Dawit Weldemichael ft. Efrem Tadesse - Nafqot Alena - New Eritrean Music 2019 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024
  • เพลง

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @geni3064
    @geni3064 5 ปีที่แล้ว +820

    *ናፍቆት ኣለና ናይ ስድራ ከምዙይ ከማይ ቀትሪ ጽቡቅ ውዕሉ ንምሸቱ ናፍቆት ሕምስ ዘብሎኩም ላይክ ጽቀጥለይ ናፍቆት ባባየ ምክኣሉ ስእነዮ😢💔*

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +491

    *ሰላም ንዓኻ ኣቦይ❤*
    *ሰላም ንዓኺ ኣደይ💙*
    *ሰላም ንዓኻ ሓወይ💚*
    *ሰላም ንዓኺ ሓፍተይ💑*
    *ብዙሕ ኢና ንናፍቅ ማዕዶ ሰፊርና🙏🇪🇷*

  • @purewater5720
    @purewater5720 5 ปีที่แล้ว +192

    እንታይ'ሞ ክንብል ደቂ ኤረይ ማዓረይ።ባዕሉ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና እምበር።

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 ปีที่แล้ว +168

    ዳዊተይይይይይይ ስርሓትካ'ኮ ሓንቲ መዓልቲ ንእንዳ ዓመይ በዘይ ልቦም ኣየር ቲኬት ከም ዘቑሩጽለይ ክገብረኒ ኢዩ።
    ደቂ ኤረይ ከካብ ዘለናዮ መድሂነኣለም ብሰላም ናብታ ምጭውቲ ዓድና ይምለሰና ኣሜንንንንንን።

    • @fevensimna6212
      @fevensimna6212 5 ปีที่แล้ว +3

      Amen

    • @weditewelde7725
      @weditewelde7725 5 ปีที่แล้ว +3

      Ammen (3) gual እንባ ጻዕዳ

    • @danielg6922
      @danielg6922 5 ปีที่แล้ว +2

      Nice song hakka degena xebiku wshtna gn tehamusu eyu zelo

    • @furtunayemane5970
      @furtunayemane5970 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen
      Amen
      Amen

    • @Henosmana9843
      @Henosmana9843 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣዛሄል ኣዛሄል እግዚአብሔር ይርኢ ናይ ድሌትና ስቅታ ኣለው ሰማዒ

  • @merawedi1891
    @merawedi1891 5 ปีที่แล้ว +35

    N dawita zfetu like yrgexeni 😘😘

  • @Sammy1.
    @Sammy1. 5 ปีที่แล้ว +181

    ዳዊተይ ጅግና ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ኣጆካ በርትዕ እስከ

    • @mamubana502
      @mamubana502 5 ปีที่แล้ว +2

      Wawww dawita shikor & Efare hawey xebuk serah naybhaki kxleuwo nfeuat

    • @xxxx-tf6mc
      @xxxx-tf6mc 4 ปีที่แล้ว

      wawwwwwwwwww

    • @aeie2162
      @aeie2162 4 ปีที่แล้ว

      Xbuq srah habayib!
      Qexiluwo!

  • @kemalemey6701
    @kemalemey6701 5 ปีที่แล้ว +255

    ህጹጽ interview ምስ ዳዊት የድልየና ኣሎ::
    ካብ ግዜ ናብ ግዜ ደረጃ ብቅዓቱ አናዛየደ ዝኸይድ ዉዱእ አካ ንስኻ
    አዚ ምሳኻ ሒዝካዮ መጺካ ዘልካ ከኣ ኣምበሳ ብሓፈሻ ደቂ አረይይ ኩሉና ዉዱኣት አንድና
    ሓቀይ አንድየ
    ሓላላት አስከ like share comment ሂብና ነሐጉሶም

  • @samigosb8538
    @samigosb8538 5 ปีที่แล้ว +1115

    ዳዊት ዝፈቱ 1k like

    • @eyeruswelay799
      @eyeruswelay799 5 ปีที่แล้ว +9

      ዳዊት ፍቅር 😘😘😘😘😘

    • @Ben-xw3sp
      @Ben-xw3sp 5 ปีที่แล้ว +2

      ሳሚ S/B ☝️☝️☝️❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

    • @zeritkahsay3595
      @zeritkahsay3595 5 ปีที่แล้ว +5

      Love so much Deqi Eri go ahead ❤❤❤❤

    • @Entertainment-ri3be
      @Entertainment-ri3be 5 ปีที่แล้ว +26

      ኤፊ ከ እንታይ ጌርካ እሞ ከኣ ኣብ ናይ ክቲኦም ደርፊ ከምዚ ኢልካ ክትጽሕፍ ዓገብ፡ እዚ ንኤፊ የትሕቶ ን ዳዊት ከኣ ይበርትዖ እዩ፡ እዞም ሰባት እዚኦም"ሲ ብሓደ እዮም ጥበብ ኣትዮም ከምዚ ጌርካክትፈላሊ ግን ጌጋ፡ ኣብ ናቱ ከሙኡ እንተበልካ ደሓን እዩ ኣብ ክንልቲኦም ግን? ??????????

    • @ayfalkinhalaley1665
      @ayfalkinhalaley1665 5 ปีที่แล้ว +3

      @@Entertainment-ri3be ብርግጽ

  • @eritv7663
    @eritv7663 5 ปีที่แล้ว +29

    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ድምጺ 100%
    ዳዊተይ AND ኤፋር
    love u much

  • @eritiktokfunnycomedy7242
    @eritiktokfunnycomedy7242 5 ปีที่แล้ว +263

    ነዞም ውልዶ ስነ ጥበብ ኣተባቡዕለይ ደለይቲ ፍትሂ

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 5 ปีที่แล้ว +2

      Enqae deleyti fthi konu keman yeak kemzom degefti rsi deyblom wey kea seb rebha aykonu

    • @hisa3439
      @hisa3439 3 ปีที่แล้ว

      Hakika hawey 💕

  • @befkirnfkirnfkirbefkr7238
    @befkirnfkirnfkirbefkr7238 5 ปีที่แล้ว +25

    I love you dewtiy shukorr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳💓💓💓⚘⚘⚘spoke sreh ka dake ere halalet heftakum keb tigrey

  • @daniazmarino9064
    @daniazmarino9064 4 ปีที่แล้ว +43

    ልዕሊ 2ሚልዮን ቪው ክትረአ ዝግባኣ ደርፈ'ያ ኔራ ግን ኣይተረደአትኩምን ትርጉማ የሕዋት፡፡
    ዘይ ተዋሕጠሉ ኣብዚ ሓሳቡ የፍስስ ብሩኻተይ፡

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 5 ปีที่แล้ว +54

    ኣሕሕሕ ናፍቆት ሑሱም ኣዩ
    ንማማን❤የሕዋተይን ናፊቀ 😭
    5 ዓመት👈 ገረ ካብ ዝፍለዮም Devi &Efi
    Thanks for music video 🌷💕

    • @eritreanhabesha2095
      @eritreanhabesha2095 5 ปีที่แล้ว

      Maw beli maw aboki ke kab gereb deki tewelidki?

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 5 ปีที่แล้ว +1

      @@eritreanhabesha2095 msea yhlu kab gereb zwled alo diu

    • @eritreanhabesha2095
      @eritreanhabesha2095 5 ปีที่แล้ว

      @@nahommhretab4261 emo entay dea nikulom tekiskis neboy zybelki

    • @fetahchekan8796
      @fetahchekan8796 5 ปีที่แล้ว +3

      Feven Andom, 13 amet gerna ety mnfaq entay mukanu tefuna alo mo, ajoki kitrsiom eki

    • @estifanoskidaneghbrezghi9002
      @estifanoskidaneghbrezghi9002 5 ปีที่แล้ว

      Walla ane yake

  • @eriboys1075
    @eriboys1075 5 ปีที่แล้ว +51

    ‘ታ ስጋ እንተሮጎደት
    ኣመና እንተብረቅረቀት
    ‘ታ ንብሲ እንተለመጸት
    ትምሰል ዝጥዓማ
    ሓቂ ከይመስለኩም ድራማ እዩ ድራማ።
    ናይብሓቂ ዝተንከፋኒ ቃላት ኩላትና በከዳድናና በለጭለጭ ኢልና እካ እንተኸድና ውሽጥና ግን ንፎልጦ ኢና።
    መን እዩ ገጥሚኣ ልዕሊ ኹሉ ክኣ ድይሪክተር ናይዛ ደርፊ ኣብ መወድኣታ ናይታ ደርፊ ይጽበ ነይረ፥ ግጥምን ዜማን ወላውን ኣላይኣ ባዕሉ ዳዊት ከምዝኾነ ምስ ኣንበብኩ ኣመና ኣድኒቀዮ። ብፍላይ በዚኣ ነገር ኣድኒቀዮ ክብል እንተኾይነ እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይዛ ደርፊ ኣብ ፓርኪን parking ቦታ ኮይኑ እዩ ተደሪፉ ናይዚ ምኽንያት ክኣ እቶም ብዓዲ ዘለዎ ኣሕዋትና ዘይንውንኖ ዘንጸባርቅ ገዛውትን ጽቡቅ ዝመስል ካልእ ነገራት ሪኦም ኣሕ ኢሎም ንኸይማሩሩ ነቲ ጽብቅ ዝምስል ነገራት ናይጽዓዱ ኣብዛ ደርፊ ኣይትወስደን ጽቡቅ ጥበብ ከም ካልኣይ ነገር ክኣ እዞም ደረፍቲ ኣካዳ ድንኦም ኖርማል ቡዙሕ ዘንጸባርቅ ኣይኮነን።

    • @ሰብሎሚ-ከ1ቀ
      @ሰብሎሚ-ከ1ቀ 5 ปีที่แล้ว +4

      filli wedi bala + ኩሉ ዳዊት ዩ ዜማ ግጥሚ ዳርክትረ ኣዋሃሃዲ ሙዚቃ

    • @habesha7947
      @habesha7947 5 ปีที่แล้ว +3

      Kabten ztekefetni gtmi Thanks zhawey

    • @kemalemey6701
      @kemalemey6701 5 ปีที่แล้ว +2

      ኤርትራዊ ሃገራዊ ane zgermeni zelo dawit si nshtey eyu eta rsu gn ktbelh abey kon eyu sihilwa eza natna keneshla😄

    • @mahdereandom2059
      @mahdereandom2059 5 ปีที่แล้ว +1

      nay behaqi astwewilka

  • @forsatv3905
    @forsatv3905 5 ปีที่แล้ว +17

    ስደትና ስደት ደቂ ዮሩሳሌም ይግበረልና
    የውግሓዮ ባዕሉ ደቒ ኤሬና

  • @meteratv8866
    @meteratv8866 5 ปีที่แล้ว +28

    💝ሰላም ናኣካ ኣቦይ ሰላም💜
    💚ሰላም ናኪ ኣደይ ሰላም💙
    💖ሰላም ናኣካ ሓወይ ሰላም💛
    💟ሰላም ናኪ ሓፍተይ ሰላም🧡
    💞ሰላም ናኣኩም ጎረቤተይ ሰላም❤

  • @samuelgirmay754
    @samuelgirmay754 5 ปีที่แล้ว +46

    ¶ናፍቆት ኣለና ¶
    ናፍቆት ኣለና ናይ ስድራ
    ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ዓርከ ማሓዛ
    ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ስድራ
    ናፍቆት ኣለና ናይቲ ጥዑም ስድራ
    ናዓና ዘይከውን ግዜ
    መጽዩና እንታይ ጉድ
    ኩሉ ንበር ተታኪዙ
    ናፍቆት ኮይኑ ዓለሙ
    ተቀረብካዮ ንሰላም
    ይጸንሓካ ኣብዛ ገምገም
    ብልቡ ማዓስ ኮይኑ
    ኩሉ ቲ"ዝብሎ
    ናፍቆት ኢዩ ሃሲዎ
    ናፍቆት ተሳሂልዎ
    ታ"ስጋ ተረጎደት
    ኣመና ተብረቅረቀት
    ታ ነብሲ ተለመጸት
    ዝመስል ዝጣዓማ
    ሓቂ ከይመስለኩም ድራማ ኢዩ ድራማ
    ኣ ትትትትትትትት
    ንይምሰልዩ ንይምሰልዩ ንይምሰል
    ደገና ጸቢቁ ብወርቅን ጨርቂ
    ከብዲ ኢና ንበልዕ ውሽጥና ዝርኢ ግን
    .......ድርብ......
    ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ወለዲ
    ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ናይ ዓዲ
    ዛ ነብሲ እምበር ማስያ
    ብናፍቆት ተሃስያ
    ከብድና ይሕማስ
    ናፍቆት መሊኡ
    ሕጂስ በዚሕዎ ደገ ብጭቅ ኢሉ
    ብዙሕ ኢና ንናፍቅ እወ ማዕዶ ኮይና
    ካብ ጥዑማት ስድራና
    እወ ተፈላሊና (×2)
    ፈጣሪ ጥዑም ዩ እንታይ ይሳኣኖ
    ሒዙልና ሎ"ግዜ ብሓደ ንነብሮ
    ዳግማይ ተመሊስና ክሳብ ንሪኤኩም
    ኣብታ ዘለኩሞ ብሰላም ይኩነልኩም
    ሰላም ናዓካ ሰላም ኣቦይ
    ሰላም ናዓኪ ሰላም ኣደይ
    ሰላም ናዓኪ ሰላም ሓወይ
    ሰላም ናዓኪ ሰላም ሓብተይ
    ሰላም ንጎረቤትና ...ሰላም ንጎረቤትና
    ¶ድምጻውያን ዳዊት ወ/ሚካኤል...& ኤፍሬም ታደሰ
    ¶ግጥምን ዜማን ዳዊት ወ/ሚካኤል
    ¶ዳይርክተር ዳዊት ወ/ሚካኤል & ኤፍሬም ታደሰ.
    Writing by samuel Girmay (dc)

  • @mysuru9069
    @mysuru9069 3 ปีที่แล้ว +11

    ናፎቖት ኣለና ንስድራቤትና ብፍላይ ኣብ ኩናት ዘለዎ ወለድና ድብረጭ ዓይነይ ናፊቀዮ።

  • @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
    @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 ปีที่แล้ว +38

    ናይ ዛወዲ ህርመት ሙዚቃኣ ደስ ክብለካ ፡በርትዕ ዳዊታኣ ኣስሊ

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +300

    *ንድምጻዊ ዳዊት ዝሕቢ ላይክ me*

  • @bajo_teamo236
    @bajo_teamo236 5 ปีที่แล้ว +3

    ዓወት ኣለኩም ናይ በሓቂ ኣታ ኣነ ናይሎሚ
    ደርፊ ደስ እላትኒ ካብ ኩለን ሕጂ ዝወጻ ደለዋ ደርፍታት ደሓር ንፍዓት እኩም ካልእ እየ ዝጽበ ካባኩም ኣምላኽ ናፍቆትና ዝኽትመሉ ዘመን ይምጻና ሰማዕቲ ምትብባዕ ኣይንሕመቕ

  • @kemalemey6701
    @kemalemey6701 5 ปีที่แล้ว +78

    ድምጺ100%
    ዜማ 100%
    ግጥሚ100%
    ኩታ ኩሉ ነገራ መግቢ አያ ንእዝኒ

  • @fanielgebrihiwet6277
    @fanielgebrihiwet6277 5 ปีที่แล้ว +12

    *ኤፊ ኣርከይ ኣብ መዓስከር ክራር ክትሃርም ከለካ 2011-2012 ተዘኪሩኒ ከምዚ ስርሓት ሒዝካ ኪትመጽእ ከለካ ካኣ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ዳዊት ድማ ወትሩ ዘድንቐካ እየ ንፉዓት ደቂ ኤረይ ጻዕዳ*

  • @ሓቡወዲኤረይ
    @ሓቡወዲኤረይ 5 ปีที่แล้ว +49

    እዋይ ናፍቆት ነጅስ ዝገብር ኣጸሊልና ሓቀይ
    ደንጉያትና እካ ካልኣይ ግዜ ገጽ ስድራና ንርእየሉ
    ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ግን ጸላምና ዝቅንጠጠሉ
    ውሉድ ምስ ወላዲ ዝራኸበሉ
    ስደትና ይሕጽረልና ፈጣሪ ባዕሉ
    ዳዊታ ስሑል ጎሮሮ ብጣዓሚ ተስፋ ዘለካ መንስእይ ኢኻ ጽቡቅቲ ስራሕ ሰሪሕኩም ምስ ብጻይካ keep it up.

  • @ወዲፋርስኤርትራዊ
    @ወዲፋርስኤርትራዊ 4 ปีที่แล้ว +50

    ክሳብ ሕጂ ትርእይዋ ዘለኹም like ሃቡኒ

  • @merhawi2328
    @merhawi2328 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣነ ዝገርመኒ ስደት፡ ናፍቖት እንዳበልካ ምምራር! ስደት እኮ ካብ ልዕሊ 2000 ዓመት ዝጸንሐ እዩ። ኣነ በኣንጻሩ ስደት ጽቡቕ ዩ ኢለ'የ ዝኣምን። ንሕና ከም ስደተጛታት ኣብ ዝሃለና ሃሊና ሓደ ለውጢ ከነምጽእ ኣለና ስምና ከጸውዓና ዝኽእል! ስደት፡ስደት እንዳበልካ ምብካይ ዘይኮነ ንናፍቖት ክስዕር ስኽእል ሜላ ክንፈጥር ኣለና።

    • @abmenfeseykulugzie5253
      @abmenfeseykulugzie5253 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ሓወይ

    • @abione6576
      @abione6576 5 ปีที่แล้ว

      nay bahki hawey xibuk alaka sedat mafthi aykonan kitkalas alaka

    • @Tes861
      @Tes861 5 ปีที่แล้ว

      Perfect you are smart

  • @ጓልጉዕሸምራጭ
    @ጓልጉዕሸምራጭ 5 ปีที่แล้ว +25

    ደቂ ኤሬ ሽኮራት ኣበብዘለኩምዎ ሰላምን ፍቅርን ነዓኩም ዳዊተይ ድምፅካ ገለለዎ ከፀልለኒሉ ❤❤

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 5 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ዳሓን መፅእኹም እወ ናፍቆት አለና ናፍቆት ስድራና ኣምላኽ ስደትኩም የሕፀረልኩም ይብለና ሶ ናይስ ።

  • @ጛልኤረይወለላ
    @ጛልኤረይወለላ 5 ปีที่แล้ว +8

    ናፍቆት ናይቲ ጥዑም ስፍራ እወ ያዓኽ።
    ዳዊተይ ናይ ሙደይ።

  • @KifArs
    @KifArs 5 ปีที่แล้ว +2

    ናፍቆት። እቲ ዓቢ ሕማም መድሃኒቱ ክትረክቦ ከኣ ብሓቂ ድኻም ዩ ድኻም። ግን ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ኩላትና ኰይና ንስሕቀላ። So stay blessed all ❤️🙏.
    And xubuk sirah both of you!

  • @fullpower1391
    @fullpower1391 5 ปีที่แล้ว +257

    *ያ ንዳዊት ከማይ ጊሩ ዝፈትዎ ኣሎ ዶ እስከ like ሃቡለይ*

    • @alefulove6309
      @alefulove6309 5 ปีที่แล้ว +1

      አነ

    • @freenhagereeritreamesdeqa6363
      @freenhagereeritreamesdeqa6363 5 ปีที่แล้ว +2

      @@ER-ku3vd ካብዚ ዝበልጽ ኣጻሓሕፋ ትግርኛ ድኣ እንታይ ደሊኻ ሰበይ! እንታይ'ዩ ኸ ንስኻ ዓመግ ኢልካ ጽሒፍካዮ ዘለኻ እንታይ ማለት እዩ?

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 4 ปีที่แล้ว +2

    Ewyyyy nafqot dea moytna ber Amlak sdetna ywedayo metabiti zoba qaza selam selam kulukum deqi erey selam ab zelekumo ❤️🇪🇷💯

  • @danielteklit7250
    @danielteklit7250 5 ปีที่แล้ว +20

    Nafokt hasini
    Nafkot hamed gezawtna
    Nafkot deki erey
    Nafkot weledey
    Nafkot meteabitey hasini
    Kemzi kemay
    Mas nafkotu zhadr teliu like gaberu

  • @rahwahulu890hulu9
    @rahwahulu890hulu9 5 ปีที่แล้ว +6

    ዕድመ ይሃበና ፍትዋት የሕዋት ኣምላኽ ክኣኻኽበና ኣይሰኣኖን ኣብዝዘለናሉ ዓለም ሰላም ይሃበና እምበር ናፍቆት ደኣ መግለፂ የብሉን

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ
    @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ደ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +35

    ዳዊትይ እንቃዕ ብሰላም መጻካና ምስቲ ስሑል ድምጽካ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤረይ ሽኮር ን ዳዊት ዝፈቱ like ይርገጸኒ

  • @michalehabte8040
    @michalehabte8040 5 ปีที่แล้ว +1

    ዳዊት ጅግና ናይ ብሓቂ ኣቢክካኒ !!!!!!!!!!! ስድት ሑስም እዉይ እታ ዓድና ንምለሰላ ናዓልቲሲ ናፍቀያ ሰላም ንዓኹም ኣብ ዓለም ደለኩም ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ነዛ ዓለም ና ሰላም የዉርደላና ነዘም ኣብ ሊብያ ዘለዉ መታዓቢትናን ደቂ ኤረይ ካብዚ ኩሉ ስቃይ ኣዉጽኣልና ኣቦይ ማዓረይ

  • @jonshewitey6298
    @jonshewitey6298 5 ปีที่แล้ว +45

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ ዳዊት ምስ ኤፍሬም
    ግጥም፡ ፈጣሪ ጥዑም ዩ .እንታይ ይስእኖ
    ሒዝልና ሎ ግዜ ብሓደ ንነብሮ
    ዳግማይ ተመሊስና ክሳብ ንሪኤኩም
    ኣብቲ ዘለኩሞ ሰላም ይኩነልኩም
    ሰላም ናዓካ ሰላም ኣቦይ
    ሰላም ናዓኪ ሰላም ኣደይ
    ሰላም ናዓካ ሰላም ሓወይ
    ሰላም ናዓኪ ሰላም ሓፍተይ
    ሰላም ንጎረቤትና ሰላም
    ሰላም በሉልና ሰላም ሰላም።
    ኣሕዋተይ ፈውሲ ናፍቆት ሲ እንታይ ኮን ትከውን?

    • @shumaytsegai2105
      @shumaytsegai2105 5 ปีที่แล้ว

      ስሚ

    • @jonshewitey6298
      @jonshewitey6298 5 ปีที่แล้ว

      @@shumaytsegai2105 hahahaha ካልእ ዳኣ እንበር እዚኣስ ኣይፈውስን

    • @merygaleri5133
      @merygaleri5133 5 ปีที่แล้ว +1

      @@jonshewitey6298 ane mo taxye eye zelekes wala yxelel

  • @smilemaker6844
    @smilemaker6844 3 ปีที่แล้ว +9

    Two young Eritrean artists singing an epic song. I am very proud of you guys, you will be our future stars, I've no doubt about that. Keep up with the good work my young artists. Please do a concert in USA, so we can see you live. Thanks

  • @abeltesfalem1654
    @abeltesfalem1654 5 ปีที่แล้ว +15

    Nice job fkrn selamn yewrdelna ❤️
    👇🏽 semeyawi keykeyerkuma keythalfu

  • @hamamabnauf7558
    @hamamabnauf7558 4 ปีที่แล้ว +2

    Nafikoti alena Nay sdirana Nafike mama bab yhwatey metabiti 😪🖐️🙏

  • @haniseli7321
    @haniseli7321 5 ปีที่แล้ว +129

    ኣብስደት ዘለኩም ይሕዋትይ ምስ ስድራኩም ገጽ ንገጽ ትራከብሉ ኣቦይ ኣደይ ሓፍተ ሓወይ ትብሉሉ ጊዘ ይሃልውኩም እዞም ኣብ ስደት ዘለኩም ይሕዋትና እዞም ኣብ ኣደ ዘለና ይሕዋትኩም ከማን ብጣዓሚ ኢና ንናፍቆኩም ናፍቆት ናይ ስድራ ዘለዎ like ከይ ገበ ከይ ሓልፍ i love you ንብምሉኡ ኣብ ስደት ዘለ ኤረትራዊ ሓወይ ሓፍተይ

  • @veterjorjo
    @veterjorjo ปีที่แล้ว +2

    ግጥሚ 100
    ዜማ 100
    ድምጺ ከማን 100❤❤❤

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 5 ปีที่แล้ว +9

    ዓክ ናፍቆት እወ ኣለና ሶ ኣጆኩም ኣሕዋተይ😢😢

  • @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል
    @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል 5 ปีที่แล้ว +2

    ናፍቕት ኣለና ናፍቕት ወለዲ
    ናፍቖት ኣለና ናፍቖት ናይ ዓዲ
    ዳዊታ መኽሰብ ኩሉ ምሉእ ጎዶሎ የብሉን
    ደቂ ኤረይ መኽሰባት ናብ ዓዲና ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ፈጣሪ።(ኣሜን3)

  • @zenawimehari2004
    @zenawimehari2004 5 ปีที่แล้ว +41

    ድምጺ ዝፈትዎ ሰማዕኩ
    ዳዊታ ብዓል ካናሪ ድምጺ
    ኣይትጥፍኣናስከ እዝንና
    ይናፍቀካ ሎ ከምዚ ናተይ ብፍሉይ ንዳዊት
    ዝፈቱስከ like ጌርኩም ሓብሩኒ።

  • @Selihomas
    @Selihomas 5 ปีที่แล้ว +22

    Enkae de Selam mexakum yehewatey 💕🎤🎺🎻🐅🐆

  • @ህዝባዊግንባር
    @ህዝባዊግንባር 5 ปีที่แล้ว +21

    Herzlich willkommen dawita Bruder gute Job mach weiter so ich freue mich sehr 🎤🎤🎤🎤🎤🎹🎹🎹💪💪💪🎸🎸🎺🎺

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 5 ปีที่แล้ว +4

    ናፍቆት ኣለና ናይ ስድራ እወ
    ናፍቆት ኣለና ናይ ዓድና ኡፍፍፍ ኬፍ ኣለኩም 💗💘💗💘

  • @SonofthekingJ
    @SonofthekingJ 3 ปีที่แล้ว +3

    EVERYDAY Miss my family my country my childhood friends who I laughed on my way here love you all let's pray to God to get everything to normal and go back home and enjoy our blessed country .🙌🏼🙏🏼😭🥺

  • @binilove8069
    @binilove8069 5 ปีที่แล้ว +2

    ናፍቆት ኣለና
    ናፍቆት ናይ ስድራና
    ናፍቆት መተዓብይቲ፡መዘናይ
    ናፍቆት ሓፍተይ፡ ሓወይ
    ሰላም በብዘለናዮ ደቂ ኤረይ።
    WEL DONE OUR BRO'S !!!

  • @biniamtsegay7691
    @biniamtsegay7691 5 ปีที่แล้ว +17

    Deki Eri ab Zelekmo selam.🇪🇷.🙏

  • @ሄራታንብርሃነ
    @ሄራታንብርሃነ 5 ปีที่แล้ว +3

    😢 ያ ናፍቆት እወ ሕሱም ስደት ፀሊም ነጥቢ ናይ ሂወትና ኮይኑ ናዓና ዘይከውን ግዜ መፅዩና 😥😢የሕዋተይ ስደትና ኣሕፅክሩ ዓይኒ ስድራና የርእየና 🙏ስራሕ ካኣ ዋው ኢለ ኣለኩ ኣጆኩም ዓቅሊ ግበሩ 😘

  • @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
    @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +32

    ናፍቆት ኣደይ ምክኣል ሲኢነዮ ኣነ ከማን 💖💖💖💖

    • @user-tk3sz3cz2x
      @user-tk3sz3cz2x 5 ปีที่แล้ว

      ዋአ ትግራዎት ከ ትናፍቁ ዲኩም ከ

    • @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
      @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว

      ዋይ ንሕና ዶ ኣይንናፍቅን ሰሚዕካ መቸም ኩሉ ኣባኩም ግነ ኢዩ

    • @user-tk3sz3cz2x
      @user-tk3sz3cz2x 5 ปีที่แล้ว

      @@ሳምሪጋልቶምጀጋኑ ተጋሩ

    • @elamashow8205
      @elamashow8205 5 ปีที่แล้ว

      ሰቅ በሊ ሓሳዊት ንቦኪ ከ

    • @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ
      @ሳምሪጋልቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว

      @@elamashow8205 ታይ ይምልከተካ ጃና ዋሒድ

  • @tedross8259
    @tedross8259 5 ปีที่แล้ว +2

    ናፍቆት ኣለና! ኣየ ወ ሕምስ ኢልና ንኹሉኹም ከምዚ ከማይ ኣብ ናፍቆት ዘለኹም ገጽ ወልድኹም፡መታዓቢትኹም፡ዓድኹም ትርእዩ ይግበርኩም ፈጣሪ🙏

  • @rakiraki7348
    @rakiraki7348 5 ปีที่แล้ว +10

    ናፍቆት ኣለና ናፍቆት ስድራና ። ናፍቆት ኣለኒ ናብውሽጢ ደመይ ኣትዩ ዘ ሳቅየኒ ከምዚ ከማይ ዝኮንኩም ላይክ ሃቡኒ ደቂ ምድሪ ሓበሻ ኩሉኩም ሓባይብ ካብ ሓፍትኩም ትግራወይቲ ደቂ ኤሬ ሽኮራት

  • @lulubibi2336
    @lulubibi2336 5 ปีที่แล้ว +14

    Well I can tell now how much beautiful his voice is.

  • @Kryptosami
    @Kryptosami 5 ปีที่แล้ว +5

    Neza derfi b, Deutsch/Germany ktrguma yehasb aleku metan krdu,ulna jermenawi ente aleka esiki xqeteley 👍👍

  • @kiflomberhe1213
    @kiflomberhe1213 5 ปีที่แล้ว +16

    እወታ ናፍቆት ኣለና ዓርኪ መሓዛ, መታዓቢቲ, ደቂ በትምርትና, ናይ ስደት የዕሩኽትና ፋሕ ፋሕ ኢልና ከም ደቂ ዛግራ ብሰንኪ እዚ ርጉም ስርዓት ደቂ ኤረይ ደቂ'ታ ሓላል መሬት ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና ፍቁራተይ ኣምላክ ናብታ ርስቲ ኣቦታትና ድማ ይምለሰና።

  • @abelblackoffical9217
    @abelblackoffical9217 5 ปีที่แล้ว +10

    Ewe atum burukat
    Nafukot alena nay sidra
    Selam belulna 🏆🏆🏆
    Keep it Up Bro Ilike your song very good 🏆🎖🏅

  • @mysuru9069
    @mysuru9069 3 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ናፎቖት ኣለኒ።💛❤️❤️💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ዓወትዩስመይ-ጘ8የ
    @ዓወትዩስመይ-ጘ8የ 5 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውው እዛ ደርፍስ ሰሚዐ ምምናው ስኢነያ። ናይ ብሓቂ ናፍቆት ኣለና፣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ጥበብኩም ይሰስን።
    ንዳዊት ዝፈቱ እስከ ከምቲ ልሙድ like ኣይትውሕዱ።

  • @eritreianchanel6422
    @eritreianchanel6422 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ምስ ስድራናን ፈተውትናን የተሓቃቅፈና ከም'ኡ ውን ኣብ ሊብያን ማእሰርትታት ኤርትራን ዘለው ደለይት ፍትሒ መዋጽኦ ይፍተረሎም ፈጣሪ!

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +3

    ናፍቆት ኣለና ብትክክል ናፍቆት መረበተይ ስድራይ መታዓቢተይ ኣለኒ ኣነስ ፈጣሪ ብሰላም መሬት ዓድና ይመልሰና

  • @ሃብቶምተኽለ
    @ሃብቶምተኽለ 5 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaqi nafqot alena nayti tuum sfra...keep it up singer dawit & afar

  • @yonijunior5192
    @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +80

    welcome back dawita sukor and to brother's please like give me guys

    • @tomtom4704
      @tomtom4704 5 ปีที่แล้ว

      ንምንታይ like

    • @weqtaentertainment9357
      @weqtaentertainment9357 5 ปีที่แล้ว

      @@tomtom4704 hhhhahh 😂

    • @yonijunior5192
      @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +2

      @@tomtom4704 ni mama kea bro know and ni dawita ❤

    • @EfremEseyas
      @EfremEseyas 5 ปีที่แล้ว +1

      wedi shuq gidef like aytbel

    • @yonijunior5192
      @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +1

      @@EfremEseyas efi bro how you my friends please like habni delay fithi

  • @Eritrea143
    @Eritrea143 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው እንቓዕ ብድሓን መጻኹም ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆኩ ቀጽልዎ ኣብ መላእ ዓለም ዘለካ ኤርትራዊ ኣምላክ ዓድና ንምለሰሉ ስድራናን መትዕቢትናን ንራከበሉ ግዜ ይሃበና ❤️❤️👍🙏🙏🙏

  • @fillifillawi4854
    @fillifillawi4854 5 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ዚ ዓመት ዝበለጸት ደርፊ100%%%% ሓንሳብ ምስ ወላዕክዎ
    እቲ ዜማ ክሰደኒ ኣይከኣለን omg 😘😘😘😘

  • @wegihtata3475
    @wegihtata3475 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ናፍቆት ስድራ ክሕስም እዋይ ስደት እንታይ ይስአኖ ፈጣሪ እወ ኣጆኩም ኣጆና ጥዕና ይሃብኩም።

  • @zarafltet
    @zarafltet 5 ปีที่แล้ว +6

    Best and beautiful

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy 5 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋት ሰላሙ የውርደልና እቲ ልዑል ፈጣሪ

  • @Semu-c2x
    @Semu-c2x 5 ปีที่แล้ว +3

    Enka dhan mexakum deki ERI 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 amlak nafkotna newxalu malti yhabena kemey ነዲኡ zenafeke yhlu do

  • @dejenneguse7223
    @dejenneguse7223 5 ปีที่แล้ว +2

    ናፎቆት ኣለና፡
    ናፍቆት ስድራ
    ናፍቆት ጀምዓት
    ናፍቆት ኣለና ናይ ኣዴታትና And ኣቦታትና
    ንበልዕ ንሰቴ ዝሰማማዓና ኣይኮነን ናፍቆት ከይ ኣኽለና ናብራ እስኮብሊ በሪትዕና
    ጥሪ ወርሒ ሓደ መርዓ ይሓስብ ኣለኩ ትብል ጋል ኣንስተይ
    ዳክሊ ምሳይ ጥራየ እየ ዝብላ
    ኣየ ናፍቆት ዝገብር።
    እስከ ንኩሉኩም ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኤርትራዊ ሓወይ

  • @jerisalemgetu7271
    @jerisalemgetu7271 5 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘በጣም ደሰ የሚል ዘፈን ❤

  • @weditewelde7725
    @weditewelde7725 5 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ስራሕ guys ቀጽልዎ ብህጂ ዉን ብዙሕ ስራሕ ዩ ዝጽበየክም ዘሎ:: see you soon ኣብ ቐጻሊ guys nafkot zelwo & nzom artis zfto like kygbrkum kythalfu

  • @wedimamrut36
    @wedimamrut36 5 ปีที่แล้ว +4

    ዳዊታ & አፋር ጀጋኑ ናይ ብሓቂ አቲ ኣብ ልብና ዘሎ ብስርሓት ጥበብ ገርኩም ገሊጽኩምልና, ሰላም ንዓኻ ሰላም ኣቦይ ፡
    ሰላም ንዓኺ ሰላም ኣደይ፡
    ሰላም ንዓኻ ሰላም ሓወይ።
    ሰላም ንዓኺ ሰላም ሓፍተይ
    ❤❤❤❤❤🙏👈
    ኣጆኹም ቀጽልዎ ከምዚ ኢልኩም ተወሃሂድኩም
    ብሓንሳብ ምስራሕኩም ዘሕጉስ ዩ በርትዑ ፡
    ኣብ ሂወትኩም ጥዕና🙏 ፡
    ኣብስራሕኩም ኣሳልጦ🙏 ,
    ስርሓትኩም ይሰስን ኩቡራት የሕዋተይ❤❤❤🙏❤like like like like like like ☝️🙏❤🙏👈

  • @ብርሂንያብርሃነይ
    @ብርሂንያብርሃነይ 5 ปีที่แล้ว +4

    ዳዊት ትስፉው ድምጻዊ 100% ሓደ ካብቶም ሁብባት ድምጻዊ ክትከውን እኻ ኣብ መጻኢ
    እታ ስጋ እንተረጎደት
    ኣመና እንተ ኣብረቕረቀት
    እታ ነብሲ እንተ ደመቐት
    እተመስል ዝጥዓማ
    ሓቒ ከይመስለኩም
    ድራማ'ያ ድራማ
    ኣቤት ሓቒ ኣብዚ እነሀልኩም ጥበብ
    Thank Dawit 😍👌🎤🎹🎵🎙🎸🎻🥁

  • @maknatalignmenttyrebalance5514
    @maknatalignmenttyrebalance5514 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ንዓኻ ኣቦይ❤
    ሰላም ንዓኺ ኣደይ💙
    ሰላም ንዓኻ ሓወይ💚
    ሰላም ንዓኺ ሓፍተይ💑
    ብዙሕ ኢና ንናፍቅ ማዕዶ ሰፊርና🙏

  • @abelmehari7583
    @abelmehari7583 5 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም እባ ንዓኹም ደቂ ኤረይ ምዓረይ ይበል ግጥሙ ዜምኡ ልብኻ ጨዲዱ ዝኣቱ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ keep it going....

  • @Kryptosami
    @Kryptosami 5 ปีที่แล้ว +4

    Nezi derfi enda sem,a like zey habom ente alo xemam tray, u bflay eza koment tenbaba zeleka። ናፍቆት ኣለና ናፍቆት።

  • @Glean707
    @Glean707 5 ปีที่แล้ว +5

    Ata ezi dawit zblwo gele kemem alowo eti dimtxu kemzi belieka zey txgeb enjera koynuni. 🎋🌾🍃💐🙌👏🙌

  • @ሂወትከምጸወታዳማ
    @ሂወትከምጸወታዳማ 5 ปีที่แล้ว +46

    እዚ ወዲ ኮ መትሓዚ ተሳኢንዎ በል እስከ ኣጆኻ ከምዞም ደቂ ግዜ ኣይትኹን በታ ዘለኻያ መርሽ ካባኻ ቡዙሕ ኢና ንጽበ።

  • @tesfomshmendi6954
    @tesfomshmendi6954 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣቤት ውህደት ስነ ጥበብ ሰሱንልና እስከ

  • @negatiehdego1891
    @negatiehdego1891 5 ปีที่แล้ว +5

    I keep listening this music I miss my family and my Country Eritrea

  • @eritreanmusic5262
    @eritreanmusic5262 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ጥበብ ዝመልኦ ስራሕ
    ልቡ ረኪብኩሞ ነዚ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ስድራ።
    ኣጆኩም ቀጽልዎ!!
    ኣብስደት ዘለኩም ይሕዋትይ
    ምስ ስድራኩም ገጽ ንገጽ ትራከብሉ
    ኣቦይ ኣደይ ሓፍተ ሓወይ ትብሉሉ ጊዘ ይሃልውኩም። me too

  • @adyamtesfay1151
    @adyamtesfay1151 5 ปีที่แล้ว +5

    Dawit is the best acter from these who started signing in eroup by everything ways😎😍👍👍

  • @ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ
    @ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዳዊት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳ በርታዕኻ ትመጽእ ዘለኻ ስነ ጥበባዊ ኢኻ፡1000 like ንዳዊት ሽኮርርርር።

  • @ናቲኣንበሳ
    @ናቲኣንበሳ 5 ปีที่แล้ว +6

    ዳዊታ ጽቡቅ ስራሕ፡ ብፍላይ እስታይል ትገብሮ ማራ እዩ ዝስሕብ ኣጆካ ኣታ ወዲ በርትዑ ምትብባዕ ኣየድልየኩም ብነብስኹም ተብዓት ኢኩም።

  • @ናሁናሁ
    @ናሁናሁ 5 ปีที่แล้ว +6

    ደቂ ኤረይ ቆናጁ ሰሱኑለይ ብዳዊት ኩሩዓት ላይክ ሃቡኒ

  • @asmaraeritrea466
    @asmaraeritrea466 5 ปีที่แล้ว +1

    መጺዮም መጺዮም ጥዑማት ድምጾም ተስፍስ ንሃቦም ኣጆኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ ኢኩም ናፍቆት ኣለና ኤፋር $ ዳዊታ ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @weditesfa7014
    @weditesfa7014 5 ปีที่แล้ว +4

    Wawwww bela music ajoka bertie des zebl derifi kexlo 👬💓

  • @nerayomana6882
    @nerayomana6882 4 ปีที่แล้ว +1

    Wedi anba tebeatay ajoka nay aboka westka 😍😍😍😍😘

  • @justicepeace3764
    @justicepeace3764 5 ปีที่แล้ว +4

    Efrem und Dawit Zefetu Like....

  • @Tsgenay
    @Tsgenay 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕ ናፍቆት ኣለና እወ መሪር ናፍቆት ናፍቆት ወለዲ፡ ናፍቆት ኩሉ ሶ ንፉዓት ኣጆኩም ቀጽልዎ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ።

  • @mekonenabraham3456
    @mekonenabraham3456 4 ปีที่แล้ว +3

    Men alo abzi ney mewshab gezu taxu zesama 23/4/2020 like pls.

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 5 ปีที่แล้ว +1

    ያ ዳዊት ሽኮር ናይ ብሓቂ ተለምጽና ጽብቅ ዘለና ንመሲል። ደቂ ኤረይ ጽብቅ ስርሕ ኣጆኩም ቀጽሎ

  • @rezeneftwi6454
    @rezeneftwi6454 5 ปีที่แล้ว +4

    Demxi voice nay Dawit zfetu eski like

  • @wedifelega9212
    @wedifelega9212 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwww xebuqat dawit hawna entay kwexo ewe nafqot telekuka ke ybel music nafqot weledi sedra egziabher amlak sdetna yehxrelna yehwatey amlak alo nice dave shikor

  • @tgyeamueht187
    @tgyeamueht187 5 ปีที่แล้ว +5

    Wellcome ahwat .
    ድምፂ100%
    ግጥሚ100%
    ሰላም ራህዋ ንኩላህትና እስኪ አሕዋት ፈቀዶ ስደት ዘለና ከኣ ስደትና የሕፅሮ.....

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 ปีที่แล้ว +2

    ስደት ሕስሙ ኣነስ ኣይካኣልኩን ማማ ናፊቐ
    መን ኣሎ 23/8/20 ድሰማዓ

  • @ኤበንኤዘር
    @ኤበንኤዘር 5 ปีที่แล้ว +5

    Dawit ,I thing you are the best new artist . we Loved so much.I hope you ,next year star talent artist from [Er]con .......!