SHIGEY - Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) - ናፊቐ'ምበር - Best New Eritrean Music 2019 /2020 - ( Nafike'mber)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 2K

  • @NatiRanbo
    @NatiRanbo 9 หลายเดือนก่อน +119

    2024 ትሰምዓ ዘለካ lik 👇ሃበኒ ቃሪተይ ጡዑም ድምጺ ✌️

    • @Even-ew9ze
      @Even-ew9ze 3 หลายเดือนก่อน

      Aleku

    • @abitiwelday558
      @abitiwelday558 2 หลายเดือนก่อน +2

      Alena habibi

    • @ZiduGalkeshi
      @ZiduGalkeshi 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@abitiwelday558Aleku ❤❤❤

    • @FintaFitsum
      @FintaFitsum 2 หลายเดือนก่อน

      Alku

    • @Even-ew9ze
      @Even-ew9ze 2 หลายเดือนก่อน

      @@FintaFitsum wela ane aleku

  • @ሓዊሩት
    @ሓዊሩት 5 ปีที่แล้ว +3453

    ቀሊል ከይመስለኪ ሕማመይ
    ንዓኪ ምስኣን ዩ ሕማመይ
    ወላ ነታ ለዋህ ወላዲት
    ነዚኣ ዘንበብካ ብስመ ወላዲትካ
    ላይክ ጽቀጥ

  • @ዕባይፍግራ
    @ዕባይፍግራ 5 ปีที่แล้ว +502

    ካብ ድቃሰይ መበራበሪት ኣብ ጭንቀተይ መፈወሲት ኮይናትኒ ከምዚ ከማይ 10 ግዜ ዝደጋግማ like ይርገጸኒ፡፡ ቃርያ ነብሲ ካ keep it up,

  • @banaharnet2987
    @banaharnet2987 2 ปีที่แล้ว +30

    መን ኣሎ ሐጂ ዝሰምዓ ዛደርፊ ኣነስ ምንም ዛንታ ዘይብለይ አየ ዝደጋግሞ😂❤

  • @sharmasheru4894
    @sharmasheru4894 4 ปีที่แล้ว +312

    African brothers am from somalia 🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴

    • @nahomanenia6096
      @nahomanenia6096 4 ปีที่แล้ว +3

      Sharma'arke hussein barre hi friend I am from Ethiopia where do u live tho

    • @betty7240
      @betty7240 3 ปีที่แล้ว +4

      Hi I am from Eritrea nice to meet you😊🇪🇷

    • @Eritrea-dg8qj
      @Eritrea-dg8qj 3 ปีที่แล้ว +2

      East Africa ☮️❤️

    • @tigrignaculture1555
      @tigrignaculture1555 3 ปีที่แล้ว +2

      hi guys i am from brazil nice to meet you est africa

    • @yonas3137
      @yonas3137 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tigrignaculture1555 mehal eske msgie wedi Brazil arkey kk

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ
    @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ 5 ปีที่แล้ว +1078

    ከምዚ ኸማይ ይህሉዶ ምምናዋ ዝሰኣነ ነዛ ደርፊ? ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ መራ ግጥሚ ዜማ ኩሉ ብሉጽ ኣጆኻ ቀጽሎ::

    • @Mnbar..bmiela
      @Mnbar..bmiela 5 ปีที่แล้ว +6

      Young Sam67 ane aleku 😂😂

    • @ftsumafewerki1163
      @ftsumafewerki1163 5 ปีที่แล้ว +3

      Ane aleku kdegagma kefiuni eko beka nay mudey ey rekibe

    • @luulmerhawi6520
      @luulmerhawi6520 5 ปีที่แล้ว

      Aykemayn wedey mexelel zkne derfi

    • @shaebianism4258
      @shaebianism4258 5 ปีที่แล้ว

      Ksab hji ydegagma aleku

    • @mblessed8040
      @mblessed8040 5 ปีที่แล้ว +1

      Me too

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 ปีที่แล้ว +216

    *መን ኣሎ በዚ ቲክ ቶክ ሰሚዕዋ ዝመጸ እስከ ላይክ ወቅጡኒ እዋይ ክትጥዕም ከኣ ትመስል 2020*

    • @lellatsehaye9455
      @lellatsehaye9455 4 ปีที่แล้ว

      I am in love with this song 😍😍❤❤👌👌👏👏👏

    • @yorusentertainment7172
      @yorusentertainment7172 4 ปีที่แล้ว

      Ane bkndey eye keman rekibeya eza music

    • @mehretmichal6452
      @mehretmichal6452 4 ปีที่แล้ว

      Ane keman men you derafia ybl niere 🙏❤

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 ปีที่แล้ว +100

    ኣነስ ነዛ ደርፊ ምፍራግ እንበር ስኢነያ
    ምስኣ ቀጨው ኢለ🤔🤔🤔
    ***** ነዛ ደርፊ ምቅርቲ ንሙኻን ዝጸዓርኩም ኣብ ዘለኹሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😘😘😘💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abdabdi16
    @abdabdi16 3 ปีที่แล้ว +101

    በጣም ነው ምወደው ይሄን ሙዚቃ ወላሂ እረ ተርጉሙልኝ ስለፍቅሪ ስለነብሲ የኔ ማር ተመለሲ በጃሂ

    • @merihafowerki7771
      @merihafowerki7771 3 ปีที่แล้ว +1

      Awo

    • @Kuki_Bela
      @Kuki_Bela 2 ปีที่แล้ว +9

      በናፍቆት ከምሰቃይ እባክሽ ተመለሺ ነው ይዘቱ አልታሳሳትሽም!!

    • @tafeseteso5635
      @tafeseteso5635 2 ปีที่แล้ว +2

      Kelal eko tirgumu

    • @deluchan8225
      @deluchan8225 2 ปีที่แล้ว +1

      Ney temeleshi yelemedkutne nafikognal yalanchi alnorem neyetemlesh sele fikir sele nebse.

  • @mustafaismail669
    @mustafaismail669 4 ปีที่แล้ว +81

    Basically I don’t understand any word from the song but I’m enjoying to listen it from time to time.. respect from Somalia 🇸🇴 ✊🏾

  • @frezermehari704
    @frezermehari704 5 ปีที่แล้ว +168

    ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምኣ ዘለኩ ምሳይ ተሳነዩ ላይክ ሃቡለይ ነቃርያ በሽመይ

  • @ዕንበባይያ
    @ዕንበባይያ 5 ปีที่แล้ว +348

    መራ ሓወይ ጹቡቅ ስራሕ ወገነይ
    አታ ኣለኩም ዳ እዞም ጎዳይፍ ቀሓውታ 👍 ንሃቦ እስከ ነዚ መትዓቢትና

    • @yeyeylbye1366
      @yeyeylbye1366 5 ปีที่แล้ว +3

      Kab eritrea keren 1😍😍❤❤

    • @zizuyosief2049
      @zizuyosief2049 5 ปีที่แล้ว +1

      Godayf eyu meshii 👌🔥

    • @robelt9673
      @robelt9673 5 ปีที่แล้ว +2

      kab hazomo eritrea!!mera great ayttfae kea

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 5 ปีที่แล้ว +2

      @@zizuyosief2049 ጎዳይፍ ኔሩ ቃሓውታ ቀይሩ

    • @heliberi7153
      @heliberi7153 5 ปีที่แล้ว +2

      Alena kemey alekum metaibiti dehan dikum kulatkum

  • @ስደትኟመከረኟ
    @ስደትኟመከረኟ 5 ปีที่แล้ว +92

    ቃርያ ኣስሊ ተበዓታይ ስራሕ ። ን መራ ዝሕቢ ከኣ like ይርገጸኒ ድቂ ኤረይ ሓላላት

  • @wedimokie4968
    @wedimokie4968 3 ปีที่แล้ว +281

    ክሳብ ሕጂ2021 ዝሰምዓ ዘሎ ከምዚ ከማይ ኣግርጭዉ የብል

  • @ኣሌክፈታዊሞሞና
    @ኣሌክፈታዊሞሞና 4 ปีที่แล้ว +52

    ሕጂ ውን የስተማቕራ ኣለኹ ፍልይቲ
    ደርፊ ጣዕማ ንክትገልጾ ዘሸግር
    ቃላት የብለይን ኣኻኽቦ ይፍጠረልና።
    17/8/2020

  • @meronokube7515
    @meronokube7515 5 ปีที่แล้ว +95

    ኣታ ኣነስ በዛ ደርፊ ክጽለል እየ 24hours ሰሚዐ እየ እኮ ጠቅላላ ዘይመንዋ ናይ ብሓቂ ጽፍፍትን👌 ምልክዕትን💯 ስራሕ ኢኻ'ሞ ሰሪሕካ ኣብቲ ትደልዮ ብጻሕ & ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ኣምላኽ 🙏🙏 መራ ዓይነይ❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯

  • @ariammussie2069
    @ariammussie2069 5 ปีที่แล้ว +723

    ናፊቀ' ምበር
    ናፊቀ እምበር ናፊቀ ዘልመድክኒ ጡዑም ጠባይ
    ኣብቲ ጽላል ዓርኮብኮባይ
    ሎምስ እባ ንዒ ናባይ
    ቀሊል ከይመስለኪ ጸገመይ
    ንዓኺ ምስኣን 'ዩ ሕማመይ
    ኣላትኒ ዝብላ ንስኺ እንዲኺ ዓለመይ
    ሰብ ምስኣን ግናዩ ሰብ ምድላይ
    ዓሳ 'ዶ ይወጽእ 'ዩ ካብ ቀላይ
    ገጽኪ እንዶ ምለስ ናባይ
    ግልጽ በሊ ወለላይ
    ገለ ንግበር በጃኺ ገለ ንግበር
    የዕኑድ ፍቅሪ ከይስበር ገለ ንግበር
    ሓደ ንኹን ኣብ ፍቅሪ ንዒ ንንበር
    ሓደ ንኹን ከም ቀደም ንዒ ንሕበር
    ቀጨውጨው ኮይኑ ቀጨውጨው
    ኣብ ጎነይ ምስ በልኪ ፈጨው
    ቀጨውጨው ኮይኑ መንብሮ
    ከመይ ኢለ ሂወት ክጸሮ
    ከም ገለ እንድዩ ከም ገለ
    በጃኺ ከይንፈላለ
    ናፍቆት ኮይኑ ሓኔታይ
    ንዒ እንዶ ሓፍተይ ምእንታይ
    ኡሁሁሁሁሁይይይይ ......
    ከም ገለ ናፍቆት ክኽእሎ ከመይ 'ለ
    ንዒ በሊ ተመለሲ
    ስለ ፍቅሪ ስለ ነብሲ
    ብናፍቆት ካብ ዝሳጺ
    ተሎ እባ እሞ ተሎ ምጺ
    ሕለይለይ 'የ ጽምዋ ቅተልለይ
    ሕለይለይ 'የ ሸቀልቀል ኣጥፍእለይ በሊ
    ሕለይለይ 'የ ኣለኹልካ በልኒ
    ሕለይለይ 'የ ፍቅሪ ሒስኪ ንዕኒ
    ሕለይለይ'የ ሕለይ በሊ ሕለይ
    ሕለይለይ 'የ ዝሓለፈ ርኣዪ
    ኣኣኣ..ኣነሞ ከምዚ እለስ ኣይግድን
    ኡይ..ሃቢ እንዶ መፍትሕን መንገድን
    ንበይነይ ንበይነይ ንበይነይ ድኣ 'የ
    ከመይ ክጸሮ ከመይ ድኣ
    ልበይ እንታይ ኢለ ከእምኖ
    በይነይ እውይ ዝኾኖ
    ንዒ ንዒ ንዒ በሉለየ
    ሎምስ ተረድእለይ ×2
    ግጥሚ :- 😘ገብሪሂወት ጸሃየ🙏
    ዜማ :- 😘በሬ (በራሙ)🙏

  • @SambaTrading-hz7zt
    @SambaTrading-hz7zt ปีที่แล้ว +15

    ዝገርም ግጥሚ ዝገርም ዜማ ዝገርም ክሊፕ ብልጽቲ ስራሕ እያ ካብ እትወጽእ ክሳዕ ሎሚ 2023/11/06 ይሰምዓ ኣለኩ ኩሉ ነገራ ያ ጽፍፍቲ ዋላ እቲ ዜማ ህድእ ዝበለ እዝኒ ዘይርብሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AtifAzizi-e4p
    @AtifAzizi-e4p ปีที่แล้ว +9

    I'm from Afghanistan I love kultur Eritrean ❤ too much love from 🇦🇫 ❤🎉❤ 🇪🇷 ❤

  • @bebizelenayoabraham1014
    @bebizelenayoabraham1014 4 ปีที่แล้ว +12

    በቃ ዕግርግር ፥ ጫው-ጫው ዘይብላ ደርፊ መጀመርታ ገጣማይ ግሬ ዳሕራይ ቓርያ ምስ መሳርሕትካ ክብርት ያሃብኩም። ኣከለ ደጋጊምኩም ስማዕዋ ።

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 5 ปีที่แล้ว +166

    *Who is listening this amazing song non-stop!*
    -Best song of the year!-

  • @yoniyonmanjserawi
    @yoniyonmanjserawi 5 หลายเดือนก่อน +16

    ከምዚ ከማይ🤞 ይህሉ ዶ ክሳብ 2024 ዝሰምዓ ዘሎ 👍 ከምዚኣ ጋይስ

  • @michaeltewelde1899
    @michaeltewelde1899 5 ปีที่แล้ว +13

    መርሃዊ ቃርያ ጎዳይፍ ዓብዩ ቀሓውታ ዕድመ ኩትትንኡ ዘሕለፈ።
    ጎዳይፍ እንዳ እያሱ ካንሸሎ,ጥቃ ባር ሃንስ ወይ እንዳ በርሀ, መገዲ ኣጋዱ ሰንበል,እንዳ ኮርያ።
    ኣብ ጎዳይፍ ክልተ ገለ ዓይነት ኣካልብ ኔረሞ ። ላምባ ከሸክሞም ይዝክር።
    ቃርያ ናይ ተስፋይ መንገሻ ክደግሞ ከሎ መወዳድርቲ ኣይነበሮን። ኣበይ ከይዱ ዝብሎ ዝነበርኩ ጽፉፉን ብሉጹን ስነ ጥበበኛ

  • @abdah1425
    @abdah1425 3 ปีที่แล้ว +7

    ከአብዚ ሙዚቃ ፍቅር ያዘኝ lov ertreans from ethiopia

  • @waadidriss254
    @waadidriss254 4 ปีที่แล้ว +25

    I’m listening this music from🇺🇸 I can’t stop listening👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼

  • @awetg6801
    @awetg6801 4 ปีที่แล้ว +36

    I just came back from asmara this song is played every where in Asmara I had good time in asmara big up Qahwta and Godayfe respect the love you showed me

    • @fasikamesfun7232
      @fasikamesfun7232 3 ปีที่แล้ว

      Meeeeee tooo brother I was in our home Asmera i heard for the first time their i still miss that time 😭😭😭😭 ስደትና የሕጽረልና ጥራይ 🇪🇷💐🙏

    • @solomensbhatu500
      @solomensbhatu500 ปีที่แล้ว

      Me too I was there for 8 months I just came back here this song is loved there like crazy

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 5 ปีที่แล้ว +58

    ይበል ጥበብ።
    ግጥሚ100
    ዜማ 100/
    ድምጺ /100
    ክሊብን ዘማን ዝወጺ የብሉን።
    ቀጽሎ ኣጆኻ።

  • @senayamanuel1417
    @senayamanuel1417 5 ปีที่แล้ว +6

    ካርያ ሓወይ በጃኻ ኣይትፍአ አዚኣ ደርፊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተቐባላትነት ረኪብካ ስለ ዘላ ከጽሎ ኢካ ኣብ ጎንኻ ኣለና viva karya ካብ ሰናይ ወዲ ኣስመራ

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 4 ปีที่แล้ว +20

    ሓሙሽተ ወርሒ ምሉእ ብዘይ ዕረፍቲ ይስምዓ ኣለኩ ምክንያቱ ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤔🤔🤔❤️💘

  • @khaldnoray6123
    @khaldnoray6123 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃርያ ልክዕ ነርቨይ ረኺብካኒ ኣብታ ዓይነይ ጥበብካ ይሰስን ወድ ኤረይ🇪🇷🇪🇷✊😘😍

  • @danielgebray2397
    @danielgebray2397 4 ปีที่แล้ว +5

    መርሃዊ ኪዳነ (ቃሪያ )ሓወይ፡መትዓቢተይ ኮሪዐልካ, ናይ ብሓቒ ዝነኣድ ስራሕ ።ብዛዕባ እቲ ከልቢ ኣብታ ክሊብ ዘሎ፡ምናልባት ሓደ መዓልቲ ምስ ተራኸብና ብዝያዳ ንስሕቅ ንኸውን፡ኣብዛ ደርፊ ግን ብፍላይ ኣብ ስብራ፡ብጣዕሚ ውሁድ ዝኾነ ግጥምን ስሑል ድምጽኻን ውሕሉል ኣዘያይማኻን ዋውውው ።ቐጽሎ፡ በርትዕ ሰሰናዩ ይምነየልካ ሰላም።

  • @kerrya2128
    @kerrya2128 3 ปีที่แล้ว +43

    😭Timeless lyrics I dedicate this song to all my beloved Eritrean ppl love you all to the fullest💯 ❤️😍🇪🇷👑

  • @Mky330
    @Mky330 4 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ወዲ ግን ናይ ብሓቂ ዝናፈቀ ይመስል ኬፍ ደለዎ ደራፋይ respect ✊

  • @ambessereke103
    @ambessereke103 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ቃርያ ሓወይ ልበይ እምበር ረኪብካያ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣታ በጃኩም እስኪ like ግበሩለይ ብስመይ kab corona tedHanku fewsi kununi aytcheknu

  • @yohaneshabtemaryam1208
    @yohaneshabtemaryam1208 4 ปีที่แล้ว +9

    ዝፊትዋ ደርፊ ካብ ሆላንድ ናብ ጀርመን ብዝሕ ግዜ እንዳ ሰማዕክዋ መጼ 2019 Dezember

  • @ariammussie2069
    @ariammussie2069 5 ปีที่แล้ว +18

    😘😘😘😘😘 ቃርያ ናይ ሙደይ ንበር ክበር ሓቢቢ ገብርሂወት ጸሃየ ንበረለይ ተባታይ ፍጥረት 😍😍😍😘😙 !!

  • @meriyammeri4376
    @meriyammeri4376 5 ปีที่แล้ว +7

    እኔ ትግርኛ ዘፍን ውስጤ ነው አባ ሁሉ ነገራቹሁ 👌👌👌👌👌😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍

  • @DLETEY291
    @DLETEY291 5 ปีที่แล้ว +4

    ቃርያ ቀጨው ቀጨውጨው
    እንቋዕ ብደሓን መጻካ ቃርያ ዝፈቱ ላይክ
    ✈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶 በዚ ደርፊ እኮ ዓደይ ዓደይ ኣቢልኒ ቃርያ ዓርከይ ★♡♡♡♡❤❤

  • @08dawit
    @08dawit 4 ปีที่แล้ว +4

    ሰባብ ተባዕታይ ድምጺ፡ ሓሪፍ ሜሎዲ፡ superb ደርፊ። ተዓወት ተዓወት። ብዙሕ ትጽቢት ኣለና ካባኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @abdirahmanmohamed8518
    @abdirahmanmohamed8518 3 ปีที่แล้ว +10

    From somalia Eriterians our brothers🇸🇴🇸🇴🇧🇴

    • @dejengrmay1239
      @dejengrmay1239 3 ปีที่แล้ว

      🇪🇷 this is Our flag bro 🇸🇴🇸🇴

  • @Chew05844
    @Chew05844 5 ปีที่แล้ว +18

    ናይ 2019 ዝበለጸት ስራሕ
    ክገልጸካ ቃላት ክሓጽረኒ እዩ
    ብዝኻነ ጹብቅ ኣስሚዒካና
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @PRGPRG-zg8jz
    @PRGPRG-zg8jz 5 ปีที่แล้ว +10

    ደጋጊመ ሰሚዐያ ዘይመነክዋ ደርፊ ሰተት ኢሉ ዝኣቱ ድምጺ thanks kexlo GBU.

  • @sihameylove7236
    @sihameylove7236 5 ปีที่แล้ว +235

    ዘይትምኖ እናሓደረት ትፍቶ ደርፊ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ መን ኣሎ

    • @eritrawieyebelom242
      @eritrawieyebelom242 4 ปีที่แล้ว +2

      ክሳብ ሕጂ ከማን ንስካ ግዳ ቅድሚ 2 ወርሒ ትብል ኣለካ

    • @selamteklemaryamselam9004
      @selamteklemaryamselam9004 4 ปีที่แล้ว

      Ane

    • @wedialazar1874
      @wedialazar1874 4 ปีที่แล้ว

      ኣነ ኣብ መዓልቲ 4 ግዜ በስ

    • @feruzhagosferuzaha9960
      @feruzhagosferuzaha9960 4 ปีที่แล้ว +1

      Ane aleku bejaka beka wela keymenwa ele keysemkwua kwel enta belku ab mengedi ab zatekuwo geza tewila txenhani 😐😐😐

    • @munasolomon1158
      @munasolomon1158 4 ปีที่แล้ว +1

      Zay temno musiki nay behaki💕

  • @johnfeday6988
    @johnfeday6988 4 ปีที่แล้ว +3

    ብሉጽ ግጥምን ዜማን ምስ ጥዑም ድምጺ ናይ ባሓቂ 100%፡ብፍላይ ኣብታ ኡይ....ክክክ፡ ቅድሚ ሕጂ ዋላኳ ስራሓትካ ሰሚዐ ኣይፍለጥ ንድሕሪ ሕጂ ካብዚ ዝበልጽ ሒዝካልና ከም ትመጽእ ተስፋ ይገብር መርሃዊ ተወልደ።

  • @ሰብሎሚ-ከ1ቀ
    @ሰብሎሚ-ከ1ቀ 4 ปีที่แล้ว +85

    ሰሎምያ ምሓራይ ናይ ቃርያ ደርፊ ምስ በለት'ሲ መን ,ዩ ቃርያ ኢለ ምስ ጽሃፍኩ እታ ኣብ ቲክቶክ ዝስምዓ እሞ ደስ ትብለኒ ደርፊ ኮይና ጸኒሓ ።

  • @thomaskudus8102
    @thomaskudus8102 5 ปีที่แล้ว +20

    ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ስራሕ : ካብ ግጥሚ , ኢዲተር, ካሜራ ማን ...
    ከምኡውን ድምጺ ቅላጸ ኣወጻጽኣ እቲ ፍቱው መራ ወዲ ....like እስኪ ኣቡለይ ::

  • @genetabrha7763
    @genetabrha7763 5 ปีที่แล้ว +4

    ቀሊል ከይመሰለኪ ፀገመይ
    ንዓኪ ምስኣን አዩ ሕማመይ
    ኣደዎይ ንዒ ተመለሲ ማማዎይ

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit9434 4 ปีที่แล้ว +12

    Just imagine how many people's come here everyday & God bless everyone.

  • @evunice274
    @evunice274 4 ปีที่แล้ว +3

    Eza music mewaeley semieya zmenwa koynu zeysmani zelo ane kab tzrgah ksab hji mmnaw abyatni 🎶🎵💯❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semirsalh3885
    @semirsalh3885 4 ปีที่แล้ว +9

    ዎውው ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና፡ ከምዚ ከማይ ናፍቆት ስዒርዎ ኣብ ናፍቆት ዘለኻ ዓመት ምትእኽኻብ ይግበረልና። ኣቡኡ ከለኹ share ንግበሮ ነዛ ደርፊ እቲ ምንታይ ጥዑም ነገር ብቀሊሉ ኣይርከብን እዩ ስለዚ ንቶም ዘይሰምዕዋ ቡሉጽ ደርፊ ክሰምዑ በቲ ሓደ ኮላይ ቡሉጽ ደርፊ ዝደርፍ ኮላይ ምልክት ፍቅርና ስለ ዝኾነ ነተባብዓዮ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ዝበለጽ ደርፊ ሒዝልና ክመጸእ።

  • @hanibaltsegai3126
    @hanibaltsegai3126 5 ปีที่แล้ว +7

    Merhawi YOU ARE AN ERITREAN ARTIST THAT AM PROUD TO CALL. ፈትፊትካ ትብላዕ መጸለል ጥበብ. ነዛ ስራሕ ዝጸልእ ቡዳ ጥራይ እዪ, ቀጽሎ ኣዝሜሪኖ።

  • @mojama6484
    @mojama6484 4 ปีที่แล้ว +54

    💖💖💖Love for Eritrean ppl and music, peace from Somalia

    • @abebawasmare8290
      @abebawasmare8290 3 ปีที่แล้ว

      Lovo you too somalia ppl worya ana kochalay

    • @Wegatha
      @Wegatha ปีที่แล้ว

  • @tesfomgebremedhin6515
    @tesfomgebremedhin6515 4 ปีที่แล้ว +9

    እዝደርፍ ብጣእሚ ያ ጥእምቲ ዝብርሽ ሙዚቃ የብላ ዝርብሽ ኮቦሮ ዝይብላ ብልጵቲ ደርፊ ያ ነዚኣ ድርፊ ከምዚ ክትከውን ዝጸኣርኩም ቀጽልዎ ይብለኩም ኩቡራት የህዋት

  • @ኣነሙኻነይዋጋኣለዎ
    @ኣነሙኻነይዋጋኣለዎ 4 ปีที่แล้ว +4

    ቀድሙ ናይ ገብርሂወት ጽሃየ ስራሕ ውሕሉል እንድዩ እንታይ ክወትጸኦ ብዝዕባ እዛ ደርፍ መብርሂ ምስገብረላ ኣብቃለመጠየቁ መሊሰ ፈትየያ ቃርያ ድማ ዘድንቆ ደራፋይ ዩ ብኩሉ ነገራ ስጥምቲ ስራሕ ያ💯🎤💪👏

  • @asteremnet5930
    @asteremnet5930 4 ปีที่แล้ว +10

    Beyney beyney beyney dea ye
    Kemey kitsero kemey dea ye
    Libey entay ele kemino
    Beyney Ewieyy zikono
    Niee niee niee eba luley
    Lomis teredeley! ❤️❤️❤️

  • @nanu-
    @nanu- 5 ปีที่แล้ว +7

    ድሕሪ 3 ዓመት መጺካና ቃርያ ዓይነይ ዶንጊኻና :: ብዝኮነ ኣዝዩ ቡሉጽ ስራሕ ኣይትዶንግየና ትራይ::

  • @sham3872
    @sham3872 5 ปีที่แล้ว +100

    ክድነቅ ዝግቦኦ ሲራሕ። ምስጋና ንኩሎም ኣብዚ ሲራህ ዚተሳተፉ ሰብ ጥበብ።
    * ሱጡም ግጥሚ ምስ ሱሩዕ ወሓዚ ህርመት።
    * ኣነ ዝገርመኒ እዚ ህዝቢ ናይ ሙዚቃ ሚስትምቃር ዖቅሙ ቲሒቱ ኣሎ፥ ኤምበር ከምዚ ሲራሕ ቡዙሕ ክርአ ኢካ ትጽበ።

    • @seidesmael8087
      @seidesmael8087 5 ปีที่แล้ว

      Kabti zegrmka merhawi kabtom kokobe kawakbti 1 eyu ana ab 2016 be akala eya zewalto betame xebuk damxe nafu sinatebana eyu kam zemaselni bota and akem zesana eyu zemaselni ..... xebuk serhe

    • @nureldinademadem2891
      @nureldinademadem2891 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewe Qaria demsu hade u wela piano bar ayqeyerkan u

    • @michaelaltaye3503
      @michaelaltaye3503 4 ปีที่แล้ว

      @@seidesmael8087 ስክስ

    • @michaelaltaye3503
      @michaelaltaye3503 4 ปีที่แล้ว

      ፍቅር

    • @misginamussie8858
      @misginamussie8858 2 ปีที่แล้ว

      7,523,526 views, is it not fair? do not forget, we are not so populated!

  • @muktarbreezy8562
    @muktarbreezy8562 5 ปีที่แล้ว +14

    ግጥሚ100%
    ዜማ100%
    ውድእቲ ስራሕ እያ ሶ ቀጽሎ ብኸምዚ ዓይነር ስራሕ ክትመጸና ንጽበ ሞራልን ምትብባዕን ኣይንኽላኣዮ።

  • @AdulisKing
    @AdulisKing 4 ปีที่แล้ว +14

    Not sure how I SLEPT on this?! This guy has a unique style and voice. Real soulful and soothing. Qxelo Merhawi wedi eri 🇪🇷👍🏽

  • @evunice274
    @evunice274 4 ปีที่แล้ว +2

    እቱም ምምናው ኣበየትኒ ዛ ደርፊ ኣብ ደመይ ኣቲያ

  • @efifi7604
    @efifi7604 5 ปีที่แล้ว +12

    ሱጡም ግጥሚ ምሰ ሱሩዕ ወሓዚ ህርመት'Qarya shikor ::

  • @eritreanboy8740
    @eritreanboy8740 2 ปีที่แล้ว +4

    Waw derfi malet bhaki zema ktmi dmtsi 🙏🏿

  • @ፀሎተይሰሚዕኒ
    @ፀሎተይሰሚዕኒ 4 ปีที่แล้ว +5

    እዉይ ፈጣሪ ጡዕም ንዛ ደርፊይ ክደሊ ኣዋርሕ ኣቁፅረ እንተ ኢለኹም ከ ትኣምኑኒ ዶ ትኾኑ ኣብ ዚ ቲኽ ቶኽ በቃ ኣፀልላትኒ ኣብ ኩሉ ሰብ ኢካ ትስምዓ

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว

      Nay bhaqi tibl aleka

  • @bitatv6004
    @bitatv6004 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃርያ ኣብ ኪሎማ ንፉዕ ክራሪስት19 ዙር ወዲ ዙረይ ነበር ኢዩ መስለኒ ከምቲ ዘየለ ናፍቆተይ ገሊጽካለይ thank you እዚ ዓርከይ

  • @tsegutsegu3365
    @tsegutsegu3365 4 ปีที่แล้ว +3

    Ab Sedet Semiya gn Aystemakrkwan, ba Asmuzey ( Asmera) mskedku Betami beka Fetiya kemwt delye, kulu ab Botu ketestmakro mechem Bela eu,
    Mstemlsku kea mo kale Derfi keman Zesma koynu Aysmanen Zelo, nazba Xemway temlise dehri serah mefdasey neza derfi endastmakrku Zehlefkwo ab Asmuzey endasemaku, Beyney abza Xemwa gezay Beka!
    Merhawi (Karya) Zehbyo derafay,
    Eske ab Edkum alo eti like, deki Erey 🇪🇷

  • @ምእንታኺዩኤረይ
    @ምእንታኺዩኤረይ 5 ปีที่แล้ว +14

    I can't stop listening to this wonderful song....💯....keep it up 👍🇪🇷

  • @timoart8256
    @timoart8256 5 ปีที่แล้ว +4

    ጹቡቅ ድምጺ ቃርያ ሓውና
    ጹቡቅ ግጥሚ ኣቦ ግጥሚ ናይዚ ግዜ ገጣማይ ገብርሂወት ጸሃየ
    ዘያሚ በሪዝሞ መቅሰን ጹብጹቅ ስራሕ ኩላትኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተዋሳእኩም

  • @tedroswelday2462
    @tedroswelday2462 5 ปีที่แล้ว +6

    ቅሊል ይምስሎም ስባት ብጣዕም ጽቢቅቲ ምስ ግዜ ትክይድ ኢያ ልብ ስባት ቲትንኽፍ ቅጽሎ

  • @niyatnit5961
    @niyatnit5961 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ኣነስ ማራ እየ ዘድንቆ..ውሑዳትን ጽፉፋትን ደርፊ ዝውንን።።ቃርያ ናይ ሕማመይ

  • @efremambesa1544
    @efremambesa1544 4 ปีที่แล้ว +3

    ገለ ጌርካ ቃርያ ሓውና ኣድኒቀካ ካብ ልቢ ኣጆካ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ

  • @eritreangirl7198
    @eritreangirl7198 3 ปีที่แล้ว +6

    Am rly in love wiz zes song it takes me to the past year's unforgetabble memories qarya the best keep shining our 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷bro

  • @asmara1970
    @asmara1970 4 ปีที่แล้ว +7

    ቃርያ ሓወይ ኣብ nice ዝሓለፈ ግዜ ይዝክሮሞ ይገርመኒ ምፍልላይ ማዕረ ክንደይ ከቢድዩ ናፊቀኩም ጀምዓ። ሓደ ማዓልቲ ኣብ ኣስመራይ ንራከብ ንከውን።

  • @ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ
    @ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ 4 ปีที่แล้ว +4

    Song of they year ናይ በሓቂ ዘይትምኖ ደርፊ መመሊሰ ይናፍቃ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ

  • @luwamhaile8758
    @luwamhaile8758 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ክኣ ምስ ድምጽካ ቀጨው ኢለ nd ኩሉሙላ ዝወጻ የብላን 🎷 🎙 💯

  • @huruyahidr8638
    @huruyahidr8638 ปีที่แล้ว +2

    Nemjmrta gezay ey comint zexhf zelku ab nay zekona misc comint heba ayfleten ey eza derfi gen gela gerteny wawww nic jobi .hedget kemhrka ey !😢❤

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 5 ปีที่แล้ว +14

    ቃርያ ቃርያ ኮይና መሬት ኣብ ስራሕ ኣብ መገዲ ኣብ ገዛ ኣብ ባራት 100%

  • @heri2068
    @heri2068 5 ปีที่แล้ว +147

    *ጎዳይፍ & ቃሓውታ✌*

    • @winner114
      @winner114 4 ปีที่แล้ว +5

      Metabity

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 4 ปีที่แล้ว +4

      bro nateyyy

    • @soloferatelo2680
      @soloferatelo2680 4 ปีที่แล้ว +10

      Gejert k yemlkitena du

    • @heri2068
      @heri2068 4 ปีที่แล้ว +6

      @@soloferatelo2680 ብዓጀባ እምበር ከኣ ጎንና እንዲኹም ግዲ።

    • @amanueltesfay2868
      @amanueltesfay2868 4 ปีที่แล้ว +6

      Sempre ጎዴ ቀሓ ጋጂ ባር ጅማ ወዘተ ሰላም ምሳኩም ይኩን መተዓቢቲኢ

  • @randomchannel7359
    @randomchannel7359 4 ปีที่แล้ว +70

    I always enjoy Eritrean music.. much love from Somalia

    • @eritreahagerey9240
      @eritreahagerey9240 4 ปีที่แล้ว +1

      🇸🇴❤🇪🇷🇸🇴🇸🇴🇪🇷🇪🇷

  • @ፍቃርእየትዕግስተይእዩ
    @ፍቃርእየትዕግስተይእዩ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት ግጥሚ ልብካ ተዕርፈካ ፡ቃርያ ውን ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ድምጺ ኣለካ

  • @biniamtesfazghi8181
    @biniamtesfazghi8181 4 ปีที่แล้ว +194

    Nay Solomie Mahray interview semikum neza derfi tisemuwa zeleku eske like habuni

    • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
      @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 ปีที่แล้ว +3

      Wedi Tesfie ኣነ ኣለአኩ በዛ ደርፊ ዓቢደ ክድቅስ ክትስእ ይሰምዓ ኣለኩ

    • @biniamtesfazghi8181
      @biniamtesfazghi8181 4 ปีที่แล้ว +2

      ህግደፍ መንደፍ nay emo bzuh eyu zwdeni kigermeka 3 hours ab gym kem zehlf gieruni nezi enda semaku

    • @biniamtesfazghi8181
      @biniamtesfazghi8181 4 ปีที่แล้ว +1

      Abi Black Boy kkkkkk copiya endika

    • @senig2140
      @senig2140 4 ปีที่แล้ว

      Yea brigiz karya dibehal ainfeltin nerna thanks to her!!

    • @bebizelenayoabraham1014
      @bebizelenayoabraham1014 4 ปีที่แล้ว

      ✌✌✌

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 4 ปีที่แล้ว +64

    ነዛ ሙዚቃ ከማይ ኣብ #ቲክ ቶክ ሰሚዕኹማ ዝደለኹማ ኢድኩም ኣውፅኡ ብlike😊😋 ድሕሪ ክንደይ ረኺበያ #ገለ ዓይነት ህድእ ዝበለት ደርፊ😍😍

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +9

    ዛ ደርፊ ከም ነቢት ዳሓደረት ትምቅር
    13-12-20 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው

    • @evunice274
      @evunice274 3 ปีที่แล้ว

      Bezi aleku gelixkaya neza derfi

  • @kflomgideom673
    @kflomgideom673 4 ปีที่แล้ว +6

    ከምዚ ናተይ ይህሉ ዶ ይኸውን ኦፍፍፍፍፍፍፍ 💔🌏🤦‍♂️

  • @Simonkifle
    @Simonkifle 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝያ በታሚ ብልጽቲ ደርፊ አንዳ ሃደረት ትምቅር so keep up Mera😍

  • @musaeliyob270
    @musaeliyob270 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane mar ey zedenqka mas eika temxena nab Europa ❤️❤️❤️❤️🙏🏽🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robel9973
    @robel9973 5 ปีที่แล้ว +9

    Can’t stop listening......interview eba agbrulna nezi hawna bedey maryam knlmnekum

  • @siraksaka9788
    @siraksaka9788 5 ปีที่แล้ว +4

    Mulue leyti cherimna ageg kenbelela hadirna degimna yekenyelna karya wedeti derfi 🇪🇷❤️❤️

  • @yonasmosazghi2484
    @yonasmosazghi2484 5 ปีที่แล้ว +33

    Non stop can’t stop listening 24/7.

  • @Daniel-l5x2c
    @Daniel-l5x2c 3 หลายเดือนก่อน +1

    From Eritrea 🇪🇷 & love shewit

  • @eritreahagereyselamkiybzah9275
    @eritreahagereyselamkiybzah9275 4 ปีที่แล้ว +3

    Wawww qaria wedi ybel music wdeti,kemzi kemay ab mealti zdegagma entelo like aduni.

  • @amanmoss5812
    @amanmoss5812 5 ปีที่แล้ว +12

    ብዘይ ምግናን ካብ ትወጽእ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣስመራ ልዑል ተጠላብነት ረኪባ ዘላ ደርፊ ኢያ፣ካብተን ናይ 2019 ዝበለጻ ደርፊ፣ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ።

    • @desalegebreyohanes8616
      @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว

      Aman Moss ኣብ ኣስመራ ዲካ ዘለካ 12 ኣመት ካብ ዝፍለያ

  • @masimobruuh6954
    @masimobruuh6954 5 ปีที่แล้ว +23

    Ezi wedi savanna hotel piano bar yexawit neru yizkereni...amena nuffue eiu

  • @bonny2852
    @bonny2852 3 ปีที่แล้ว +9

    Kab ethiopia i love you erina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yamibirhanu5085
    @yamibirhanu5085 16 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ኤርትራ ትስመዓ ዝነበርካ ምስ ጃምዓ አበይ አለኻ አየ ስደት 😢🇪🇷🫶

  • @kisanethaile3858
    @kisanethaile3858 4 ปีที่แล้ว +2

    Nafike ember Nafike ember
    zelmedkani tium tebay
    Abti xilal arkobkobay
    Lomis eba na nabay
    Kelil keymesleka xegemey
    naka misan eyu himamey
    alatini zita
    nisika endika alemey😘karya tanks more

  • @መለይጓልዲኣ-ረ5ረ
    @መለይጓልዲኣ-ረ5ረ 4 ปีที่แล้ว +19

    ዘይትምኖ ድርፊ❤❤❤❤

  • @yonasyohannes1369
    @yonasyohannes1369 3 ปีที่แล้ว +4

    ፋላንታይደ መዓልቲ ዝሰማዕካያስ ትህልዉ ዶ ትኮኑ ማራ ኬፍ ዘለዋ ዘስመርኩላ ደርፊ💞💔💋💞❤💗💓💝

  • @misshodaclass6027
    @misshodaclass6027 3 ปีที่แล้ว +12

    Love that song i don't understand I am from somaliland but his voice wow

  • @merhawimussie7852
    @merhawimussie7852 4 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚኣ ደርፊ ኣይየርኣየትን ብጣዕሚ ጽብቅቲ ቀጽሎ ሓወይ

  • @mulgietahaile4165
    @mulgietahaile4165 4 ปีที่แล้ว +1

    Qarya hawey fantastic music dengukana eka nerka kabzi bzibelexe hizka ktmexena dima kxibeyeka eye God bless you and 💯💯💯♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷