ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART TWO

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 1K

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 6 วันที่ผ่านมา +458

    ብናይ ቢናም ግርማይ ዓወት ብሓጎስ ዝሰኸረ'ቶሎ like ❤ ገጪኒ ይሕለፍ !

    • @FnanTesfalemFnanfani-vg3ex
      @FnanTesfalemFnanfani-vg3ex 6 วันที่ผ่านมา +8

      Ane aleku kal aytdele sebey enkae hagosena

    • @Metkeli
      @Metkeli 6 วันที่ผ่านมา +4

      Alana ❤❤

    • @wedigashlove
      @wedigashlove 6 วันที่ผ่านมา +4

      Hagos elka mehlaf zeykone ne jeganuna zedebse hadra zefxme ne alem ewn hadesh kokokob zewxala arha xelmti bini

    • @ghenetmedhane9515
      @ghenetmedhane9515 6 วันที่ผ่านมา +3

      ኣሰይይይይይ🇪🇷💖ለታይ ተልዓሊ ንኺድ ኤረና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::

    • @naboobsprit5638
      @naboobsprit5638 6 วันที่ผ่านมา +4

      ኤርትራዊ ዘበለ ብዘይ መስተ ህዝብና ሰኪሩ ሪኤዮ ዝበለ ሐሳዊ ኢዮ ኩሉ ኤርትራዊ ሸጊጉ ብሐጎስ ❤❤❤❤

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 6 วันที่ผ่านมา +416

    3ይ ክፋል ግበረልና ዶ ንበሎ ደቂ ኤረይ? ሕራይ ትብል፡ኣብዚ like ገርካ ሃየ ኣኸይፈኒ። ኣወሊኖ ከኣ የቐነየልና።

    • @user-mq8gt8og8w
      @user-mq8gt8og8w 6 วันที่ผ่านมา +4

      Nay gdn ember🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา +5

      ወይ ለይ 1ይ ከ ኣሎዎ ዲዩ እንባኣር ክምለስ።
      💙

    • @russomasgedom129
      @russomasgedom129 6 วันที่ผ่านมา +3

      geden

    • @eritrea700
      @eritrea700 6 วันที่ผ่านมา

      @@xaka5505🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @IsaiasGhirmay
      @IsaiasGhirmay 5 วันที่ผ่านมา

      Hasawi hzbi

  • @Eribes
    @Eribes 6 วันที่ผ่านมา +144

    ላይክ ወዲ ኤረይ:: ንትግራዋይ ግ ን ኣይምከቶን::

    • @MIKIboy84
      @MIKIboy84 6 วันที่ผ่านมา +3

      Kkkkkkkkk

    • @user-vz4jf8jh5p
      @user-vz4jf8jh5p 5 วันที่ผ่านมา +4

      Fetyeya aleku eza comment natka nwiegini aymlekatan eyu kkkkkk n eritrawi try eyu zmlketo

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 6 วันที่ผ่านมา +65

    ወዲ ባሻይ ዳሕዳሓዮ ናይዛ ሓሳድ
    ማለሊት ተንኵል ኩሉ ኤርትራዊ ይፍለጦ
    ኤርትራ ንዘልኣለም ዓወት ንሓፋሽ

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 6 วันที่ผ่านมา +2

      ክደሃድሖ እዩ እምበር። ❤🇪🇷❤🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቀልድ የለም በሃገር!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @angesomselemon3375
    @angesomselemon3375 6 วันที่ผ่านมา +103

    ወዲ ባሻይ ኣወል ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት❤❤❤❤

  • @user-vm4gi9fj3h
    @user-vm4gi9fj3h 6 วันที่ผ่านมา +125

    ኣብ ኤርትራ ተቃዋማይ ደጋፋይ ዝባህል የለን ሃገራውን ዘይሃገራዊ ኢዩ ዘሎ

    • @user-rt7gs1st6h
      @user-rt7gs1st6h 5 วันที่ผ่านมา +4

      @@user-vm4gi9fj3h ተቓዋሚ የለን። ከዳዓት ኣውራጃውያን ከኣ ፈሺሎምን ተጣዒሶምን እዮም። ናብ ደንቢኦም ዝምለሱ ለባማት ብዙሓት እዩም።
      ከም በዓል ሓሰና፡ ሰይጠነ፡ ሊስትሮ በየነ፡ ኪሮስ ወዘተ ግን፡ ናይ ምምላስ ዕድል የብሎምን። እንተ ሕነ ብዝፈዲ ቤተሰብ መወትቲ እንተ ብመንግስቲ ብሂወት ሰብ ዝሕተቱ ከድዓት እዮም።

  • @huruyredie7760
    @huruyredie7760 6 วันที่ผ่านมา +43

    ዋውውውው ሎሚ ብጣዕሚ ትሓጊሰ, ወዲ በሻይ & ኣወሊኖ ብጣዕሚ ነመስግን, ስለልቦና ናይ ወዲ በሻይ መግለጺ ስኢነሉ ብሱል መልእኽቲ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም, እዞም ሓኪሎም ዘለዉ ክኣ ናብ ልቦም ይምለሶም. Always Eritrea ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Funnyvideos-gu2zp
      @Funnyvideos-gu2zp 3 วันที่ผ่านมา

      እዞም ነዚ ዓማጺ ስርዓት ህግደፍ መንደፍ ትድግፉ ከደምቲ እምበር ናብ ልብኹም ይምለስኩም እሞ ኽኣ ን ረጋጺኹም ትድግፉ ናትኩም ድንቁርና እኮ መስደመም እዩ 😂

  • @Yersalem858
    @Yersalem858 6 วันที่ผ่านมา +40

    ተዓዊትካ ኢካ ወዲ ባሻይ ብሕጂውን ብዙሕ ስራሕ ይጽበየካ ኣሎ ኣይትሕመቅ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣወለይ ወዲ ህዝቢ በርትዕ ❤

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv 2 วันที่ผ่านมา

      ታይ እዩ ዝዕወት እዚ ነፋጥ ፀሊም ዳጉሻ ርእሲ ሓምሓም ድማ፡፡ሂወቱ ከስተካክል ኢሉ ምኳን ምስ ኣበዮ ደሓር ናይ ሻዕብያ መዓኮር ሓፃቢ ኮይኑ ቀርዩ፡፡ክክክክክ.....ተስፋ ዝቆረፀ ይመስል ገፁ ክትሪኦ ተለካ፡፡Hiv Aids ሒዝዎ ይመስል፡፡ከብዱ ዘፍጢጡ፡፡ገፁ ድማ ፀሓይ ትዓርብ ዘላ ይመስል፡፡ናብ ኣሥመራ ላዕለዋይ ሆስፒታል ሪፈር ክፅሕፈሉ እየ፡፡ክክክክክ

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv 2 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ሓዞ ባይሩ እየ ካብ ኣርባዕተ ኣሥመራ ገዛ ባንዳ፡፡ክክክክ

  • @user-tj5nl5iq2e
    @user-tj5nl5iq2e 6 วันที่ผ่านมา +43

    ዓወል ና ወዲ ባሓሻ እያደረጋቹ ያላችሁት ሁሉ ትውልድን የሚያንፅ ስለሆነ ቀጥሉበት እግዚአብሔር ደግሞ ኤርትራን ይባርክ 🙏🙏

    • @Merii25
      @Merii25 6 วันที่ผ่านมา +2

      Lovely ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 6 วันที่ผ่านมา +2

      አንተንም ይባርክህ!

    • @haileabhabtemariam4393
      @haileabhabtemariam4393 5 วันที่ผ่านมา

      ⁶😢😢y9y y5o886874​@@Merii25😅😊😊😅😅😅😊😊😅 19:35 😊😊😊😮😢🎉🎉😊😊 21:30 😅😅 21:32 21:39 😊😊

    • @Funnyvideos-gu2zp
      @Funnyvideos-gu2zp 3 วันที่ผ่านมา

      እነዚ ናቸው ትውልድ ሚያንጹ ማነጽ ግን ታውቃለህ እኛ ነን ምናውቀው እኮ እንዴት እንደምንኖር ለኛ የደረሰ ኣይድረስህ ኣባቴ 😂

    • @Tecl8855
      @Tecl8855 วันที่ผ่านมา

      Sahab ata fara​@@Funnyvideos-gu2zp

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h 6 วันที่ผ่านมา +29

    "ማለሊት ንኤርትራ ዝጸሞቕክዮ ዕረ፡ ስተዪዮ'ምበር ናበይ ድሕር ድሕሬ. . . . ."
    እዞም ትግራይ ክንደይ ይትንኩሉ ፧ ልምዓትናን ምዕባለናን ኣደናጉዮሞ።
    ይቐንየልና ኣወልን ወዲ ባሻይን ❤❤❤

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา

      😂 ከም ዝተኣሰረት በቅሊ ኣብኣ ጠጠው ኣቢሉ ዝኣሰራ ኣረጊት ዲክታቶር ገዲፍካስ ወየነ🤦🤌

    • @user-rt7gs1st6h
      @user-rt7gs1st6h 6 วันที่ผ่านมา +5

      @@xaka5505 ሰብኣይ ደኣ፡ ንወያነ ቀቲለያ እየ፡ "ድሕሪ ሕጂ ቅሰኑ" ኢሉ፡ ዓዲ ብጀነረተራት ይመልኣ ኣሎ። ዓለም ከኣ ኣብ ኤርትራ ወፍሪ ከተውፍር ትቀዳደም ጀሚራ።
      ሃገራዊ ቅሰን። ከዳዓት ከኣ ሕሳብና ንገብረሉ ግዜ በጺሑ እዩ።

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 วันที่ผ่านมา +8

      ​@@xaka5505😂😂😂ኣናታ ቆማል ዓጋመ ን45 ዓመታት ብሓደ ሽፍታ ጉጅለ ዓድዋ ወያነ ብዲክታትሮ እንዳተመርሓካ እሞ ክኣ ክስብ ሕጂ ሃገር ዘይብልካ ናጻ ዘይውጽኻ 1 ሚልዪን ትግራዋይ ድራር ኣሞራ ኮይኖም ዝትርፍ ረስሕ ታሪኽ ዘለካ ንስኻ ትግራዋይ ኢኻ።ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ ሞራል የብልካን።

    • @merhawisibhat5914
      @merhawisibhat5914 5 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤

  • @KflaySbhatu-nr4xr
    @KflaySbhatu-nr4xr 6 วันที่ผ่านมา +25

    እንቃዕ ሐጎሰካ ወዲ ባሻይ ምስ ዓድኻን ህዝብካን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️❤️ 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semsem4563
    @semsem4563 6 วันที่ผ่านมา +20

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ፡ወዲ ባሻይ ኣንበሳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶን ኣርኣያን ኢኻ ❤

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp 6 วันที่ผ่านมา +28

    እንቃዕ ሓጎሰና ህዝቢ ኤርትራን ኣፍሪቃን ጸባ ኣስዩና ቢኒ ❤❤❤❤❤❤
    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fitsumkflaikidanu558
    @fitsumkflaikidanu558 6 วันที่ผ่านมา +33

    ከም ወትሩ ደስ ዘብል መደብ ኣወሊኖ ምስ ወዲ ባሻይ። ተስፋ ንገብር እዞም መንእሰያት ኣንፈቶም ስሒቶም ዘለዉ ነዚ ሰሚዕም ኣብ ልቦም ክምለሱ። ኩሎም እካ እንተዘይበልና ከምቲ ኣወል ዝበልካዮ እቶም ኣብ ሞንጎ የእማን ዘለዉ ኣልማዝ ምፍታሾም ከድሊ እዩ።

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา

      😂 ከይ ትሓስብዎ ኣብዚኣ ምብጻሕኩም ግን ዓቢ ጽፊዒት ኢዩ ኣወልዚንጎ ዝበሎ እንተሎ ዳርጋ ንላዘብ ኢዩ ምሳኩም ኣይንዛረብን ንስኩሙን ሓሳባትኩም ን ክትጉሓፉ ጥራይ ኢዩ ዘለኩም።

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay3520 6 วันที่ผ่านมา +14

    ❤❤❤ብሓቂ ዘገርም ወዲ ባሻይ ሓውና እንቓዕ ገጽ ዓድኻን ህዝብኻን ኣርኣየካ ዕድለኛ ኢኻ ኔርትራዊያን ፈውሲ ንኸዳዓት ሕማም ርእሲ❤❤❤።Good job so nice

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 วันที่ผ่านมา +25

    መርሐባ አናብስ አወል ን ወዲ ባሾይ እንቋዒ ብሰላም መጻእኩምና አምላክ ይባርኩም 🇪🇷🦁💪🏾💕🙏🏽🇪🇷🦁💕🙏🏽

  • @wedimelake9436
    @wedimelake9436 6 วันที่ผ่านมา +13

    ዋውውውውውው መንግስትናን ህዝብናን ጭዋን ፍትሓዊን ዩ በሓቂ ተሓጉስና ዕንቃዕ ሰናይ ኮነልና ደቂ ኤረይ ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ሰናይ ቅሳነት ራህዋ ብልጽግቲ ን ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @aronsimon2713
    @aronsimon2713 6 วันที่ผ่านมา +9

    ኣወሊኖ 3ይ ክፋል እንተትቅጽለልና ክደይ ደስ ምበለና መክንያቱ ብሓቂ ወዲ ባሻይ ጽቡቅ ገሩ ዪ ዝገልጾ ዘሎ ስለዚ።
    የቀንየልና ኣወል!

  • @saze1177
    @saze1177 6 วันที่ผ่านมา +13

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣስትምህሮ ይቅንየልና ኣውልን ውዲባሻይን ህዝቢ ጉድ ናይ ተጋሩ ክፍልጦ ኣልዎ❤

  • @akberetokubay6095
    @akberetokubay6095 6 วันที่ผ่านมา +16

    ኣዎል ናብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኮሙኡ ግርካ ንውዲ ባሻይ ኣምጺኢካ ምዝርራብካ ጽቡቅ እቃዕ ዳሓን ምጻእኩም ናብ ሓቂ ጽቡቅ ትንትና

  • @BiniamTietie
    @BiniamTietie 6 วันที่ผ่านมา +14

    ኤርትራዊ ሙኻን ዘኹርዕ መንነት ኣብ ዝኾነ ቦታን ሰዓትን ❤️❤️❤️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 วันที่ผ่านมา +148

    አወል አንበሳ ፈውሲ ልቢ ኤርትራና ❤️🇪🇷🦁❤️🇪🇷💪🏾❤️

    • @Jdhygvsksk
      @Jdhygvsksk 6 วันที่ผ่านมา +8

      Chid qorba lokmas abey ms kedu yom.etom jeganuna

    • @DiamondA-xi2yw
      @DiamondA-xi2yw 6 วันที่ผ่านมา +12

      ​@@Jdhygvsksk ጀጋኑኻ ድኣ ተረሽኖም እኮ በዓል ስዩም መስፍን፥ኣባይ ጸሃየን እቶም ዝተረፉ ድማ ተማሪኾም ተፈትሖም ኣብ ደንቨር ኣመሪካ ይነብሩ ኣለው በዓል ብጻይ ስብሓት ነጋ 😂😂

    • @luwamlove
      @luwamlove 5 วันที่ผ่านมา +1

      ኣየ መልሲ ❤❤❤​@@DiamondA-xi2yw

    • @Almaz-de5it
      @Almaz-de5it 5 วันที่ผ่านมา +3

      Nay Bhaki❤❤❤❤

    • @user-pi7vt3wg1g
      @user-pi7vt3wg1g 5 วันที่ผ่านมา +2

      @@DiamondA-xi2yw😂😂😂😂😂😂well done well said ❤️🇪🇷❤️👍

  • @teklemariamteklehaymanot
    @teklemariamteklehaymanot 6 วันที่ผ่านมา +38

    ወዲ ባሻይ ዓቢ ሰብ ኩላትኩም ሰላም ብሓበራ ኣወሊኖ❤❤❤❤❤

  • @sarueri2351
    @sarueri2351 5 วันที่ผ่านมา +7

    እዛ ወዲ ባሻይ ዝብላ ዘሎ ብዛዕባ ምግዛእ ገዛ ኣነ ከም ዕላል ዝሰምዖ ሓቂ ኣሎ እዞም ሎሚ እምኒ ዝደራበዩ ዘለዉ ቡዙሓት ኣብ ትግራይ ገዛ ዝገዝኡ ኣለዉ ሕጂ ትግራይ መን ይእተዋ ሕጂ ኩሉ ዝሓሰብዎ ምዃን ምስ ኣበዮም ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ሕጂ ንኤርትራዊ ብእምኒ ምጉያይን ምኽታርን ተዋፊሮም ዘለዉ።

  • @ghezaehagos1380
    @ghezaehagos1380 6 วันที่ผ่านมา +8

    ዕድመን ጥዕናን ንወዲ ባሻይ ከምኡውን ንአወል ኤርትራዊ መንነት ንዘለኣለም ክኹላዕ እዩ።

  • @user-do7hd4jr4y
    @user-do7hd4jr4y 5 วันที่ผ่านมา +7

    Long live Eritrea 🇪🇷
    Land of the brave
    Land of determination
    Land of beautiful 😍 people ❤ and culture
    Proud 👏 to be eritrean ❤
    AWET NA HAFASH ❤❤

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g 6 วันที่ผ่านมา +8

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢንተርቪዉ። ወዲ ባሻይ ድማ እንቇዕ ናብ ቁኑዕ ልብካ ተመሊስካ ንሀገርካ ክትበጽሕ አብቅዐካ። እንተኮነ ብሰንኪ ከሐድቲ ክንደይ ኑጽሀት ኤርትራዉያን ንዘላአለም ከሲርናዩም አሎና። ብሀገር መልክዕ ዝበደለ እንተድአ ብዘይሕቶ ይቅረ ተተባሂሉ ንዝመጽእ ግዜ ዉን ገለ አይብሉናን እዬም እንዳበሉ ቡዙሐት ከዳዐት ክፈርዩ ይክእሉ እዩም። በዚ ክአ ኑጹር ቁዋም ሀልዩ ነቲ ዝበደለ ብንጽር እታ ዝግብኦ መቅጻዕቲ ክትበርሀሉ አሎዋ።

  • @solomonsamuale6495
    @solomonsamuale6495 6 วันที่ผ่านมา +16

    🇪🇷❤️🇪🇷 ወድ ባሻይ ይሄ ነው ኤርትራዊነት በህዝቡና በመሬቱ የማይደራደር እኛና ህዝባችን ኤርትራዊነት የተከበረ ማንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿

  • @Eribes
    @Eribes 6 วันที่ผ่านมา +6

    ዋው ወዲ ባሻይ :: ስድራና ተሰውኦም ንሕናዊን ክንስስዋእ ከድና እና :: ናይ ዕድል ግን ክሉ ኣይስዋእን ::

  • @user-hg9ei1ci6q
    @user-hg9ei1ci6q 6 วันที่ผ่านมา +6

    ጽቡቕ መደብ ወዲ ባሻይ ምስ ኣወል ኩርዓትና ኢኹም🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪

  • @asterb9436
    @asterb9436 6 วันที่ผ่านมา +13

    Welcome deki erey and congratulations Bini viva Eritrea 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👈

  • @abebakidane8564
    @abebakidane8564 5 วันที่ผ่านมา +3

    ጸባ ስተ ኩቡር ሐውና ዘዕግብ ውሳነ ወሲንካ
    ሙቁር ዕላል ልብካ ዘብርህ የቀኒየልና
    ልቦና ይሀበና፡

  • @user-fu9tf9ky2v
    @user-fu9tf9ky2v 6 วันที่ผ่านมา +4

    ቢኒ ሲ ነዞም ተጋሩ ክቀርጽ ዶ ተፈጢሩ ወደይ ፈጨጭ በል ጥራይ ወዲ ኤረይ ❤❤❤❤

  • @Eriboy
    @Eriboy 6 วันที่ผ่านมา +3

    ኣወል ! ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ::
    እታ ኣብ መንጎ-መንጎ ትግበር ጣቒዒት ኔው በላ ! ብዙሕ ምጥቃዕ ዘይምፍታው :: ንወዲ ባሻይ ከኣ ጅግና ብሓቂ ካብ ጉጉይ መንገዲ ተኣሪሙ ንህዝቡን ሃገሩን እቕሬታ ዝብል ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እዩ :: ዝሓለፉ ብጾት ዝዝክር : ዝተሓልፈ ኩሉ ነገር ኣገናዚቡ ዝርዳእ :: 🐪🇪🇷🌹❤️🌹🇪🇷🐪🌹🇪🇷

  • @user-kb7im3dt9m
    @user-kb7im3dt9m 5 วันที่ผ่านมา +4

    ዋውውውው እታ ዝደልያ ዝነበርኩ ቃለ ምሕተት❤ ወዲ ባሻይ with ኣወል መቅሰን ኤርትራውነት ክቡር መንነት

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 6 วันที่ผ่านมา +13

    ኣወል ማለት ክንድ ሽሕ ክዳን ሃገር ተዓወት🦁👍🏽 🇪🇷❤️🇪🇷🕊️⛪🙏🏽🕌🥰💐🌴🐪

  • @yosiefzighta3445
    @yosiefzighta3445 6 วันที่ผ่านมา +6

    ጽብቅ መደብ መምሃሪ ክከውን ንመጻኢ ደቅና ስለ ዝኮነ ቀጽሎ ኣወል ሕቡን ኤርትራዊ

  • @mikitv123
    @mikitv123 6 วันที่ผ่านมา +13

    ድሕሪ ሕጂ ሰብኣይ ዲኻ ወይ ተባዕ ዲኻ ገዲፍካ ወዲ ባሻይ ዲኻ ክትቅየር ኣለዋ ደበ ዕነ 😂😂

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 6 วันที่ผ่านมา +10

    ከቢዲ ዋጋ ከፋልና 😢 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደሐን 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @jerryjery1201
    @jerryjery1201 5 วันที่ผ่านมา +2

    Don’t stop revealing the truth. Keep going.This is really important topic to the next generation.

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 6 วันที่ผ่านมา +7

    ወዲ ባሻይ ምስታ ምዔልቲ ውላድ ጅግንነት ዝኾነት ናጽነትና ውጽኢት እቶም ጀጋኑ ናዓና ንኤርትራውያን ኢሎም ጅግንነት ዝተፈጸመለን 20ሰነ ምስ ጀጋኑ ሰማእታትና ስሉዝዋዓልካ ዕድለኛ ኢኻ

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 วันที่ผ่านมา +6

    ቢኒ እንቋዒ ሐጎሰና ኤርትራና ንካልአይ ጊዜ ተዓዊታ ዱግም ድግም ኢዚ ዓወት ድግም ኮይንንልና 🚴🏾‍♂️🚴🏾‍♂️🇪🇷🇪🇷🦁🦁💪🏾❤️🚴🏾‍♂️🙏🏽🚴🏾‍♂️🇪🇷🦁💪🏾❤️🚴🏾‍♂️

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143 5 วันที่ผ่านมา +7

    ጉዳይ ድምጺ ግን ብጥዓሚ ረባሽን ኣሰልቻውን ኮይኑ ኣብ በይነይ ድዩ guys ?
    በጃኹም ኣመሓይሽዎ እቲ ናይ ድምጺ ሞክሮፎን በቲ ጃኬቱ ጌሩ ኣጽሚምና ዋእ

  • @elsat792
    @elsat792 6 วันที่ผ่านมา +4

    Aweley, thanks 🙏 brother for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕✊

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291 6 วันที่ผ่านมา +5

    Thanks it’s clear we Eritrean first we have to put our country first before anything else.
    Wrong right my country first.
    Glory to our martyrs and our EDF 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gw4841
    @gw4841 5 วันที่ผ่านมา +4

    እወ ሐቂ ዝበልካዩ ወዲ በሻይ መንእሰያት ልቦም ይዕበ ይማሀሩ አደ ወላዲት ትጵበ አላ አትተሃመል መንእሰይ ሀገርካ አፍቅር ዕሱብ አትኩን 🇪🇷🐆🇪🇷🐆ነመስግነካ አውል

  • @selamberhe2807
    @selamberhe2807 5 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ እዩ ኤርትራዉነት Thank you Awel and Wedi Bashai 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 5 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi Bashsy you did a huge giveaway job a very great example for many. I hope you did enjoy your visit and happy for you that comes back to your home land 👏🇪🇷🇪🇷 Amazing work both 🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 6 วันที่ผ่านมา +7

    ተዓወት አወል ሐወይ 🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️❤️❤️

  • @eriwood6056
    @eriwood6056 6 วันที่ผ่านมา +6

    አወልኖ ጅግና ከም ወትሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወዲ ባሻይ ጅግና ኣገናዕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 6 วันที่ผ่านมา +9

    ዘገርም እዩ ከንዘ ትደቁር😢 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደሐን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kifleyemane4989
    @kifleyemane4989 6 วันที่ผ่านมา +3

    ኣወሊኖ ኣብ ዝመጽእ ርክብኩም ወዲ ባሻይ ይቛራረጽ ኣሎ ቃላቱ መሳሪሑኩም ተጠንቀቑሉ ❤

  • @user-ik5mi2dp4z
    @user-ik5mi2dp4z 6 วันที่ผ่านมา +20

    hunqea hagosena hezbey nay bini kamay tehaguskum iski like regexu ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @marssemay69
    @marssemay69 6 วันที่ผ่านมา +8

    Awel jigna, the best 🇪🇷🎉🇪🇷🎉

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 4 วันที่ผ่านมา +1

    I lived abroad we are moving forward your gust have come forward to face to his family, people! ! You have done great job keep it up!

  • @Kokob-ye8rt
    @Kokob-ye8rt 5 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣወለይ ምስ ወዲ ባሻይ ጵቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💕💕👌👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏

  • @bqse6142
    @bqse6142 6 วันที่ผ่านมา +5

    መርሓባ ሰብ መትከል ንፈትወኩም ሃገራውያን ኣሕዋትና🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷

  • @habtuhabte4341
    @habtuhabte4341 6 วันที่ผ่านมา +6

    ሰላም ወዲ ባሻይ ወሳኒ ምስ አወል ፈዉሲ ልቢ ስሚ ከድዓት

  • @startfromwithin8107
    @startfromwithin8107 5 วันที่ผ่านมา +1

    20.06.talk made me tear up😢😢😢yes wedi Bashai we should not forget what our ppl paid for our freedom and souvereignity...Ertra and Ertrawinet will prevail and prosper...❤always believe in 9BEHIR deki hade libi...we should never jepardise our unity. Thanks Awet jigna wedi jeganu. Love your talks and the way you fight for our values.

  • @ibururu7004
    @ibururu7004 4 วันที่ผ่านมา

    والله دي الحقيقه و أفتخر اني اريتري .🇪🇷🇪🇷🇪🇷 اول انت غيرت أفكار الجيل و اتمني لك التقدم والنجاح في كل مشوار إلى الأمام لا رجعه ابدأ إبداع ....

  • @semyatalem8320
    @semyatalem8320 6 วันที่ผ่านมา +4

    ኣዘራርባ ናይ ወዲ ባሻይ ብጣዕሚ ዝድነቅ አዩ።ኣወል ሓወይ ንስኻ ውን አኮ አናፈለጥካ ከለካ ተደኒቅካ 😂 ዘየደንቅ ኣይኮነን ግን።

  • @abumofed2910
    @abumofed2910 6 วันที่ผ่านมา +6

    هلا اول سعيد البطل الخلوق تسلم ماقصرت

  • @gdeamanuel8065
    @gdeamanuel8065 3 วันที่ผ่านมา

    ዋውውውው ደስ ዘብል መደብ ኣወሊኖ ምስ ወዲ ባሻይ ሓውና እንኳዕ ገጽ ንገጽ ኣራኸበኩም እንዳ በልኩ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WHabte
    @WHabte 4 วันที่ผ่านมา +1

    Well said Wedi Bashai. Thank you Awelino for bring us Wedi Bashai.

  • @redsea6398
    @redsea6398 6 วันที่ผ่านมา +3

    Enda Dashim Jeganu Eritrawian Yaho! Teawet Teawet Wedi Bashay Hawna!

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ሰላም 👋🏽🫶👋🏽 ፍትዋት የህዎተይ ኤሪትራዊያን 🇪🇷💎🇪🇷
    ንሕና ኤሪትራዊያን ደሑግሰካ 🫶95% 🫶ምስ መንግሱትን ሕዝብን ሰራዊትን ብምካኑ ሕዝቢ ኤርትራ ብምስማሩ 🤝ን 🤝ምጥርናፉን
    ብጣሚ ዘሕጉስ እዩ ::
    ሕጂስ ዝመጸ እንተመጸ ድኮነ እንተ ኮነ ነቅ ዘብል ንኤሪትራዊ የልን 🦾💪🏽🇪🇷🦾💪🏽
    ኤሪትራና ባርከልና አምላክና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา

      🤭 ደቂ 60-70 ናይ ወጻኢ።

  • @yonatantekeste697
    @yonatantekeste697 5 วันที่ผ่านมา +1

    Keep doing what you're doing Awelino! This is the first time in a long time when a former opposition has been able to voice their opinion inside Eritea. I hope time comes when you will be able to interview actual thinkers without censorship. Thank you

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501 5 วันที่ผ่านมา +1

    ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏 ወዲ ባሻይ ጽቡቅ ሰጉምቲን ውሳነን ከምኡን በአወል ጽቡቅ ሰራሕ thank you

  • @Eritrea-xz2pw
    @Eritrea-xz2pw 6 วันที่ผ่านมา +2

    Good job guys Awelino and wedi Bashay

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 6 วันที่ผ่านมา +5

    🍀🤞ኤርትራና 💎ተዓዊታ 🇪🇷🕊️❤️
    ስዋአትና 🕯️☀️ተዓዉቶም 🕯️❤️🕊️🇪🇷
    መንግስትና 🇪🇷💎ተዓዊቶም 🇪🇷🦁❤️🕊️
    ሰራዊትና 🦁💎ተዓዊቶም 🇪🇷🦁🇪🇷
    ህዚብና 🇪🇷❤️🕊️ተዓዊቶም
    ተማሃሮና 🇪🇷📕❤️📖ተዓዊቶም
    ቢኒና 🚴🏾‍♂️ተዓዊቱ 🇪🇷🦁🚴🏾‍♂️🏅🥇
    ስፓርተዋና ⚽️🚴🏾‍♂️🚴🏽‍♀️🇪🇷❤️🏊🏽‍♀️🏊🏽ተዓዊቶም
    ሙዚቃታትና 🎼🇪🇷❤️🎵🇪🇷❤️🎶ተዓዊትና
    ሐሮስቶትና 🌾🐄🧑🏾‍🌾ተዓዊቶም🇪🇷❤️🇪🇷❤️
    ተመስገን አምላክና 🤲🏼🇪🇷❤️🙏🏽🇪🇷🙏🏽🤲🏼
    አምላክ ንኤርትራ ብደምካ ሸፍነልና 🤲🏼❤️🇪🇷❤️🤲🏼

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา

      😂 Binyam ewe NSU kemani nab ta ሲኦል ዓዲ ኣብ ዘመነ ሻዕቢያ ስጋብ ዝምለስ ኢዩ ዳኒኤል ተክለ-ሃይማኖት ሂያው ምስክር።

    • @eritreaasmerom860
      @eritreaasmerom860 5 วันที่ผ่านมา

      @@xaka5505 ብርጌድ እንዳ ጺሉላትን እንዳእምንን እንታይ የእተወካ አብ እንዳ አንብሳ ገዛ ከይትብላዒ ብቅንኢ ሕማምን ሐሚምካ ኢካ ዘለካ ::
      ወዲ ማማለሊት ክዲ ንስካ ሃመማ ኢንዲካ ሃመማ ካአ አብ እንዳ ጎሐፍ እታ ሰልፋዒ መድህን ጋሐፍ እዩ ገዛካ ::🤣🤣🤣😇😇😱💩🪰

    • @user-bt9vq8pd7b
      @user-bt9vq8pd7b 5 วันที่ผ่านมา

      Amen amen amen

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane8701 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ኣወል ጅግና ስለ'ቲ እትገብሮ ኣበርክቶ ጽቡቕ ቀጽሎ ድማ ክቦ እደሊ።
    እዚ ቃለ መሕትት እትገብረሉ ዘለኻ ሰብ ንምዃኑ ካቶም ደምበ ተቛመርቲ ዲዩ ነይሩ? ኩሉ ኣዘራርባኡ ከምዚ ብማዕዶ ዝፈልጦም እምበር ንሱ ኣብ ማእከል'ቲ ናይ ጥፍኣት ጉጅለ ዝነበረ ኣይመስልን።
    ንሱ ኣብ ከመይ ዝበለ ጥርናፈ ዝነበራ ጉጅለ ኢዩ ነይሩ? ንሱ እንታይ ተራ ነይርዎ ኣብቲ ጉጅለ? በዓል መን ኢዮም ዝጥርንፍዋ ነታ ንሱ ዝነበራ ምትእኻብ? እቲ ዝኽተሎ ዝነበረ መንገዲ ግጉይ ምዃኑ ብምእማን ግን ከኣ ነቲ ንእሽተይ ወለዶ ትምህርቲ ክኸውን ብንጹር እቲ ዝነበረ ክግለጽ ኣለዎ። ሕጂ በደልካ ንምሽፋን ናብ ካልኦት ጀተላግብ ምፍታን ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ። እንታይ ኮይኑ ክቃወም ፈቲኑ እቲ ንኽምለስ ዝገበሮ ኸ እንታይ ኢዩ? ሸፋፊንካ ዘይኮነ ብግቡእ ክግለጽ ይግባእ።ከም ትዕዝብተይ ግን ከምዚ ውርጹጽ መሲልካ ምቕራብን ብፖለቲካ ውሃ ዘበልካ መሲልካ ምውራብን ኣስተውዒለሉ ኣለኹ።
    ስለዚ ኣወሊኖ ሕቶታትካ ኣይተፍኩስ ብግቡእ ክሕተት ኣለዎ።
    Thank you

  • @rabelberaki3327
    @rabelberaki3327 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዋዉ ዋዉ ዋዉ 👏👏👏👏👏ብጣአሚ ጽቡቅ ትምህርቲን ንቅሐትን ኩብራት አሕዋተይ አንቃአ ኤርትራዊት ኮንኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 9 ቢሄራት ዘለዋ 2 ሀይማኖት ዘሀዋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @BBIINNIIAAMM
    @BBIINNIIAAMM 6 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓንቀውታ ክንጽበያ ውዒልና

  • @samuelbiede6574
    @samuelbiede6574 6 วันที่ผ่านมา +2

    Merhab deki arey

  • @user-ur5tc4gb8h
    @user-ur5tc4gb8h 4 วันที่ผ่านมา

    ኣወል ጂግና ቢጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሓቂ ነቲዓ ቦሎኽ ኢላ ወጺኣ፡ ህዝባዊ ግምባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን። ዚብል ገዲፍካስ "ደለይቲ ፍትሒ" ኢና አዳበልካ ኣንጻር ፍትሒ ምቅላስ ከ አንታይ ኣምጸኦ።ንገረለይ በጃኻ ጽቡቕ ገርካ ነናሻዕ ደጋጊምካ ገለ ተተሰቆሮም ።🎉❤

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 5 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ወዲ ባሻይ

  • @Josephsol55
    @Josephsol55 6 วันที่ผ่านมา +3

    እቲ microphone ካብ ክሳዱ ኣትሕትዎ

  • @wegahtatsegay9907
    @wegahtatsegay9907 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤welcome back 🇪🇷 🙏 Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓💓👌👌👌

  • @FiliAlem-yb1su
    @FiliAlem-yb1su 6 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ልብኻ ዝትንክፍ መደብ አኢዩ እወሊኖ። ብትኽክል ቃል ተተግብር ኣለኻ❤።አታ ናትና ኩላ ገፊጥና ከነምጻ ኢና።ወዲ ኣድጊ ሽዕ ዓዱ ይኽኮር።
    ዓወት ንሓፋሽ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስዋትና ።

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา

      😂 23 Klte mot nshabiyan hasbatan nmqxal knmexx ena

  • @gw4841
    @gw4841 5 วันที่ผ่านมา +2

    እወ ብሐቂ መሳጢ ተሞክሮ ስቀሰመሉ ወዲ ባሻይ አርአያ በሐቂ ኮንካ አለካ እቶም አማውትና ምሳና ክኑ እናበሉ ጌካመልእክቲ አበኪሎም ዝዘመሩ ሕጂ ግርም ተቃሊሖም መንእሰይ ገና ተማሃሩ ከብ ወዲ ባሻይ ። ብዕድሜካ አትጳወት እወ አነ ኤርትራዊ እየ በል ተምጶ ለውጢ የለን ዕሱብ አትኩን ❤

  • @yonasgebre1726
    @yonasgebre1726 6 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi Bashay hero of heroes.

  • @LidiaTeame-bx3nh
    @LidiaTeame-bx3nh 6 วันที่ผ่านมา +2

    Deqi Eritrea 🇪🇷 tseda
    enqae terakebikum ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯♥️♥️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @hailaimichael964
    @hailaimichael964 5 วันที่ผ่านมา

    Thank you very much for both of you

  • @dweldeab
    @dweldeab 5 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን አወል ወዲ ኤረይ ጅግና ነቲ ከይተሓለልካ ትገብሮ ጎስጋስን ኣስተምህሮን ብጣዕሚ ኢየ ዝድንቐካ ተባረኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @genettesfay1731
    @genettesfay1731 6 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi bashay anbesa❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-fl2tj3vv9m
    @user-fl2tj3vv9m 6 วันที่ผ่านมา +7

    ወዲ ባሻይ ጅግና ሓዉና ኣወል ጅግና ሓዉና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 4 วันที่ผ่านมา

      Odi gerat mes tegaru kewage n Eritera sele zewrde deyu jegna kkkkkk

  • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
    @AfeworkiGebremariam-vv9bv 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዉይይይ ሰብ ግን ኩሉ ግዜ ኣተሓሳስብኡ ፀቢብ ክኸዉን ከሎ ብከባቢ ይሓስብ፡፡ዓለም ናይ ኹልና መንበሪት እያ፡፡ንሰብ ኩሉ ዓለም ዓዱ እዩ፡፡ፈጣሪ ከም ዘሎ ትፈልጥ ተኮይንካሲ ምስ ዝኮነ ንምንባር ሰብ ምኳን ጥራሕ እኹል ነይ፡፡ፖለቲካ፡ትምክሕቲ ግን ነዊሕ መንገዲ ኣየጓዕዝን፡፡ናይ ፖለቲካ ጨወታ ኩሉ ጊዜ ኣብ ጥፍኣትን ዕንክሊልን

  • @kaprino
    @kaprino 6 วันที่ผ่านมา

    ዋው ወዲ ባሻይ ጽቡቅ ጌሩ ኣምቢብዎም ን ደምበ ዕንክሊል። ኣነስ ብካ ክሳብ ሕጂ ምስኦም ጸኒሑ ሞ ካብዚ ንላዕሊ ዛንታ ሒዙልና ምመጸ ኢለ ሓሲበ።

  • @habtukiros8717
    @habtukiros8717 6 วันที่ผ่านมา +2

    Awel jigna 🇪🇷💪🏿

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 6 วันที่ผ่านมา +5

    ክክክክክክክ ድራማ ህግደፍ
    ኣርማ ድኽነት
    33 ዓመት ዕንወት ፣ ብዘይ ሕጊ ማእሰርቲ ፣ ደም ዝኸፈለ ህዝቢ ማይ ስኢኑ ልቺ የለን ፣ ባይቶ የለን ፣ መሰል ምሕታት የለን ፣ ወርቂ ብሻ ሓታቲ የብሉን፣ ሕክምና የለን ፣ ኣብ ዓለም ዝበዝሐ ህዝባ ስደተኛ ኤርትራ ኢያ
    ስለዚ ሃገር ኣብ ድራማ ፣ ኣብ ደረፊ ፣ ኣብ ማስ መድያ ኢያ ዘላ ኣብ ባይታ ግን የላን ኣሰር ውን ኣይገደፈትን R.I.P

    • @ermiasdebesay6202
      @ermiasdebesay6202 6 วันที่ผ่านมา +2

      Werkie amber kuanti yeblan wedza komal sahsah

    • @xaka5505
      @xaka5505 6 วันที่ผ่านมา +1

      ኣልማዝ እኮ ክብላና ጀሚረን ስቅ በል ጥራይ 💙💙💙💪

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 3 วันที่ผ่านมา

      ​@@xaka5505 WXAE ATA GUHAF RESAH WEDI TEREF MEREF DERGI WEDI WOLDEGEBA MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE SUQ ELIKA ZTEKOBLIKA AKOMSE AB SDETKA KONKA ABTA ZELEKAYA KTBELIY EKA DENQORO ERITREA 🇪🇷 NAY ERITRAWYAN 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 4 ::

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 3 วันที่ผ่านมา +1

      WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI TEREF MEREF DERGI WEDI WOLDEGEBA MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE SUQ ELIKA ZTEKOBLIKA AKOMSE AB SDETKA KONKA DENQORO ERITREA 🇪🇷 NAY ERITRAWYAN 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 EYA 4 ::

    • @BahlbiGirmay-op2ue
      @BahlbiGirmay-op2ue 3 วันที่ผ่านมา +1

      algis wedi arayi kuenti nay adika adi kuenti adi emni dika tinegirena zeleka wedi kilil 1.5 million ayatatika ab maekel adom ena ginbarom fah abilinayom wedi kilul wahid😂

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 3 วันที่ผ่านมา

    አወል ጅግና ቀጽልዎ ዓቢ ትምሕርቲ እዩ ንመንእሰይና ወዲ ባሻ ይ ድማ ቆራጽ ተንታኒ መምሕር መንእሰይ ኢለካ ኣለኹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @simontekle5779
    @simontekle5779 4 วันที่ผ่านมา

    Wow! Wedi Bashay amazing explanation.

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u 5 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ መሕትት ቁሩብ ድምጺ ንድሕርሕጂ ምጥንቃቅ እምበር ነቶም መልመጽቲ እኹል መልሲዩ አወሊኖ ያሆ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @awate8695
    @awate8695 4 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ሰራሕ ኣወሊኖ

  • @amanuelgebre2285
    @amanuelgebre2285 6 วันที่ผ่านมา +2

    Dgemuna bejakum awelino and wedi bashay ❤❤❤❤❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 6 วันที่ผ่านมา +2

    WEDI BASHI you made the best decision in your life to leave these looser behind and thank you for Awel too .God bless 🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷

  • @xzibit1346
    @xzibit1346 4 วันที่ผ่านมา

    Selamn awetn n hzbi Eritrea. Amlak selamu yewrdelna. Hagerna dema tibelxig. Nkulu menesey dema libona yhabena. Lewti ab weshti adeka eu zimexie, n xelaie hagerka yehlifka hibka zmexie lewti ayneberen aykhlun eu. Awet nehafash, Eritrea tibexiggg. Thanks awelino kibri nhagerna...

  • @user-se7vt2nm4n
    @user-se7vt2nm4n 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣወል ኣንበሳ ጅግና ኣኩረካና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @yonaskahsu238
    @yonaskahsu238 6 วันที่ผ่านมา

    Wawwwwwww absolutely Excellent Explanation super Amezing ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @muntasirsalih1623
    @muntasirsalih1623 4 วันที่ผ่านมา

    good job awle thanks ❤❤