Mikiele Gezzy - Tebzihiyo 'Leki (Official Video) | Ethiopian Tigrigna Music
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ค. 2019
- Ethiopian Music : Mikiele Gezzy - Tebzihiyo 'Leki (Official Video) | Tigrigna Music
© 2019 Admas Entertainment / Dixiom Inc. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. AdmasMusic/
Twitter: / admasmusic
Website: admasmusic.com/
#AdmasMusic #AdmasTigrigna #AdmasEthiopia #TigrignaMusic - เพลง
ኣብ TikTok ኢዩ ሰሚዕያ ዳሓር ኣብ TH-camረኪበያ ኣለኩም ዶ ክምዚ ከማይ 2020 ኤርትራዊ ኢየ እዛ ደርፊ ድስ ትብል ተስፋ ዘለዎ ምንእሰይ ኣጆካ :: ኣይተብዝሕዮ
ዝገርመካ ሐጂ አልሸ ረኪበያ ውዱእ መንእሰይ
@@biniambooss1296 ane kea hji alishe rekibeya
👌
Freedom Entertainment b
Trueee
እዛ ደርፊ ብዙሕ ሰብ ኣብ story messanger ኣእትዮማ እየ ሪአያ እስከ ከምዝኸማይ ዝኾንኩም ኢድኩም ንላዕሊ ኬፍ ኣለዋ ካኣ like it......!
Me☝️
Ane aleku ☝️☝️☝️
Mosi
Ane keman
🙋♀️
ኣይተብዝሕዎ ኣይተብዝሕዎ like ሃቡኒ
Ate natken gefeduu
Frdi ayfetun gn natkn do natna ybzih
Tebzhyo ma Tebzhyo aleki ye
@@asmeromkebedom423800 ቀበበበ።በ።ቀኸበ?? ቀኸበ ፐ?፨ወፐ
ከምዚከማይ 2021 ዝስምዓ መን ኣሎ ኣብ ዓዲግራት እናሃለኩ ዝተለቀቀት ሚኪየ ዓዲግራት ብናፍቆታ ጣዕ ክብል ኢለ😭✊🙏
ትግርኛ ሙዚቃ እንደኔ ውስጡ የሆነ ማነው? 👍👍👍💚💛❤️
ጠቅላላ እውቀት me too 👌👌
Hermela Atakilti ይመችሽ 👍👍👍
እኔ አለሁልሽ አይደል ትርጉም ሳላውቅ ዙጥዙጥ የምል
medina seid 😂ሙዚቃው ከተመቸሽ ብቻ ይበቃሻል 👍👍👍ፈታ በይበት
Medina seid Ayzosh and ken takyalesh
ሚኪየ ሳፕራዝ ኢካ ገርካኒ ኣድራሻኻ ተፊኡኒ ነይሩ ደስ ዝብል ስራሕ ሰሪሕኻ ብጣዕሚ ጎበዝ ሚኪየ እግዚኣብሄር ይሓልውካ ካባኻ ብዙሕ ነገር ኢና ነፅበ ሚኪ ዓርከይ።ሀፍቶም እየ ወዲ ሽረ 2005ዓ/ም ሓቢርና ነይርና ግቢ....
Love you tegaru dmxi btami ybel i am from Eritrea 🇪🇷❤
We love you more
😍❤❤❤❤❤💋💋
Suk bel
Yes❤❤❤❤love
Anes eten awalid eye zexelilani...Aydigeman eyen Tegaru haramu❤❤❤❤
ትግሬ ውጤ ናችሁ እደግመዋለሁ ውስጤ ናችሁ ውድድድድደ♥♥♥♥♥
አንችም ውሸጤ ነሸ😃😃
@@user-vv9kq5rs7l በጢሕኪ ኣውፅእያ እፌክሽን ከይትኮነኪ😂
Kigerimekas eza derfi Hji favorite koyena ala ane wen Hji ye zesemea zelku pls aytitefae your voice is amazing 🔥🔥hafitika from 🇪🇷
ያበደ ነው ትግረኛ አልሰማም ግን ዘፈን በጣም ነው የምሰማው
ነዛ ደርፌ አብ ቴክ ቶክ ስሜእኩም ዝደለክማ አለዂም ዶ 😙😙😙
Yes
😘
Ya
Sameri Yared meeeee 😂😂😂✌️
@@robeluzi929
😀☺☺
ደቂ ትግራይ ሽኮር ኬፍ ኣለኩም ቀፅልሉ
Love you tegaru tess from 🇪🇷
ኣንቱም ሰባት ከይተረደኣኒ እንበር በዛ ደርፊ ተታሒዘ ምስኣ ኮይኑ ምዓለይ
😁😍🤣🤣🤣🤣😂😂😘
Me to
❤
👍❤
Me too
ወዲ ትግራይ ሽኮር ብጣዕሚ ፅቡቅ❤❤❤🌹
ሰገነይ ቀጽሎ ደስ በሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ!!
ደጋጊመ ይሰምዓ ማራ ኬፍ ኣለዋ ኣፀሊላትኒ ዛ ደርፊ ሚኪየ ኣጆካ 😍😍😍💘💘
ኣብ ሂወተይ ፉሉይ ተዘኪሮ ዘለዋ ደርፊ ኣብ መዓልቲ 6 ግዜ ይስምዓ ኣብ ውሽጥካ ፉሉይ ውህበት ኣለካ ቀጺሎ ካብ ኣድነቅትካ ኤርትራዊ አየ።
Kemzy kamy rekba
Ya nay bhaki
I'm Eritrean senafe love bro keep up hawka kab Canada
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዎ ደርፊ ጎበዝ ወዲ❤❤❤❤❤❤
ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ነተባብዓዮ
ኣጆኹም ደቂ ትግርኛና ክምብዕል ኣለዎ።
😍😘🤗
❤️❤️❤️❤️❤️
እስይይይ ድቂ ዓደይ ጽቡቅ ስራሕ ኣጅኩም ብቻ 1000 like
እዚ ወዲ ኩሉ ሜላ ኣደራረፉ ብጣዓሚ ሰሓቢ እዩ ኬፍ አለካ ትክእሎ ኢካ ቀፅሎ ዘሓወይ
የኔ ውድ ፍቅሬ ይጋብዘኝ የነበረ ምርጥ የሆነ ሙዚቃ ነው የኔ ውድ ኣሁን ከኣጠገቤ ባትኖርም ባለህበት ፈጣሪ ይጠብቀልኝ ኣሁን ትዝታ ውስጥ ገብቻለው
Dimxin Zeman 100% tbliu eske "like" rgexwo
ወይኔ ድምፁ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘ተጋሩ likeሃቡለይ እፉፉፉፉፉፉፉፉፍፍፍፍ ደስ ክበል ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አይተብዝሕዮ 😘😘😘😘😘😘😘😘
ማራ እያ ደስ ትብልኒ ኬፍ ኣለዋ love you ብልቢ
Ybe demxi anes des elatni thanks ♥️💖 l Love you
እዛ ደርፊ ምምናው ኣብያትኒ ከምዚ ናተይ ኣለኩም ዶ like ኣግርጩው
ኬፍ ኣለካ ወዲ ትግራይ ሽኮር ቆፅሎ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይብኹም መኽሰባትይ
ንግስአበደ
Xubuk dmxi kxlo Seni hibeka aleku.
*ብሉጽ ስራሕ ከምዝሰራሕካ ድሒረ ምስ ኣስተማቐርክዋ ፈሊጠ። ክትተባባዕ ዝግበኣካ ኢኻ'ሞ ኣጆኻ በርትዕ ዓርከይ ማዓረይ"*
ለይኩኒ እስከ ገዛና።like ይሕቢ ኢየ ብፍላይ እዛ ደርፊ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ሃሩር ከኣ ጌርለይ እዚ ገዛ።ሄራነይ ኣለኺዶ ንዒ
ትግርኛ music ይዓንብብ
Asy xebukat fitreT edmen tenan yhabqum ftari
አገሬ ልገባ 20 ቀን ቀረኝ ሰላም ጊቢ በሉኝ
Bsalm gebe
Melkam guzo
በቃ አብረን እንግባ የኔ እህት
@@chernetgmaryam846 እሺ
ሰላም ግቢ የኔ ቆንጆ ኣብረን እንገባለን
Aseyyy tgaru yhwatna 👌❤️💙💚💛💜🖤 god Job
ኣይተብዝሕዮ ፅቡቕ ዝሓወይ መዓረይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኳ ቐፅለሉ
Aytebzihiyo nay bhaki I like it from 🇪🇷 🇨🇭
Wawww kef zelewa eya kexlo wedi tgrayna kuratna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ትግርኛ ሙዚቃ ይዓምብብ ........!!!
*ዋዉ ሚኪ ❤*
*ንፉዓ ጡዑም ድምጺ ኣለካ 👌🏻👌🏻*
fretuna,,Yes Sister. Your Bro from Hamburg ( Germany ). bye ,,carpe diem,, Sister.
ካብዞም ነባራት ወለላይ ማዓረይ እናበሉ ናይቶም ሓደሽቲ ስራሕ ደስ ይብል ቀፅለሉ
Away aza derfi mara feteya .
Mealtawi eye zsemea. Aske kemzi natey tfetuwwa like habuni .
ደስ ክትብል ሱቅ ኢልካ ትፍቶ ቸኮሌት ነገር 🥰💌
ክፅለል ደልየ ብዛ ደርፊ
እዛ ደርፊ ኣብ tik tok እየ ሪኤያ
👇እስከ ከምዚ ከማይ እንተሃሊኹም
👍like ጽቐጡለይ!!
😍Bella derfi eya naybaheki meselel💖💖💖💖💖
Ewe bro
Ayntseqtn
Ketxelelni eya eza derfi
ወላ ኣነ
ውድእቲ ሙዚቃ
የቐንየልና ኣሳዕሲዕካና ከማን
ኡፍፍፍፍ ሕጂ ረኺበያ ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ ቖንጆ እልሽ ቀንየያ ክጭፉሩላ ሪኤስ😘😘😘😍 ድምፂ ገለ ዓይነት ዋውው ቀረፃ ኽዓ ዓዲግራት ይመስል ኣ🏋🏋🏋
በቃ ትግርኛ በትግርኛ እኮ አደረጋቹውት ወይ ጉድ አንድ እንኳን አማርኛ የሚዘፍን ጠፋ ላማንኛውም በጣም አሪፍ ነው ቀፅለሉ ወዲ አደይ አይታብዝሖ
ወዲ ሙላቅ እንታዲካ እሞ ኮንካ
love and peace fot ppl of eritrea and tigiray
I love it this song from eritrean 🇪🇷
ብጣዓሚ ፅብቅቲ ደርፊ እያ እዚ መንእሰይ እዚ እመኑኒ ኣብ ፅብቅ ደረጃ ክበፅሕ እዩ
Abet demtsi wow 👌👌👌🎧♪♪♪
Kef zelewa derefey
ዋውውወ ከፍ ኣለዋ ዘደርፊ ኣጆካ ዘኣርከይ ቀጽሎ ድምጺ100
ግጥሚ 100
ዜማ 100
ዋዉ ቆንጆዋች ናችሁ እርጋታዉ ልጁ ሢያምር ዉደኩህ አደናቄህነኝ ቋንቋዉ ባይገባኝም
*ነዛ ሙዚቃ ክሳብ ሕጂ ብክሊፕ* *ኣይረኣክዋን ጸንሐ ኣብ ቴክ ቶክ ሰምዐያ* *ክደልያ ቀንየ ዋውው ቆጆ ስራሕ እዩ*
ስደደለይ ደይትብልኒ ኔርኪ ገነይ,link ጠበሽ ከብለልኪ ኔረ ቂቅቅቅ
@@user-pj4ni3up1u *ጆሲ ዓይነይ ድከሚ ኢሉኒ ቅቅቅ ሶ ታንክስ የኔ ማር ዳርጋ ዝሰደድካለይ* ሓላለይ
ብጣዓሚ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ እያ ዋውው
ነዛ ደርፊ ቲክ ቶክ ,ዩ ኣላሊዋ ዕድለኛ ,ዩ ዝወዲ ግን ከኣ ብጣዕሚ ,ያ ጥዕምቲ ዝፈተኹማ እስከ like ርግጽ።
ክሊፕ 100%
ድምፂ100%
ግጥሚ 100%
መንነት 100%
ታይ ክወፆ ደቂ ትግራይ ሽኮር
ኣብኣ ከለኩም ድማ like ጥውቅ ኣቡሊኒ
Bhaki kefi alwa
Ewe entay eu ezi tebzhuo melu ges
እውይ ኣታ ክንደይ ደስ ትብልያ ዛደርፊ ከይሰማዕክዋ ፀኒሐ😍😍😍❤❤❤
Teamir dmxi❤️ gele aynet derfi zwexo yeblun👏🥰❤️
Gobez
ኡፍፍፍ ሎምስ ሰብ ዘይቀደመኒ
like ዘይሃብኩምኒ ከይትሓልፉ በጃኩም ከይሕመኒ😂
Kkkkkk
እምቢ
ፀላኢኪ ይህመም ስኣን like እትሓሚ ህበኪ ኣለኩ
😂😂😂😂🤣🤣🤣❤
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ብጣዕሚ ደስ ልብል እዩ ፡ ቐፅለሉ
ግደፍ ባ ዓሞይ አይተብዝሕዮ 💕💕🙅
🤣🤣🤣
we love you tigrawet brathers and sisters ❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇹
Love you sweet brother may you bless with your girlfriend
@@nyibolkoor3658😊
😊
😊.
~
I don't have no words just god bless you
ኣታ መቅሰን ደስ ክብል ኩሉ
ግጥሚ100%
ዜማ 100%
ድምፂ100% ይብል ወዲ ዓደይ ሽኮሪና ቀፅለሉ
*ኣሰይይይይ ድምጹ ክጥዕም ተስፋ ጽባሕ ኢኻ ሚክዬ ቅጭን ኣጆኻ ቀጽለሉ💓💓 ትግርኛ ንቅድሚት...🇪🇹🇪🇷*
ኤርትራዋን ንቅድሚት 🇪🇷🇪🇹
@@sabrinatesfhiwat6041 🇪🇷🤣🤣🤣🐑
Lilil kkkkkkkk🇪🇷🇪🇹
@@agame6058 😃😃😃😃😃😃😃
@@sabrinatesfhiwat6041 🇪🇷😤😤😤😤
ማራ ፈቴያ ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ኣጆኻ ቀጽሎ::
ኣታ ኣነ በዛ ደርፊ ክጽለል ኢየ ኣብ ሂወተይ ቡዙሕ ታሪኽ ኣለዋ
ኣይርስዓካን ኢየ ኣጆኻ ቀጽሎ ኢኻ ካብዚ ንላዕሊ❤💙❤💙❤💙❤💙❤💙❤💙❤💙
Wowww deki tgray shikorat xebuk serah marye
ተብዝሕዎማ ተብዝሕዎ ለኹም ላይክ ዘይትህቡኒ ከየብዘሕኹም.. ♥♥
Tbatay ball 6 frenchet elka alku jegena xbuke darfi
ذ ذذ@ققق
kidu ጓልዞም ተጋሩ i love u /ተኣምራት ኣማረ ውስጤ ነው 😁
Nic song 🇪🇷❤️ eitopian music 🎧
ዋውው ምርጥ ድርፊ ወዲ ትግራይ ጀግና ኣሰይ ድምፅኻ ክጥዕም ቀፅለሉ ኣለና ኣብ ጎንካ ብካሊእቲ ደርፊ ውን ትመለሰና ሓቢቢ♥😘😍😍😍😍😍
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂4😂44😂44444😂44444555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555መ5555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555መ5555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555555ጀ😊ጀ ተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተየተተተተtተተተተተtየተተተtተተየተተተተተተተየተተ6666666666666666666666🎉🎉🎉🎉😮😮🎉🎉😢😢😢😢😢😮😢🎉😂😂😂😂😢😂😂ሀሀሀበሸ😊ሀhሀ6ሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀ😮😮y😮😮😮😮😮ጀjሀhhሀሀሀሀሀ ጀሀጀጀጀጀየጀየጀጀየhጀጀጀጀጀጀጀጀሀhhhሀ7ጀhጀጀጀጀጀጀጀjጀጀጀጀጀጀጀjjjጀjጀጀጀጀጀጀጀሀበበበbሸሸሸሀሸ6ሀሀተገሀተሀበሸሸሸሸበሸሀየሸሸሸሀሸበበሸሀሸሸሸየሀሀሀሀሀሀሀሀሀሸሀሀሀጀጀjጀፐጀጀጀጀጀጀጀሀየየjጀጀጀጀጀጀሀሀፐፐሀሀሀሀሀሀሀጀየሀሀሀሀ6ሀ😊ሀጀሄሀ
@@Ureka-en3du😮😂😂
እሰይ ደሰ በሃሊ ድምፅ ✔✔🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍
ይበል ድምጺ ምስ መጸለል ግጥምን ዜማን ኣነስ ሓብየዮ ክያሮ ቀጽሎ ኣብ ቀጻሊ ደርፍታትካ ኣብ ገጻት youtupe ኣሻሕ ኣእላፍ ክኸውን ተስፋ ይገብር ጂሚ ደላይ ፍቅሪ ካብ ኤሪ love you tigrian artists.
kings
😍❤❤❤❤😘
Desss desss tik tak ariyuna
ጆሚ ዓይነይ
Ata entay eye zgebro welfi nayza derfi hzuni kab twxe ktse kdks keyraekwa dekise ayfeltn bejaka bkalie srah mxena😍😍😍😍
Aytebizihyo nay bahaki
I haven't listened to music almost every 4 years, but when I heard the music. I was just speechless and I keep hearing all night 😍😋✅👍🏼
ውውውውው ድምጽን ዜሜን 1000/%!!👍😍❤️❤️👍👍👍😍!!
ኣነ ኣብ ፈስቡክ እየ ዝሰምዓ ኣብዚ ከመገጣም እየ ረኺበያ ደስ እያ ትብል ፅብቅቲ ብጣዕሚ።
King nay tik tok mbelkwa iza derfs nay bahaki
gerami gerani lkone music ayu wedzom jeganu nay lbey eka derifkaley
Kef alewo dmxka bro
aytbezhyo eky 👍😍
Wow betam yamral konjo👍👍❤❤
ያዓኸ ነዚ ወዲ ማራ ፈቴዮ ሓዉኹም ኤርትራዊ ካብ ኣመሪካ ብሊስ ክላለዮ ሓጉዝኒ ፕሊስ ፕሊስ ፕሊስ
@ሂወት ከም ጸወታ ዳማ 015537889986 ፌስቩክ"ኮ ኣድድ ኢለዮ ኔረ ግን ምምላስ ኣብዩ ሓግዘኒ እስከ ዝሓወይ
Ayserhn azi kala sded
@@arsuarsu6688 ናይ ገንዘብ"ያ ኢሞ ዋትሳኣፕ የብላን
ድገመና ብራዘር አጆኻ ቀጽሎ ♥♥♥♥♥
i like it bro keep it up
ኩሉ ነገራ 100 ክሳብ 100
Nska wen abzhkayo aloka wedi tgiray
Eritrean🇪🇷
100% ዝወፃ ዘይብላ ደርፊ ንፉዕ ወዲ።
Welcome back shikor because I love your voice so much
Kef zelewa derfi
ወድ ዓደይ ሽኮር ተብዝሖለኻ❤❤❤❤❤❤💞
ደንጎሎ ጉሎሚ ኻዳ ድዩ ዓዱ
Bzey kelialem xbuqi srah blxti music ❤😍
This Community 🇪🇷🇪🇹 i Just Love you
Kef Alekum Shikorinatat Deki Adey...