንግረይ ተስፋኩም, ኣይፈለየኒ
    ኣብ 2013 ኢዩ ዝፈትዋ ሓፍተይ ምንኣሰይ ጋል 17 ኣመት ተሪዓ ካብ ትሕጸ ክሳብ ተምራዓ ሑጹኖት ትውድእ ብዘይ ሙቁራጽ ኣብ ቲሎፎነይ ሰሚዒያ ኢየ ድሕሪኡ ስደት ወጽየ ውን ስሕት ኢለ ይስምዓ ኒረ ኢየ ሓፍተይ ብ ህጻና ምምርዓዋ ከይ ኣክላ ድማ ኣደ ሓንቲ ኮልዓ ምስ ኮነት እቲ አንዳ የዕበየ ስበይቱ ክገብራ ተስፋ ጊረሉ ዝነብርኩ ኩቡር ብዓል ቢታ ጉዳይ ዓለም ኮይኑ ካብዛ ዓለም፡ ብሞት ትፈሊዋ ሓፍተይ ነቢዒላ ግን አንታይ ይግበር አንተስ ዕድላ አንተስ ባህልና እንተስ ስድራና ሕማክ ዕድል ኢያ ረኪባ ሞ ኣነ ወን ፡ካብኣ ዝይፍለ ከቢድ ጽቅቲ ኢዩ ዘለኒ ሞ ተስፋኩም፡ኣይትሓባኣኒ 👉❤❤❤👈

    • @ሙኩሕይሕሰሞ
      @ሙኩሕይሕሰሞ 6 ปีที่แล้ว +83

      ን ፍቅሪ ኢየ ዝፈርሕ + ናይብሓቂ ሓውይ ናተይ እዛ ጹሑፍካ (comment) ምስ ኣበብኩዋስ
      ምስ እዛ ደርፊ ናይ ዝማች ተደሚሩ
      ወሽጠይ ተንኪፍትኒ ብሓቂ ከቢድ ዩ
      ንሓብትኻ ጽንዓት ይሃባ ዝተረፈ ሂወታ
      ናይሓጎስን ደስታን ኩኮነላ ይምነ
      ንስኻ ካ ከም ሓዋ መጠን ዝስማዓካ ባዕልኻ እኮ ገሊጽካዮ ኢኻ ኣሽኳይ ሓብትኻስ
      ማንም ጓል ኣንሰይቲ ተጸጊማ ክትሪኣ ተደንግጸካ እያ ስለዚ ሓብትኻ ዝያዳ ናትካ ምትብባዕ
      ዩ ዝድልያ እሞ እጆካ !

    • @weledo
      @weledo 6 ปีที่แล้ว +18

      Ajoka hawey amlak alo

    • @Drewsteignton
      @Drewsteignton 6 ปีที่แล้ว +35

      ን ፍቅሪ ኢየ ዝፈርሕ
      ብሓቂ ልበይ ተንኪፍካኒ ግን ኢንታይ ይግበር ኮይኑ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ዩ ንሓብትኻ ጽንዓት ይሃባ ፈጣሪ ንስካ ከኣ ኣጆካ ተስፋ ሃባ
      ኢንተ ስድራና ግን ንጽቡቅና ኢሎም ስለ ዝኾኑ ኣይተሓዞምን ኢዩ ኣነ ጛል 14 ዓመት ኣመሪዖምኒ ካብ ትምህርተይ ኣውጺዮም ብዙሕ ኢየ ንስድራይ ዝኸሶም ነይረ
      ግን ስድራና ለዋሃት ኢዮም ሓዳር ገርና ወሊድና ክሪኡና ስለ ዝደልዩ ኢዮም ኢምበር ብኽፍኦም ኣይኮኑን
      ኣነ ነዛ ደርፊ ኢዚኣ ክሰምዓ ኣይክእልን ኢየ ብጣዕሚ ኢዩ ዝስምዓኒ

    • @ንፍቅሪኢየዝፈርሕ
      @ንፍቅሪኢየዝፈርሕ 6 ปีที่แล้ว +8

      @@Drewsteignton Tanks Abey Seb ❤❤❤

    • @Drewsteignton
      @Drewsteignton 6 ปีที่แล้ว +24

      ገንዘብካ ሓወይ መዓረይ ኣምላክ ዝኣኻኽብ ጊዘ የምጻልና ስደትና የሕጽረልና ኣጆኩም ስደት ንበድሃዮ ቀረባ ዩ ጽባሕ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሰሰናዩ ነዓኩም ኩቡራት የሕዋተይ

  • @danites
    @danites ปีที่แล้ว +136

    መን ኣብ 2023 ዝሰምዓ ዘሎ እዛ ደርፊ ላይክ እስከ

    • @soli494
      @soli494 ปีที่แล้ว +2

      Me 19/4/2023 🇸🇪

    • @Meejhzn
      @Meejhzn ปีที่แล้ว +1

      ኣነ🥺

    • @BrtuBrtu
      @BrtuBrtu ปีที่แล้ว +1

      ኣለና ❤

    • @lunaaraya2766
      @lunaaraya2766 ปีที่แล้ว +1

      2/7/2023 b aziye zfetwon zefqron mnase hawey kab eritrea tegabize ysema aleku degagime🙏🙏🙏 😘👩‍👧💋💗💖💘💓❤miss you more ma love bro

    • @danites
      @danites ปีที่แล้ว +1

      @@lunaaraya2766 ❤️🥰

  • @selamyemanesol4639
    @selamyemanesol4639 5 ปีที่แล้ว +143

    እውይ ክንደይ ማዓልቲ ክእልሻ ተቐሚጠ እዛ ሙዚቃ ኣልሸ ስኢነያ ኔረ ሎሚ ረኺበያ ምስማሓዙተይ ተኣኪበይሰምዓ ኔረ ክፈትዋ 😥😥😥😢😢ኣዕርኽተይ ናፊቐ ስደት ናኢድኻ ኣይትስኣን😢

    • @slma_2mhani588
      @slma_2mhani588 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣጅኺ ማዓረይ

    • @የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ
      @የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኺ ወለላይ ክንምለስ አና ናብታ ብርኽቲ ዓድና ኢትዮጵያ 😢😢😢😢ዋላ ኣነ ሰደት ሙኻን ኣብኒ

    • @meriayney6139
      @meriayney6139 4 ปีที่แล้ว +4

      Aye ewe ab gzye tmhrti mes deki klasey koyna knzell ay sdet entay kon gudka

  • @Israel-pz6lg
    @Israel-pz6lg ปีที่แล้ว +23

    ከምዚ ከማይ ነዛ ደርፊ ብዘይ ምግናን ዓሰርተ ግዜ ዝሰማዓ ይህሉዶ ብጣዕሚ እያ ልበይ ትትንክፈኒ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +285

    2021 ንተሰሚዕካያ ሰላም በለኒ'ኻ

  • @degneshtades9752
    @degneshtades9752 5 ปีที่แล้ว +86

    እውይ እዛ ሙዝቃ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረት እያ ጋል 17 ዓመት ተመርዕየ ኣሻዒቱ ክሰምዓ ከለኩ ደም ይነብዕ ነይረሕጂ ደኣ ሓደ ቆልዓ ወልደ ገድፈዮ ስደት ከርተት ይብል ኣለኩ ዘማቸም ምርጥ ዝኮነት ሙዝቃ እያ ብላይክ ኣፅናዕንዑኒ የሕዋት

    • @iamblackboyrambo9430
      @iamblackboyrambo9430 4 ปีที่แล้ว

      Tegagki hadarki kitgebri neruki miseu

    • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
      @xbakemnbarfkrieyu-x7v 3 ปีที่แล้ว

      Emo mnalbat bgdieta temerieki ktkoni tkeli gn maare wlad welidki hadarki ktgebri nieruki

    • @luligualtigray5555
      @luligualtigray5555 2 ปีที่แล้ว +1

      me too ajona zyaday💔😢

    • @merhawittesfalem4951
      @merhawittesfalem4951 ปีที่แล้ว +1

      15 ዓመት ዝተመርዓና ከ እንታይ ክንብል ኢና ኣሕ ተበዲልና ኢና ሓቂ ትሓይሽ😢😢😢

    • @RobelMukur-o2f
      @RobelMukur-o2f ปีที่แล้ว

      ​@@merhawittesfalem4951😂

  • @Sane-pk5df
    @Sane-pk5df 4 หลายเดือนก่อน +9

    ብሓቂ ወልዲ ጨካናት እዮም 😭ኣብ 13 ዓመተይ ራኢታተይ ኣፀልሚቶም ትምህርተይ ኣቃሪፆም ኣመርዒየሙኒ ሕጂ ከኣ ኣብ ስደት ኣለኹ 😭😭 ኣብ 2024 ኮይነ እየ ዝሰምዓ ዘለኹ 😢

  • @iamtigrayan475
    @iamtigrayan475 5 ปีที่แล้ว +49

    እዛ ደርፊ 1999 አ.ም ትምህርተይ ገዲፈ ጓል 16 ዕደመ ነይረ ቁልዕነተይ ከይወዳእኹ ጠኒሰ እንዳ ነባዕኹ ትምህርተይ ገዲፈ ሓዳር ምምራሕ ጀሚረ ግን ኹሉ ከም ዝፈራሕኽዎ ኮይኑ ውላደይ ደርብይ ስደት ከይደ ሄለነይ ❤ጓለይ እነይ ሓፍተይ ዓርከይ ምሓዛይ ናተይ ዕድል ከይገጥመኪ ንዓኺ እየ ዝለፍዕ ዘለኹ ኹልግዜ አብልበይ ኢኺ ናተይ ፍርቂ አካለይ

    • @amentube4610
      @amentube4610 4 ปีที่แล้ว

      ? ? ? ዋእ 1999

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว +7

      ስነ-ስርዓት ኤማ Haile tigraweyti eya mesleni ብ ግእዝ ኢዮም ዝቆጽሩ

    • @iamtigrayan475
      @iamtigrayan475 4 ปีที่แล้ว +5

      ትግራወይቲ እየ ስለዚ ብግእዝ እየ ዝቖፅር

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว +10

      ደሓርስ እኳ ፈሊጥና

    • @ablantebisrat5741
      @ablantebisrat5741 4 ปีที่แล้ว +1

      ETA zftwa habtey mnasey xegitey tamixa lbey tnkf music

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +591

    *መን ኣብ 2020 ዝሰምዓ ዘሎ እዛ ደርፊ ላይክ እስከ*

  • @ኣሚስደተኛዋ
    @ኣሚስደተኛዋ 6 ปีที่แล้ว +95

    እንኳዕ ደስ በለኪ በሉኒ ምኽንያቱ ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተዓሪቐን እየን ።ኣነ ካብ ክልቲአን ሃገራት እየ ተወሊደ።

    • @almazhajos8515
      @almazhajos8515 5 ปีที่แล้ว

      Hiio

    • @henogwediluul2086
      @henogwediluul2086 5 ปีที่แล้ว

      ህህህ

    • @bekiabapp8074
      @bekiabapp8074 5 ปีที่แล้ว

      እንኳዕ ደስ በለኪ

    • @kbromkb8705
      @kbromkb8705 5 ปีที่แล้ว

      እንካዕ ደስ በለኪ

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว +3

      እዞም ካብ ክልተ ሃገራት ዝተወለድኩም እኮ ኣብ መንጎ ተቀርቂርኩም ስለ ትጭነቑ እንቋዕ ሓጎሰኪ ክብለኪ ይፈቱ እንተ ነዞም 💯 ኤርትራውያን ግን ሓዘን'ዩ

  • @LovelyMakeup-zv2my
    @LovelyMakeup-zv2my 8 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ዘማች ደርፊ ብጣዓሚ ከብደይ ይበለዐኒ

  • @imadhmadi5457
    @imadhmadi5457 4 ปีที่แล้ว +75

    ኣብ 2020 ኣብ ሰደት ኮይኑ ነዛ ደርፊ ዘስተማቅ ር ዘሎን ወዲ ሃገረሰብ ዘኾነ ከምዚ ከማይ like እስከ ይሓግዘኒ ኣብ ሰደት ፀሚውኒ ሰለ ዘሎ

    • @robilovemessi4542
      @robilovemessi4542 4 ปีที่แล้ว +1

      Eritrea entay eya hager. Nska entay eka seb. Bhansb = hagereseb. Aytgdefeni don't leave me 😂😂❤ wedi hagye sebey❤

    • @DelinaBerhe-j6y
      @DelinaBerhe-j6y 7 หลายเดือนก่อน

      🌏🌎🌍🌋🏛🏗🧱🪨🪵🎉🫳👹👉🤌🤏👆🤛🖕🤞🫳🫲👈🤏🤌👌👉💨

    • @DelinaBerhe-j6y
      @DelinaBerhe-j6y 7 หลายเดือนก่อน

      Fhcbxnjjhv😂und 😊😢🎉😢😮😅
      😢❤uthhhhzhgghhhhjjhjj😢😢😮😊😮ist eine app teuer 😢😮😅

    • @DelinaBerhe-j6y
      @DelinaBerhe-j6y 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@robilovemessi4542ccmj mag mgxhmxgmyggnym

    • @DelinaBerhe-j6y
      @DelinaBerhe-j6y 7 หลายเดือนก่อน

      🙊😭😰😨☠️💀💩💫💦🦾💪🦿🦵🧑‍🚀👨‍🔧👩‍🔧🧑‍🔧👨‍🏭🧑‍🔧🧑‍🔧🧑‍🔧👨‍🔧👨‍🍳🧑‍🏫👩‍🏫👨‍🏫

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 6 ปีที่แล้ว +14

    እዛ ደርፊ እዚኣ ብፍሉይ ዝበኸኹላ መዓልቲ ኣላ
    ዕድል መፃእየይ ከይመርመሩ ንዓይ ምፍናዎም ከይትርፍ ኣብ ንእሽተይ ሓፍተይ ምስደገምዎ ምሒር ኣብክያትኒ ስለ መርዓን ቃልኪዳንን ከይፈለጥካ ተጎቲትካ ትኣትዎ ሓዳር ብዙሕ ቀፃልነት የብሉን ኣሕሕሕሕ

  • @kabomiss2580
    @kabomiss2580 5 ปีที่แล้ว +14

    እዋይ ዓለም ውሑጅ ዘማቸይ ናይ ብሃቂ እዛ ደርፊ ኣብ ሂወተይ ዘይርስዓ ታሪክ ኣለዋ እታ እንኮ ዝፈትዋ ዘክብራን ምንኣስ ሓፍተይ ሕጂ ብሂወት ዘየላ እያ ተዝክረኒ

  • @ወዲማጨርሒ
    @ወዲማጨርሒ 6 ปีที่แล้ว +2

    ዞማች በሃር ድምጻዊና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ነቶም ደለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ዚሰኣናዮም በሃራት ሰነጥባባዊያና ከም በዓል እስያስ ጸጋይ ካ መንግስተ ሰማይ የዋሪሶም፡ እምበር ካባኩም ደኣሞ ከምዚ ዓይነት ፍሪያት ንጽበዮ ኢና ኣጀኩም ካ ንፉዓት ደቂ ኤረይ we love you so much is song for ever.

  • @tantandadu9818
    @tantandadu9818 6 ปีที่แล้ว +466

    ናይ ዘማች ደርፊ ክሰምዕ ንብዓት እዩ ዝስዕረኒ እዛ ደርፊ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረት እያ like ባ ሃቡኒ ንምትብባዕ በጃኹም ሕማቅ ኣለኹ

    • @gezanatv9713
      @gezanatv9713 6 ปีที่แล้ว +1

      Tantan Dadu ajoka bro

    • @savageking2496
      @savageking2496 6 ปีที่แล้ว +1

      Eya kemayn nay eze echa eye nihiwetey tgelisa eza derfi

    • @adisuxada4219
      @adisuxada4219 6 ปีที่แล้ว +4

      Sqbel mshmush like habuni kea ybl guhaf

    • @adiamokbmikel2931
      @adiamokbmikel2931 6 ปีที่แล้ว +2

      Tantan Dadu hamli

    • @elizag8353
      @elizag8353 6 ปีที่แล้ว +1

      This is just like me, but I was 17 years old.

  • @መንገደኛነውልቤ-የ1ነ
    @መንገደኛነውልቤ-የ1ነ 7 ปีที่แล้ว +181

    ዘማቸይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን እዛ ደርፍ ሙሉእ ትሕዝቶኣ ናተይ ሂወት እያ ትገልፅ ሕሳስ ልደ ናይ ገዛና እየ ብዘይ ፍቃደይ ኣብ ዕሽል ዕድመይ ኣመርዕዮምኒ ከምቲ ዝበልካዮ "ዕድል መፃእየይ ከይመርመሩ ዕድለይ ሰይርሙለይ ሓዳስ መርዓት ኮይነ ደርፍካ እውን ሓዳሽ ነይራ ደርፍካ ይስምዕ እሞ ክነብዕ ይውዕል ነይር
    ከምትዝበልካዮ ሓዳር እውን ኣይኮነለይን ሕጅውን ደጋጊመ ይስምዓ እሞ ይነብዕ

    • @ethiolove2634
      @ethiolove2634 7 ปีที่แล้ว +6

      ልቤ ጉዞ ላ ላይ ነው አጆኪ ዝያዳይ ደሞ ተመሳሳሊ እዩ ሂወትና

    • @zarieri4569
      @zarieri4569 7 ปีที่แล้ว +3

      መንገደኛ ነው ልቤ ï

    • @jaeferbrhanemeskelmebrahto7459
      @jaeferbrhanemeskelmebrahto7459 7 ปีที่แล้ว +3

      መንገደኛ ነው ልቤ
      ኣጆኺ ሓፍተይ ኩሉ ንጽብቕኪ ኡዩ

    • @ሳምራዊትሃይለ
      @ሳምራዊትሃይለ 7 ปีที่แล้ว +2

      መንገደኛ ነው ልቤ tefatihiki diki😏 hji??

    • @salihabrar3162
      @salihabrar3162 7 ปีที่แล้ว +1

      መንገደኛ ነው

  • @mealone2541
    @mealone2541 8 ปีที่แล้ว +61

    wawwww አዛ ደርፊ ብጣዕሚ አየ ዝፈትዋ፡ ሲኢነያ ነይረ ሕጂ ግን thanks

    • @freweintame2984
      @freweintame2984 7 ปีที่แล้ว

      me alone ዋውውውውው።ብጣዕሚ።ጥዕምታ።ደርፊ

  • @ቲጂትግስት
    @ቲጂትግስት 3 ปีที่แล้ว +10

    ምርጥ ሙዚቃ እህቴ ትዝ አለችኝ ልክ እንደዚህ ነበር ያገባችው አንጀት የሚበላ ሙዚቃ

  • @tesfaldetdawit9627
    @tesfaldetdawit9627 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣቱም ሰባት አዛ ደርፊ ነኣይን ሃፍተይን አላ ዝተደርፈት ኮይኑ ይስመኣኒ ኩሉ ጊዘ ከኣ ደጋጊመ ይሰማኣ ሓብተይን ኣነን መባይን ምናስን አና ጋል 16 ኣመት ያ ነራ ኣነ ከኣ ወዲ 14 ዓመት ነረ ድሕሪኡ father በሓይሊ ገዲዱ ኣመሪዋ

  • @LulyaftsumBeyan
    @LulyaftsumBeyan 7 หลายเดือนก่อน +47

    2024 still my favorite music ❤❤❤ 🇪🇷 ❤️ 💕 ♥️ 💓

    • @Hermon123
      @Hermon123 5 หลายเดือนก่อน +2

      2024😔💔

    • @YorusalemTesafhiwet
      @YorusalemTesafhiwet 4 หลายเดือนก่อน +3

      Me😢😢

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@YorusalemTesafhiwet2025

    • @YorusalemTesafhiwet
      @YorusalemTesafhiwet 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@RobelMukur Gena endeyu wa weys qedimkana eka tkeyd zeleka 😂 qes bel qes elna kan alem aye kalnayan ena😢😂

    • @MohamedMomed-w9t
      @MohamedMomed-w9t หลายเดือนก่อน

      Me too 30th October

  • @ነጊጋልትግራይ
    @ነጊጋልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +41

    እፍፍፍፍ እዛ ዘፈን ምስ ሂወት ታሪከይ ዝተኣሳሰረት እያ ግን ክሰምዓ ከለኩ ንብዓተይ እዩ ዝቅድመኒ

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว +2

      ነጊ ጋል ትግራይ ኣጆኺ ክብረተይ

  • @nanunanunaye5200
    @nanunanunaye5200 27 วันที่ผ่านมา

    ነባሪ ማሃሪ ስራሕ ኩሉ ግዜ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ። መጻኢ ህጻን ጓል ። ብግዴታ ዕድላ ክስበር ከሎ ። ራኢ ናይ ሂወታ ባዕላ ንኸይትውስን ብመርዓ ብንኡሳ ትቑረን ። ብሉጽ ባዓልቤት ዘይገጠመን ምስ ዕድለንን ንስድርአን እናማረኣራ ጽነብራ ብዙሓት እየን።

  • @robeldebesay9768
    @robeldebesay9768 10 หลายเดือนก่อน +6

    መን ኣሎ 2024 ዝሰማዓ ደቂ ኤሬይ ሽኮር❤❤❤

  • @rihitaasgele6561
    @rihitaasgele6561 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣነ ካብተን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ብስድረአን ተፅዕኖ ዝተመርዐዋ ሓንቲ እየ ሀዚ ኣዶ ሓንቲ ቆልዓ እየ ኣብ ሓዳረይ ብዙሕ ክፍተት ኣሎ እቲ ዝገርም ነገር ግን ናይ ዓድና ሰብ ባዕሉ ፈትዩ ወሲኑ የማርዕየካ እንተ ፀሊኡ ድማ ከፋትሑኻ ይፅዕሩ ብቻ መድሃኒኣለም ባዕሉ ይርኣየለይ በደለይ እምበር ታይ ክበሃል ኮይኑ
    ቤተሰበይ ክልተ ግዜ ከምዘይብድለኒ ተሰፋ ይገብር እዛ ናይ ዘማች ሙዚቃ ካብ ብህፃነይ ኣትሒዘ ይሪኣ ነይረ ኣብ ትግራይ
    ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ ጥቕልል ኢላ መፅያትኒ ናብ ገዛይ 😢😥😥😢

    • @rihitaasgele6561
      @rihitaasgele6561 5 ปีที่แล้ว

      @habesha love የቐንየለይ መዓረይ እግዚአብሔር ባዕሉ ጥንካረ ይሃበኒ

  • @princessentertainment.4158
    @princessentertainment.4158 4 ปีที่แล้ว +21

    2021 ✨ ✨ zsema entelo bir kitbl tehagos

  • @furtunaandemichael6831
    @furtunaandemichael6831 2 ปีที่แล้ว +7

    ቡኡነት ይበለኩም ናነባእኩየ ዝሰምኣ ዘለኩ zemacey እቲ ድምጽካ ገለአለዎ እወድሃለዉ

  • @russomamare2586
    @russomamare2586 5 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ ኣብ ሕብረትሰብና ዓቢይ ተራ ኣለዋ ቀደም ብናኣሹተን የመርዕውወን ነሮም

  • @tigstidesta1755
    @tigstidesta1755 6 ปีที่แล้ว +6

    ናይ በሓቂ መምህር ብጣዕሚ እየ ፈትየያ እዛ ደርፊ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘይ ዕድመአን ከይ ከይከዳ እያ ትገልፅ ቀፅለሉ ይመችካ ድማ ።

  • @oneloveafricaiwillstopinee7502
    @oneloveafricaiwillstopinee7502 6 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
    ሕጅስ ዛደርፍይ ናተይ ታራክ ትገልፃ ኣላ ታይ ይብሃል ኣነ ኣብስደት ካይነ ንኡሽቶን ሓፍተይ ይዘምትዋ ኣለው
    ኡውይ ኢልካ ዘይተልሞዓሉ በይነይ እዛ ደርፊይ እናሰማዕኩ ይነብዕ ኣለኩ ዋ ሰማዒይ ዘይቡሉ ኣውያት
    ዋይ ዛዓለም ናዛ ፀገም ክሰምዕ ካይነ ዝተፈጠሩኩ ካይኑ ይስምዐኒይ ኣሎ

  • @kokobmajor5072
    @kokobmajor5072 10 หลายเดือนก่อน +2

    Eza derfi ksema kelku seq elu eyu nbat zmexni kab 2021 ksab 2024 hji wen yqexla alku kemzi kemay thlwu do ❤❤❤

  • @rohamedia484
    @rohamedia484 2 ปีที่แล้ว +7

    ትርጉሙ ባይገባኝም ብዙ በጣም የምወደው ዘፈን

    • @ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ
      @ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ 2 ปีที่แล้ว

      ትርጉም ታናሸ እህቱ ያለ እድሜዋ አግብታ አልቻለም አንጀቴ መለያየት አሰጣላኝ እያለ ነው

  • @hannastehaye8845
    @hannastehaye8845 4 ปีที่แล้ว +27

    I love this song because it is an educationa to our older generation l in a fun way.
    Thanks Zemach

  • @kedirassefa16
    @kedirassefa16 ปีที่แล้ว +13

    Before learning Tigrinya language I used to understand this song perfectly . The idea of the song revolving on every brothers minds .

  • @melesetrunh2321
    @melesetrunh2321 6 ปีที่แล้ว +23

    ኢሄን ሙዚቃ ስሰማ ብዙ ትዝታ ይቀሰቅሣል

  • @ፍሬታሓፍቲሊሊፍቅር
    @ፍሬታሓፍቲሊሊፍቅር 6 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍፍፍ ወለደይ እባ ወፂዖምኒ ዕድል መፃእየይ ከይመርመሩ ናዓይ ኢልካ ኢካ ደሪፍካያ so ranks

  • @abieltadese5467
    @abieltadese5467 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ደርፊ ክሰምዕክለኩ ንደይ እየ ዝዝክር😢😢😢

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 6 ปีที่แล้ว +10

    ውይ ከም ዘማች ዝፍትወ ደራፍ የለን ብጣዕሚ እየ ዝድንቆ♥♥ እዛ ደርፍ መጀመሪያ ካልእ እዩ ነይሩ ክሊፕ ናይ ከተማ እስታይል እዩ ነይሩ። ሕዚ እዩ ናይ ገጠር ገይሩ ስርሒዋ እንበር ስርሐ ርሲዐ ክስምዓ ዝዊዒል ዝነበርኩ ደርፍ♥

    • @dearmom2633
      @dearmom2633 5 ปีที่แล้ว

      Ewe bbelo eya tmrao niera eza merat
      Tezeytegagye Erena afewerki eya eta model ab eritrean tv yriaa neyre

    • @dearmom2633
      @dearmom2633 5 ปีที่แล้ว +2

      Yelan eta nay kedem video delye seineya eye wala ane habibti

  • @debasskahilie5956
    @debasskahilie5956 4 ปีที่แล้ว +20

    i am from gojjam ethiopia we love u eritreans bro and sisters GOD bless u

    • @AkberetAbadi
      @AkberetAbadi ปีที่แล้ว

      Akatari

    • @robel_g24
      @robel_g24 10 หลายเดือนก่อน

      akatari "bale antenna"

  • @slmamibrahim3215
    @slmamibrahim3215 2 ปีที่แล้ว +16

    ما فاهم شي لكن دي أجمل موسيقي واجمل لحن تحية لحبايب قلبي للشعب الارتري ،♥️🧡💛💚💙

    • @stu147
      @stu147 2 ปีที่แล้ว +3

      She’s getting married while she’s still so young 😢

  • @Stormi.m
    @Stormi.m 11 หลายเดือนก่อน +4

    My mom used to listen to this music and she forgot about it and it popped up in my screen and it is good memories

  • @kalMHe
    @kalMHe 3 ปีที่แล้ว +69

    _It has been a long time since this song came out, but I still get goosebumps whenever I listen to it. The message it sends really makes it unique!!_

    • @berhanasmart2848
      @berhanasmart2848 2 ปีที่แล้ว +1

      I agree ☝️ it’s an educational song in the first place 🥇❤️

    • @felafela1552
      @felafela1552 2 ปีที่แล้ว

      @@berhanasmart2848 2222222

    • @mainanmane1043
      @mainanmane1043 ปีที่แล้ว

      ​@@berhanasmart2848 ❤❤❤❤❤❤😊¹11qqqq❤

  • @meberkfisungiher6793
    @meberkfisungiher6793 7 ปีที่แล้ว +13

    ብሓቂ ነዓይ ዝተደርፍት መሲሎ ትስሚዑኒ ዕድል መፃእይ ከይ መርመሮ መፃኢ ዕደለይ ዝስባበሮ

  • @ትግራይእዩዓደይሚሊኃልመኮ
    @ትግራይእዩዓደይሚሊኃልመኮ 6 ปีที่แล้ว +9

    ኣየ ወ ዕድል መፃኢና ከይፈለጠ ሽው ኣበለሙና ንእስነት ከይኣስተማቀርኩ ኣሕሕሕ

  • @dhhdzdzvdhdhddh9764
    @dhhdzdzvdhdhddh9764 6 ปีที่แล้ว +11

    ምስቲ ኹቡር ባህልና ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ዘማች ኣቦ ስነጥበብ

  • @shokingempire
    @shokingempire ปีที่แล้ว +3

    My Mom used to listen this song every day. Good old times. 🙏

  • @nebyber8009
    @nebyber8009 7 ปีที่แล้ว +1

    gross Atist .ብጣዕሚ፡ንፉዕ፡ገጣሚ፡ነቲ፡ዐሻ፡ባህልና፡ጽቡቅ፡ገርካ፡ ገሊጽካዮ።Thank u very much.

  • @AwetZeresenay
    @AwetZeresenay 5 หลายเดือนก่อน +6

    My favorite music ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሶሎሜጓልባባ
    @ሶሎሜጓልባባ 4 ปีที่แล้ว +2

    እውይ እዛደርፊ ክሰምዕ ኩሉ ግዜ እየ ዝነብዕ ናይ ንእስነት ደቂ ገዛውተይ እየ ዘስታውሰላ ኡፍፍፍፍ ስደት ናይ ሕጂ ከኣ ቪድዮ ብዝበለፀ መፅያ ቀደም ብኻልእ እየ ዝፈልጣ😥😥😥👌👌👌

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 3 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ መምህሪት እያ💖😘

  • @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
    @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 3 ปีที่แล้ว +13

    ቁልዕነተይ 😭

  • @mekereyemane6106
    @mekereyemane6106 6 ปีที่แล้ว +18

    ኣቱም ሰባት ኣነ ወዲ የ ግን ክሰምዓን ከተንብዓንን ሓደ ያ ክንደይ ግዜ ኢና ምስ ንኣሽቱ የሕዋትና ክንፋላለ። መሳኪን የሕዋትና ጉማማ ዝኾነ ባህሊ ቁጽይ እንዳበለ ወዲኢኩን ኢናዓል ከዲስ ባህሊ

    • @dan-lc4dt
      @dan-lc4dt 6 ปีที่แล้ว +1

      Mekere Yemane 😕😠😠😈😈😈😇😈😡😉😉😉😈😈😉😉😉

  • @hamohaji3018
    @hamohaji3018 4 ปีที่แล้ว +23

    ich liebe die Musik ich bin Aus Syrien ❤

    • @Ilenmehari
      @Ilenmehari 11 หลายเดือนก่อน

      Do you understand the song?

  • @butterfly-85
    @butterfly-85 ปีที่แล้ว +4

    መን ኣሎ 2023 ዝሰመዓ ዛደርፍስ ስቅላ ከብድኻ ትበልዐካ😢

  • @tesaklibeluye7173
    @tesaklibeluye7173 7 ปีที่แล้ว +1

    kabti semieka zeymno nay hagerna derfrtatya eta qedameyti clip wela equa xbqti tekonet ezia gn blke tgelxa koyna rekibeya .abta qedameyti srah zelewu zednqom tewasaeti miriam , anwar ....... bzeymeten zednqom tewasaetiyom. thank you qexlwo and zemach best living legend.

  • @ziniyaziniyan7043
    @ziniyaziniyan7043 6 ปีที่แล้ว +6

    ኡፍፍፍ አረ ውይ ንዓይ ዝተደረፈት ይመስለኒ😢

  • @mafiimafuu2114
    @mafiimafuu2114 3 ปีที่แล้ว +2

    Ewiyyyyy anta mexeleliy😭😭😭😭😭 kedmi 2010 keyitmraku yesma neyire tegabze ab hiwety tezekro alatni😭😭😭😭

  • @samigosb8538
    @samigosb8538 4 ปีที่แล้ว +39

    07.02.20 /// ksab 2050ዝሰምዓ ሓፍተይ ናፊቀያ ኣብ ስደት ኮይነ 🤒🤒🤒

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว +1

      One Love kulatna 😭😭

    • @lovesesu840
      @lovesesu840 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ኣለኩ ቀጻሊ ክሰምዓ ከለኩ ንሓብተይ ተዘካክረኒ ጋል 15 ዓመት ከላ ተመሪዓ እንዳ በከየት ክሰምዓ ከለኩ ሓብተይ ድረከብኩ ኮይኑ ስለ ድስሚዓኒ ቀጻሊ ኢየ ድደጋግማ

  • @loveyoumom9794
    @loveyoumom9794 3 ปีที่แล้ว +2

    Uffff eza derfi keltin yhwatey ynafqen😭😭😭😭😭 amlke aboy sedtna yhxerlna

  • @iloveyoudad5243
    @iloveyoudad5243 5 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ሙዚቃ ክሰምዓ ከለኹ ኩሉ ግዘ ይነብዕ ልብኻ ትትንክፍ ብጣዕሚ

  • @BrbanuGeyesus
    @BrbanuGeyesus ปีที่แล้ว

    ብጣም ንባህልናን ንሕብረተሰብናን ትገልፅ ሙዝቃ እያ ብዛዕባ ናተይ ደማ ብጣም ዝፎቱዋ ቆንጆ ዝኾነት ሓፍተይ ትርጉም ምንበይ ዝኾነት ምናኣስ ምንኣይሰይ ኣብ ዓሰርተ ሰለስተ (13)ዓመታ ስባይ ህብናያ ተባህለ ብጣዕም እየ ነብዐ (በኽየ)ኣነ ደማ ኣብ ስደት የአ ነብረ(ሱዑዲ ዓርብ)2016 ዓም።

  • @samiwedimaiaini9467
    @samiwedimaiaini9467 4 ปีที่แล้ว +10

    Ata ane eza derfi memnaw sineya lomi elet 08 02 2020 yesma aleku

  • @KokobHyab
    @KokobHyab 5 หลายเดือนก่อน +2

    😭💔za derfi gn ufff

  • @ሕልናዩምንባሪ
    @ሕልናዩምንባሪ 6 ปีที่แล้ว +3

    ግዜ ትማሊ እንተዝምለስ ሎም ክንደይ ምጣዓመ ብህጻንካ መርዓ በዝ ሎም እንተዝኾን ክንደይ ምጣዓመ

  • @santyabarhana8901
    @santyabarhana8901 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ዝማች ከስማዓ እንትለኩ ማራ እያ ትስምዐኒይ ማለት ዝፈትዋ ሓፈተይ ምፀእያኣ ህይውት እንተይ ፈለጠት ወለዳ ከመረዐይዋ ፈተንም ንሳ እወን ተማክረኒይ እዛ ደሪፋይ ክልተኤና ካይና ሰምዐናያ ብጣዓሚ እያ ትዝክረኒይ እሳ እወን ትዝክራ

    • @melatdesta7538
      @melatdesta7538 4 ปีที่แล้ว

      አፍፍፍፍፍፍ ንፍቅ

  • @mayakalayu9186
    @mayakalayu9186 8 ปีที่แล้ว +163

    እዛ ደርፍ ብፍላይ ንዓይ ኣፀቢቃ እያ ትገልፅ
    ዕድል መፃኢኪ ከይመርመሩ ኪዲ ይብልኪ ኣለው ንሓዋሩ
    ስኣን ምፍላጦም ዕድለይ ሰይሮምለይ

    • @ludamisa4487
      @ludamisa4487 8 ปีที่แล้ว +2

      hahhahahah iwey bhaki

    • @natuts6472
      @natuts6472 8 ปีที่แล้ว +3

      ክክክክክክ ኢሞ ብስምኪ ከሐድሳ ሕተትዮ እምበር

    • @merrylovebieti8052
      @merrylovebieti8052 8 ปีที่แล้ว +1

      maya Kalayu kikikiki me too uffff

    • @zebibtesfamichael3479
      @zebibtesfamichael3479 8 ปีที่แล้ว +4

      maya Kalayu ajoki nxbuki elom eyom nsom wala hasibomo

    • @dinartela8218
      @dinartela8218 8 ปีที่แล้ว

      maya Kalayu

  • @EfremGebreAnenya
    @EfremGebreAnenya 4 หลายเดือนก่อน +2

    My heart bik tri trik 😢❤

  • @yowhansnerayo7787
    @yowhansnerayo7787 4 ปีที่แล้ว +61

    578 ኣታ እዞም ዲስላክ ዝገብሩ ደምበር ዶ ዲስላክ ላክ እንታይ ትርጉሙ ይፈልጡ እዮም መን ኣሎ 2020 ዝሰምዓ

  • @محمدمحمد-ك4م8ع
    @محمدمحمد-ك4م8ع 5 ปีที่แล้ว +8

    Anes hadime amlite eye 😂😂
    Zemch shukor kulu zefenka aymnon😘😘😘

  • @jaberabdallah690
    @jaberabdallah690 หลายเดือนก่อน

    From Sudan 🇸🇩 i love Ertrian music❤

  • @selamgkidan3186
    @selamgkidan3186 6 ปีที่แล้ว +4

    ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምኣዓ

  • @samisami5727
    @samisami5727 2 ปีที่แล้ว +7

    I like 💕so much
    this song 🎧 🎵 🎶
    Still more so
    well done!👍

  • @tesfeabraham6302
    @tesfeabraham6302 6 ปีที่แล้ว +9

    it s very emotional song when i listen this music i feel cry.specially it is eritrean town to do like this culture until now

  • @abshaytv.
    @abshaytv. 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmeromzewde6847
    @asmeromzewde6847 8 ปีที่แล้ว +17

    zemach ....thanks a lot for being the veteran fighter and the bridge among all the generations from 1950s to 2010s

  • @msgunmebrahtu68
    @msgunmebrahtu68 3 ปีที่แล้ว +9

    ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ሲ ኣይንረክቦን እምበር ዘርእና ካብ ዝጠፍእ ምሓሸና ነይሩ ካብ ኩሉ ሓዲግ እና ዘለና የሕዋትኩም ።

  • @missufamily28
    @missufamily28 4 ปีที่แล้ว +4

    Kemzia gere degagime zsemia derfi yebileyn nmehazay eye zzkira gal 15 amet ameriyoma 👭😭 anti nistey nabey ki nabey akilna diyu eti mflilay 💔😭😭😭😭 aye sdett hsum btintin eba abelena 💔😭😭😭

  • @Samri-s3x
    @Samri-s3x 7 หลายเดือนก่อน +1

    Eza derfi gn ksemi haftey tezekreni 😢😢😢😢😢😢😢😢😢alem godolo

  • @RondomVideos1
    @RondomVideos1 8 ปีที่แล้ว +49

    fewsi zkonet derfi👍zemach👏 kemzi ms zderef seb derafi tblo aber kabzi zey meharu nay lomi derfeti
    atehahza gtmi kulu snit zema
    ye'azan metsaweti geremo zelewu!

    • @ludamisa4487
      @ludamisa4487 8 ปีที่แล้ว +3

      miara adiu A keybelka B aytibilin ika b neshteyn gega zelewon derfi jemirka ika nab abi derafi tikewin.

    • @RondomVideos1
      @RondomVideos1 8 ปีที่แล้ว

      Danait Habtu​ haftey hakki kulu seb biniashtoy jemiru ayu zeabi
      Lekea Kem tewelidna nebi
      Nayzo natna hadesti zmetsu zelewu gn
      Beka zmehayesh zey Blom geltemtem koynom

    • @ghenetdebesay4279
      @ghenetdebesay4279 8 ปีที่แล้ว

      joni wedi jesus

    • @biniammihretab2951
      @biniammihretab2951 8 ปีที่แล้ว

      joni wedi jesus

    • @ludamisa4487
      @ludamisa4487 8 ปีที่แล้ว

      kemey gele geltam yigberka wedey :-p

  • @ሰላምጓልውቅሮ
    @ሰላምጓልውቅሮ 5 ปีที่แล้ว +2

    ምዕባየይ ሓፍተይ ንኣይ ከመርዕወኒ ኢሎም ወለደይ ብብክያት ንዝይ ናሰመዐት ትውዕል ነይራ ሓቂ ምዝራብ ኣነውን ኣይደለክወን ነይረ እቲ መርዓ ልመጀመርያ 17 እዩ ነይሩ ዕድመይ ግን ድማ ዝፈትዎ ወዲ ነይርኒ እና እሱ ግን ይፅበየኒ ነይሩ ኣብመጨረሽኡ ሕፀ ተበሊዑ ምናምን ካብኡ እምቢ ኢለ ንሓፍተይ እና ንኣፍቃርየይ መሪፀ ወለደይ ኣቀይመዮም እስቲ ፍረዱኒ ንስካቱም ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ።።።

  • @haregum9796
    @haregum9796 5 ปีที่แล้ว +5

    Ezia music 🎶 nae wela ndhrit tmelseni 😭😭😭😭🤧🌺🌺🌺🌺💯💯💯💯💯👄👄💕💕💋💋💋💋

  • @biniammuluebrhan2085
    @biniammuluebrhan2085 8 วันที่ผ่านมา

    Hawey yizkereni nezia kiseme keleku 2010 bneashtna ab hxnetu yesmeana neru.😢😢😢

  • @RahelAmine-b5y
    @RahelAmine-b5y 4 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NeNe-ck9mo
    @NeNe-ck9mo 6 ปีที่แล้ว +40

    ዘማች ሕጅውን ተቃላሳይ ናይ ውልቀይ መዓረይ ሓላለይ ሓወይ ኢኻ!

  • @ፈናፍቅር
    @ፈናፍቅር 3 ปีที่แล้ว +7

    ዘማች ጥዑም ድምፂ💓😢😢

  • @HabenKidane-mf3ok
    @HabenKidane-mf3ok 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ewyyy anes gezana ember nafiqeyooommm 2024❤😢😢

  • @mitikuamanumesele3975
    @mitikuamanumesele3975 6 ปีที่แล้ว +5

    ahhhhhhh.....i cried when i hear this music, especially when the little girl criess...ahhhh

  • @abdulfatahmohammed4937
    @abdulfatahmohammed4937 5 ปีที่แล้ว +8

    Zamach .. so great 😭

  • @techzone6330
    @techzone6330 6 ปีที่แล้ว +10

    Efffffffff eza derfi ezia gena nab sdet keywetsaku ms aerktey nsemea nerna abyi zkri aleni😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣክክክክክክ /13/ ዓመት ተመርዕየ ሹዐ ወፂኣ ዛደርፊ ሐዚ ኣብ ስደት ኣለኩ ንዓይ ዝተደረፈት እየ ዝመስለኒ ኣየ ወለደት ንእስነተይ መፃኢ ግድለይ ......እህህህህህህህ

  • @banakibrom6842
    @banakibrom6842 ปีที่แล้ว +4

    I cried every time😢

  • @samiwedimebrya785
    @samiwedimebrya785 8 ปีที่แล้ว +8

    the best of Eritrea music Estif shkorrrrr love you love your song

  • @abichotanashsamicho
    @abichotanashsamicho 5 หลายเดือนก่อน +4

    men eyu ab 2030 koynu ksemea ldeli like❣

  • @bitewededjgnaertrawiye5348
    @bitewededjgnaertrawiye5348 5 ปีที่แล้ว +12

    Lbka ttnkf derkfi 😭❤

  • @goodplaza9545
    @goodplaza9545 5 ปีที่แล้ว +14

    ዘማች ደርፍካ ኣንብዕኒ ምክንያቱም ምዓባይ ሓፍተይ ከማኣ ገይሮም ኣምርዐማ ኣብ 12ዓመታ ግን መራዓዊ ዶ ኣብ በቅሊ ይስቀል እዩ ምክንያቱም ኣብ 2ተበቅሊ ስለ ተሰቆሉ እዩ ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ እንደባጉና

  • @GalaxyAa-ns3sy
    @GalaxyAa-ns3sy 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዝገርም ሙዙቃ

  • @TesfAlem-lj5yu
    @TesfAlem-lj5yu 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ uffff dass sil

  • @abderhimabrahim9755
    @abderhimabrahim9755 3 ปีที่แล้ว +2

    Kisab 17/9/2021ysema aleku zeytmno derfi men alo zey menewa Hii beluni deki erey halal 💞🌺🌻

    • @Seigott
      @Seigott ปีที่แล้ว

      Wela ane ksab 2023😢😭😭😭🥺

  • @unicorndream1328
    @unicorndream1328 6 ปีที่แล้ว +5

    you should work with human rights international...you have the the right mind my friend ..God bless!..

    • @musiejohn2260
      @musiejohn2260 6 ปีที่แล้ว

      unicorn dream what you mean international rights bich