AMEN - Medhanie G/Medhn (ንኡሰይ) - Teqedewi | ተቐደዊ - New Eritrean Music 2019 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ต.ค. 2019
  • Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
    Amen Entertainment Presents:
    New Eritrean Tigrigna Music 2019 - Medhanie G/Medhn (ንኡሰይ) - Teqedewi - [Official Music Video]
    ’’New Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2019’’
    Copyright © Amen Entertainment 2019
    An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
    © All rights reserved.
    Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
    Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
    Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
    #eritreanmusic #tigrignamusic #ethiopianmusic #amenmusic
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 1.5K

  • @emakifle6779
    @emakifle6779 4 ปีที่แล้ว +1965

    ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን መዋእልካ መዋእል ሓጽን እንጀራካ ሰፈሕ ይኩን ። ኣሜነ ኣሜን 🙏

  • @teamebini5544
    @teamebini5544 4 ปีที่แล้ว +528

    መዳ ናይ ጽባሕ ኾኾብ'ዩ ትብሉ እስከ ኣብዚኣ ነረጋግጽ

    • @adenhadish1863
      @adenhadish1863 3 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaqi nay xbah kokob 💓💓💓💔💔💔💔💔💕💕

    • @mulawmulaw8040
      @mulawmulaw8040 3 ปีที่แล้ว

      መዳ ሓላል ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤💔💔💔💔💔💔💔💔💔💞💞💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕💕💖💖💖💖

    • @Wasie1234
      @Wasie1234 3 ปีที่แล้ว

      🙈😭🤮

  • @habtekidane477
    @habtekidane477 4 ปีที่แล้ว +221

    እቲ ኣነ ዘሕርቀኒ ነገር ባዓል ስነጥበባዊ መድሃኔ ብደርፎምን ጣዕሚ ዜሞኦምን መልእኽቲ ዓቢ ትምህርቲ ይሰዱልና ንሕና ካኣ መልእክቱ ከይተረዳእና ሳዕሲዕና ንኸይድ ምኳና'ዩ ብምንታይ'ሞ ክገልጸካ መዳ መኽሰብ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቱፎዞ መዳ እስከ ኣሕፍስ ኣቢልኩም like ሃቡለይ

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 4 ปีที่แล้ว

      entay gedesena dea kindey sakit zderesuwo elna kinridio elna kinchinek

    • @user-xy8pp2xc4c
      @user-xy8pp2xc4c 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@emteemte3985ay dongla zeytmhar gda denez

  • @erapentertement1043
    @erapentertement1043 4 ปีที่แล้ว +223

    ዝነበርክዮ ረሲዐ
    ዘለኽዮ ዝቅበል
    ኣነ ለዋህ ኣፍቃሪ ዶ'
    ብኸምዚ ይፍደ
    ከምኡ ድኣ ኾንኪ እምበር
    ጸጋ ዘይተለሊ
    ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ
    ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ::
    ተባዕታይ ሞዳ ሓወይ 🔊🔊🔊🔊🔊👌

    • @haderatukabo9372
      @haderatukabo9372 4 ปีที่แล้ว +8

      ድምጻዊ መዳ እግዛብሔር ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ክህበካ ይምንየልካ ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ 10000000000

    • @awetadmas6272
      @awetadmas6272 4 ปีที่แล้ว +2

      Beraki Beraki right my brother

    • @amarahmedin5057
      @amarahmedin5057 3 ปีที่แล้ว

      Č

  • @dawitkesete7369
    @dawitkesete7369 4 ปีที่แล้ว +330

    ዘንብቦ ዝደሊ ንኡስ ቆልዓ ።
    ስደት ብዙሓት ሰባት ከሲበሉ የ
    ሓደ ካብኦም ድማ
    መዳ ሓወይ
    እንቋዕ ናተይ ኮንካ መዳ ሓወይ
    Am proud of you
    God bless you መዳየ
    ኣብ ጎንኻ የ ዝሓወይ ።
    ካባኹም ዝደልያ ሞራል ሃቡለይ ።
    ኣሕዋተይ መዳ መን ዩ
    ንሎምዓንቲ ከላልየኩም
    ብሕጽር ዝበለ ።
    ስነ ጥበባዊ
    መድሃኔ ገብረመድህን (ንኡሰይ )
    ክሳብ ሕጂ ዝሰርሖም ስርሓት
    ዋና ልበይ
    ንኡሰይ
    ንደባበስ
    ምስ መምህር
    ሙሉእ ኣማረ ወዲ-ኣማረ
    ብዝብላ ደርፍታት ልዑል ኣድናቕት ካብ ሰማዕቲ ዝረኸበ: ሕጂ ድማ ተቐደዊ ዘርእስታ ሓዳስ ደርፉ ብAmen Entertainment Production ሒዙ መጽዩ ኣሎ ሞራልኩም ድጋፍኩምን ኣይፈለዮ ኩቡራተይ ።
    ዕድመ ናይ ህይወትካ ዘይኮነ ህይወት ናይ ዕድሜኻ ክትቆጸር ኣለካ እዚ ማለት ድማ ዕድሜኻ ኣይትቑጸር ዘይኮነ ብመጠን እቲ ዘቑጸርካዮ ዕድመ ኣብ ህይወትካ እንታይ ሰሪሕካን ኣፍሪኻን እዩ መዳየ ኣይትዕበር ።
    ህይወት መኽሰባ ፍቕሪ እዩ ሰብ
    ምፍቃር ሰብ ምኽባር ምስ ሰባት
    ብስኒት ምንባር ሕልና ጸጋታት
    ምክፋል መዳ ሓወይ ኩሉ ኢኻ ንዓይ ።
    ሰብ ከሲበ መዳ ምስኻ ምልላየይ
    ከም ሓወይ ጥራይ ዘይኮነ ከም ማንም ውን
    ልዕሊ ኩሉ ሓልዮት ቅንዕና ዝወነንካ ሰብ ኢኻ
    ኣብ ንኡስ ዕድሜኻ ቁዱስ ቅንኢ ድማ የቅንኣኒ ።
    መሓዛኻ መቅርብካ ምስትያትካ እምነ ተመንየ ግን ኣይተርፍን ስደት ሰብ ሕልና ከማኻ ሳላ ዝተላለና ድኻምና ኮንቱ ኣይከውንን ዩ ሰብ ሓሚሙ ትሓምም ተሓጒሱ ትሕጎስ ኮታስ ኩሉ ግዜ ካብ ጎኒ ህዝብኻ ዘይትፍለ ሰብ ኢኻ ባህ ይብለኒ
    ይፍሳህ ድማ ንኡስ ሓወይ ።
    ንሰብ ሰብ ዘብሎ ስራሕ ኣይኮነን ኣድጊ'ውን ይሰርሕ እዩ
    ንሰብ ሰብ ዘብሎ ምዝራብ ኣይኮነን ፓፓጋሎ'ውን ይዛረብ እዩ
    ንሰብ ሰብ ዘብሎ ምንባዕ ኣይኮነን ሓርገጽ'ውን ይነብዕ እዩ እንታይ ድኣ
    ንሰብ ሰብ ዘብሎ ንጽባሕ ስለዝሓስብን ዘለዎ ጸጋ ዘካፍልን
    ብህዝቡ ዝሓምምን ዩ።
    ንሰብ ሰብ ዘብሎ ፍርሃት እግዚኣብሔር ዘለዎን ሰባት ዘኽብርን ሕልና ዘለዎን ነቲ እግዚኣብሔር ዝሃቦ ጥበብን ምስትውዓልን ብግቡእ ምስ ዝምህርን ዩ ዕድመ ይሃበለይ ።
    መዳየ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ የ ንሱ ከኣ ሓቅነት ቅንዕና ትብዓት ርግኣት ጽንዓት ኣብ ዕላማ ሃገራውነት ብዙሕ ዘርዚርካ ኣይውዳእን እዩ ።
    ኩሉ እተቕርቦ ድማ
    ናይ ብሓቂ ስጥመትን ርዝነትን ዘለዎ መልእኽቲ ምልኣተ ሓሳባትካ መሊኡ ዝፈስስ ብቅዓት ከምዘለካ ኣንዳዕዲዐ የ ዝፈልጥ ብሩህ መጻኢኻ ዋጋ ክፈለሉ
    ብዝኮነ ብዝኸድካዮ ኣብ ሰራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ ዓይኒ ጸላኢኻ ይደፈን መዳየ ።
    እቲ ድምጹ ሰተት ኢሉ ናብ ውሽጥኻ ይሓልፍ
    መዳ ጥዑም ድምጺ ትውንን ምልከት ክራር ውን ኮሙኡ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ብዘለካ ሓይልን ቅድን ዘመናዊ ህርመትን ኣበርቲዕካ ክትሰርሓሉ ለበዋይ የሕልፍ ።
    መዳየ ኣብነት ኢኻ
    ኣብዚ ዕድመ እዚ
    ደቂ ሰባት ብሰላም ክንነብር
    ብቕኑዕ መንፈስን ሕልናን ምስ እንግዛእ ጥራሕ ዩ ።
    ነቲ ጽቡቕ ከም ዘለዎ ጽቡቕ ነቲ ጌጋ ድማ ብህድኣት እንዳተኣራረምና ክንከይድ ከለና ሰናይ ነገር ዩ ።
    ንገዛይ ርእሰይ ተዘይከፊኡኒ እንታይ ገደሰኒ ዝብል ሓጺር ኣተሓሳስባ ካብ ኣእምሮ ነብሲ ወከፍና
    ከነርሕቖ ይግባእ ።
    ብርግጽ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ሓውና ጸጊቡ ክንጸግብ ጠምዩ ክንጠሚ
    ተሓጒሱ ክንሕጎስ ሓዚኑ ክንሓዝን
    ይግባእ ዩ ንነብስና ጥራይ ኣይንበል።
    ኣይኮነን ሰብ እንስሳ ውን ንብሕቱ ኣይነብርን ዩ ስለዚ ኣሕዋተይ ኣሓተይ ንስለ ህዝብናን ሃገርናን
    ኣዕሚቑና ክንሓስብ ይግባእ ኩቡራተይ ።
    ልዕሊ ማንም ሰባት ከም ምዃና ካብ ኣፍንጫና ኣርሒቕና ክንሓስብ ይግባእ ።
    ልዕሊ ማንም ንሰብ ሰብ ዘብሎ
    ብሕልና ምስ ዝርታዕ ዩ ሞ
    ብሕልና ንንበር ።
    ፍልልይና ነጽብብ
    ሓሳባትና ይጋጮ
    ንጽባሕ ንጠምት
    ሓሳባት ንደግፍ
    ሰባት ኣይንደግፍ
    ካብዞም ንኣሽቱ ንምሃር
    መዳየ ኣብ ሸዊት ዕድሜኻ ንስለ ህዝብኻ ትጎዮ ዘለኻ
    እናሓደረ ከሐጉሰካ ዩ ክብረተይ ።
    ንባዕልኻ ንኡስ ኢኻ ሞ
    በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለኹ ።
    ናይ ሎሚ ፍረ ናይ ጽባሕ ዕምባባ መንእሰይ
    ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃበለይ በርትዕ
    ብዙሕ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ ዝሓወይ ።
    (ማእምር )
    ትኩር ኢኻ ለባም መስተውዓሊ
    ንነብሰይ ከይበልካ ንህዝቢ ትሓሊ
    ብተስፋ ትምርሽ ብህዳት ብዓቕሊ
    ናብ ኩሉ ትሕወስ ሓደ ዘይትፈሊ
    ኣጆኻ በል ዝሓወይ ሞያኻ ኣለሊ ።
    መዳ ሓወይ ብሓቂ ኣምበሳ
    ጽብቕቲ ሞያኻ መሊኣ ፈሲሳ
    ዘይትሕለል ቆልዓ ሓየት ጠሓሒሳ
    ኣብ ኤረይ ዝዓበኻ ኣብቲ ውሽጢ ከርሳ
    እንቋዕ ተወለድካ ልበይ ተሓጒሳ።
    ብምንታይ ክገልጾ እዚ ናትካ ብቕዓት
    ብሓቂ ሓጺሩኒ የብለይን ቃላት
    ሰገጥ ዘይትብል ትወጽእ ናብ ቅርዓት
    ሓደ ኢኻ ግን ትመጽእ ክንዲ ኣሽሓት
    በል እስከ ኣጆኻ ተብትቦ ብትግሃት ።
    ኣጆኻ ዝሓወይ ሓበን ተሰሚዑኒ
    ዳሃይካ ኣይትሕባእ ኣለኹ በለኒ
    ወዲ ኤረይ ኢኻ ናይ ህዝብና ዓይኒ
    ኩሉ ፈታዊኻ ከም ዘለላ ወይኒ
    ሰይ ሰይ ዝሓወይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ።
    ብዙሕ የ ዝጽበ መዳየ ካባኻ
    ከይትሕለል ፍጽም ቀጽል ጉዕዞኻ
    ኣነ ውን ኣለኹ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጎድንኻ
    ብቕዓትካ ኣለሊ ውሽጣዊ ትሕዝቶኻ
    ሃረርታ ኣሎኒ ክርኢ ውጽኢት ፍሬኻ ።
    ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ
    (ቢሓት )

    • @medhaniealem5238
      @medhaniealem5238 4 ปีที่แล้ว +13

      ዳዊት ሓወይ ጸቡቅ ኣጋላልጻ አዩ soThank you❤ seb zeyrio haart❤

    • @IYE.G.F
      @IYE.G.F 4 ปีที่แล้ว +3

      Dawita kbri yhabka seb b tesfa u znebr nay bhaki busul snhasab zeleka menesey eka emo edmen tenan yhabka yhabkum nkulukum deki halal meret amlak akakbo yfterelna amen

    • @user-ps6tj1oc8t
      @user-ps6tj1oc8t 4 ปีที่แล้ว +5

      Nay bhaki kubur Seb eka Dawita hawey egziabihier yekbreley.meda kea kexilo nufue eka

    • @habteyohannes6744
      @habteyohannes6744 4 ปีที่แล้ว +9

      ዳዊታ ንባለይ ኣብ ትዝታ ኣተየ ስነ ሃሳባትካ ምሳንበብክዎ፡ ንመዳ ሓውና ብክሉንትኑ ክፈትዎ ማት ኢየ እዚ ከማን ኣውሂድካሉ በዚ ኣጋታሚ ካ ናካ ከመስግነካ ይፈቱ ደቂ ኤረይ ናተይ ብስነ ሓሳብ ከምዚ ኢልና ክንዳጋገፍ ከለና ማራ አየ ድሕጎስ ስለዚ ኣብ ስራሕኩም ኣሳሉጦ ይግበረልኩም

    • @mossitube817
      @mossitube817 4 ปีที่แล้ว +3

      Nay behaqi ane win natka adnaqi ye nseb kemzi endageberka tesfatat thib nska tray aykonkan n Meda mllayka kesibka nsu win kedibka'yu naka

  • @user-od3bp6os9i
    @user-od3bp6os9i 4 ปีที่แล้ว +453

    ዋውውውው ኣነ ነዚ ወዲ ብጣዕሚ የ ዘድንቆ ካብ ኩሎም ዝነኣሰ ግን ማዕረ ዓብርይቲ ብፍላይ ድማ ምስ ቀረብካዮ ዘለዎ ትሕትና ነብሱ ዘየተዓባቢ ድምጻዊ ህዱእ ኣጆካ ንበሎ ኩላትና ናይ ጽባሕ ብርሃን ዩ ንመዳ ዝፈቱ ካ ኣግርጭው የብለኒ

    • @algatekle8906
      @algatekle8906 4 ปีที่แล้ว

      ja ሓቅካ ኣለካ

    • @eripeace1054
      @eripeace1054 4 ปีที่แล้ว

      You R right bro/ sis.. He is very polite.

    • @binizaki4926
      @binizaki4926 4 ปีที่แล้ว

      Xebuk alka filimon hawey nay behaki 👍

  • @Goitom2016
    @Goitom2016 ปีที่แล้ว +27

    Men alo kemzi kemay neza derfi everyday zsema 🥰🥰🥰

  • @luelazere6661
    @luelazere6661 4 ปีที่แล้ว +33

    ልዕሊ ኩለን ክትኮንለይ እና ነበርክዋ ንካሊኢት ትሕቲ ህልዋት ጌርክኒ ልዕሊ ምዉት ዝነበርክዩ ረሲዔ ዘለክዮ ዝቅበል ኣነ ለዋህ ኣፍቃሪ ዶ ብከምዚ ይብደል ጸጋኣ ዘይተለለሊ ፍጡር ፈጣሪ በዲልካ ዶ ንፈጣሪ ይልመን እዋናዊት ምስ ግዜ ትከይድ መዳ ዓይነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @simonbirhane7516
    @simonbirhane7516 4 ปีที่แล้ว +151

    መዳ ኑኡሰይ ኣብ ኑኡስ ዕድሜኡ ንኑኡሳት የሕዋቱ ኣጆኩም ዝበለ፡ ኣስዕብ ኣቢሉ ውን ነዚ ሕብረተሰብና ንደባበስ እንዳበል ልቢ ህዝቡ ዘረሳረሰ! ሕጂ ውን ተቀደዊ ይብለና ኣሎ እሞ ሃየ እስከ ምትብባዕ ነዚ ንኡስ ሰነ ጥበባዊ ኣይንሕመቅ!!!
    ነዓካ\ኪ ነዚ ጽሕፍቲ ትንብብ ዘለካ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ (ቀዳመ ሰንበት) ግዜ ይግበረልኩም።

  • @rshots4618
    @rshots4618 4 ปีที่แล้ว +334

    መዳ ናይ ሕማምይ ስወድሽ እኮ
    በጃኹም like ርገጹኒ ክፈትዎ መዓት እየ

    • @mengstabemaha3520
      @mengstabemaha3520 4 ปีที่แล้ว +3

      Ajoka berte nuausey

    • @gcdo2016
      @gcdo2016 4 ปีที่แล้ว +1

      😘😍

    • @mymomismyhero4905
      @mymomismyhero4905 4 ปีที่แล้ว +1

      ነዓኻ ብላይክ ዘይኮነ ክሳድካ ምርጋጽካ 'ዩ ነይሩ ሓሜን ወረ ታይ' ዩ ጉድኩም እቶም ዝሰርሑ ንሳቶም እቶም ትልምኑ ንስኩም

    • @bereboos7178
      @bereboos7178 4 ปีที่แล้ว

      @@mymomismyhero4905 😂😂😜

    • @merrydray9961
      @merrydray9961 4 ปีที่แล้ว

      '

  • @Wehazit564
    @Wehazit564 7 หลายเดือนก่อน +1

    ከምኡ ደኣ ኾይንኪ እምበር ፀጋ ዘይተለሊ
    ፉጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ

  • @user-fe6wh6cw7g
    @user-fe6wh6cw7g 4 ปีที่แล้ว +17

    ግትሚ100%
    ዜማ100%
    ድምጺ100%
    ክሊብ ኣይግድን ። so ቐጽሎ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ።

  • @jonmichael3362
    @jonmichael3362 4 ปีที่แล้ว +299

    2:17 ከምኡ ድኣ ኮይንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ
    ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ!

    • @samigosb8538
      @samigosb8538 4 ปีที่แล้ว +4

      YONAS MICHAEL mara mestewali eks❤️❤️❤️

    • @senedalewolbey4660
      @senedalewolbey4660 4 ปีที่แล้ว +2

      Behaqi qolibkayo jigna kwskelka kea gota gota atbelu goyta zfetwo srhu kwskeal narwo bzkone gbu.

    • @samigosb8538
      @samigosb8538 4 ปีที่แล้ว

      fissaha Weldemicael 😃😃

    • @jonmichael3362
      @jonmichael3362 4 ปีที่แล้ว

      Thanks Ahwatey... bhaki abay zereba iya degagimkum emo ambibwa...🤔

    • @abdelaromodan6912
      @abdelaromodan6912 4 ปีที่แล้ว

      Yes jigna

  • @kiebubibi8618
    @kiebubibi8618 4 ปีที่แล้ว +29

    እንቃዕ ብደሓን መጻካ
    ንኡሰይ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ
    ዝደመቀ እስከ ሞራል
    ሃቡለይ ቡሩካተይ
    ቡሩክ መዓልቲ የዉዕለና
    ኣብ ዘሃለና ሃሊና
    ኣደይ ማሪያም ትሓልወና
    😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍

  • @user-fq8uw7mo6w
    @user-fq8uw7mo6w 4 ปีที่แล้ว +18

    ፉጡር ፈጣሪ በዲልክስ
    ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ ንኡሰይ 👏

  • @rieshardnatan5877
    @rieshardnatan5877 4 ปีที่แล้ว +17

    ንፍጡር ፈታሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትልምኒ ሃፍተይ ።
    ጎበዝ ኣድኒቀካ ኣጆካ ንኡሰይ

  • @zeydaalem1932
    @zeydaalem1932 4 ปีที่แล้ว +40

    ያአ እዛ ወዲ ገሊጽትለይ ናይ ልበይ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tigrignaselection4980
    @tigrignaselection4980 4 ปีที่แล้ว +117

    ሰላም ንዓኻ ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ/ኺ ዝተዛረብካዮ ቀለም ዝዘራእካዮ ለምለም ይግበረልካ

  • @hienokgebretnsae1324
    @hienokgebretnsae1324 4 หลายเดือนก่อน +2

    Men alo eba eza derfi ksab 2024 zsema meda shkor yak❤❤❤❤❤

  • @wedimazu7966
    @wedimazu7966 4 ปีที่แล้ว +50

    3:18 መኽሰበ'የ መኽሰበይ ዋላ ንከሳሰር ዘንባዕክኒ ገዲፈስ ዘስሓቅክኒ ክዝክር

  • @shishayfisha2528
    @shishayfisha2528 4 ปีที่แล้ว +12

    "ከምኡ ደኣ ኼንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ፡ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትህለሊ"
    መዳ(ምንኡሰይ) ናይ ብሓቂ ዘይትምኖ ደርፊ ብሉጽ ሰበይ።

  • @alaydawit5397
    @alaydawit5397 4 ปีที่แล้ว +11

    Woww meda jigena kemey dika meqisen Like esike haboley bejakum tesifa entekuno ❤️❤️❤️👈

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +48

    ዋውውው መዳ ንኡሰይ ወናኒ ከናሪ ድምፂ ክፍትዮ ኣነስ ካልኣይ ቶማስ ኣልኣዛር እዩ

  • @ewaygziechika8593
    @ewaygziechika8593 4 ปีที่แล้ว +1

    Meda hawey nska temxo derfi kulu zehguseni derfi koynu endaxenehe kexlo betie.(ftur fetari bedilks nab fetari tmhleli )nezi ftur fetari bedilu nab fetari zlmn tmhrti tkono eya 👉🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @andisba5597
    @andisba5597 4 ปีที่แล้ว +11

    ኡፍ ከብድኻ ዝዘመት ድምጺ 😢❤❤❤❤❤👌👌👌👌 ማራ እየ ዘድንቐካ ማዓረይ ምስ ርጉዕ ድምጺ ❤❤❤

  • @berihuwedegebriel6336
    @berihuwedegebriel6336 4 ปีที่แล้ว +29

    ኣነስ ሽዓ ኢለ' የ ቆብ ኣቢለኻ እንዳሓደርካ ከም ተሐጒሰና
    ኣጆኻ እስከ ኣብ ጎንኻ ለና!!።

  • @hadishfishale3445
    @hadishfishale3445 4 ปีที่แล้ว +15

    ኑኡሱይ ተአስፋ ጽባሕ ቡዙሑ ኣብ ዉሽጥኻ ጸጋ ኣሎ ግን ,ን ንዘለሊዬ እዩ

  • @Freiheit1122
    @Freiheit1122 4 ปีที่แล้ว +8

    ብንእሱ ከሎ ፍሉይ ልቦና ዝተዓደለ ብሉጽ መንእሰይ፡

  • @DCB235
    @DCB235 4 ปีที่แล้ว +35

    BURUK KEDAME SENBET💖💖💕💕DEQI EREY MEDINO NIC SONGGG 💝💓💓👇👇👇LIKEE

  • @mnbarbtesfa1180
    @mnbarbtesfa1180 4 ปีที่แล้ว +49

    Xbuk srah neza comment tenbbwa zeleku selam tnan ymnelkum yehwatey deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 meley

    • @freserabajugo5796
      @freserabajugo5796 4 ปีที่แล้ว

      Ambibe wedieya tsbikti fetrt naki wen selam kisanet nemne

    • @wegihumesel9684
      @wegihumesel9684 4 ปีที่แล้ว

      Amen xbktey neaki keman edmen tenan yhabeley fatari mchwti gal 🇪🇷 xaeda

    • @amanuelhaile2049
      @amanuelhaile2049 3 ปีที่แล้ว +1

      Nice work bror

  • @habtetesfamichal5473
    @habtetesfamichal5473 4 ปีที่แล้ว +23

    ናይበሓቂ ዓቢ ትሕዝቶ ዘለዎ ደርፊ ንፍዕ ቀጽሎ።
    ሃብቶም (ሽንግርዋ) ውን ንፉዕ ዳረክተር ቅጺሎ ኣንበሳየ

  • @ZumaTubepro
    @ZumaTubepro 4 ปีที่แล้ว +137

    ዣነዛ ኮመንተይ ተንብብ ዘለኻ ወላዲትካ ንዘልኣለም ትንበርለልካ ሳብስክራይብ ከኣ ንዓይ። ጽቡቅ ስራሕ wellcome my hero

  • @user-or1hg4mu1z
    @user-or1hg4mu1z 4 ปีที่แล้ว +15

    መዳ ስሑል ስጡም music ዓንብበልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +14

    ንፉዕ ቆልዓ,ዩ !!

  • @yesieftesheme5275
    @yesieftesheme5275 4 ปีที่แล้ว +7

    Meda welcom futur fetari bedilks nab fetari tmhleli ❤️🔥🔥🔥🔥
    Like

  • @tesfaletesfamichael8472
    @tesfaletesfamichael8472 4 ปีที่แล้ว +3

    መዳ ኑኡሰይ ናይ ብሓቂ ልቢ መናእሰይ ተንብብ ጥበባዊ ስሎምን ኢለካ ኣለኩ100%

  • @selammskulu1
    @selammskulu1 4 ปีที่แล้ว +120

    Waww ata zawedi btiemi jigna haki kemzi kemay keaf zhbo alo diu👇Likee habwe eski

  • @eritiktokfunnycomedy7242
    @eritiktokfunnycomedy7242 4 ปีที่แล้ว +252

    *ድሙቅ ኮኮብ ኢካ ንዓይ
    ድሕሪ ቶማስ ኣልኣዛር*

    • @israelaraya4055
      @israelaraya4055 4 ปีที่แล้ว +1

      Asemireleka aleku zehawey meda meda

    • @johnkidane5066
      @johnkidane5066 4 ปีที่แล้ว +5

      ኪሮስ ከ?

    • @anditbraun7550
      @anditbraun7550 4 ปีที่แล้ว +1

      @@johnkidane5066 kiros king endiu ata kbretey meda nsusey gn nfue hji eu denbeb delo wae

    • @tesfaeusnqey1615
      @tesfaeusnqey1615 4 ปีที่แล้ว +1

      ብትወደድ ኣብርሃ ሃይለ ድሩዕ አዮም ድለይቲ ሰላም b kiros eba aytmtsani keynshahab 🤓

    • @samitheone4916
      @samitheone4916 4 ปีที่แล้ว +2

      እሞ ደርፊ ኣትፈልጥን ኢኻ ጎበዝ እዮ ግን ምስ መን ኢኻ ክተዋዳድሮ

  • @miregt506
    @miregt506 4 ปีที่แล้ว +1

    Rkbetn snetn manta mkanen mekaydi.
    Amines aybgesn hine tilmetki kifedi.
    💯.

  • @selamnkulu470
    @selamnkulu470 4 ปีที่แล้ว +7

    Kemeu dea koinki ember:
    Tsegea zeyteleli:
    Fitur fetari bedilkis: nab fetari timhleli::👌👍👍
    Nayzi zemen bilxti derfi👏👏 Greate Job

  • @awetmeretaseebne2520
    @awetmeretaseebne2520 4 ปีที่แล้ว +18

    ኑኡሰይ nic job nmeda kemzkemay zfetwo ilke like eska regxu

  • @user-ng2rf9gx2x
    @user-ng2rf9gx2x 4 ปีที่แล้ว +21

    I'm just speechless I'm proud of you and you're the best singer

  • @goodblessd1925
    @goodblessd1925 4 ปีที่แล้ว +1

    Wer hört die beste music 24 1 2020 bis jetzt das ist wunderbar auf jeden Fall geil aus super👍 .

  • @mebrahtomgebremeskel5097
    @mebrahtomgebremeskel5097 4 ปีที่แล้ว +1

    Eza wedi kef alewa ab kulu wala ab gaila. he deserve to have abave 3 million viewers

  • @henokhenok7954
    @henokhenok7954 4 ปีที่แล้ว +11

    Welcome ,መዳ ናይ ሕማመይ ንመዳ ዝፈቱው ላይክ ከይረገጽኮም ከይተሓልፉ

  • @shumaytsegai2105
    @shumaytsegai2105 4 ปีที่แล้ว +24

    ***መዳ ኣስሊ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ውጽኢት ዘለዎ ምስ ኣምጻኻ ኣጆኻ ግዜ ኣይክነውሕን ዩ ከም በዓል ኣብራሃም&ባርያ ትደምቀሉ***

  • @tekilaamorey4246
    @tekilaamorey4246 4 ปีที่แล้ว +5

    መዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ ፉጡር ፈጣሪ በድልኪስ ናይ ፈጣሪ ትምህለሊ ፡
    Nice one

  • @semharsolomon1170
    @semharsolomon1170 4 ปีที่แล้ว +6

    Zneberkiyo resie zelekiyo zqbel Ane lewah afqari do bkemzi yfde Kemu dea koynki enber
    Xega zeyteleli
    Ftur fetari bedilks nab fetari tmhleli ,
    Meda shkor ajoka qexlo 👌😘

  • @meneubedalimenyfelteleynay258
    @meneubedalimenyfelteleynay258 4 ปีที่แล้ว +6

    nezi wedi bejakum Moral eski nehabo nice song mada hawey ajoka futur fetari bedlki nfetari tlmni 👏👍👍👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪

  • @tesfuberih3619
    @tesfuberih3619 4 ปีที่แล้ว +7

    መዳ❤(ንኡሰይ)😍ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ'ዪ be continue, ዝተባረከ ቀዳሜ ሰንበት ይግበረልና የሐዋተይ🙏🙏

  • @user-cs8fb4fk5c
    @user-cs8fb4fk5c 4 ปีที่แล้ว +7

    Mada hawey!! የከኒየልና እዛ ደርፍኻ ሰመዓ ሓድረ ከሙኡካአ ክጨርመላ ሓድረ ግን ምጽጋብ ስእነያ። አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ።

  • @Elilta694
    @Elilta694 4 ปีที่แล้ว +6

    Ezi wedi adam Abey krekbØ ykal YORSALEM tdeleka ala eba beluley 😘

    • @sarafilmon3764
      @sarafilmon3764 4 ปีที่แล้ว

      Delikyo mkrti hawey eyu kerakbeki

  • @Michael-Gher
    @Michael-Gher 4 ปีที่แล้ว +15

    Kab like habuni mebal nezi nefu menesey like habwo metbeba yedlyo alo jegna 🙏

  • @tsegayabraham4247
    @tsegayabraham4247 4 ปีที่แล้ว +18

    Meda hawey bitome xebke ajoka kexlo bertoe abe nuse odmka kemze meblka bitom hegse eyi baka
    Getme 100% 100
    Zema 100%100
    Kelbe aygeden 70% 100
    Lebse kedawnteyyyy 50%100

  • @bahlnahmeretmennetna
    @bahlnahmeretmennetna 4 ปีที่แล้ว +15

    መዳ ናይ ብሓቂ ትስፉው መንእሰይ ጌና ታታ እንዳ በልካ ኣብ እግሪ ተክልካ እዚ ዘይትጽበዮ ዕዮታትን ስራሓትን ኣበርክቶን ክትርኢ ካባካ ትኣምር'ዩ ጽባሕ ንግሆ ኮኮብን ሓበንን ድምጻውያን ናይ ሓበሻና ጥራይ ዘይኮነ ናይ ኣፍሪቃና ክትከን ተስፋ ይገብር

  • @IYE.G.F
    @IYE.G.F 4 ปีที่แล้ว +2

    ከምኡ ድኣ ኮይንኪ እምበር ጸጋ ዘይተለሊ
    ፉጡር ፈጣሪ በዲልክስ ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ።
    ናይ ብሓቂ ቡሱል መንእሰይ ኣጆካ ዓንብበልና ኑኡሰይ ።

  • @banarezene9576
    @banarezene9576 4 ปีที่แล้ว +6

    Nska dea suhul gorero meditey xaeram srehatka hade kab hade deybelalex neus gn kea abi Seb lebam kulu beka kab lbi nmeditey zfetwo like

  • @jonifshaye6661
    @jonifshaye6661 4 ปีที่แล้ว +9

    ማዳ በዓል ስሑል ጎሮሮ ጥዕምቲ ደርፊ

  • @teameselam4746
    @teameselam4746 4 ปีที่แล้ว +1

    Medaye shikorrrr kexelo beka kulu natka derfi belebi eye zfetwo so niccccc music 👍👍👍👍👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰

  • @selamzeru3309
    @selamzeru3309 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwww wawwww 😍 meda fqrr good

  • @adhanethaile5753
    @adhanethaile5753 4 ปีที่แล้ว +5

    Wawwww hawy Natey amlak mesaka yken ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @F-NG5
    @F-NG5 4 ปีที่แล้ว +11

    1:13 ልዕሊ ኩለን ክትኮንለይ እንዳነበርኩዋ ንካልኢት
    ትሕቲ ህሉዋት ገርክኒ ልዕሊ ምዉታት
    መዳ ጅግና እንቃዕ ሓወይ ኮንካ ብኣካ ኩሩዕ እየ ኣጆካ ኣይትሕመቕ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ

  • @zemedagmedhin-wo7rk
    @zemedagmedhin-wo7rk ปีที่แล้ว

    ፉጡር ፈጣሪ ገድፍክስ ልፈጣሪ ትምህለሊ ቆንጆ ስራሕ ለአካ ዝትበድል ከ ታይ ለኣዘዘላ እያ ከመይ ልበለ ትርክብ እያ

  • @awetwedigobay1471
    @awetwedigobay1471 4 ปีที่แล้ว

    Meda wedi ezi derfra ketexelleni eye tdeli Kab twexe thiza ksb hji buzih gzi semiaiya btami eye kea fetiya so bra❤️❤️❤️💯💯💯

  • @enaedemaey22ey3emathayruea4
    @enaedemaey22ey3emathayruea4 4 ปีที่แล้ว +4

    Wowww kemgele des bhlyt edmn. Tienan neka mkury

  • @senigalmazu6128
    @senigalmazu6128 4 ปีที่แล้ว +7

    Ufffff endlich.
    Hankew ele kxbeya keniye
    More temti💯
    Meksebeye Meksebeye
    Walka nkasaser
    Ab zanta nay fkrey gen
    Aleki leki aser

  • @senayambesa5036
    @senayambesa5036 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉዉ መዳ ናይ ልበይ ረኪብካኒ (ጅግና)

  • @TomTom-oh9on
    @TomTom-oh9on 4 ปีที่แล้ว +2

    Meda nuesey bedmeka neshtey knska gn lbi menesey tnbb bkanza hzbka tknzo hayet menesey eika enkae hawna konka meda hawey abo tesfa xnat edmen tenan yhabeley wegeney 😍😃🙏

  • @habteyohannes6744
    @habteyohannes6744 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋው መዳ ኑእሰይ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ፡ ነታባባዓዮ አስኪ ናይ ጽባሕ ኣብርሃመና ክኮነልና፡ ደቂ ኤረይ i love evry time

  • @zerugermay3153
    @zerugermay3153 4 ปีที่แล้ว +2

    Medaye shikorina kulu gize belux serah hezka ms mexeka eka koxelo

  • @robelbereketeab7193
    @robelbereketeab7193 4 ปีที่แล้ว +1

    wawww meda hawey nay bhaki xebketi derfi kulu mes kelba bahe tebel derfi

  • @user-tj6gb2zi5t
    @user-tj6gb2zi5t 4 ปีที่แล้ว +3

    I love you ኤርትራውያን💘 አረ ተርጉሙልኝ

  • @user-gm6kl5fd3z
    @user-gm6kl5fd3z 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ስዓታ ልበይ ረኺብካኒ መዳ ፍጡር ፈጣሪ በዲልካዶ ንፈጣሪ ይልመን።ስጥምቲ ግጥሚያ።

  • @luleylovefebeyymihrtab9765
    @luleylovefebeyymihrtab9765 4 ปีที่แล้ว +1

    Mediteyy tume demexi karamila neli kelu tebayu 100% tehetenu ajoka kexelo kabezi nelali kaka keme temexe yeamene eye ⭐️🇪🇷🙏✨✨

  • @user-mu1by1xz4e
    @user-mu1by1xz4e 4 ปีที่แล้ว +1

    Asey meda hawey nay zemena model musicna

  • @shidenmedhaniye6119
    @shidenmedhaniye6119 4 ปีที่แล้ว +6

    God bless you always deqi erey

  • @habtomblackman9649
    @habtomblackman9649 4 ปีที่แล้ว +4

    Deda asli nice songs tsfuw mensey cp it up going to another good day

  • @million153
    @million153 4 ปีที่แล้ว +1

    Fetur fetarie bedlki nab fetarie texlyie yebel getmi.

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ፅባሕ ኣብርሃም ኣፎርቂ ኢለካ ኣለኹ👌100 ኣንቱም ሰባት ገናባ ተስፋ ኣለና ዩ መዳ keep going strong & your Best&Besttttt

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 4 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ስራሕ መዳ ጎነይይይይ
    Continue~

  • @user-rd2do7rk9j
    @user-rd2do7rk9j 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውው መዳ ነብሲ ይበል ስራሕ ብፍላይ ከኣ ድምጽኻ ካብቲ ዝፈትዎ እዩ ቀጽለሉ

  • @asadnuur1341
    @asadnuur1341 4 ปีที่แล้ว +2

    Meda 🇪🇷btami tesfa zeleka menasey ika ajoka ab godnka alena like aynbkek yehwat ritokum ke xhafu

  • @user-md4vk9gy1o
    @user-md4vk9gy1o 4 ปีที่แล้ว +1

    Wowwww blbi des tbl meda hawey kemey dye zhbyeka wegeney ajoka eske kexlo kbretey ❤️❤️❤️

  • @Tv-vo1qq
    @Tv-vo1qq 4 ปีที่แล้ว +24

    መዳ ኣስሊ ተስፋ ሓቦ ዘለዎ ቆልቃ እዪ ጀምዓ ተስፋ ነስንቆ በጃኩም ነዓይ ከካ ሩሑስ ጋማ ይግበረልካ በሉኒ የሕዋት ጾባሕ ቀዳመ ሰንበት ይምርዕ ኣለኩ ደገፍቲ መዳ ከኣ ላይክ ጽቅት ኣቢልኩም ሕለፉ

  • @user-ws9gd3tk9s
    @user-ws9gd3tk9s 4 ปีที่แล้ว +63

    ከመይ ዲየ ዝፈቱዎ ነዚ ወዲ ላይክ ግጨዉኒ ስዩ ሓውይ ናተይ በርትዕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-ws9gd3tk9s
      @user-ws9gd3tk9s 4 ปีที่แล้ว +2

      Efrem Amine ባሓቂ ወይ ኣበይ አሞ እየ ክረክቦ እዚ ሙቁር ፍጢረት❤❤❤❤

    • @user-ws9gd3tk9s
      @user-ws9gd3tk9s 4 ปีที่แล้ว +1

      Efrem Amine ክክክክ ብሰላም ሙፁ ክቅበለኩሙ እየ

    • @Eri.Boy07
      @Eri.Boy07 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ጋል ትግራይ ሽኮር ናተይ

    • @user-ws9gd3tk9s
      @user-ws9gd3tk9s 4 ปีที่แล้ว +1

      ዋይ ሰብ ሎሚ ዓለም ናዓይ ናዓይ 😂❤❤❤❤

    • @user-ws9gd3tk9s
      @user-ws9gd3tk9s 4 ปีที่แล้ว

      Efrem Amine ክክክ አወ ከሙኡ ማለት እዩ ቅቅቅቅ

  • @ablelhabte5945
    @ablelhabte5945 4 ปีที่แล้ว

    meda asli anes zxibeyo eye gena kab ethiopia koleka kab shu zxibeyka zneber hji maekelay gimitey bexigka aleka thank thanks thanks more 🎁🎁🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @unity5113
    @unity5113 4 ปีที่แล้ว +1

    Live forever

  • @robirobit1265
    @robirobit1265 4 ปีที่แล้ว +3

    Ewy eza wadi eza nay si katxlelni eya meda meksan Nebrlna neskas❤💕💓❤💓💕❤💓💕❤💓💕❤💓💕💓❤ i like you

  • @yodit__
    @yodit__ 4 ปีที่แล้ว +5

    *ፍጡር ፈጣሪ በዲልክስ
    *ናብ ፈጣሪ ትምህለሊ።
    *( 30/05/2020 ) @3:25 uhr✍

  • @tititesfamichael5232
    @tititesfamichael5232 4 ปีที่แล้ว +1

    anes semiay mxgaba sineja eza derfi 🥰🥰🥰

  • @helengirmay6233
    @helengirmay6233 4 ปีที่แล้ว +2

    Meda ayney gele ayney derfi wdeti ajoka meda shekor ❤❤❤

  • @Erifirst-wm9gr
    @Erifirst-wm9gr 4 ปีที่แล้ว +3

    ፍጡር ፈጣሪ እንዳበደልክስ ንፈጣሪ ትልምኒ👌👌👌👌🙏🙏

  • @semi1374
    @semi1374 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣካዳድንኡ ክምርጥ አዚ ወዲ ፎንቃ የትሕዝ ቀፅሎ ኣጆካ konjeyyy

  • @user-jd4ti3lo9f
    @user-jd4ti3lo9f 4 ปีที่แล้ว +1

    መዳ ብጣሚ ጊዛዊቲን ማህሪቲን ደርፊ ኣጆኻ በርቲዕ ደቂ ኤሪ ንመዳ ትፈትዉ እስከ ነታባባዓዮ።👍👍👍👍👍👍

  • @frexubah7758
    @frexubah7758 4 ปีที่แล้ว +1

    Meda nusey i miss u akaley bertie ajoka very nicc music bro

  • @Okbaymebrahtom
    @Okbaymebrahtom 4 ปีที่แล้ว +4

    See not along time,
    The best 🎤 of journey in life.

  • @godislove3110
    @godislove3110 4 ปีที่แล้ว +5

    Ich habe die ganze Zeit Gänsehaut bekommen. Mach weiter brudi

  • @haileawet4934
    @haileawet4934 4 ปีที่แล้ว +1

    Meda jgna ajoka kulu 💯 💯 💯

  • @luwamt6479
    @luwamt6479 3 ปีที่แล้ว +1

    ንዓኩም ሒዝና ተስፋ ኣለና። ድልዋት ኣለና 🔥🔥 ህዝብና ሰላም የውርደሉ

  • @user-sx7jq6bf4m
    @user-sx7jq6bf4m 4 ปีที่แล้ว +3

    Meda ayney God bless you feqrrr