ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025
  • ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    linktr.ee/josi...
    FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#Amancanada#aman

ความคิดเห็น • 276

  • @ibrahimadem5441
    @ibrahimadem5441 ปีที่แล้ว +35

    ንሓግዞ አዚ ሓውና ጠበቃ ንግበር ነዋኤአ ሰልዲ ፈጣሪ ይሓግዞ

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 ปีที่แล้ว +11

    ቁሩብ ፈጣሪ ንፍራህ ጽባሕ ከቢድ ዋጋ ከይንከፍል ብምስትወአል እንተኽድና ይሃይሽ

  • @adayoflight8982
    @adayoflight8982 ปีที่แล้ว +12

    🙏🙏🙏💞ግን ሲ ዝገርመና ዘሎ ሲ ብዘረባ ሰብ ስለ ዘጸልሜኻ ኣይትሰርን ኢኻ ሕክምና ሲ ይገብሩለን እዮም ሲ ሕቶታት ዉን አሎ ነታ ተዓምጻ ተባህላ ዘላ ሓቅነቱ ከይተረጋገጸ ዉን ኣይሰርን ዩ ገሌ ስሲ አሎ!!ከማና ኣይኮኑን ወሬ ጋል ወይ ስለ ዝተዛረብካ ትስማዕ ጋል ማለት ኣይኮነን ገሌ ስሲ አሎ ይሓስቡ የደይቡ ጸለመ ከይከዉን ሕቶን ሕክምና ንዓና ዘይርደኣና ጥበብ ይምርሙሩ. ስሲ እዮም ገለስ ሓቃ ደኣ ትረከብ ብዝኾነ መዋጽኦ ይፍጠረሉ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 ปีที่แล้ว +7

    ጆሲ ጽቡቕ መደብ
    እዋይ ስደት ጠፊእና ከይኣክል ውሉድ ምስ ውሉዱ ምፍልላይ እቲ ዓቢ ጸገም እዚ ናይ ሕጂ ክኣ ፍሕፍሐ ብጣዕሚ ዘተሓሳስብ
    ሓሓቅኹም የውጽእኩም እታ ዘምኡ
    ብከመይ ፈሊጥኪ ኢሎም ከዋጥሩዋ እንዲዮም እታ ቆልዓ ኸ እንታይ ኮይና በውዑዩ ዘይነገረት ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኩም።

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet ปีที่แล้ว +2

      ቆልዓ ዘነገረት ክትብል ኣይትኽእልን ኢኻ፡ ቖልዑ ዝዕምጹ እንተነጊርኪ እንዳበሉ እዮም ዘፋራርሁ። ዓበቲ ኸማን ከይነግራ ይፈርሃ እየን፡ ስለዚ ጌጋ

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu ปีที่แล้ว +7

    Mewaxte yftrelu ❤🙏❤️🙏

    • @SinitChemlaq-uz4jh
      @SinitChemlaq-uz4jh ปีที่แล้ว +2

      Kale hxan mentan kdegem dyu mewaxeo zfetrelu😂😂

  • @AbrahamFitsum-p1y
    @AbrahamFitsum-p1y ปีที่แล้ว +12

    አንገራ ዓለም ብላአ ዳኒ ከምዚ ዝበልካዮ ምካኑ ኩሉ ፈላጢኦም ይፈልጥ አዩ ግን ሕስምቲ ሰብ ረኺቦም ከልማዓኪ ኢላ ን ሓብታ ምስ ደቃ ከም ማርሞ ገራቶም ተጻዊታትሎም ገባሪት ሒማቅ ብ ኣምላኽ ትፍደዮ ትኮውን ማስጦም ይውረዳ ስድራበት ዘዕነወት ከምቲ ናቶም ኣብ ሓዳራ ይፍጠረላ

  • @habeshabeautyandhealth530
    @habeshabeautyandhealth530 ปีที่แล้ว +8

    ኣማን ብጣዕሚ ዘሕዝን ዓመጽ'ዩ ወሪዱዎ።😢😢😢
    ሕመቕ ናይ ዘቢባ ፡ ንነብሳ፡ ንኣማን፡ ንቨራ ነቶም ኩሉ ዘይፈልጡ ደቆም! ግዳይ ዝገበረ ዓቢ መለበሚ ካልኦት'ዩ!
    ምሕረት የውርድ ፍጣሪ!

    • @hari13514
      @hari13514 ปีที่แล้ว +3

      Amennn ❤ .N Aman dma eta haknetu ketewuxio ya gzie ynewuh ember haks wiela hadira ktflet ya welhu gebari kufui dekisu ney hadr.😢 Egzabiher kekem gbrna yhabena🙏🙏🙏

  • @berbere4478
    @berbere4478 ปีที่แล้ว +11

    እዛ ጉዳይ እቲኣ ተዓሚጻ ዝተባሃለትን ቆልዓን እቲ ጠበቓን ኢዮም ክፈተሑዋ ዝኽእሉ , እንበር ኣብ ኣሜሪካ ብዘይገበሩዎ ጉዳይ ን ከባቢ 10 , 20 , 30 ,ዝእሰሩ ኣለው ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ,😢

  • @semharzerai5479
    @semharzerai5479 ปีที่แล้ว +1

    Wo Amlak sle kulu giegatatna mhretka gberelna. Btaomiii kefieina deki sebat.

  • @AbrhetTewelday
    @AbrhetTewelday ปีที่แล้ว +7

    Aman hawey Ezigabiher Amilak mewasio yifterelka🙏🙏🙏

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ሰብ ደቀይ ፡ወድሰብ ዘይረኽቦ የብሉን ። ፈጣሪ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ ፡
    እታ ሓቃ ፡መዓልታ ኣኪሉ ንደገ ትወጽእ እግበራ 🙏🏿

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ሐወይ አምላክ መዋጽእቲ ይፋጠረሉ ፊጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @danielberhe8858
    @danielberhe8858 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ብገንዘብ እየን ድበኣሶም

  • @senaetsegay8422
    @senaetsegay8422 ปีที่แล้ว +4

    Josi win hade wegen ay thaz bkltiau wegen azerarm

  • @SamSamson-v6x
    @SamSamson-v6x ปีที่แล้ว +16

    28:49 አታ ሐወይ ዐሻ አይትኩን ቆልዐ ዐሚፁ አየ ተከሲሱ ዘሎ እታ ቀልዐ ብድንግልናአ አንተ ዘይፀኒሐ ዝኮነ ሰብ ዐሚፀዋ አሎ ማለት አየ አዚ ማለት ከአ አብ ከናዳ መመርመሪ ናይዚ ነገር ቀለልቲ አይኮነን አዚ ዝዛረብ ዘሎ ውላድ የብሉን ድየ ወላ ሐታቲ ብዛዕባ ናይቶም ዐበይቲ ህልክ ጥራይ ትዛረቡ ዘለኩም ብዛዕባ እታቆልዐ አይተረደአኩምን ዘሎ ብዘይ ድንግልንአአ አንተፀኒሐ መን ገርዎ? ወላ ንሰን ምሰኡ ህልክ ይግበራ ነታ ቀልዐ ናይ ግድን ብዙሕ ሕቶ ሐቲቶማ አለው ኢለ ይግምት ነሳ ድማ መን ከምዝዐመፃ ትፈልጥ እያ ሕራይ ንሰን ሰለዝፀልኦኦ ንበል አታ ቆልዐ ፍቅሪ አንዴሀበ ዘዕበያ ዐሚፁኒ ኢላ ትከሶ ትብል? አዚ ናይ ፍቁራት በእሲ አይኮነን ህፃን ቆልዐ ዐሚፁ እዬ መእሰሪኡ ይመሰለኒ ሰብ ቀቲሉ ከማን ከምዚ አይፍረድን አንዳበለካ ሐታቲ ሰቅ ኢልካ ትሰምዖ ካብ ጎል 11 ዐመት ከላ ዝተጋሳሳ ካብዚ ዝጠፍእ ቅትለት አሎ ድዬ ? ሰለዚ ነታ ቆልዐ ንሱ አይዐመፆን አንተ ኮይኑ ትብል ዘለካ በከመይ? ሕራይ ንሰንሲ ሰለዘፀልኦ እታ ቆልዐከ አታ ቆልዐከ አታ ቆልዐከከ ቁሩብ ብዛዕባ አይዛረብን ሰነፍ

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe ปีที่แล้ว +37

    ያ ጆሲ ነተን ሰድራ ኣቐረበን ወገን ሓደ ጥራይ ኣይትምጽእ. ንሰን አኮ ገበን ከይገብረ ኽእስርኦ ኣይክእላን አየን. ኣብ ሞንጎ ሰብኣይን ሰበይትን ሓዳር ዘነበረ ግርጭት ዘፈልጦ የለን ብዘይካ ሓደ ኤግዚኣብሄር ማለት አዩ.
    ድሓር መንግስቲ canada ጭብቲ ከይ ረኸበ ካኣሰርዎ ኣይክኡሉን አሞ ከኣ 15ዓመት ቁሩብ አባ ድሓር አታ ቆልዓ አኮ መርመራ የግበረላ አዩ ተዓሚጸ ክትበል ከላ ኣረጋግጺኦም ኤዮም ዘፈርዱዎ አምበር
    ብዝኾነ አታ ባዓልቲ ቤቱ ወይ አታ ሓፍታ jossi ኣምጽካ ኣዘረብን ወገን ናይ ኣማን ጥራይ ሰሚዕካ ኣይፈረደን.
    ድሓር ከኣ ኣማን ዓሚጸያ ክበለኹም ተደልዩ ኣለኩም 😂😂😂ዘይመሰል

    • @helengebrezghi7162
      @helengebrezghi7162 ปีที่แล้ว +1

      Josi emo kemy gera krkbn mesh mes sabi ayrkbn eyu zalw ybel alwa b fily eza belt bota tggay eyu xebh ngho ny deki zythsb keb zerb hfat tesam

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  ปีที่แล้ว +3

      Ab zomay Channel qeriben neren eyen

    • @asmeraroyalcafe
      @asmeraroyalcafe ปีที่แล้ว +7

      @@JosiasDenden አንደገና ኣብ channel ናትካ ኣምጻያ ነታ ሓፍታ. ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይፈረደን

    • @selamhayle3380
      @selamhayle3380 ปีที่แล้ว +3

      Kemzi. Kemaka. Yibzihuuu. Kab. Simiet. Wesyu. Memoro. Zihasib 👍

    • @putgodfirstweoyfpuc7811
      @putgodfirstweoyfpuc7811 ปีที่แล้ว +1

      Bhaki tsbuk zereba amitseya kblom ytsbeyu alowu.

  • @sabasabinaokubay1929
    @sabasabinaokubay1929 9 หลายเดือนก่อน

    Antom sebat weldatulo aykentin da itom dka intay kiblu ijom Egzabher yikre yblelna🙏🙏🙏

  • @Fekarkun
    @Fekarkun ปีที่แล้ว +2

    Eway xegem egziaher ms haki zhaze u

  • @weyniande3214
    @weyniande3214 10 หลายเดือนก่อน +1

    መድሃኒአለም ብጻይ ቅኑዕ ይኹን

  • @hermonberhane5374
    @hermonberhane5374 ปีที่แล้ว +1

    Oh amlake meharena 🙏

  • @AsliAsli-tl2rq
    @AsliAsli-tl2rq ปีที่แล้ว +1

    ጀሲ ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ ኣፍ ውጹዕ ዝኾንካ ኣነ ውን ብቐረባየ ዝፈልጦም ን ኣማን ምስ ሰበይቱ እቲ ካብ ከብዳ ቆልዓ ቀቲሉ ዝብሃል ሓሶትዩ። ኣነ ውን ክምስክር ይኽእልየ ብዛዕባዚ ኣሚነ ይብሃል ካብ ሆላንዲ

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 ปีที่แล้ว

    This one a big Cook 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💯💯💯💯💯

  • @elyasghebrai9183
    @elyasghebrai9183 ปีที่แล้ว +3

    Ewii ezneyyy Brother qes ilka tezareb pls

    • @lilablue4066
      @lilablue4066 3 หลายเดือนก่อน

      Hirqan iyu auau zeblo zelo. Haqu yu kea….

  • @Menkabmen123
    @Menkabmen123 ปีที่แล้ว +2

    And Josiah’s Dema comment anbebu Tebil dea iti comments Beal DawitDebena zexahefwo do keydemseskayo???

  • @aminegirmatsion1870
    @aminegirmatsion1870 ปีที่แล้ว +2

    ጆሲ እዞም ሰባት ፡ይሕስው ኣለው ፡ኣብ ናይ ፍጹም ውን comment ሂበ ነረ
    ናታ ሰብ እንዶ ኣምጽኣያ፡ ኣነ ነዚ ጉዳይ ኣቀዲመ ይፈልጦ ኔረ እየ መንግቲ canada ከኣ ከየረጋገጸ 15ዓመት ክእሰር ኣይምተወሰነሉን ።ንመሓዛ ናይታ ቆልዓ ምስ ፈታታና ከም ዝተፈልጠ ኢየ ሰሚዔ

  • @AbrahamFitsum-p1y
    @AbrahamFitsum-p1y ปีที่แล้ว +4

    ስድራበት ኣማን ልቢ ኣዕብዮም ነዚ ጉዳይ ከም ናይ ስድራበት ሰብ ሓዳር ጥራይ ዘይኮነ ከም ሓደ ዓድን ከባብን ብሓደ ኣብ ሓዘንን ሓጎስን መካፍልቲ ኢዮም ውን ግን ነዚ ዘይርዳኣ ነገር ምግባር ጥራይ ዝብርሃ ሓብቲ ኢየ ባሃሊት ናይ ሕብረተሰብ ክብረት ዘይርዳኣ ጸታዊ ተሰማዕነት ናይ ካሊአ ዓዲ ተጠቂምካ ንሓውካ ኤርትራዊ ከምዚ። ክትገብሮ ብጣዕሚ አዩ ዘገርም
    ካብዚ ዝተወጸ ሊዕሊ ማንም
    አንተ ተረዲአዋ ሓብትና ረዛን ( ዘምኡ )
    ን ሓብታ ኣብ መዋጽኦ ዘብሉ ጭንቀትን ናይ ኣአምሮ ጸገምን ኣውሪዳ ብ ነብሰ ምትሓት ርአሳ ኣድኒና ሞራላ ሞራል ደቃን ኣውድቃታ ትርከብ ኣላ
    ግን ክንደናይ ከየቅስና ደቁ ምስ ዓበዩ ባዕሎም ክሓትዋ አዮም ሽዑ ይርዳኣ ይኮውን

    • @elhagos5920
      @elhagos5920 ปีที่แล้ว +2

      Nsas wedey Kab mot eya adhinata nhaftan n gal haftan. Kola kitemes Kela kemu kiblu neruwom....deku kea gesu keman ayriuwon ykonu, baelege abo ytrefom

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว

      ​@@elhagos5920halay gasrat eke ab Eritrea 🇪🇷 do aykonkun abke kemu zgaber abo ab Eritrea reke lokmaxat eken na adna mes kebretatna kenmeles ena ndale

    • @yacobhaile2055
      @yacobhaile2055 ปีที่แล้ว

      @elhagos5920 Do you have the evidence that Aman did the crime??????? Do you have anything which can prove what you are saying???????????

    • @elhagos5920
      @elhagos5920 ปีที่แล้ว +2

      ​@@yacobhaile2055the court found enough evidence to convict him for 15 years. Rape cases are max 5 years, in this case he did it for 4 years and with a minor with a threatening knife. Hence theh added all this years. You bring evidence that he is innocent. Just because wedi adikum stop ruining the victims reputation and image. No one can push him to accept, something he didn't do. This victims life matter, we should be helping her heal not act this way.

  • @Desertflower-k6z
    @Desertflower-k6z ปีที่แล้ว +1

    Please let’s help hawna

  • @medhanieghezehey7986
    @medhanieghezehey7986 ปีที่แล้ว +29

    ናይ ክልትኡ ወገን ክንሰምዕ ንደሊ ኣሎና። እተን እንዳ ጋል ኣብ ዝሓጸረ ግዜ መልሲ ክህባ ኣለወን። እታ ተበዲለ ትብል ዘላ፡ ሰብኣያ ዘእሰረት ቦሶራ ባዕላ መጽያ ስለምንታይ ንኣማን ገንዘብ ክዋጸአሉ ከምዘይብሉ ትንገረና። እንተዘየለ ነታ Go Fund me ክፈትዋ፡ ንሕና ድማ ክንሕግዝ። ክፍለጥ ዘለዎ ሰብ ብገይጋ ይእሰር ዩ ኣብ ካናዳ። ይግባይ ናይ ምባል መሰል ድማ ሕልው ዩ።

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet ปีที่แล้ว +9

      ዘረባ ክልተ ክሰማዕ ምባልካ ጽብቕ ቕዩ፡ ግን ኣእሲራቶ ኢልካ ምቑጣዕ ግን ናቱ ጸግኢ ሒዝካ ኣለኻ፡

    • @medhanieghezehey7986
      @medhanieghezehey7986 ปีที่แล้ว +9

      @@AdayHiwet ፡ እወ ሓቅኻ ወገን ወሲደ ኣለኹ። ናይቶም እንዳ ጋል ሓሳባት ክጽበ ነይሩኒ። ኣብ ቀጻሊ ክእረም እየ።

    • @akberetfikroy4552
      @akberetfikroy4552 ปีที่แล้ว +2

      ንሳ ድኣ ሓሶት ስለዝኾነ ብገገ ከይተሙልቕ ሕቂ አላ ሓብተ ዓጽያታ ኣላ

    • @rackygalerey
      @rackygalerey ปีที่แล้ว +1

      Âne kemzmesleni gn eta sebeytu hakinet entezhluwa ab media weisa mtezarebet so ezi aman teasiru zelo mewasio yefterelu kidanemhret ms aman tikun

    • @hari13514
      @hari13514 ปีที่แล้ว +2

      ​@@rackygalereyAmen Amen Amen

  • @berekethaile4779
    @berekethaile4779 ปีที่แล้ว +1

    Danke deine information Herr dendan ❤❤❤

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935 ปีที่แล้ว +1

    Let us pray for all eritrean people in prisoners please

  • @SaraTsegay-m4k
    @SaraTsegay-m4k ปีที่แล้ว

    Kebide guday Eu Amlke Mehret Yewrdeln Ne kulena 🙏 Ezie Sedte Yexelelna Alo Meslni Zeynsna Koina Behaki 😥 Thank You Josi ❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +13

    ኣዋልድ ዘለዋኽን ሲንግል ኣዴታት ትርጉም ውላድ ፍለጥኦ ሰብኡት ጎቲትክናሎም ኣይትምጽኣ ጉድ ረኺቦም ቆልዑ።ተደሊኽን ናብቲ ገዝኦም ኬድክን ቀንያ ።ደቅኽንን ሰብኡት በይንኽንን ብሓንሳ ከተማሓድሮኦም ነናቶምን ዘዝግብኦም ፍቅሪ ክትህቦም ዘይትኽእላ ተኾይንክ ግደፍኦ ። ሓበሻ ሰብኣይ ንዝወለደት ከኽብራ ሰብኣይ ክኾና ኣይክእልን ኢዩ ምኽንያቱ ከምኡ ኣይባህሉን ኣይዓበየሉን ውን ብውሽጡ ንግዚኡ ምኻንኪ ኢዩ ዝሓስብ ከምኡ ስለዝኾነ ከኣ ዘይሓላፍነታዊ ኮይኑ ንደቅኽን ይጥምት።

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda2029 ปีที่แล้ว +9

    Ata gdefuna ndeqkum aytgedfun geliekum sebeut mish gal sebeytkum fezaz tekoyna adia da hatnaa thgza anber entay daa

  • @masawamtswa9842
    @masawamtswa9842 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ክልተ ዘረባ ከይሰማዕና ኣይንፍረድ ሓደራ። ጆሲ ዝተዛረብካዮ ጓል ሰበይቱ ማለቱ ጓሉ ኢያ ዝበልካዮ ክንደይ እንድዮም ጓል ሰበይቶም ዝጋሰሱ ንምሳሌ ኣጸቢቐ ዝፈልጦ ሰብ ኣብ ስዊዝ ጓል ሰበይቱ ይጋሰስ ኔሩ እንተተዛሪብኪ ንሂወትኪ በልላ ይብላ ስለዝነበረ ንነዊሕ ግዜ ትም ኢላ ትነብር ኔራ ድሕሪ ግዜ ተፈሊጡ ኣብ ኡስር ቤት ይበሊ ኣሎ፡ ስለዚ ይፍጸም ኢዩ ጆሲ ርግእ ኢልካ ርኣዮ ቤተሰቡ ጸግዒ ሓዎም ክኾኑ ድማ ንቡር ኢዩ

  • @dawitesak3539
    @dawitesak3539 ปีที่แล้ว +12

    Josiyas hawey nifu seb gofa ysdedlna emo nihagzo kulna

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935 ปีที่แล้ว

    Amen amlak awZo yhBo

  • @temesgen1688
    @temesgen1688 ปีที่แล้ว +2

    Pls josi eza shger bexhwa zelo gale xebk gera ya zeflta bejakum nebtsba akrbwan eta kemrawa kelo genzaba delyu atyuwa xebk gera zeflto bejakumm

  • @untitled2834
    @untitled2834 ปีที่แล้ว +1

    No jugag the people only God only knows everything.

  • @senaetsegay8422
    @senaetsegay8422 ปีที่แล้ว +7

    Mengsti canada mermirom zle zeregsgetsu feridomo alewu haknetu key aregagetsu ay asrun ayom mengsti canada

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet ปีที่แล้ว +10

    እዚ ዝዛረብ ዘሎ ሰብኣይ ፡ይፈልጦ የ 12 ስዓት እዩ ዘሰርሕ ፡ ምስውላዳ ተመርዕይዋ፡ ዝብሎ ዘሎ ንጹህ ኣይገብሮን እዩ፡፡ ነታ ቖልዓ ስለምንታይ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዘይነገረት ኢሉ ክኸሳ ጌጋ ፡ ዓመጽቲ ቕልዑ ነቶም ቖልዑ ከትነግሩ ኢሎም ይፋራርህዎም እዮም፡፡ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምዕራባውያን ሃገር ዋላ ድሕሪ 10 ዓመት ክትከሶ ትኽእል እያ፡ ብሕልፊ ቕልዓ እንተኾይኑ ማእሰርቲ ነዊሕ እዩ። እቲ ገዛ ገዲፋ ስለምንታይ ናብ ሸልተር ትኸይድ፡ ፈሪሃቶ ክትክውን ትኽእል እያ። ጌሩዎ ዶ ኣይገበሮን ክንፈርድ እንተኼንና ናይ ክልቲኦም ክንሰምዕ ኣለና። ብዛዕባ ሎውየር ከኣ ናቱ ክገብር ይኽእል እታ ሰበይቲ ኸኣ ከምኡ፡ ብዛዕባ እታ ቕልዓ ኸኣ እቲ ሃገር ክካላኸለላ እዩ፡፡ እቲ መንግስቲ ነታ ቆልዓ ከመይ ጌሩ እቲ ሓቂ ምስ ሓሶት ክፈላልዮ። ፍልጦቶምን ትምህርቶምን ናይ ከምኡ ዘጽንዑ እዮም። ሱቕ ኢሎም ኣይኣስርዎን እዮም። ቑኑዕ እንተኾይኑ ኸኣ ይወጽእ፡ እንተዓሚጽዋ ነታ ቕልዓ ኸኣ ይእሰር፡ ፡

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 9 หลายเดือนก่อน +1

    Police deka menine aytebla anabse kuna aytefezeza yehewat entay tekona alken hegi kelo aboken adken haweken hegi eyu men alni aytebli habty Police alki kulu negerki ajoki aytegagiwi habty thanks ❤❤❤

  • @kudsantesfazgi3454
    @kudsantesfazgi3454 ปีที่แล้ว +3

    Anta hawey nska wen ketzarb aymlektkan eu

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu9495 ปีที่แล้ว +3

    ክኽውን ይክኤል አዩ ንሳ ከተረክበት ቃላ ከይሃ በት ዘረባ ሓደ ሒዝካ ኣይትፍረድ አዩ

  • @asterteklay4095
    @asterteklay4095 ปีที่แล้ว +1

    Josi hawey ezi seb ghgez alewo please nhagzo egziabhar aykihadgonu haki tekebira aytiterfbiya

  • @mechaleberhane8626
    @mechaleberhane8626 9 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ምስ ሓቀኛን ተበዳልን ዩ ሞ መዋጽኦ ይፈጠረሉ

  • @maekelehaile8909
    @maekelehaile8909 ปีที่แล้ว +12

    Hakika xbuk aleka. Aman abo sidra xaeram sebe eye.

    • @gulsiumnhameda2029
      @gulsiumnhameda2029 ปีที่แล้ว +4

      Kndi bxuh wladka aytmhal kemziom aynet sebat hadegenatat eyom teyat ayom zmeslu

    • @diborates1416
      @diborates1416 ปีที่แล้ว +3

      Nay srah seb ayu elka hmaq aygebrn malet aykonen atom kemzi zgebru zeyttsbeyom sebat ayom ayfletun ayom dhar knfelto zelena sebay bdege kala ms sdrabetu kala alo

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 ปีที่แล้ว +6

    ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ
    ከይፍረደካ

  • @tibleztesfamariam1680
    @tibleztesfamariam1680 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 ปีที่แล้ว +2

    Gn ane zgermeni bmermera ko yflet eyu kemey eyu zkewn zelo

  • @ሓበሻ-ዸ5ከ
    @ሓበሻ-ዸ5ከ ปีที่แล้ว +6

    ናይ አዘን ሰብ አዚኤን ስአልታተን ክዝርጋሕ ኣለዎ ኩላትና ውን ተከታቲልና ሕሳብና ክንወራረድ ኣለና ስለዚ ስአለን ይዘርጋሕ ሕግን ሕጋውነትን ንኩሉ ውዲ ሰብ ማዕረ ዩ ስለዚ ብዙሕ ኬር ኣይትግበሩለን ዘርግሕወን ጥራይ

  • @hari13514
    @hari13514 ปีที่แล้ว +1

    So sad 😢 amlak mewaxiho yfterelka aman hawey 🙏🙏🙏

  • @tttesfa9132
    @tttesfa9132 ปีที่แล้ว +10

    Joce I like ur deceplinng ❤ god bless you ❤

  • @esfalse
    @esfalse ปีที่แล้ว +1

    Gen eta haftas gedfewa hafety ela deya nayta zemtseato esrebet yetato amlke zeytferhe wede

  • @fintra26
    @fintra26 ปีที่แล้ว +3

    Nay kilite wegen inte semina mihashe

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935 ปีที่แล้ว

    Amen amlak mesaka yekun

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw ปีที่แล้ว +10

    ንጓል ሰበይቱ ዐሚጹ እንተ ኾይኑ:ዕድሚኡ ምሉእ ክእሰር አለዎ:ጓል ሰበይቱ ማለት ጓሉ ማለት ኢያ:ደሓር እዚ ወዲ ዝብሎ ዘሎ ክንቅበሎ ዘሸግር ዩ:ምኽንያቱ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ሕብረተሰብ ብዙሕ ገበን ኢዮም ዝገብሩ:ግን ናይ ሕክምና መራጋገጺ ይግበር ዩ:እዚ ከምዚ ዓይነት ገበናት:ስለዚ ብዘይ ገበሮ ተኣሲሩ ክፍረድ ኣይኽእልን ዩ:ወይ ከኣ ጸገም ናይ ካሊእ አለዎ ምስ እቶም ሃገር::
    Jesus christ is Lord,

    • @ሓበሻ-ዸ5ከ
      @ሓበሻ-ዸ5ከ ปีที่แล้ว +2

      ከመይ ብዘይ ገበሮ ክአሰር ዘይክል ክንደይ ድዮም ብዘይ ገበርዎ ኣብ ፈቀዶ ቤት ማአሰርቲ ዘለው

    • @SinitChemlaq-uz4jh
      @SinitChemlaq-uz4jh ปีที่แล้ว +1

      ​@@ሓበሻ-ዸ5ከAbey bzygebro tesirom?

    • @DanielGidey-kr9cw
      @DanielGidey-kr9cw ปีที่แล้ว

      @@ሓበሻ-ዸ5ከ
      ሓደ ሰብ ክእሰር ከሎን:ብዝገበሮ ገበን ተጻርዩ ክፍረድ ከሎን ክለተ ነገራት ዩ:ሓደ ሰብ እሱር ቤት ኣትዩ ማለት ግበነኛ ማለት ኣይኮነን:ስለዚ እቲ ቤት ፍርዲ መራጋገጺ ይሓትት ዩ ክፍረድ እንተ ኾይኑ::
      ግን ብዙሕ ዓነት judges ዩ ዘሎ ከየጻረዩ ናብ ፍርዲ ዝጎዩ:ኣብ ከምዚ ዓነት ድማ ሰብ የድሊ:ወይ ሓያል community እንተ ኣለኻ:ሓያል ጠበቓ ትገብር ገበንካ ክጻረ:እንተ ዘይኮኑ ጸሊም ስለዝኾንካ እውን ትእሰር ኢኻ ኣብ በዓል ኣመሪካ::ስለዚ ነቲ ነገራት ብገፊሕ ክንሪኦ ኣለና:እምበር ሓሳብና ሓደ ዩ ዘሎ::

  • @atobrhantes
    @atobrhantes ปีที่แล้ว +1

    Selam nekulkum behake ane tesmen Aman zey feto gen bezekulu zesmakemo 😢adnkexn kulu seb kem zehgezo ka felut eu

  • @kibreabkibreab9266
    @kibreabkibreab9266 3 หลายเดือนก่อน

    አዋጺኻ ጠበቓ ገርካ ምሕጋዝ ግበርሉ።

  • @kesstekesste195
    @kesstekesste195 ปีที่แล้ว

    ሓንቲ ዘይበረኸት ክምዚተመሰት ዲኤንኤ ተገይሩ??

  • @HagosBereketeab
    @HagosBereketeab ปีที่แล้ว +2

    Selam josi eza zemu niaman nisa sile zemtseto bi prosses ane mis amtsakuka nihaftey kitgedfa ela eya hilik nezi guday gerato

  • @eliaskeleta1342
    @eliaskeleta1342 ปีที่แล้ว +4

    እታ ዝተዓመጸት ትሕቲ ዕድሜ እንተኾይና እቲ ተኸሳሲ ዋላ ሓንቲ ኣዋጽኦ ወይ ከቢድ ወንጀል እዩ ኣብ ካናዳ :

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda2029 ปีที่แล้ว +4

    Seb zqetele kndzi ayfredn mot da erefti endyu thti edme qolaa aytblae aytslae tegeyruwa ke.dhar kea kale amxwa tblu zelekum thti edme endya slemntay kndiseb zakele sebay ms ninebsa ktkelakel zeytkel kola ahdiremo bsenkun bsenki ta hamam adian eya gday tedagagami amex koyna eza kola

  • @selamselam6517
    @selamselam6517 ปีที่แล้ว +4

    Sebiay ade dea entay delika kemu yu srhom. Bkemiu eyuko beynkin teebiya deki anstyo sebiay ayteetwa nbl.

  • @kudsantesfazgi3454
    @kudsantesfazgi3454 ปีที่แล้ว +4

    Nska see msom ab hade giza dika tenber nrka tefrd aloka nska wen aymlektkan eu

  • @tesfa7382
    @tesfa7382 ปีที่แล้ว +3

    Aytgage Daniel Hasot Eyu Ktbl Aytkl Eki Feriha Tkewn

  • @Menkabmen123
    @Menkabmen123 ปีที่แล้ว +3

    Danial and Fisum keltkum tefeltu ikom Aman Semsari kem zenbere selezi iyu kea kab Sudan nab Eritrea kıydı nesebiytu amxiewa ab border nay Sudan koyinu dima $5000 dollars kab hafta wesidu and Guess what they have the western union recipts

  • @nardosbella976
    @nardosbella976 ปีที่แล้ว +4

    ጆሲ እዚ ጉዳይ ከቢድ ብምኻኑ ነተን የሕዋታ ዓድመን ናይ ክልቲኡ ጎኒ ሰሚዕካ መልስ ዘዝመጸ ኣብዘይ ጉዳዩ ካብ ዝዛረብ እዚ ጉዳይ ናይ ፋሚሊ እዩ ምስትውዓል የድልዮ ኣሎ ::

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit ปีที่แล้ว +2

    Fooooooii sedi gale sebytka malte galka malte eyu yehewat habty dekika eyia so galika eyia kemy tedferu kem adgi

  • @BiniyamIyobe
    @BiniyamIyobe 11 หลายเดือนก่อน

    Ab Beal Canada, America, Switzerland,minalbat mesel nay dekisebat alo ilka kitizareb axegami iyu .ezi hawuna kea likie xegem weridwo alo .abzian tekiseyen zeleku hagerat wetiom akiberti higin kemiu win dayenu behansab iyom ziserihu kab yemanay nab xegamay juba malet iyu,ane nibaeley xibuk geyire iye zifeltom niwediseb bizeydiliyetu kemziferduwo .wetiom beteseb nay aman neti hiji zihizwo tebeka biziyada kemakiruwo alewom netia habti sebeytu nab mermera kitikerib kemzelewa kisab gudaya ziwudae ab tihti qeydi kitixenih kemzelewa.
    Ab Beal America and Canada nay hasot machine alewom wetiom nay geben mermerti

  • @waw1593
    @waw1593 10 หลายเดือนก่อน

    Firhat amlak tefiu😢

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 9 หลายเดือนก่อน +1

    Gossi serah deka senika gere kebleka tesby alka wedi seb gere zeble yelen asa deka

  • @emunaandebrhan1123
    @emunaandebrhan1123 8 หลายเดือนก่อน

    Hewe mzrab tirah zeykone eti tzaromo snesrat zelewo ykun.
    1. Abua ghifwa zebil yenlkan
    2.hati gze teamitsa kaliay kegatim ykel eyu.
    Etay teredieni kabaka kidim tamitsa eya emo kaliay meshefeni aytitekemelu.
    Ane nkulom ayfeltomn eye.kabezaraibaka gin gal tiamita kaliay gize ktbil yeblan ziaynetu .
    Nay kedamay amets meshefeni
    Zemtsakay keykewin

  • @helengebrezghi7162
    @helengebrezghi7162 ปีที่แล้ว

    Gen plass n aman ythgiza eway hwey atfina eki

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 ปีที่แล้ว +16

    እዚ ዝዛረብ ዘሎ ህውኽን ዓሻን ይመስል

    • @Fkrey10
      @Fkrey10 ปีที่แล้ว

      😂😂😂

    • @selamhayle3380
      @selamhayle3380 ปีที่แล้ว +2

      Asha. Kebti enber.

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว +3

      halay neska eka sela zfalto tasamewo yezareb alo hamamam

    • @lukasweldu6781
      @lukasweldu6781 ปีที่แล้ว

      @@nebiatmehari9838 ንሱን ንስኽን ብልዙብ ኣዘራርባ ጽሓፊ ኤርትራውያን የሕዋትን ኣሓትን ኢና

    • @hari13514
      @hari13514 ปีที่แล้ว +3

      Hmak qalat kab hmak seb u zwexie azerarbaka astekaklo

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 10 หลายเดือนก่อน

    Zeywuraykum! Aye eritreawiyan nay beteseb ab adi hager halfnet mengisti higin firdin intay gedisikum walas business ikhum tigebru zelekjum ? Zeygudaykum ab mediya tewtsiwo nay seb hadar! Lomis germina iko! Meas iyu zinekih hizbina ziban higi zeybilu khoynu hizbi etiytea ! Atum zewaridikhim zelewu bifakadkum nilimano diyu@ metsai eriyrea shim kiwetsekim iyi!😂😂😂😂

  • @senaetsegay8422
    @senaetsegay8422 ปีที่แล้ว +3

    Anta hawey zkone ms tzarebi hiwetki ketfeaki aye ailu yeferarha sle znebere ata kola kea key tzareb nedia keay ketla sle tferh sle zneberet seb aba gerenao suk ailka ay tzareb tfelto guday yeblkan josi win ay tgage wegen hade seb semiaka ay tzareb kab sdra gal keman azararb kab beal taf si beal af zbehal alo msla

  • @henosaraia4207
    @henosaraia4207 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkkkk Josi nay kemzi koynka terifka. Kab polotica gin natka yhayish.

  • @redseasaba8516
    @redseasaba8516 ปีที่แล้ว +2

    ሪዛይን ዝገበረ ሓቂ ምዃኑ ስለ ዝፈለጠ ኢዩ። ህልም ዘይብል ድሕሪ ጋላ እንታይ ክዓብሰላ

  • @haragugender8940
    @haragugender8940 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢😢

  • @asefawabreha2369
    @asefawabreha2369 ปีที่แล้ว +1

    Uff 💜 zitnkif , I told u my people, " Hell is empty, all the sinners (Evils) are there" believe me.

  • @የእናትፍቅር
    @የእናትፍቅር ปีที่แล้ว +2

    አቱም ሰባት እዝስ ንመን ይምልከት ብዛእባ ስድራ ዘየድል አምፂኹም ሰባት ተናቁቱም ዓዲ ሕጊ ስለዘለዉ ብሕጊ ዝምልከት ይኸውን አታ ሃውና በዖል ዩታቨር በስ ተወዲካ ኾይኑ ተምፆ ወይስ ግዜ መሊኡካ ስራህ ሲኢንካ ናይ ውድቀ ሰባት ሃተውተው ትብል ።

  • @misszebib3969
    @misszebib3969 ปีที่แล้ว +1

    They should think about children's life very sad

  • @selamhayle3380
    @selamhayle3380 ปีที่แล้ว +7

    Anta. Kemey. Zibelka. Kebti. Eka wedy ab risi. Aman. Silii. Ente. Zihiliwen. Kemey. Geren. Ni Canda. Amsiato. Risika. Haser u. Meliuu mesleni.
    Canada ke. Bizey chibti. Do. 15 amet. Ferididomo. 🤯

  • @MuluHidray-z2b
    @MuluHidray-z2b ปีที่แล้ว +2

    Etom enda gial ka azrblna

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 ปีที่แล้ว +7

    ብሕጊ ዝተወደአ ጉዳይ ንምንታይ ኮለል ትብሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ፣ ብጠበቃ ተማጊቱ፣ ገበነኛ ኮይኑ ተረኺቡ። ዓዲ ሕጊ እኮ እዩ ካናዳ። ነታ ግዳይ ከ ኣይትሓስቡላን ዲኹም። ብዛዕባ ህጻን ኢኺም ትዛረቡ ዘለኹም።

    • @selamhayle3380
      @selamhayle3380 ปีที่แล้ว

      Seb chekinu. U Besmeam

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว +1

      Canada 🇨🇦 mangste samay du eshnatke dage aytwxeyo ,Kab Eritrea 🇪🇷 nlalea dya Canada ngalnastyte ka ab adna tkaber nmentay ab Eritrea zaytkaso kulu nab atahasasbaken kream dalkneo atwahtelnan walka

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda2029 ปีที่แล้ว +3

    At zeytgedfuna keyamexa si Galen mewsbo kekelkla ilen sebay Adia amxwa kbla? Dhar keas Aman si abo deqa endyu kemey ila texelmo.dhar kea si ita kola KO temermira iya.gdefuna gdefuna aytgedfun ikum.abzi nrio nsemo zelena kale eyu .

  • @adhanetzerehannes6937
    @adhanetzerehannes6937 ปีที่แล้ว +9

    I know it’s hard to believe because in our Culture not that many men are held accountable for their actions especially sexual assault.
    It is about time the we don’t stand with the abuser and shame the victims. A crime was committed, and he pay for it.

    • @Himunich
      @Himunich 9 หลายเดือนก่อน

      Thank you !

  • @Zarameley
    @Zarameley ปีที่แล้ว +2

    Ab canada kemzi aynet teryo bzhu eyu ,mebzahtu gezie eta gual aytamestkun ela ente zey hagizato ,wela aysemwuon eyom,meknyatu ab stadu commen eu,mebzahtum ka ab esrebet eyom zetwom,neta kola rekibka mezrerab keman yhayesh

  • @tekleybio7878
    @tekleybio7878 ปีที่แล้ว +1

    Aye habesha gexikum tirhak tekalat alet

  • @almazfessaha170
    @almazfessaha170 ปีที่แล้ว +1

    Amlak Aboy misti hakena kun abza alemna zeygber yelen net wuxue baelika reayo

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 ปีที่แล้ว +2

    አዛ ነገር ከባድ ኢያ፣ ሰብ ይፈትዎምበር ይ ኣምኖ ኣይትበል ዲዩ ዝብሃል። ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሐል ኢዩ ነገሩ። ኣምላኽ ምስቲ ሐቀኛ ይኹን ድ ኣምበር ከባድ ፍርዲ ኢያ። ዊዕልዋ ተኾይኑ ፍርዱ ይቀበል፣ ኣይውዐላን ተኾይኑ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ።ኤርትራና ትባረኽ ተሰቲርና ዝነበርና ህዝቢ ሎሚ ጉድ ረኺብና።

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu9495 ปีที่แล้ว +1

    ነቶም ርጉማት ሰብኡት ሲ ኣይጋትሞሞን አዩ,

  • @realtube6031
    @realtube6031 ปีที่แล้ว +2

    ዚ ኤርትራዊ ከመይ እዮ ሓሶትን ምድንጋር ኮይኑ ዘሎ ዘሕፍር እዮ

  • @fthawighebremicael197
    @fthawighebremicael197 ปีที่แล้ว +1

    Hallo josi kemei tkewun bmejemerya ab tienak selam habibi
    Bmkxal ezi wedi bbuzuh gexatu nhatelu alena entekone gna haxar nixirti eya naizi wedi guday amo Kea misti filtet wahdi nai Hadar Ena bezhe zkeyd zelo. Wela da zereba hade semieka aitfred Dea ykun ember.gna ezi wedi seb e u sienu zelo bkereba kab bzuhat zsemeanayo pls pls pls

  • @AbrhetTewelday
    @AbrhetTewelday ปีที่แล้ว

    Dani ka Amilak yihagzka 🙏

  • @MajorTsegayAbrha
    @MajorTsegayAbrha ปีที่แล้ว +4

    ጆሲያስ ሓወይ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ብዙሕ ጽቡቕ ነገራት ኢዩ ኢዚ ወዲ ተበዲሉ ኢዪ

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 ปีที่แล้ว +2

    Josie what he is saying does not make sense I have been living in Toronto for 30 years what is saying make no sense you no need to hire 80.000 lawyers Legal Aid covers all the expenses cue the crap joss contract me

  • @galere1670
    @galere1670 ปีที่แล้ว

    እዘን ፋራታት አብ ስደት መጼን ባህለን አጥፊኤን

  • @SinitChemlaq-uz4jh
    @SinitChemlaq-uz4jh ปีที่แล้ว +1

    lie detector test zygberlu eta qolea frhi nyrwa ykewun mejemerta zytezarebet nhmaq srha 5 deqiq ya taeakel dege sele zwueulu memknyeta aykonen

  • @ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
    @ዓወትነቲውፅዕህዝበይ ปีที่แล้ว +1

    ኣንስቶም ከም ደርሆ ኣብ ገዛ ኣሲሮም ዝኸዱ ደኣ መሊኦም።ብፍላይ ቋንቋ ዘይትፈልጥ እንተኾይና ባምቡላ እዩ ዝገብራ።ኣብዚ ትጻረፉ ድማ ቅድም ኣጻርዩ ሱቕ ኢልኩም ኣይተምልሲ😕ካናዳ ዓዲ ሕጊ እዩ።ብዘይ ገበሮ ድማ ክኣስርዎ ኣይኽእሉን።ይጻረ ይማሳኸር ገበነኛ እንተኾይኑ ድማ ይፍረድ።