ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ዝሓረረ እንታይ ረኸቦ ታሪኽ ዘይነገረ!!!# New Eritrean Video 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ዝሓረረ እንታይ ረኸቦ ታሪኽ ዘይነገረ!!!
• Video
• "ኣብ ኣስማራ ማራቶን 2023 ቅድሚ...
• ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዕልል ክብል ...
• ህ/ግ ኣይኮነንዶ ንውጉእ ንስዉእ እ...
• ትወልድ’ያ ኢሉ ዝሓስብ ኣይነበረን ...
• Video
• ካብ ዘይተበርበረ ታሪኽና ንመጀመርያ...
• ዕላል ምስ ኣባዲት ኣብ እንዳ ሓዘን...
• ኣብ’ዚ እንሄ ዘደንቕ ዕላል !! ኣ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV
ኣርካናትና ደቂ ጎቦታት ሳሕል ክብርን ሞጎስን
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!!
ንሰማእታትና!!!
ንዓኹም ዓወት ንሓፋሽ!!!
🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷✊🇪🇷
መን ኢሞ ❤ ከማኹም❤ ,ጀጋኑ ❤
ብራቮ ጽቡቅ መደብ ዩ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ህዝባዊ ግንባር ይኣክል ትም ምባል ጽቡቅ ገርኩም ኣስምዕዎም ነዞም ካሕዳማት ጎሮቤት❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋደልቲ ወይን ናዓኹም ከድሕኑ ኢሎም ኣብ በረኻታት ሳሕልን ናቕፋን ዝተረፉ ኣይትረስዕ።
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: 🇪🇷⭐🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🇪🇷🕯️🇪🇷
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን የብኩ ከማኹም ንብሕጂ ዝደገም የለን ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ዓወት ነሓፋሽ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ተጋዳላይ ጸጋይ ክዳነ ጅግና ወድ ኤረይይይ💪🏽💪🏽✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾💕💕💕💕
ሰላም! ንጋዘጠኛነ ንተራኺ ውዕሎን ምስጋናና ነቅርብ።
ኣርካናት ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን❤🇪🇷❤️🇪🇷 ታሪኽና ከምዚ ጌርኩም ንገሩና ዘሐብን ታሪኽ ከለና።ብደቃሉን ዕሱባት ተጋሩን ታሪኽና ይስረቅ ኣሎ።
የቐንየልና ክቡራት ሓርበኛታት ኣያታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Our Eritrean Heroes and our martyrs' history is our pride and our unique identity!!✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
ዮኒ ሓውና እንኳዕ ድሓን መጻካ ታሪክ ሃገርናን ናይ ጅጋኑ አቦታትናን ከምዝኦም ዝአመሰሉ ጀጋኑ እንዳ አምጻካ ታሪክ አምህረና
ሰራሕቲ ቕያ ጀጋኑና ♥️♥️♥️
Bring more history of Shabiya, because there are a lot of young Eritrean that they don't know still about their history. Thanks for your time
Awet N'hafash ✊🏼 🇪🇷
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብሪ ንዝሓለፈን ህሉውን ተ,ጋ ህዝባዊ ግንባር።
🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷👍🏽💪
WELCOME ERITREAN HERO OUR HISTORY IS EVERYTHING 🇪🇷💯✅️✅️✅️✅️
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ዘይ ድገሙ ጀጋኑ ሃገርና ኢግዛቢሀር ነቶም ብሂወት ዘለኹም ጥዕና ነቶም ስውኣና ካኣ መንግስተሰማይ ይሃቦም🙏🙏🙏🇪🇷💚❤👍🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ጀጋኑ ብጾት ኣጸቢቁም ድኣ ኣቃልዕወም እዞም ነውራማት ❤❤❤❤❤❤
ጀግና ወዲ ዞም ጀጋኑ መግለጺ ሲኢነልካ ግን ነምላክ ይጸሊ
ዕደመን ጥዕናን ሰላምን ምስ ሰደራካ
Thanks for sharing us our history and long live Hgdf 🇪🇷🇪🇷🦁🦁🇪🇷🇪🇷
ጸጋይ ጽቡቅ ኣላካ ቅድሚያ 10 ዓመት እየ ዝፈልጠካ ኣይኣርግካን
ኣምላክ ዕድመን ጥእናን ይሓብካ።
ዮኒ ጂግና ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ' ከምዚ ጌርካ ደኣ ምስ ጀጋኑናን ቂያታቶምን ደኣ ኣላልየና ፡ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
Selam deki Eriy heye diae ziwuaele yiger yeqenelìna tegadalayi kubu aebo ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
You are a hero 👏 great job 👏👍
OMG, b,Afena hasot dia seb terebishu u neyru. Enkai jeganu gudaykum wediukum nezi kitzentwu bekiakumm ❤❤❤. Bitiami ye tedenike
Aytatena geganu thanks edmen tenan yhabkum zebankum Egzabher yemesgen
Welcome deqi Erey shkorinatat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 xbuq medeb Eriwood ❤❤ ❤ share share deqi Erey kabzi ziabi tarik yelen 🎉🎉
ወያነ ሓምሊ ልሕቲት ዘይ ትማሃር ፍጥረት ዕድመ ይሃብኹም ጅጋኑና ዮኒ ንዓኻ ውን ዕድመ ይሃብካ ❤🌹🇪🇷👍🏼👍🏼
🇪🇷🐪🦁⛪️❤️🕌❤️
ጥልመት!
ጉሒላ ወያነ ናይዞም ጀጋኑ ተጋደልቲ ደቂ ሳሕለ ብጾቱ ተሳትፎ ክክሕድ ምፍታኑ፡ ማዕረ ክንደይ ብክቱር ስስዐ ስልጣንን ሃብትን ዓዊሩ፡ ፍጹም ተባላሽዩ ምንባሩ ጥራይ ኢዩ ዘመልክት ይሕዋት!
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ❤ ንኣርካናትን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ እዞም ጠላማት ሕጂ ይፍደይዋ አለዉ ። ለኪሞምና ግን ንዓና ብሰንኮም ክንደይ ደም ፈሲሱ ። ህዝባዊ ግንባር መስተንክር ሰሪሑን ፈጺሙን ጀጋኑና ❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹
Amelache zemenkum yebarke deqi hagery neskum berkat ikum
ናፊቅናካ ነይርና ,ብሐቂ ተምጽኦ መደባት መሀርን ገላጽን እዩ,ገለ አሎካ አብቲ ሀንደበትካ እድመን ጥእናን ይሀብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Proud Eritrean 💪🏾
Welcome keep it up Deqi🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ብሰላም ምጹ
Proud Eritrea 🇪🇷 ❤
ጽቡቕ መደብ thank you for your service hero 🇪🇷❤️
Nice to see you back mate. ❤❤❤
Selam kuburat yehwat ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ዮናስ ሓወና እንቓዕ ብደሓን መጻእካ ብጣዕሚ ጽብቕ መደብ ቐጽሎ👍🇪🇷🇪🇷❤️
Thanks
መርሓባ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ጽቡቕ መደብ እዩ ዮኒ ሓውና ክኣ እንቋዕ ብድሓን መጻእኻ ጽቡቕ ምጅማር❤🇪🇷🙏
Welcome back Yonas Thank you 🙏
Thanks ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This is our history. Thank you.
ወዲ ሓወቦይ ተጋ, ጸጋይ ኪዳነ ምስግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ!
Thank you jeganu neberulna
Thank you both of you
ዋውውው መን ከምሻዕብያ የቀኒልና አቦና ዛታኩም ሰለ ዝነገርኩሙና ነመስግን ሰራሕቲ ታሪክ መሊኡ ዝፊስስ እዝውን ታሪክና እዮ ቀጽልው እዋይ መሊሊት ሓሳድ ብዳ ታሪክ ዘይብላ
🎉 thanks yonas and tegadalay tsegay ❤
Lomi neti wge zfelt zweale jigna slezexaeka thank you.
Both of are in an excellent direction❤❤❤❤❤❤❤❤.
እወ ጅግና ጎብለል ወዲ ኤሬ እወ ስአላኮም ካበ ባርነት አውጲእኩም ብርሃን ንረግጵ አለና ብሐቂ ንበርልና ብጰጋ ብሐቂ ቅያ ገና ብጭልልፋ እዮ ዝንገር ዘሎ ምጵና አለና ታሪክ ቅያ በሉና ብሂወት ከለኩም አክስብና ክንቀሰም ናይ ጀጋኑና ዝዋዐለ ይንገረና አለኩ በሉታሪክ አትዕቆፍዋ ንገራና ❤❤❤🇪🇷🐅🇪🇷🐅👏👍🌹❤️🇪🇷🐅👏🐅🐅🐅🇪🇷
Arekanatete❤sabia jeganubeluzatekabe❤
Ahlemekahnatetena
Kiberinizehleme❤🎉
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🌹🌹✊✊
WOW ! THANK YOU!
❤🇪🇷❤
Temesgen Amlak ❤ jeganu abotat sle zhabkana.God Bless Eritrea.
ERiwood Xbuq srah❤❤❤
Jeganu Shabia you are always amazing, wonderful people thanks for sharing ur experience. Please speak your experience our heroes
ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝምጠጥ ዓቕሊ መግለጺ የብሉን
Great program 👍 @!!
ዓጋመ ካሓዳማት አኽኽ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤🎉🎉🎉like like 👍
Jeganu abotat 🇪🇷💪
📙📘አብ ማይ ተመናይ እንዳቦይ ቐሺ ተወልደ ዝብሃሉ እተን ባዓልቲ ቤቶም ናይ ሓርበኝኘት ምስክር ዝተዋህባ አደ ታሪኽ ዘለወን አለዋኻ አብ ወኪ ዛግር ካብተን ሓርበኛ 📗✅♥❤🇪🇷
ትዕበ ንጉሰ ይባሃላ ❤ዝገርመካ ሓርበኛ አደይ ሂወት ካብቲ ዝበላኻ ተጋዳሊት ዉግእቲ መብራት ጋል ቐሺ ትብሃል ዝበላኻ ብሂወት አላ ናብ ኤሪትራ ክትመጽእ ኮላ ክሕብረካ ኢየ ። ባዓላ በአካል ዘዘንተወትለይ ኢዩ ካብ ዝላዓለ ክሳብ ዝተሓተ ሓለፍቲ ዝነበረት ካብ ግዜ ቦጦሎንታት ዝብልዎ ዝተሳተፈት ካብ ገጻ ክሳብ አካላታ ስንክልቲ ዉልዶም ናይዞም ገዛ ኢያ
መርሓባ ዮናሰ ኣብራሃም ኢንቓ ብዳሓን መጻካ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ን'ሰማኢታትና 💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪 ዓወት ን'ሓፋሽ 💪🏽🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷💗💗
welcome Yona mes edum gashka ❤❤❤🎉🎉
ጽቡቅ ስራሕ ዮኒ ውዕሎን ታሪኽን ጀጋኑ ወለድናን ኣያታትናን ኣብ ምብርባር ክትደፍኣሉ ንላቦ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌸🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌸🇪🇷❤❤🇪🇷❤🌸።
Kulusalasabia Nizehleme Niberena Vivasabia 🇪🇷🇪🇷✊✊✊🌹🌹🌹🌴🌹🌹🙏🙏❤️🌺⭐️🌲🌟🌳🌹🇪🇷🌴🙏🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማራ ጽቡቅ ክብሪ ንጀጋኑ ከምዚ ጌሮም የዉጽዎ ጅግንነቶም
ዕድመን ጥዕናን ወዲ ኪዱን ሐወይ
Tarik Eritrea gena aytebrbren awxeswo kemu gerkum thanks jignana
Eway Tsegay bruk❤❤❤❤
We love you 😍 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Merhaba ERi wood tv❤❤❤
ከምዚ ገርኩም ኣንቅሑ❤❤❤❤❤
Viva shabia
Edmen tenan yhabkum jeganuna ❤🇪🇷🇪🇷,ezom kahdamat tegaru,getsom tkewel,bka qedem athfe abilkumom hji keman selam mneberna nhna 🇪🇷🇪🇷❤❤,
Edl aygeberna rgumat gorobet rekibna
Tsegay tuem wedi dess zbl elal jignnet edimen tienan yhabkum❤
Merhaba Merhaba tsegish Azmarino wedi sembel abi Seb.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💝💝💝🙏🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ💎💎💎💎
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጸጌ ጅግና ብርጌድ 76 እህወደግ ተባሂሉ ይጽዋዕ ኔሩ ብርጌድ ወዲ መኬን ውዲ ሓሕፈሮምን ኣዘንትወሉ እስከ ጽቡቕ ጌርካ እዚ ጅግና ተጋዳላይ ኤርትራዊ ጅግና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amlak eritrea 🇪🇷 amlak sematatena amlak abotatena abhagtatena adetana hezbena mengstina serawetna yebark
Awet nii Haafash Kibriin megoosinn ni Seematatnaa Hizbinaa Serawitnaa Merhatii Serawitnaa and also ni Kiboour President Isayas Afewrkii and his whole family
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amharay bret aydirbin eu because mehelewi nebska sile zikone . Ezi guhaf Eritreawi eu bret derbu geday amexti zikewun ❤❤❤
እቲ ጅግንነት ሐየትን ቆራጽን እንተኾነ ድሕሪ ነጻነት ዝተገብረ ጌጋ አብኤርትራ ናይመናእሰይ አተሐሕዛ ናብደይተደለየ መንገዲ ፈጢሩ ከምሀገርውን አብታሪኽ ጥራይ ክነብር ተጌሩ ብሕጅውን ተደይተመዓራርዩ እዚዝመጽእ ወለዶ ነቲታሪኽውን ክፍንፍኖ እዩ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷💪🏿
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ንህዝባዊ ግንባር ደይፈልጥ ባሃም ጥራይ እዩ፡ንምንታይሲ እንዳፈለጦም ከሎ ከምደይፈለጦም ድሃልል ኣድጊ ጥራይ እዩ፡ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ
እንታይ እሞ ይዓብስ ጅግና ዘይተኽብር ሃገር እንዶ እሞ ሒዝና እንበር ጀጋኑ ክነግሱ እዮም ዝግብኦ ኢሰያስ ግን ተተጠቂሙ እንዳ ጉሓፎም እንታይ ይዓብስ ብዝኾነ ዮናስ ጽቡቅ መደብ ከምዚኦም ዓይነት ጀጋኑ ደሊኻ ኣምጽኣልና ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ኤርትራ ሙሉእ ፋሕ ኢሉ ነጋሪ ዘይብሉ ተበቲኑ እዩ እሞ ግድን ግድን ኣምጽኣልና ተገዲስካ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ኣያታትና ከማኩም ተኪእኩም ኢኹም 🙏🌹🇪🇷
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ባንዴራና ንፋስ ዘይኮነስ ዘንበልበላ ደምን ዓጽሚን ሰማእታትና እዩ።🇪🇷🐪☪️❤️✝️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
መርሐባ ዮናስ ድሀይካ አይትሐባእ ርሑስ አውድአመት ንዐካን ንምሉእ ሆዝቢ ኤርትራ አብውሽጥን አብደገን ✝️✝️💒💒💒🙏🇸🇪🇸🇪🌾🌺❤️❤️🥀🏆🌹😼🥀🏆🏆🌹🌷🇸🇪🌾🌾🌺👍👍🙏🇪🇷💒✝️