ኣንስትና ንሃገር እምበር ናዓና ኣይኮናን ዝምርዓዋና ዘለዋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 334

  • @ansebaanseba5995
    @ansebaanseba5995 5 หลายเดือนก่อน +37

    Josias እዚ ወዲ ዝብል ዘሎ ኣይተረዳእካዮን ስነጥበባውያን ከይተረፉ ናይ ጀርመን ድዩ ሰብኣይኪ ሰይቲ ስዉእ ኢኺ ፕሮሰስ ኣይሰልጥን'ዩ ገለ እንዳበሉ ነቲአን ኣዋልድና ብረይን-ዎሽ ይገብርወን ኣለው ስለዚ ዓገብ ክትብሉ ኣለኩም እዚኦም ዩቱነራት'ዩ ዝብለካ ዘሎ። ስራሕ ስኢኖም ይኾኑ ኣርእስቲ ስኢኖም ይኾኑ ኣይትበሎም ፕሊስ እንተኽኢልኩም ዓገብ በልዎም ብዙሕ ብዙሕ መንእሰይ ናይ ጀርመን ይብደል ኣሎ😢😢😢💔💔💔

    • @fiqrimiskulilove6595
      @fiqrimiskulilove6595 5 หลายเดือนก่อน

      You right josi he didn't understand him

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 5 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ ኣለካ

    • @yemanemelake4416
      @yemanemelake4416 5 หลายเดือนก่อน

      Srah eyom sidomos ember bseb do daa mstexawetu

    • @ansebaanseba5995
      @ansebaanseba5995 5 หลายเดือนก่อน

      @@yemanemelake4416 እወ ንሱስ ጽቡቕ ኣለኻ እንዲኻ ግን ከምኡ ኢልና እንተ ኣመኽኒናሎም ድኣ'ሞ መሊሶም እንድዮም ክገዱ

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +28

    ጸቡቅ ገብራኩም ካብ መልኽዕ ርኢኩም ትኣትውወን ወሸጠን ዘይተፈልጥወን መጺኹም ሓዳር ሓዋላ ብልዒ ሰትይ ተኸደኒ ተካሓሊ አልኩም ልዕሊ ዓቕምኩም ገንዘብ ሰድድኩም ተቀባጥሩ ንባዕልኩም ጸቡቅ ዘይተነብሩ ሽዑ መጸያ ገድፋትኒ ሸንዲሓትኒ አልኩም ተጽሙም.
    ኣጽንዕኩም ፈሊጥኩም ብደቂቕ ሓዳር ግበሩ....... ምልክዕ ጋል ግዝያዊ ኤዩ ኣየናብረን

    • @natsinetsolomon4231
      @natsinetsolomon4231 5 หลายเดือนก่อน +2

      Nay bhaki melke trgum yeblun

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +7

      ኣይሰምዑን ኢዬም መዐቀኒ ሓዳር መልክዕን መዓኮርን ኢዩ ናይዞም በሃማት😢

    • @asmeraroyalcafe
      @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@semharkahsay1946 ጸቡቅ ኣለኺ ወዲ ብዓይኑ ርእዩ ሰለ ዘፈቀር........ መልክዕ ሓጺብካ ዘስተ የመስሎም 🤣🤣🤣ሂወቶም ዛሕዛሕ ምስ በለ ተረዶም ይሕፉርና ኣለዉ

    • @መሓረናኣምላኽ
      @መሓረናኣምላኽ 5 หลายเดือนก่อน +1

      Mesta natna eyu neana gedifkum afrikaa tkedu

    • @eru5343
      @eru5343 5 หลายเดือนก่อน +6

      ሓቅኪ ገሊኦም ውን ደቆምን ኣደ ደቆምን ገፊዖም ከይዶም ይምርዓው ምስ ኣምጽእዋ ክኣ ትጠልሞም ምስጣ ኣብዚ ዘለዋ ኢዩ ግርም ገበርኦም

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +25

    ኣንቱም ሰባት ሓዳር ሎሚ ቢዝነስ ኢዩ ኾይኑ ደቂ ኣንስትዬ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ ተሃልየን ከመይ ጌርና ዓዲ ሰብ ኣቲና ስድራና የሕዋትና ንኣሊ ኢዩ እቲ ዕላማ ዘሎ በቃ ።ገንዘብ ክትሰዱለን ከለኹም ከኣ ዓቂንኩም ስደዱለን ።ስነ ጥበባውያን ን ዋዛ ዝሰርሕዎ ከኣ ሕብረተሰብ የዕኑ ኣሎ።😢

    • @eru5343
      @eru5343 5 หลายเดือนก่อน +8

      ምስጣ ኣብዚ ዝገፍዕወን ኢዩ ዝወርዶም ዘሎ 😢

    • @beilulgerezgiher4497
      @beilulgerezgiher4497 2 หลายเดือนก่อน

      ​@eru5343 thank ezia kulu gzie kbla zdeli ya abzi zehlfeo zelewa xegem zfelto yelen telimen tray yu zbehal

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash5135 5 หลายเดือนก่อน +17

    እቶም አብ ኢትዮጵያ ዘለው ሰነጥበበኛታት ከም ርግቢት ብትካቦ እንዳነበሩ ከሙኡ ክብሉ ብቅዓት የብሎምን እንተ ናይተን ከሙኡ ዝገብራ ደቀንስትዬ ፈጣሪ ልቦና ይዓድለን ጥራይ ኢኻ ትብል ።

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 5 หลายเดือนก่อน +13

    ኣነ ዝመስለኒ ናይ ኩሎም ጌጋ ኣሎ ብፍላይ ግን ደቂኣንስትዮ ብጣእምየን ተቀይረን ዘለዋ ብጣዕሚ ጽፍሪ ሁማን ሄር መጸባበቂ ስለትምርቲ ከማን ኣይሓስባነን እተን ዝበዝሓ ደገ ወጺኻ ምብላዕ ይገርመካዩ ጋል ሙካነን ዝገደፍኦ ኣለዋ ገንዘብ ከኣ ብኡ መጠን ብታዕምየን ዘጥፍአ ንሶም ከኣ ከይትኸዶም ክብሉ ልዕሊ ዓቅሞም ይሰዱለን ንርአን ስለዝነበርናዩ ካብኡ ምስ ኣተዋ ልዕሊኡ እየን ዝጽበያ ተኣቲካ ከኣ ትምርቲ ስራሕዩ ዘሎ ኩሉ ግዜ ሕጽኖት የለን ኣወዳት ኣሕዋትና ከኣ ንገርወን ከም ኣክምኩም ኢኹም ክትነብሩ ዘለኩም መጻኢ ዘይብላ ጋል ኣትያ ውን ከም ዘይትጠቅም ክትፈልጥዎ ኣለኩም ኣምላኽ የቃንኣልኩም ነቶም ብልቢ ሓዳር ትደልዩ 🙏

    • @kmh6471
      @kmh6471 5 หลายเดือนก่อน +4

      ከምዛ ዝበልካያ እያ ዝበዝሓ ትምህርቲ ክመሃራ ኣይድልያ ዋላ እንተጀሚረን ከኣ ንስለምካድ እየን ዝከዳ ናብ ትምህርቲ እምበር ኣይማሃራን'የን ብዛዕባ ናይ ክሽነ ስራሕ ከኣ ወይ ደገ ይበልዓ ወይ ኤንዶሚ'የን ዝምገባ

    • @መሓረናኣምላኽ
      @መሓረናኣምላኽ 5 หลายเดือนก่อน

      Eway weridna 😂​@@kmh6471

    • @beilulgerezgiher4497
      @beilulgerezgiher4497 2 หลายเดือนก่อน

      ​@kmh6471 እንታይ ትብሉ ኣለኩም ወደይ ቁሩብ እሞ ሕሰቡ 1ወይ2 ኣዋልድ ከምኡ ጌረን ኢልካ ንኩለን ክትፈርደን ጽቡቅ ኣይኮነን፡መጀመርታ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ደቀንስትዮ እንታይ የጋጥመን ኣሎ ፍለጡ ኣዋልድ የሕዋት ከምዘይብልኩም ጽባሕ ናብ ሓፍተይ ክወርድ ዩ ዘይብሉ ብገንዘብ ክትገዝእወን ትፍትኑ፡ኣቲኪ ወጺኪ ክትብሉ፡እምነት የብልኩም፡ዋላ ነተን ብልበን ኣሚነን ሓዳር ክገብራ ዝደልያ ብዘረባን እምነት ምጉዳልን ልበን ጠፊእወን ክበክያ ዝውዕላ ዘለዋ ከ መን ዩ ክርእየለን፡ናይ ጀርመን ፕሮሰስ ከምዝዱንጊ እንዳፈለጣ ምስኦም ሓዳር ዝገብራ ኮ ድሌት ሓዳር ስለዘለወን እንበር ክንደይ ቅልጡፍ ፕሮሰስ ዘለዎ ዓዲ ኣሎ እንዶ ናብኡ ዘይከዳ፡እቲ ጸገም ነንነብስና ዘይምፍታሽ ዩ ኣይንወናጀል ጸጉሪ፡ጽፍሪ፡ደገ በሊዐን፡ኢንዶሚን በሊዐ ኢልካ ምጽብጻብ ገዲፍና እቲ ጸገም ኣበይ ዩ ዘሎ ምርኣይ ክሓዪሽ ዩ እቶም ኣወዳት ንሰን ትብሉ ንሕና ከኣ ነዓኩም ንውንጅል ግን ብሕጂ ውን ክንድየናይ ከይጥዕም

  • @frehiwotgirmazion9067
    @frehiwotgirmazion9067 5 หลายเดือนก่อน +3

    ንምንታይ አብ ጀርመን ዘለዋ ዘይትምርዐውወን ነምንታይ አብኡ ዘለዋ ረጊጽኩመን ኬድኩም ማስጣ አለዎ

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay5235 5 หลายเดือนก่อน +14

    Ich liebe Deutschland und ich will niemals wo anders leben ❤

    • @fikerfiker7922
      @fikerfiker7922 22 วันที่ผ่านมา +1

      Ich auch 😂😂

    • @Turthhurt
      @Turthhurt 8 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂 I guess you don’t know German

    • @biniamtesfay5235
      @biniamtesfay5235 8 วันที่ผ่านมา

      @@Turthhurt ach du Katze und?

  • @negusekidane323
    @negusekidane323 5 หลายเดือนก่อน +7

    Tahwil dew abelewo keytesedulen

  • @sophiajackson70
    @sophiajackson70 5 หลายเดือนก่อน +8

    ከየጻረኩም አይተምጽወን ሐዳር ቀሊል ኣይኮነን አስተውዕሉ።

  • @SemereAbrha1416
    @SemereAbrha1416 5 หลายเดือนก่อน +35

    ኣታ እዞም ናይ ጀርመን ሓወላ ዶ ደው ክነብሎ ዋላ የሕዋትና ይኹኑ ክውሕ እንዶ ነብሎም ክፈልጥዎ 😂😂

    • @yordanosghebrebrhan295
      @yordanosghebrebrhan295 5 หลายเดือนก่อน +3

      Abey emo xebuq neru 😉

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +5

      አብልዎ ሐደ እዩ ሕልፈቱ አዩ

    • @yemanemelake4416
      @yemanemelake4416 5 หลายเดือนก่อน +2

      Ydgfa eye ezia wun

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 5 หลายเดือนก่อน +4

      እቶም ሰብ ዪቲብ ብዓል ዳዊት ዝብሃል ንሱ እዩ ናይ ጀርመን ኢሉ ወረቀትና ጸይቕዋ ዘሎ፡ ጀርመን ንጉሳት ዝነበርና ከም ሕማቕ ሃገር ክትረአ ጌሮማ ኣብ ኣዲስ ኮይኖም፡ ስነቀንጠብጠብ ጡሙያት ለመንቲ 😂

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 5 หลายเดือนก่อน +48

    እንድዒ እግዚኣብሄር ደኣ ምሕረቱ የውርደልና እምበር, ብወገን ደቂ ተባዕትዮ ኣይጠዓመኩም ብወገን ደቂ ኣንስትዮ ኣይጠዓመና. ኩላትና ኢና በደልትን ተበደልትን.

    • @ኣሜንማራናታ
      @ኣሜንማራናታ 5 หลายเดือนก่อน +3

      Amen!!! ewe nesu eu eti haki

    • @yemanemelake4416
      @yemanemelake4416 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ajokana

    • @Dfbbhbj
      @Dfbbhbj 5 หลายเดือนก่อน +2

      😢😢😢 xbuq aleki entay mo krgebru yehwat amlak baelu selam yewrdelna

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +1

      ብደቅንስትዬ ወገን እካ ስድነት እዩ ካሊእ ይትረፍ ጺዒሩ ተገዲሱ ናብ ኤውሮ) አምጺኡ
      ንስ ክርኣ አለወን ደሐር ከአ ሐዳር ድሌት እንተሎ ገጥ አቢላ ትሕዝ ሰበይቲ አያ ግን አብ የሕዋትና ልቦና ይጎድለን አሎ

    • @nebyatokbagaber8052
      @nebyatokbagaber8052 5 หลายเดือนก่อน +4

      @@sawatube ስለ ዘምጸኣ ተጸቂጣ ክትከይድ የብላን. ንሱ ከ ከመይ እዩ ኣተሓሕዝኡ ስለ ዘምጸኣ ጥራሕ ከምዚ ግበሪ ከምዚ ኣይትግበሪ ናብዚ ኪዲ ናብዚ ኣይትኪዲ ኢሉ ክእዝዛ ኣይክእልን እዩ እንታይ ደኣ ብስምምዕ እዩ ክከውን ዘለዎ. ኣብ ሓዳር ጊላን ጎይታን ዝበሃል የለን, ክልቴኻ ኢኻ ንጉስ ናይታ ገዛ. እዞም ሰባት ተበዲሎም ክኮኑ ይኽእሉ እዮም ክንደይ ደቂ ኣንስትዮ ውን ኣለዋ ደም ዝነብዓ. ክንደይ ደቂ ተባዕትዮ ኣለው ነንስቶም ከም ሰራሕተኛ ገዛ ዝጥቀሙለን ኣብ ድሌቶም ከምድሌቶሞ ነዐኦም ሓላል ነዐአን ሓራም ዝሪእዎ. ሓዳር ንኩላትካ ማዕረ እዩ ዝኀደለ ዳተመላላእካ እዩ. ደቂ ኣንስትዮ ኣይብድላን እየን ማለተይ ኣይኮንኩን, ግን ከኣ ይብደላ እየን.
      ጓል ኣንስተይቲ ለዋህ ሓላል እያ, ክትላለያ ከለካ እሞ ዘክር እንታይ ኮይና ተቀይራ ኢልካ ሕሰብ ንስኻ ዝበደልካዮ ውን ኣስተንትኖ ከተዐርዮ እንተፈቲንካ ዘይትዕረየሉ ምክንያት የብላን. ብፍላይ ናይዚ ግዜ እዚ ጸገም መስተ, ጠላዕ, ኣንነት, ንሰበይትኻ ግዜ ዘይምሃብ ከምኡ ውን ሰበይትኻ ኣብገዛ ኮፍ ኣቢልካ ምስ ካልኦት ምዛር ደኣ መሰሉ እዮም. ክንደይ ደቂ ተባዕትዮ ኣለው ኣብደገ ጥዑማት ኣብ ገዝኦም መንሽሮ ዝኮኑ. ዝያዳይ ሎሚ እባ ውጽእ ኢልና ንዘናጋዕ ግደፍና እስከ ኣጸቢቁለይ ኣልኪ ዲኺ ምስ የዕሩኽተይ ቆጸራ ኣለኒ, ካልእ መዓልቲ ቡና ቀልያ ምግባ ሰሪሓ ኮታስ እቲ ንሱ ይፈትዎ እዩ ዝበለቶ ቀሪባ ሃኒ ሎሚ ኣብ ገዛና ኢንጆይ ክትገብር ኢና, ኖ ሎሚ ዘይቲተርፍ ምስ የዕሩኽተይ ቆጸራ ኣላትኒ ወረ ብዙሕ ኣሎ ሽዑ እተን ዝተወድአን ይፈላለያ ገሊአን ከኣ ኣንጻር ይብገሳ ሽዑ ሽመን ይኸፍእ ንሶም ግን በቲ ብደገ ዘሎ ዝርኢ ወራዝዙት እዮም እምእ ጸጊባ ክስቶ ደኣ መስኪን እንድዩ. ብመጀመርታ ቀዳምነት ንሰበይትካ ሃባ ንሳ ውን ነቲ ሰናይ ነገር ክትስዕበካ እያ. ንሰበይትኻ እሙን ፈቃር ሓላዪ ኩነላ ንሳ ውን ከምኡ.
      ደቂ ኣንስትዮ የሕዋተይ መብዛሕትኽን መኽበርቲ ሓዳርክን እሙናት ፍቅሪ ትምግባ ሽምዓ ኬንክን ንቤትክን ብርሃን ትህባ ኢኽን. ኣለኽን ግን ውሑዳት ትርጉም ሓዳር ዘይርደኣክን ብሰንክኽን ወለድኽን ተጽርፋ መዕበይአን ዝበደለን ትበሃላ በጃኽን ደጋዊ ጽባቀን ቁንጅናን በራሲ እዩ ሓዳርክን ኣኽብራ. ከምቲ እግዚኣብሄር ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ, ሰበይቲ ከኣ ኣካል ሰብኣይ ዝብለና ክልቲአን ተነጻጺለን ክነብራ ዘይክእላ ተከባቢርናን ተሓላሊናን ንኪድ ሓደራኽን.

  • @rxlam2287
    @rxlam2287 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣላ ኣዋዳት ዓያሹ ። እዚ ኹሉ ክንደይ ሽግራት የሕሉፍኩም ንኤውሮፓ ዝኣተኹምሉ ዕድል ነዘን ዘይጠቕማ ኣዋልድ ገንዘብኩም ከፊልኩም ክትምጽእወን ትሓስብዎ ነገር እዩ ንዓይ ዘይርድኣኒ ። ጽባሕ ንግሆ ምስ መጸት ገዲፋትኩም ከምዘይትኸይድ እንታይ ውሕስነት ኣለኩም ? እዚ ኣሚነያ ከምኡ ኣይትመስለንን ነይራ ኢልካ ገለ መለ ዝብሃል ምኽኒታት ኣይሰርሕን እዩ ። ምስ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኣዋልድ ዝግበር ነገራት ናይ ጥቕሚ ውዕል ( business) እምበር ናይ ሓዳር ኣይኮነንን ። ስቕ ኢልኩም ኣይትዓሽው ። እንተኾነ እቲ ናይ ኤውሮፓ ዕድልኩም ተጠቐሙሉ ፡ ገንዘብ ተኸፊልኩም ብቢዝነስ ሰብ ካብ ኣፍሪቃ ኣምጽኡሉ ። ኣብ ኤውሮፓ ገንዘብ ዝገበረ እምበር ሓዳር ዝገበረ ወዲ ኣይኸብርን እዩ ። ኤውሮፓ ነተን ስድታት ኣዋልድ ኣይኮነን ነተን ጡዑያት ከይተረፈ ዝጽይቕ ኣወዳት ዘይስምዑሉን ዘይኸብሩሉን ሃገር እዩ ። ኣወዳት ክብረትኩምን ገንዘብኩምን ጥዕናኹምን ባዕልኹም እንተዘይሓሊኹም ክትጸድፉ ኢኹም ። ኣዋልድ ዝብሃል ከይትኣምኑ ወላ እታ ዝቐሮበት ቤት ኣምላኽ ትመላለስ ከይተረፈ ።

    • @fkrimskolu5938
      @fkrimskolu5938 5 หลายเดือนก่อน

      Xabok alo hasabka gana kam sabat maten kolay gdnyo gale sab knhaze

  • @tibletsmelake
    @tibletsmelake 5 หลายเดือนก่อน +1

    😅😮 ሃለዉለዉ ኣብ ከባቢኩም ደቂ ኣንስትዮ ዲኩም ሲኢንኩም ፣ ምንያ ኮሎል ዝኮንኩም ፍጥረት ፣ እተን ደቂ ኣንስትዮ ብረባሓ እየን ናባኩም ዝመጻ😮😊 ብዝኮነ ጽቡቕ ገበራኩም😮😅 ሕልኩሳት ትርጉም ሓዳርን ፍቅርን ሓልዮትን ዘይርዳኣኩም 😮😅😊

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 5 หลายเดือนก่อน +13

    ክቡራት ደቀይ አይትጣለሙ ጥልመት ጽቡቅ አይኮን አብዛ ዐለም ንነብር ዘይኮነ ንጸንሕ ውሑድ ጊዜ እዩ ምሕረቱ ይሀበና አምላኽ ይሀበና🙏

  • @seretenjoyatwork4552
    @seretenjoyatwork4552 5 หลายเดือนก่อน +5

    ጆሲ ሓወይ እተን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዋ ኮነ ኢለን እየን ተተሓሒዘንኦ ንኣብ ጀርመን ዘለውን ኣብ ካልእ ማልእ ዘለው ደቂ ተባዕትዮ ገንዘቡን ግዚኡን ፋሕፋሕ ከብላ ነዚ ጌረን ድማ ንሰን ጥዑም ናብራ ዝነብራ መሲልዎን እምበር ወይ ኣብ ሓወን ወይ ኣብ ቤተሰበን ወይ ድማ ኣብ ነብሰን ሕማቕ ነገር ከም ዘጋጥመን ክስሕትኦ የብለንን ይንዋሕ ይሕጸር መዓልቲ ክፍደየኦ እየን እመነኒ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 5 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaqi ayni zfeteres ayr'en do

    • @mussiefshaye8203
      @mussiefshaye8203 5 หลายเดือนก่อน

      Ajoka hawey natey neana tean teray seb ab rbha zeamen enta koynu ab nabsu zaytamamen seb eu sela ezi ngize negdafo teray nkulu mamaltu alwo

  • @seblemehari2817
    @seblemehari2817 5 หลายเดือนก่อน +1

    Sorry ጆሲ ሀወይ ብዙሀት ናይ ጀርመብ ሀሰውቲ እዮም ካልአይ ከአ ብዘይ አቅሞም ጋል ይደልዩ ስራህ አይፈቱን እዮም አድሀዲኦም ከአ ምስሀዳሮም ሀዳር ይደልዩ

  • @DrarAnd
    @DrarAnd 5 หลายเดือนก่อน +8

    በጃኹም ኣሕዋት ንሕና እቶም ኣውዳት ኣብ ዕብየት ናትና ዝያዳ ነተኩር ድልየት እንተለዋ ክኣ ዋላ ኣብ ኣፍሪቃ ኮይነን ውላድኩም እንተዕነያ እንታይ ጸገም ኣለወን፡፡ ኣድህቦ ኣይንገብረለን ኣነ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣሎኹ ብመጠኑ ውን ጀርመን ይዛወር የ፡ ጀርመን ክትምዕብለሉ ትኽእል ሃገር ከመይ ኢለን የን ክዳነን ክቕይራ ከማን ዓቕሚ ዘይብለን ንሓደ ብክንደይ ባሕርን ሰሃራን ፈንጢሱ ዝኸደ ሞ ባህልን ቃንቋን እናበደሀ ዝሰርሕ ዘሎ ጎበዝ ዝንዕቓ ?

    • @mamismam1055
      @mamismam1055 5 หลายเดือนก่อน +1

      Entay emo kitblen .....adigi zeybeles feres yneka😂

    • @FeruzHaile-xp1vh
      @FeruzHaile-xp1vh 5 หลายเดือนก่อน

      Ane ab germn 7 amet gere alku kesab hji ka single alku ezen yehwatna kefrhani mat eyen be felay zeamne ketlem kebid eu so hadra neusey qedm ab ebet nebsna netqur embet nebsi malet bezkalka nebska mebay eu

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቕርብ ክቡር ሓው።
    ሓዳር ክሪኦ ከለኹ ደቀይ ሓዳሮም ክምስርቱ ዝጽበ ዘለኹ ኣደ እዬ ቅሩብነትካ ኣለሊኻንነብሳ ኣጸቢቕካ ፈሊጥካ ምስ ከመይ ዝበለ/ዝበለት ክጻመድ ኢልካ ኣለሊኻ ደለኻዮ ሕጅን መጻኢ ዕላማታትካን ተፋሊጥካ
    ዋላ ዘለካ ባህሪያት ተፋሊጥካ ብግልጺ ተነጋጊርካ ክትኣቱ ነቲ ሓደሽቲ ባህሪያታት ክትለምዶ ከተዕርዮ ኣይጽግመካን ኢዩ ።
    ወዲ ተባዕታይ ኢዩ ዝመርጽ እታ እሱ ዝበላ ክትኮነሉ ክትሰምዖ ክትኮነሉ ንሱ ከይሰምዐ
    ተሰሚዑ ጥራይ ክነብር ይደሊ ።ኣይትእተዊ ኣይትውጽኢ ሓደ ዓቢ ጸገም ኢዩ።ሰብኣዊ መሰልካ ተጋሂሱ ሓዳር ሓዳር ኣይኮነን እሂን ምሂን ተበሃሂልካ ተመላሊእካ ክትከይድ ዝበለጸ ሂወት ተሕለፍ እስኹም በቲ ዝሀበኩም ጸጋ ተፈጥሮ ጉልበት ዋልታ ጸግዒዋሕስ ናይታ ቤት ትኾኑ።ንሕና ጸጋ ጥበብ ምሕደራ ክእለት ለውሃት ክንክን ሓለዮት እምነት
    ኣወሃሂድና ድኣ ንኪድ እንበሪ ርእሰ ተኣማማንነት ኣጥፊእካ ብ ማይ ቀጠነ ሸንኮለል ተባሃሂልካ ተፋጠጥ።
    ወረ ገሊኦምሲ ነ ኣሕዋቶምን ኣሐሓቶምን ምስኦም ዘየቀመጡዎም በቃ ነዛ ሂወትካ ፋሕ ብትንዘእትዉ ኣዲኦም ትቁጸሮም ።ኣነ ንሓዳር ብከምዚን ከምዝን መሪጸክን ደልየክን ኣለኹ ንስኺኸ ????መልሲ ትጽበ ክዳን ወይ ንብረት እንዳድኳን ኣይኮነትን ሓንሳብ ምስ ሓዝካያ ንሓዋሩ ወኒንካያ ክትነብር ኣስተውዕሉ ድኣ ብሩኻተይ።👍👌🌹🤩

  • @yemanedesta5698
    @yemanedesta5698 5 หลายเดือนก่อน

    ሐቀን እየን ክገድፋኹም እምኒ ክትድርብዩ እናዋዓልኩም ሓዳር አይትፈልጡ ናብራ አይትፈልጡ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @elsaabraham4070
    @elsaabraham4070 5 หลายเดือนก่อน

    Ab kebabiKum Zelewa deki Anstiyo Hadar Giberu.
    Dahar KeA Emnet KiHilu alewo

  • @rik81784
    @rik81784 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ane wun .ab asmera iye tewelide.firkyi habesha firikyi tlyan. Bssrahat temeraria isa ms kaloot tiindr nyera.ab meceresceta.nfth wesine.

  • @RobiTGT
    @RobiTGT 5 หลายเดือนก่อน +1

    Report ጌርካ ነቲ ዝሰርሕዎ ከነደምስሶ ጥራይ ዘይኮና ነተን ቻነላት ኮምፕሊትሊ ከነዕጽወን ኣለና ብድሕሪኡ ሰጥ መጥ ክብሉ እዮም።

  • @selamawi1927
    @selamawi1927 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ኣወዳት ክኣ ካባኩም 20 ዓመት ትንእስ ትምርዓው፥ ኣብ ቲክቶክ ትላለዩ፣ካብ ደሞዝጉም ንላዕሊ ኣብ ወርሒ ተልምድወን፤ ልቦና ገዲፍኩም ደጋዊ ትርኢት ትመርጽ።ውጺኢቱ ካኣ እዚ ንርእዮ ይኮውን፤

    • @selamawi1927
      @selamawi1927 5 หลายเดือนก่อน

      ሓዳር ግልጽነት ዘይቡሉ ዕምሪ የቡሉን።

  • @DanielAbel-oq6gs
    @DanielAbel-oq6gs 5 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ዝበዝሐ ስደተኛ ኤርትራዊ ኣብ ጀርመን እዩ ዘሎ ፡ከምቲ ምብዙሑ ካኣ ካብ ጀርመን እዮም ክገሹን ክምራዕዉን ዝኩሉ። እቲ ዝገርመኒ ዓገብ ዝበል ዘይብሎም ነዞም ኣዲስ ኣብባ ዘለዉ ስነ ቅንጠብጣብ ክላገጹሎም ክሪኢ ኮሎኩ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ዘይፈልጡዎ ዓዲ ክላገጹ ከናሹዉን ከለዉ ዓገብ ዝበሎም የለን ።

  • @ghilazghiamanuel8396
    @ghilazghiamanuel8396 2 หลายเดือนก่อน

    ስነጥበብ ብፍላይ ዝይሃንጽ ዘዕነው ባህሊ ዘባላሹ ኮይኑ ኣሎ።

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 2 หลายเดือนก่อน

    You need education
    Must know the country
    Work hard with good ethics
    Jessy good job
    Keep it up
    Love u

  • @Rimmdr
    @Rimmdr 5 หลายเดือนก่อน

    ሓበሻ ጉዳም ኢዩ። አፍሪቃ ኮይኑ biggest economic dgp ዘለዋ Germany 🇩🇪 ይንዕቅ ። come on man

  • @robelasmerom6245
    @robelasmerom6245 5 หลายเดือนก่อน

    ገንዘብካ ከመይ ጌርካ ተምጾኦ ከምዘለኻ ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ንክተጥፍኦ ውን ጸገም የቡሉን

  • @Josephsol55
    @Josephsol55 5 หลายเดือนก่อน

    ነብስኻ ተኸናኸን ክምርዓዋኻ ሬሳ ትመስሉ ኣየነይቲ ሰበይቲ እያ ምሳኹም ትነብር ። ካብ ንደቂ ኣንስትዮና ምውቃስ ነብስኹም ረኣዩ። ሙሽሙሻት ምስ ካልእ ዓሌት ቀሪብኩም ከተዕልሉ ዘይትኽእሉ 😂😂😂😂😂

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 5 หลายเดือนก่อน

    እዞም ተጠሊምና ዝብሉ ዘለው ዕድለኛታት ኢኩም ዝብሎም :: ምኽንያቱ ምሳካ ዘይትቅጽል ሰብ ቀልጢፋ ምርሓቃ ጸጋ እዩ::እዚ መሪር ሓቂ ይብሃል

  • @tgyegeita2169
    @tgyegeita2169 5 หลายเดือนก่อน

    እግዝያብሔር ምሕረት ይዉርድ እምበር እዝስ ባሕልና አይኮነን ኔሩ ግን እንታይ ይገበር ኣብዚ በጺህና ካብዚ ጊዜያዊ ጠቕምታት ወጺና ህልና ንግበር ፍርሃት ኣምላኽ ይሃልወና ኣምላኽ ክመለሰና እነተ ኮይኑ ተባረኹ።

  • @sophiajackson70
    @sophiajackson70 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሐወይ ጀርመን ሞይታ እያ ሐቂ ተዛረብ።

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 5 หลายเดือนก่อน

    ርሑቕ ዓዲ/ሃገር ከይዱ ዝምርዖ ወይ የታልል ወይ ይታለል። ነተን ደቂ ኣንስትዮ ምንሻውን ኣስማተን ምኽፋእን ግደፍዎ ! ኣሕዋትኩም እየን ! ነቶም ደቂ ተባዕትዮኸ መንዩ ካብ ምጥላምን፡ ምትላልን ሓራ ጌርኩም ? እቶም ደቂ ተባዕትዮ ነተን ደቀንስትዮ ከም ብሕታዊ ንብረትኩም ግኤርኩም ኣይትቝጸርወን ! ማዕረኹም መሰል ከም ዘለወን ፍለጡ ! እንተዘይ ዓጀብካያ ትድርብየካ ናብ ዝሰማምዓ ከኣ ትኸይድ ! ጓለንስተይቲ ናይ እንዳመን ዓንጃል ጀልፋ ኣካቢት ኢሎሙኻ ኔሮም !

  • @seblemehari2817
    @seblemehari2817 5 หลายเดือนก่อน +1

    በመጀመሪያ ካብ መንግስት እንደወሰድካ ሀዳር አይግበርን ነብስኩም ከአሉ አመጀመሪያ

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 5 หลายเดือนก่อน

    እወይ እንታይ አርእስቱ ኢዩ እዚ ስቅ ኢልካ ንዩቱብ ክትበልዑ ተዓርቁ ዘይከንኩን ሕዊ ተእቱወ 2ካአ ንሀገር ኢየን ዘፍቅራ ድካ ዝበልጃ?ክክክክክግደን ኢዩ ንሀገር ፍቅሪ ዘይብሉ ወዲ ተብዓታይ ንሰበይቱ ውን ከፍቅር ስለዘይክእል ይኮና ዘየፍቅሮኦም ስለዚ እቲ አርእስትካ ቁምነገር ዘየብሉ ኢዩ ኩሉ ትገብሮ መስሐቅ ኢዩ ናዓይ 😂😂

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 5 หลายเดือนก่อน

    Amicco..ሓዎም ናይ ሓዳር ወይ ናይ ሰብአይን ሰበይትን ምዝራብ አይበዝሐን ዶ ? እኳ ምውርዛይ እንተ ዘይኮነ ።
    መዓስ ሓዳር ጌርካ መዓስ ተመርዒኻ ? ክንደይ ቆልዑት እህልውኻ እኾኑ ? ዶስ ንእሽተይ ኢኻ ትመስል ? ዓራቒ ወይ ንኻልኦት ን ናይ ካልኦት ምሸምጋል"ውን ድሕሪኡ እዩ ዝመጽእ ማይካ ስትይ ምስበልካ ብኡኡ ምስ ሓለፍካ ዝኾነ ምስ ኮነ እዩ እቲ ምኽሪ ንኻልኦት መስለኒ ። ሞያ ጥራሕ እውን እኹል አይኮነን ። ዕድመን ተሞክሮን ከአ "ሞ አዝዩ ወሳኒ እዩ
    እቲ ምውርዛይ እንተ ዘይኮነ ። እስካቡሊ ወይ ምስ ሓዳሩ ዝተፈላለየ ዝተ..ፋትሔ ክመክር መቸም ቀሊል አይኮነን ። ዘይፈተነ እንተኾኑ'ሞ ገደደ ነዲአስ ሕማም ...እንታይ ክትምዕዳ ድዩ ዝበሀል ።
    So you have to be wet and swim to teach swimming .

  • @henoseyhenosey6876
    @henoseyhenosey6876 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ህዝቢ ገና ኢዩ ዘሎ ንሰን ክሰግራ ጥራይ ኢየን ዝደሊያ ኣብ ኤሮፓ ጥራይ ይእተዋ ዝብእስ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ ። ንስኻትኩም ከኣ ሓሶት ግደፉ ዘይብልኩም ከም ዘለኩም ኮንኩም ኣይትቕረቡ ንቓጽ ባኒ ተደሪርኩም እንዳሓደርኩም ሲ😢😢

  • @kunomberhane4527
    @kunomberhane4527 5 หลายเดือนก่อน

    ጞሲ ብኩሉ እተቅርቦ ዕጉብ እየ፡ ብዛ ናይ ሎንማዓልቲ ግን ብቅዕቲ መልሲ ኣይሃብካላን ፡ ንባልባት ኣብ ጎድና ገዚኦም ፡ወይ ጎቲቶም ይምጽወን እንተልዉ እንተጠልማ ኣይክፍእን እዩ፡ ተላሊካ ። ተፋቂርካ ኣብ ዉላድ ብጼሔን ግን ። ምጺኤን ኣይዋዓል ኣይሕደር ቀልቲፈን ዝፋታሓ ኣለዋ። ኣነ ከም ታዓዝብክዎ ኣብ ከባቢና ዘጋጥም ዘሎ ዉን ። ሓንቲ ምስ ሓዳራ ኮይና ትርክቦ ርባሓን ካብ ሓዳራ ትፍሊያ ትርክቦን ርብሓን ሰማይን ምድርን እዩ። እንበር ንስኪ ዋይፋይ ከይጥቀሚ ፡ከይትስርሒ ፡ ኣብ ገዛ ታዓጸዊ ዝበል የለን ። እቲ ሓቂ ሓቂ እዩ።

  • @Jimijimi-j6h
    @Jimijimi-j6h 5 หลายเดือนก่อน

    ኣታ እንታይ ዓይንት ሰብ ኢኹም ab ሄውትካ ዝግትማክ ንምንታይ ኢኹም ኣብ መስመድይ ትምጽዎ ምፍትሕ ብዓልኩም ዝይትንዱ
    ናይ ጀርመን ካ ካብ ኮሉም ኤሮጳ ዘልዉ ንሶም እይም ስዳር ዝኣልዩ ገዛ ዘስርሑ ነፉዓት እዮም 3 ሺክት እንድስርሑ ዘምሕድሩ እዮም

  • @BisratTadiews
    @BisratTadiews 5 หลายเดือนก่อน

    ካብ ቀዳሞት ዘይማሀሩ ዐመታት ኮይኑ ጥልመት ካብ. ንሰምዕ ብክልቲኡ ሸነክ

  • @truth3960
    @truth3960 5 หลายเดือนก่อน

    Tilkuyat dekianistyo yehwatna mihigaz sibenet eyu.

  • @aziebngse8197
    @aziebngse8197 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kulu seb mechem hiwet nmkyar eyu kab Hageru zwetse delo eber n merae elu zwetse bzuh yelen slezi edlka mftan eya elkum etewwa eza merae wey msakum zelewa sdet zfetena rkebu my advice 😊

  • @sari5614
    @sari5614 5 หลายเดือนก่อน

    Kem German mo abey kitrekibwo.beal 🇬🇧 uk si frqi German kea yen zeymexa .ezias hisdina ya ember German si aytirekibwan ekium sry

  • @MelesAndom
    @MelesAndom 5 หลายเดือนก่อน

    Tegaru yehwatna temerawu etom awedat ❤’’ Eritrawit keytmrawu 44::

  • @AtewebrhanHabte
    @AtewebrhanHabte 5 หลายเดือนก่อน

    There's no love on the world. But there is a business.

  • @goitomabraha588
    @goitomabraha588 5 หลายเดือนก่อน

    eti shiger.netn awald.nesekmo.nihna.kem awedat.buzuh.gega.alena

  • @yemanekesete4036
    @yemanekesete4036 5 หลายเดือนก่อน +1

    መርዓ ኣፍሪቃ ከይድካ ግደፍዎ ስድራኩም ምሕጋዝ ይሕሸኩም ኩሉኹም ኤውረጳ ዘለኹም

  • @yordamahari3423
    @yordamahari3423 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጆሲ እቲ ሓቂ እስካ ካኣ ጀርመን ኣብዚ ሰዓት እንታይ ኮይና ኣላ ክትነግር ኣለካ ብ ቁጠባ ካብ Eurepa ቀደም ያ ነራ ጀርመን

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 5 หลายเดือนก่อน

      ወላ ሕጂ ኣላ፡

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 5 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ጀርመን'የ ኔረ መሲሉኒ ዓዲ ቀይረ ካብ ጽቡቕ ስራሕ ጽቡቅ ዶሞዝ እየ ገዲፈዮ መጽየ ዘለክዎ ግን ጣዕሳ ኢዩ ።

    • @fkrekbreab7734
      @fkrekbreab7734 5 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ትነብር ኣለኻ ሓወይ ​@@ቀንዴልሓርነት

  • @yohannesafewerki8022
    @yohannesafewerki8022 5 หลายเดือนก่อน

    KKkkkk adika ke aytfetun dika serihka qltifka tmexie

  • @yohannesafewerki8022
    @yohannesafewerki8022 5 หลายเดือนก่อน

    አኸላባት ኢየን መብዛሕቲኣን ያሆ

  • @azisn45
    @azisn45 5 หลายเดือนก่อน +2

    Advocating for women's rights in your country is crucial for fostering equality and respect within society, which in turn promotes financial independence. When women have the freedom to choose their paths, they are more likely to make choices based on personal compatibility rather than financial dependency. So let's prioritize respect and equality for women, as it not only benefits them but also leads to healthier, more fulfilling relationships. Complaining about a problem without actively working towards a solution achieves nothing.
    Seriously, why are they choosing to marry women in Africa instead of those in Europe? It seems like they prefer women they can dominate and control.

    • @tekefrem9613
      @tekefrem9613 5 หลายเดือนก่อน

      They can choose to marry women from anywhere baby.

    • @eri_space8713
      @eri_space8713 5 หลายเดือนก่อน

      No more equality Such Dumb puppet😂

    • @azisn45
      @azisn45 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@tekefrem9613 they shall , nobody is stoping them.. the whole comment just flew right above your head.. didn’t 🫤

    • @Himunich
      @Himunich 5 หลายเดือนก่อน

      Exactly
      I mean woman in Africa are not dumb especially this one in Addis Abeba…it’s a big city 🏙️ and all you can there is dreaming about money
      Of Course they will choose a men in Europe because they want to go out of this country
      If you are eritran and also a woman with no education…you have to find out of Africa
      They want out , and the men think they can get a woman they can control them like the old days 🤣🤣🤣
      The math is not mathing because woman are free , independent and they have a lot of chances

    • @wedififi
      @wedififi 5 หลายเดือนก่อน

      It seems control as you said the decision been with women wasn’t to bring them 3rd country to 1st tho it a deal to have a good family and to live as long as the time comes so in my idea women’s shouldn’t make path way in first month it better to agree with her lover 😊

  • @solomonyemane8851
    @solomonyemane8851 5 หลายเดือนก่อน

    nay germeny temereyom ymxlom tekoynom tom ab Kali hagere zelowu nmntay nab africa ykedu

  • @Gezana302
    @Gezana302 5 หลายเดือนก่อน

    Telmet zelewo gezea eu ab QALU zeyxnhe weldo eu zelo egzeo mehrena

  • @berekettesfamhret1814
    @berekettesfamhret1814 5 หลายเดือนก่อน

    Kkkk nay edkum ekum rekibkum bnay Israel menesey ekum tlagetsu nerkum

  • @SelamMaekele
    @SelamMaekele 5 หลายเดือนก่อน

    90 persen hadaren geren enda keda beten 10persen selmtay teselmu awald ???

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 5 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ቀንዲ ምኽንያት ምድርባይ እምኒ ናብ ህዝብኻ ዘምጽኦ መዘዝ'ዩ ኣብ ጊሰንዩ ተጀሚሩ ኣነ ብወገነይ መዓት ሓበሻ ባራ ሓደርያ ዘላ ዝበለኒ ዓርኪውን ይፈልጥ ቀዳምነት ህዝብኹም አኽብሩ ርእይቶይያ ከም ካልእ ኣይትውሰድዋ

    • @ወጊድይሁዳ
      @ወጊድይሁዳ 5 หลายเดือนก่อน

      ደንቆሮ ህግደፍ

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 5 หลายเดือนก่อน

      እዋይ ድንቁርና ናትካ ድማ ወዲ ሰተይቲ ደም ዲካ ኮንካ ባርያ ኢሰያስ ምሽሙሽ

    • @medhaniekesete5588
      @medhaniekesete5588 5 หลายเดือนก่อน

      እዋይ ሓወይ እንታይ ኣታሓሳስባዩ ብሰንኪ ጊሰን ኢልካ ኣሎ

    • @karma5064
      @karma5064 5 หลายเดือนก่อน

      Exactly bro, kem ensesa ab makel ketema dongela gerka sebn nebretn megudae entay yebehal. Ane bewelkey netten zeabieom zelewa blame aygebrenen iye. Bezey beeu ab welkawi hiwetom wen darga 75% hemumat iyom.

  • @tekiegoitom-xc4bb
    @tekiegoitom-xc4bb หลายเดือนก่อน

    Bruk hawey ane n kaleyot deqenistio temeriena amxienayom
    ane amlakh ymesgen 12 eager gierna alena werhawi ysedid niere abzi mismexe Hansaeb shigara hansab telae enatexawete lah abiluni slezi ane Dewey hize kikeyd qelilu gna xbah gna kiqyer ykielu amlak kewxieo u kabzi limdizi Dewey kezektm aydeln ye
    Seat aziu hugs hiwet kemzeloniu zifelit misebat mirkab gedifeyo seb ente seme kewri ember keri aykielnu
    Bitaemi dbress yehlife hiji neta Haiti welfi gedifwa neta kalieti kihadga yxbe aleku amlakey amine
    Nefsiwekef maelti timhrti alo tray tesfa zeymuqrax
    Neten anistikum kem anstikum tekenakeniwon miretkumn xegemkumn mewxie aytigberwen
    Qdmi Hadar migbarkum zelekum shgr fthu hiji ab hiwetey nitimexie seb kixaweran kirdaen ykiley kisab tiblu Hadar aytigberu
    Hadar halafnet ember mefthi xegem aykonen
    Kemti niska chinqet ketelileka zeytideli Nisa win kisab tilemamedu neta easily kisab tifelto zecheniqa aytidelinya
    Niska bishop halifka kitxmem tikel tie-in nisa gna quru milimimad kedlya u mo texemem atiki wexiki aytibela kalieay Kea wedi hagerwseb tekonka adika kiedka temereo
    Qanqakum hade ykewinmo kitxewaweru tikielu entezeyele edmaka mihxariu
    Kemay gal ansteyti temerya amxieto hadigwa keydu qolea hiza sebeay ezikulu xierw amxieyo
    Hadiguni keydu tibl Ala slezi tiegsti misean tirayu mer kulu u zitelem Mishawaka keloid aboem Haiti deqiq misdequ kof kibl zeykielelu zeben Ina zelona josi
    Srah welu mismexe ab feacebook yeatu baba smeanab elomo kisemie zeykielelu dereja weridna Alona we Kea kidu enabele ydefiom shue baba aysemenin u mama ytisemeanan ya yblu zebena kufue bizey menfesawinet ayhlefnu
    Seytan Hadar fah kembl teatiqu nihna Kea kinda ni biet amlakn qal amlakn mas media merixna
    Tebareku sesenau josi thanks

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 5 หลายเดือนก่อน

    Ny usa adsea mkdea gdfem dyiem

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 5 หลายเดือนก่อน

    Germany hgea ab hmkea kontetea zlea hgea kdmea ewea Ger hgea wdkea eyi

  • @kibreabnugusse
    @kibreabnugusse 5 หลายเดือนก่อน +1

    Atom awedat ke antay kefeawom eyu ab German zelewa deki anstyo zeyhzu ata kab adi temexe antay hezomula eyom

  • @ወዲዓቴትግርኛ
    @ወዲዓቴትግርኛ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ጀርመን'ሞ ኣበይ ተመንዮም ኣይረኽብዎን እዮም። ኣነ ሕጂ 2 ስራሕ ኣሎኒ ልዕሊ 2700 ይኽፈል። እንተ መርዓ ግን ሓሲበዮ ኣይፈልጥን።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +2

      ሓደራኻ ናይ ሓዳር መምዘኒኻ መልክዕን ዕድመን ከይከውን ።

    • @ወዲዓቴትግርኛ
      @ወዲዓቴትግርኛ 5 หลายเดือนก่อน +4

      @@semharkahsay1946 ምናልባሽ ንሓዳር እንተ ሓሲበ ዉን ሓዳረይ ኣብ ኤርትራ እየ ክገብሮ ፈሪሀ ዘይ ኮንኩ'ሲ በቃ ኣብ ስደት ክበሊ ድሌት የብለይን።ዕላማይ ምስ ሃረምኩ ንሃገረይ እየ ክምለስ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@ወዲዓቴትግርኛ ኣሰይ ኣምበሳ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኣብ ኩሉ ጉዕዘኻ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ።

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

      @@ወዲዓቴትግርኛእዝስ ደይ ሕሰብ እዩ ስጋብ ዕላማካ ትሃርም ደኣ ለዉቲ ይመጽእ ይከዉን እምበር

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

      @@semharkahsay1946 ክልቲኡ መካይቲ እዩ ምስ መዘናካ ኢካ ክትላለ ትክእል እምበር ብከመይ ካባካ ትዓቢ ክትላለ ነምክን ምሳካ ትሰርሕ ዋላ ካባካ ትዕበ ብምልምማድ ክከዉን ይክእል ኣብ ኣፍሪቃ ክኬድካ ትምርዖ ተኮንካ ግን ዕድመ ወሳኒ እዩ ብቡዙሕ ምክንያት ሓምሺተ ዓመት ተወሲዱ እቲ ፕረሱስ ሲ ቆልዓ ተወሊዳ ሲ ክትቅየር እያ ።
      ንኣብነት ኣነ ወዲ 29 እየ ክምርዖ ተኮይነ እሞ ከኣ ካብ ኣፍሪቃ ካብ 23 ስጋብ 26 ዘላ እየ ክምርዖ ዝደሊ

  • @AffectionateCrosswordPuz-km7rx
    @AffectionateCrosswordPuz-km7rx หลายเดือนก่อน

    Good evening a❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadnetchanel3485
    @hadnetchanel3485 5 หลายเดือนก่อน

    Ane ko zgermeni leminom enda nebrus nezi sdra keali lealn tahtn zbl zelo jgna mensey yeneaswo kkkkkk

  • @lene6205
    @lene6205 5 หลายเดือนก่อน +2

    Mehiret yeweredelna beka fkiri Yelen 😢

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይባሓቂ ጆሲ ብማዕዶ ይፋቀሩ ኣብ ሓደ ምስ ኮኑ አቲ ሓቀኛ ጠባዮም ይዎጽአ ምሕረት ይኣዝዘሎም

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ya nesne bekemy ne aweropa nekyde enber hadar aykonene zedliyia zelwa teray elamane keharma beale elama eyen awalide yehewaty selze neskum tetekunewen nesne ka yehadema entay da kegbara nasnet habwen kenbera ente delikum kem ensesa mewlade teray abe geza aska gega eyu tetekuna ente konka eze nay nasent adi selzkone gedne eyia ketgdefeka emen Eritrea aykonene ezi Europa eyu so tekyer mable awadat yehewat ne gale anseteyti 100% nasent haba hawey thanks ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Selamhaile1811
    @Selamhaile1811 5 หลายเดือนก่อน

    Jos Hawey Tsubuq Hasab kulu wedieikayo …. Ane kabitom 1 nab America ziatekuye B married hadarina kea bitsubuq nimerih qlona Gina Eitay kibil yideli kab natey temokuro eita zibelikaya bigilitsi mizirab hiwetika ….. Especially deqi anisitiyo kea mitsimam mihilaf moridae nifiletse ab hadar gulutsinet tsubuqyu ….. etim zitebedelikum zitebedelikin Amlak yetsenanioakum …. 🇪🇷🇺🇸

  • @eliaskeleta1342
    @eliaskeleta1342 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኹሉ ግዜ ካብ መቦቀል ዓድኻ ኬድካ ሓዳር ዘይምግባርካ መዘዙ ቀሊል ኣይኮነን :
    ካብ ስድራ ቤታ ወይ ስድራ ቤቱ ዝርሓቀ ሰብ ናይ ስነ ምግባር ጉድለት አለዎ ::

    • @adulis73
      @adulis73 5 หลายเดือนก่อน

      መቦቆል ዓዲ ካብ ፍትሕ ኣየድሕን’ዩ። ሰብ ንዓዲ ኣይምርዖን እዩ።

    • @eliaskeleta1342
      @eliaskeleta1342 5 หลายเดือนก่อน

      ምናልባት ናይ ግብረግብ ትምህርት ዘይወሰድካ እንተኾንካ ምስጢሩ ኣይክትርዶን ኢኻ ::

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

      @@adulis73ጽቡቅ ኣለካ ግን ኮነ ኢላ ትብድለካ እያ ዝብል እምነት የብለይን ኣብ ሓዳር ደይ ክትሰማዕ ትክእል ኢካ ብዙሕ ብልጫ ኣለዎ ጋል ዓድካ ዓርኪ ኣለዋ ድዩ የብላን ደቂ ዓድካ ክነግርካ ይክእሉ ብተሌፎን ትፈልጣ ጋልን መተዓቢታ ዝፈልጥዋን በበይኑ እዩ ።
      ዋላ ንዓካ ክሓተካ ካብ መተዓቢትካ ንክስቶ ዝተመርዓወ ደኣ ዕድለና እዩ ኢልካ ኣይትፈልጥን ።
      ወይ እዚኣስ ንድያቆን እያ ትግባእ ዝበልካያ ለባም ለዋህ ፍርሃት።

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 5 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጌጋ ናየወዳት ጌጋ እዩ ብገንዘብ ድገዝአ ይመስሎ ብሐሶት ደይንሱኹም ኮይንኩም እናቐረብክዉመን ባዓል ደንጎላ ካብ ድንቁርናኹም ዝተበገሰ እዩ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ሕጂ ንሓወይ $300 ሚኢቲ ይሰደሉ ወርሓዊ።
    ክምርዖ ይምድብ ኣለኩ ከኣ ዝሓዝክዋ ጋል ሄዋን የብለይን ግንሲ እንድሕር ተመርዕየ ክንድዚ ንሓወይ ዝሰደሉ ዘለኩ ክሰደላ ማለት ድዩ ባዕልካ ኣብ ሽግር ምእታዉ እያ 😂ነብሰይ ከኣ ኣይገብረለይን እዩ ንድኮነ ሰብ ትሕቲ $200 ሰዲደሉ ኣይፈልጥን ስደት ካብ ዝወጽእ።
    ኣብታ መሻርክቲ ሂወተይ ትከዉን ክጅምሮ እየ ብቅጦባ ምስዳድ😂😂😂

    • @luwam6122
      @luwam6122 5 หลายเดือนก่อน

      Nhawka 300 neta atmrwa 200 antay hizka ktterf😂😂

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

      @@luwam6122ንሱስ ይሰልቶ እባ ይከዉን ሰበይ ስጋብ ሰበይትና ንሓቁፍ😂 እምበር ዋላ ሕጂ ከምኡ እየ ዝሕዉል ወደሞይ ኣለኒ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ጊደይ እያ 200 ክሳብ 250 ይሕዉለሉ ተወሳኪ ሓደ ሓደ ግዜ ንስድራ ትሕዉል እዚ ክብለካ ግን ነብሰይ ማዕረ የዕርኮተይ ኣይከድናን እየ ገሊኦሞ እኮ ልዕሊ ዓሰርተ ጫማ መዋጽኢ ትራይ እዩ ዘለዎም ክንድዚ ትገዝእ ተኮንካ ክትሕግዝ ከቢድ እዩ

  • @merinookbaywelay7857
    @merinookbaywelay7857 5 หลายเดือนก่อน

    Genzebkum aytderbyu ja ahwat.

  • @seblemehari2817
    @seblemehari2817 5 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኩሉ ከአ ብሀሶት እዮም ዝቀርቡካ ምስተፈለጡ ግድን ክትፈላለ ይካ ሀሶት ሀሶት እዩ

    • @eru5343
      @eru5343 5 หลายเดือนก่อน

      ገሊኦም ወልፊ ሽጋራን ቁማርን ከልዎም ዝኮነ ወልፊ የብለይን ይብሉወን ክምርዓውወን ምስ ከዱ ውን ተሓቢኦም ሽጋራ ይሰትዩ ፕሮስስ ሰሊጥወን ምስ መጻ ሓቀኛ ባህሪኦም ምስ ፈለጥኦም ክኣ ይሃድማ ንምናይ 2ዓይነት ሰብ ኮይኖም ይቀርብዎን

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

      ክከነሉ ኢሉ ሓስዩ ንበሎ ንሳ ከ ጽቡቅ ጌራ ዘይትፈልጦ እንታይ ኣለዋ ሕራይ ትብሎ ።
      ግን እቶም መሳኪን ዝጥለሙ ይመስለኒ ከምኡ ዉን ንኣፍሪቃ ትቅመት እንታይ እሞ ክትሕስዋ ኢካ
      ቃልኪዳን እዉን ክቡር እዩ ስለዚ ኣካይዳካ ክትዕረ ክትመክረካ ትራይ እዩ ዘለዋ ብልዙብ ቃላት ምሽ ክትሃድም ገዲፋትካ ገሊኤን እኮ ኣብ ሳልስቲ እየን ዝሃድማ ከመይ ጌረን ደኣ ምስኡ ይሕጸና ኔረን

    • @seblemehari2817
      @seblemehari2817 5 หลายเดือนก่อน

      @@fekarwedifekarat ንወድሰብ ንክትፈልጦ ጊዜ የድልዩ 2,3 ፀንኡ ተመሪዋ ብከመይ እዩ ክትፈልጦ አብ አዲ ዘላን አብ ደገ ዘላን እንታይ ፍልየን ?
      ሀሶት ማለት ካአ ዘይብሉ ዘይ ፍልጠቱን ዘይ አቅሙን ምዝራብ ምስፈለጦቶ ከአ ትገድፎ ሽው አምፅኤያ ገዲፋትኒ ይብሉ

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 5 หลายเดือนก่อน

      @@seblemehari2817ኣንቲ ሓፍተይ ብተሌፎን ምሳካ ክልተ ሰለስተ ዓመት ተዘራሪባ ከምኡ ተሓጺና ክልተ ወርሒ ሲ ዘይፈለትካ እምብኣር ኣብ ዉሽቲ ወርሒ ፈሊታትካ ሲ ክትገድፈካ ፓዉ ዘየለ😂 ኮነ ኢላ ደኣ መዲባቶ ትመጽ ኮይና እምበር ።
      ከምኡ ንምንታይ ዲካ ሓዳር ትገብር ክትመላላእ እዩ እኮ ።
      ካልእ ኣብዚ ቀዳማይ ዓለም ናብራ ቀሊል እዩ ፍቅሪ ተሊካ ትራይ ስድራይ ክሕግዝ ናበልካ ክትብኣስ የብልካን

  • @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ
    @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጆሲ ንፉዕ በሊሕ ሰብ ናይ ብሓቂ ፡ እቲ እተቕርቦ መደባትካ ኣነ ይከታተሎ እየ እሞ፡ ብጣዕሚ ዝብላዕ ትሕዝቶ እዩ ሶ ቀጽሎ።

  • @yordanossium2186
    @yordanossium2186 5 หลายเดือนก่อน

    Aeh way Aene yhwatey !!!!😢😢😢

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዓይነት መርዓ ዘይሩ ዘይሩ ናብ ከምዚ ዓይነት ውጽኢት ከምዝበጽሕ ክትርድኦ ክትክእል ኣሎካ።
    ሓደ ሰብ ዘይፈልጣ ብወረ ተፋሊጡዋ ክዳውንቲ ሒዙ ንመርዓ ወሲኑ ኩሉ ሒዙ ከይዱ ምስ ከዳ ተቐቢላቶ ከተብቅዕ ድሓር ሸንዲሓቶ ዝብል ሰሚዕና ኣሎና፡ ስለዚ ንሓንቲ ዝደለየቶ ክትገብር ዝጸንሐት ቡዙሕ ድልየታት ዝለመዳ ሕብረተሰባዊ ክብሪ ዘይብለን እንትስይ ትጽበ።

  • @tekludrar6188
    @tekludrar6188 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ እዋን ካብ ኣፍሪቃ ተመርዒኻ ኣይተምጽእ ኣዋልድና ሓዳር ክገብራ ኣይደልያነን ተመርዓዋ ክፋታሕ እንዳዋዓላ እንዳሬእኻ ምንታይ ተመርዒኻ ተምጸን ናትካ ጌጋዩ ተጻዎሮ ብገንዘብ ከተምጽ ትኽእል ኢኻ ሓዳር ተሪፉ ኢዩ።

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 5 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba Josias Denden 👍👍👍🙏🙏🙏

  • @GrumGebremskel
    @GrumGebremskel 5 หลายเดือนก่อน

    Behak Jos Tekkli Alok

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ አመሪካ ወይድማ ናይ ጀርመን አይኮነን ማተሪያልስቲ እዬን ክንሽድሖም ኢና ምስከድና ኢለን አብዙርያ ዓለም ዘለዋ ንሳቶም ከእ ጽብቕቲያ ኢሎም ወይ ገለ ኢሎም ይምርዓውወን background ዶም ከይተፈላለጡ እዮም ዝመራዓው እቲ ዝበልካዮ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ይገብሩለን :: ስማዕሞ ኩቡር ሐው አብ ወጻኢ ዓርኪ ይሕዙ ንዓ ገዲፎም ካብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ከይዶም ይምርዓው ንሳተን ከእ አለወን ዒላማ :: ብዓይና ንርእዮ ብእዝና ንሰምዖ ዘለናዩ :: ስደት ስድ ታት ጌሩና እዩ::

  • @ንሸጣንኣይትሃቦስልጣን
    @ንሸጣንኣይትሃቦስልጣን 5 หลายเดือนก่อน

    Bqat zelewo drset zemkanu nktrdae yegebrka buqat ente dkenus jermen mteredeom neru ebeytu
    Nbalka afri imo shueu mskalie tewadader shueu
    Nuq si kemey elka eka ktnieq nhade proses zuhilu elka

  • @rik81784
    @rik81784 5 หลายเดือนก่อน +1

    Zubuk alekum....kab italia

  • @TsigeMisghina-y8w
    @TsigeMisghina-y8w 5 หลายเดือนก่อน

    ሕጊ ናይ ምዕራባዊያን ሃገራት ንደቂ-ኣንስትዮ ቀበጥበጥ ስለ ዘልመደን እየን ፍትሕ ከም መቀረት ገይረን ዝወስደኦ ዘለዋ ስለዚ መንግስቲ ግቡእ ኣቃልቦ ክገብረሉ ኣለዎ ነዚ ጉዳይ ምክንያቱ ኢቲ ዕድል ብዝያዳ ንደቂ-ኣንስትዮ ስለ ዝህብ ንሱ እዩ ቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ከም ዝኸዳ ገይሩወን.

  • @dawitgebrab7246
    @dawitgebrab7246 5 หลายเดือนก่อน

    መቸም ብዝዓባ ጀርመን ክንዛረብ ተኮና ብቁጠባ ካብ ኢሮፓ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ሳልሰይቲ ሃገር ኢያ። ልክዕ ኢዩ ጀርመናዉያን ሓያላት ኢዮም ሓያላት ሰባት ካኣ ምስኦም ንነብር ።
    ናይዞም ስነ - ቀንጠብጠባውያን ናይ ዘበና ጎስጓስ ግን ይገርመና ኢዩ።

  • @hawinebyat
    @hawinebyat 5 หลายเดือนก่อน

    እዞም ናይ ጀርመን ሓወላ ጠጠው ነብሎ ምናልባት ተተረዶም እበር ኣብ ኣዲስ ኣባ ተኼድካ ብፍላይ ሕማቅ ጥራይ ኢኻ ብዛዕባ ናይ ጀርመን ትሰምዕ😢😮

  • @flihawey3707
    @flihawey3707 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብሮሶስ ምግባር ኣቃሩጹዎ እዚኤን ኣክላባት እየን ብኽመይ ኤሮፓ ንኣቱ እንበር ኣቡኡ ኣቲና ሓዳር ኽንመርሕ ኢለን በፉጹም ኣይሓስባን እየን

  • @Erifuture
    @Erifuture 5 หลายเดือนก่อน

    JHOSI, THE PROBLEM IS THAT THE PROSESS TO GERMEN IS NEEDED TO HAVE TO LEARN THE LANGUAGE THEY DON'T WANT TO WAIT A LOTS OF YEARS TO LEARN BEFOR THEY ARIVE

  • @kihalifueualemey8239
    @kihalifueualemey8239 5 หลายเดือนก่อน

    Ane josy 35 € tetlmina

  • @SamiSami-ec5zf
    @SamiSami-ec5zf 5 หลายเดือนก่อน

    Zemen tikmi rebha koyna fikri yelen biabiyu hlna albo koynen kotas seb seb muknau resiau , nezen hubush africa kea hayenta alewen, eti zifeteres ayrien do mesiluwen .

  • @SemharSemhar-f6y
    @SemharSemhar-f6y 5 หลายเดือนก่อน

    Nskatkum Ke Wusiten Keyexnaekum Melka Rey Abilkum Tmeawuwen Bejakatkum Eski Entay Aynet Zeyreana Gelena DMA Ms Kumnegerna Nebsna Asirna Enda Kedna Dekna Enda Aebena Ztetelemna Ke Men Eyu Kzarebelna Enda Nebaena Nnebr Zelena

  • @hidrihager3536
    @hidrihager3536 5 หลายเดือนก่อน +1

    ጀርመን ቀዳማይ ንደቅንስትዮ ዝበለጸት ሃገር ካልኣይ እኹል ገንዘብ ኣለና ዝሕዝን እዩ ግን ።

    • @kuduskibreab9099
      @kuduskibreab9099 5 หลายเดือนก่อน

      ንደቀ ኣንስትዮ ደኣ ከመይ ማለት እዩ ዝበለጸቲ ሕልፊ ገንዘብ ይወሃባ ድየንን ዋልስ እንታይ ማለትካ እየ ሓወይ

  • @yordanossemere369
    @yordanossemere369 5 หลายเดือนก่อน +2

    ab Germany award yelewan dyen koynen?

    • @Hadisa13
      @Hadisa13 5 หลายเดือนก่อน

      Ewe menesey Buzuh u zelo

    • @Himunich
      @Himunich 5 หลายเดือนก่อน

      I mean did you ever see the ships 🚢 full of refugees???? 90-99% only young guys

  • @Zarameley
    @Zarameley 5 หลายเดือนก่อน

    Nay adi aykonen, naka temesel ,seb zemstalka mmraaw eu eti shiger,

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove3045 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጆሲ
    ብምቅጻል ኣነ ክብሎ ዝደሊ ተሎ ሃገራት ኤሮፖ ነናተን ኣሰራርሓ ናይ ስደተናታት ናይ ወረቀት ምሃብ ምጥርናፍ ስድራቤት ኩለን ይፈላለያ ጀርመን ብመጠን ካልኦት ሃገራት ክወዳደር ከሎ ቀልጢፋ ወረቀት ኣይትህብን እያ ከምኡዉ ናይ መርዓ ወይ ጥርናፈ ስድራቤት ዝደንገየ እዩ ።ሕጂ እዞም ትምርዓዉ ወይ ኣንስትኹም ብሐቀኛ ፍቅሪ ወይ ሐዳር ተደሌናኹም ኣብ መዓልተን ክመጻ እየን ከም ዝርደኣኒ ግን ናይ ጀርመን ስለ ዝድንጊ uk ,Sweden ገለ እንዳ በላ ዓድታት ይመርጻ ስለዚ ምሳኻ ፍቅሪ ወይ ድሌት ሐዳር የብላን ንስኻ ኢኻ ክትነቅሕ ዘለካ ። እመበር ጀርመን ብቀሊሉ ትርከብ ሃገር ኣይኮነትን ካብ Eu ታ ዝሐሸትን ዝሃብተመትን ሃገር።
    ዋላ ዋላ እዚ ናይ ሐዳር ነገር ግን እቶም ዓዲ ተመርዔም ምስ ኣንስቶም ዝተሰደዱ ሰላም የብሎም ,እቶም ተመርዖም ዘምጽወን ሰላም የብሎም ዋላ ቶም ኣብዚ ተላሊዮም ዝምርዓዉ ሰላም የብሎም ኣብ Europe ተን ዝበዝሓ Africans Single Mother ሐበሻ ዉን ከምኡ ስለዚ የሕዋተይ ተመርዖም መስ ኣምጽእወን ዉን 1 ዓመት ከይጸንሓ ብፍላይ ተወሊደን single Mother ኤን ዝኾና ።ስለዚ ኣወዳት ኣብ ርእሰተኣማምነትኩም ኣተኩሩ ኩስቶከይዳ ኩስቶ መጺኣ ናብራኻ ሂወትካ ብግቡእ ምራሕ ።አነ ኣብ ጀርመን የ ዝነብር ሎሚ ኣብ Tiktok ብዛዕባ ሐዳር ዝርርብ ኔሩ ኣብቲ live ሕዉስዋስ ዩ ኔሩ ጀርመናውያን ኣፍሪቃዉያን ቁሩብ ከኣ የዕራብ እተን ኣዋልድ ጠንቂ ፍትሕ ኣወዳት ይብላ እቶም ኣወዳት ከኣ ኣዋልድ ይብሉ 4 ሰዓት ብዘይ መፍትሒ ተወዲኣ ።ብዙሓት ግን ናብራ ዓለም ዩ ንሐዳር ናብራ ቀይርዎ ይብሉ ግዜ ደቂ ዓበይቲ ።

  • @salahnuri9564
    @salahnuri9564 5 หลายเดือนก่อน

    Izi proboganda iyu bi media gerka neti Germen zelo menisey risu midnan bimen kem zi giber kani rudu iyu😂

  • @fyorisamual6637
    @fyorisamual6637 5 หลายเดือนก่อน

    Ane kea ziteazebkiwo etom nhadarom nnstom nsebom zbelexu awedat ab jerimen eyom zelewo bikilu negerom buluxat xaoramat awalid lemi gn nay mstwual libonana tedefienan eyu eten zchikona wuhidat eye gn fetari mhiretu yewurdelna

  • @gdagnew6909
    @gdagnew6909 5 หลายเดือนก่อน

    ፈለስትን ቆረብትን ኣድን ጓልን ኣሓትን ተበራርዩ ኣብ ትግራይ ምድፋር ዝለመደ ኤርትራዊ መንእሰይ ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ከመይ ጌረን ሰብኡት ኢለን ክኣምናን ክጸንዓን። ንኹሉ ኣይውክልን ጥራይ ነቲ ኣብትግራይ ኣትዩ ዝደፈረን ኣብ ደገን ኣብ ውሽጢ ኮይኑ ነቲ ነገር ዝደገፈን ወይ ዓገብ ዘይበለ ኩሉ ይምልከት።
    ብብረት ኣገዲድካ ምድፋር ደው ኣብሉ ዝደፈረውን ኣብ ሕጊ ይቕረቡ ኢልኩም ቅረቡ ደቅንስትዩ ብሓዳር ደው ክብላልኩም። ትግራይ ሓውኹም ከተናሽው ናይጀርያውን ተዋሰቡ

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay5235 5 หลายเดือนก่อน

    Entay yu ti xegem ayfeltn ye. Btami yu zehzn kemzi waza amsilom nay germen do gele endabelu arsinomon haqi mesolwen. way nay germen dika yblaka.eti zhayele wey znefe ka ab germen zelo yu hagzi kulu yu.gn hawela tebzhulen dhar metfee ms sanlu zetafen ydelya. Kab mntay yu elna tehasebna xbuq yu gn nay adiss zereba yeblun

  • @fiqrimiskulilove6595
    @fiqrimiskulilove6595 5 หลายเดือนก่อน

    ሸግር ኮይኑ ዘሎ ኣለና ምሳዂ እንዳበላ kemye geyrom kifelitiwen kebidi eu bejaka

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 5 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ኣብ ኣዲስ ኮይኖምስ ንጀርመን ክወራዘዩ ከስሕቁኒ ምዓት'ዮም፡ ኣንስቲ ስውእ ዓሰብ ዲዩ ዘሎ እናበሉ ድራማ ይሰርሑ ይገርም እዪ

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 5 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ተጠንቀቅ አሰተዉዕል ናትካ ጉድለት እዩ ቅርሚ ዝኮነ ነገር ምግባርካ ጽቡቅ ሊላ ድሐር አብኡ ሰብ በቀረባ ዝከታተሉ ባዕልካ ኬድካ ሪኢካ መጽናዕቲ ትገብር ገንዘብ ምሰዳድ ምጥንቃቅ ንሱ ኦዩ ዘጸልለን ዘሎ እወ ሐቁ ብገንዘብ ዝመጽእ ፍቅሪ የለን አሰተዉዕሉ ብምርድዳእ ምትሕልላይ ጀምሮዋ ቀኒዕኩም ኩሉ ነገር ትሕብርወን ፈሊጠን ክመጻ አለወን