#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • Copyright protected!
    Support us financially
    Zelle/cash app-571-622-8891
    donorbox.org/s...
    gofund.me/6229...
    #Zaramedia #Ethiopia #Eritrea #Reyotnews #EBC #Walta #Ethiopian Movies #Amhara #Tigray #Oromo

ความคิดเห็น • 474

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  24 วันที่ผ่านมา +12

    Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0

    • @AsdfghZxcv-jl8vk
      @AsdfghZxcv-jl8vk 17 วันที่ผ่านมา

      ለኽባጥ ናጋ ከሕፍረካ እዩ እቶም ህዝቢ ዘጥፍኡ ጌጋ ዘይበልካስ ሰላም ዘምፅኡ ተገዛኢ ባርያ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 24 วันที่ผ่านมา +16

    ❤ጀነራል ምግበይ ሓቂ ዘርእካ ይብዛሕ ጀግና አቦና ❤

  • @user-hg6gr1mq6i
    @user-hg6gr1mq6i 24 วันที่ผ่านมา +10

    ዋይ ጉድ!!! ዓፍራ ምርጋፅ..
    .የቐንየልና መምህር ኣብርሃን
    ደ/ር በርነባስን ግን የቐንየልና!! ብዓብዩ ኸዓ ስታሊን ተባረኽ!!!

  • @HamelmalKahsay
    @HamelmalKahsay 24 วันที่ผ่านมา +23

    ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ይኩን

  • @AmanuelWeldeslassie
    @AmanuelWeldeslassie 24 วันที่ผ่านมา +8

    ሚድያታትን ኩልና ተጋሩን ካብ ኣድልዎ ወፂእና ፥ እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ውጥጥ ናብ ፀጋ ተዝንቕይሮ ይሐይሽ።
    ዋላኳ እቲ ውጥጥ ኣብክልቲኦም ዘሎ ውጥረትን መሰከፊ እንተኾነ፤ እቲ ተርእዮ ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ምክያዱ ፅቡቕ ምዕባለ እዩ ኢለ የኣምን። እንተምንታይ 'ሲ ፥ ሳላ እቲ ዕቱብ ዝኾነ ሰራዊት ትግራይ ህዝባዊ ኮይኑ ስለዝተወደበ እንሆ ነዚ ክንርኢ በቒዕና። የቐንየልና መራሕትን ሰራዊትን ትግራይን❤❤❤

  • @kidudest7893
    @kidudest7893 24 วันที่ผ่านมา +10

    Happy 2nd year anniversary ZARA NEDIA NETWORK.

  • @freybare5825
    @freybare5825 24 วันที่ผ่านมา +13

    I will be standing up with TPLF❤

  • @dawitabraham7318
    @dawitabraham7318 24 วันที่ผ่านมา +8

    Congratulations zara media and Stalin with your family. ❤😂

  • @TsegaTsegaGerezihar
    @TsegaTsegaGerezihar 24 วันที่ผ่านมา +9

    Egzabiher amlak selam yewrdelna amen

  • @user-eq5mb3nu3q
    @user-eq5mb3nu3q 24 วันที่ผ่านมา +22

    ጌታቸው ትግራይ ንምፍራስን ንምፅናትን ምስ ኣብይ ኣሕመድ ሸሪኹ ከምዘሎ ብብዙሕ ነገራት ከብ ዝዕዘቦ ፀኒሐ እየ ።ስታሊን ከምልማድካ ፍሉይ ቓልስኻ ዘቐፅል ርእሲ ኢኻ ሒዝካ ዘለኻሞ በርትዕ ሓውና

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 24 วันที่ผ่านมา +6

    ❤ህዝቢ ትግራይ ዝተአማመን ብደቁ ንህዝቡ ብሓድነት እንበር ብወፃእ ሓይሊ ዝተአማመን አይኮነን የሕዝን ጌቺ❤

    • @teamebeyene-vc9eh
      @teamebeyene-vc9eh 23 วันที่ผ่านมา +2

      ሓያል ህዝቢ ትግራይ ምቅባል ስለዝኣበዮ እበር ጌታቸው ናይ ኣብይ ልኡኽ ሙዃኑ ገናእንዳሃለወ ኣግህዱ እዩ።

    • @teamebeyene-vc9eh
      @teamebeyene-vc9eh 23 วันที่ผ่านมา +1

      ጌታቸ ዝኽተሎምን ዝዛረቦም ዘሎ ቃላት ታዓዘብ ህዝቢ ትግራይ!!

    • @TuryKeder-sz5gj
      @TuryKeder-sz5gj 23 วันที่ผ่านมา

      ንህዚቢ ትግራይ አይበለን ናበይ ናብ ህዝቢ ፅግዕ ነቶም ሰተይቲ ደም ጉጅለ እዮ ዝበለ

  • @HaftomGgiorgis
    @HaftomGgiorgis 24 วันที่ผ่านมา +7

    መቀለም ጭምር ኣብ ትሕቲ ፌደራል ክኾን ፈሪምና
    ኣንፃር ፌደራል ምስዝተሰለፉ ሓይልታት መድሕን ኣሚኖም እዮም ናብ ጉባኤ ኣትዮም
    ነህወሓት እንተደጊፍኩም ጦርነት ክህሉ እዩ እናበለ ንህዝብና ከም ህፃን ሕንጉጓይ ክበልዐካ እዩ እናበለ የፈራርሕ
    ብጣዕሚ የሕምም የጉሂ ብዝኾነ መድሃኔኣለም ንገባርኩፉእ ዲና ኣይሃቦ
    መንእሰይ ትግራይ እናሰሓቀ ገንዘብ ህዝብን መንግስትን ሹሻይ ኣክቲቪስት ይበልዖ ኣሎ
    ህዝቢ ግን ኣብ ጭቃ ተደርብዩ ዝበልዖ ሲኢኑ ኣብ ኢድ ደናቁር ዓሊቡ

  • @Nureaney
    @Nureaney 24 วันที่ผ่านมา +5

    ,ክቡር ሓወ እስታልን ከመይ ዓይነት ጉድ እዩ ናብ ልቦም ይምለሶም ያረብ

  • @tekleafewerk-eh9fm
    @tekleafewerk-eh9fm 24 วันที่ผ่านมา +8

    ስታሊን ወዲ ህዝቢ በርትዕ

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 24 วันที่ผ่านมา +13

    Thank you Stalin for being impartial and stand for the truth. Keep up the good job !!!👍👍👍👍

  • @noahmueze4130
    @noahmueze4130 24 วันที่ผ่านมา +5

    መፅዩ መብራህርሂ ክህበሉ ኣለዎ ዙ ከሓዲ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 24 วันที่ผ่านมา +18

    ❤ጌታቸው ሸጡና እዩ ናይ ወፃእ ሓይሊ ተአማሚኖም ኢሉ ክዛረብ በቃ ንህዝቢ ትግራይ ኪሒዱዋ እዩ❤

    • @OzilAersnal-l3z
      @OzilAersnal-l3z 24 วันที่ผ่านมา

      Fakiw😂😂😂😂

    • @noahmueze4130
      @noahmueze4130 24 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@OzilAersnal-l3zደንቆሮ ጌታቸው መሃይም እዩ ተጣሒኑ እውን መራሒ ክትኮን ኣይትክእልን ዝበሎ ሓቂ እዩ ን ኣብዪ ኣሚነካ ፈራዕ ፈራዕ ተበለ ብክልቲኡ እዩ ተባሊዑ

    • @mossest.giorgis9589
      @mossest.giorgis9589 24 วันที่ผ่านมา +2

      Selfish Getachew. He works only for Abey & Power. Crazy

  • @fissehatsion-theFriendkykidane
    @fissehatsion-theFriendkykidane 23 วันที่ผ่านมา +2

    Always, i am proud of you ! for you are living for the True.God be with you and your family and all our Tigray people. Keep up.

  • @yeshigebremeskel-vt8ul
    @yeshigebremeskel-vt8ul 24 วันที่ผ่านมา +3

    You are love by all people of Tigray, because they believe you are a good media personality. Please stay that way, Tigray needs an independent media.

  • @nebiue99
    @nebiue99 18 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን፣
    ከምዚ ወሪድካ ኽሪአካ ብጣዕሚ የሓዝን፣ ሕዝባዊ ወገንነትካ ብጣዕሚ ረሲዕኻዮ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 24 วันที่ผ่านมา +4

    ንጌታቸው ዘድግፈ እዩ ዘበዝሕ ምክንያቱ አብ ምድረ ዘሎ ሓቂ ካልእ እዩ

  • @berhanegetachew9114
    @berhanegetachew9114 24 วันที่ผ่านมา +3

    ንህዝቢ ትግራይ ድሕነት ውዳበ ሓዱሽ ወለዶ የድሊ

  • @SamsonGerezgiher
    @SamsonGerezgiher 24 วันที่ผ่านมา +2

    እስታሊን ብጣዕሚ ጠንካራ ምዃንካ እየ ዝፈልጥ ንህዝብኻ ከምትኸውን ይኣምን ግን ውልቃዊ ከይትኸውን ይፈርሕ

  • @dlegess7450
    @dlegess7450 24 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ብሓቂ ትትንትን ስለምንታይ ሚስጢር or ንትግራይ ዝጎድእ መስሓቅ ካሎት ይገብሮ ዝዛረቦ ክፈልጦ ኣለዎ

  • @GideyMamut
    @GideyMamut 23 วันที่ผ่านมา +1

    እስታሊን ጅግና ትግራዋይ ባዓል ሕሊና ዝብላዕ ትንታኔ❤❤❤

  • @bereketwoldesmon7509
    @bereketwoldesmon7509 24 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ my hero

  • @mossest.giorgis9589
    @mossest.giorgis9589 24 วันที่ผ่านมา +3

    PEACE & LOVE TO ERITREA-TIGRAY PEOPLE

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 23 วันที่ผ่านมา

      Kkkkk ጃንዳ አድዋ መረብ ከይዳ ጎይታይ ኢሳያስ አብ ናቅፍ ዝፈረምክዋ ቃል ጠሊመ ኤ ኢሳያስ ምሕረት ካ ይኹን ድዩ ክብሎ ሒዙ ኢራኢሮ ድዩም ክአትው ክሬኤ እዩ ጃንዳ አድዋ ጠሊሜ ኤ ሕጂ ኢሱ ብጀካኻ አይኾንን አራት ኪሎ ምልሰና ዝባን አድዋ አምናአረጋዊ ኢሳያስ ይሰምኣ ድዩ??

  • @TsegayTlahun
    @TsegayTlahun 24 วันที่ผ่านมา +4

    ሰታሊን ሓወይ ከይብረካን የድንቀካን እየ ግን ኣብ ዝሓለፈ 2ተ ዓመት ሙሉእ ናይ ግ.ም.ት ጎደሎታት እናረአካ ሸለል ትብል ኔርካ ሕጂ ግን የናሰሐካ ኣሎ አነውን ብውሽተጠይ ይሓምየካ ኔረ እየ ንምንታይ ነገራት እናረኣየ ሽለል ይብል ኣሎ ዝብል ኔሩኒ ግን ግምት በልጺጉ እዩ ብዓንተውኡ ጀሚሩ።

  • @HisheTesfay
    @HisheTesfay 3 วันที่ผ่านมา

    በዓልካ ገሊፅካዮ 'ምበር በሓቂ እቲ ሕጂ በፅሖምዎ ዘለዉ ምትህልላክ ምቀነሰ ነይሩ።ሕጅ,ዉን አብቲ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት በጣዕሚ ህዝቢ ይዳናገር ሰለ ዘሎ ከትሰርሐሉ ተሰፋ ንገብር።

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 23 วันที่ผ่านมา

    እስታሌመይ ንፈትወኻን ነኽብረካን ምግበይ ጅግና ኣቦ ሓቂ ተባዕ❤❤❤❤❤ጌታቸው በቃ ኾነ ኢሉ ህዝቢ ትግራይ ከባልዐና ዝሰርሕ ዘሎ ንሱ ካብ ዝምረፅ እዩ እውን ራያ ፀላኢኻ ህዝቢ ትግራይ ዝብሉ ኣለው ብዙሓት ደቂ ራያ እሞ ከዓ ትግርኛ እንዳተዛረቡ የሕዝን ኣብዚ ወዲቅና ረዳኢ ሓለፎም እውን ዳርጉኡ እዩ ስልጣኖም ሒዞም ከለው ህዝቦም ኣኪ ቦም ከይመርሑ የባሉዑና ዘለው ብፍላይ ደቂ ራያ😮

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 24 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቕ ሓሳብ ኮይኑ ግን , ስለ ሕጊ ንዛረብ እንተሃሊና ስለምንታይ dr debresion ተመሊሱ ይድይብ። Be fair we don’t need their differences, but you have to speak that to.
    With respect Stalin hawey

  • @Archfs
    @Archfs 24 วันที่ผ่านมา +2

    Great Observation!

  • @lemlemasmelash2764
    @lemlemasmelash2764 23 วันที่ผ่านมา +9

    I am so sad Getachow reda he gave happiness to his enemies yesterday they were hunting him to kill him today he became their servant I could not believe this I feel so bad for Tigray people God be with Tigray people 🙏

  • @user-ly5zv7nk6g
    @user-ly5zv7nk6g 19 วันที่ผ่านมา

    እሰታሊን ሚዛናዊ ኩን ፀገም ዘሎ ኣብ ግዚኣዊ መንግሰቲ ጥራሕ ኣይኮነን ዋና ፀገም ዘሎ ኣብ ሓደ ዓሌት እዩ ዘሎ

  • @MeruLibanose
    @MeruLibanose 22 วันที่ผ่านมา

    Nice programmmm haweye respect u always stay strong

  • @t.b4065
    @t.b4065 17 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ለባም ሰብ ኢካ፡ቀፅሎ ንፉዕ

  • @KasaBerhe
    @KasaBerhe 23 วันที่ผ่านมา

    ነበረልና ሓቀኛ ተቃለሳይ መደብካ ብጣዕሚ ሳሓባይ ኦዪ

  • @goly9965
    @goly9965 18 วันที่ผ่านมา

    አነውን ተጠያቒ እየ ኩላትናክንጥየቕ አለና እዩ ጌታቸው ዝብሎ

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q 24 วันที่ผ่านมา +4

    አብ ዓዲና ሲ ሐደ ዓሻ ቆልዓ ነሩ ወለዱ ገዛ ሐሉ ኢሎም አብ ገዛ ገዲፎሞ ናብ ሕርሻ ወፋሮም ዳሐር እቲ ቆልዓ ካብ አብ ገዛ ዝነበሩ አናህብ መዓር ክበልዕ ክብል ንህቢ ገዘኦም ነክሰሞ ወየ ቆልዓ ጌታቸው ኢዩ ሽሙ ነናህብ ሕነ ክፈዲ ነዛ አግዶ ገዛ ምስ አናህባ ሐዊ አንዲድዋ ዝብላዕ የለ ገዛ የለ ንህቢ የለ ምሕደሪ የለ ምስኮነ ወይለይ ወለደይ ክቀትሉኒ ኢዮም ኢሉ ነቲ ቤተሰብ አጥፍኡ አብ ዲኽነት የእትዩ ጠፍኡ ኮብልሉ ይብለኩም ሕጂ ዲማ ምስ ሱሱዕ አይትደረር ፀምካ ከይትሐድር ምስ ዓሻ አይትምከር ሚስጥርካ ከይወጽእ ምስ ከልቢ አይትተሐባእ ውሕ ውሕ እል ፅልኢት ከይጽውዓልካ ኢለሞ ለባማት አቦታት ሕጂ ዲማ ትግራይ ሰብ አለዋ ማህፀን አዴታት ትግራይ ወለድቲ ጀጋኑ ኢየን ጂግና ትግራይ አበይ አሎኻ ለባም ኢትዮጵያ ዘማሐደርካ ትግራይ አብይ አሎኻ ትግራይ ብአጥፍእኻ ጥፋእ እንዳጠፈኤት ከተማታት ትግራይ ዕድ ሸፋቱ ኮይነን ሙሁር ትግራይ አበይ አሎኻ ተጋዳላይ ትግራይ አበይ አሎኻ መራሕቲ ሀይማኖት ትግራይ አበይ አሎኹም እዚኹሉ መስዋእቲ ብመኸተ ዘይተሳዓርኩም ሲ ብተላአአኽቲን ዑሱባትን ክትሰዓሩ ጣልቃ እተው ሐብርኩም ብሕጊ ዓቡይ ጉባኤ ፀዉዕኩም ብዲሞክራሲን ብአብዛሐ ዲምጺ ጉባኤተኛ ተስረዑ ብዝተረፈ ብወረዳን ዓድን ዘሕፍር ውርደት ኢዩ እታ ንአፍሪካ ዲሞክራሲ ዚማሃሩ ትግራይ ክም ሽንት ገመል ንድሕሪት ዋእዋእዋእ ዓገብ አለኹ በል ትግራዋይ ዓዲኻ ክዝመት ዓይኒኻ አይትታዓመት ሐቀኛ ተቃለስቲ ይስዕሩ

  • @WeldemariamKahsay
    @WeldemariamKahsay 17 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ስልክኻ ስለዘይብለይ እምበር ደዊለ መዘራረብኩኻ

  • @LjalemAdane
    @LjalemAdane 23 วันที่ผ่านมา

    ዛራ ሚድያ ናይ ህዝቢ ትግራይ መድሕን እዩ

  • @goly9965
    @goly9965 18 วันที่ผ่านมา

    ልምዓት ጉጅለ ዘበላ ካድረ ኢልካየን::

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 17 วันที่ผ่านมา

    Selam. ❤❤❤❤

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 22 วันที่ผ่านมา

    ካብ ሓደ ላዕለዋይ መራሒ ከምዚ ዝበለ ዝወረደ ዘረባ ምስማዕ የሕፍር እዩ !!

  • @goly9965
    @goly9965 18 วันที่ผ่านมา

    ገፅ ኸ ኻድረ አይትበል ካድረ በል

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    ጠላምጠላም ሰብ እከሐዲ ከሐዲ ጉደኛ ንምንታይ ኪህደት

  • @JemalJemal-l7s
    @JemalJemal-l7s 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤yes estalin jegna ajeka

  • @goly9965
    @goly9965 18 วันที่ผ่านมา

    ብምሞት ምትኽኻእ ክግበር አይኾነን ቅድሚ ብመስዋእቲ ኸም እዞም እተስውኡ ምሕላፉ ይአኽለኒ ኢልካ እቲ ቑንቋን ዝበልኦ ሓንጎልካ ከይጠለመካ ንዞም ሓደሽቲ ወለዶ ምትካእ ግዚኡ ዝጠልቦ አገዳሲ ጉዳይ እዩ::

  • @amiraajeily5140
    @amiraajeily5140 22 วันที่ผ่านมา

    Edmen Teenan Yihabka ❤❤❤

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 22 วันที่ผ่านมา

    ብሓፂሩ ረዳኢ ሓለፎም ከምቲ ዝተፀበናዮ ዘይኮነስ ዝተሳዕረን ዝደኸመን ሓሳብ ዘለዎ ኮይኑ ረኺብናዮ ኣለና ።

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ክንደ ሚልዮን ዶላር $ እዩ ተከፊልዎ ጌታቸው አነ አይአምንም ብሓቂ ጌታቸው ድዩ ብሕልመይ ድዩ ?❤

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 24 วันที่ผ่านมา +2

    Can you please invite Getachew in your program?

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq 23 วันที่ผ่านมา

      ድሕሪ ፕሪቶሪያ ጌታቸው መግለፂ እምበር ሕቶን መልስን ኣይፈቱን።

  • @milliontareke6728
    @milliontareke6728 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ nice one bro 🎉

  • @Mulu_alene
    @Mulu_alene 23 วันที่ผ่านมา

    The difference is not ideology. The difference is fear of accountability emanating from corruption.

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 17 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ዛግራ ጋህፋፍ ኣማንኤል ሓሰና

  • @twf5344
    @twf5344 23 วันที่ผ่านมา

    ስታልን፡ ንሕና ትግራይ ብምኽንያት ኣብ ውሽጢ ሕወሓት ዝተፈጥረ ፍልልይ ኣብ ዓብይ ጸገም ከምዘላ ንርኢ ኣሎና። ግን እነ ደብረጽዮን፣ ኣለም፣ ሞንጆርኖ፣ ምንጪ ጸገም ከምዘይኮኑ ብኸመይ ክተረድአና ትኽእል?

  • @user-lp1iw5oi3v
    @user-lp1iw5oi3v 23 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም አካይዳ ዩ ናበይ ድዮም ዝኸዱ እታ ትግራይ ክሕምስዋ ከጥፍእዋ ዝደኽሙ ብላሻት መህፈሮ !

  • @realistikk64
    @realistikk64 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ረዳ ንህዝብ ትግራይ ንኣብይ ኣህመድ ሸይጥዎ እዩ😢

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi6166 24 วันที่ผ่านมา +9

    ስታሊን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣርእስቲ ኢኻ ሒዝካ መጽእካ ዘለኻ ጌታቸው ዝዛረቦ ኣይፈልጥን ኢዩ ጌቸ ጌቸ ጌቸ እንተተባህለ ዓቢዱ ሕገደንቢ ናይ ፓርቱ ዘይሕሉ ዝገርም ውድቀት ኣካይዳ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ

    • @gaydigets7061
      @gaydigets7061 24 วันที่ผ่านมา +1

      ጌታቸው እዩ ትክክል

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 24 วันที่ผ่านมา

      Getachew is absolutely right

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 24 วันที่ผ่านมา

      @@solomonteshagerethiopian6483 absolutely right 7 half

  • @lemlemhaftey3167
    @lemlemhaftey3167 16 วันที่ผ่านมา

    እስታሌም እረ በዛከ ነገረልይ ነዚ ለሕሚ ዕዲ ከዪጥፈአና

  • @abrahamhadgu3687
    @abrahamhadgu3687 24 วันที่ผ่านมา +12

    ኣይይ ኣይጥዕመልካን።

  • @SamuelGebrehiwot-u1j
    @SamuelGebrehiwot-u1j 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሕወሓት ትትሓደስ እምበር አይትጠፍእን

  • @user-wz5du7xk5d
    @user-wz5du7xk5d 23 วันที่ผ่านมา

    ዘሕመሙዋእኮ ንሪኦምአለና ፈሊናምርአይ የድሊ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 24 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ዓድዋ ድዩ ዓድካ ነዘም በላዕቲ ስብ 30አመት ናይ ትግራይ ድም ዘስተዩ ትደግፍ ዘለካ ሕልሚ እያ

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 24 วันที่ผ่านมา

    Thank you 🙏

  • @KflomGs
    @KflomGs 19 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ርካሽ ሽሽሽ

  • @teamebeyene-vc9eh
    @teamebeyene-vc9eh 23 วันที่ผ่านมา

    እስታልን ንህዝቢ ትግራይ ከይሓሰበ ዝድሕን መርሕነት ይህሉዶ እልካ ትሓስብ?

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv 24 วันที่ผ่านมา

    ❤ብዘይ ጥይት ህዝቢ ትግራይ ይጭርሶ አሎ ብዘይ ድምፂ ጥይት ዓሕ ዋይ አነ❤

  • @hamerenoah4008
    @hamerenoah4008 23 วันที่ผ่านมา

    "ዝኣመንዎ ናይ ደገ ሓይሊ ኣለዎም" ዝብል ድኣ እዚ ኹሉ ናይ ጽንተት ኩናት ክካየድ እንከሎ ብናይ ደገ ሓይሊ ተደግፉ ድዩ ዝዋጋእ ኔሩ???

  • @immanueldesta7349
    @immanueldesta7349 19 วันที่ผ่านมา

    እዚ ፡ ኩነታት ፡ ቐሊል ፡ አይመሰልን ፡ ብጣዐሚ ፡ ዘፍርሕ ፡ እዩ ፡ ካደረታት ፡ እንድርታ ፡ ምሰ ፡ መሸረፈት ፡ ኮይኖም ፡ ከጥፍኡና ፡ ዝተዳለው ፡ ይመሰል ፡

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ጢያቂ እዩ እናማ እንታይ ጉበሩ እዩም ዚብሉና??????????

  • @gtsadikantadesse
    @gtsadikantadesse 24 วันที่ผ่านมา +4

    ስታሊን ብዓል ሙጡቅ ኣእምሮ ጀግና በርትዕ ቀፅለሉ።

  • @teklayaregawi9731
    @teklayaregawi9731 23 วันที่ผ่านมา +1

    ብመንግስቲ ትግራይ ዝተፈቐደሎም ኣክቲቭስታት ንሓደ ከባቢ ህዝቢ ፅልኢ ብምጉስጓስ ናይ ጀኖሳይድ ፍረጃ ይግበር ኣሎ እዚ ኣደብ ክሕዙ ኣለዎም ብሕጊ እውን ክሕተቱ ይግባእ !!

  • @MamoHaile-jg5ct
    @MamoHaile-jg5ct 23 วันที่ผ่านมา

    ገቾ ካስተውዕ አለዎ ከዓ ክቅንቀቅ አለዎድማ ዋ!

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    ዪቢቱኒና አለዉከምኒ ረዳኢ ሐለፋም እና ደቂ ራያ ጊፊአዊ አነጋግራ አገብ ጺሊኢት አብ ትግራዊይ አገብ ተጋሩ

  • @hailegebreizgi8187
    @hailegebreizgi8187 23 วันที่ผ่านมา

    ፂግዕተኛ ማለት እንታይ እዩ
    ሕዋሕት ናይ አሌት አይኮነትን

  • @shxbcgfhv-sq8nw
    @shxbcgfhv-sq8nw 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @user-tt5fu6mn5b
    @user-tt5fu6mn5b 24 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ኩሎም ተሰፈርቲ ክዘምቱልካ እዮም ግን እትዛረቦ ዘለካ ግን ሓቂ ዩ ።

  • @HanibalIsayas
    @HanibalIsayas 23 วันที่ผ่านมา

    Well done zara media

  • @Mulu_alene
    @Mulu_alene 23 วันที่ผ่านมา

    Migbey missed the corruption part which complicates everything.

  • @henytraveltigray3041
    @henytraveltigray3041 23 วันที่ผ่านมา

    Getachew's party is PP affiliated & one man party.

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    ወራዳ እተህፊር ሰብ ጉደኛ

  • @negasihaile5860
    @negasihaile5860 24 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ንሓደ ሓደ ሰብ ተዘይኮይኑ ኣነ ብግለይ ኣብ 2014 ዓ/ም እየ ናይ ህወሓት ጭፍን ደጋፊ ምኳኑ ዝፈለጥኩ ንሳውን መድሂን ዝገበረቶ ናይ ኪዳነ ኣመነ ቃለመጠይቅ ምስተዓፈነት ኪዳነ ምዝራብ ይጅምር ድሕሪኡ ስታሊን ንታ ቃለመጠይቅ ናይ ምፅልእላእ ሓደ ሙሉእ ፕሮግራም ሰሪሑላ ክሳብ ኪዳነ ናብ በረካ ዝወፀ ብብልፅግና ከይተሓዝ እዩ ዝብል ሓደገኛ ሓተታ ገይሩ ሕጂ ከዓ ስለ ናይ ህወሓት ሕገ ደምቢ ይዛረብ ኣሎ ናይ ዶ/ር ደብረፅዮን ካብ ሓላፍነቱ ድሕሪ ምውራዱ ብሽምግልና ናብ ዝነበሮ ክምለስ ምግባሩ ከም ጥሕሰት እኳ ንክዛረብ ኣይደፈረን ዋና ንዓኡ ዘገድሶ እታ ናይ ጉጅለ ኣደመ ናብ ስልጣን ክምለስ ቀትርን ለይትን ይግዕር ኣሎ ብወገነይ ኣብ TMH ኮይኑ ዝገበሮ ኣስተዋፅኣ ልዑል ምስጋና ኣለኒ።

  • @kibreymawcha
    @kibreymawcha 24 วันที่ผ่านมา +1

    to day is weekend no work

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 23 วันที่ผ่านมา

    Politics is name and shame do not use both-ism

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ቢሐቂ ትግራይሐሚማ ቢትክክል አይምሮካ ዘጪንቅ አነጋግራ 😭😭😭😭😭😭😭

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    መህፈሪ ናይ ጌታቸው አነጋግራ ኩሉ ሚሲጢሪ ናይ ትግራይ ነገር እናዘሪገፈ ንደገ ብከመይ ናይመን አዲ ዲና መሲሐቂ ጸላኢቲ ምንም ሚሲጢር ምቁጣብ የለን

  • @አሮናይ
    @አሮናይ 17 วันที่ผ่านมา

    አብ ራያ ይኩን አብ እንደርታ አብ ተምቤን ይኩን አብ ካልኦት ከባብታት ትግራይ ብ ደቂ ስብሓት ልተሰርሕ ግፍዕን ክሕደትን ስርቅን ተቆፂሩ አይዉዳእን ህዉሓት ብለይ ጉጅለ ስብሓት ከሊእ ትግራዋይ ናብ መሪሕነት ክመፅእ አይክእልን ምክንያቱም ህዉሓት መሕብኢ ሰረቅቲ ሰተይቲ ደም ኮይና ብአኩም ህዝቢ አሳቂኩም ሓደ እግርኹም ባፅዕ ሓደ እግርኹም ሸዋ ደቃሉን ትግራይ ገዚእኩማ ደቂ ስብሓት ድሕር ሐዚ ግን የለን አኺሉ እዩ

  • @user-jn5pu2ob8w
    @user-jn5pu2ob8w 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛

  • @user-hj5mt4bd6l
    @user-hj5mt4bd6l 19 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ብልሑ ኣብ ዘረባ እምበር :ኣብ ምሕደራን ተኣማንነትን ትርጉም ዘይቡሉ ሸያጢ መስዋኣትን መጉዳኣትን ደቂ ህዝቢ እዩ:: ተምሳሎት ኣብዪ እዩ ኩሉ ከስተውዕለሉ ኣለዎ;;

  • @HailesilassieZerihun
    @HailesilassieZerihun 23 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ ሰብሰባ ዘይረከበሉ ምሰጥር ብዙህ ሰለ ዝሰቲ እዩ ንትግራይ ህዝቢ ሀለወት ዘይግደሰ ብምኻኑ እዩ

  • @alwayskeepthefaith8272
    @alwayskeepthefaith8272 24 วันที่ผ่านมา +1

    I admire Getachew's contribution during the 2 year long war. But, now he has started gaslighting, a huge mistake that probably will cost Tigray huge.

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይማ ናይ ፕረፈሰር ኪንደያ ተንከል እዯአብ አድዉ ዘለ አማሐዳሪ ምስ ኪንደያ እተናኸሉ እዩም መሂዘኒ

  • @Mulu_alene
    @Mulu_alene 23 วันที่ผ่านมา +1

    Note that Gtachew is relative to Zadig Abraha. They do not have problem in changing their stand.😅

  • @samcity7267
    @samcity7267 23 วันที่ผ่านมา

    ብራቮ እሰታሊን

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 23 วันที่ผ่านมา

    ተልአኺ በልዶ ልእኽተኸ አፍስስ ካብ ገታቸው ውረድ ጎጠኛ ትግራይ ናይ አርባዕተ አይኮነትን ሓሻዊ

  • @Josi560
    @Josi560 24 วันที่ผ่านมา +6

    ጌታቸው ረዳ ራሱ ላይ ፈንጂውን አፈንድቶታል። ምንም ቢሆን የራሱ ወንድሞች ይሻሉት ነበር ከብልፅግና ጄኖሳይደሮች። አብይ ለለማ ለገዱ ለአምባቸውም አልሆነም

    • @user-vs2ww6vr7m
      @user-vs2ww6vr7m 24 วันที่ผ่านมา +1

      ማነኝ አልክ😂

    • @berhanea3798
      @berhanea3798 24 วันที่ผ่านมา +2

      You’re absolutely right! Getachew Reda as a senior TPLF member should have known that fact about the sinister plan by Abiye Ahmed!

    • @Hope-l4m
      @Hope-l4m 24 วันที่ผ่านมา

      @@user-vs2ww6vr7m መማንም ቢ ሀን እይታውን ነው የ ተናገረው። ለምን ገረመህ?

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 24 วันที่ผ่านมา +1

    I can see a lot of band paid by PP on the comment page and try discourage Staline

  • @byyh6988
    @byyh6988 17 วันที่ผ่านมา

    ኣንፈት የብሉ ናበይ ከምዝኸይድ ዘይፈልጥ እንታይ ኣሎ ብቅድሚኡ ዘይርኢ ዝገብሮን ዝዛሮቦን ዘይፈልጥ እንታይ ዓላሙኡ ዘይንፅር ምስመን ነይሩ ናበይ ከደልዩ ምስመን ይመክሩ ዘይፈልጡ ቦሎቲከኛታት መፅዮምና እንታይ ገበረ ዙህዝቢ ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 23 วันที่ผ่านมา

    እና በደኤ ዚዛረብ ረዳኢ ሐለፋም እዩ ባእሉ ጌታቸው ረዳ አለዉ ሲህተት????????