Eritrea music Abraham Afewerki - Tmnitey/ትምኒተይ Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 มิ.ย. 2019
  • Eritrea music Abraham Afewerki - Tmnitey/ትምኒተይ
    Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
    Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
    Find us on facebook: / aamusicc
    / abraham.afewerki.9484
  • เพลง

ความคิดเห็น • 1.7K

  • @user-qn9mp8ro3j
    @user-qn9mp8ro3j 5 ปีที่แล้ว +4471

    *ደርፊ ትምኒተይ ዝፈቱ 1000 Like ይትረፈኒ 100 Like ሃቡኒ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ 🇪🇷*

    • @user-oo5bn9lj4z
      @user-oo5bn9lj4z 5 ปีที่แล้ว +73

      ጓል ዓንሰባ ቆሓይን ስመጃና 1000000000000000... ኩሩዕ ትግርኛ ትግራዋይ

    • @abel8236
      @abel8236 5 ปีที่แล้ว +26

      ጓል ዓንሰባ ቆሓይን ስመጃና eza semjana abey eyu eba

    • @grmeleyab22meley95
      @grmeleyab22meley95 5 ปีที่แล้ว +18

      100000000000000000000000.................... like

    • @ichliebemeinemutter8924
      @ichliebemeinemutter8924 5 ปีที่แล้ว +17

      @@abel8236 ab Eritrea eyu

    • @medid.454
      @medid.454 5 ปีที่แล้ว +26

      Bisim abrish million aykonen trillion lele yiwhideki haftey. Beli beshim abrish eti liabeye like le gechieki aleku.🙏💚💛💙❤💓💖💗👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @EGAN-ir1wr
    @EGAN-ir1wr 4 ปีที่แล้ว +343

    አብርሽይ ማዓርይ አብ ገነት የንብርካ
    ዓለም ጨካን እያ 😭😭😭
    እንተ ደርፍታትካ ሞ ደም ስር እዩ
    ብናትካ ተስፍ ሒዘ ይጋዓዝ አለኩ
    🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹&🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @xuseenibrahim217xuseen7
      @xuseenibrahim217xuseen7 4 ปีที่แล้ว +21

      I am Love eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴 💪🏾🇪🇷🎻

    • @user-tg6gw8fv6r
      @user-tg6gw8fv6r 4 ปีที่แล้ว +9

      Elsa Fesha ጉዕዞኺ ክዕወት ,ዩ ኣጆኺ

    • @sabagerensea2610
      @sabagerensea2610 4 ปีที่แล้ว +5

      ኣጁኪ ሓፍተይይይይይ

    • @filmonokbai3227
      @filmonokbai3227 4 ปีที่แล้ว +1

      Abrish halaley

    • @fshahadish3946
      @fshahadish3946 หลายเดือนก่อน

      ​@- 😮😮xuseenibrahim217xuseen7

  • @user-nv8nf5wh3q
    @user-nv8nf5wh3q 2 ปีที่แล้ว +324

    አብርሸይ ሓለል መምህር ፍቅሪ 😍አብ ስደት ኮይነ ክጨንቀኒ ከሎ ናይ አብርሃም ደርፍታት ይሰምዕ 😍መን አሎ ዘስተማቅራ 2022

  • @dotiguyo2023
    @dotiguyo2023 28 วันที่ผ่านมา +4

    he is wonderful singer. May his soul Rest in peace

  • @user-rw2ob7pw6m
    @user-rw2ob7pw6m 5 ปีที่แล้ว +732

    ኣብዚ ኣለካ ምቁር ሓዘላት ግጥምን፡ ዜማን
    ናይ ክቡር ስነ - ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፎርቂ !!
    🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷

    • @avrammohri2887
      @avrammohri2887 5 ปีที่แล้ว +17

      King music kemaka mo abey dagmay kayfter

    • @alganeshgoitom9405
      @alganeshgoitom9405 4 ปีที่แล้ว +6

      Yes Amlakje meske jukuen amen Awet mesna jukuen Eritrea and Eritreana Awet jukuenlna amen yesus kruscis temesgen amen😃😃😃🙇🙇🙇🙏🙏🙏✋✋❤❤❤👏👏👏👊👊👊💪💪Hajale Abrham musik.

    • @tfyfy7614
      @tfyfy7614 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሌክ ግደፍባ ይኣክል ከነብሪየካ።ሎምስ ክክክ ኣታ ጠባየኛ

    • @user-rw2ob7pw6m
      @user-rw2ob7pw6m 4 ปีที่แล้ว

      @@tfyfy7614 ጠዋሊ ወሸለ መብረ ረኺበ ሃሃሃ

    • @brangrimay
      @brangrimay 4 ปีที่แล้ว +1

      😘😘😘😘❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @bobland7677
    @bobland7677 5 ปีที่แล้ว +128

    ስወደው ኢትዮጵያዊ ነኝ
    ግን አብርሽን ስሰማ ትርጉሙን ሳላቀው ዘፈኑን እወደዋለው ኤርትራ ውስጤ ናት ማየቴ አይቀርም

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l 4 ปีที่แล้ว +44

    ደርፊ ትምኒተይ ዝፈቱ

  • @biniamkidane8787
    @biniamkidane8787 4 ปีที่แล้ว +343

    ትምኒተይ 💋💘💘💘💘
    ቋሕ ሰም ኢለን ዓይነይ ክትርኣይኒ
    ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣቢኒ
    ንስኺ ኢኪ ሕልመይ ንስኪ ኢኪ ጋህደይ በይነይ መን ኣለኒ
    ከማይ ዶ ትኾኒ
    ...... ኮኾብ ጠሚቐኪ ኣልማዛዊት ብርሃን
    ነብሰይ ለ ሰሜኪ ክትቀርብለይ መታን ክትጠብቅለይ መታት
    ትምኒተይ ኢለኪ ከግህደለይ መታን
    ከስምረለይ መታን
    ዑፈይ ለ በሪርኪ ክትመጽለይ መታን
    ኣዕሚቐ ኣየካፈልኩክን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ
    ይርድኣኪ ይከውን ድሌተይ እንታይ ሙዃኑ
    ድሌተይ እንታይ ሙዃኑ
    ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይትዑም ኔሩ እዋኑ
    ይርድኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ
    ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ
    ..ኣመስጊነ ብምህላውኪ ኣሚነ ኣሚንኪ ዲ ስኺ
    ብሂገ ዘይጸግቦ ምጭዋት የዒንትኺ
    ጠሚተየ ዝረኽቦ
    .....ናባኺ ቀሪበ ዝማሞቐ ፍቕሪ
    ጠባይኪ ኣስተብሂለ ንዝቐስሞ ምኽሪ
    ሓልዮትኪ ሰኒቐ ዝምስርቶ ስድሪ
    ሽምዓ ወሊዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ
    ....ኣብ ዘይሕሰብ ስዓት ኣብ ዘይግመት ቦታ
    ወዝኒ ትዝ ኢልክኒ ስውር መጸዋዕታ ዘይዓርፍ ሃንቀውታ
    ኣብ ልበይ ዝሂንኪ ጦብላሕታ ነቒለ ኣብ ትዝታ
    ብፍቕሪ ነዲደ ዘይጠፍእ ሃልሃልታ
    ....ሓፍ ሓፍ ክብል ከብደይ ልበይ እንክድገር
    ሽፋን ከዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓድሽ መነጸር
    ደበና ጠሚተ ዕንበባ ሸቲተ ምስ ንፋስ ብሒተ
    ይከሰኪ ሞ ይኸሰኪ ሞ ይንእደኪ ዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር
    ኣዕሚቐ ኣየካፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ
    ይርድኣኪ ይከውን ድሌተይ እንታይ ምዃኑ
    ድሌተይ እንታይ ምዃኑ.................

  • @solo8869
    @solo8869 4 ปีที่แล้ว +101

    እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ እታ ብልቢ ዘፍቅራ ትምኒተይ ጏል ተሰነይ ይዝክር ብትዝታ ሙቁር ቃንዛ ሂወት ንትማሊ ተመሊሰ ሽምዓ ወሊዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቅርና ዝኽሪ ይብል ባሕሪ ውሽጠይ ኣብርሸይ ቆንቃ ውሽጠይ ኣድሚጽዎ !!!!!! ከምዝ ከማይ ካብ ኣፍቃሪቱ ኮፍ ኣቢሉ ከየዛረበ ኩነታት ምጥዓም ዝኣበዮ Like

    • @betieweldit3863
      @betieweldit3863 ปีที่แล้ว

      🥰🥰😊

    • @ytm3534
      @ytm3534 ปีที่แล้ว +2

      አለና

    • @solo8869
      @solo8869 ปีที่แล้ว +3

      Hade malti kulu senay kekeweni eyu bro ❤

    • @mhretabrhawa9569
      @mhretabrhawa9569 ปีที่แล้ว

      Merci

    • @tekliabarya2074
      @tekliabarya2074 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሕጂ ረኪብካያ ዶ ትኸውን

  • @Gagareacion
    @Gagareacion ปีที่แล้ว +34

    I’m Ethiopian🇪🇹 I love you Eritrea music abraham afewerki 🏅🔥🙌🤞

  • @Mamiye_alemey_21
    @Mamiye_alemey_21 4 ปีที่แล้ว +44

    ኣሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ ኣብርሸይ መምህር ፍቅሪ ንስካስ ንእሽተይ ክትፀንሕ ኔሩካ ኡፍፍፍፍፍፍ

  • @berituberitu9332
    @berituberitu9332 3 ปีที่แล้ว +32

    2020 ድሰምኣ፡ዘሎ ነዛ፡ ደርፊ ላይክ ኣብርሸይ መንግስተ ስማይ የዋርስካ ኣሕ

  • @robelhagos6888
    @robelhagos6888 5 ปีที่แล้ว +259

    ናይ ሓባር ስራሕ ክህልወና ናይ ወትሩ ትምኒተይ እዩ ነይሩ፡ ግና ረቢ ስለ ዘይፈቐዶ ኣይኮነን፡ ነባሪ ስራሕካ ግና ተዘካሪ እዩ ።

    • @user-wv8tr7ig7f
      @user-wv8tr7ig7f 5 ปีที่แล้ว +4

      Kubur abrar eska wun hade kabtom nimkahlom eka emo fikrawi derfi gele belena abzelkayo edmen tienan yihabka

    • @mba3949
      @mba3949 5 ปีที่แล้ว +2

      😭😭💔💔

    • @starboy3326
      @starboy3326 5 ปีที่แล้ว +3

      We love u abrarey shikor

    • @bereketbrhane7642
      @bereketbrhane7642 5 ปีที่แล้ว +4

      Abrar niska wen jegna eka

    • @alganeshgoitom9405
      @alganeshgoitom9405 4 ปีที่แล้ว +1

      Yes wwwwwweeeee Abrham musika.

  • @banaappbanaapp828
    @banaappbanaapp828 5 ปีที่แล้ว +220

    በሓቂ ሎሚ ሎሚ ስምዒት ህዝብኩም ተረዲእኩም ዝሰደድኩልኩሙና የቅኔልና

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว +1

      Semett do balki nay mentyy

    • @goytomkidane4398
      @goytomkidane4398 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣብርሃም ልሳን ትግርኛ

  • @selamwitgere46
    @selamwitgere46 2 ปีที่แล้ว +37

    🇻🇳❤🇪🇷❤🇻🇳 አብርሽ ልባችን ውስጥ አለህ ህያው ነህ የልጅነት ትውስታዮ ነህ ላንተ ቃላት የለኝ ብቻ አምላክ ነፍስካ ይማሀሮ ❤❤❤

    • @nebyu2692
      @nebyu2692 ปีที่แล้ว +4

      😂😂😂 ብትግርኛ ደኣ ዘይትፅሕፊ ኣንቲ ሓፍትና 🙆🙆🙆

    • @selinagere3359
      @selinagere3359 หลายเดือนก่อน

      ​@@nebyu2692ፍርቂ ፍርቂ ዝክል😂

    • @user-sh4yh8tm4x
      @user-sh4yh8tm4x 24 วันที่ผ่านมา

      ​@@nebyu2692😂😂

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s 20 วันที่ผ่านมา

      ​@neb😢😅yu2692

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@nebyu2692😢

  • @mussieberhane6085
    @mussieberhane6085 2 ปีที่แล้ว +26

    ኣለኩም ዶ" ከምዚ ከማይ ኣብ 2021 August ነዚ ዘይምኖ ደርፊ ኣብራሃም ዘስተማቕሩ👌🏽👌🏽👌🏽

  • @solinatey9670
    @solinatey9670 5 ปีที่แล้ว +173

    ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ብቡልጽ ስራሓትካ ኣብ ልብና ዘይበርስ ሓወልቲ ተኺልካ ኢካ ንዘንትእለት ኣብ ልብና like ብስም ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ

  • @yonastes6172
    @yonastes6172 5 ปีที่แล้ว +95

    ኣብሪሽይ ናይ ፍቅሪ ታተ
    መግለጺ ሲኢነሉ ገለ በሉዎ
    ተንብቡዋ ዘለኩም ነዛ ጸሕፍተይ
    Leik ገርኩም ከኣ ጽፍዕ ኣብሉኒ
    ፍቅርን ሰላምን ቅሳነትን ንዓኩም ደቂ ኤረይ ሓላል

  • @anonymoushacker5643
    @anonymoushacker5643 5 ปีที่แล้ว +518

    መንዩሞ ትግርኛ ተዛራቢ ኮይኑ ብናይ ኣብርሃም ደርፍታት ኣብ ናይ ፍቕሪ ይኹን ናይ ህይወት ትዝታት ዘይጠሓለ? ኩልግዜ ኣብ ልብና። ካብ መቐለ።

    • @weizeritgurum1660
      @weizeritgurum1660 4 ปีที่แล้ว +2

      gh

    • @eritrea.n.t9218
      @eritrea.n.t9218 3 ปีที่แล้ว +9

      Tigerna teray zeykone kulatkum Ethiopiawyn tisuwo ekum nay abraham and sami berhane!!

    • @solomonasefa7190
      @solomonasefa7190 3 ปีที่แล้ว +11

      መንዩሞ ትግርኛ ተዛራቢ ኮይኑ ብናይ ኣብርሃም ደርፍታት ኣብ ናይ ፍቕሪ ይኹን ናይ ህይወት ትዝታት ዘይጠሓለ? ኩልግዜ ኣብ ልብና። ካብ ሚዛን አማን።

    • @user-qc1uq4kz6v
      @user-qc1uq4kz6v 3 ปีที่แล้ว +27

      መንዩ ኸ ኤርትራዊ ኮይኑ ተሸጊሩ ልክዕ ከም ገዝኡ ኣብ መቐለ ዘይሓደረ

    • @wegenemekonen8244
      @wegenemekonen8244 3 ปีที่แล้ว +2

      Bzgba gelixkayo

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher6909 4 ปีที่แล้ว +35

    😭😭😭😭በክየ ኣይጸግብን ኣብርሃመይ፡👍✌😍💘 ትምኒት ኢና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትናፍቁዶ ትነብዑዶ ከማይ፡ድሕሪ ዚ ስራሕ ዚ ኮ ንስነጥብ ሃገርና ምንኣስ ከይመስል እምበር ልዕልዚ ጽባቀ ስራሕ ኣበደን ምስናይ ይቅሬታ።

  • @samitekia8631
    @samitekia8631 5 ปีที่แล้ว +731

    ya jema bsm abraham eske like habuni des eluni eu zelo

  • @firawynewoldemicheal9551
    @firawynewoldemicheal9551 5 ปีที่แล้ว +379

    I am from ethiopia tigray, i just don't have words to express my love and respect for this legend. His words and his voice has a power to move through everyones vein. He is the one person who thought me the power ofmusic. He gave us hope, thought us a lot life lessons and above all he thought us love. As i said i don't have words to talk about abresh.

    • @adoliser7134
      @adoliser7134 4 ปีที่แล้ว +5

      I LOVE ABRAHAM the gteat

    • @samuelnerayo2743
      @samuelnerayo2743 4 ปีที่แล้ว +10

      Thought = ሓሳባት
      Taught = ምምሃር (I assume u r lookingfor this word)👍

    • @zinabubirhanu3653
      @zinabubirhanu3653 4 ปีที่แล้ว +1

      more geltseshiwal wudee

    • @abbsgirmay7842
      @abbsgirmay7842 4 ปีที่แล้ว +8

      Bless you firaweyne I'm just crying right now from what you said
      .. You really do know who is the legend! By the way my beloved daughter's name is weyni as well.

    • @queen_makeda2306
      @queen_makeda2306 4 ปีที่แล้ว +2

      @luana efrem really?! the teacher and king of life?! ❤️❤️

  • @user-gb9wc3gw4e
    @user-gb9wc3gw4e 4 ปีที่แล้ว +131

    ትግራዋይ እየ ቃላት ዶ ኣለኩም???ንኣብርሽ ዝገልፅ ዝትክእ ፣ዝገልፅ እንታይ ኣለዎ ፅንሕ እንትትብል ቑሩብ???ኣይይ... ፈጣሪ
    ኣብርሽይ ብሰላም ዕረፍ:😭 ፍልፍል ብሩህ ኣእምሮ ሚሳኤል ዝኾነ ቃላቱ ፍቅርን ሓቦን ተስፋን ዘምሃረኒ በዓል ፉሉይ ተውህቦ ናይ ዘልኣለም መሃንዲስ ቐለብ ኣእምሮን ህይወትን ኢኻ ፣መምህር ፍቕሪ ኢለ ይገልፆ ፣ ይቕረታ ቃላት ስለዝሓፀረኒ እየ።ህያው ኢኻ ኣብርሽ ጥበብ ፍርያትኻ ኣብ ልብና ብፅኑዕ ሰፊሩን ይቕፅልን ኣሎ!
    @Desta16/6/3020

    • @tsegayhaiysh9086
      @tsegayhaiysh9086 2 ปีที่แล้ว

      ::::::♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤❤❤❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪💔💔💔💔😍💟💟💟♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

    • @eluboy
      @eluboy 23 วันที่ผ่านมา +1

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 2 ปีที่แล้ว +63

    ንሕና ኹሉ ኢና
    ሰብ ታሪኽ📚
    ሰብ ያታ 📝
    ሰብ ባህሊ 👨‍⚖️👰
    ሰብ መንነት✍️።
    እቲ ዝከበረ ምሳና ኣሎ




    🥰

  • @user-fi9pk6vc8v
    @user-fi9pk6vc8v 2 ปีที่แล้ว +26

    ኣብርሸይ መጸነናነዐይ ❤መን ኣሎ ከማይ ከሳብ ሕጂ ዝሰምዓ🤔 2021 ላይከ እስኬ ሃቡለይ ❤❤❤❤❤❤🙏🥺

    • @senaittesfamichael3635
      @senaittesfamichael3635 ปีที่แล้ว

      አነ ለኩ ኩልግዜ ትግርኛ ክስምእ እንተኮትኔ አብርሐም አፈወርቂ ምርጫይ አለኩ ካብ 2006 ክሳብ ሕጂ አለኒ መዘከርታ

    • @teweldetekle
      @teweldetekle ปีที่แล้ว

      2023

  • @michaelgherie-chimar7842
    @michaelgherie-chimar7842 ปีที่แล้ว +23

    "ትምኒተይ"
    ቋሕ-ሰም ይብል ዓይነይ
    ክትርኣዪኒ
    ኣበይ ይውድእ ሕልሚ
    ኣበይ ይጅምር ጋህዲ
    ምርዳእ ኣቢዩኒ
    ንስኺ ኢኺ ሕልመይ
    ንስኺ ኢኺ ጋህደይ
    በይነይ መን ኣሎኒ
    ከማይ ዶ ትኾኒ
    ኮኾብ ጠሚቐኪ
    ኣልማዛዊት ብርሃን
    ነብሰይ ኢለ ሰሚየኪ
    ክትቀርብለይ መታን
    ክትጠብቅለይ መታን
    ትምኒተይ ኢለኪ
    ከግህደለይ መታን
    ከስምረይ መታን
    ዑፈይ 'ለ በሪርኪ
    ክትመጽለይ መታን
    ኣዕሚቖ ኣየካፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ
    ይርድኣኪ ይኸውን ድሌተይ እንታይ ምኳኑ
    ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዑም ኔሩ እዋኑ
    ይርድኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምኳኑ
    ኣመስጊነ ብምህላውኪ
    ኣሚን ኣሚንኪ ዶ 'ስኪ
    'ቲ ብሂገ ዘይጸግቦ
    ምጭዋት የዒንትኺ ጠሚተ ዝረኽቦ
    ናባኺ ቀሪበ ዝማሙቖ ፍቕሪ
    ጠባይኪ ኣስተብሂለ ንዝቐስሞ ምኽሪ
    ሓልዮትኪ ሰኒቐ ዝውስኾ ስድሪ
    ሽምዓ ወሊዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ
    ኣብ ዘይሕሰብ ሰዓት ኣብ ዘይግመት ቦታ
    ወዝቢ ትዝ ኢልክኒ ብስውር መጸዋዕታ
    ዘዓርፍ ሃንቀውታ
    ኣብ ልበይ ዝሂምኪ ሃንደበት ጦብላሕታ
    ነቂለ ብትዝታ ብፍቕሪ ነዲደ ዘይጠፍእ ሃልሃልታ
    ሓፍሓፍ ክብል ከብደይ ልበይ እንክሽገር
    ሽፋን ከዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓድሽ መነጸር
    ደበና ጠሚተ ዕምባባ ሸቲተ
    ምስ ንፋስ ብሒተ
    ይኸሰኪ'ሞ ይንእደኪ ዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር
    ኣዕሚቐ ኣየካደልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ
    ይርድኣኪ ይኸውን ድሌተይ እንታይ ምዃኑ
    ኮፍ ኣቢለይ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዑም ኔሩ እዋኑ
    ግን ይርድኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምኳኑ
    ኣመስጊነ ብምህላውኪ
    ኣሚን ቀሲንኪ ዶ 'ስኺ
    ብሂገ ዘይጸግቦ
    ምጭዋት የዒንትኺ ጠሚተ ዝረኽቦ
    ዛንታ'የ በልኒ መጽሓፍ ክኾነኪ
    ግጥሚ'የ በልኒ ዜማ ክኾነኪ
    ደንበ ክትኮንለይ ትምኒተይ ኢለኪ
    ብስምኪ'ዩ ማሕላ ልብኺ ሃብኒ - ልበይ ድሮ ናትኪ
    ገለ'ባ በሊ -ገለ'ባ በሊ -ገለ በልኒ
    ኣለኹ በሊ - ኣለኹ በሊ……
    ገለ'ባ በሊ ሓበነይ ኣለኹ በሊ
    ትምኒተየ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ
    ትናፍቒ ዶ ይጽምወኪ ከማይ
    ትምኒትና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ
    ትብህጊ ዶ ትሓልሚ ዶ ከማይ
    ዑፈይ ምጺ በሪርኪ ብሰማይ
    'ተናፊቕኪ 'ተጸሚዩኪ ከማይ
    ትምኒተየ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ
    ትናፍቒ ዶ ይጽምወኪ ከማይ
    ትምኒተየ ስልምቲ ጽምብላሊዕ
    ዕለብኒ ዓምቢበ ክጥጥዕ
    ኣነ ኣብ ዝኸድክዎ ከማዕድዋ
    ንሳ ትርከቦ ጎልጎል ሳዋ
    ዋይ ተራኢኽኒ ሎሚ ምሸት
    ከረን ኔርኪ ተሸፊንኪ ልዌት
    ኣብ'ቲ ደንደስ ባሕሪ ኣብ ጽምዋ
    ዘሕለፍዮ ዘኪረ ኣብ ማሳዋ
    ቃል ኣቲና ኢልኒ "ሓደራ!"
    ይጽበ'ለኹ ምጽኒ 'ነስመራ
    ልበይ ብስምኪ'ዩ ዝቆጽር ትርግታ
    ንገርኒ ዘለኽዮ ቦታ
    ወግሐ ጸብሐ ምስልኺ'የ ዝርኢ
    ትኽእልዮ ዶ ናብራ ናይ ወጻኢ
    ብሕልሚ ርእየኪ ሎሚ ለይቲ
    ተጸጊዕኪ ናይ ኣክሱም ሓወልቲ
    ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ መሬት ጥንቲ
    'ታይ ርኢኺ ኣብ ናቕፋ ዓዲ ርስቲ
    ኩሉ ዘይእግሞ ኣቦ ግጥምን ዜማን
    ኣርካን ስነ-ጥበበኛ ነ/ሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ

  • @merhawihabte2762
    @merhawihabte2762 2 ปีที่แล้ว +41

    ትምኒተይ ዝፈቱ ከማይ ላይክ ከይበለኒ ከይሓለፍ

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 2 หลายเดือนก่อน +5

    We Tegaru love you Abrish *ብሕልሚ ሪኤኪ ሎሚ ለይቲ፣ ተፀጊዕኺ ናይ ኣኽሱም ሓወልቲ፤ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ መሬት ጥንቲ፣ ታይ ሪኢኺ ኣብቲ ዓዲ ርስቲ።* Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿🌿

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam5864 5 ปีที่แล้ว +151

    *Abitey kem lebey*
    *ሓልዮትካ*
    *ልግሲ ውሕሉል ቃላትካ*
    *ፍቅርኻ ተስፋኻ*
    *ጽንዓትካ ሓቦኻ*
    *ፍቅርኻ ዘይነጽፍ ባሕሪ‘ዩ 😥❤*
    *ጥበብካ መዋዳድርቲ የብሉን መምህረይ❤❤*

  • @user-oo5bn9lj4z
    @user-oo5bn9lj4z 5 ปีที่แล้ว +104

    ኣብርሃም ክንዲ 100000000000000000000000000000000...

    • @user-wb2id9fx5b
      @user-wb2id9fx5b 3 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

    • @ambishandom1665
      @ambishandom1665 22 วันที่ผ่านมา

      Awhidkaluuuu

  • @user-nx2cc9sh6z
    @user-nx2cc9sh6z ปีที่แล้ว +9

    I miss you aebrshey ሓላል መምህር ፍቅሪ 💔

  • @orangeafrro586
    @orangeafrro586 4 ปีที่แล้ว +40

    ኣንታ እዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ይሰምዕዎ'ዶ ነዚ? 💕🙏🏽🇪🇷!!

  • @amare9101
    @amare9101 ปีที่แล้ว +86

    I am an Amhara from Ethiopia and love Eritrean songs. Abraham is a legend

    • @merajohn2019
      @merajohn2019 ปีที่แล้ว +5

      We love Ethiopian to bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇹🇪🇹

    • @solomongirmay3164
      @solomongirmay3164 10 หลายเดือนก่อน +2

      I love, this song from my hart.

    • @cestlavie5150
      @cestlavie5150 10 หลายเดือนก่อน

      ችድ ኣታ ኣድጊ we will never forget donkey

    • @UsernameR8
      @UsernameR8 7 หลายเดือนก่อน

      Down to amhara

    • @Possiblism
      @Possiblism 5 หลายเดือนก่อน

      ስለ ትግርኛ ሙዚቃ ኣንችን ኣይመለከትሽም

  • @user-dy9tv3rb7c
    @user-dy9tv3rb7c 5 ปีที่แล้ว +35

    ኣብርሽ ፍቅር እንታይ ይወፃካ ፈጣሪ ጨኪኑ ሂቡ ወሲዱልና ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ😭

  • @user-lv3dz5mr1c
    @user-lv3dz5mr1c หลายเดือนก่อน +2

    ዎ መምህር ኣብርሃም ተመለሰናባ😢😢

  • @francescovelardi1869
    @francescovelardi1869 4 ปีที่แล้ว +47

    I just left Asmara but I missed it already 😔... 🇪🇷 🖤 🇪🇹

    • @BBGL02
      @BBGL02 4 ปีที่แล้ว +2

      Francesco Velardi than go back

    • @fathergascoigne4609
      @fathergascoigne4609 3 ปีที่แล้ว +1

      @@BBGL02 know the difference between then and than...... ignorant bitch

    • @jojoghebre3310
      @jojoghebre3310 3 ปีที่แล้ว

      Anta hafta ija...👍

    • @nfnfdbdndn9515
      @nfnfdbdndn9515 3 ปีที่แล้ว

      @@BBGL02 off hdyia

  • @mulawweldeslasie9726
    @mulawweldeslasie9726 4 ปีที่แล้ว +4

    አብርሃም አፈወርቂ the Eritrean legend አቦ ፍቅሪ ትርግታ ልቢ ደቅ ሰባት ኮታስ ፅሩይ ኦክሲጅን ትንፋስ ደቅ ሰባት
    ፈጣሪ አብ ገነት ደንብርካ.
    ካብ መቀለ።

  • @fatujatta4274
    @fatujatta4274 3 ปีที่แล้ว +180

    I am from Senegal and unfortunetly I can not understand the language but this song is just😍😍😍😍

    • @tesfuweldemicael3336
      @tesfuweldemicael3336 2 ปีที่แล้ว +5

      Don't worry bro i describe by English bro

    • @Davi-rx
      @Davi-rx 2 ปีที่แล้ว +3

      I speak the language from the music, and I live in senegal currently.

    • @fatujatta4274
      @fatujatta4274 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Davi-rx owww thats wonderful

    • @Davi-rx
      @Davi-rx 2 ปีที่แล้ว

      @@fatujatta4274 it is

    • @weldatwedi10
      @weldatwedi10 ปีที่แล้ว +1

      abrsh ebrhmo

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi429 3 ปีที่แล้ว +101

    667 ሰባት ዲስላይ ገይሮ ዲየ ዝርኢ ዘለኹ
    ዋላስ ዓይነይ ኢዩ?
    667 ሰባት ትግሪኛ ኣይሰምዑ
    ጸማማት ኢዮም ማለት ዩ።
    ምሳይ ትሳማመዑ ለይክ
    ብስም ኣቦ ጥበብ ኣብሪሽ ወዲ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ፍቕሪ

    • @user-wb2id9fx5b
      @user-wb2id9fx5b 3 ปีที่แล้ว

      Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💙💗❤💞💜

    • @girmaxentezare6201
      @girmaxentezare6201 3 ปีที่แล้ว +1

      agame eyom

    • @atakltitafere5687
      @atakltitafere5687 2 ปีที่แล้ว +3

      @@girmaxentezare6201 ዓጋመ ካባካ ንላዕሊ የፍቅርዎ ድሁል ልሕቲት

    • @desbeledermas5966
      @desbeledermas5966 2 ปีที่แล้ว +1

      Tigrinya zey semeu koynom aykonin ab ezni miedal ayneberun

    • @mesimesi8168
      @mesimesi8168 2 ปีที่แล้ว

      Aytesahatkan nay msmay cheger zlewem eyom mesleniy😂🤣🙈

  • @abelman7460
    @abelman7460 ปีที่แล้ว +6

    ብግጥሚ እባ ኣቅምጥዋ ብፅሑፍ ኣሕዋተይ ❤❤

  • @TekilaWedidermas
    @TekilaWedidermas 5 ปีที่แล้ว +128

    ኣታ ከምዚ ናተይ ዶ ኣሎኩም 24ሰዓት በጀካ ናይ ኣብረሃም ናይ ካልእ ዘይ ትሰምዑ ደርፊ ናይ ካልእ ዘሎ ኮይኑ ዩ ኮ ዘይስመዓኒ

    • @altenpflegeisteineberuf4368
      @altenpflegeisteineberuf4368 4 ปีที่แล้ว

      Ane aloku, Ni Abreham aforiki kiro Edil koloni Edil zey Geberku seb eye Ab Sawa

    • @searekifle6053
      @searekifle6053 4 ปีที่แล้ว

      Alna wa hawey natey

    • @searekifle6053
      @searekifle6053 4 ปีที่แล้ว

      Alna we

    • @DaywithHabu5258
      @DaywithHabu5258 4 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ ጸዊዖም ነቶም ዘሳቅዩኒ me too ayxgeb aymeno ❤️❤️❤️❤️💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎧🎧🎧

    • @stayhuman1562
      @stayhuman1562 2 ปีที่แล้ว

      ♥️♥️😍

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 ปีที่แล้ว +12

    ኣቦ ፍቅሪ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ኣብ ገነት የንበርካ 😍😍 ኣቦ ጥበብ

  • @rutaasgedom4508
    @rutaasgedom4508 ปีที่แล้ว +11

    ኩርዓት ኤርትራውያን ንጉስ ስነ ጥበብ ኣብርሸይ ብመንፈስ ኣብ ውሽጢ ኩሉ ሰብ ዘለኻ ከምቲ ሰብ ፈጣሪ ፈትይካ ኣብ ዘለኻዮ
    ገነት ለምለም ይኹነልካ ♥♥♥♥ so much.

    • @user-cf4xo1kq3n
      @user-cf4xo1kq3n ปีที่แล้ว +4

      ኩርዓት ኤርትራውያን ጥራሕ ኣይኮነን። ንዓና ንተጋሩ ለ ኩርዓትና እዩ። ካብ ኣስመራ ብላዕሊ ኣብ መቐለ ናይ ኣብርሃም ደርፍታት ይስምዑ።

    • @user-cf4xo1kq3n
      @user-cf4xo1kq3n ปีที่แล้ว +1

      @@rutaasgedom4508 ኣብርሁሽ ኣይኮነን ትግርኛ ንዛረብ ንሰምዕ ኣምሓሩ እውን ይሰምዕዎ እዮም። በተለይ ኣብ ትግራይ እሞ ብፍሉይ ኣብርሃም ካብ ልብና ኢና ንፈትዮ ኣብ መናፈሻታት ድዩ ገለ ብቻ ኣብ ኩሉ ኣብርሁሽ ኢካ ትሰምዕ

    • @user-cf4xo1kq3n
      @user-cf4xo1kq3n ปีที่แล้ว

      @@rutaasgedom4508 አሜን ሰበይ

    • @tomtomtombossa
      @tomtomtombossa 4 หลายเดือนก่อน

      Well deserved. He was not a narrow minded person. He sang for love. It gives me goosebumps when he mentions nay Aksum Hawelti.

  • @berekethaile8420
    @berekethaile8420 3 ปีที่แล้ว +60

    Septermber 1998, we were starting 8th grade in section 5. My classmate Senay used to sung this sing to the my other classmate Timinit. What a way to remember this legendary song.

  • @nevergiveup-gj7yo
    @nevergiveup-gj7yo 5 ปีที่แล้ว +19

    Ahhh abrishyyy memhir hiwot eza derfi fkri zejemrkilu ya tezkireni thanks berther

  • @yonijunior5192
    @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +47

    I miss you everything brother ❤😭❤

  • @tesfaymehari3761
    @tesfaymehari3761 4 ปีที่แล้ว +42

    He is the king of Art!!!

  • @user-cl6ew9dy5g
    @user-cl6ew9dy5g 3 ปีที่แล้ว +15

    King 🤴 in Africa omg I am feeling this music 😱 🇪🇹🇪🇷🎧❤️🙏🏻

  • @user-qn1cl3wu1h
    @user-qn1cl3wu1h 5 ปีที่แล้ว +22

    Shikor & kekafleki hasabey bi hirfan yixbeyen aleku❤🙌

  • @LimitLess-Imagination-
    @LimitLess-Imagination- 5 ปีที่แล้ว +29

    እታ ዝምነያ ረኪበያ ሎሚ ረኪበያ ይብላ ነይረን ኣደይ ሃንሱ ጎሬቤትና ሎሚ ከኣ እቲ ብህንቀውታ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ሕጋዊ ምልቃቅ ደርፍታት ኣብርሃም ረኪብያ እሞ ከምዚ ከማይ እንቃዕ ሓጎሰና መሰል ንብረት ምሕላው ናይ ሕልና ስራሕ ኢዩ እሞ ያላ ህዝበይ ንተሓጋገዝ ደኣ።

  • @jafargaffer2280
    @jafargaffer2280 3 ปีที่แล้ว +6

    ابراهام ليتك كنت بيننا ..اشتقنا لك جدا ولم نعد نطيق نسمع اغيات من ايا كان !!!
    انت كملت الغناء والحن والأداء الخرافي ..
    صوتك القوي يدغدغ احاسيسنا وقلوبنا ..
    تبكي ماقينا حبا لك وتشتاق قلوبنا لك ..
    من بعدك ماتت الدهشة وغاب الابداع ..
    عزاءنا الوحيد الحانك الحانية و الباقية فينا ما حيينا ..
    ان ظللت احكي لاولادي واحفادي عنك ..لن ولم اوفيك حقك ..
    لقد سموت بغناءك وارثك الفني وبلغت الثريا ..ارقد بسلام يا من منحنا المتعه والفن النبيل ..

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z 2 ปีที่แล้ว +7

    💎ኣብርሸይ ንጉስ ጥበብ ንጉስ ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና💎😍

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 5 ปีที่แล้ว +43

    My favourite song of all times,,,am sure I am not the only one still listening it.

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ኣለኹ ፡ ካልኦት ከማናን ❤️

  • @fnanftwi9070
    @fnanftwi9070 5 ปีที่แล้ว +10

    Eza derfi mmnawa seine gdin ab mealti ksema aleni bsim abrsh eske like kemzikemay entelikum

  • @mahariShaile
    @mahariShaile 4 ปีที่แล้ว +33

    ane kab tigray eye, abrshey gin nkulatna eyu moytuna. nebsu ab genet yenbra! n eritreawyan yehwatna dima rahwan kisanetn ymneyelom

    • @amanuelhabtai6037
      @amanuelhabtai6037 4 ปีที่แล้ว

      Kursusat

    • @bellavibes668
      @bellavibes668 4 ปีที่แล้ว +1

      @@amanuelhabtai6037 Sdi entay koynka

    • @ihatexeadupeopleblackboy4731
      @ihatexeadupeopleblackboy4731 3 ปีที่แล้ว +1

      @@amanuelhabtai6037 entay adeka habituka resah

    • @abrahamfin5992
      @abrahamfin5992 3 ปีที่แล้ว +1

      Aytgedeslu yhwatey kemziom zeameselu mennetom zeyfletu ab mongona atiyom yqeyaymuna alewu.

  • @misghinatesfamichael4466
    @misghinatesfamichael4466 3 ปีที่แล้ว +9

    ሂወት ኣብ መንፈሳዊ ይኩን ዓለማዊ ብተስፋ ኢያ ትነብር!!!

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +681

    ፍቅሪ
    ሓልዮት
    እምነት
    ተስፋ
    ምሂርካኒ ኣብርሸይ ደርፍኻ ካብ ኮነ ስንቀይ

    • @awettareke3830
      @awettareke3830 4 ปีที่แล้ว +6

      Hi

    • @ermilove685
      @ermilove685 4 ปีที่แล้ว +4

      Bingo ካብ ኣፈይ ቀዲምካኒ

    • @hermonmeharigebrehiwet3624
      @hermonmeharigebrehiwet3624 4 ปีที่แล้ว +3

      Demey🙏❤🇪🇷

    • @munamuni2348
      @munamuni2348 3 ปีที่แล้ว +4

      @@hermonmeharigebrehiwet3624 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ ብሓቂ

    • @siraksiku8186
      @siraksiku8186 3 ปีที่แล้ว

      Nay wedi tkabo entay konka awxikayo sieneyo eko gele eba beleni??? Rbl festa

  • @memumsganandnglmaryamyish4739
    @memumsganandnglmaryamyish4739 5 ปีที่แล้ว +13

    ኣበራሃመይ መምህር ምንባር መምህር ጥበብ መምህር ፍቅሪ መምህር ሓልዮት ሲኒት ኩሉ ጸጽብቁ

  • @Eritreanintertment
    @Eritreanintertment 4 ปีที่แล้ว +30

    ኣብርሃም ዘይትጸንሕ ነበርካ አዚ ከርፋሕ ናብራ ድሕረካ ይሕምቅና

  • @etebarekweldu9439
    @etebarekweldu9439 ปีที่แล้ว +5

    8.3 Million awesome

    • @eluboy
      @eluboy ปีที่แล้ว +1

      Abraham the legend 🥰

  • @bereketkefela5455
    @bereketkefela5455 5 ปีที่แล้ว +5

    Will kommen abirshay abo kulu bizay afellay entay mo nake nake zekewn fedelt yabilayn🍒🇪🇷🇪🇷🐫🐫

  • @raeimusse244
    @raeimusse244 5 ปีที่แล้ว +37

    ezi bahris bka chaka koinulna
    werks fihrka ywexe ember werki do ykiber
    fetawi abrish like hbuley

    • @tsefutekle8347
      @tsefutekle8347 5 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ወርቂ ተውጽእ እምበር ወርቂ ዶ ይውሰድ ዓለም ጨካን ኣቦ ፍቕሪ

    • @wedisemere3279
      @wedisemere3279 5 ปีที่แล้ว +2

      Nay behaky Thnks Nay himamey ya habibi Ana

    • @anditbraun7550
      @anditbraun7550 4 ปีที่แล้ว

      Bahri entay geyru hgdef mendef wala ketilemo ykunu kbretey ab eritrea deytenerge enber deytegebre yelen dhar kea kone elom geyromo ykonu ezom hasadat
      Abrish halal ftret mengste semay yewarska 🙏🙏🙏

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit9434 4 ปีที่แล้ว +29

    RIP~ ABRHAM~AFWERKIE 😢❤💧
    AAAAA
    AAA AAA
    AAA AAA
    AAAAAAAAAA
    AAA AAA
    AAA AAA
    i am proud to be eritrean... “we all die. The goal isn’t to live forever, but to create something that will.” ╭┈┈┈┈╯   ╰┈┈┈╮
     ╰┳┳╯    ╰┳┳╯
    💧
           💧

  • @abbaa8712
    @abbaa8712 ปีที่แล้ว +9

    I am from Oromia Ethiopia. Love this song

  • @yohanentertainment3868
    @yohanentertainment3868 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣንታ መምህር ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢካ
    ኣብርሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽ

  • @semra5955
    @semra5955 5 ปีที่แล้ว +26

    Ur the best Eritrean singer as always🇪🇷❤💪🇪🇷❤

  • @tesfaelemangosom4719
    @tesfaelemangosom4719 4 ปีที่แล้ว +22

    እዋይ ተራእኪኒ ሎሚ ምሽት
    ከረነይ ነርኪ ተሸፍንኪ ልየት
    we love you kerenino
    abrish asil asil

  • @user-vz6rh3lo3b
    @user-vz6rh3lo3b 9 หลายเดือนก่อน +6

    ለባም ሰብ ኩሉ ግዜ እንዳ ተዘከረ ይነብር

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +99

    ኣብርሸይ ለባም
    ኣነ ኣብ ዘለኪዎ ከማዕድዋ ንሳ ትርከቦ ፎርቶ ሳዋ.
    ዋይ ተራእክኒ ሎሚ ለይቲ
    ተጸግዕኪ ኣብ ናይ ኣክሱም ሓወልቲ
    ብሕልሚ ሪኤኪ ሎሚ ምሸት
    ከረን ነይርኪ ተሽፍንኪ ልዉየቲ።

  • @abrahamafewerkiaraya699
    @abrahamafewerkiaraya699 5 ปีที่แล้ว +36

    ኣብዘይ ፍለጥ ሳዓት ኣብዘይ ግመት ቦታ ወዝቢ ትዚልክኒ ስውር መጽዋዕታ ዘይ ዓርፍ ሃንቀውታ ።

  • @adgojitechnology9058
    @adgojitechnology9058 8 หลายเดือนก่อน +6

    From tigray i havent word for this legend ❤

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x 8 หลายเดือนก่อน +4

    አብሩሽ አቦ ጥበብ 😢😢😢 ታይሞ ይኩን እቲ ጥዑይን ፈላጥን ጅግናን ዘይነብረላ ጨናዊት ዓለም ከንቱ ዓለም ብላሽ ዝኮነት ገና ንእስነትካ ከይመነካ ትምንጥለካ እታ መሬት ክዓ ጨካን ሱቅ ኢላትቅበል አይደልን ዘይትፈልጥ 😢😢😢😢😢😢

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +55

    *we miss you king ኣብርሽ😭😭❤💔*

  • @AaAa-nc3kc
    @AaAa-nc3kc 5 ปีที่แล้ว +7

    አብራም አፈወርቂ ትዝክሮ ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ግዜ አብሂወትካ ዝነብር ነይ ሂወት መቀረት እዪ so ilove you 4ever from ethiopia

  • @israeltsehay5236
    @israeltsehay5236 4 ปีที่แล้ว +45

    እንወድሃለን
    እናስታውስሃለን እናከብርሃለን
    ከአዲስ አበባ
    ኢትዬጵያ
    ❤️❤️❤️

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 2 ปีที่แล้ว +8

    Abrham is not only musician he’s educated guy ever it’s big lost for Africa especially for Eritreans rest in pace legend ❤️✊

  • @netsereabhaile4430
    @netsereabhaile4430 5 ปีที่แล้ว +64

    ለካ ብቑዕ ስራሕ'ውን ልዕሊ ውላድ'ዩ ተዘካሪ ዝገብረካ።ወረ ለካሚኻ ውላድ'ውን ኣሎ!
    ምስጋና ንነባሪ ስርሓቱ ዘፍረየልና ኣብራሃም ኣፈወርቂ!!!!!

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว +3

      Ewa beal ani teweldna tay gernlom sedra Abrahams is better than me

    • @naodyohannes9183
      @naodyohannes9183 4 ปีที่แล้ว

      NET - SAT BTKKLE GBRI MSKR YA

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว

      @@Peace-zf1br me too brukey

  • @efar7783
    @efar7783 5 ปีที่แล้ว +3

    Abrshey shkorr kulu gize ab lebey
    tesfa
    ,halyot,
    Fikri gota gulu mihrkani nabrham zifotu eske
    Like habuni😍😍😍😍😍😍😍😍🌍🌍🌍

  • @merhawihabteslasie1078
    @merhawihabteslasie1078 9 หลายเดือนก่อน +7

    Abrshey !!!you always in our minds and in our memory Rest In peace the king is never die❤❤❤

  • @maekelezeribruk4534
    @maekelezeribruk4534 4 หลายเดือนก่อน +3

    As Eritrean we are not lucky because we lost our star singer ,I don’t have words to describe him he was unique person.

  • @genetgenet1537
    @genetgenet1537 5 ปีที่แล้ว +26

    ኣብርሽ ዩ ስንቀይ
    ሓላለይ ኣቦ ፍቅር
    ሓልዮት ፍቕሪ
    ዓኽ ዓለም ስባብ እያ ንዓኻ ዝጠለመት

  • @senay-tium-eka
    @senay-tium-eka 5 ปีที่แล้ว +15

    Abraham king of art no one will replace you forever 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @awetkflay2969
    @awetkflay2969 ปีที่แล้ว +4

    እሓ ኣብሪሽ ኣቦ ፍቅሪ ዓለም ቸናዊት

  • @user-vj8de9yf2f
    @user-vj8de9yf2f ปีที่แล้ว +4

    ታይ ኢለ ክፅሕፍ ሲ አበይኒ ዉሸጠይ አብሩሽ መምህር ሂወት ኣብ ገነት የነብረካ

  • @selambahta9531
    @selambahta9531 5 ปีที่แล้ว +11

    ኣብሪህሞ ሽኮር መምህር ተስፋ ፍቅሪ ኩሉኢኻ

  • @FF_SALU_D
    @FF_SALU_D 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብርሃም መምህር ሂወት ወትሩ ኣብልብና ኣብ ገነቱ የንብርካ❤️🇪🇷🙏🙏🙏

  • @maydaseleman3008
    @maydaseleman3008 4 ปีที่แล้ว +2

    eza derfi nay abraham ketisemu mes atekum like kaygeberkum kayti halfu deki erey✌🇪🇷🙏🔝

  • @abyssinialeathercraftzerub983
    @abyssinialeathercraftzerub983 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃላት የሓፅረኒ ንዓኻ ዝኸውን ኣብረሸይ ፈጣሪ በይማና ኢዱ የቀበልካ😭

  • @medatedrus5319
    @medatedrus5319 5 ปีที่แล้ว +7

    የቐንየልና ደቂ ኣፍወርቂ ሓላላት ።
    ኣብራሂሞ መምህር ሂወት

  • @yohanatsegay1488
    @yohanatsegay1488 5 ปีที่แล้ว +27

    King 👑 for ever no one ☝️ can replace you our hero ahhhh alem kethelew nerka tay mo yegbre

  • @user-qx1nj8ui9o
    @user-qx1nj8ui9o ปีที่แล้ว +2

    ኣሕ ኣታ ነዚ መምህር ሂወት ዳኣ 1000000 ከማን ከይውሕዶ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ትምኒተይ ኮኾብ ሰማይ

  • @finilove4656
    @finilove4656 2 ปีที่แล้ว +3

    Abraham afewrki 👑👑you are bast music entay emo ኣለም ጨካን i miss you so much 👑😭💔💔💔😭😭😭😢😢 uyyyy alem 9 Ahhhhh 💔😭😢😢 I love you abi yake 😢😭😭😭

  • @tesfaeyusinqeyeri7384
    @tesfaeyusinqeyeri7384 5 ปีที่แล้ว +8

    Ja Jeman ne abrsheyyy like like eska habuleyyy abrsheyy halal Tenafaqi fetrt ahhhhh entay imo 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @haile.785
    @haile.785 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣብርሽይ መምህር ሂወት ኣለም ጎዶሎ ወትሩ ኣብልቢና ኣለካ።

  • @cvbjjjbhhj7770
    @cvbjjjbhhj7770 ปีที่แล้ว +3

    ኣብርሽ king 💘👑🎶🎸🎧❤

  • @yoloaman
    @yoloaman 4 ปีที่แล้ว +28

    I will never get tired of listening to this song i love Abraham Afewerki. He’s like eritrean’s Michael Jackson.

  • @kiflutewelde1176
    @kiflutewelde1176 5 ปีที่แล้ว +4

    Alem godelo,chekan Abrhimo wesidklna!

  • @smretsmret2064
    @smretsmret2064 5 ปีที่แล้ว +12

    Btami tenq nay abraham derftat zemxakumnlna
    Abraham wstye new alem godelo abraham btakoy mn thonyalesh

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake3349 6 หลายเดือนก่อน +2

    መደዓዓሲና ሞራልና ከይንቆርጽ ውትሩ ድርፍካ መስ ሰማዕና ኢና ኣብሪሽ ታንክስ።
    ተምኒተይ ዘፈቱ ኣብ 2024 ዘስመዕካያ 100 ዘከውን ሊይክ ኣቡኒ ድቂ🇪🇷❤❤

  • @Loftyboy58
    @Loftyboy58 ปีที่แล้ว +3

    ቋሕ ሰም ኢለ ዓይነይ ክትረኣይኒ ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣቢኒ This part Tho👌👌👌