Part 52 - ብንብዓት ዝተዓጀበ ፃውዒት ማይ ፅምኢ ገዳማውያን ቅ/ማርያም ዲቦ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 มิ.ย. 2021
  • ✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
    / @wushatenamedia
    ፀገም ማይ ፅምኢ እዚ ገዳም ንምፍታሕ እጃምኩም ክተበርክቱ ንእቱደልዩ ወገናት:
    1000015402362 ንግዲ ባንክ
    ዲቦ ቅ/ማርያም ኣድነት ገዳም

ความคิดเห็น • 302

  • @netsigualgeriye6648
    @netsigualgeriye6648 3 ปีที่แล้ว +85

    ክቡር ሓውና ተባረክ👏 ክብራት ወለድና 😭 ኣምላክ ምሳኹም ይኩን 😭👏👏👏
    ተጋሩ ነስተውዕል ንመምህር ክንሕግዞ እምበር ክፀርፋ ኣይጋባእን 😭👏

    • @vms2067
      @vms2067 3 ปีที่แล้ว +8

      ትክክል እትም ንመ/ር ሙሉ ትወቁሱ ሰባት ናብ ጥዕና ምርመራ ኩዱ አሕዋተይ

    • @user-st4us5kl4t
      @user-st4us5kl4t 3 ปีที่แล้ว +4

      ናይ ባሓቒ ኣብ ዝሓለፈ ቪድዮ ሓገዝ ዝተገብረ ንኤርትራዊያን ይፀርፍዎ ሪኤ ግርም ኢልኒ

    • @musearayagaltigray8682
      @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว +1

      ብትኽክል😘😘😘

    • @meridesta8011
      @meridesta8011 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ክብረተይ

    • @tesfitokubay7040
      @tesfitokubay7040 3 ปีที่แล้ว +1

      ብጥዓሚ እዩ ንብኣለይ ገሪሙኒ ሰይጣን የተናወጸው ብቻ ነው መምህር ሙሉን እሚሳደብ

  • @letish3773
    @letish3773 3 ปีที่แล้ว +36

    እመ ብርሃን ወላዲት ኣምላኽ ፅላል ትኹንኹም ክብራት ወለድና ❤❤
    ኣሕዋተይ ኢደይ ኢድካ ንበል ንህዝብና ንገደማትና 👏

  • @tsionmariam5893
    @tsionmariam5893 3 ปีที่แล้ว

    መምህ/ር ሙሉ ሓወይ ንዓኻ ዝወለደት ማህፀን ትባረክ። ናይ ኣዶና ቅዲስት ድንግል ማርያም ኣማላጅነት ናይ ቅዱሳን ረዴት ይሓልውኻ። እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። ከማኻ ዝበሉ ሙሉእ ፍፁም ዝኾኑ እግዚአብሔር ዝባረኮም ኣሕዋት ያብዘሐልና።

  • @user-il5ee6oi8z
    @user-il5ee6oi8z 3 ปีที่แล้ว +20

    ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽዮን ማርያም ኣክሱም ኣብ ጎንካ ትኩን እቲ ሰናይ ተግባርካ ኣብ ደቅካ ይደገም ክቡር ሰብ

  • @selam801
    @selam801 3 ปีที่แล้ว +38

    መምህረይ እንካእ ብሰላም መጻእኻ እግዚአብሄር አምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደና ክቡራት አዴታትና ከአ ፆሎትኽን አይፈለየና

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 3 ปีที่แล้ว +34

    ፈጣሪ ይታዓረቀና አጆኩም ህዝበይ

  • @shwet5513
    @shwet5513 3 ปีที่แล้ว +26

    ርኢኹምዶ ተጋሩ ናይ እግዚኣብሔር ቤት ስለ ልረሳዕና ዝኹሉ መከራን ሓሳርን ንበልዕለና ስለዝስ ኩላትና ናብ ቤተ እግዚኣብሔር ንመለስ ኣዴታትና ኣቦታትና ንሓግዝ ብሓቂ ናይ እግዚኣብሔር ቁጠዐ ክቅንሰልና ወይ ክሓፅረልና እንተድኣ ደሊና ኣስራት ቦክራት ቀዳምያት ንእግዚኣብሔር ንሃብ ናይ ባዕሉ እዩሞንታሓጋገዝ ይቅረ ንባሃሃል ለለ ኣዴታትና ብማርያም ክብላስ ከብድኻ ይበልዓኻ

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 3 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ኡፍፍፍፍ ኣይ ኣታ ኣምላክ ይቅር በለልና ተዓረቐና ናብ ቦታና ንክንምለስ ልቦና ዓድለና ምድርን ሰማይን ዝፈጠርካ ኣምላክ ብበዝሒ ምሕረትኻ መሓረና ከም በዝሒ ጥፍኣትና ከም በዝሒ ሓጥያትና ዘይኾነስ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና

    • @shwet5513
      @shwet5513 3 ปีที่แล้ว +1

      @@user-jh8nz4gz7s ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @mariyammaaari3228
      @mariyammaaari3228 3 ปีที่แล้ว +2

      እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዘና ክቡራተይ

    • @shwet5513
      @shwet5513 3 ปีที่แล้ว

      @@mariyammaaari3228 ኣሜን ዛእምበይተይ

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 3 ปีที่แล้ว

      @@mariyammaaari3228 ኣሜን ማዓረይ

  • @user-mo3wt9zm6d
    @user-mo3wt9zm6d 3 ปีที่แล้ว

    በረከት ናይ ገዳማውያን አቦታትና አዴታትና ይሕደረና እመብርሃን ፅላል ትኩንኩም።
    መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩክ ናይ እግዚአብሔር ሰብ።

  • @SalamSalam-et8bd
    @SalamSalam-et8bd 2 ปีที่แล้ว

    ምምህር ሙሉ እካዕ ድምፅካ ሰመዕናካ ኣታ ኣቦ ውፁዕ ዕድመን ጥዕናን ምስ መላእ ስድራካ ያሃብካ ነዘን ኩቡራት ኣሕዋትና ፆሎተን ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏👆

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝበደልካዮ በደል የለን ሙልየ ጻማካ ካብ ሰማይ እዩ።ክንዳኻ ዝሰርሔ የለን ማሃያ ከፊሉ ዘስርሓካ የለን እንትርፎ ብሕልናካ 🙏🏼💙🧸🥰✝️💞⛪️🎻

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o 3 ปีที่แล้ว +5

    ጸላኢኻ ይደፋእ ኩቡር ሓውና መምህር ሙልእ ብዓል ሰፊሕ ልቦና ልዑል እግዛብሄር ይሓልወልና 🙏🙏🙏እንኳዕ ብፍጹም ምሕረት ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡራት መንፈሳውያን ኣዴታትናን ኩቡር ሓውናን መምህር ምሉእ ናይ ኣገልግሎት ንስክን ብጸሎት ንስካ ብምጽዋት ተገልግልዎ ዘለኩም ዘመን ይባርከልኩም 💔😭🙏ልዑል እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን 🙏ጸላኢኩም ይንባዕ 💔💔💔😭ኣባይኩም 💔እግዛብሄር ኣብ ከውሒ ዘፈልፍል እዩ እሞ ዓይኒ ማይ ኣብ ቦታኩም ይክፈተልኩም ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 2 ปีที่แล้ว

    ዎ ' ኣምላኽ ነዞም ኣረሜናውያን ፍርድኻ ሃቦም

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 3 ปีที่แล้ว +9

    መምህር ሙለር ጽዮነይቲ ምሳኻ ትኹን መግለጽ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😘👏✝️ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልና ንመምህር ሙለር ንወቅስ ዘለና ተጋሩ ግን ልቢ ንበል😪😪😪

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p 2 ปีที่แล้ว

    አይይይይ ህዝበይ እሰከ አጀኩም ክወግሕ እዪ መምህር ሙሉ ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-yp6nu7fw3l
    @user-yp6nu7fw3l 3 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍ አዋይ ኣቱም ሰባት ኣነ ናይ ብሓቂ ምስኦም ነቢዐ አዚኤን ዶ ምነብዓ ሓውና ድማ ጻማኻ ይኽፈልካ

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 3 ปีที่แล้ว

    መምህረይ ኣይዘካ የወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ይሓልውካ ፀጋኡ ያብዘሕልኩ

  • @asterassefa5919
    @asterassefa5919 3 ปีที่แล้ว

    Kdstiy dngl marym thaloukm xlala tslelkum nklukum Amen Amen Amen

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ይፍረድኩም ኣብ ልዕሊ ህዝብ ትግራይ እዚ ኩሉ መንከራ ዘብፃሕኩምን ተብፅሑ ዘለኩምን እግዚአብሔር ሰላም የዉርደልካ ለዋህ ህዝበይ😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-my7tq4yn3e
    @user-my7tq4yn3e 3 ปีที่แล้ว +7

    ጌታ ሆይ ብምሕረትካ ተዓረቀና ።
    ሐደራና እመቤቴ ማርያም መምህር ሙሉ ሐልውልና ሐደራ ብዝአተዎ ብዝዎፆ ሐደራ እመብርሃን

  • @hagushahiyab4747
    @hagushahiyab4747 3 ปีที่แล้ว

    ኡፍ ኦጎይታ ምሕረትካ ኣውርደልና ኩቡራት ኣሕዋት ተጋሩ ተቐማጦ ኢስራአል እስከ ድሃይ ግበሩ ኣነ ድሉው ኣለኹ ሓውኹም ኢርትራዊ፡መምህረይ ፉሉይ ትዕድልቲ ኣለካ ጎይታ ይጽልልካ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 3 ปีที่แล้ว +6

    ፈጣሪ ብምሕረቱ ይጠምተና ህዝበይ አጅኩም ክሓልፍዩ ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪ🙏

  • @selamselam6193
    @selamselam6193 3 ปีที่แล้ว

    መሉየ እግዚኣብሔር ይሓልኻ ነቶም ዘናዱዱኻን ሕማቕ ዝዛረብ ኣይትገደሰሎም እመቤታችን ንህዝብናን ንዓድናን ሰላም ተውርደልና አሜን

  • @user-bp6cy4xf3x
    @user-bp6cy4xf3x 3 ปีที่แล้ว +18

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዴታትና በረከትክን ይሕደረና

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 3 ปีที่แล้ว +2

    እንዃዕ ብሠላም መጻካ ሙሉ ብርሃንዬ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ኪዳነ ምህረት ዋሓስ ጠበቓ ትኹንካ ⛪️✝️👏 ኣጆኻ መምህር ሙሉዋይ ኪዳነ ምህረት ሓይሊ ጥዕና ትዕግስቲ ይሃብካ💔💔💔💔💔💔
    እትወቕሱ ንመምህር ሙሉ ሰባት እግዚአብሔር ልቧና ይሃብኩም ☝️

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 3 ปีที่แล้ว +2

    አነስ ታይ ክብል አምላክ ንቲ አብ መ/ር ሙሉ ሓዲሪካ ህዝብካ ተዐንግሎ ዘለካ ክብሪ ምስጋና ንዓካ ይኩን ኦ ጎይታ ንህዝብካ አድሕን💔😭💔😭💔😭💔😭😢💔😢💔😢💔😢💔😭😢💔😭

  • @user-bj1md1eb5n
    @user-bj1md1eb5n 3 ปีที่แล้ว +7

    ሙሉየይ እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኻ ማርያም ዲቦ ሓይሊ ፅንዓት ትዓድልኻ

  • @nahomtekeste9714
    @nahomtekeste9714 2 ปีที่แล้ว

    ናዐኻ ዝበቅዕ ቃላት የብለይን

  • @lave9644
    @lave9644 3 ปีที่แล้ว +7

    እዋይ ህዝበይ እግዚኣቢሀ ኣምላክ ኣቦይ ተዓረቀና መምህር ሙሉ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣቦ ዓቅሊ

  • @ksanet4540
    @ksanet4540 3 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ንበዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብፀሓኩም እንኳዕ ድማ ደስ በለና ተጋሩ ኣሕዋተይ
    እመቤታችን ድንግል ማርያም ትሓግዝኩም መምህርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 3 ปีที่แล้ว +6

    ተባረክ ክቡር ሓውና መ/ር ሙሉየይ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏

  • @user-rc2td9fy6m
    @user-rc2td9fy6m 3 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉ ንዓኻ ቃላት የብለይን እሞ ጽዮን ማርያም ቀቅድመኻ ትቁም።
    አዴታት እውን ጸሎት በረከትክን ኣይፈለየና።
    ኢደይ ኢድኻ ንበል ነቲ እግዚአብሔር ዝፎትዋ ስራሕ

  • @kalabtadese3875
    @kalabtadese3875 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዚኣብሔር ንህዝብና ጽንዓት ይሃብ ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ መከራ ቅድስት ማርያም ምሳኹም ትኹን።

  • @user-st1bf9ee5s
    @user-st1bf9ee5s 3 ปีที่แล้ว +7

    ምስ ቤተሰብ ድንግል ማርያም ፅላል ከለላ ትኹንካ ዝሓወይ ልዓድና ልህዝብና ምሕረትና ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ አሜን/፫/

  • @user-yi6gp5ws4i
    @user-yi6gp5ws4i 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቃ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ምስካ ይኩን ሓደራ ሰብ ብዝበሎ ኣትናደድ ቅድስት ድንግል ማርያም ታሓልካ ንፅረፍ ሰባት ለ ኣምላኽ መስተዋዓል ልብይ ያዓድለና 😭🙏

  • @user-fp2nc4pb5w
    @user-fp2nc4pb5w 3 ปีที่แล้ว +3

    ፀላእካ ይደፋእ መምህርይ ይቅረታ ንእግዚኣብሔር ኣምላክ ይክኖ 💘💘💘

  • @mamayebaba9526
    @mamayebaba9526 3 ปีที่แล้ว

    እንቆዕ ብሰላም መፃካ መምህር ምሉ ኣቦ ውፅዓት ኩቡራት ወለድና በርከትኪን ይሕደረና ሰላም ንሃገርና የዉረድለና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q 3 ปีที่แล้ว +10

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዘመንካ ዘርእካ ይባረክ እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሰላምን ምሕረትን የዉርደሉ ከህዝብና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @wediakeletigray2829
    @wediakeletigray2829 ปีที่แล้ว

    ኣጆኹም ኩሉ ከሓልፍ አዩ 😭😭😭💔🥲😌🙏 ክዳምህረት ጸላል ተብረልኩም 😌🥺🥺🥺😭😭😭😭😭

  • @Mebrahti
    @Mebrahti 3 ปีที่แล้ว +1

    አይይ አምላክ እሰከ ይታዓረከና ሰነ ምድሪ ደማ ማይ ይሳአንን ኦ አምብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ለምንልና ናብ ፍቁር ወድኪ🤲 ንኩላትና ይቅረ ይበለና ሙሉየ ሓላል❤
    አብዚ ዝሓለፈ ዝጓሃዩ አሕዋትና አይንሓዘሎም ዉሽጦም ዝተጎዱኦ ሰድረኦም ብኢድ ህግደፍን ፈሽሽታዉያን ዝሳአኑ እዮም ዉሽጥና ሰለ ዝቆሰለ ድአ እዩ አፅዉይና ዝኮን እበር ፅቡቅ ዝገብር ድአ ብአምላክን ድዩ ዝረክቦ

  • @gyvcfyygfdtiv7365
    @gyvcfyygfdtiv7365 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ የመና እዩ ጨኒቁኒ ዓደይ💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @mariyammaaari3228
    @mariyammaaari3228 3 ปีที่แล้ว +13

    እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ባዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ሃገርና ሰላም ይላኣከልና መምህር ሙሉ እዉን ኪዳናምህረት ትሓልወልና

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሓወይ ኣጀካ ኣምላክ መሳካ ይኩን ኣጀካ ህዝበ ትግራይ ኩሉ ካሓልፍ እዩ 🤲🤲🤲🇻🇳💞💞💞🤲🤲🤲🤲🤔🤔🤔

  • @user-ke5ol5rd4s
    @user-ke5ol5rd4s 3 ปีที่แล้ว +4

    ንሃገርና ኣውን እግዚአብሄር ኣምላክና ሰላምን ምሕረቱን የውርደልና ፆሎትክን ኣይፈለየና ኣሜን ፫✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @tewetewe6555
    @tewetewe6555 2 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @GgGg-rj6bj
    @GgGg-rj6bj 3 ปีที่แล้ว +4

    ናዓካ ዝገልፅ ቃላት ይብለይን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-my7tq4yn3e
    @user-my7tq4yn3e 3 ปีที่แล้ว +2

    ዓኽ ዋይ ጌታ ሆይ ተዓረቀና
    አውግሕዮ ማርያም አደይ ማርያም

  • @user-od8rk4nv1m
    @user-od8rk4nv1m 3 ปีที่แล้ว +4

    ውይይይይ ሓመድ ትብለዐኒ 😭😭 እግዚአብሔር ይብፃሕኹም ክቡራት አቦታትና አደታትና እግዚአብሔር ይአኽለኩም ይበለና ። ክቡር ሓውና መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ!

  • @ethiotg2883
    @ethiotg2883 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ሰው ያላሰበውን እሱ ያሰበውን ይስጣችሁ ሰላሙን ያምጣልን አንተም እግዚአብሔር አምላክ እድሜና ጤናውን አብዝቶ ይስጥልን የድንግል ማርያም አማላጅነትዋ አይለያችሁ አሜን 🙏

  • @freweiniteklemariam4921
    @freweiniteklemariam4921 3 ปีที่แล้ว

    Amlak yerdaken

  • @user-vq7et8yo4e
    @user-vq7et8yo4e 3 ปีที่แล้ว +2

    መ/ር ሙሉ ኣምላክ ይሓግዝካ ዝሓወይ ግን ኣጆና ኣረ ባጃና ህዝብና ንሓግዝ

  • @user-sn9tw4sd1y
    @user-sn9tw4sd1y 3 ปีที่แล้ว +9

    😭😭😭😭😭 እዚ ህዝቢ ናይ እግዚኣብሄር እዩ ናብ እግዚኣብሄር እዩ ውን ኣስተውዕል መንእሰይ ብሕነ ብቂምታ ልብካ ተሪሩ ኣታ ተሪር ልቢ ሓገዝ ነዞም ህዝቢ ንምሕጋዝ ዓቡይ ጸጋ ክነትርፍ ኢና ኣነ ሃገረይ ኣብ ሰማይ እዩ

  • @user-he5yj3bg6k
    @user-he5yj3bg6k 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ብዓይኒ መሐርቱ ዪመልከትኸ

  • @user-bp6cy4xf3x
    @user-bp6cy4xf3x 3 ปีที่แล้ว +2

    መምህርይ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እትኾዶ ኩሉ ይሓግዝካ እቲ ንስኻ ትገብሮ ናዓና ብርሃን እዩ መርኣያ እዩ ከማካ ዝበሉ የብዘሐልና ኣይዞካ ኣብ ፅቡቕ ስራሕ ፈተና ዘሎ እዩ ብቻ ኣነ ንዓካ መግለፂ የብለይን ምስ ሙሉእ ስድራካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ እግዚኣብሔር ይሓልካ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +5

    በረከትን ጸሎትን ጸጋን ናይ ገዳማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ምስ ኩሉና ይኩን

  • @freweinifisseha4657
    @freweinifisseha4657 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ ኣቦ ውፃዓት እግዚኣብሄር ይሓግዝካ በቲ ሰናይ ምግባርካ በርትዕ የፈፅምካ ኣይዞካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖እሺ

  • @freweinifisseha4657
    @freweinifisseha4657 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡራት መንፈሳውያን ኣዶታትና ፀሎትክን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏
    አምላከ እስራኤል ፍፅም ምሕረቱ ይለኣከልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖

  • @user-ly7sh6lt2h
    @user-ly7sh6lt2h 3 ปีที่แล้ว +4

    በረከትኪን ይሕደረና ወለደይ እፍፍፍ አጆኪን ኩሉ ዝከአሎ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልና ኣህህህ ህዝበይ እዙይ ዶ ንዓካ

  • @tegigal1238
    @tegigal1238 3 ปีที่แล้ว +1

    እመ ብርሃን ወላዲት ኣምላክ ፅላል ትኹንኩም ኩቡራት ወለድና 😢😢 ኣሕዋተይ ኢደይ ኢድካ ንበል ንህዝብና ገዳማትና 👏

  • @berhane154
    @berhane154 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆክን ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትብጻሓልክን 😭😭😭😭መምህር ሙሉ ካኣ ኣጆካ ብትገብሮ ኩሉ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ክብራት ኣደታትና ፀግኡ የብዝሐልኩን ፈጣሪ ኣጆኻ ሙሉዋይ ዞም ዝወቅሱ ዘለዉ ሰይጣን እዩ ኣብኦም ሓድሩ ዝፍትነካ ዘሎ ኣይትገደሰሎም አብ ጎድንኻ ኣለና ኣይካ በርትዕ

  • @ilovetigray2337
    @ilovetigray2337 2 ปีที่แล้ว

    hezbu zgnkyou Egzbhary kebizu shegr ywtany 🙏🇻🇳🇻🇳🙏

  • @abrahamghilamicael3537
    @abrahamghilamicael3537 3 ปีที่แล้ว

    Amlk xagu ybzhlekum amennnn

  • @user-kr4lk6qp1p
    @user-kr4lk6qp1p 3 ปีที่แล้ว

    kudusan Adetatey ab xelotkn zekrana kemu wn Memhr Mulue hawey Amlak kulu msaka ykun !!

  • @eritreanorthodoxtewahdohay5518
    @eritreanorthodoxtewahdohay5518 3 ปีที่แล้ว

    Aye tegaru nhade gumta keytelgsus adi mulua ktbasabesu bzkone agziabher mhretu ylakelna nkulu alem 🙏🏾

  • @asmelash4029
    @asmelash4029 3 ปีที่แล้ว +3

    አጆክን አዴታትና እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም በዓላ ከተብረሆ እያ አጆኩም ክንሰረሖ ኢና

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +4

    መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ካብ ክፉእ ይሓልይካ

  • @user-kt7cb7yz1d
    @user-kt7cb7yz1d 3 ปีที่แล้ว +1

    ኦ አምላክ አቦይ ምሕረትካ አውረድልና
    አደታትና ለ ጸሎትክን አይፈልይና
    መምህረ ሙሉ ሓወና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክብርለና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @user-yi6gp5ws4i
    @user-yi6gp5ws4i 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልና😭🙏

  • @aduyoni6732
    @aduyoni6732 3 ปีที่แล้ว

    Memhr mulue hawna Amlak edme yhabka

  • @user-yt1iz5iu9h
    @user-yt1iz5iu9h 3 ปีที่แล้ว

    አግዚአብሔር የሕሊና

  • @mohammadtaher5658
    @mohammadtaher5658 3 ปีที่แล้ว +3

    አጀካ ህዝበይ ኩሉ ክሕልፍ እዩ አሕሕሕ መ/ር ሙሉ አቦ ዉፅዕ አምላክ ምሳካ ይኩን

  • @user-my7tq4yn3e
    @user-my7tq4yn3e 3 ปีที่แล้ว +2

    ማርያም ፅዮን ምሳካ ትኩን ሙልዋይይ መዓረይ

  • @user-vn1id6yr6f
    @user-vn1id6yr6f 3 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመንን ጥዕናን ያሃብካ ገደማዉያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፀሎትኩም በረከትኩም ኣይፈለየና

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 ปีที่แล้ว +1

    _ኦ ኣምላኽ ሰላምካ ላኣከልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ መመህረና ኣደታትና አመ ኣምላኽ ትረዳኢክን😥_

  • @genetmokonen981
    @genetmokonen981 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @kndahaftizetewahdo5292
    @kndahaftizetewahdo5292 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡራት ኣዴታተይ ፆሎትኩን ኣይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉ ሓወይ

  • @gyvcfyygfdtiv7365
    @gyvcfyygfdtiv7365 2 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሓወይ ተባረክ ጎይታዋይ💔🥺🥺

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p 3 ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍፍ አይዘካ ህዝበይ ክሓልፍ እዩ ዋይ ዓደይ ማዓረይ ሰላምታኪ የርእየኒ መምህረይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-vk3nr9vf4m
    @user-vk3nr9vf4m 3 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-vh6kv9ti6e
    @user-vh6kv9ti6e 3 ปีที่แล้ว +5

    አዘካ ህዝቢይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
    እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ትግራይ

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 3 ปีที่แล้ว

    አምላኽ ዓይኑ ናብ ውጹዓት እዩ
    ኣጆኽን ኣዴታት ጸሎት ወላዲተ አምላኽ
    ኣይፈለየክንንን።

  • @rigatgirmatsen6141
    @rigatgirmatsen6141 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰላም ምሉ ሓውና በቲ ትገብሮ ፃዕርን ድካምን ልዑል አምላክ ብርኪ ሓፂን ይትከለልካ ዝሓወይ ሓጋዚ ኩሉ🙏🙏🙏🙏ለዋህ ውፁዕ ህዝቢ ትግራይ🙏🙏🙏አዚ አይግበአካን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @danielmamu9431
    @danielmamu9431 3 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ደጊሙ ደጋጊሙ

  • @user-yk1ku5rw7c
    @user-yk1ku5rw7c 3 ปีที่แล้ว +16

    ክቡር ሓውና መ/ም ሙሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว

      Amen Temsegen 💔💔💔😭😭🙏🙏🤲🤲🤝🤝💖💖

  • @tmesganamelaka3660
    @tmesganamelaka3660 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን ባዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ኩቡራት ወለድናን መምህር ሙሉ ኣቦ ውፁዓት እመብርሃን ፅላል ትኩንካ👏👏👏

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon4711 3 ปีที่แล้ว

    AMEM Amem Amem

  • @tegigal1238
    @tegigal1238 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኹም ክሓልፍ እዩ እግዚኣብሔር ኣሎ ምሳና እናትየይ ከብደይ በሊዕክናኒ 😢 ነቢዕኽን ኣንቢዕኽናኒ😭

  • @mariyamariya8192
    @mariyamariya8192 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሄር አምላክና እድመን ጥእናን። ያሀብካ ሙሉ ሀውና። በርትእ። አጆኻ። ጽቡቅ። ምስራህ ፈተና ክምዝበዝሆ። አጸቢቅካ ፍለጥ። ጸላኢ ሰናይ ብዝተፈላለየ መንገዱ። ፈተና ምምጻኡ አይገድፍን እዩሞ። እግዚአብሔር። ክህግዘካ እዩሞ ብጾሎት እውን በርትእ። እመብርሃን ምሳኻትኹን።

  • @tibletsabraham1078
    @tibletsabraham1078 3 ปีที่แล้ว

    Edimen tinani yhabika

  • @fanusbereke5648
    @fanusbereke5648 3 ปีที่แล้ว

    amlak msakum ykun

  • @habsh5752
    @habsh5752 3 ปีที่แล้ว

    እመብርሃን ወላዲተ ኣምላኽ ፅላላ ተንብረልኩም ክቡራት ወለድና ከቡር መምህር ሙሉ ብጸጋ ብዕድመን ብጥዕና ይሓልወካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቡረይ❤

  • @user-zm4ww6oq6h
    @user-zm4ww6oq6h 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጅኻ መ/ር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 3 ปีที่แล้ว

    Egzabihr amlak fetena yaklekum yeblena

  • @user-dv8fw2jb9i
    @user-dv8fw2jb9i 3 ปีที่แล้ว

    እዋይይ 😢😢😢ኩቡሪት አደታትና አዩኩን እታ ቅድስቲ ቅድስን ድንግል ማርያም ትሓግዝኩን መምህር ሙሉየይ ብርኩ ቱሑት ይቅር ንአምላክ ይኩን አብ ዝካድካዮ ድንግል ማርያም ትሓልኩ ቡርኩ ሓወይ💔💔💔

  • @kfkrimskulu1936
    @kfkrimskulu1936 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ኣምላክ የብዘሐልኩም መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልና

  • @kfjcjcjcjcjc1890
    @kfjcjcjcjcjc1890 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆካ ህዝበይ ከይፀልመተ ኣይወግሕን ኣወትና ቀሪቡ እዩ

  • @fifi-ts7kq
    @fifi-ts7kq 3 ปีที่แล้ว

    😭😭😭Egzabhier mhretu yaazzelnan!!!

  • @kidugaltigray8908
    @kidugaltigray8908 3 ปีที่แล้ว

    መግለጺ የብለይን ንዓኻ ንምግላፅ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hggu4567
    @hggu4567 3 ปีที่แล้ว

    Dveyti aymalo baela tslal tenbrelu hzbna

  • @ZemaritTirhas
    @ZemaritTirhas 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen zahawey egzabhier yekeberelena