"ሕበሩ ስመሩ ድኽነትና ክትቐብሩ!!" - ራማ መረብ ለኸ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ส.ค. 2020
  • Join this channel to get access to perks:
    / @wushatenamedia
    ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ተወለድቲ ራማ ከባቢኣን ልዕሊ 283 ሺሕ ብር ብምልኣኽ ን150 ፅጉማት ወገናት ክሕገዙ ገይሮም ኣለዉ። ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዘለኹም ዲስፖራታት (ተወለድቲ እዚ ከባቢ) መጀመርታ ሓድነት ፍጠሩ ሕብሩ እሞ ብድሕሪኡ ዓብዪ ስራሕ ክንሰርሕ ኢና ዝብል ፃውዒት ተገይሩሎም ኣሎ።

ความคิดเห็น • 38

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o 4 ปีที่แล้ว +17

    እንኳዕ ብሰላም መጻካ ወዲ ቁዱሳን ሃወርያታት ወዲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ኦርተዶጉስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንዳ ትሓጎስካ ንበር እቶም ዝወፍዩ ዘለዉ እውን ኢዶም ይባርከሎም ከምኡ እውን ካብዚ ኣሰካፊ እዋን ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ተጽልለልና ኩሎም ቁዱሳን እውን ምስ ኩልና ይኩኑ ኣሜን, 💖🤲🙏, ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว +2

    ፈጣሪ ዕድመን ዕድመን ይሃብካ መምህር ሙሉ ወሃብቲ ውህብተኩም ይባረክ🙏🙏🙏

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣታ ድኽነትስ ኣይመሸነፈናን ሰልችዩና ዘሎ እቶም ናይ እንዳማቶም መርየት ዘመዓድዎ ናይ ሰይጣን ፈረሳት እዩ ሰልችዩና ዘሎ እንበር ህዝብናማ እታ ዘላ ሰላም ቀፂላ ትግራይና ብደቃ ክትመሓደር ክትስሕቅ እዩ ድልየቱ መምህረይ ሓላል ❤💛❤😍😍😍😍

  • @user-jj1gx2ei5j
    @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ደቂ ትግራይ መዓረይ አብዙ ሰናይ ተግባር ዙይ ኢድኩም ዝመለስኩም ፈጣሪ አምላኽ አብዚሑ ይሃብኩ ብሓቂ ደስ ዝብልዩ ንዓኹም ዝገልፅ ቃላት ሲኢነ መምህረይ ፃማ ራሃፅካ ብአምላኽ ርኾቦ ልአኻ የንብረና መድሃኒአለም ካባኻ አይፈለ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-rv9yy3qe7d
    @user-rv9yy3qe7d 4 ปีที่แล้ว +4

    እሰይይይይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣር ሙሉዋይ

  • @gebrewahidhaile381
    @gebrewahidhaile381 4 ปีที่แล้ว +3

    ክብረት ይሃበልና መምህር ሙሉ ክብረት ይግበኣካ አዩ ::ኩርዓት ተጋሩ ኢካ ::

  • @jdjgbkdv6782
    @jdjgbkdv6782 4 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይይይ ኣዮኩም ትግራይ

  • @user-bx7hq1wh5l
    @user-bx7hq1wh5l 4 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍ ኣነስ ቃላት የብለይ ፅላእኹም ዓይኑ ይደፈን ኣቱም ሓቦኛታት💓💓💓💓

  • @mebrhitzaxsm5526
    @mebrhitzaxsm5526 4 ปีที่แล้ว +1

    አምላከ አብዚሑ ያብኹም መምህር ሙሉ ሓዉን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ

  • @shleg1973
    @shleg1973 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣቱም ዝሃብኩም ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ኣቱም ብእምነት ዝተላኣኩም ድማ ወትሩ ባኣኩም ሕጉሳት ኢና

  • @user-hb3gd3sr8g
    @user-hb3gd3sr8g 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዛሃብኩም ዝዋሃብ ኣይ ክልኣክሙ ኣሕዋተይ

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว +9

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኻ መምህር ሙሉ ሰላምካ ይብዛሕ ንዞም ዜጋታት ክብረት የሃብኩም ኣነ ወዲ ዳሞ እየ ራማ እውን ዓደይ እዩ ናብ ማሕበርኩም ዓድሙና ክንሕግዝ ብዝኾነ ገንዘብኩም ይተከአልኩም ንህቢና ሞራል ንሃቦም

  • @kingdomofaxum6891
    @kingdomofaxum6891 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ አምላኽ ይባርኽካ

  • @abrehethaile2131
    @abrehethaile2131 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you my bother

  • @asbideralove6812
    @asbideralove6812 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን መምህረይ ምስ መሳርሕትካ ከምኡ እውን ንለገስቲ ብኣምላክ ተፈደዩ

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x 4 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ

  • @user-il5ee6oi8z
    @user-il5ee6oi8z 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ኣታ ትግራዋይ ምኳንስ ክንደይ እዩ ዘኮርዕን ዘሐብንን ዝለገስኩም ኣሕዋትና ከኣ ብዝወፀ ይተካኣልኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ሓውና ኣቦ ድካታት ርሒቅኒ ዓቅብኒ ከይበልካ ቆልቂልኒ ከይበልካ ካብ ጫፍ ትግራይ ክስካብ ጫፍ ትግራይ ትሰርሖ ዘለካ ስራሕ ኣብ መሬት ድንቂ ኣብ ሰማይ ከኣ ፅድቂ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ንመላእ ህዝቢ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኩን አሜን አሜን አሜን

  • @user-yz8km4vc4e
    @user-yz8km4vc4e 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ኣሕዋተይ ዘዉፃእኩምዎ ይተከአልኩም

  • @user-dv8fw2jb9i
    @user-dv8fw2jb9i 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉየይ ኣምላክ አብ ዝከድካዮ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኩሉ እትገብረ ሓጎሰይ ወሰን የብሊ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን ኣምላክ አብዚሑ ይሃባም

  • @user-ik6pw3fl5u
    @user-ik6pw3fl5u 4 ปีที่แล้ว +1

    Legesti egziabher abzihu yabrkum .

  • @user-eb5eo9ku3b
    @user-eb5eo9ku3b 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብሽሩ ደቂ እነይ💖💔💪💪💪💪💪💪💪

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x 4 ปีที่แล้ว

    በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ ቀፅልለ

  • @delinasirak4960
    @delinasirak4960 4 ปีที่แล้ว +4

    ንፍዓት ኤኩም ከፅልዎ ዞምሕዋተይ ካብ ጋል ራማ ሓፍትኩም

  • @axum5878
    @axum5878 4 ปีที่แล้ว +3

    👍👍👍🙏🙏🙏

  • @user-ik6pw3fl5u
    @user-ik6pw3fl5u 4 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher yebarka ado tegray jegna welida naka memhere mulu hawy!!tegery kemaka zeameslu weshatena zefeltu kemerhuwa yegeba

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 4 ปีที่แล้ว

    አሰይ እሰይ እስይ ደስ ዝብል ስራሕ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @selambrhane1993
    @selambrhane1993 3 ปีที่แล้ว

    ኣይ ተጋሩ ዓደይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ናተይ ምኳንኩም ኣዝዩ ኩርዓት ይስማዓኒ ። እግዚአብሔር አምላክና እውን ካብቲ ንበልዑ ተካፈሉ ኢዩ ዝብል ቃል እግዚአብሔር ምስማዕኩም ገንዘብኩም ይባርከልኩም ነዚ ነገር ኣብ ምንቅስቃስ ዓብይ ግደ ዝፃወት ዘሎ መምህር ምሉ ካኣ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ዕድመን ጢዒናን ይሃበልና

  • @akberet9753
    @akberet9753 4 ปีที่แล้ว

    💖💖💖👍👍👍👍👍💖💖💖💖

  • @samraselam1206
    @samraselam1206 4 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍❤

    • @zahraethiopian2960
      @zahraethiopian2960 4 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይይ አሕዋተይ ዘውፃእክሞ ይተከአልኩም

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว

    ዘልዕኩሞ ይተካኣልኩም ከምዚኣ ምትሕግጋዝ ገርና ንሕለፋ እዛ ዓለም ዓለም ውሑጅ ኢያ ጽቡቅ ግብሪ ኣምላኽ ባዕሉ ኣብ ዓንዲ መጽሓፋ ጺሒፍዎ ኣሎ

  • @lelugualadwa4781
    @lelugualadwa4781 4 ปีที่แล้ว +2

    Memeher muley neaka etezey aminom dea nemen keamenu muley keberet yehabeka emeber sederaka gedifeka dekimuni ketsgemeni keybela etegebero zeleka betaemi eber yehegus kemaka zebelu shehe yewledu muley mese mesarheteka

  • @barehabarehaa9789
    @barehabarehaa9789 4 ปีที่แล้ว +1

    Atum zehabkum fetari wieletakum yhabkum memhir mule kea btaemi ena nemesgineka tsbuk jemaru eu

  • @jannajanna94
    @jannajanna94 4 ปีที่แล้ว +2

    mulu kem shumka mulu aka nay bhki