ኣቡአን ኣብ ገዛ ዓጽዩ ምስ ደቀይ ምርኻብ ከሊኡኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 มี.ค. 2024
  • ኣቡአን ኣብ ገዛ ዓጽዩ ምስ ደቀይ ምርኻብ ከሊኡኒ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josiasdenden
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#AsterEritrean#eritreaninterview

ความคิดเห็น • 552

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 3 หลายเดือนก่อน +41

    ወዲ ሰብ ኣይትዓሞን እግዝኣብሄር ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና።

  • @babi-di5dj
    @babi-di5dj 3 หลายเดือนก่อน +64

    ኣይይይይ ኣደ ትረክቦ ሰብኡት ሓበሻ ንደቆም ዘይኮኑ ሰነፋት ❤ግን ሓፍተይ ኣጆኪ ኣምላክ ምስአን ይኩን ኣይትንብዒ ጸላኢኪ ይንባዕ

    • @sirumiki7080
      @sirumiki7080 3 หลายเดือนก่อน

      😅

    • @robeltsegay6150
      @robeltsegay6150 3 หลายเดือนก่อน +3

      ሱቅ በሊ ጉሓፍ እንታዴኺ ኮና ንደቅና ዘይንኸውን ሸራሙጥ እባ ንስኽን ኣኽላባት ኣይተዛርባና ብሰንክኽን እባ ተዋሪድና

    • @samsomhaftom9752
      @samsomhaftom9752 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@robeltsegay6150ትኽክል 👍

    • @Huwetghebreamlak
      @Huwetghebreamlak 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@sirumiki7080teregagae 😂😂😂

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 3 หลายเดือนก่อน +2

      ትም በሊ ቅርስስቲ ዕድል ! ምስዕድልኪ ተባኣሲ ንኹሉም ኣውዳት ሓበሻ ኣይተናኣእሲ : ብሚእታዊት % እንተትዛረቢ ከማን ምሓሸ

  • @erilifemusic4420
    @erilifemusic4420 3 หลายเดือนก่อน +54

    ሓፍተይ ኣብ እስራኤል ዘሎ ኤምፖሲ ኣውስትራልያ ከድኪ ኩሉ ጸገምኪ ንገርዮ ከረኻኽብሉ ይኽእሉ ዮም ብሕጊ ኣይትጨነቂ ኣጆኺ

    • @yordanosweldemichael1707
      @yordanosweldemichael1707 3 หลายเดือนก่อน

      ዘረባ ክልተ ከይሰማዕኩም ኣይትፍረዱ እዚ ውጹእ ሓሶት እዩ ኣብቲ ዘለውኦ እየ ዝነብር

    • @mamadesugidu6033
      @mamadesugidu6033 3 หลายเดือนก่อน

      @@yordanosweldemichael1707😂😂😂😂kidi hasawit

    • @aastersamuel4175
      @aastersamuel4175 3 หลายเดือนก่อน

      Embassy ayhigizin eyu endafeletkum
      Wushtu hurur

  • @kikonathome738
    @kikonathome738 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣጆኪ ጸቢባትኪ ኣላ ፈጣሪ ኸርህወልኪ እዩ እንተ ንኦኦም ግን ፈጣሪ ናይ ኢዶም ይሃቦም😢😢😢😢

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k 3 หลายเดือนก่อน +15

    አጆኺ ዚያዳይ ንአምላኪ ንኪዳነ ምህረት ለምኒ ምስ ደቅኺ ከተድጌምላ ኢኺ ክወግሕ እዩ🙏

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p 3 หลายเดือนก่อน +39

    አጆኪ ልዕሊ ዕድመ እየን ወለሓንቲ ሕጂ ቋንቋ ስጋብ ዝለምዳ እየን

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 3 หลายเดือนก่อน +6

    ብስመ ሰላሴ ብስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን ✝️🙏🏾 አጅኺ ክብርቲ ሓብተይ ሰላም አምላኽን ሰላም ሰማያትን ምሳኺ ይኹን አስተር ሓብተይ 😘 እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ኪዳነ ምህረተይ አደይ ንብዓትኺ ትመልከት 😂 አጅኺ ነቲ ንሰብ ዘይካአሎ ነቲ ኩሉ ዝክእል መድሃኔ -አለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኩሉ ጾርኺ ንዑኡ ሃብዮ አስተር ሓብተይ 😘
    እመ ብርሃን ንደቂኺ ናብ መንገዲ የማን ትመልሰልኺ አጀኺ አይትብከይ ንብዓትኺ ንወላድት አምላኽ ንገርያ ንሳ ትሕልፍልኺ ድንግል ማርያም ምሳኺን ምስ ደቂኺን ትኹን አጅኺ ብጸሎት በርትዒ ✝️🙏🛐 ኩሉ ብጽሎት ኢዩ ዝፍታሕ አምላኽ ይሓግዝኺ ዝሓብተይ🙏🫶😘ብከመይ ክርኽበኺ ይኺእል አስተር ሓብተይ አጀኺ አብ ጸሎት በርትዒ እመ ብርሃን ትርድአኺ kbreti haftey ብሓይሊ አምላኽ ኩሉ ሰናይ ኽከውን ኢዩ አጀኺ ሓይሊ አምላኽ ምሳኺ ይኹን ።✝️🙏🤝🫶😘❤️🍃🕊️

  • @user-ij2mx2io7f
    @user-ij2mx2io7f 3 หลายเดือนก่อน +10

    እዋይ ማማ ኣሲተር እጆኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጸላእኪ ይብከ ማሮኒየይይ& ሉለይይይ ድማ እብ ዘለውኡ እምላክ ይሓልወን እዘን ይሕዋተይ ንመን እልዎ እምላክ እብ ዝሓጸረ ግዘ ምስ ደቅኪ ክትሓቃቀፊ እኪ ነዚ ርጉም ድማ ምስ ሰበይቱ ናይ እዶም እይ ስኣኑ 😢

  • @yohanneszegergish8438
    @yohanneszegergish8438 3 หลายเดือนก่อน +12

    መርሓባ ጆሲ ፡ ስለ'ቲ ትገብሮ ናይ ሕልና ስራሕ የመስግን። ኣስቴር ድማ ኣጆኪ ኣብዚ ብሸለል መለል ዝኸይድ የሎን፡ ምናልባት ኣብዚ ስዓት እዚ ከምቲ ዝበልክዮ ሓበሬታ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ እየን ዘለዋ ርግጸኛ እየ ዝኾነ ሽግር ኣይገጥመንን እዩ ፡ ብኸመይ ትረኽብየን ጥራይ ክንሓትት፡ እቲ ዕርኪ ኣቦአን ተትረኽቦ እሞ አበይናይ ከተማ ከምዘለዋ ክንፈልጥ። ኣነ ብወገነይ ብዝተኻእለ ክጽዕር እየ፡ ኣይትብከዪ ብሕጊ ውን በይነን ክነብራ ይፍቀደን እዩ፡ ኣብ ትሕቲ ጽላል ፖሊስ፡ ኣይትፍርሒ ኣጆኺ ዘብኪ የብልክን፡

    • @adiamgide4247
      @adiamgide4247 3 หลายเดือนก่อน +2

      Please help her

  • @Robi-94
    @Robi-94 3 หลายเดือนก่อน +29

    ሰይቲ ኣቦ ረሳሕ እንድያ ሰይተቦ ጨካን እንድያ ሰይተቦ ኣረሚን እንድያ ሰይተቦ ሰይጣን እንድያ። 😢 እመንኒ ኣቦእን ሰበይቱ ኢያ ትግድዶ ዘላ እቲ ጠንቂ ሰበይቱ ኢያ ክፈትሓካ ኢየ ገለ ትብሎ ትከዉን ካልእ ካልእ ትብሎ i'm sure ሰይቲ ኣቦ እያ ጠንቂ 😢 ንሱ ዉን ኣድጊ ሕማቅ ደንቆሮ ኢዩ እዋይ ብሕርቃን ሞይተ ጾም ምድሪ 😭

    • @eritreawit1708
      @eritreawit1708 3 หลายเดือนก่อน +3

      Qinie eyu eko deqa keywesidea mis deqa keytitehahaqof keyhalifela tohitia koina kitnebir eya tideliya zela eten qoliout adena mis Bela kea dema genifiluwa

    • @mamadesugidu6033
      @mamadesugidu6033 3 หลายเดือนก่อน +1

      Tikikil nsu yu eti haki

    • @yordanosweldemichael1707
      @yordanosweldemichael1707 3 หลายเดือนก่อน +1

      ትፈልጦ ዘይብልካሕማቅ ኣይትዛረብ

    • @mamadesugidu6033
      @mamadesugidu6033 3 หลายเดือนก่อน

      @@yordanosweldemichael1707 kabzi nilaeli entay kifelit deliki/ka

    • @adamabrahan8721
      @adamabrahan8721 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@yordanosweldemichael1707ንሱ አዩ አቲ ሓቂ ዋላ ኣብ ዓድና ንርአዮ ዝነበርና ሓቂ አዩ፡ሰይተቦ ሸይጣን አያ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 3 หลายเดือนก่อน +16

    ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ቀጽሎ
    ኣጆኺ እዚ ንብዓት ንብዓት ኩልና ከምኡ ጸገም ተሕልፍ ዘለና ኢዩ።
    ኣብ ኢሚግራሽን መዓስ
    ርኢኻ ክርከባ ይኽእላ
    ብፍላይ ኣብ አውስትራሊያ ዘለኹም
    ከብዲ ናይዛ ለዋህ ኣደ
    ሓበጭበጭ ዘየብሎ ኣሎ ክብል ኣይክእልን እዬ ።ኢደኢድና ንሓግዛ
    እንዳበልኩ ብትሕትና ክምሕጸነኩም ይፈቱ

  • @ghenetzerihunweldeghebriel7293
    @ghenetzerihunweldeghebriel7293 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዋይ ሐፈተይ አጆክ ኩሉ ክሐልፈ እየ ዝሐፈተይ አይትበከይ ስብአይ ከምኡ እዩ አደ እያ ንውላዳ መስውአቲ ትከፈል ንፉዓት ብዝፈልጦኦ ቃንቃ ይጣፊአ ትም ካይብላ አ

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis7331 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኪ ሓፍተይ ጆሲ ሓዉና ክኣ ትንኣድ ወዲ ኣዳም👍 ኣብዚ ጉዳይ ሓፍትና ስድራቤት ናይ ክልቴኦም ወገን ከራዳድኡዎም ኣለዎም ወላዲት ምስ ዉላዳ ክትፈላልያ ዞሎ ስሚዕት ማንም ዩ ዝርደኦ

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ኣደይ መዓረይ ጸላኢኪ ደም ይንባዕ💔💔💔💔💔
    ኣዮኪ ባዕለን ድሃይ ክገብራልኪ እየን ኣምላክ እንታይ ይስኣኖ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dh1208
    @dh1208 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኤህ ኣታ ክንደይ ይሓስም.
    መስጣ ኣለዎ እዚ ንብዓት'ዚ
    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኣባይኪ ይንባዕ. ክትረኽብየን ኢኺ. ኩሉ ናይ ፈጣሪ አዩ.

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኣጆኪ. እዛ. ሓብተይ ጸሎት. ግበሪ ኦ ኣምላኽ. ይቕረ. በለላ. ኢልኪ ኣነ. ብዓይነይ. ድራኩዎ. የለን ንስኻ. ግአን ንኹሉ ትር ኢ ኢኻ. ኣነ. ኣይፈርድን. ባዕልኻ ሕለፎ. ኢልኪ. ጸልይ እቲ. ጸገም. ንሶምን. ፈጣርን. ይፈልጦም. ጸልይ ምስ ኣቦን. ኮነ. ሰይቲ. ኣቦን. ብፍቕሪ.ብምርድዳእን. ጥራሕ. እዩ. ኩሉ. ክሰልተኪ. ድክል. ከን. ድርድኣኒ. ኣቡአን. ኣብ መንጎ. ተቐርቂሩ. ኣሎ. ኣብ ከምዚ. ሂወት. ከለኻ. ትገብሮ. ውን ኣይትፈልጥን. ኣየመክሕን. እዩ. እታ. ሰይተቦ. ውን ከም. ጋል. ኣንስተይቲ. ትፈርሕ መስኪ. ከይትወስድዮ. ወይ. ምሳ.ክኸውን. እዩ. ክገድፈን. እዩ. ኢላ. ወላ. ንስኺ. ከምኡ. ኣይትሕሰቢ. ንሳ. ግአን ግድን እያ. ከምኡ. ክትሓስብ. ኣይትሓዝላ ኣብ ከምዚ. ደሎ. ሰብ. ድገብሮ. ኣይፈልጥን. ድብሎ. ውን ኣይፈልጥን. ሕጂ. ንስኺ ከተረድያ. ፈትኒ ወላ. ብፈይስቡክ ሰይጣን. ሓዊ. ክኣትወና. እንበር. ብፍቕሪ. ብምርድዳእ. ክንፈትሖ. ጸገማትና. ኣይደልን. እዩ ሓደራ. ምስጢር. ገዛኺ. ከይተውጽኢ ብጽቡቕ. ጥራሕ. አልዕ ልዮም ኩሉ. ክሓልፍ. እዩ. ደይ ሓልፍ. ሕማቕ. ዘረባ. እዩ ብጽቡቕ. መንፈስ. ብደይ. ጸርፊ. ተረዳድዮም. ሓለፋ. ንሶም. ከማን. ንስኺ. ክትጸርዮም. ይግባእ. ምክንያቱ. ናቶም. ይኸብድ. ኣብዚ. አውሮፓ. ጸቕጥ. እስትረስ. ኣሎ. ብፍላይ. ኣብዚ. Uk ከባቢኡን ካልኣይ. ደቅኺ. ውን ንኹሉ. ሸፍንኪ. ከም. ኣዴን. ክርያኣ. ብፍቕሪ. ክነብራ. ጥራሕ. ክትመክርየን. ይግባእ. ወላ. ንሰን. ከምዚ. ላትና. እንተበላ. ንስኺ. ብግምጣሉ. ፍቅሪ. ጌርኪ. ደሓን. ወላዲት. ስለ. ድኾነት. እንዳላ. እንዳ. በልኪ. ኣረድየን. ሓደራ.ን ጽል ኢ ወይ.ንህሜታ. ቦታ. ኣይትሃ ብየን ሓደራ. ኩሉ. ንትምህርቲ. እዩ ምጥንቃ. ክሓልፈልካ. እንታይ. ደይጽወር. እዛ. ሓፍተይ. ጸገም. ከይ. ሓለፍካ. ራህዋ. የለን. ፈተና. ንጽቡቕና. እዩ. እቲ. ኣቦ. ውን ተቐርቂሩ. እዩ ምቕርቃር. ድከፍአ. እዩ ንደይ. ፈተና. ቀሊል. ይመስል. ከቢድ. እዩ ሓደራ. ሓፍተይ. ንፋስ. ከየእተክ. ብጸሎት. ቤተክርስትያን. ብምኻድ. ስለኦም. ሽሞም. ጽሕፍክ ጸልይ. ወላ.ናይ. ኣቡአን. ናተን. ሰይተቡአን. ደቁ. ናይኩሎም. ጽሕፍክ. ኣብ ናይ. ጸሎት. ቦታኺ ኣቀምጥ ዮ እመንኒ. ባዕሎም. ክድውሉልኪ. እዮም. ንስኺ. ግአን ጽፍርኪ. ኣለጋግስኽ ጸልይ. ኩሉ ክር ህወኪ. እዩ ስሎኦም ኦ ኣምላኽ. ልበይን. ልቦምን. ክፈት. ብፍቕሪ. ጉዳይና. ክንረዳዳእ. ኢልኪ. ማይ. ድጋመት. ስተይ. ጾም. ኣርብዓ እዩ. ሕጂ. ከይ. ተቀየምኪ. ጸልይ. ባዕሎም. ክድውሉልኪ. እዮም ብኸምዚ. ብዙሕ. ሽግረን. ተፈትሓለን. ኣለዋ አለው ፈትዮም ኣይኮኑን. ስለ. ተቀርቀሩ. እዮም. እዚ. ኩሉ. ኣይትሓዝሎም. በቃ. ቀንዲ. ንስኺ. ኢኺ. ክትጸርዮም. ደለኪ. ኢኣ ሓፍተይ. ሓደራ. ሓደራ. ብፍቕሪ. ንኹሉ. በድህዮ ንፋስ. ኣይተእትው ከምዚ. ኢሎሙን. ከምዚ. እንተ. ኢልኪ. ሎሚ. ውርደት. ደቅኻን. ንዓኻን. ንስድራኻን. እዩ እቲ. ነገር. ቅን ብፍቕሪ. ኣይፍታሕን. ልቢ. በሊ. ሓደራኽ

    • @WegahtaKidane-wb8hb
      @WegahtaKidane-wb8hb 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kebrti haftey ajoki amlak hayli yehbki ab geza fetna ketbrtai alki kulu nexbqoye eye elki xolot keyqaraxki gebari amlak balu kehgzaki eye atum xore zekodkum nau nabey kerfakum namlak kulu yekalo eyu
      Kubrate yehwaty abzi kuluna neza haftey kebzi zelto chnaqt ketwaxe ab xolot nezkra

  • @B.S6093
    @B.S6093 3 หลายเดือนก่อน +11

    ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ ደቕኺ እኹላት ኢየን ባዕለን ክድውላልኪ ኢየን። እዋይ ጨካናት መስጥአን የውርደልኩም።

  • @noah2020
    @noah2020 3 หลายเดือนก่อน +20

    ንደቀይ ክዳውንቲ ካብ እስራኤል ሊኢከለን ክትብል ሰሚዔያ ሐቀይ እሞ ናበይ ከተማ ኢልኪ ሊኢክዮ ኢልካ ዘይሐተትካያ ጆሲ

    • @yordanosweldemichael1707
      @yordanosweldemichael1707 3 หลายเดือนก่อน

      ሓሶት ምኳኑ በዚ ኢካ ትፈልጥ ቅንጣብ ሓቂ የብሉን ኣብቲ ዘለውኦ እየ ዝነብር

    • @mamadesugidu6033
      @mamadesugidu6033 3 หลายเดือนก่อน

      @@yordanosweldemichael1707 enteneberki ke entay ynebra entay yehlfa tfeltyo aleki dyu

    • @devetu5666
      @devetu5666 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@yordanosweldemichael1707Tehzni wladki ms seyti abo kiabyu yfetnki amlak 😢

  • @user-xm6zh2nf9q
    @user-xm6zh2nf9q 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣባይኪ ሓፍተይ ጸላኢኺ ይብከ😢😢😢 ኣቱም ሰባት ከመይ ንከውን ኣሎና ተጨካኪና💔💔 ጆሲ ሓወይ ኣምላክ ይባርካ ስለዝሓገዝካያ❤❤

  • @hanibalgerye5382
    @hanibalgerye5382 3 หลายเดือนก่อน +13

    josi hawey bejaka ab shakilot alena ab haxir gize melsi amxealna ajoki haftey natey abayk yinbae

  • @nohimelles3205
    @nohimelles3205 3 หลายเดือนก่อน +11

    Ajoki haftey knhatatit ena sebka ab kulu yxnhaka❤

  • @redaegoitom4488
    @redaegoitom4488 3 หลายเดือนก่อน +4

    አጆኪ አስቱ ሓፍተይ አይትብኢ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ምስ ደቅኺ ክትራኸቢ ኢኺ ንአምላኽ ዝሰአኖ የለን

  • @YGdud-is4gu
    @YGdud-is4gu 3 หลายเดือนก่อน

    ሓፍተይ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣይትብከየ ኣምላክ ይሓልወን እስራኤል ጥዑም ናይ ኤሮጳ ጸገም ንበይኑ እዩ ፈጣሪ የጽንዕኩም ደቅኪ ክትረክብየ ን ኢኪ ብሓይሊ ኣምላክ ካብ እስራኤል እየ 🙏🙏🙏

  • @muzittekia8242
    @muzittekia8242 3 หลายเดือนก่อน +11

    Ajeki zhaftey amlak alo eti kulu zkel thanks josi hawey nezen yehwatna dmtsi sle tkonen zeleka

  • @user-vz5io2oz5h
    @user-vz5io2oz5h 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ሓፍተይ በይንኺ ኣይኮንክን ፡ እዚ ኣጋጢሙኪ ዘሎ መፍትሒ ኣለዎ፡ ሓደ መዓልቲ ከኣ ጽቡቅ ዜና ድምጸን ክትሰምዒ ኢኺ።

  • @blm5287
    @blm5287 3 หลายเดือนก่อน +70

    ነዚ እንዳ ራእና ከመይ ኢልና ክንወልድ ክንዘምድ ገጽኩም ትርሓቅ😢ለኪምኩሙና ነቶም ነኣሽቱ😢

    • @user-un7vd6ux9o
      @user-un7vd6ux9o 3 หลายเดือนก่อน +3

      Yegrmka eu offf 😢😢😢😢

    • @meleymekonen9798
      @meleymekonen9798 3 หลายเดือนก่อน +3

      Abayka zefrh yeblon tebay hlna teleka ykeal eyu kemziy wedi jebeliy zbelu hlnateliyu kulu alu.mo keytzamed elkas ktzmu eka😂 ajuka tesfa kab amlak eyu

    • @tesfa7382
      @tesfa7382 3 หลายเดือนก่อน +2

      😂 Nukula Wedikaya Bel

    • @zewdiwel1373
      @zewdiwel1373 3 หลายเดือนก่อน +3

      Abayka aytfrah neusey ms weledkum ndekkum nberu n som eyom leli kulu.kdmi mwladka gn tsbuk gierka mflat agedasi eyu

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኢንታይ ድኣ በልማማ ገርካዮ ሕያዋይ ሰብ ኣሎ ሩጉም ሰብ ኣሎ

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ሓፍተይ ናብ ሕጊ ጥራይ ኪዲ ሓቂ ሒዝኪ ኣምላኽ ምሳኺ ይኩን❤

  • @nebu5224
    @nebu5224 3 หลายเดือนก่อน +3

    ወይ ሓፍተይ ጸላኢኺ ይንባዕ ስደት ክሳርኡ በዚሑ ኣብ ዘየዕበየን ኣቦ ምስዳድ እዩ አቲ ጌጋ ኣምላኽ ይርኣየልኪ 🙏

  • @selamawitwe3213
    @selamawitwe3213 3 หลายเดือนก่อน +4

    Ajoki zhaftey aebita zelekiya aediy (Enbasiy nay Australia kediky Aezararbiyom Ajoki) bihgiy heziyo ketibekiy ❤️🙏

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 3 หลายเดือนก่อน

    አጆኪ ኪዳነምሕረት አላ ምሰ ወዳ መድሂንአለም አሎ ጽባሕ ድምጺ ደቅኪ ክትሰምዒ ኢኪ አብ ሐጺር ጊዜ ብደቅኪ ክትሕጎሲ ኢኪ አይትብከይ ጸልይ ብጾሎት ክንሕግዘኪ ኢና ሰብ እንታይ ዓቅሚ አለዋ ዓቅሙ ድኩም እዩ ሃይሊ አምላክ ምሰእን አሎ ሐላዊኤን አይታከሰን እዩ ሰሰናዩ❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @user-ln4jz9uf8j
    @user-ln4jz9uf8j 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eway ane haftey abayki ynbae tref nametat si n mealtat win dekna dmtsom keysemaena aynkelon bzkone gin amlak nab lbu ymleso. Josi hawey dma azika buluts menesey eka edmen tenan yhabka ❤❤

  • @samsonhailemichael6710
    @samsonhailemichael6710 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ሓደ ሰብ ዘረባ ሰሚዒና ኣይንፍረድ ሓቃ ኽትኸውን ትክእል ግና ናቱ ናይ ሰበይቱ ምስኡ ዘላ ምስ ሰምዓና እንተንፈርድ ጽቡቅ ኢዩ
    ሕጂ ሓቂ ንምፍላጥ ሓቀኛ ዝኾነ ምድላይ ንተሓባበራ ነዋህልል

    • @yordanosweldemichael1707
      @yordanosweldemichael1707 3 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ኣለካ

    • @sevendays6738
      @sevendays6738 3 หลายเดือนก่อน

      Nsa haki ala eten koleu mejemerta ms atewa hagezti alewon eten koleu adena amxalna endhir elen kemxeulen ykelu eyom malate case endhir abertieno adena nnewih amet ayreanayan endhir elen keltifom yemxeulen nsen ms adien bselam ynebra abuen kea selam geru ms sebeytu ynebir kemzi zreyo zeleku gn sebeytu kenia bdhrey mexya sebayey ktwesdwley ela eya thasib zela zelekwo adi sle zkone eye ankora adien endhir mexya deka hiza nab kalie ketema tkyir selam gera ms deka tnebir neeu kea set elu hadaru ygebir

    • @adamabrahan8721
      @adamabrahan8721 3 หลายเดือนก่อน

      ሓቃ አወ አተን ደቃ ባዕለን አቲ ሓቂ ነጊረን አየን ካልአ ቪድዮ ኣለካ ናይተን ቆልዑ

    • @redae3365
      @redae3365 3 หลายเดือนก่อน

      Eti guday kebid ekua entekone, nayti hade wegen dma entezsimae metan eti shgir meftihi kirekib. Nsatom wn zblowo kihiliwom yikiel eyu nay hade wegen tray semieka zeymifrad.
      Amlak Selam yhabena

  • @ghenetzerihunweldeghebriel7293
    @ghenetzerihunweldeghebriel7293 3 หลายเดือนก่อน +18

    ኤህ መን ወላድ የእብዩ ዘመስገነ ስብአይ አሎ ገጾም ትርሐቅ ስብአይ ዝባሃል ካሕዳም

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 3 หลายเดือนก่อน +1

      Suq beli qahmam kulu sebay hade aykonen kdey alewu sebt sebut mesilom dkedu ghabu bal nski ab mengedi tirekbeom heray tiblom dqalaken tesekimkin ka kemzi do kemzi do tibla sheramut deqalu afkin hza

  • @fevenhabte3778
    @fevenhabte3778 3 หลายเดือนก่อน

    Eway amlakey mhretka awrd bejaka 😢azye hazine mskneyti ade do tnebeo 😢ajoki mearey egziabhier xegemki kqntto eyu jossy thank you amlak ybarkka ❤

  • @Debas97
    @Debas97 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣጆኪ ኣብ ዓዲ ሕጊ እየን ዘለዋ ጠፊኤን ኣይጠፍኣን እየን😢

    • @yordatv419
      @yordatv419 3 หลายเดือนก่อน

      አዲ ሕጊ

  • @genetyemane5567
    @genetyemane5567 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሓፍተይ & ደቀይ 😭 thank you josi for helping her & helping the community

  • @teklegebryowhans6814
    @teklegebryowhans6814 3 หลายเดือนก่อน +22

    ኣቱም ህዝቢ እንታይ ንከውን ኣለና ።
    ኣባይኪ ሓብተይ!

  • @sabaasgedom3290
    @sabaasgedom3290 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ምዓረይ ንግዚኡ እዩ እዚ ጸበባ እግዝኣቢሄር ኣይገድፈክን እዩ 🙏🏾🙏🏾❤️

  • @merhawwit
    @merhawwit 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egzaebiher sdetna yehtsirelna bejaka bejaka bejaka Goyta Jesus wedi Dngl Maryameye ❤❤❤ Egzaebiher miswuldiki yerakbiki❤

  • @nezz2025
    @nezz2025 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ኣይትብከዪ❤ቀጥ ኢልኪ ተዛረቢ💪✅ እሞ።
    ንሕና ኸኣ
    ቃሎም ከኣ ክንሰምዕ፡ ከም ዝሓለፈ ፡ ዘረባ ሓደ ወገን ሰሚዕና ኣይንፈድን

  • @yonasghebre6729
    @yonasghebre6729 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ዛሓብተይ ዉላድ ሓያል ኣምላኽ ብሰላም የራክብክን ኣካክቦ ይፍጠረልክን። ጆሲ ሓወይ ኣቦ ዉጽዓት🙏🙏🙏

  • @TesfahiwetYohannes-iq9fq
    @TesfahiwetYohannes-iq9fq 3 หลายเดือนก่อน +2

    Slemntay komui ygebren alo nsu khtet alewo zereba hade semikum aytfredu kab zhalefe temaharu tesfa n gber krekba amlak b mhretu yritena❤❤❤

  • @senay6334
    @senay6334 3 หลายเดือนก่อน

    ኣባይኪ ይንባዕ ንባዕላ ክትብል ክትወግሕያ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘለዎም ኣብታቲ ኣውስትራልያ ዝቅመጡ ክሕግዙኺ ዮም ።

  • @tekestehaile
    @tekestehaile 3 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓው እዚ ዝብሃል ዘሎ ሐቂ እንተኮኑ ዓቢ ገበን እዩ መሰለን ሕሉው እዮ ነቲ ወላዲኤን ግን ንነዊሕ ዓመታት ዘአስር እዩ። ኣምላኽ ምስ ውጽዑ እዩ ኣጆኺ ወላዲት ብኽያትኪ ናብ ስሓቅ ክልወጥ እዪ። ኣነ ክሕብረኪ ዝደሊ ኣብ ኢድ መንግስቲ እተድኣ ኣልየን ዝቀረበን ዝረሓቀን ክረኽበን ኣይካኣልን እዪ። ጉዳየን ተወዲኡ ምስተረጋገኣ ባዕለን ክረክባኪ ዝክእላ። ዘሸግር የብልክን

  • @AGeb-rj6lt
    @AGeb-rj6lt 3 หลายเดือนก่อน

    አጆኺ አነ ካብዛ ናይ ደቅኺ ዝገደደ ዘሕለፊኩ ሰብ እየ ንዓኽን ንደቅኽን ካብ ኩሉ ኩፉእ ሰዊሩ ትሕጎስሉ ግዜ ክመጽእ እዩ እግዚአሄር ዝሰአኖ የብሉን አጆኺ 🙏

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks so much 🙏🏻 my brother 🙏🏻 👑Always I'm proud of u ✨️
    Ajoki mqritey haftey GBU 🙏🏻

  • @restinkifle5299
    @restinkifle5299 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki haftey marey amlak alo mis deqik kitrakbi eki 🙏🙏🙏

  • @zewdiwel1373
    @zewdiwel1373 3 หลายเดือนก่อน +3

    Nay zgermenisi nede keteguhyu dekkum tbdlu sebueut mhlawkum eyu.netom nfuat aytmlketn eyu ezi. Kami kedadm wlud:: bdhrieu sebeyti abo ade kulu dhrieu wlud gn hiwetu mlue eika tebelashwelu slezi hadera yehwatey! Edl dekna an nebelashu! Haftey kea ajoki n hatsir gizie eyu18/19 akilen eyen bzuh aytchenki !nbaelki key thami❤❤❤❤

  • @tiebetesfandrias9510
    @tiebetesfandrias9510 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣይትንብዒ ድሕሪ ብዙሕ ጸበባ ራሕዋ ናብ ኣምላኪ ጸሎት ግበሪ

  • @snitsemhosi6417
    @snitsemhosi6417 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ውላድ ሓያል ብሰላም የራክብክን ኣካክቦ ይፍጠረለክን እምበር ኣቦ ንውላዱ ጋና እዩ

  • @Meanddabear
    @Meanddabear 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki amlak msaki ykun🙏🙏🙏❤️

  • @elsaberhane7190
    @elsaberhane7190 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዝሓፍተይ እግዚኣቢሄር ንጸገማትኪ የቅልለልኪ ኣጆኺ ንኣምላኽ ዝሰኣኖ ነገር የለን ባዕሉ ኣምላኽ ክሕልወን እዩ

  • @kamillclassic8714
    @kamillclassic8714 3 หลายเดือนก่อน +24

    Post ሰዲዳትለን ትፈልጥ እንቶኮይና ብምንታይ ኣድራሻ ሰዲዳትለን?

    • @eritreawit1708
      @eritreawit1708 3 หลายเดือนก่อน +1

      Oww point

    • @yordanosweldemichael1707
      @yordanosweldemichael1707 3 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ሕቶ

    • @user-zn3tb1kf9u
      @user-zn3tb1kf9u 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@yordanosweldemichael1707Eski deki eta sebyti abom ab kulu kendu telki zelki😏

  • @EritreaGodbless
    @EritreaGodbless 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቦ ክንድዚ ይጭክን ዓክ ኣምላክ ምሕረት ሃበና

  • @yafetgebryesus7935
    @yafetgebryesus7935 3 หลายเดือนก่อน

    ውሉድ ምስ ውሉድ ንከይራኸቡ ዓቢ ታራ ዘለኩም ኣቦታትን/ኣዶታትን ልብን ሳዕርን ናሓደረ ይበቁልን ይዕንብብን ዩ ሞ ልቢ ንበል የሕዋት ኢና ኣይንጨኻኸን 😢😢😢

  • @solomonliza
    @solomonliza 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን ዝባሃል ሲ ሓቂ እንካ ኢዩ ። ብዝኾነ ኣጆኺ ከሉ ብፍቓድ ኣምላኽ ሰናይ ክኸውን ኢዩ ።

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 3 หลายเดือนก่อน

    አጆኺ አባይኪ ይብከ እግዝኣቢሄር ክረድአኪ እዩ 🙏❤🙏

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki haftey abayki yenbae ezlgzieabiher mewedaeteu yetsebekelken ember weladit konka ketrieo gen neamlak gedefelu hanti aykonan eyen beselam yerakebken amlak❤❤❤❤

  • @mamadesugidu6033
    @mamadesugidu6033 3 หลายเดือนก่อน +1

    Astuye Ajoki aytinibie Egzabiher kulu yu zkealo krkeba eye ❤❤

  • @SemharArefaine
    @SemharArefaine 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki haftey Egzabiher Amlak yhagzki 🙏

  • @user-hg8dn4ic7g
    @user-hg8dn4ic7g 3 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍፍ ማርተይ ሉለይ አግዛብሄ ኣምላክ አስከ ምስ ኣዲክን የራክብክን ቡሉጻተይ ኣምላክ ምሳክን ይኩን ሉለይ

  • @user-mo2sz4vp3q
    @user-mo2sz4vp3q 3 หลายเดือนก่อน +16

    ጆሲ እዘን ቆሉዑ ኡኹላት እየን። እቲ ቦታ ትፈልጦ ተትኸውን ጽቡቅ ነይሩ። ። ኣቦኦን ስሙን ስም ኣቡኡን ንገኒ በላ እሞ ጽሓፈልና።

    • @mamadesugidu6033
      @mamadesugidu6033 3 หลายเดือนก่อน +4

      Brhane Asfha ybehal hawey natey

    • @tirhasmogos9273
      @tirhasmogos9273 3 หลายเดือนก่อน

      Ambesa kbur hawi

    • @adamabrahan8721
      @adamabrahan8721 3 หลายเดือนก่อน

      ብራኣቮ ክቡር ሓውና ሓላፍነት ናይ ኩላትና አዩ ኣብ ጥቅአን ዘለኹም ኣለና ኣብ ጎንክን በሉወን ሓወይ❤❤❤

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 3 หลายเดือนก่อน

    ዘይፈልጡኦ ዓዲ ከይደን ሓጋዚ ዘይብለን ከቢድ እዩ ሰበይቱ ውን ወይ ደቅኻ ወይ ሐዳርካ ምረጽ እያ ክትብሎ, ሕማቅ ከየጋጥመን አምላኽ ይሐልወን ❤

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 3 หลายเดือนก่อน

    Jossi nska keman bzkealeka tfeltom sebat entehalika tehababera, ኣጆኪ ሓብተይ ልቢ ይገብር ከኣ ይኸውን ደቁ ክሰን ሲ እንድዒ እምበር ዝወለደስ ክሳብ ክንድዚ ድጭክን ኮይኑ ኣይስምዓንን እዩ፡

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ቀሊል እዩ ንኢምባሲ እውስትራልያ ኣብ እስራኤል ርክብ ግበሪ ኩሉ እቲ ፀገምኪ ንገርዮም ክህጉዝኺ እዮም እጆኺ ክብርት ሐፍቲ ።

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki brikti haftey Egzabhar Amlak kulu n Senay kgebro eu Egzabhar Amlak n beatki ydrez haftey natey abayki ynbae❤

  • @nahmenweldekidan-kg1kr
    @nahmenweldekidan-kg1kr 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki haftey amlak alo 🙏🙏🙏

  • @michelsimon4865
    @michelsimon4865 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki zhaftey fetari allo❤🙏

  • @terhasmengestab3467
    @terhasmengestab3467 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki haftey natey xelaki yenbe ezabher amlak mese dqiki terakblu mengdi yfterlki zeyaday aytenbe amlak mesen eyu be strong

  • @AidaKidane-kp2dg
    @AidaKidane-kp2dg 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ዘይፈልጣ ቆልዑት ነረን ተዝኾና ሓቅኪ እዜኣን ደቅኪ ግና ጎብዘን እየን ፅቡቅ ክትረክብየን ኢኺ

  • @destalibey6435
    @destalibey6435 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki haftey natey eway amlak aboy

  • @selamnathaniel7576
    @selamnathaniel7576 3 หลายเดือนก่อน

    Oh josias brother please help this poor mother in finding her girls anybody in Australia please help her 🙏 😢💔 our dear sister stay strong your beautiful girls will be found safe and you will in God's name be reunited soon . My thoughts are with you.

  • @arsutekeste2044
    @arsutekeste2044 3 หลายเดือนก่อน

    Fetari misen ykun 🙏🙏🙏

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ክቡር ሓው ፅቡቅ መደብ ::
    ሓፍትና ኣጀኺ ኣይትንብዕ ንግዝኡ እዩ ሽግርኪ
    ክሓልፍ እዩ ::
    ንሰብኣዊ መሰል ዝቃለሳ
    ከም በዓል ኤልሳ ጭሩም
    ርኸብዋ ክትሕግዛ
    ትኽእል እያ ዋላ ምስ ደቃ ተራኸበታ
    😍🙏

  • @user-sg2te4ek4s
    @user-sg2te4ek4s 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጂኪ ክብርቲ ሓፍተይ ገባሪ ኩፍእ ኣምላክ ይፍደዮም

  • @briktiberhe9636
    @briktiberhe9636 3 หลายเดือนก่อน

    Agoki zhabtey amlak alo 🙏🙏🙏

  • @aberahaile3167
    @aberahaile3167 3 หลายเดือนก่อน

    Ahhhh ajoki habity nateyyy amlaki msaki alo 🙏🙏🙏🙏

  • @rer7189
    @rer7189 2 หลายเดือนก่อน

    Ahi way haftey ajoki egzabiher amlaki alo nay Israel mebkey wihidusi ezi ka ajoki ❤

  • @robielkuburom9280
    @robielkuburom9280 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዓሕ እዋይ ስደት በዲልና ኣደ ኣብከምዚ ዓይነት ክትርእያስ ክልተ ሞት 😢

  • @helenhaile2591
    @helenhaile2591 3 หลายเดือนก่อน

    Haftey agioki ...yehwat alowuni ab Australia eza video kisedelom eye🌹🙏🏾

  • @meriTadesse-hl3xp
    @meriTadesse-hl3xp 3 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ወላዲት ትረኽቦ ኣጆኺ ኣምላኽ ጽላሉ
    የምብረለን ዝሓፍተይ😢😢😢😢

  • @yordanosghirmay8600
    @yordanosghirmay8600 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki aytchneki Egziabher msan alo ktrekbyen aki.
    2 sle zkona ka aytshegeri.
    God bless you ❤️ 🙏 🙌

  • @suzanabrhane1469
    @suzanabrhane1469 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki adey marey xelaki yebke dahan krekeba eyen nemen eilwo fetari 😢😢😢🙏🙏🙏

  • @EritrawenetKuburMenenet
    @EritrawenetKuburMenenet 3 หลายเดือนก่อน

    አጀኪ አምላክ ምሰእን አሎ ❤❤❤

  • @rufealmsgana3320
    @rufealmsgana3320 3 หลายเดือนก่อน +2

    እታይ ኢና ንሰምዕ ዘለና 18ን19 ናብ ደስ ዝበለን ክድዉላን ክከዳን ይክእላ እድየን ፥እሞ ትምህርቲ ወይ ስራሕ የብለንን ድየን ስለዚ ንሰን አይደለያን ዝኮና ዘለዋ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki mearey ufff lbey tenkifatni eza haftey ajoki Egziabher alo

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ጌርካ ዝሓገዝካያ፡ እዘን ቖልዑ እቶም ኣብኡ ዘለኹም ሓግዝወን

  • @danielabraham7491
    @danielabraham7491 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤️

  • @gulbetmsgna6452
    @gulbetmsgna6452 3 หลายเดือนก่อน +2

    Entay aynet chkane u haftey ajoki amlak yhagzki 😢😢😢

  • @zabebamebrhatu3192
    @zabebamebrhatu3192 3 หลายเดือนก่อน

    🙏❤❤❤

  • @flower525af4
    @flower525af4 3 หลายเดือนก่อน

    Tray sb Amlak tewekeli. Eti luul fetari midien eyu. Amen Amen Amen

  • @meadinabrehaleyneghasi7950
    @meadinabrehaleyneghasi7950 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki amelk msaki ykun 🙏🙏🙏

  • @AsmeretTareke
    @AsmeretTareke 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki hafteyyy ❤😢 kandey yhasmu eu btami ygerm eu aya ragamti seytobo 😢😢😢😢

  • @saba5749
    @saba5749 3 หลายเดือนก่อน

    Agki khalf ij🙏🙏🙏

  • @freweynigoitom639
    @freweynigoitom639 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoki amlak msaki ykun mama❤

  • @liebetsegu1995
    @liebetsegu1995 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ጉድ ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ ክትረክብየን ኢኪ ጸላኪ ይንባዕ

  • @meazakrstos3209
    @meazakrstos3209 3 หลายเดือนก่อน

    Egzabhar Amlak ybarka bruk hawuna🎉

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 3 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ይሐግዝኪ አብ ዓዲ ሕጊ ኢኪ ዘለኪ አጆኪ

  • @michaelgebrehiwet38
    @michaelgebrehiwet38 3 หลายเดือนก่อน

    Selam yohwat eziy wedn eza sebeyt ade ezen kolau zblwo zelewu kab hakiy zrahke eyou ayttehaweku nmfrad ane yfelten eye sm seb aytekfኣኡ bejakatkum

  • @almazhaile4301
    @almazhaile4301 3 หลายเดือนก่อน +2

    ወላድ ትረክብዮ
    ፈጣሪ ይሓልወልኪ